By Deacon Teame.(እዚ'ኸ መን ይረኽቦ) New Eritrean Orthodox Mezmur 2020

ኣብዚ Page Share, Comment and Subscribe ብምግባር ናብ ኩሉ ክበጽሕ እጃምና ነበርክት
/ tewahwdochurch
Follow Us.....
I'm on Instagram as @atranostv. Install the app to follow my photos and videos. invitescon...
l. l.php?u=https%...

Пікірлер: 1 100

  • @user-ix7tx9hl1l
    @user-ix7tx9hl1l4 жыл бұрын

    እዚ 'ኸ መን ይረኽቦ እዝጊ ዝሃቦ(2) ክበሃል ሰሚዐ ብዙኀ ኣሰተንኪረ(2) ኣንታ ፍቱወይ ለዋህ አቦ ተመስገን ኣምላኸይ እማን ብእማን ለካ ንኹሎ ዛዚምካዮ ተመስገን መድኀነይ ዓመታት ትዕግሥተይ ደስታ ቀይርካዮ ንስኻ እነተ ዘይሓነፅካ መን ጥበብ ምስ ሃቦ ሐነፅቲ ሰብ ዕዮ ንስኻ እነተዘይሐለኻ ሓላዊ ከተማ ምነቕሐ'ዶ ኢልካዮ አነ'ውን አምላኸይ ብዘይ ደገፍ ኢደካ የለን ናተይ ዘብሎ ከመይ ነስኻ ኢኻ ትብዓት ውሽጠይ ውሽጠይ ልበይ ዝውከሎ ተመሰገን አምላኸይ ቅደሚ ኩሉነገር ንስኻ ከበረለይ ተመሰገን ግይታየ ቅደሚ ኩሉ ነገር ልዕል በለለይ እዝ።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።። እቲ ዝነፍዐ ፈረሰኛ ከም ንፈሰ ክሕምበብ ኃይለይ'ዶ እብሎ ይኸውን እቲ ዝምካሕ ብፍልጠቱ ኣብ ጥርዚ እንተ በጽሐስ ናተይ'ዶ እብሎ ይኸውን መን ኣሎ ድዩ ፍጡር ዕድመ ከይሃብካዮ ነዚ ዘርክበሉ መን ኣሎ'ኸ ዕውት ጥዕዩ ደው ከየበለ ዝበጽሕ ኣብ ኩሉ ንዓይ 'ውን ኦ ግይታይ ናይ ትማል ውህበትካ ገና ኣብ ልበይ ከሎ ነዚ ወሲኽካንስ ኣምሳያ ልግስኻስ 'ታይ ኣሎ'ሞ ዝብሎ እዝ።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።። እቲ ኹሉ ዝሓለፈኩዎ ዓቐብን ቊልቊን ብዓወት ክሰግሮ እቲ ኹሉ ዝሰገርኩዎ ታኼላን ተኾርባን በርቲዐ ክሰግሮ ኃይሊ መን ድዩ ነይሩ ነዚ ፈጹም ስቕታይ ኩሉ ዝስበረ አይንሰኻ'ንዲኻ ዓመታት ትዕግሦተየ ደስታ ዝቐየረ ኣንታ'ቦ ውዕለተይ ሓለል'ዪ ብሓቂ ናትካ ውሉድ ምዃን ብኽብርን ምስጋናን ኣምልኾን ውዳሴን ዘለዓለም ተመስገን ኣማን

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    Amwn Kbret yhabelna. 🙏🙏🙏

  • @user-ix7tx9hl1l

    @user-ix7tx9hl1l

    4 жыл бұрын

    @@KABATRANOSTV amen zhawey

  • @segenmengstab5790

    @segenmengstab5790

    3 жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @fiyorikubrom8812

    @fiyorikubrom8812

    3 жыл бұрын

    Www 1

  • @sofimehari606

    @sofimehari606

    3 жыл бұрын

    Zmare mlakti yesemalna

  • @user-lk9ov1px9j
    @user-lk9ov1px9j2 жыл бұрын

    ኣነ ውን ኣምላኸይ ብዘይ ደገፍ ኢድካ የለን ናተይ ዘብሎ ከመይ ንሰኻ ኢኻ ትብዓት ውሸጢ ውሸጠይ ልበይ ዝውከሎ ተመሰገን ኣምላኸይ ቅድሚ ኩሉ ነገር ንሰኻ ክበረለይ ተመሰገን ጎይታይ ቅድሚ ኩሉ ነገር ልዕል በለለይ አሰይ አሰይ አሰይ አሰይ ጥዑም ዝማሬ መላአክት ያሰመዐልና ክቡር ሓውና ፀጋኡ ያብዛልህ እግዚአብሔር አምላኸ 💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💐💐💐💐💘💘💘💘💘💘💘

  • @gaema9673

    @gaema9673

    Жыл бұрын

    👏👏👏👏❤️❤️❤️👍

  • @samutekle3023

    @samutekle3023

    Жыл бұрын

    Ppp

  • @samutekle3023

    @samutekle3023

    Жыл бұрын

    Ppp

  • @samutekle3023

    @samutekle3023

    Жыл бұрын

    Pp

  • @astertesfay4887

    @astertesfay4887

    Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @samerhali6439
    @samerhali64394 жыл бұрын

    እልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ንሓውና እግዚአብሔር ፀጋኡ የብዝሓልካ ናይ ኣገልግሎት ዘመን ካ ይባርኽ. ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ ኩሉኩም ደቂ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣብ ዘለኩሞ ናይ እግዚአብሔር ሰላም ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ረድኤት የብዘሃልኩም ኣሜን(3)

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    Amen 🙏

  • @user-hu5yl8hx7v
    @user-hu5yl8hx7v5 ай бұрын

    እዛ መዝሙር ክሰምእ ከለኩ ንብኣት እዩ ዝስእረኒ ኣምላክ ዘመን ግልገለኩም ይባርክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-bb3zf2bv9o
    @user-bb3zf2bv9o9 ай бұрын

    አሰይይይይይይይይይ ዝማሬ የሰምዓና ተመሰገን አግዚኣብሄር ሚሐርት የዉርዲና

  • @Robielm
    @Robielm4 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና ዜማ ግጥሚ ድምጺ ኩሉ እንታይ ክወጾ ነፍስን ስጋን ሩፍታ ዝህብ ጥዑመ ልሳን ድያቆን እኁየ ጸጋ በዲበ ጸጋ ይጸግወከ እግዚእነ ኣብ ጾሎትኩ ተዘኮሩኒ👏👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷ንሃገርና ድማ ሰላም ይፍጠረልና

  • @merhawymehari3241

    @merhawymehari3241

    3 жыл бұрын

    Zmare melakti yesmana

  • @rutgebrezgi2765

    @rutgebrezgi2765

    5 ай бұрын

    አሜን❤❤

  • @wintamebrahtu2505
    @wintamebrahtu25053 жыл бұрын

    ነዚ መዝሙር ምስማዕን መጽሓፍ ቅዱስ ምንባብን ሓደዩ ፡ኣዕዚዙ ይባርኽካ ጸጉኡ የብዝሓልካ ድያቆን ሓውና።

  • @kirostesfahans
    @kirostesfahans10 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና ክብር ሓውና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሐልካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @mhretka145
    @mhretka1454 жыл бұрын

    እልልልልልልልልልልልልልልልልል፡እቲ ዘይውዳእ ጸጋ ሂቡ ናይ ነዊሕ ዓመት ኣጎልጉለትካ ባሪኹ፡ ኣብዚ ቅዱስ ዝማሬ ዘብጽሓካ ኣምላኽ ክብርን ምስጋና ይኹኖ ዲ.ጠዓመ ሓወይ። ዝማሬ መልኣኽቲ የስምዓልና።

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    amen

  • @user-dw5rw3gl7v

    @user-dw5rw3gl7v

    2 жыл бұрын

    Amen 🙏

  • @weldeeyesus5916
    @weldeeyesus59164 жыл бұрын

    ኣዝዩ ጥበበ ኣምላክ ዝተሓወሶ ስራሕ ።ካብ ዝምስጡኒ መዝሙር ናይ ድያቆን ጠዓመ ኢዩ ኣምላክ ጸግኡ የብዘሓልካ

  • @habtomberaki8917

    @habtomberaki8917

    3 жыл бұрын

    0999h9ui90909099yuuyy⁹is u

  • @misganabella9198

    @misganabella9198

    2 жыл бұрын

    Amen amen amen aman beaman ezi ke men yerkbo ezigi zehabo

  • @yodithailehagos1326

    @yodithailehagos1326

    2 ай бұрын

    ❤😀❤​@@misganabella9198

  • @user-yy2nu2iu8z
    @user-yy2nu2iu8zКүн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የስማዓልና ኩቡር ሓውና❤❤❤

  • @user-cw7sp3wl9x
    @user-cw7sp3wl9x4 жыл бұрын

    እልልልልል💖እልልልልል💖እልልልልል 💖💒👏 ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ጸጋ ኣምላኽ ኣብ ዝርያኹም ይኹን ኣሜን 🙏🙏🙏❣️❣️❣️

  • @okbitberhe2479
    @okbitberhe24794 жыл бұрын

    ዝማሬ ዳዊት ዝተቐበለ መዝሙርኩም ይቀበለልክም ብጣዕሚ ጥዑም መዝሙር

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    Amen

  • @mazumalet1269
    @mazumalet126911 ай бұрын

    I will never ever forget this Mezmur cose it has connected with my personal life and gave me strength and soul when I had a very very hard time. I got lesson relying on God when you are weak will give you the highest strength. It was 10am in the middle of week days in june 2020 in my room in a new town when i first heard this Mezmur.

  • @temsgengebrhiwet4466

    @temsgengebrhiwet4466

    9 ай бұрын

    ❤❤🙏👏🤲

  • @mostt7794
    @mostt77943 жыл бұрын

    እዚ'ኸ መን ይረኽቦ እዝጊ ዝሃቦ... ኣማን ብኣማን እወ እዝጊ ዝሃቦ :: ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና::

  • @merhawighirmay1352
    @merhawighirmay13524 жыл бұрын

    እሜን እግዚኣብሄር ይመስገን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዲያቆን ጠዓመ ሓወይ ፡ ብሓቂ ኩሉ ብእግዚኣብሄር ዘይርከብን ዘይብጸሓን የለን

