🔴ተመስገነለይ// ናይ ትግርኛ መዝሙር ብዘማሪ ዳት\ Temesgeneley Eritrean orthodox tewahdo mezmur Mdre Canaan 2023

©Mdre Canaan
Subscribe for more @Mdrecanaan

Пікірлер: 368

  • @semeretekie3637
    @semeretekie36372 ай бұрын

    ተመስገነለይ ከመስግነካ ልሳነይ ዝኸፈትካ ተመስገነለይ ኣንታ ልዑል ጎይታ ታይ ኣሎኒ ድዩ ካባኻ 'ንድዮ ኩሉ 'ቲ ዘመስግን ልሳን ውህበትካ 'ንዳሉ ሕልሚ ውሽጠይ ኹሉ እቲ ኣነ ዝብህጎ ፈጺሙ ተሰመረ ፍቕርኻ ዘግሃደ ይዕበ'የ ዘለኹ ከይተርፍ ሰብ ምካነይ ካባኻ ምኻኑ ልበይ ንገረለይ ዘጽናዕካዮ ብጸጋኻ ዓወቱ እኖሆ ናይ ውሉድካ ኣዝ. . . . . . . ኣይደልን 'የ ካልእ ምስጋና 'ዩ ስርሐይ ዕላማይ ንሱ ንድዩ ህያብ ናይ ሓጎሰይ ካብ ብዙሕ ድሌታተይ ዘድልየኒ ተዋሂበ ዝተረፈ የለን ፍቕሪ ተኸቢባ ዘውጻእካዮ ካብ ጸበባ ሓጎሱ ሎሚ ተረኺባ ኣዝ. . . . . . . ጸላኢ ተጛዘመ ሓጎሰይ ኣጽሊእዎ ጸጋኻ 'ንድዮ ሓይለይ ነዚ ዝሕልዎ ፈተና 'ንተብዝሓለይ ክፍጽም ዕላምኡ ፈጣሪ 'ለኻኒ ፍጡር እንድዩ ንሱ ዘይትታኸስ ሓላውየይ ቃል ስኢነሉ - - ሓጎስ ውሽጠይ ኣዝ. . . . . . . ተስፋ ናይ መጻኢ ኢየሩሳሌመይ ክጎዩ 'የ ናብኣ ክቅጽል ሓጎሰይ ጀሚረዮ ለኹ ሰማያዊ ጉዕዞ ጸጋኻ ኣብዝሓለይ ጸኒዐ ክሕዞ ዓወተይ ባርኽ ክነብረለይ መንግስትኻ ትኹን መፈጸምታይ ኣዝ. . . . . . .

  • @user-if2oz2wt9e
    @user-if2oz2wt9e6 ай бұрын

    ሰሚዕካ ዘይቲጽገብ መዝሙር ዝማረ መላእኽቲ የስማዓልና

  • @luwamberhane-vc1sd

    @luwamberhane-vc1sd

    2 ай бұрын

    T😅

  • @user-qx3ku6gz5n
    @user-qx3ku6gz5n6 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እምነተይ ንዘልኣለም ትንበር🙏🙏ተመስገን ፈጣሪ ኩሉኣለም ኣቦይ ብሂወት ሃሊየ ኦርቶዶክስ ክኽተል ዝገበርካኒ ደቀይ ኣብ እምነቶም ጽኑዓት ክኾኑለይ ናተይ እምነት ክክተሉ ቅዱስ ፍቃድካ ይኹነለይ

  • @Mdrecanaan

    @Mdrecanaan

    6 ай бұрын

    Amen 🙏

  • @user-ud7yw4of8e

    @user-ud7yw4of8e

    3 ай бұрын

    Amen 💒🙏😘

  • @kflomdebessay646
    @kflomdebessay6466 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣኽቲ የስማዓልና ኩቡራት የሕዋት እታ ግጥሚ እባ ኣብዚኣ ጻሓፍለይ ምስ ይቅሬታ

