Non Stop Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur By Dn Efream "Bkebur Demu" (ብኽቡር ደሙ)

©ንቕሑ Nqhu27 is the only channel that has the exclusive rights for all mezmurs produced by Zemari Deacon Efream Keshi Teklehaimanot.
ነዚ መዝሙር ብዩቱብ፡ ፌስቡክ፡ ኮፒ ራይት ዝተመዝገበ ስለዝኮነ ኣካውንትኩም ምእንቲ ከይዕጸወኩም ብዩቱብ ኮነ ፌስቡክ ከይትዝርግሕዎ ከነጠንቕቀኩም ንፎቱ፡፡
እዚ መዝሙር ብዘማሪኡ ዘማሪ ዲ/ኤፍሬም ቐሺ ተ/ሃይማኖት ፍቓድ መሰሉ ሓልዩ ኣብዚ ©ንቕሑ መንፈሳዊ ቻናል ጥራይ ዝፍኖ እዩ።
እግዚአብሔር አምላኽና ንዘማሪ ዲያቆን ኤፍሬም ቐሺ ተክለሃይማኖት ቃል ሂወት የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመኑ ይባርከልና አሜን።
#ብኽቡርደሙ #Eritreanorthodoxtewahdomezmur
#ንቕሑ #Nkhu #ንቅሑ

Пікірлер: 684

  • @nkhu27
    @nkhu275 жыл бұрын

    ንዝቕጽል መደባት ንምክትታል ሳብስክራይብ ብምግብር ነታ ናይ ደወል ምልክት ጠውቁ። kzread.info/dron/Np3t7HUQy96ezzD7zr9K1A.html

  • @nigistiamanuel767

    @nigistiamanuel767

    5 жыл бұрын

    Yonatan 27 b

  • @militemicheal4526

    @militemicheal4526

    5 жыл бұрын

    Ellll Elllll Elllll Amen Amen Thank you

  • @mercy-mercifultsige644

    @mercy-mercifultsige644

    4 жыл бұрын

    Zmare melaekti yesmealna amen Gin Sry hito leni Nomntay Number/Kuxri 8n 9n Abzi Zeyzergahkumen!?

  • @nebiatberhane4076

    @nebiatberhane4076

    4 жыл бұрын

    Wo goyta eziworidu zelo bhatatna ykrebelelna mhretka awrdelna

  • @user-di1bp5gf6b

    @user-di1bp5gf6b

    4 жыл бұрын

    ኣበይ እባ ይህሉ ድያቆን አፍሬም(ዘኪዮስ) ቅድሚ 10 ዓመት ኣብ ሱዳን እንዳ ሚክኤል እየ ዝፈልጦ ብዙሕ ግዜ እየ ዝሓሳብ ኣበይ ይህሉ እንዳ በልኩ።ብመዝምሩን ስብከቱን ዓቢ መቀይሮ ዝገበረለይ እዩ'ሞ ውሽጠይ ሩፍ ክብል ደሃዩ ሃቡኒ።ሰናይ ትምኒተይ እንዳ ገለጽኩ ካብ ሱዳን ወጽዩ ኣብ ንሱ ዝደልዮ ዓዲ በጺሑ ኣገልጉለቱ ይቅጽል ክህሉ ድማ ይምነየሉ።ስለ ተገዲስኩም ሃለዋቱ ምብሳርኩም ድማ የመስግነኩም ኩቡራት ኣሕዋት።

  • @michealhaderaadam5417
    @michealhaderaadam54173 жыл бұрын

    ኣበይ ዓለም ኢና ኔርና ዝሓለፈ ይቅረ ይግበረልና ፈጣሪ ሰማይ ወርቂ ዝኮነ እምነት ጥዑም ልቢ ዘረስርስ መዝሙር ብከበሮን በገናን ዜማ ያሬድ ተመስገን ተመስገን ተመስገን መድሃኔዓለም ኣቦይ ።

