ንሞት ብመስዋእቲ ምስዓር ! ዘስደምም ዛንታ ተጋዳሊት ሳምራዊት ካብ ኣንደበታ Gz habesha media subscribe Now

ተጋዳሊት ሳምሪ ሕክምና የድልያ ኣሎ ተዳሃይዋ
00312231959-33- Anbesa bank
Samrawit aregawi

Пікірлер: 592

  • @user-qy2pw4qn7h
    @user-qy2pw4qn7h20 күн бұрын

    ሳምሪ ጅግናናናናናናናና !!!!! ጅግና ምቫል ፍፁምምምምምም እኹልኪ ኣይኮነን !!!!!!!!! ዛንታኺ 53 ደቂቃን 59 ሰከንድን ሙሉእ ኣፈይ ሓቲመ ተኸታቲለዮ እየ። ንምእማኑ ዘፀግም እዩ !!!! ናይ ባሓቂ ዕድለኛ !!!!! ኡፍፍፍፍፍፍፍ !!!!!

  • @gzedhabesha

    @gzedhabesha

    20 күн бұрын

    Respect

  • @user-wn2bh3hc5x
    @user-wn2bh3hc5xАй бұрын

    ኣነ ብዛ ጅግና ህፃን ዋዕሮ ዘሕለፈቶ መከራ እሞ ክትገልፆ ተላ ዘለዋ ጥንካረ ብጣዕሚ ገሪሙኒ ብጣዕሚ እየ ነብሰይ ክቆፃፀሮ ኣይክኣልኩን ብዝኾነ እንኳዕ ተረፍኪ ዘሓፍተይ ናይትማሊ ሚድያ መዳለዊ ዝኾንካ ጅግና ሓውና ውን ነመስግን እሞ ኣበይ ከምትርከብ ኣድራሻኣ ከምትርከብ ላኣኸለይ

  • @gzedhabesha

    @gzedhabesha

    Ай бұрын

    0978908810 samrawit aregawi የቀንየልና ካብ ልቢ

  • @ngstigirmay9271

    @ngstigirmay9271

    Ай бұрын

    @@user-wn2bh3hc5x dhan kny ela ka kemta monaliza 2 zereba ktzareb eya .amharu do aykonun bhiwet kelo hawi zekaxelwo tgraway hawukum hji amharay kem gebari xbukum Eritrea ka kem seytan eyu eti melkti. Bzkone fetari alo kulu zmrmr dhan n amlak ngdefo neti zmetse welodo gn hmak tgedflu alekum .

  • @kidanemariamkassa6589

    @kidanemariamkassa6589

    25 күн бұрын

    H6 I'm Mm bbhm😢🎉😢ikuk​@@gzedhabesha

  • @DemewezHishe-ze6nj
    @DemewezHishe-ze6njАй бұрын

    GZ habesha ተቕርብዎ ዛዕባታት ኣዝዮም መሰጥቲ እዮም። ካብዛ ሚድያ ብዙሕ ኢና ንፅበ። ብዝኾነ ታሪኽ እዛ ጅግና ታሪኽ ብዙሓት ሰራሕቲ ታሩኽዩ። ኣብ ውግእ ብዙሕ ካብ ግምት ወፃኢ ዝኾኑ ፍፃመታት የጋጥሙ፡ ዝወዓለ ይፈልጦ። viva gz habesha media