  • @HermonTekle-bq2ug

    @HermonTekle-bq2ug

    2 ай бұрын

    ከመስግነካ ልሳነይ ዝከፈትካ ተመስገነለይ ኣንታ ልዑል ጎይታ ታይ ኣሎኒ ድዩ ካባካ ንድዪ ኩሉ አቲ ዘመስግን ልሳን ዉህበትካ አንድኣሉ (2) ሕልሚ ውሽጠይ ኩሉ እቲ ኣነ ዝብህጎ ፈጺሙ ተሰመረ ፍቅርካ ዘግሃዶ ይዕበ'የ ዘለኩ ከይተርፍ ሰብ መካነይ ካባካ ምኻኑ ልበይ ንገረለይ ዘጽነዕካዮ ብጸጋካ ዓወቱ አንሆ ናይ ዉሉድካ ከመስግነካ ልሳነይ ዝከፈትካ ተመስገነልይ ኣንታ ልዑል ጎይታ ታይ ኣለይ ዲዩ ካባካ ንድዩ ኩሉ ቲ ዘመስጊን ልሳን ዉህበትካ አንድኣሉ ኣይደሊን'የ ካልእ ምስጋና'ዩ ስርሐይ ዕላማይ ንሱ ንዲዩ ህያብ ናይ ሓጎሰይ ካብ ብዙሕ ድሌታተይ ዘድሊየኒ ተዋሂበ ዝተረፈ የለን ፍቅሪ ተከቢበ "ዘውጻአካዮ ካብ ጸበባ ሓጎሱ ሎሚ ተረኪባ" ከመስግነካ ልሳነይ ዝከፈትካ ተመስገነይ ኣንታ ልዑል ጎይታ ታይ ኣለኒ ድዩ ካባካ ንዲዩ ኩሉ ቲ ዘመስግን ልሳን ዉህበትካ ንድኣሉ ጸላኢ ልጓዘመ ሓጎሰይ ኣጽሊእዎ ጸጋካ አንዲዩ ሓይለይ ነዚ ዝሕልዎ ፈተነ ተብዝሓለይ ክፍጺም ዕላመኡ ፈጣሪ ኣለካኒ ፍጡር አንዲዩ ንሱ ዘይትታከስ ሓላዊየይ ቃል ስኢነሉ ሓጎስ ውስህጠይ ከመስግነካ ልሳነይ ዝከፈትካ ተመስገነለይ ኣንታ ልዑል ጎይታ ታይ ኣለኒ ድዩ ካባካ አንዲዩ ኩሉ ቲ ዘመስጊን ልሳን ካባካ አንድኣሉ ተስፋ ናይ መጻኢ ኢዮርሳሌመይ ክጎዩ'የ ናብኣ ክቅጺል ሓጎሰይ ጀሚረዮ ለኪ ሰማያዊ ጉዕዞ ጸጋካ ኣብዝሓለይ ጸኒዐ ክሕዞ 'ዓወተይ ባርኽ ክነብረለይ' መንግስትካ ትኩን መፈጸምታይ ከመስግነካ ልሳነይ ዝከፈትካ ተመስገነልይ ኣንታ ልዑል ጎይታ ታይ ኣለኒ ድዩ ካባካ ንዲዩ ኩሉ ቲዘመስጊን ልሳን ካባካ አንድኣሉ።

  • @user-hd9tu6nw8m

    @user-hd9tu6nw8m

    Ай бұрын

  • @kesenetkahsey2874
    @kesenetkahsey28746 ай бұрын

    አሜን፫ እልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ሰሚዐ ዘይመንያ አነስ ብኡነት ግጥሚ ተልፀሓፈናስ ክንደይ ደስምበለና

  • @abringtsehaye755
    @abringtsehaye7558 күн бұрын

    Semia zeyxegeba mezmur kalhowet yesmala zebenkum ybarek❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SnitHadish
    @SnitHadish28 күн бұрын

