" ተምፀኦኦ የብልክንን ተባሂልና!"

Ойын-сауық

ንኣዲኡ ሓደን ብሕታውን ውላድ ዝነበረ ከያኒ ተጋዳላይ ነጋሲ ካብ ዝስዋእ ዓመታት ሓሊፉ። ብህይወት ኣብ ዝነበረሉ እዋን ንኽሰርሐሉ ገዛ ተኻርዩ ነይሩ። ምስተሰወአ ድማ ናይ ዓመታት ክራይ ገዛ ተፀብፂቡ ንክኸፍል ስውእ ከም ህልው ተኸሲሱ ኣሎ። እዚ ጥራሕ ኣይኮነን፤ ዝነበሮ ውሑድ ንብረት ንወላዲቱ ፀዊዓ ክርከባ ዝገበረት ጎረቤት ልዕሊ ክልተ ሚእቲ ሽሕ ንኽትከፍል ተኸሲሳ ኣብ ክርክር ትርከብ። ድኻ ወላዲቱ ድማ ይድግፈን ዝነበረ ሓደ ወደን ምስውኡ ከይኣክል ብጭንቀት እናነብዓ ፍትሒ ኣሎዶ ይብላ ኣለዋ። ንምዃኑ ስዉእ ይኽሰስ ዶ? ዘደምም ጉዳይ ኣብ ፕሎት ኣድምፁታ።

Пікірлер: 862

  • @nazretgebre9932
    @nazretgebre993217 күн бұрын

    እቲ ዕዳ ክንከፍሎ ኢና እታ ባዕልቲ ግዜ ግን አብ ፍርዲ ትቅረበልና ፍቲሂ ንስዋአትና 🙏🙏

  • @HIfti-H

    @HIfti-H

    16 күн бұрын

    አዘና ሳብስክራየብ ግበሩለየ

  • @lailamehari3800

    @lailamehari3800

    16 күн бұрын

    ናይ ኣሕዋትና ሂወት ብክልተ ሚኢቲ ሽሕ ቅርሺ ይምለስዶ? ንሱ ተሰዊኡ ሰብ ገዛ ቅርሺ ክሓቱ ንእሽተይዶኾን ንእግዚአብሔር ኣይፈርሑይ.

  • @abrahaleytewelde9290

    @abrahaleytewelde9290

    15 күн бұрын

    እዋይ ዓድና

  • @danielyigzaw5925

    @danielyigzaw5925

    15 күн бұрын

    ፍትሒ ነደ ስውእ ተጋዳላይ ብቁልጡፍ

  • @AlemTigray-pc8yv

    @AlemTigray-pc8yv

    15 күн бұрын

    ትክክል

  • @user-mw5ng1gd6r
    @user-mw5ng1gd6r15 күн бұрын

    ድምፂ ስድራ ስዋአት ይሰማዕ እዚ ማናጀር አቅርበልና ዕላማ ሱዋአትና ይተግበር ንፍትሒ እዮም ተሰዊኦም😭😭😭😭

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    14 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏😘

  • @naliru6096

    @naliru6096

    14 күн бұрын

    ንሕወሓት ከድሕኑ ከኒፎም እቶም ደቂ 80 ሕውሓት ዘድሓንዋ ግን ኣሜሪካ ኮይኖም መንእሰያት ንኸንቱ 1 000 000 ሃሊቖም ነየናይ ፍትሒ ? እዚ ኩሉ ተቓሊስኩም ኢትዮጵያውያን ንሙዃን ክክክክ ካብ መጀመርዩኡ ህልቂት ከይመጸ ሰላም ንግበር ተባሂልኩም ብብደዐ ተዛሪብኩም ጸጊብኩማ ኸኣ

  • @wegihutame542

    @wegihutame542

    7 күн бұрын

    @@naliru6096seqi bel hasawi Zey Neska Aytmesali Mes bali Neska dena Eritreawan Niqxer 30 Amet Bezay firdi zaseri Mengest eyou Zelna

  • @aregashyigzaw4860
    @aregashyigzaw486015 күн бұрын

    ብጣዕሚ ዘገርም ፕሮግራም እዩ ዝሓወይ ናይዛ ሰበይቲ እዚኣ ግን መወዳእታ ክተፍልጠና ንፅበ

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    14 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🎉❤