  • @keseteyemane3008
    @keseteyemane3008Ай бұрын

    ብሓይሊ ፈጣሪ ነዚይ በቂዕኪ ኣለኺ ሞ ኩልግዜ ንኣምላኽኪ ኣመስግኒ

  • @gzedhabesha
    @gzedhabeshaАй бұрын

    ሰላም ክቡራተይ ከምዚ ዓይነት ዝገርም ታሪክ ዘለዎም ናይ ትማሊ መደብና ከመይ ትርእይዎ B like eski ግለፁለይ❤❤❤❤❤❤

  • @user-vv9xr7jh3f

    @user-vv9xr7jh3f

    Ай бұрын

    Demreni❤❤❤❤

  • @HayetTesfay

    @HayetTesfay

    Ай бұрын

    ቀፅልሉ ብሮ🙏✌️

  • @user-sx4un1ss5e

    @user-sx4un1ss5e

    27 күн бұрын

    መውቃዕታ ቀሊል እዩ ብጣዕሚ ዝገርም ንህሊና ዘደንቕ ግን ናይ ፈጣሪ ስራሕ ካብ ኢድ ፀላኢ ምትራፋ

  • @user-sx4un1ss5e

    @user-sx4un1ss5e

    27 күн бұрын

    እንኳዕ እግዚአብሔር ከም ነቢዪ ዮናስ ካብ አፍ ገበል አውጽኣኪ ዕሸል ዋዕሮ

  • @user-le6mc1mj8q
    @user-le6mc1mj8qАй бұрын

    ሳመራዊትይ እንኻዕ ብህወት ሃለኪ ሓፍተይ ❤❤❤

  • @TGgf-vr1ly
    @TGgf-vr1lyАй бұрын

    እንኳዕ ተረፍክ ልገርም ታርኽሓሉፉስ ንምዝንታይ በቅዕክ ዋዑሮና ተጋድልት አብ ትሕት ፈጣር ብሳላኹም አብዝ በፅሕና ክብር ንዓኹም tdf💛❤️💞💞

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qmАй бұрын

    እንኮዕ ናበዘይ ኣበቀዕኪ ዝሓፍተይ❤ግን ኣነስ ታይ ደዩ ገርም ዘብለኒ እቱም tdf ታይ እዩ ምሸጠርኩም ክንደዘይ ጀግንነት ቃላት እምበር ሰእንለኩም🥺✊

  • @SadiqAli-se5cz
    @SadiqAli-se5czАй бұрын

    እንቃዕ ቢሂወት ተረፍኪ የኒ ጅግና 💪💪👍👍👍💐👏👏🙏 ንኣምላክ ኣምስግኒ

  • @merhawitcom
    @merhawitcomАй бұрын

    ዕድል ድዩ ኣጋጣሚ ብጣዕሚ እዩ ልገርም እንዃዕ ተሪፍኪ ልምዝንታይ ኣብቀዐኪ ሳምሪዋይ

  • @user-ri6dw4hu7j
    @user-ri6dw4hu7jАй бұрын

    ስዉኣት ተጋደልት ትግራይ መንግስተ ሰማይ የዋሩሱኹም😢😢😢😢😢😢

  • @alganesh-xe4yb

    @alganesh-xe4yb

    Ай бұрын

    Swuat Ertrea win mengstesemayat yewarsom

  • @LEMLEMTigraweyti12
    @LEMLEMTigraweyti12Ай бұрын

    ሳምራዊተይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ጓል ሓፍቲዋይ♥️

  • @FeraFera-mp7ev
    @FeraFera-mp7evАй бұрын

    ጅግና ዋዕሮና እንካዕ ብሂወት ተረፍክልና ፅርይቲ 💪💪💪💪👏👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @selam801
    @selam801Ай бұрын

    እቲ ዘሕዝንኾ ድሕሪ ውዕሊ ፕሪቶርያ እዩ ዝበዝሑ የሕዋትና ዝሰኣናዮም😢ኳዕ ብሂወት ተረፍኺ ዋዕሮ😊

  • @rewerttcghhhdg

    @rewerttcghhhdg

    Ай бұрын

    ብድሕሪ ውዕሊ ፕሪቶርያ 4 ደቅነይ ሲኢነ ካብ ስደት ንምምላስ ዝዓገተኒ ገዛና ሃህ ኢሉ ክሪኦ ኣይኽእልን ፆሎተይ ክወስዱኒ ላውኦም እየ ምስኦም ይሐሸኒ ብድሕረኹም ሂወት የለኹን 😢😢😢😢