    ኣሜን እልልልልልል ዝምሬ melkti የስምዓና እልልልልል amen(3)

  • @user-ee4yr3sf4u
    @user-ee4yr3sf4u5 ай бұрын

    ኣሜን (3) ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ❤❤❤❤

  • @dgddfrfft3781
    @dgddfrfft37816 ай бұрын

    ዕልልልልልልልልልልል ❤❤ ተመስገን ዝማሬ መላአክት የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልና ፈጣረ

  • @user-kf1xp8dg5e
    @user-kf1xp8dg5e6 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእከት የስመዐልና ብሓቂ ኹሉ ልትምርቅ ብዝማሬ ልንመስገን ምኹና ከንደይ ደስ ይብል

  • @user-dl6yn4pw2u
    @user-dl6yn4pw2u6 ай бұрын

    Fetari Aboy kabzi zelekwo awxean hasabey lbey asmreley

  • @fiyoritadese8915
    @fiyoritadese8915Ай бұрын

    Amen Amen Amen 🙏🏽 zimare melkti yesmana ❤❤

  • @Diyanamisgna
    @Diyanamisgna9 күн бұрын

    amen amen amen zmari melak ysmana❤❤❤❤❤

  • @GfFt-mz4tt
    @GfFt-mz4tt6 ай бұрын

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላክቲ የስመዐልና 👏👏👏👏

  • @fiorigebretnsae1645

    @fiorigebretnsae1645

    4 ай бұрын

    0000

  • @user-tj1pc8mz9k

    @user-tj1pc8mz9k

    3 ай бұрын

  • @merhawitmaranebay7873

    @merhawitmaranebay7873

    3 ай бұрын

    Ddddddssssddsddddd😊s😊sdeddee

  • @user-vi6ft3vf2n
    @user-vi6ft3vf2n6 ай бұрын

    ጸጋ የብዛሓልኩም ነቶም ኣብ ስደት ዘለና የሕዋቱኩም ድማ ከምዚ ከማኩኩም ምስ ስድራና ይኣክክበና❤

  • @abbeyene
    @abbeyene6 ай бұрын

    ኣምን ኣመን ኣመን❤❤❤

  • @Merhawi-sw7rx
    @Merhawi-sw7rx19 күн бұрын

    Kal hiwet yesmalna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @semharteweldeberhan1442
    @semharteweldeberhan144218 күн бұрын

    Amen Amen Amen zmarie melaekti yesmealna.❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @danielniguse5321
    @danielniguse53216 ай бұрын

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን , ኣሜን , ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ❤ 🎉 ,❤

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus39296 ай бұрын

    ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላክና

  • @user-fr7qt1oj4g
    @user-fr7qt1oj4g3 ай бұрын

    እልልልልልልልልል ዝማሬ መልአክቲ የስማዓልን❤❤❤

  • @yorsalamberaki
    @yorsalamberaki2 күн бұрын

    Amen Amen Amen zmare malak yesmalna❤❤❤❤

  • @user-ne2wz4xm7r
    @user-ne2wz4xm7r6 күн бұрын

    ተመስገን ኣምላኸይ

  • @danielhadgu7527
    @danielhadgu75276 ай бұрын

    ዕልልልልልልልል ኣሜን ዝማሪ መላአክቲ። መላአክቲ የስምዓልና❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-vp9ww5ud4b
    @user-vp9ww5ud4b6 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዐልና እልልልልልል👏👏ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-lt6yg3jw9c
    @user-lt6yg3jw9c16 күн бұрын

    ሃሚመ ኣብ ኣራት ደቂሴ ኔረ ሎሚ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ብ ቅዱስ ሩፋኤል ዝመሃረኒ መኣልቲ አያ አሞ ተመስገን ጎይታይ ክበር ተመስገነልይ ቃል ሳኢነሉ ሃጎሰይ አልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-ql6ko8mu6f
    @user-ql6ko8mu6f2 ай бұрын