  • @user-xb7lq4rc5v

    @user-xb7lq4rc5v

    2 жыл бұрын

    Nay behaki 🙏🏻🌿🍀

  • @Nahom4

    @Nahom4

    3 ай бұрын

    Ya bhaki

  • @FilmonHabte-rz8rh

    @FilmonHabte-rz8rh

    2 ай бұрын

    Nay behaki 🙏

  • @fthawitnuwaye1293

    @fthawitnuwaye1293

    Ай бұрын

    Nay bhki ❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️

  • @user-yy2nu2iu8z

    @user-yy2nu2iu8z

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤ ናይ ብሓቂ ስም❤ ኢግዚኣብሄር ❤ዝከበረን ዝተመስገነንን ይኩን

  • @peacefulwarrior5892
    @peacefulwarrior58925 жыл бұрын

    ልበይ ይፍሳህ ኣሎ!እግዚኣቢሄር ይመስገን ነዚ መዝሙር ክንሰምዕ ዘፍቀደልና!

  • @mizankeshi4276

    @mizankeshi4276

    5 жыл бұрын

    Zmare melaekti yesmaelna D. Efrem keshi

  • @abrehetgebrehiwot1062

    @abrehetgebrehiwot1062

    4 жыл бұрын

    Amen thanks amen

  • @onelove-gd9ec
    @onelove-gd9ec5 жыл бұрын

    ብኽቡር ደሙ ዝገዝኣና ንጹህ ደሙ ዘፍሰሰልና ኢየሱስ'ዩ መድኃኒና ገንሸል ፈሲካና ምንጪ ናይ ሓጎስና ካብ ጸልማት ባርነት ዝተበጀወና ቆሲሉ ደኣምበር ኣቕሲሉ ኣይኮነን ማሪኹ ልብና. ... ንኣምን ንሱ'ዩ ኣምላኽና መድኅን ናይ ኂወትና ዝተወሃሃደ ለቢሱ ሥጋና ፍጡር'ዩ ኣይንብልን ከምቶም ዝዓሸዉ ኣብ ዕንደራ ሰይጣን ፍጹም ዝዓለዉ ነስተውዕል ኩልና ዝተኸፍለ ዋጋ ፈንቂሉ ዘውጸኣና ካብ ሰይጣን ምንጋጋ ተፈዊስና ኢና ቁስልና ሃሲሱ ብመከራ ጎይታ ፍጹም ተደቢሱ ኣማላዲ ኣይኮነን ኣምላኽ'ዩ ዘልዓለም ንርእሱ ዘትሓተ ክህበና ሰላም ልቦና ግበሩ ኣይትጣራጠሩ ኣብ ቅኑዕ ጎደና ብጥበብ ንበሩ ብኽቡር ደሙ ዝገዝኣና ንጹሕ ደሙ ዘፍሰሰልና ኢየሱስ'ዩ መድኃኒና ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ድያቆን ኃውና።

  • @user-ld9cu1rn8u

    @user-ld9cu1rn8u

    4 жыл бұрын

    Yekenelna zmare melaekt yesmalna

  • @mercy-mercifultsige644

    @mercy-mercifultsige644

    4 жыл бұрын

    Thank you Dear bxbuk akribkaya kemey goyta yibarika tifelit endanbebku xbuk astemakireya

  • @nahomtesfit1752

    @nahomtesfit1752

    3 жыл бұрын

    ሰላም ማሪኩ ልብና ዝበና ንኣምን (2) ኢያ ዘላ መስለኒ

  • @onelove-gd9ec

    @onelove-gd9ec

    3 жыл бұрын

    @@nahomtesfit1752 thx hawey. "zbena" entay malet eyu?

  • @biniamwelday4326

    @biniamwelday4326

    Жыл бұрын

    @@onelove-gd9ec zbena neamin malet zblena neamin malet eyu tetegagye kea armeni 💒

  • @user-eb3ij1py5u
    @user-eb3ij1py5u2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዲያቆነዮ በረከትኹም ዮሕደረና 🤲

  • @kisanetgurja9893
    @kisanetgurja98933 жыл бұрын

    Ynafaq aleku ane goyza zara qalatka aymenekwan ah 🤲🤲🤲👏👏👏🙏🙏🙏❤❤❤❤💒💒💒💒neza mezmur degagmu zsema delo kemay 🌎🌎❤