  • @marbayname

    @marbayname

    Ай бұрын

    ​@rewerttcghአይባሃልን ማዓረይ ፅንዓት ንስድራ ቤትና መንግስተ ሰማይ ነሕዋትና ይሃበልና እበር አነውን ሓወይ ሲኢነ እየ ግን ፍቃድ አምላክ ካብ ኮነ ታማ hhdg

  • @selam801

    @selam801

    Ай бұрын

    @@rewerttcghhhdg አባይኺ ወለላይ ከምኡ እማ አይትበሊ ኹሉ ፍቃድ አምላክ እዩ እምበር ልብና ቆሲሉ እዩ😥

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931Ай бұрын

    ዋዕሮ ጓል ህዝቢ ትግራይ ውፃእ ማዓት አምላኽ ፅዮን ሓድጊ ክትኮኒ ብሂወት ስለ ዘትረፈኪ እግዚኣብሔር ይመስገን

  • @PoPo-gu1jk
    @PoPo-gu1jkАй бұрын

    እንኮዕ ብሂወት ተረፍኪ ጀግና ዋዕሮና❤❤❤

  • @AlazarG.G

    @AlazarG.G

    25 күн бұрын

    እዋይ ሂወት አብ ዘይ ማዓልታ አይትመወትን እያ፡አብ ትሕቲ እ/ሔር እንቃዕ መዋጸኦ ፈጠረላ፡

  • @user-bx2zl8hu8u
    @user-bx2zl8hu8uАй бұрын

    ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ለይማዓልትኪ አይምየቲ እግዚአብሔር አምላክ እዩ ካብ ኩሉ ኣውፀአኪ❤

  • @user-bk3qy6xn1k
    @user-bk3qy6xn1kАй бұрын

    ጓል ኣርመይ ጅግና ብፂተይ 💪

  • @user-se3zx8fc6lulu
    @user-se3zx8fc6luluАй бұрын

    ዋዉዉዉ ዋዕሮና እንካን በሂወት ተረፍኪ ሳምርየ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢

  • @ZCNM-vn7th
    @ZCNM-vn7thАй бұрын

    የኔ ጅግና ብፅተዮ ብሓንስብ እና ነይርና ኣርሚ 13 ኣሰክሕ እዩ ነይሩ ሳጓኣ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @melenadan1670
    @melenadan1670Ай бұрын

    ጅግና ሓፍተይ ምእንታና ዝኩሉ ክብሪ ንዓኩም ጀጋኑና

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8yАй бұрын

    እንኳዕ ብህይወት ተረፍኪ ጅግና ክብርቲ ዋዕሮና ሰምራዊት ዕድመን ጥዕኔን ይሃብኪ🙏❤❤❤❤❤

  • @abedaberhan
    @abedaberhanАй бұрын

    ጀግና ዋዕሮ 💖✊💪💯‼ሳሚሪየ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-sm6bx5hn5i
    @user-sm6bx5hn5iАй бұрын

    ማይ ንፋሪ ዓደይ ተናፋቂት ጅግና እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ ❤❤

  • @user-te9kv8ce1s
    @user-te9kv8ce1sАй бұрын

    እንኮዕ በህይወት ተረፍኪ ማዓረይ ጥዑያት አጋጥምኪ ናነባዕኩ ወዲኤያ በስመአብ 😢😢

  • @TiteTi-oc7sc
    @TiteTi-oc7scАй бұрын

    እህ ማዓረይ ደፍእ ተበለኒ እዞ ኤርትራውያን ግን ጨካናት👹

  • @apsaramobile7888

    @apsaramobile7888

    Ай бұрын

    chikanat ema ayigelitsomin ezom rukusat😢😢😢😢😢😢

  • @onelove1495

    @onelove1495

    28 күн бұрын

    @@apsaramobile7888 gega komiu aybahaln kulu eritrawi hade malet aykonen

  • @ZCNM-vn7th
    @ZCNM-vn7thАй бұрын

    እንኮዕ ካብዚኩሉ ስቃይ ሓልፊኽ እንኮዕ ናብዚ ኣብቀዐክ ዶሞ ተመስገን ፊጣር❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @mnjgh-fq3pu
    @mnjgh-fq3puАй бұрын