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    amen

  • @amlaksenayu3030

    @amlaksenayu3030

    9 ай бұрын

  • @user-ys8qt6bi6v
    @user-ys8qt6bi6v3 жыл бұрын

    Temesgen getaye lezich dekika ekf dgf adrgo yaderesen amen amen amen keri Zemenachnn ezgabiher ybarkln amen amen amen zmare melaet yasmaln amen amen amen

  • @okbazgiherestifanos2195
    @okbazgiherestifanos21954 жыл бұрын

    ኣሰይ ዝማረ መላእክት የስመዓልና ዲያቆን ጠዓመ ሓወይ እዚኸ መንይረኽቦ እዝጊ ዝሃቦ ኩሉ ብኡኡ እዩ ብዘይ ብኡኡ ዝኾነ የልቦን ጸጋኡ የብዝሕ ኣምላክ ።

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    amen

  • @nesebmarru252
    @nesebmarru2522 жыл бұрын

    እልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዕልን እግዚአብሔር አምላክ ፀጋኡ ይብዘሐልኩም 🙏🙏🙏

  • @selambetenna
    @selambetenna2 жыл бұрын

    ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና ዲያቆን ኅወይ! ኣዝ፡ እዚ'ኸ መን ይረኽቦ እዝጊ ዝሃቦ(2) ክበሃል ሰሚዐ ብዙኀ ኣሰተንኪረ(2) ኣንታ ፍቱወይ ለዋህ አቦ ተመስገን ኣምላኸይ ኣማን ብኣማን ለካ ንኹሉ ዛዚምካዮ ተመስገን መድኀነይ ዓመታት ትዕግሥተይ ደስታ ቀይርካዮ 1) ንስኻ እነተ ዘይሃነፅካ መን ጥበብ ምስ ሃቦ ሐነፅቲ ሰብ ዕዮ ንስኻ እነተዘይሐለኻ ሓላዊ ከተማ ምነቕሐ'ዶ ኢልካዮ ኣነ'ውን አምላኸይ ብዘይ ደገፍ ኢደካ የለን ናተይ ዘብሎ ከመይ ነስኻ ኢኻ ትብዓት ውሽጠይ ውሽጠይ ልበይ ዝውከሎ ተመሰገን አምላኸይ ቅደሚ ኲሉ ነገር ንስኻ ክበረለይ ተመሰገን ጐይታየ ቅደሚ ኩሉ ነገር ልዕል በለለይ ኣዝ፡ እዚ'ኸ መን ይረኽቦ እዝጊ ዝሃቦ… 2) እቲ ዝነፍዐ ፈረሰኛ ከም ንፈሰ ክሕምበብ ኃይለይ'ዶ እብሎ ይኸውን እቲ ዝምካሕ ብፍልጠቱ ኣብ ጥርዚ እንተ በጽሐስ ናተይ'ዶ እብሎ ይኸውን መን ኣሎ ድዩ ፍጡር ዕድመ ከይሃብካዮ ነዚ ዘርክበሉ መን ኣሎ'ኸ ዕውት ጥዕዩ ደው ከየበለ ዝበጽሕ ኣብ ኩሉ ንዓይ 'ውን ኦ ጐይታይ ናይ ትማል ውህበትካ ጌና ኣብ ልበይ ከሎ ነዚ ወሲኽካንስ ኣምሰያ ልግስኻስ 'ታይ ኣሎ'ሞ ዝብሎ ኣዝ፡ እዚ'ኸ መን ይረኽቦ እዝጊ ዝሃቦ… 3) እቲ ኹሉ ዝሓለፈኩዎ ዓቐብን ቊልቊን ብዓወት ክሰግሮ እቲ ኹሉ ዝሰገርኩዎ ታኼላን ተኾርባን በርቲዐ ክሰግሮ ኃይሊ መን ድዩ ነይሩ ነዚ ፍጹም ስቕታይ ኩሉ ዝስበረ ኣይንሰኻ'ን ዲኻ ዓመታት ትዕግስተየ ደስታ ዝቐየረ ኣንታ'ቦ ውዕለተይ ሓላል'ዪ ብሓቂ ናትካ ውሉድ ምዃን ብኽብርን ምስጋናን ኣምልኾን ውዳሴን ዘለዓለም ተመስገን ኣዝ፡ እዚ'ኸ መን ይረኽቦ እዝጊ ዝሃቦ… ስብሓት ለኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ይእዜኒ ወዘልፈኒ ወለዓለም ዓለም። ኣሜን።

  • @hagossium739

    @hagossium739

    Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @astertesfay4887

    @astertesfay4887

    Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @zemsraq4894
    @zemsraq48944 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና በቃ ደስ ኢሉኒ ሎሚ ፣ምክንያቱ እቲ ናይ ቀደም መዝሙር ሎሚ ሰሚዐ።

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    Amen.🙏🙏🙏

  • @tsegaestif3937
    @tsegaestif3937 Жыл бұрын

    ዝማሬ መልእክት ይማኣና ድያቆን ሓውና ናይ ዘመን እድሜካ ይባርከልካ

  • @luwamtsegay2387
    @luwamtsegay23872 жыл бұрын

    Amen Amen Amen ezi ke men yrekbo ezgi zhabo kbahal semie buzuh astenkire zmare melaekti ysmalna temesgen amlakeyyy