  • @Goitom2016

    @Goitom2016

    3 ай бұрын

    Zeytmno mezmur, selam tzeralka beka 🙏

  • @GeweMuiu
    @GeweMuiuАй бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዓልና ዲያቆነዮ በረከትኹም ዮሕደረና

  • @ermilove685
    @ermilove6854 жыл бұрын

    #ኣዝዩ መሳጢ #ድምጺ ኣለካ #ዲያቆን #ሓወይ ጸጋ #ኣብ ርእሲ #ጸጋ ይዓድልካ #እግዚኣቢሄር #ኣምላኽ ኣሜን

  • @solomonabdallah6258
    @solomonabdallah62583 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና

  • @arontekia3555
    @arontekia35554 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ ናይ ዳዊትን ቅኔ ናይ ያሬድን ዝተቀበለ እግዚአብሔር አምላክ ዝማሬካ የቀበለልካ ዲያቆን ሓውና !!!

  • @merimeri267
    @merimeri2674 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ግን እዛ መዝሙር በበይኑ ትግነ ምውራድ ኣብያትኒ ሎሚ ኣምላክ ይመስገን ኣብ ስደት እየ ዘለኩ ግን ነታ መዝሙር ናሰመዕኩ ናሰረሕኩ ብጣዕሚ እያ ደስ ትብለኒ እሞ ኢሌትርክ ተፈንጅርኒ ግን ኣምላክ ይመስገን ምንም ኣይኮንኩን ብእውነት ጸጉኡ የብዝሕ ኣምላክ ኣቦና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️ይመስገን ኣምላክ በበይኑ እየ ዝረክባ

  • @user-xo8rz3tg2z
    @user-xo8rz3tg2z4 жыл бұрын

    *ምስጋናኻ ክነግር* *ምስጋናኻ ክነግር ኦ ጎይታይ ንውዕለትካ ከስተንትን ኦ ጎይታይ ከናፍረይ ክፈት ንልበይ ኣንጽህ ንቅዱስ መንፈስካ ኣብ ውሽጠይ ኣስፍሕ(2)* *ናይ ቀራንዮ ውዕለትካ ከይሃስስ ካብ ልበይ ክደግሞ እናሻዕ ንሱ ኢዩ ሰላመይ ን ሞተይ ደምሲሱ ዘህድአ ንመንፈሰይ ካብ ጸልማት ባርነት ባሊሁ ንነብሰይ* *ንነዊሕ ዘበናት ካባኻ ርሒቐ ከቅልሎ ብመንፈስ ኣብ ሰልሚ ወዲቐ ኣባኻ ክሕየር እኔኹ ይናፍቅ ብላዛ ቃላት ዘልኣለም ክሕንቅቕ* *መስተንክር ኮይንኒ ሕያው ኢዩ ፍቅርኻ ቃላት ይሓጽትልረኒ ክገልጾ ሰናይካ ብ ስቅታ ፈቲነ ግና ኣይከኣልኩ ክዝምርየ በቃ ውዕለትካ ከስተንትን* *ናይ ሕይወተይ ዕያግ ኣብዚ ንከብቅዕ ሞይትለይ ኢዩ አምላክ ሰላመይ ከደንፍዕ ኣርማይ ከልዕሎየ መስቀ ኢዩ ሰንደቀይ ክነግር ክምስክር ንዘሕለፎ ስለይ* ኣሜን ዝማሬ መላእክ የስመዓልና ብሩኸይይይ።

  • @mercy-mercifultsige644

    @mercy-mercifultsige644

    4 жыл бұрын

    Thank you xbuk akribkaya kexlo amlak yibarika

  • @aregayhabtemariam5316

    @aregayhabtemariam5316

    4 жыл бұрын

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna egziabher amlak

  • @shewitgaltewahdo5271

    @shewitgaltewahdo5271

    3 жыл бұрын

    00

  • @user-ko8xd5gd8j
    @user-ko8xd5gd8j7 ай бұрын

    ዝማሬ መላኣክታ የስማዓልና

  • @user-xb7lq4rc5v
    @user-xb7lq4rc5v3 жыл бұрын

    #Amen-Zmre-Melakt-Yesmalna-Ahwatey.

