ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO MEZMUR - Nee Nhur - ንዒ ንኁር - By Dn Abrham Mehari
Музыка
ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO MEZMUR - Nee Nhur - ብዲያቆን ኣብርሃም መሓሪ
© EriOrthodox is the only Channel that has exclusive rights for all Lyrics produced by Zemari Diakon Abrham Mehari
Пікірлер: 67
ጸሐይ ዕድሜኺ እንከይ ዓረበ ልብኺ ሃቢ ሞት ከየርከበ እዚ ናይ ንስሓ መዝሙር"በይ ሰብ ከመይሉ ናይ መርዓ መዝሙር እናበለ በብገዝኡ ይጥቀሙ እቲ ቃላቱ ንንስሐ ዝጽውዕበይ ንመርዓ ዘለዓዕል ኣይኮነን እግዚአብሔር ጸግኡ የብዘሐልኩም ክቡር ሓውና
እልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና አሜን (3) ⛪👏🌿🌿 🙏🌿
Ellllllllllllelllllllllllelllllllllllllzmare melaekti yesmalna ezom orthodox entay nkewun alena mezmuratna semiena koment zeynxhf nbereket eko u zkonena ezi ztiem mezmur si abyet yqre ybelelna fetari Diyakon Abrham hawey Arma Orthodox edmen tenan yhabka fetari Amwn 3
Amen (3) zmare melakti yesmalna
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና አሜን አሜን አሜን
Zmare melaekt yesmealna goyta Amennn Amennn Amennn
ወይቤላ መርዓዊ ለመርዓት /ሃበ ደብረ ከርቤ ወደብረ ስሂነ ንዒ ንኁር ሃበ ደብረ ከርቤ ወደብረ ስሂነ/2 ኣንቲ ፍትውተይ ጽብቕቲ ኩለን ዘይብልኪ ሕፍቲ እንካብ ሊባኖስ ማሕደር ኣናብስት ናባይ ጠምቲ ዓለም ሓላፊት ምስ ኩሉ ክብራ እንታይ ትርጉማ ይኣክል ንዒ /ንዒ ናብ ቤተኪ ቅድስት ከተማ/2 ግልጽ በልዮ ትዝሓለፈ ሕቕፎ ናይ ዓለም ንመን ኣዕረፈ ኣንቲ ኣብ ቛቚራ ዘለኺ ርግበይ ጾርኪ ኣራግፊ ክሳዕ ምዓስ ኢዩ ብዘይ ንስሓ ኣብ ገምገም ጸድፊ ሙቕጻር ብዕድመ ኣብ ደምበ ጽድቒ እንታይ ክኸውን ፍቕረይ ምሳኺ /ዋጋ መስቀል'ዩ ናይ ደም ቃል ኪዳን/2 ኣብ ልዳት ቤትኪ እነኹ ይደሀ ሎሚ ይከፈት እንከይ ጸብሐ ቲ ርእሰይ ህቦ ቦታ ናይ ጠሊ ልቢ ሃቢዮ ጻዊዒት ፍቕረይ ተዕርፈሉ'ዩ ውዕለት ቀራንዮ ቤትኪ ሓሊፈ ከይተማዕድዊ ከውታ ምስ ኮነ ሓደራ ነፍሲ /ምርሳሕ የእጋርኪ ነየን ክመኽነ/2 ጻዊዒት ፍቕረይ 'ቲ ቅዱስ ምስጢር በጃኪ'ዩ ነፍሲ ንሞት ዘሳግር ጻዊዕት ዕድመይ ኣብ ልዕሊ ኣኽራን እናዘለለ አሀን ዘይትብሊ ክቡር ምኣደይ ከመይ ቀለለ ኣብ ጽላል ፍቕረይ ንዒ የዕርፊ ተሰለምለይ ኣብ ዳስ መቕደሰይ /ኩንለይ መርዓት ንመርዓ ሰማይ/2 ድሓይ ዕድሜኺ እንከይ ዓረበ ልብኺ ሃቢ ሞት ከየርከበ ግልጽ በልዮ ትዝሓለፈ ሕቕፎ ናይ ዓለም ንመን ኣዕረፈ ኣብ ልዳት ቤትኪ እነኹ ይደሀ ሎሚ ይከፈት እንከይ ጸብሐ ጻዊዒት ፍቕረይ 'ቲ ቅዱስ ምስጢር በጃኪ'ዩ ነፍሲ ንሞት ዘሳግር ድሓይ ዕድሜኺ እንከይ ዓረበ ልብኺ ሃቢ ሞት ከየርከበ
@skhhaile2184
Жыл бұрын
Kope gerka eba sdedeley hawei natei eza xhuf thanks more
ኣዝዩ ዓሚቅ ምስጢር ዝሃዘለት ሰሚዕካ ዘይትጽገብ መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ናይ ኣጎልጉለት ዘመንኩም ይባርኽ ድ ኣበርሃም
Ellllll zimare melakt yesmalna, enquae ni lidet beal qidist dingl Mariamn dagmay tinsae biselam abxehana, Amen.