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዠማሬየ መለአካታ የሰመዐን አሜን😊😊😊😊🎉🎉🎉

  • @zahrizahri3579
    @zahrizahri35796 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና🙏🙏🙏🙏

  • @maryogbazgi9747
    @maryogbazgi97476 ай бұрын

    እልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዓልና 🙏🏽🙏🏽🙏🏽አሜን።

  • @brhaanhagos6824
    @brhaanhagos68246 ай бұрын

    እልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና

  • @user-di5hx1ue5g
    @user-di5hx1ue5gАй бұрын

    Zmarie melaekt

  • @user-di5hx1ue5g

    @user-di5hx1ue5g

    Ай бұрын

    ❤❤❤

  • @businessforvalue
    @businessforvalue6 ай бұрын

    Elllll amennnnnn amlak zemene agelgulotkum ybark amennnnnn xlal emebete wetru msakum yukun

  • @user-ny7yb8if7x
    @user-ny7yb8if7x2 ай бұрын

    Assey tmesgenley leul goytay❤❤❤❤

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam126 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና አሜን🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-hf5bj8ok4l
    @user-hf5bj8ok4l13 күн бұрын

    Ellllllll 🙏🙏🙏zmarie melakti yesmalna

  • @MaaanjJopnj-pg2bu
    @MaaanjJopnj-pg2bu6 ай бұрын

    ♥♥♥እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመስገነለይ ኣታ ልዑል ጎይታ እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና

  • @zeytegahdehlmi
    @zeytegahdehlmi2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-yy2nu2iu8z
    @user-yy2nu2iu8z3 ай бұрын

    ኣሜን ዝማሬ ❤ መላኣክት ❤ የስማዓልና ❤ ኣደይ ማርያም❤ ጽላላ ተምብረልካ

  • @LetenkielTeklebrhan
    @LetenkielTeklebrhan6 ай бұрын

    Zmare melaekt yesmalna egzabiher zeben agelglotkum ybarek rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos amen amen amen ❤❤❤

  • @user-lm4yc3ud3b
    @user-lm4yc3ud3bАй бұрын

    Semie zey xegba mezmur n zemari kal hiwet ysemealna 🙏🙏🙏🎉🎉❤❤❤❤❤😊

  • @user-hf5bj8ok4l
    @user-hf5bj8ok4l13 күн бұрын

    Elllll zmarie melakti yesmalna

  • @MebratuBahta-fw2ny
    @MebratuBahta-fw2ny6 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዔልና

  • @SamuelGebrekidan-dr9fy
    @SamuelGebrekidan-dr9fyАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤amen amen amen temesgeneley

  • @huvhvvduh6089
    @huvhvvduh60892 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤❤❤ ኣብቤቱ የፅንዕካ ዝሓወይ❤❤❤❤

  • @wezefGalTewahdo
    @wezefGalTewahdo3 ай бұрын

    ዝማሬ መላኣክት የስመዐና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @terhaseagebera3724
    @terhaseagebera37243 ай бұрын

    እልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኩም❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-eb9cv8up7e
    @user-eb9cv8up7e2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእከት የስመዐልና❤❤❤

  • @Samri623
    @Samri6233 ай бұрын

    ዕልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስማዓልና

  • @user-mi6gm7mf4f
    @user-mi6gm7mf4fАй бұрын

    ዝማሬ መልእኽቲ የስምዓልና👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @tsdkan3768
    @tsdkan37686 ай бұрын

    እልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና❤❤❤❤

  • @user-xn1uz3du1d
    @user-xn1uz3du1d3 ай бұрын

    ኣሜንኣሜንኣሜንዝማሬመላእክትየስመዕልና❤❤❤❤❤

  • @albadralbadr4808
    @albadralbadr48085 ай бұрын

    ዕልልልልልልልልልልልልል ኣሜንን (3)🙏🙏🙏

  • @user-qm3tq7qf6w
    @user-qm3tq7qf6w6 ай бұрын

    Ellllllll Amien zmarie melekti yesmealna.