    ዋውው ናይ ባሓቂ ጅግና ኢኪ ሰምሪተይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @galzomweyenti129
    @galzomweyenti129Ай бұрын

    ተአምራዊት ጅግና❤❤❤❤🎉

  • @JOTELeul
    @JOTELeulАй бұрын

    Bhaki jigna tdf tigray 😢👏👏👏

  • @user-ff8ow4tq1p
    @user-ff8ow4tq1pАй бұрын

    እግዚአብሔር ብሂወት አትሪፍኪ

  • @BrahnDesta
    @BrahnDestaАй бұрын

    ጅግናና ባዓልቲ ብዙሕ ታሪክ አህህ አሰኪ ኣጆኪ አንኳዕ ተረፍኪ

  • @Melat-nq7ly
    @Melat-nq7lyАй бұрын

    ሳሚሪየ እኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ፈጣሪ ይመስገን ንዞም ስዋአትድማ መግስተ ሰማያት ያውርሰልና 😢😢😢

  • @Seni732
    @Seni732Ай бұрын

    🎉🎉🎉❤❤❤❤ዋዕሮ ትግራይ እንካዕ ብሰላም ተረፍኪ

  • @user-hl7xg8ux4g
    @user-hl7xg8ux4gАй бұрын

    ኽብርቲ ዋዕሮ ተጋዳሊት ሳምሪ ኸመይ ትኾኒ ታሪኺ ተኻታቲለዮ ብጣዕሚ ሓዚነ ብሓቂ መንእሰይ ትግራይ ዘይሓሰቦ ረኺቡ ብወለዲ ፀሎት ኢኺ ተሪፍኺ ንወለድኺ ነዊሕ ዕድመ ምስ ምሉእ ጥዕና ይሃበልኺ ብምግዳልኺ ኸይ ትጉሂ ግዜ ኽመፅእ እዩ ትሕጎስሉ እሞ የቀንየልና ኽብለኺ ይደሊ I hope ድማ ተሓኺምኺ ወሊድኺ ኽርአኺ ነቶም ፅብቅ ዝገበርሉኺ ኣመስግንለይ።ቶም ጨኻናት ተዝረኽብኺ ግን ....... ብሓቂ ትበልዕዮ እንጀራ ኣለኺ ሰላም ኹኒ

  • @alemamichanal82
    @alemamichanal82Ай бұрын

    እንካዕ ኤርትራውያን አርከብኪ

  • @semerenegash3935

    @semerenegash3935

    Ай бұрын

    Wala eritrawyan ykonu nskum eritrawyan ketekfuu tray ekum

  • @semerenegash3935

    @semerenegash3935

    Ай бұрын

    Lbkum zyrekb eritrawyan kemuu ayblun eyom ,,, haswewti

  • @alemamichanal82

    @alemamichanal82

    Ай бұрын

    @@semerenegash3935 ለቁማፅ ንርኩም እዶ አለናን አብ ምድያ ሌያቡ። ሓውኩም ሓርድኩም እትስትዩ ጨካናት ዳ አኮንኩምን

  • @rma686

    @rma686

    Ай бұрын

    @@semerenegash3935 lbkum zeyrkeb dea nskum amber bhasot tanki zeyekaselkum akasilna beka bhasot nhzbkum kulu gze abkuinatn slan ketenbru tsaru alekum mejemerta nenhdhdkum tehalaleyu hzbkum blash ytefa alo ab wshtkum.