  • @hiwotkidanu7662
    @hiwotkidanu766217 күн бұрын

    ኣብ ትግራይ ዝግበር ዘሎ መሕዘኒ እዩ። ሹሻይ እቲ ገንዘብ ካብ accountኡ ከመይ ኢሉ ከምዝተመሓለፈ ነቲ bank manager ክተዛርቦ ንደሊ ሕጊ ይስፈን ።ንትርሓስ ከዓ ክብሪ ይግባኣ። ፅንዓት ንስድራ ስውኣት

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    14 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏😘

  • @hiwotkidanu7662

    @hiwotkidanu7662

    13 күн бұрын

    @@merhawitmuaz1619 I did

  • @SalamSalam-jz2je

    @SalamSalam-jz2je

    12 күн бұрын

    ​@@merhawitmuaz1619ሳብስክራይብ ትብላ ናብዙይ መፂኢክ ታይ ዓይነት ደደባት ኢክን ደናቁር

  • @TeweldeMahari
    @TeweldeMahari16 күн бұрын

    ሕጊ ተሎ እቲ ገዛ ካብ እዛ ባንዳ ከሓዲት መንጢሉ ንስድራ ስዉእ ተጋዳላይ ነጋሲ ክወሃበን ኣለዎ።

  • @user-dg2pu3mh1s

    @user-dg2pu3mh1s

    15 күн бұрын

    👌👌😢

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    14 күн бұрын

    ​@@user-dg2pu3mh1sሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏😘

  • @user-ce2jq4eb5i

    @user-ce2jq4eb5i

    14 күн бұрын

    እወ 🥲🥲🥲

  • @user-bp3br6ou3k

    @user-bp3br6ou3k

    14 күн бұрын

    ባሓቂ😢

  • @HyabTadese

    @HyabTadese

    14 күн бұрын

    Tikikil

  • @Hareg675
    @Hareg67517 күн бұрын

    ኣይይ ዛዓደይ ክንደይ ጉድ ተሸኪማ ሎሙስ ስውእ ይክሰስ😢😢😢 ኤህህ መድሃኒአለም ይፍርድኪ ንዝከስስኪ ኣደየ ፅንዓት ይሃብኪ😢🙏

  • @kflemariyamtewelde9942
    @kflemariyamtewelde994215 күн бұрын

    ተጸሚመ ብሓይሊ ክሰምዖ ጸኒሐ ብጣዕሚ የሕፊሩኒ በጃ ህዝቢ በረኻ ወጺኡ ዘይተመልሰስ ብገዛ ክራይ ተኸሰሱ ኢልካ ኣሎ ዘረባ ተካል ግዜ እዩ ክልተ ሞት 😢😢😢😢😢

  • @SalamSalam-of1rb
    @SalamSalam-of1rb17 күн бұрын

    እግዚአብሔርይፍረዳ

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    14 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤🎉

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti16 күн бұрын

    ኣቱም ሰባት እታ ካሳሲት ፈጣሪ ይክሰሳ ኤህ☝️ እሞ ካኣ ንኣዶ ጅግና ንሱ ሂወቱ ዘሕለፈላ ንዓዱ ንህዝቡ ታካሳሲት ሳሉኡ ብሂወት ተረፊ ፈጣሪ ይፍረዳ ኣጆኪ ኣዶዋይ ፈጣሪ ኣብ ጎንኪ እዩ እሞ ካኣ ስውእ ኣቤት ኣቤት ጭካነ😢😢😢

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    14 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏😘

  • @mekonenebeyene7836
    @mekonenebeyene783616 күн бұрын

    ፍትሒ ፍትሒ ንስድራ ስዋኣት

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    14 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏😘

  • @akberettsegay7712

    @akberettsegay7712

    14 күн бұрын

    ኣታ ታይ ኢክን ለመንቲ በዚሕክን ገፅክን ትርሓቅ ኣብ ሕማቅን​@@merhawitmuaz1619 ኣብ ፁቡቅን ዩቴባት ክትልምኒ😓

  • @nazretgebre9932
    @nazretgebre993217 күн бұрын

    ስድራ ስዎአት አይንህዝን ፍትሂ ንስድራ ስዋአት ንህዝቢ ትግራይ 🙏🙏

  • @semharkahsay1946

    @semharkahsay1946

    16 күн бұрын

    ፍትሒ ፍትሒ ኣይትበሉ ከምዞም ኣምሓሩ ፍትሒ ተትረክብ ናብዚ መጽያ ትዛረብ ኣላ።ግዳ ኣዋጺእና ንኽፈለላ ኣኸለ።

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    14 күн бұрын

    ​@@semharkahsay1946ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏😘

  • @HAILEKIROSKIDANU
    @HAILEKIROSKIDANU15 күн бұрын

    ነመስግነካ ክቡር ሓው ንስካውን ብዙሕ ፈተና ክበፅሐካ እዩ ጠንክር ሕድሪ ስውአት ከይተዕብር።

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    14 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏😘

  • @One-zq8eu

    @One-zq8eu

    9 күн бұрын

    Hegi enio diu 😢😢

  • @aronmelos6636
    @aronmelos663617 күн бұрын

    ምእንተ ኸዚ ብሂወት ዘለና አይኾነይ ድዩ ዝተሰዉኡ 😢😢😢

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    14 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏😘

  • @user-bp3br6ou3k
    @user-bp3br6ou3k14 күн бұрын

    ዓገብ ፍትሒ ንስድራ ስዋኣት ጀጋኑና😢😢 ኣጀኪ ማማየ እቱ ገንዘብ ባዓልትና ክንካፍሎ ኢና እቱገዛ ግን ናዓኣ ተመንጢላ ንስድራ ስዋኣት ክዋሃው ኣለዎ።

  • @Hareg675
    @Hareg67517 күн бұрын

    ግንሲ ታይ ይኾን ኣለና 😢እሞ እንኾ ወዳ ሲኢናስ ክሲ ኤእእ ውረድ እሞ ፍረድ🤲

  • @AtaklitiTsehayeAbay-qw2np
    @AtaklitiTsehayeAbay-qw2np17 күн бұрын

    ኣይ ፈጣሪ ጎዮም ዘይፀገቡ ንኡሳት ወዲቆም ነዚ ክንሪ ዲዩ ባዕልኻ ፍረድ ከሳሲት ናይ ኢዳ ትርከብ ወላዲት ፅንዓት ይሃብኪ

  • @Almi_Alm

    @Almi_Alm

    16 күн бұрын

    ደምሪኒ❤

  • @logassefa7554
    @logassefa755416 күн бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ትርሓስ ብዓልቲ ሕሊና ኢኺ

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    14 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🎉❤

  • @May-vt1jq
    @May-vt1jq17 күн бұрын

    እታ ከሳሲት ንህዝቢ ኢሉ ዝተሰወአአ ጅግና ትክስስ ዘላ ረሳሓ ሰበይቲ መቃብራ መስራሒ ይኩና ደንቆሮ እያ እዝኣን ከምዚኣን ዝበሉ ረሳሓት እዮም ህዝቢ ዘፅርፉ

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    14 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ 🙏

  • @arielasgedom3242

    @arielasgedom3242

    14 күн бұрын

    I agree with your comment

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd14 күн бұрын

    እህህ ሓረርና እባ 😭💔

  • @user-fo9vd3cf4n
    @user-fo9vd3cf4n17 күн бұрын

    😢😢😢😢😢ኣሕሕሕ ኣታ ፈጣሪ ታይ ዓይነት ግዜ በፃሕና ኣይይ😢😢😢

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    14 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🎉❤

  • @emanuelbrhane7045
    @emanuelbrhane704517 күн бұрын

    መሕፈራት

  • @user-wh2hl2vr6n
    @user-wh2hl2vr6n17 күн бұрын

    በስምኣም እግዝኣቢሄር ፍርዲ ይሃብ😢😢😢

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    14 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤🎉

  • @azmeraamen6989
    @azmeraamen698916 күн бұрын

    እግዚአብሔረ አምላክ ምስክን ይኩን ንዝሞት ሓውና ድማ መንግስት ስማያት ያውርሶ😢😢

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    14 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤🎉

  • @tesfalemtezare114
    @tesfalemtezare11417 күн бұрын

    ፅንዓት ይሃብክን ኣዶ 😢😢😢😢😢😢

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    14 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🎉❤

  • @MuseAraya
    @MuseAraya15 күн бұрын

    ሽሻይ ብጣዕሚ ፅቡቕ ኣካይዳ ትኽይድ ኣለኻ ቐፀለሉ ኣብ ጎድንኻ ኣለና ተኺኢልኻ ግን እታ ኸሳሲት ኣቕሪብኻ ሕተታ እሞ ኣሕናውን ዝከኣለና ክንገብር ኢና

  • @user-cn6ip2gp6d
    @user-cn6ip2gp6d17 күн бұрын

    ብስሩ ጌጋ እዩ እና እዛ ዝከሰሰቶ እኩል ፍርዲ ክወሃባ ኣለዋ ብዘይ ፍቃድ ወለድ ቅርሹ ትወስድ ንስውእ ትከስስ ሕጊ ኣጥቢቁ ክትሕዛ ኣለዋ ብስሩ ሸለል ከይብላ ቲትዋይ ኣዞኪ ናይ ድካምኪ ናይ ሓቅነትኪ እግዛቢሄር ክፈርደልኪ እዩ ኣዞኪ ዝሓፍተይ ንወላድትና ለ ፅንዓት ይሃበን😢😢😢

  • @abedaberhan
    @abedaberhan15 күн бұрын

    ወለከ😢😢ጉድ ከመይ ከመይ ዝበለ ነገረ እዬ ንዓዲ ንሃገረ ትግራይ አየ እኮ ተሰውእ 😭😭😭😭ሓድር ጀግኑና የክብር😢😢😢💔💔💔😭😭😭

  • @kidanutadele921
    @kidanutadele92117 күн бұрын

    ዋይ ዟምላክ ፍትሒ ጠፊኡ እምበር ኣብ ትግራይ

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    14 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏😘

  • @asdftyu4148
    @asdftyu414817 күн бұрын

    ዋይ ጉድኮ ክንሰምዕ ኢና ኣብዛ ጉደኛ ዓድና ምእንቲ ናዓኣቶም ሂወቱ ዝከፈለ ጅግናስ ይክሰስ እዝግዮ ባዕልካ ፍረድ

  • @Almi_Alm

    @Almi_Alm

    16 күн бұрын

    ደምሪኒ ምቅረተይ❤

  • @atbbzasCool-r6b
    @atbbzasCool-r6b3 күн бұрын

    ብጣዕሚ እዩ መሕዘኒ እታ ሰበይቲ ናይ ኢዳ ይሃባ ፈጣሪ ፍርዲ አብ ሰማይ እዪ። ወላዲት ፅንዓት የሃብኪ ትርሓስ እውን ክብሪ ይግብአኪ ሕድርኪ አይጠለምክን; ካብኡ ብዝዘለለ ግን ሽም ጅግና ተጋዳላይ ጉልባብ ጌርካ ልመና ግን ውስልትና እዩ ካብቶም 4ደቆም ዝተሰወእዎም ንስኪ ትሕሺ አብ መንገዲ ትራንስፖርት ቢሮ ኢኪ ትሰርሒ ካብተን ውላድ ዘይብለን ዝተረፋ ንስኪ ትሕሺ

  • @ariamemun9576
    @ariamemun957613 күн бұрын

    ሰላም ፀንዓት ይሃብኪ ክብርቲ : ኣዴና ንሓውና መንግስተ ሰማይ ይዋርሶ 😭😭😭🙏

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8y15 күн бұрын

    እግዝኦ ማሓረና ዋይይይ እኒአካ ግዜ ሎሙስ ንሙውት ይክሰስ😭😭😭😭😭

  • @user-fk6nz1iq2y
    @user-fk6nz1iq2y16 күн бұрын

    ሂወት ንዝከፈለስ እዚ ይፍደ ብጣዕሚ መሕዘኒ መሕፈሪ ምእንታካ ንዝተሰወአስ ይክሰስ ፅንዓት ይሃብኪ ኣደይ ፈትሒ ክሰፍን ሂወቶም ንዝሰኣኑ ፍትሒ ክስእኑ ኣይብሎምን ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @BihanHayelom-lz5fx
    @BihanHayelom-lz5fx49 минут бұрын