  • @LidyaDesale
    @LidyaDesale9 күн бұрын

    Amen ( 3) ❤❤❤❤

  • @fevenandemariam8017
    @fevenandemariam80172 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዓልና

  • @sabayuhens959
    @sabayuhens9595 ай бұрын

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመስገን ፈጣሪ ዝማሬ መላክት የመዓልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-no2un6zg5f
    @user-no2un6zg5fАй бұрын

    Amen Amen Amen❤❤❤❤❤

  • @merontadele70
    @merontadele704 ай бұрын

    አሕዋተይ ደስ ዝብል መዝሙር እዩ ናይ ህይወት ቃል የስምዕኹም ካብ ገዝኡ አየውፅእኩም።።😊

  • @EmaTekk
    @EmaTekk6 ай бұрын

    ዕልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መልእኽተ የስማዕልና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @pietrosmichael7321
    @pietrosmichael73216 ай бұрын

    May the Lord bless you all abundantly!

  • @user-ys1cd1sg7m
    @user-ys1cd1sg7m3 ай бұрын

    ዕልልልልልል ዝማሬ መላክቲ የስመዐልና🙏🙏🙏🙏🙏

  • @lidiaghebreberhan4953
    @lidiaghebreberhan49533 ай бұрын

    ዝማሪ መላእኽቲ መላእኽቲ የስምዐልና🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @saliholove101
    @saliholove1014 ай бұрын

    ንበረኸት ኩን ❤❤ ጥዑም ዝማሬ

  • @romanande169
    @romanande1696 ай бұрын

    Wo egziabher amlakey bmhretka teareqeni Zmarye melaekt yesmalna Amen Amen Amen

  • @user-ts5gs1mz2b
    @user-ts5gs1mz2b4 ай бұрын

    Semieka zeytmno mezmur zmare melakti yesmalna Amen

  • @jhanshs2778
    @jhanshs27785 ай бұрын

    እልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላአክት የስመዓል

  • @mebratberhane7402
    @mebratberhane74025 ай бұрын

    Zmare meliekiti yesmaelna Amen 🙏♥️🙏

  • @goodplaza244
    @goodplaza2445 ай бұрын

    ተመስገን ፈጣሪ ዝማሬ መላእክት የስዕልና ❤❤❤❤❤

  • @user-cc2ru6go3u
    @user-cc2ru6go3u3 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ❤❤❤

  • @abebagebrekiros6722
    @abebagebrekiros67226 ай бұрын

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷 🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿 አሜን❤️አሜን❤️አሜን❤️❤️❤️❤️❤️

  • @user-jk5ib6uz5w
    @user-jk5ib6uz5w5 ай бұрын

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማሬ መላእክት የስመዓልና🙏

  • @tekeateklay2546
    @tekeateklay25463 ай бұрын

    Zimarie melakiti yesmealina nay agulgulet zemenka yibarik❤❤❤

  • @user-qp7lr9fs1d
    @user-qp7lr9fs1d2 ай бұрын

    ዕልልልልልልልልል❤

  • @henokberhe820
    @henokberhe8203 ай бұрын

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ዝማረ መላእክቲ የስሞዓልና ጥዑም መዝሙር ❤❤❤