  • @mihret-hh7ny

    @mihret-hh7ny

    Ай бұрын

    ​@@semerenegash3935ኤርትራውያን ድአሞ ጨካናት ሐሰውቲ ሐሳዳት ሌያቡ

  • @MekonnenTeklay
    @MekonnenTeklay24 күн бұрын

    መርያ ጀግንነትን ፅንዓት ዋዕሮ ሓፈትና እንኳዕ ናብዚ መሃሪ ዛንታኺ ክተዘንትዉልና አብቅዓኪ ክብርን ሞገስን ነቶም ምእንተ ህዝቦም ክቡር መስዋእቲ ዝኸፈሉ

  • @GalaxyA13-w3d
    @GalaxyA13-w3d27 күн бұрын

    እግዚኣብሔር ይመስገን ሰለ ኩሉ ነገር ኩቡርት የዋህ ሓፍትናክዳነ ምህረት አብ ህይወትክ ኩሉ ሰለ ዘይተፈለየትክ. ክብር ን እግዚኣብሔር ይኩን አሜን እካዕ ኩሉ ሓልፍክ እካዕ ናብዝ አብቀዐክ ጓልነይ ተመሰገን ብሓቅ ጅግና ወሲኩ ይምሓርክ ፈጣሪ አሜን❤❤😢

  • @kirosberhe5152
    @kirosberhe515219 күн бұрын

    ❤ እግዚሄር እንዃዕ አውፀአኪ ዝሀፍተይ ትበልእዮ እንጀራ ይህልወኪ እዩ

  • @ReshaSamer-n6f
    @ReshaSamer-n6fАй бұрын

    Mehazay btsitey enkae eski nabzi abkeana mchwti mehazay❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @avielavi990
    @avielavi99028 күн бұрын

    Jigna waeru tigraweity thank you for your standing for Tigraian people and all your members of TDF 🦁🦁🦁🦁💯

  • @user-jw2ss8dz9u
    @user-jw2ss8dz9uАй бұрын

    እንካዕ ብሰላም ተረፍኪ ጅግናይ ጌቹየይ ቀፅለሉ❤❤

  • @Biti504
    @Biti504Ай бұрын

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ሽኮረይ❤❤

  • @fanahailuabay752
    @fanahailuabay752Ай бұрын

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ዋዕሮ ሓፍተይ❤

  • @tesfuteklu260
    @tesfuteklu26025 күн бұрын

    አጆኺ ተመስገን ክትብሊ ሰሚዓኪ አለኹ

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931Ай бұрын

    ጅግንነት ተጋሩ እንዳዘንጋዕና መዋእልና አብ ውድቀት አለና እሞ ልቢ ንግበር ተጋሩ

  • @gzedhabesha

    @gzedhabesha

    Ай бұрын

    አዚ ግን ታሪክ እዩ ንመሃረሉ

  • @galweyenti8890
    @galweyenti8890Ай бұрын

    ዋይ ድሕሪ ውዕሊ ፕርቶርያ እውን ብዙሕ ምንግልታዕ ለካ ነይሩ እዩ ዋይ ሓፍተይ 💔

  • @GWMTAYTTR
    @GWMTAYTTRАй бұрын

    ዋላ ውዕሊ ተፈራሪሞም እውን ብዙሓት ኣሕዋትና ኢና ሲኢንና😢

  • @GalRayaRayuma

    @GalRayaRayuma

    Ай бұрын

    ደምርን🥰

  • @alganesh-xe4yb

    @alganesh-xe4yb

    Ай бұрын

    ​@@GalRayaRayuma suk elki zanta zei kemak zetsemi

  • @hiwet-xd8uf
    @hiwet-xd8ufАй бұрын

    እንካዓ ቢሂወትኪ ተርፍኪ ጅግና ዋዕሮና❤❤❤❤

  • @user-bx2zl8hu8u
    @user-bx2zl8hu8uАй бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ እንካዕ ብሰላም ተረፍኪ ማዓረይ❤

  • @user-ep1zs7vi2r
    @user-ep1zs7vi2rАй бұрын

    ብሓቂ ብዙሕ ሰብ ክመሃረሉ ዝከእል ታሪኽ፤ ጦርነት ብሰንኪ ንደቂ ሰባት ምንም ክብሪ ዘይብሎም ፖለቲከኛታት ጀሚሩ ሂወት ብዙሓት ዝቀጥፍ ስለ ዝኾነ፤ እዛ ሓፍትና ሰላም እያ ንኹሉ ሰብ ተመንያ ምኽንያቱ ሰሪሑ ዝነብር ሰብ ካብ ስላም ጥራሕ እዩ ዝርባሕ ። ስላም፣ ዕድመን፣ ጥዕናን ይምነየልኪ ክብርቲ ሓፍተይ።