  • @fjdffrtyy213
    @fjdffrtyy2132 жыл бұрын

    ሰሚዐ ዘይመንዎ መዝሙር ድያቆን ኤፍሬም ሓወይ ቃል ሂወት የስምዐልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ

  • @shimendiamsalu162
    @shimendiamsalu1624 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ፡ ዝማሬ ምላእክቲ የስማዓልና ዲያቆን ሓውና ፡ ናይ ዘመን ኣገልግሎትካ እግዚአብሔር አምላኽ ይባርኸልካ ጸጋ አብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ አሜን ።

  • @tekleweyniyemane2497
    @tekleweyniyemane24975 жыл бұрын

    ዝማረ መላእክቲ ቅነ ያረድ ዝተቀበለ ዝማረኩም ይቀበለልኩም የሕዋተይ እግዛቢሄር ናይ ኣገልግሎት እድሜኩም ይባርከልም ጸጉኡ የብዛሕልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን ።🙏🙏🙏⛪⛪⛪

  • @titititiluli7398
    @titititiluli73982 жыл бұрын

    ኣሜን እግዚአብሔር አምላክ ዝማሬ መላእክት የስማልና፡ልቢ ዘረስርስ ሰሚዕካ ዘይጽገብ መዝሙር ብጣዕሚ ጽቡቅ ዲን ኤፍሬም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጸግኡ የብዝሓልካ እግዚአብሔር

  • @zemikialhabtom7042
    @zemikialhabtom70424 жыл бұрын

    ኣሰይ ን ልቢ ዘረስርስ መዝሙር ስምላክ ዘመን ዕድመካ ይባርከልካ ድያቆን ሓውና

  • @robialabelebekayemelesekaa7662
    @robialabelebekayemelesekaa76623 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ልቢ ዝትንክፍ መዝሙር !!!! ንሓውና ክኣ ቃለሂወት የስምዓልና፡፡

  • @vvgggg5797
    @vvgggg57973 жыл бұрын

    ዕልልልልልልል ዝማርየ መላኣክት ያሰማልን ስለ ፍፁም ፍቅሩ መዳሃን ኣለም ይክበር ይመስገን🙏

  • @tirhastesfamariam5687

    @tirhastesfamariam5687

    2 жыл бұрын

    🙏🙏🙏💙💙💙💒💒💒

  • @banagebrekidan3356
    @banagebrekidan33563 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስማዓልና

  • @feedfwwr6998
    @feedfwwr699821 күн бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጋኡ በረከቱ የብዘሐልኹም❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @sami891
    @sami8915 жыл бұрын

    ዝማረ መልኣኽት የስምዓልና ሓውና ድያ ኤፍሬም እግዚአብሔር ኣምላኽ ናይ ኣጎልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ። ጸጋኡ የብዝሓልካ ።

  • @temesgenhagos5556
    @temesgenhagos55564 жыл бұрын

    ዝማረ መላእክቲ የስመኣልና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዲያቆን ሓውንና። ንሃገርናን ዓለምናን ሰላምን ፍቅርን የውርደላ ፈጣሪ ኩሉዓለም

  • @isseyasmehari5448
    @isseyasmehari54485 жыл бұрын

    እተን ዝፈትወን መዝሙር እየን ድይቆን ሃወይ ጸጋ በዲበ ጸጋ ይጾጉካ ዝሃወይ

  • @godisloveefrata879

    @godisloveefrata879

    5 жыл бұрын

    Kabaka tefelye nabra aykielon beyney bzeybska goytay turuf u aqmey!Egziabher amlak ybarkka dyaqon Efi hawey...hiwet zhb mezamur bhaqi!!!!