  • @SlamiHj
    @SlamiHj3 ай бұрын

    ተመስገንእልልልልልልልልልልልል❤❤❤

  • @user-be6ze5rh7u
    @user-be6ze5rh7u6 ай бұрын

    ኣሜንኣሜንኣሜን

  • @user-ul3th3gc7e
    @user-ul3th3gc7e6 ай бұрын

    ዕልልልልልልል ዝማረ መላአክቲ የስምዐልና👏 አሜን አሜን አሜን🙏

  • @lemlemtekle3236
    @lemlemtekle32365 ай бұрын

    Amen (3) zmare melaekti yesmealna zemen agelglotkum egzabher amlak ybark yehwat

  • @user-lk6rs2st4q
    @user-lk6rs2st4q3 ай бұрын

    ኣሜን🙏🙏🙏

  • @user-xf8lw7ik4w
    @user-xf8lw7ik4w6 ай бұрын

    Amen amen amen zmarie melakt yesmalna ezgabiher xegu yebzhalkum

  • @semharabraham4534
    @semharabraham45342 ай бұрын

    Eseyyyyyyy ellllllllllllll zimare meliaki yesimianan nay Hayley mezmur ya ezia xegie yebizihalkum yhiwatey 🙏🙏🙏🙏

  • @user-qr7df5xd8e
    @user-qr7df5xd8e4 ай бұрын

    እልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤እልልልልልልልልልልልልል❤❤❤እልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና🎉🎉🎉

  • @freselammelake4001
    @freselammelake40015 ай бұрын

    Amen amen amen zmare melaekti yesmana ❤❤❤

  • @tsarkangebremeskel6947
    @tsarkangebremeskel69476 ай бұрын

    ብሓቂ እልልልልልልልልል አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክት የስመዐልና❤❤❤አብቤቱ የፅንዕካ ሓወና❤❤❤

  • @user-cl3yj8ho4w
    @user-cl3yj8ho4w3 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-cu2if6ro1s
    @user-cu2if6ro1s4 ай бұрын

    ዕልልልልልልልልልልልኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዐልና🎉

  • @askaluferezgi386
    @askaluferezgi3866 ай бұрын

    እልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @raheliraheli2321
    @raheliraheli23214 ай бұрын

    እልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤❤❤❤❤

  • @user-dq5kv7bz2q
    @user-dq5kv7bz2q4 ай бұрын

    ኣሰይይይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @user-gd4ym6jt3j
    @user-gd4ym6jt3j6 ай бұрын

    እልልልልልልልል ኣሰይ ተባረክ

  • @lulamusgun8451
    @lulamusgun84516 ай бұрын

    Amen Amen Amen 🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @kgmtv7266
    @kgmtv72663 ай бұрын

    በቃ ዜማ ዘህጉስ ግጥሚ ዜማ ኩሉ ያሬዳዊ ብጠኣሚ ተሃጉሴ ዝሰማኩ ዜማን ግጥሚ ቀፅለሉ ልክ ከም ስምከ ፀዊኦ መዝሙር ደስ ዝብል ዝማሬ መላክት የስመኣካ ጎበዝ ቀጥልበት ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @vdvdvdxvvxzbzh9331
    @vdvdvdxvvxzbzh93315 ай бұрын

    ኤልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመአልና ኣሰይይይይይይይይይ ክንደይ ደስ ይብል ተመሥገን ኣምላከይ ተዋህዶ ምካን ትእድልቲ ተመሥገን ኣምላከይ ተዋህዶ ገይርካ ዝፈጠርካኒ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @Mdrecanaan

    @Mdrecanaan

    5 ай бұрын

    Amen 🙏

  • @abelberhane
    @abelberhane4 ай бұрын

    ኣልልልልልልልልልልል ዝማሪ መላአክቲ የስማኣና

  • @mehariokubaselase6172
    @mehariokubaselase61726 ай бұрын

    God bless my people Erit❤

  • @atsededejen2363
    @atsededejen23633 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @Tsgehaylay-ns8pv
    @Tsgehaylay-ns8pv5 ай бұрын

    ተመስገን አልልልልልልልል 🙏🙏👏👏👏👏👏👏

  • @terhasnegassi7984
    @terhasnegassi79843 ай бұрын

    Zmarey melakt yesmalna! Edmen tenan yhabka.❤❤❤🎉🎉🎉🙏🙏🙏Amen.

  • @henokgebru842
    @henokgebru8422 ай бұрын

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤

  • @01tigray
    @01tigray4 ай бұрын

    ዝማሬ ምላአክት የሰመዕና 🙏❤

Келесі