  • @ZafuHadush-o7y
    @ZafuHadush-o7yАй бұрын

    Enkaa terefki jegna btsitey💪🥺

  • @user-px9jz5gn7p
    @user-px9jz5gn7pАй бұрын

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ጅግናየይ🙏🙏🙏🙏❤❤❤💋💋💋💞💞💞

  • @saramm8772
    @saramm8772Ай бұрын

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ መዓረይ ኣሕዋትና እዉን ኣብ መጨረሻ እዮም ተሰዊኦም😢😢

  • @fotofoto378
    @fotofoto378Ай бұрын

    እንካዕ ብሄወት ተረፍኪ ሓፍተይ ማዓረይኣነ እውን ከምቲ ናትኺ ዕድል ገርለይ ተዝኸውን ኢለ ተመንየ ሓወይ ከምዝ ኸማኺ ኾይኑ ተዝተርፈለይ ክንደይ ምተዓደልኹ ነይረ 😢😢😢💔💔💔💔እንኮዕ ብሰላም ተረፍኪ ❤❤❤

  • @user-gc5xs6vc2e

    @user-gc5xs6vc2e

    Ай бұрын

    እወ ሓፍተይ ክንደይ ምታሓጎስና ቃንዛ ወድኖ ከቢድ😢😢😢

  • @user-ni2ck4gn3f
    @user-ni2ck4gn3f9 күн бұрын

    ዎዮ እንየካ ታሪክክክክክ ከምዚኣማ ከዓ የላን😢 እንካዕ ተረፍኪ ጅግናናናና🎉🎉🎉🎉

  • @user-jd8wn9lh3d
    @user-jd8wn9lh3dАй бұрын

    እንኳዕ ብህይወት ተረፍኺ ሓፍተይ መዓረይ ክንደይ ኣሕሊፍኺ😢❤

  • @helentum
    @helentumАй бұрын

    ጌቹ የ ውቅሮና ሰላማ ኮ ይና ክንምለሳ ተስ ይገብር ::ጀጋንና ግዜ ይሀበና ክነክብረኩም

  • @selam9178
    @selam9178Ай бұрын

    ማዓረይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ😢 ሓበሻ ግን ንምንታይ ኢካ ዛንታ ናይ ጅግና ስዉእ ተጋዳላይ ሃይሉሽ ኣ.ያ ብወለድ ወይ በሕዋቱ ዘይተቅርበልና ማለት ብጣዕሚ ትቃራረቡ የዕሩክ ኢኩም ነይርኩም ይመስለኒ😢

  • @gzedhabesha

    @gzedhabesha

    Ай бұрын

    ሓፍተይ ኩሉ ጊዜ እየ ዝሓስቦ ዶክሜንታሪ ክንሰርሐሉ ኢና ንሓስብ ብዙሕ ዶክሜንት ኣለኒ እና ካብ ምስናድ ዓዲ ኣይውዕልን ጊዜ ጥራሕ Tnx for all

  • @gzedhabesha

    @gzedhabesha

    Ай бұрын

    0991256080 in box rkebni

  • @zufanzufan9990
    @zufanzufan9990Ай бұрын

    ናይ ተጋደልቲ ዕላል ደስ ክቭለኒ

  • @user-kw5vc1gy5e
    @user-kw5vc1gy5eАй бұрын

    ጀግና ዋዒሮና እንካዕ ብህይወት ተረፍክ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @natilove7927
    @natilove792710 күн бұрын