እልልልል እልልልልል እልልልልል እሰይ ደስ ዝብል መዝሙር ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀግኡ የብዝሐልካ ድያቆን ሓውና
Zemare melakti yesmaalna egzabher xegu yebzahalkum zemehwatey
Zmare melaekti yesmealna
Zmare melaekti yesmalna dyaqon hawey, zestewel ezne lbona yhabena
elllllllllllllllllllllllllll amen amen amen zmaerye melakti yesmealna 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Ellll Elllll zmare melakti yesmealna
እግዚአብሔር ይመስገን እልልልልልልልልልል ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐና
Elllllllllllllllllll zmarie melaekt yesmealna dn hawna
@lydiakebede926
3 жыл бұрын
T🧅🥢
Amen amen amen
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ብሓቂ አነስ ሰሚዐ ምፅጋብ ኣብይኒ እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀጉኡ የብዘሐልኩም
I love you this mezmur🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላኽቲ የስምኣልና ኣሜ 🙏
እልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤❤❤❤🎉🎉
እልልልልል እልልልል እልልልል❤❤❤🎉🎉
እልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያሠማዐልና ብሓቅ ክንደይ ደሰሰሰሰሰ ይብል❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen .
Zmare melakt yesmealen admen teman yhabelna
Amen 🥰 🙏 Amen 🥰 🙏 Amen 🥰 🙏 zemari melakit yesmalina 💒💔
እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያሠመዐልና ❤❤❤❤❤
Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna xegeu yebzhalka deacon hawuna xegeu yebzhalka nay zemen edmekum yibarkelkum❤❤❤
እልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላኢክቲ የስመኣልና
Elellll ellelll elelll zmare melaekti yesmalna diakon
E LLLLLLL zmarr melaket yesmealna hoyta Amen 🙏 amen 🙏 amen
እልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ድያቆነይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሐልኩም ኣብ ቤቱ የፀኒዑኩም
i Love this mezmur
Amen Amen Amen ⛪⛪⛪🕊🕊🕊😘😘😘🥰🥰🥰🥰🕊
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዝማሬ መላእቲ ዲቁ
❤️🙏🙏🙏
Zemari melaekti yesmealna dicon hawna
God bless you guys.
Zimare melaekt yesmealna!!!🙌🙌🙌, abet goita xawietka kinsemie libna kifet!!!
@shidenkidane7566
2 жыл бұрын
🙏🙏🙏
Zmare melakti yesmealna
Amen Amen Amen
Waw😍
❤❤❤❤እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት❤❤❤❤❤ክውር ዲያቆን❤❤❤
🙏🙌👍
ሃበ ደብረ ከርቤ ወደብረ ስሂን ኒኢ ንሁር ሃበ ደብረ ከርበ ወደብረ ስሂን
❤🙏😘
Amen amen amen ንዒ ንኅር ማለት አንታይ ማለት ዩ ?
@eriorthodox
3 жыл бұрын
ንዒ ንኺድ ማለት ኢዩ።
@Quayside2127
3 жыл бұрын
@@eriorthodox ሃበ ደብረ ከርበ ወደብረ ሲሀን ከ?
Amen Amen Amen 🙏
❤❤❤❤Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏 ❤❤❤
Metadellllllllll
Amen 🙏🙏🙏
Amen❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰
👏👏👏💓💓💓
Elllll Elllllllll Elllllllll ❤❤💒❤
❤
1000.000000like
Elllllllllllllllllllllllllllll elllllllllllllllllllllllllllll ❤❤🙏💒🙏💒
🙏🙏🙏🙏🙏⛪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