  • @behonesttoeveryone5718

    @behonesttoeveryone5718

    4 жыл бұрын

    zmare melaekti yesmalna

  • @tseboqnedieu3690

    @tseboqnedieu3690

    4 жыл бұрын

    Zmaria melakt yesmaena nbel Ellllllllllllllll 💚

  • @hiruta1685

    @hiruta1685

    4 жыл бұрын

    Amen Amen Amen

  • @abrahamabra2175
    @abrahamabra21754 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እጉየ ድያቆን እ/ሄር ጸግኡ የብዝሓልካ

  • @tseboqnedieu3690

    @tseboqnedieu3690

    3 жыл бұрын

    Zmaria melakt yesmaena nbel Ellllllllll Ellllllllllllllll Ellllllllllllllll 🙏🏼🙏🏼🙏🏼⛪⛪⛪😘😘😘😘

  • @Gh-sj7yf
    @Gh-sj7yf5 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀግኡ የብዛሓልኩም

  • @natsnetkbreab8873

    @natsnetkbreab8873

    5 жыл бұрын

    Aman amen amen zmare melaekutu yesmalina edmen tanan yahabka fetar

  • @SamriOkbay
    @SamriOkbay8 ай бұрын

    ኣምላክና ፍቅሪ ዩ ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና❤❤❤

  • @user-lr7tb3hi3l
    @user-lr7tb3hi3l5 жыл бұрын

    እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሓልካ ዲያቆን ሓወይ

  • @Fekarkun
    @Fekarkun4 жыл бұрын

    Amen zmere meleakti yesmålna Nayegelglot zemenka yebzhayo 🙏🙏

  • @nathanhawey294
    @nathanhawey2944 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ልበይ ዝኸፍት መዝሙር ምርዳእ ዝዕድል መዝሙር…ኣምላኽና ክንስዕቦ ዝድግፍ መንፈስ ቅዱስ ካባና ኣይፈለ

  • @madeadibo9393
    @madeadibo93933 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ድያቆን ሓውና እግዚኣብሄር ጸጋ የብዝሕ ብሓድሽ መዝሙር ክትመጹና ንጽበ።elllllllllellllllllllllll🙏💒💒💒🙏🙏⛪"""'"""'◇""""🤲"""""◇"""""❤"""""◇'"""""♦️◇""""""✝️⛪elllllllllellllllllllllll🙏💒💒💒🙏🙏⛪"""'"""'◇""""🤲"""""◇"""""❤"""""◇'"""""♦️◇""""""✝️⛪

  • @samizeweldi135
    @samizeweldi1355 жыл бұрын

    ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ዲያቆን ሃውና ኣምላክ ኣዕዚዙ ይባርኽካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽን ይቀድስን ፈጣሪ ⛪❤💒💒💒⛪⛪

  • @berihuhaile6935
    @berihuhaile69353 жыл бұрын

    Zimare melakt yesmalna, Amen.

  • @bereketakale6718
    @bereketakale67185 жыл бұрын

    ኣመን ኣመን ኣመን ዝማረመላክት የስምዓልና ብዘይ ኣፈላላይ ተከባቢርና ክነበር ናይቲ ልአለ ባህሪ አግዛቢሄር ኣምላክና ቅዱስ ፍቃዱ ይኩነልና!!!

  • @helenuae3137

    @helenuae3137

    3 жыл бұрын

    Amennn

  • @fthawitnuwaye1293

    @fthawitnuwaye1293

    Ай бұрын

    Amen Amen Amen❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️

  • @saymonberihu-qk9dv
    @saymonberihu-qk9dvАй бұрын

    Amen amen amen kubur hawey libi ztnkif mezamuratka amlak ybarekela zehawey🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🥰🥰🥰

  • @blackboy8715
    @blackboy87155 жыл бұрын

    ዕልልል ዕልልል ዕልልልል ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ድያቆን ሃወይ ሰሚዕካ ዘይጽገብ እግዚኣብሔር ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም ኣሜን

  • @kibrmgere4613
    @kibrmgere46135 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ድያቆን ኤፍሬም፡ሓውና ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ

  • @rahwaghirmai1297
    @rahwaghirmai12975 жыл бұрын

    abta bi menfesawi xaweit Amlak egri ztekelkula bete krstiyan Kdus Michail Khartum sudan ab hiwetey fluy tezekro zelewa bet Amlak gena hji wun bmhret Amlak tate zbl zeleku Egzabher ymesgen kubur hawna dikaon Efrem mes kulom agelgelti Egzibher ybarkum zmare Melakti yesmalna ab kulu kurna alem trkebu selamn tenan ymneyelkum ms bzuh nafqotn tztan axmti zetll Egzabher ymesgen mulu edmekum nberekt kunu amen