  • @user-qj2mc9bg7w
    @user-qj2mc9bg7w4 жыл бұрын

    Amen Amen Amen ዝማረ መላእክት የስመዓልና ሓወይ ናተይ እግዚአቢሄር ኣምላክ ጸግኡ ይብዛሓልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ √√√√

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    Amen

  • @yemanetsegay3437
    @yemanetsegay34372 жыл бұрын

    ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዓልና።ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ።ንዓይ እውን እግዚኣብሄር ኣብዛ ዓመት ኢዚኣ ብዙሕ ሰናይ ጌርለይ ኢዩ ም ክብርን ምስጋናን ይክኖ።

  • @user-dt1yh3lc6k
    @user-dt1yh3lc6k3 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዓና ብሓቂ ድያቆን ሓውና ጥበብካ ይዓንብብ ኣነስ ይገርመኒ ኩሎም መዝሙር ኣብ ሂወተይ ኣእትየ ክሪኦ ከለኹ ብጣዕሚ እየ ዝድነቕ ኦ እግዚአብሔር ዘመስግን ልሳን ዓድለኒ ጎይታይ

  • @user-rh7jg8qm5i
    @user-rh7jg8qm5i2 жыл бұрын

    አሜንን አሜንን አሜንን ዝማሬ መልእከቲ የስመዕልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም አምላክ አሕዋተይ ማዓረይ👏👏እልልልልልል ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር እዩ😍😍😍😍😍🌿🌿🙏🙏🙏🙏❤❤❤💒💒💒💒💒🙏🙏🙏🙏👏👏👏

  • @tirhastareke7525

    @tirhastareke7525

    2 жыл бұрын

    00

  • @abebakidane4939

    @abebakidane4939

    2 жыл бұрын

    Ĺp09po9

  • @rutgebrezgi2765

    @rutgebrezgi2765

    2 жыл бұрын

    🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 Amen

  • @yibrahteka6339

    @yibrahteka6339

    2 жыл бұрын

    @@tirhastareke7525 454rrddr44ssr44r54ffd444445sdssdssrrrrtr5455re44e4⁴4444444444444444444444444444444444rdrdrrrdrr4555r38955t

  • @user-jm4bl2tq7l

    @user-jm4bl2tq7l

    2 жыл бұрын

    🤲🤲🤲

  • @user-ke5ol5rd4s
    @user-ke5ol5rd4s2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐና ስለ ኩሉ ነገር ክብርን ምስጋናን ንእግዚአብሄር ኣምላክና ንዘልኣለም ዓለም ኣሜን ኣሜን ኣሜን ተመስገን ኣምላከይ ⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️🌍🤲🤲🤲🤲

  • @_____7395
    @_____73954 жыл бұрын

    ልቢ ዘረስርስ መዝሙር❤️❤️❤️

  • @maryameymezmureykerstosaml3497
    @maryameymezmureykerstosaml34974 жыл бұрын

    🙏 ✨ 💒 👏👏 elelelelell 🌹†🙏 † 💒 *· 👏 ✨ elelelelel*🌹👏👏 † ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ፡ ናይ ብሓቂ ዓጽሚ ዘጥልል ዝማሬ።

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    amen

  • @samsonhabte3663
    @samsonhabte36634 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂውት ይስመኣልና ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዩ ንዓኩም እግዝኣቢሄር ይሓግዝኩም ንኣና ድማሂውትና ክንመርሕ ኣይፈለየና :: ምክርኩም ኣይፈለየና የርክበሉ ኣንበል ትብል መዝሙር ድማ ክትዝርጉሕልና ሃንቀው ኢልና ንጽበ ኣለና

  • @tiebemengsiu3691

    @tiebemengsiu3691

    4 жыл бұрын

    😘😘😘😘❤❤❤❤❤❤❤

  • @shamsamule610
    @shamsamule6104 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት ዝተቀበለ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዝማሬኩም ይቀበል. ብጣሚ ደስ ዘብል መዝሙር እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም።

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    Amen

  • @ccccf2259
    @ccccf2259 Жыл бұрын

    ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሓልካ

  • @user-xb7lq4rc5v
    @user-xb7lq4rc5v4 жыл бұрын

    Amen Amen Amen zmare melakt yesmalna zomahwatey💒 ✝️⛪✝️💒❤❤❤❤

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    Amen

  • @bietmezmurtewahdo3838
    @bietmezmurtewahdo38383 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና ድያቆን ሓውና ሰሚዕኻ ዘይትጸግቦ ዝማሬ

  • @meskinega3516
    @meskinega35163 жыл бұрын

    ወንድማችን በእውነት ቃለሕይወት ያሰማልን🙏 በደምብ ባልሰማውም ትንሽ ትንሽ እሰማለሁ እና መዝሙሮቹህ በጣም ነው ደስስስስስ የሚሉት በቤቱ ያፅናህ🇪🇹🇱🇷

  • @samienkay2334
    @samienkay23343 жыл бұрын

    ዝማረ መላኽቲ የስምዓልና ዲያቆን ጠዓመ ሓውና ናይ ኣገልጉሎት ዕድመካ ይባርኽ

  • @samsonhabte3663
    @samsonhabte36634 жыл бұрын

    Amin Amin amin zmare melakti yesmealna kndey ke tmqr wedey

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    Amen

  • @asmaithabteghiorghis3060
    @asmaithabteghiorghis30604 жыл бұрын

    Fxum selamn hagosn zhb, aexmti zelemlim mezmur🙏🙏🙏 Nay agelgulot zemenka ybarek D. Teame hawey!!!!