    ዋይ ሓረሪናኮ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @zefanhadara2486
    @zefanhadara248615 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @kidanzeweldemaryam6186
    @kidanzeweldemaryam618616 күн бұрын

    ብጣዕሚ ልገርም እዪሞ እዘን ኣዶ እቲ ጅግና ስውእ ግቡእ ፍርዲ ክረክባ አለወን እታ ከሳሲስት ግን ሰለ መን ክብል ዲዪ ክቡር ሂወቱ ሰዊኡ ሰለ ዓዱ ሰለ ህዝቡ ክብል አይኮነን ድዩ ሂወቱ ከፊሉ እታ ከሳሲት ክፍረዳ አለዎ ሕለና ዝበሃል ደለይ ዲዩ እሞ ሓደ ወደን እዋይ ጭካኔ አብየት አምላክ ፍረደ 😭😭😭

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    14 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ ❤🎉

  • @adugaltgray3831
    @adugaltgray383116 күн бұрын

    ንሳ ንክትነብር መስዋኢቲ ዝከፈለላ ስዉእ ክትከስስ አህ😢😢😢

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    14 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🎉❤❤

  • @user-uu6qt8gd1c
    @user-uu6qt8gd1c13 күн бұрын

    ይሐዘን😢😢

  • @sophiaali3933
    @sophiaali393317 күн бұрын

    እዋይ ኩፊእ ስማ ኣንታ ምሕረት የውርደልኹ ጎይታ ሰራዊት ኣንታ እስካዕ ኣበይ ኢኹም ወሪድኩም ኣቱም ሕዝቢ ሓየንታ ፍርሑ ነዞ ጎብለል ሕፃን ወሊዳ ምእንቲ ሃገር ዘሰወኣት ኣዶ ጅግና ኣክንዲ ደበሳስ ክሲ እዋይ ኣቱም ከሰስቲ ወሊድኩም ዶ ትኾኑ ኣይ ብሃቂ ነዙ ነውራም ተግባር ውዒልኽምዎ እንተ ኾይንኹም ዓገብ ዓገብ እዙ ጅግና በጃ ሕዝቡ ዝተሰወአ ናቱ ክትበልዑ እዙይ ኹሉ ክፈልጦ ኣለዎ ነውራም ተግባር ስለ ዝኾነ ኣደ ስውእ ፅንዓት ይሃብኪ

  • @Tekle-ho3cw

    @Tekle-ho3cw

    15 күн бұрын

    😢eti nay bank halaf Kab srah tesegugu gubue sgumti kwehabo alewo

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    14 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🎉❤

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    14 күн бұрын

    ​@@Tekle-ho3cwሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤🎉

  • @mulugerie8011
    @mulugerie801117 күн бұрын

    😭😭😭😭☝️☝️

  • @user-xr5bj8sf8k

    @user-xr5bj8sf8k

    15 күн бұрын

    😢😢😢😢😢ኣይይ ግዘ

  • @firdos4354
    @firdos435415 күн бұрын

    እዚ እዩ ውዕለቱ ንእንኮ ሂወቱ ንህዝቡን ንዓዱን ዘወፈየ ስውእ 😢😢

  • @asmerethagos8417
    @asmerethagos841717 күн бұрын

    ኣቤት ኣቤት ኣንታ ፈጣሪ አንታይ ዝበለ ጭኮነ አዩ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @MuhammadNoor-et9vr
    @MuhammadNoor-et9vr11 күн бұрын

    ፍትሕ

  • @selamgoytom-dj4mb
    @selamgoytom-dj4mb13 күн бұрын

    እህህህህህህህ ወይ ሰብ አቤት ጭካነ ታይ ዓይነት ሕልና እዩ ዘለዋ ታኸሳሲት💔😢😭 ልመን ኢሎም እዮም ተሰዊኦም ኣሕዋትና

  • @user-nu9zc1hp5j
    @user-nu9zc1hp5j17 күн бұрын

    እሖ😢😢😢😢

  • @TeweldeMahari
    @TeweldeMahari16 күн бұрын

    እዚ ክፉእ ንህዝብና መርገምን ጥፍኣትን ዝኾነ ሽፍታ ስርዓት ሕወሓት ካብ ዝባን ተጋሩ ከይወረደ ህዝብና ሰላምን ፍትሕን ክረክብ ፈፂሙ ኣይከኣልን።