  • @fiyoriaraya9598

    @fiyoriaraya9598

    5 жыл бұрын

    Amen

  • @nmenalowoezgilowogoogle7725

    @nmenalowoezgilowogoogle7725

    4 жыл бұрын

    Ajoki zehaftey amlak semay msaki ykun bi hiwet entelena nay goyta .ente motna wn ni goyta ena mo kab betechrstian ayti rhaqi haderaki

  • @rahwaghirmai1297

    @rahwaghirmai1297

    4 жыл бұрын

    @@nmenalowoezgilowogoogle7725 amen amlak ms kulatna ykun zhawey kab fqri krstos zfelyena yelen wetru ab dkamna zebertana nsu u imo kbri ni egzabher sleti menfesawi tesfa zlegeskaley dma ade goytana kdsti dngl mariam tbarka

  • @mercy-mercifultsige644

    @mercy-mercifultsige644

    4 жыл бұрын

    Amen

  • @merhawitesfagabr5487
    @merhawitesfagabr54874 жыл бұрын

    Amen Amen Amen Zmare Melaekti Yesmalna Egziabher Amlak Nay Agelglot Zemenkum Ybark Hawna 👏👏👏👏👏👏👏👑👑👑💝💖❤

  • @user-bv9qm3no5c
    @user-bv9qm3no5c5 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ናይ፡መዝሙሩ በዓል ቤት ዝኮነ ኣምላክና ይክበር ይመስገን አሜን፫

  • @banakokobe3774
    @banakokobe37743 жыл бұрын

    Amen amen amen zemar melakti yesmana

  • @medhaniebrhane5287
    @medhaniebrhane52875 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዝፈትዎ መዝሙር ናይ ድያቆን ኤፍሬም ብምጽእካ ኣዝየ ኣየ ዘመስግነካ

  • @tseboqnedieu3690

    @tseboqnedieu3690

    3 жыл бұрын

    Zmaria melakt yesmaena nbel Ellllllllll Ellllllllllllllll Ellllllllllllllll 🙏🙏🙏⛪⛪⛪💕

  • @user-ny3dj3ho3j
    @user-ny3dj3ho3j5 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን እልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል

  • @user-xv4ok4wc3b
    @user-xv4ok4wc3b3 жыл бұрын

    Great spritual song, with a true messege of the gospel

  • @zemerongebrengus5943
    @zemerongebrengus59435 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላኢክት የስምዓልና ድይቆን ሓዉና ብሓቂ ልብኻ ዝትንክፍ መዝሙር ኣምልክ ጽግኡ የብዝሓልካ

  • @werkyamer6029
    @werkyamer60298 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክተይ የሰማዕልና ፀጉኡ የብዝሕ እግዛአብሔረ አምላክ❤❤🙏❤️❤️❤️

  • @SemharMulugita
    @SemharMulugita6 күн бұрын

    Zmare melaekti yesmaelina yhwat 🙏🙏🙏

  • @dgugfuft6364
    @dgugfuft63643 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል

  • @kiflaygebreslasie3719
    @kiflaygebreslasie37193 жыл бұрын

    Amen Amen Amen zmare melakt yesmealna egzeabher amlak nay agolgulet zemenkum ybarkelkum 💒💒💒🙏🙏🙏

  • @anditshishanditshish-qe5td
    @anditshishanditshish-qe5td8 ай бұрын

    Daykon efrem hawey nay agelgulot zemenka amlak ybark zhawey metan begolgulotka seb kab tfat kmles si edmeka edmeka edme matusola ygberelka hawey natey🙏🙏🙏