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    Amen

  • @amlakeyselamey

    @amlakeyselamey

    9 ай бұрын

    Bhaki blessed mezmur, amlak yhagiz nfuoat agelgelti knkewn

  • @zebibtomas4782
    @zebibtomas4782 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላክት የስምዓልና ክቡር ዲያቆን ሓውና።እዛ መዝሙር ክሰምዕ ከለኩ ካብ ልበይ ዝፈስስ ሓጎስ መግለጺ ኣይረክበሉን እየ ክብሪ ን ስሙ ይኩን።ዲያቆነይ ኣምላክ ጸጊኡ የብዝሓልካ።

  • @maranatatv8426
    @maranatatv84264 жыл бұрын

    ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆን ጠዓመ ሓወይ ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ዜማ ግጥሚ ደስ ዝብል ዝማሬ ኣምላክ ዝማሬካ ይቀበል ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ ይባርክ ኣምላክ መንፈስ ቅዱስ ሰዲዱ ካብዚ ንላዕሊ ክትዓዩ ይደግፍኩም

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    amen amen amen

  • @efremsium5707

    @efremsium5707

    4 жыл бұрын

    AMEN AMEN AMEN

  • @filiboy8207

    @filiboy8207

    4 жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @rutgebrezgi2765

    @rutgebrezgi2765

    4 жыл бұрын

    Amen Amen Amen

  • @user-xg7ct7lv2h

    @user-xg7ct7lv2h

    4 жыл бұрын

    Amien

  • @merasales8450
    @merasales84504 жыл бұрын

    ዲያቆን ጦዑመይ ጥዑም ከም ሽምካ: ብሓቂ እግዚኣብሄር ይመስገን ስለቲ ዘይውዳእ ውዕለቱ

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    Amen

  • @feventeferi9207

    @feventeferi9207

    4 жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @edensimon1323
    @edensimon13234 жыл бұрын

    D.Teame Hawey kul gzie mezmurkaaaa hiwettt zhibbbbbb bekaaa amlak tibebkaaaaa yebzhayoooooooooooo ❤️❤️🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    Amen 🙏🙏🙏

  • @user-ke3vw5mk6k
    @user-ke3vw5mk6k14 күн бұрын

    ዝማሬ መላእኽት ያስመዕለን ክቡርና ❤🙏

  • @yemanetsegai4617
    @yemanetsegai46177 ай бұрын

    እዛ መዝሙር ኣብ ዕለት መርዓይ ንመጀመርታ ግዜ ሰምዔያን ተዘሚራን።ኣብ ህይወተይ ምትእሳር ኣለዋ።ድሕሪ ነዊሕ ናይ ህይወት ፈተነ እ/ሄር ናብዚ ስለዘብቛዓኒ።ድሮ ወሊደ ኣብ ሙዉቅ ሓደር ኣለኩ።

  • @danayitkbrom9307

    @danayitkbrom9307

    6 ай бұрын

    ፅቡቅ ሓፍተይ

  • @milenbrhane598
    @milenbrhane5984 жыл бұрын

    Asey dyakon tumay akoy mearey ms mesarhtka amlak zemen agolgukum ybark des zebl mezmur qexlo knzbeyeka ina aytdenguyena

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    amen

  • @user-bo3pu8nc3t
    @user-bo3pu8nc3t3 жыл бұрын

    Amen Amen Amen Zmare Melaekti yesmealna xegeu yebzhalkum Yehwat

  • @michaelabraham4503
    @michaelabraham45034 жыл бұрын

    ዝማሬ መልአክት የስመዓልና ዲያቆን ሓውና፣ሠናይ ዝማረ!!

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    Amen

  • @MullerTesfie92
    @MullerTesfie924 жыл бұрын

    "እዚ'ኸ መን ይረክቦ እዝጊ ዝሃቦ" ጸጋ ክርስቶስ ኣምላክና ምሳኩም ይኩን።

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    Amen

  • @mebgeb4740
    @mebgeb47404 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ዲያቆን ሓውና ።

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    amen

  • @evanosramyek6445
    @evanosramyek64453 жыл бұрын

    Ewe hgi win temesgen Amilak Ezi ke men yrekbo ezgi zehabo Nay behaki degim kisab eza seat eza zexnahkani Temesgenka fetari kulu Alem medhane alem aboy Amen Amen Amen 🙏 🙏🙏

  • @dr5483
    @dr54834 жыл бұрын

    ወያጠልል አእፅምተ እምብዝኀ ጣዕሙ ፈድፋደ። እግዚአብሔር ኣዕዚዙ ይባርኽኩም፡ ብግጥሙን ዜሙኡን ናይ ቤተ ክርስቲያና ዝሓለወ፡ ቀጽልዎ።

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    Amen

  • @user-lv6yk9kz2p
    @user-lv6yk9kz2p2 жыл бұрын

    እልልልልልል ተመስገን ኣምላኽይ ዝማሬ መልኣካናት ይስምዕና amen 🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @user-kx3ss6re4x
    @user-kx3ss6re4x4 ай бұрын

    ተባረኽ ዝሓወይ ጠጠው ኢለ ክሓስብ ታሪከይ ከዝክር እዩ ዝገብረኒ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና

  • @user-el2gu4np2f
    @user-el2gu4np2fАй бұрын

    ኣሜን(3)🙏🙏🙏 ቅድሚ ኹሉ ንስኻ ተመስገነለይ ኣምላኸይ መዝሙረ ዳዊት የስምዓልና ልቢ ዘረስርስ መዝሙር 🙏🙏🙏✝️💒✝️ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ ፈጣሪ ክቡር ሓውና

  • @saminataniam28
    @saminataniam284 жыл бұрын

    Teom zmare ♥️💒🙏 Egziabher Msakum Ykun ♥️🙌

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    amen

  • @afewerkigoitom2086
    @afewerkigoitom20864 жыл бұрын

    Amen Amen Amen Zmare melakti yesimealna Amlak xegu yebzehalkum

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    Amen

  • @user-li2or7zw2g
    @user-li2or7zw2g Жыл бұрын

    ኣዝዩ ደስ ዝብል መዝሙር ዝማሬ መላአክቲ የስምዓልና ድያቆን ሓውና

  • @user-el1rx6zm6v
    @user-el1rx6zm6v8 ай бұрын

    ልበይ ሕጉስስስ ይብል እዛ መዚሙር እንትሰምዕያ❤🙏ተመስገን ኣምላኬየ🤲❤🥰

  • @zainazaina2750
    @zainazaina27503 жыл бұрын

    እልልል ዝማሬ መላእእክት የስመዐልና በረከትይሃብካ እግዝቤር ይባሪከካ

  • @goblelteklemichael6530
    @goblelteklemichael65304 жыл бұрын

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልኣሜን ኣሜን ኣሜ ዝማረ መልኣኽቲ የስመዓልና ደቂ እመብርሃን

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    Amen

  • @whsti_adarash
    @whsti_adarash4 жыл бұрын

    በስመ ኣብ ወውልድ ውመንፍስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን እዚ'ኸ መን ይረክቦ እዚ'ኸ መን ይረክቦ እዝጊ ዝሃቦ (2) ክብሃል ስሚዐ ብዙሕ ኣስተንኪረ (2) ኣንታ ፍትውይ ለዋህ ኣቦ ተመንገ ኣምላክይ ኣማን ብኣማን ለካ ንኩሉ ዛዚምካዮ ተመስገን መድሕነይ ዓመታት ትዕግስተይ ድስታ ቅይርካዮ ንስካ እንተ ዝይሃነጽካ መን ጥበብ ምስ ሃቦም ሃነጽቲ ጥበብ ስብ ዕዮ። ንስካ እንተዝይሓለካ ሓላዊ ክተማ ምነቅሕ'ዶ ኢልካ'ዮ ኣነ'ውን ኣምላኸይ ብዘይ ድገፍ ኢድካ የለን ናትይ ዝብልሎ። ክመይ ንስኻ ኢኻ ትብዓት ውሽጢ ውሽጠይ ልበይ ዝውከሎ። ተመስገን ኣምላክይ ቅድሚ ኩሉ ነገርንስካ ክበርለይ። ተመስገን ጎይታየ ቅድሚኩሉ ነገር ልዕለ ብለለይ. እቲ ዝነፍዐ ፍረሴኛ ክም ንፋስ ክሕምበብሓይለይ'ዶ ይብሎ ይክውን። እቲ ዝምካሕ ብፍልጠቱ ኣብ ጥርዚ እንተ ብጽሐ ናትይ'ዶ እብሎ ይክውን። መን ኣሎ'ዶ ፋጡር ዕድመ ኸይሃብካ'ዮ ነዚ ዘርክበሉ። መን ኣሎ'ኸ ዕዉትጥዕዮ ደው ክይበለ ዝበጽሕ ኣብ ኩሉ። ንዓይ'ውን ኦ ጎይታ ናይ ትማል ውህበትካገና ኣብ ልበይ ከሎ። ነዚ ወሲኽካንስ ኣምሳያ ልግስካ እንታይ ኣሎ'ሞ ዝብሎ። እቲ ኩሉ ዝሓለፍኩዎ ዓቅበን ቁልቁንባዓውት ክሰግሮ። እቲ ኩሉ ዝሰገርክዋ ታኬላን ተኮርባን በርቲዕ ክሰግሮ። ሓይሊ መን ድዮ ንይሩ ነቲ ፍጹም ስቅታይ ኩሉ ዝስበረ ። ኣይንስካ እንዲካ ዓመታት ትዕግስተይ ድስታ ዝቅየረ። ኣንታ ኣቦ ውዕለተይ ሓላል'ዮ ብሓቂ ናትካ ውሉድ ሙካን። ብክብርን ምስጋናን ኣምልኮን ውዳሴን ዘልኣለም ተመስገን። ስብሓት ለኣብ ስብሓት ለውልድ ስብሓት ለመንፍስ ቅዱስ ስብሓት ለእግዝኢትነ ማርያም ድንግል ወላዲተ ኣምላክ ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን

  • @sweetcandy171
    @sweetcandy171 Жыл бұрын

    Eza mezmur lbey eye trekbeni ab zsemaekula eye znebie😢😢.....Temesgen amlakey.....zmarie melaekt yesmalna dyacon teame