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    14 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏😘

  • @user-ww5ur9il7l
    @user-ww5ur9il7l15 күн бұрын

    ለካ ትግራይ ብዙሓት ዳንኤል ክብረት እዮም ዘለውዋ። መሕዘኒ

  • @arielasgedom3242

    @arielasgedom3242

    14 күн бұрын

    Emanke

  • @user-fh9lb3wx9w
    @user-fh9lb3wx9w11 күн бұрын

    ኣሕሕሕሕሕሕሕሕሕ ኣሕሕሕሕሕሕሕሕ ኣሕ እልካስ ዘይወፅእ መስዋእቲ ኣሕዋተይ

  • @محمدمحمد-غ2ض
    @محمدمحمد-غ2ض13 күн бұрын

    እፍፍፍ ዋይ ህዝበይ ዘይረኽቦ ዘይለ 😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @habenatsbha1833
    @habenatsbha18333 күн бұрын

    ብጣዕሚ የሕዝን እቲ ማናጀርን እታ ሰበይትን ብሕጊ ክሕተቱልና ኣለዎም

  • @user-le8mk5sb1r
    @user-le8mk5sb1r8 күн бұрын

    ዓፅሚ ስውእ ጅግና ነጋሲ ዕሾኽ ኮይኑ እናወግኣ ክነብርዩ ነዛ ኸሳሲት

  • @SalamSALAM-rt7iv
    @SalamSALAM-rt7iv10 күн бұрын

    ብጣዕም መሕዘኒ😭😭😭

  • @mommommommom9907
    @mommommommom990713 күн бұрын

    ብጣዐዕሚ የሕዝን እዙ ገንዘብ ንክፈሎ ተጋሩዋኒ እዛ ስብ ክኣ ናብ ሕጊ ትቅረብ ንዓ ክብል ተስዊኡስ ክንድዚ ጭካነ ረሳሕ ዝኮነነት ስብ 😢

  • @user-dg2pu3mh1s
    @user-dg2pu3mh1s15 күн бұрын

    እተን ዝወሰድክየን ቅርሺ መተስከሪኪ ይግበሮ መድሃናኣለም 👆😢😢😢😢

  • @TGgf-vr1ly

    @TGgf-vr1ly

    14 күн бұрын

    አሜን ይግበሮ🥺🥺🥺

  • @TsadiFikrrr
    @TsadiFikrrr13 күн бұрын

    ኣይይይይይይይይይይይይይ ፈጣሪ ☝️☝️☝️☝️😢😢😢😢😢😢

  • @samigereziher
    @samigereziher14 күн бұрын

    ፍትሒ ፍትሒ ንስድራ ስዉእ

  • @dadgfflsft1553
    @dadgfflsft155310 күн бұрын

    ብጣዕሚ ዘገርም😭😭😭😭😭☝️

  • @EyobYoni-ld5po
    @EyobYoni-ld5po16 күн бұрын

    ብጣዕሜ እዬ ለሕዝን ክልተ ሞት ሞይቱ 💔💔😭😭😭😭😭😭😭

  • @hiwotberane1375
    @hiwotberane137517 күн бұрын

    ፍትሒ ንስድራ ስውአት

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    14 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏😘😍

  • @DawitWeldeab-fo4qz
    @DawitWeldeab-fo4qz7 күн бұрын

    ብጣዓሚ ዘስደምም ዩ።

  • @Hagaz-lj3dm
    @Hagaz-lj3dm10 күн бұрын

    ኣደይ ፅንዓት ይሃብኪ ብጣዕሚ የሕዝን

  • @GooklGookl-cf3dw
    @GooklGookl-cf3dw12 күн бұрын

    ፍትሒ ንተጋደልቲ

  • @Samu-dt4pg
    @Samu-dt4pg17 күн бұрын

    😢😢😢😢😢

  • @user-cn6ip2gp6d
    @user-cn6ip2gp6d17 күн бұрын

    ብጣዕሚ የሕዝን መንግስቲ ዘይብላ ኮይና ዓደይ ተበላሽያ ዝተሰውኡ ኣሕዋትና ብላሽ ኮይኑ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ኣሕሕሕ መንግስት ግን ታይ ይገብርሎ ንስድራ ስውኣት ነፃ ዘይብሃሉ😢😢😢😢😢