  • @michaelyemane3586
    @michaelyemane35865 жыл бұрын

    ዝማሪ መልዕክት ያሰማልን። አሜን ፫

  • @nkhu27

    @nkhu27

    5 жыл бұрын

    አሜን ሚካኤል

  • @almaztesfay2729

    @almaztesfay2729

    3 жыл бұрын

    @@nkhu27 9år 8

  • @kidistiamaniel6524
    @kidistiamaniel65243 жыл бұрын

    God bless you for all amen amen amen 🙏🏾♥️♥️♥️

  • @FrtunaTesfealem-zd7mb
    @FrtunaTesfealem-zd7mb2 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልካ ድያቆን ሓወይ

  • @atobrhanmedhane2884
    @atobrhanmedhane28842 жыл бұрын

    Amlak xegu yebzhalkum. zimare melaekt yesmana Amen Amen Amen🙏🙏🙏🙏🙏

  • @geni2251
    @geni22512 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና

  • @MB-fn6nz
    @MB-fn6nzКүн бұрын

    እልልልልልልልል ዝማሬ መላኣክቲ የሰመዐልና🙏🙏🙏💝💞🥰🌿🌿

  • @matthiasaraya8755
    @matthiasaraya87555 жыл бұрын

    ዝማሬ መልኣክ የስማዓልና ዲያቆን እፍሬም

  • @sarasoso166
    @sarasoso1665 жыл бұрын

    ኣሜን ካለ ህይወት የስመልና የኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ

  • @rihshatekle669
    @rihshatekle6693 жыл бұрын

    ሰሚዐ ዘይጸግቦ መዝሙር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርኽ ዝማሬ መላአክት የስምዓልና🙏🙏🙏

  • @behablomabraha2290
    @behablomabraha22903 жыл бұрын

    edmen tenan yebezahlka amlak xegeka yebezahayo deyaqon hawena

  • @merhawisimon9919
    @merhawisimon99195 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምኣልና ቅዱስ እግዚአብሔር አምላከ ቅዱሳን ጸጋ ብድቤ ጸጋ የብዝሓልኩም

  • @adrianomisgina2021
    @adrianomisgina20212 жыл бұрын

    Zimare melakti yesmialna ... Amen amen amen !!!

  • @elsamehari742
    @elsamehari7422 жыл бұрын

    Selam wesenay hawey Agelglotku.m yibreqm mulue xega tieina yihabkum God bless you amen amen amen ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍

  • @frehabeshawit7522
    @frehabeshawit75224 жыл бұрын

    አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዓልና

  • @user-gt7kh1mq7i
    @user-gt7kh1mq7i10 ай бұрын

    btaemi des zebl mezmur nay bhaqi abona zmare melaekti yesmaalna xega ab leli xega yweskelkum egziabher ❤❤❤❤❤amennnn❤❤❤❤❤❤❤ amennnnn❤❤❤❤❤❤amennnnnnn❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @bsratbs6688
    @bsratbs66883 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን 💐💐💐💐💐💐💐💐ዝማሬ መላእክት የስመአልና ፅጉኡ የብዝሕልኩም ክቡር ሓውና ዲያቆነይኣስይይይ

  • @user-om1vn2ln4p
    @user-om1vn2ln4p7 ай бұрын

    ዕልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሓልኩም ናይ ኣግልገሎኩም ዘበን ይብረኽ❤❤❤❤❤

  • @Christ732
    @Christ7325 ай бұрын

    Temesgen amlak aboy kabzi nay alem azekti zewxakani 🙏🙏🙏❤

  • @user-pt8mt3vy1n
    @user-pt8mt3vy1n3 жыл бұрын

    ብሓቂ ዝማሬ ማላእክት የስምዓልና ክብረተይ

  • @tsegaabraha1428
    @tsegaabraha14283 жыл бұрын

    amen amen amen zmare melak yesmealna xgeu yebzhalka fetari

  • @whsti_adarash
    @whsti_adarash4 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና

  • @debesayteklehaimanot3844
    @debesayteklehaimanot38444 жыл бұрын

    God bless you Brother Naiiiii kirstos enaaaaaa🙏⭐️⭐️⭐️

  • @yarsema1305
    @yarsema13053 жыл бұрын

    Zmare melakti yemealna diakon hawna edmen teana yhabkum egzeabher amlakna amen!