  • @liyaminase5236
    @liyaminase52363 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ ተስምዓልና ተመስገን ኣምላከይ ቅድሚ ኩሉ ነግረ ክበረለይ

  • @TEKILAD-OfficialChannel
    @TEKILAD-OfficialChannel4 жыл бұрын

    ኣምላክ ይባርክ ፍቱዋት የሕዋት፡ ናይ ክርስቶስ ቤተሰብ፡ መክበርቲ ስም እግዚኣብሔር! ኣዕዚዙ ይቀድስኩም።

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    Amen

  • @kibram6805

    @kibram6805

    4 жыл бұрын

    Amen Amen Amen ahbiru ybarkena🙏🙏🙏

  • @Ebbe782
    @Ebbe782 Жыл бұрын

    ቃለ ሕይወት የስማዓልና ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና ።

  • @eldanaqudus7919
    @eldanaqudus79192 жыл бұрын

    Amen Amen Amen zmareye melektiy yesmalna xega amlek ayfelekum kuburat yehwatey amlak nzelalem ykber ymesgen🙏💒⛪🙏

  • @asmeromabraham6874
    @asmeromabraham68744 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም ንዓና ከኣ ስም ሽግዚአቢሔር ዘመስግን ልሳን ይዓድለና።

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    Amen

  • @selamhailemicheal8424
    @selamhailemicheal84244 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የስምዓና፡ እግዝኣቢሔር ጸግኡ የብዝሓልካ፡፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ጣዕመ ሓወይ

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    amen

  • @user-td5pz8rg3j
    @user-td5pz8rg3j6 ай бұрын

    እልልልልልልልልል ዝማረ መልእክቲ የስምአና ዳይቆን ሓውና በረከትይሃብካ እግዝቤር ይባሪከካ🙏🙏🙏🙏❤

  • @user-vh8ng7wo6r
    @user-vh8ng7wo6r Жыл бұрын

    Xegieun bereketun msaka ykun Dyakon hawey zmare Melaekti yesmealna 🙏🙏🙏

  • @youknowmynamenotmystory6864
    @youknowmynamenotmystory68644 жыл бұрын

    ዕልልል ዕልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ዲ ጠዓመ ሓወይ

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    amen

  • @kubromtadese6642
    @kubromtadese66424 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የስምዓልና መዝሙር ዳዊት ቅኔ ያሬድ ዝተቀበለ እግዛኣቢሄር ኣምላክ መዝሙርካ ይቀበል ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል መዝሙር

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    Amen

  • @fissehageremeskel115
    @fissehageremeskel1154 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ድያቆን ሓውና ከምኡውን ኣሓትናን እግዚአብሔር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ።

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    Amen

  • @milonmilon6338
    @milonmilon63383 жыл бұрын

    ዕልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብር ሓዉና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ

  • @user-fb9ss3bv8b
    @user-fb9ss3bv8b2 жыл бұрын

    እልልል ተመስገን ተመስገን ተመስገን በቃ ኣነ ባርያካ ሓጥያተኛ እቱ ትገብረለይ ዘለካ በቃ ብተመስገን

  • @mhretka145
    @mhretka1454 жыл бұрын

    እዚ'ኸ መን ይረኽቦ.... ❤ ️ንስኻ እንተዘይሃነጽካ መን ጥበብ ምስ ሃቦ ሃነጽቲ ሰብ ዕዮ..... ❤ ️ንስኻ እንተዘይሓለኻ ሓላዊ ከተማ ምነቅሐ'ዶ ኢልካዮ... ... ኣነ ውን ኣምላኸይ ብዘይ ደገፍ ኢድካ የለን ናተይ ዝብሎ...🙏 ...ከመይ ንስኻ ኢኻ ትብዓት ውሽጢ ውሽጠይ ልበይ ዝውከሎ...🙏 ተመስገን ኣምላኸይ ቅድሚ ኩሉ ነገር ንስኻ ክበረለይ.... ተመስገን ጎይታየ ቅድሚ ኩሉ ነገር ልዕል በለለይ......🙏❤️🌷

  • @user-qb7df4vb4k

    @user-qb7df4vb4k

    4 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ❤❤❤

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    Amen ab xelotkum

  • @user-dc4vc7yh8j

    @user-dc4vc7yh8j

    4 жыл бұрын

    ኣምላክ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ ዲያቆን ሓወይይይ ኣጆካ በርትዕ ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና

  • @kesetehadas1797

    @kesetehadas1797

    3 жыл бұрын

    ⛪✝️💞🙏

  • @user-qr9ps4uc7i
    @user-qr9ps4uc7i Жыл бұрын

    እልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያሰማዓልና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-kx3ss6re4x
    @user-kx3ss6re4x4 ай бұрын

    ክደልዮ ልፀናሕኩ መዝሙር እዩ ናይ ኣገልገሎት ዘመንካ ይባረኽ ዝሓወይ

  • @God-db9vp
    @God-db9vp4 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና።

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    amen

  • @shewitamanuel4393
    @shewitamanuel43934 жыл бұрын

    Zmari melakti yesmaln amen amen amen

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    Amen

  • @asulaandetsion2963
    @asulaandetsion29632 жыл бұрын

    ክብርን ምስጋናን ነቲ ብደሙን ስጉኡን ዋጋ ዝከፍለልና። ተምስገን ኣምላክ ፡ኩቡር ዲያቖን ሓውና ጸገኡ የብዝሓልካ

  • @user-ld9cu1rn8u
    @user-ld9cu1rn8u4 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን እልልልል እልልልል እልልልል ናይ ብሓቂ እዝግኣብሄር ዝሃቦ ጥራዩ ዝረኽቦ ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    Amen