  • @freweynigslassie2039

    @freweynigslassie2039

    16 күн бұрын

    ኽላእ ሀለውለው ምስ መንግስቲ ታይ የጋኒዮ እዚ ናግለ ሰባት ኽርኽር መሰልዩ መንግስቲ ታይኽገብር ነይሩዎ ???

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    14 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏😘😍

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    14 күн бұрын

    ​@@freweynigslassie2039ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🎉❤

  • @yoditteklemaryam7925
    @yoditteklemaryam792517 күн бұрын

    ዋይ ዘይንስሞዕ የብልናን እኳ 💔💔💔💔💔

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    14 күн бұрын

    ሳብስክራይ በልለይ ማዓረይ🎉❤❤

  • @ethiopiawitabraha330
    @ethiopiawitabraha33016 күн бұрын

    😢😢😢ብጣኢሚ የህዝን እንታይ ኮይና ኢና ተጋሩ ከምዚ ጨኪና እንታ ይብል እቲ መንግስቲኸ ፍትሂ አብ ትግራይ ጠፊኡ ስዋአት እዚድዩ ዋጎኦም ብጣሚ ነህዝን😢😢😢😢

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    14 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🎉❤

  • @zeyenebahmed1494
    @zeyenebahmed149416 күн бұрын

    Yasazenal

  • @sarahfoufa9908
    @sarahfoufa990817 күн бұрын

    ምእንተ መን ድዮም ተሰዊኦም😢😢😢😢 እዋይ ሓተይይ

  • @mhregerezghier3869

    @mhregerezghier3869

    16 күн бұрын

    ምእንቲ ሓለፍቲ ሕዋሓት እዮም ሞይቶም

  • @romanatsimu9460

    @romanatsimu9460

    16 күн бұрын

    ኪድ ዓፋሪ ምእቲ ህዝበም እዮም ሓሊፎም ሕዋሓት ተዝኸዉን ሰራዊት ትግራይ ምስተቖፃፀረ ኣሕዋትና ኣይመደፈረን ጨንዉቲ​@@mhregerezghier3869

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    14 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤🎉

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    14 күн бұрын

    ​@@mhregerezghier3869ሳብሰክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤🎉

  • @zaharazahara502
    @zaharazahara50216 күн бұрын

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ኣይይይይይ ሓወይይይ😢

  • @astergebre9935
    @astergebre993516 күн бұрын

    Oh my god on Good

  • @HMA354
    @HMA3546 күн бұрын

    እግዚኦ ማሓረና ክርሰቶስ

  • @castech2127
    @castech212716 күн бұрын

    የቀንየልና ሽሽይ

  • @user-jp1im9qb3i
    @user-jp1im9qb3i17 күн бұрын

    እት ማይን መብራህትን ከ ኣበይ ኮይኑ እዩ ተጠቅሚዎ ዓድ ተበላሽዩ ብሓደ ክልተ ሰብ😢😢😢😢

  • @SeniNaytdf-bf1cw

    @SeniNaytdf-bf1cw

    16 күн бұрын

    😓

  • @rozar227

    @rozar227

    15 күн бұрын

    😢😢😢😢😢ብሓቂ ሞስውኣቲ ክንድዚ ጭካነ ሰብ ሩጉም 😢😢😢😢

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    14 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🎉❤

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    14 күн бұрын

    ​@@SeniNaytdf-bf1cwሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🎉❤

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    14 күн бұрын

    ​@@rozar227ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🎉❤

  • @MuhammadNoor-et9vr
    @MuhammadNoor-et9vr11 күн бұрын

    ኣሕ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @samigereziher
    @samigereziher14 күн бұрын

    ኣሕ ኣሕ

  • @user-tf1xd2om4e
    @user-tf1xd2om4e15 күн бұрын

    ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel850215 күн бұрын

    It's very painful so Peace and Reast .