    ናይ ፈጣሪ ተኣምር ዩ ትረፊ ዝበላ ነብሲ ትበልዖ እንጀራ ኣለዋ

  • @mnjgh-fq3pu
    @mnjgh-fq3puАй бұрын

    ጅግና ዋዕሮና እንኳዕሰላም ወፃክልና ዓይኒ ትግራይና 🙏🙏🙏✊✊✊💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @tigray3o
    @tigray3oАй бұрын

    እንኳዕ ተረፍኪ ለባማት ሰባት ገጢሞምኺ ግን ዕድለኛ ተመስገን በሊ👏

  • @m0hamadhamieh461
    @m0hamadhamieh461Ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም ተረፍኪ ዛሓፍተይ🙏❤

  • @FFf-ql1rb
    @FFf-ql1rb22 күн бұрын

    ኢካዓ እዚገበሃረ ኣዊፀአኪ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @CbGbh
    @CbGbhАй бұрын

    እንኳዕ ብሂወትኪ ተረፍኪ ዝሓፍተይ ♥️

  • @user-qi2po4cn4o
    @user-qi2po4cn4oАй бұрын

    Waeroway enkae bhiwet terefklna😢❤❤❤❤

  • @danielhadgu23
    @danielhadgu2322 күн бұрын

    ፈጣሪ እንታይ ይሰኣኖ ካብዚ ኹሉ መዓት ዘውፀእኪ ይመስገን እንተ እቲ ዶክተር ናይ ሽረ ክጥየቅ ኣለዎ

  • @gebrezgabhertekie6793
    @gebrezgabhertekie679328 күн бұрын

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ሓፍተይ ግን እቶም ምስኣ ዝነበሩ 3 ብፆታ ለ ቃለ መጠየቅ ክግበረሎም ኣለዎ

  • @AgwgWe
    @AgwgWe10 күн бұрын

    ትግራይ ትዕወት😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😮😢😢😢😢

  • @user-gc5xs6vc2e
    @user-gc5xs6vc2eАй бұрын

    ለባመይ ምስግናኪ ይብዛሕ ፈጣሪ ዝአመነ እንታይ ስአነ

  • @rewdahassen-kl1xo
    @rewdahassen-kl1xoАй бұрын

    Shabya nay edkum terkbu eikum

  • @user-ti4ze4xg2p
    @user-ti4ze4xg2p23 күн бұрын

    ጅግና ናትና

  • @KhanKhan-xw1hn
    @KhanKhan-xw1hnАй бұрын

    እግዛብሔር ይመስገን እካዕ ብህወት ተረፍክ❤❤❤❤❤

  • @user-ri6dw4hu7j
    @user-ri6dw4hu7jАй бұрын

    እንካዕብሰሌም ትመለስክ ዋዕሮና

  • @Hadastewelde-vc8kc
    @Hadastewelde-vc8kcАй бұрын

    ኣንታ ሓወይ ዘይሰርሕ ስልኪድኻ ኣቐሚጥካልና

  • @gzedhabesha

    @gzedhabesha

    Ай бұрын

    ሐዚ ኣብ ፈተና ዓዲግራት ዩንቨርስቲ እያ ዘላ ድሕሪ 4 መዓልቲ ክሰርሕ እዩ ::

  • @astugaltigray4573
    @astugaltigray4573Ай бұрын

    እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ ሳምሪየይ😢❤🙏

  • @brhanhaylu1015
    @brhanhaylu1015Ай бұрын

    T D F habenat tgrayna bakum eyu ezi ezi selam riena kbri neakum❤

  • @Raiwstey
    @RaiwsteyАй бұрын

    ኳዕ ብሂወት ተረፍኺ ዋዕሮ❤ ክብርን ሞጎስን ንስለና ዝሓለፉ ሰማእታትና😢 ዞም ጨካናት ሻዕብያ ግብሮም ምክፍኡ ከይርሳዕ!