  • @merhawijohn2300
    @merhawijohn23004 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ቓል ሂወት የስመዓልና ። በጃኩም ቐጽልዎ ።መዝሙር ፡መንፈሳዊ ፊልም ፡ ምክሪ ፡ታሪክ ቕዱሳን. .....ካልእን ። ንዓና ይጠቕም ዝበልክሞ ኣቕርቡላና ። እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ።

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    Eshi Amlak yhagiz ab xelotkum

  • @user-ef7gv4sy1m
    @user-ef7gv4sy1m2 жыл бұрын

    አሜን((3)🙏🙏🙏ኦ አምላከይ አህዛብ ክዉሕጡዎ እሎም ህዝብካ ሓደራ ሩህሁሩህ አቦና🙏🙏🙏☝️

  • @user-kdstizetewahdo
    @user-kdstizetewahdo3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና

  • @saliemmeda3274
    @saliemmeda32744 жыл бұрын

    ኣሰይ.....ዕልልልልልልዕልልልልልል ኣሕዋተይ እዛ መዝሙር ብ ሓውና ዘማሪ በረከት ትኩእ ኣብ ልምምድ ክትዝመር እየ ሰሚዐያ፡ሓደ መዓልቲ ኣብ መፈጸምታ በጺሓ ክሰምዓ ብዙሕ ሃረርታ እዩ ነይሩኒ እንሆ ከኣ መዓልታ ኣኪሉ እግዚኣብሄር ክብሪ ይኩኖ

  • @selamkiflemariam3706

    @selamkiflemariam3706

    2 жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @user-cf6uq7ju6b
    @user-cf6uq7ju6b3 жыл бұрын

    ቃል ዝማሬ የስምኣልና

  • @simrettedros2882
    @simrettedros28824 жыл бұрын

    Asey elll elll elll temesgen medhinalem aboy..ftuwat ahwatey kal hiwet yesmalna. Libika tersres mezmur. Orthodox tewhdo n-zelalem Tineber..Rhus hadish Amet & Awdamet ygberelna Egzabeher abona ❤❤ Amen (3) le s-bhat egzabeher we laditu dingel Maryam adena we meskelu kubur.

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    Amen

  • @adhanommogos2730
    @adhanommogos27309 ай бұрын

    Amen amen amen Zimare melakti yesmalna birukatey 🙏

  • @kahsaihaile6285
    @kahsaihaile62854 жыл бұрын

    ቃል ሕይወት የስመዓልና።ደጋጊመ ሰሚዐ ምምናወ ዝሰኣንክዋ ብኩልንትነኣ ብልጽቲ መዝሙር፡ግጥሚ፡ዜማ ዝወጻ ዘይብላ ።እግዚኣብሔር ዝማሬ ማላእክት የስመዓልና፡፡

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    Amen

  • @pilimonmaheri890
    @pilimonmaheri8903 жыл бұрын

    Temsgen Egzabeher Amlak Aboy. Zemare melaktey yesmalna 🙏💒❤.

  • @user-jb2bo4jz8t
    @user-jb2bo4jz8t2 жыл бұрын

    እልልልልልል ዝማሪ መላአክቲ ይስመዐና ናይ አጓልጉሎት ዘመንካ ይባርክ ❤❤❤❤

  • @helengebreab2381
    @helengebreab23817 ай бұрын

    ስለእቲ ኩሉ ህያብካ ክብርን ምስጋናን ንዓኻ ይኹን ኣምላኽ ኣቦይ🙏🙏🙏

  • @mussiearon4286
    @mussiearon42863 жыл бұрын

    ብዘይ ብአካስ አምላይይ አበይ ክብሎ : አልፋን ኦሜጋን 💒🤲💒🤲🤲💒🤲💒🤲💒🤲💒🤲

  • @samueltekle7277
    @samueltekle7277 Жыл бұрын

    ዝማሬ መልአክቲ የስመዓልና ኩቡር ሓውና

  • @meronmeles634
    @meronmeles6343 жыл бұрын

    ተመስገን ኣምላኸግ ሰላምን ጥዕናን ዝሃብካኒ ተመስገን ብሰላም ኣውዒልካ ብሰላም ዘሕደርኻኒ ተመስገን ንንስሓ ክበቅዕ ኢልካ ዕድመ ዝሃብካኒ።

  • @yohanestesfalem5774
    @yohanestesfalem57744 жыл бұрын

    Kulu mezmurtu si lebka zemest weshtka zeatu abzi geze kemzi mezmur ketseme kulka Tesfa tegeber ney Egziabher sebat bemhelwom ab hagerna xegeu yebzehalka zemare melket yesmealena Amen.

  • @fretamay7608
    @fretamay76084 жыл бұрын

    Amen amen amen kal hiwet yesmealna

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    Amen

  • @floridarez2260
    @floridarez22604 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የስሚኣልና እናሻእ ሰሚዕካያ ዘይትጽገብ❤️እዝጋብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ድያኮን ሓወይ🙏

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    4 жыл бұрын

    Amen

Келесі