  • @Tsfayhaylu
    @Tsfayhaylu6 күн бұрын

    ዝምልከቶ አካል ንሐቂ ይሐግዝ

  • @user-gw8re6jq2s
    @user-gw8re6jq2s16 күн бұрын

    አታ ፈጣሪ ክንደይ ጓሓፍ እዩ ታአክብዋ ዛትግራይ ህይዉት ንዝሃበስ እዙይ ይፍደይ የሕዝን😢😢😢😢😢😢

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    14 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🎉❤❤

  • @user-sq9ve2eh3d
    @user-sq9ve2eh3d16 күн бұрын

    ፈጣሪቦይ ከብዘይ ኣድሕነኒ ፅንዓት ይሃብኪ ወላዲት እረ ሕጊጠፊኡ ዓዲ ተባለሽያ እረ ዘምሰባት ሕጊ ይቅረቡ ወይ ህዝቢ ትሮክቦ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    14 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🎉❤

  • @bbhftvhdyih7331
    @bbhftvhdyih733115 күн бұрын

    ዋይይይይ😢😢😢😢😢😢😢

  • @letayletay
    @letayletay16 күн бұрын

    እግዜዮ ማሓረና ክርስቶስ 💔😭💔😭💔😭💔

  • @alganeshzinab5040
    @alganeshzinab504017 күн бұрын

    😢😢😢😢😢😢

  • @user-iy1sl6me4f
    @user-iy1sl6me4f17 күн бұрын

    መሕፈርቲ

  • @LetushGeremariam
    @LetushGeremariam17 күн бұрын

    😢😢😢😢😢😢😢😢🙏🙏🙏🙏🙏

  • @JssjHaosh
    @JssjHaosh8 күн бұрын

    Selamdo Slamnay Gn Sdra teGadalay Kkses Kkewun Zey blu Ayu TnAat yhabki mamaye maAarey

  • @MaharatMariam
    @MaharatMariam16 күн бұрын

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @KhanKhan-ys9yk
    @KhanKhan-ys9yk12 күн бұрын

    ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ባዕልካ ፍረድ😢😢😢

  • @zenigalhaylat3984
    @zenigalhaylat39848 күн бұрын

    እዝግዮ 😢😢😢

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha681116 күн бұрын

    Btaemi yehzn😢

  • @user-kd9eb3bj9e
    @user-kd9eb3bj9e17 күн бұрын

    😭😭😭😭😭

  • @genetkebede3379
    @genetkebede337913 күн бұрын

    Betam betam betam. Yasaziynal

  • @trhasberhe1818
    @trhasberhe181814 күн бұрын

    Eway god 😢😢😢

  • @Mesisliver
    @Mesisliver16 күн бұрын

    ከምዚዖም ዝበሉ ፍትሒ ዘበላሺዉ ሰባት ትግራይ ኽትጉሕፎም አለዋ ሐደራ በጃኹም

  • @wson4901
    @wson490115 күн бұрын

    ኪብር ንሢዋአትና❤❤ጀጋን

  • @user-pe1qr1bp8c
    @user-pe1qr1bp8c16 күн бұрын

    ሕጊ ኣልቦ ነዚ ድዩ ዛኩላ መስዋእቲ 😭🖤🖤ስውእ ይክሰስ ዋይ ጉድ ስማዕ 🖤🖤🖤😭😭

  • @Succ.981
    @Succ.98117 күн бұрын

    ኦ እግዛኣብሄር ይፍረዳ....zktsel akrbelna....eka

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    14 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🎉❤❤❤

  • @Succ.981

    @Succ.981

    10 күн бұрын

    @@merhawitmuaz1619 say what

  • @keseteguesh5488
    @keseteguesh548816 күн бұрын

    ትግራዋይ ከምኡ እዩ ጨካንን ፍትሒ ዘይፈልጥ እንዳ ሃለወ ንፍትሒ ኢና ንቃለስ ኢሉ ዝጭፍር ጨፋሪ መንነት እዩ

  • @ezbhamenn2050
    @ezbhamenn205016 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hhgggg5041
    @hhgggg504115 күн бұрын

    😭😭😭ዋይ ትግራይ

Келесі