  • @user-lk9sb9ds6j
    @user-lk9sb9ds6jАй бұрын

    ጋል ሓፍተይ እንካዕ ብህወት ተረፍኪ❤❤❤❤❤❤

  • @user-ym3on8rc6x
    @user-ym3on8rc6xАй бұрын

    እንቋዕ 19ኣትረፍካ ማዓረይ ደሞ ለባምት ሰባት ረኪብኪ ❤❤❤

  • @TedrosShemndia
    @TedrosShemndia25 күн бұрын

    Amlak eka bselam awxaki kbrti hahtna

  • @mebrihitkidanu16
    @mebrihitkidanu16Ай бұрын

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍክ ሓፍተይ🙏🙏❤❤

  • @Grma_Tigray
    @Grma_TigrayАй бұрын

    ሳምሪ ሓፍተይ ዋዕሮ እንኳዕ ናብዙይ ኣብቀዐኪ❤

  • @user-ei3fq9hs6t
    @user-ei3fq9hs6t28 күн бұрын

    እንካዕ ቢሂወት ተረፍኪ ጅግናየይ ትፍለይ ኢኪ ብሱሩ ዋዕሮ❤❤❤

  • @SelamKnfe
    @SelamKnfeАй бұрын

    እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ ማዓርይ

  • @YohansBirhane-iv3mk
    @YohansBirhane-iv3mkАй бұрын

    Enkoe bselam terefki samriye btiytey

  • @YohanisYo
    @YohanisYo29 күн бұрын

    እንኳዕ ተረፍኩ ብህይወት ኣቱም ጀጋኑ እቱ እናረኣዩኩ ዝድግፁዝፈርሑም ናይ እግዚኣብሔር ሓይሊ እዩ ዕዴሜኩም ድማ ነዊሕ እዩ!!

  • @keseteguesh5488
    @keseteguesh5488Ай бұрын

    ንእስቲ ሓፍተይ እንኳዕ ብሂወት ወፂኺ

  • @user-it4jz2et9h
    @user-it4jz2et9hАй бұрын

    Amlak edmen tana yhabki fetari ❤❤❤❤

  • @asliruessom3573
    @asliruessom357324 күн бұрын

    ኡካዕ፡አምላኽ፡አዉጻኪ፡ጸጋ፡ጥዓና፡ያሀቢኪ፡፡፡❤

  • @NegasiNega
    @NegasiNegaАй бұрын

    እንኳዕ ብሂወት ተረፈኪ ጅግና ዋዕሮ

  • @biniamgmichael-rh4bf
    @biniamgmichael-rh4bfАй бұрын

    ዕድለኛን ጀግናን ዋዕሮ ተጋ.ሳምሪ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏ዮቱበራት ከአ ታሪኽ ጀጋኑና ምቅራብኩም ፅቡቅ ኮይኑ ገለገለ ግን ክንገር ዘይግበኦ ጥንቃቄ ይገበር ገና አብ ዕፅዋን ክባን ስለ ዘለና ካልእ ነዞም ጀጋኑ አብ ጉዳይ ጥዕኖኦምን ዝጣየሹሉን ሀየ ንረባረብ ጉዳይ ናይቲ ዶ/ር ናይ ስሑል ሽረ ሆስፒታል ትግራዋይ ግን ገሪሙኒ'ሎ🤔🤔🤔

  • @gzedhabesha

    @gzedhabesha

    Ай бұрын

    Kdus Hasab Respect for all🙏

  • @JfDdj-ih9sn
    @JfDdj-ih9snАй бұрын

    ሳምሪ ዋዕሮ እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ🙏🙏🙏

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880Ай бұрын

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ዝገርም ታሪኽ እዩ❤❤

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931Ай бұрын

    ዘይተነግረ እምበር ብተጋሩ ጅግንነት ዘይተገብረ የለን

  • @richochewa1640
    @richochewa164010 күн бұрын

    Our hero 🙌 ❤ 💙 👏 ♥

  • @user-qb9gl6nc7o
    @user-qb9gl6nc7oАй бұрын

    እንኮዕ ብሂዋት ተረፍኪ😢❤❤❤❤

  • @strongwoman366
    @strongwoman366Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉ኣበሲት

Келесі