  • @majorbrhane5891
    @majorbrhane58912 жыл бұрын

    Amen Amen Amen zemare maleti yesmalna amlak tsegu yebzhalkum ahwatey mareyy

  • @shewitmulu-bk1ue
    @shewitmulu-bk1ue8 ай бұрын

    Zmare melaeket yesmealna dayaqen efrem zemenka ybarek ❤❤❤💞💞💞🙏🙏🙏

  • @keseteheylemaryam1272
    @keseteheylemaryam1272 Жыл бұрын

    ዝማረ መላእክት የሰማዓልና መዘ ሃውና

  • @temsgenamlakea6606
    @temsgenamlakea66062 жыл бұрын

    amen amen amen zmarea melaekt yesmeelna 🙏🙏💝💝

  • @abrhamabrham3701
    @abrhamabrham37012 жыл бұрын

    Egziabiheir nay Agolgulet zemenka ybark zhawey

  • @user-mo7if2fw9x
    @user-mo7if2fw9x4 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማልና ፍታሪ ዳኮን ሃውና

  • @regaattoo2070
    @regaattoo20703 жыл бұрын

    Amen.Amen.Amen.zemare.melakite.yesman.kubran.mezemuran

  • @yonasmesele8126
    @yonasmesele81264 жыл бұрын

    ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዘመን ዕድሞአኩም እግዚኣብሔር ይባርክ

  • @shewittekie6210
    @shewittekie62103 жыл бұрын

    Amen amen kale hiwet yesmana.

  • @semharhasho7922
    @semharhasho79222 жыл бұрын

    Zmare melaekti yesmalna dyakon hawey edmen tienan yhabka fetari kulu alem 🙏🙏🙏

  • @danielhaile613
    @danielhaile6134 жыл бұрын

    ዝማረ መላኣክታ የስማኣልና

  • @Salam-mt4er
    @Salam-mt4er4 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝምሬ መላእክት ይሰመዐነ

  • @user-sn1zw3jj9k
    @user-sn1zw3jj9k3 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዛሓልኩም

  • @sarageleta2094
    @sarageleta2094 Жыл бұрын

    Zemare melaketene yasemalene bedeme betena yetebekelene yagelegelote zemenehe hulu yebareke kefu hulu ayagenehe edemehe yerezeme edeme leneseha tebarekilene segawene yabezalehe ❤❤❤❤😇😇😇😇😇😇👈

  • @kenjey2770
    @kenjey27704 жыл бұрын

    ዝማሪ መላእክታ የስማዓልና

  • @merhawiabrham2244
    @merhawiabrham22443 жыл бұрын

    Zemere melakt yesmalna deycon Efrem hawey 💒🙏!!!

  • @segazabedibaba1965
    @segazabedibaba19652 жыл бұрын

    Zemare melaeketene yasemalene bedeme betena yetebekelene yagegelote zemeneshe yebareke segawne yabezalalehe tebarekelene zemeneshe Hulu yebareke kefu hulu ayageneshe eregeme edemene tena kene melawe betesebehe tebarekelene zemeneshe Hulu yebareke 🇪🇷🇪🇹🇪🇷🥰😍🥰🥰🥰😍😍 elelelelel elelelele elelelelel 👋👏😇😇 amen elelelelel elelelelel 👏👏 elelelelel elelelele elelelele elelelelel 👋👋👋 elelelelel elelelelel elelelelel elelelele 👋👋👋👏😇 amen amen elelelelel elelelelel 👏👏👏👋👋 elelelelel elelelelel elelelele 👋👏😇😇👈😍🥰🥰😍👍👈 elelelelel elelelelel elelelele 👋👏😇😇 fetari ergeme edemena tena kene melawe betesebehe tebarekelene zemeneshe yebareke segawne yabezalalehe tebarekelene zemeneshe Hulu yebareke 🇪🇷🇪🇹😇👈😍🥰

  • @fevenandemariam8017
    @fevenandemariam80178 ай бұрын

    Amen Amen Amen zemare melakti yesmealna nay agolglot zemenka yebarekelka

  • @simonamanuel6128
    @simonamanuel6128 Жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስምዓልና ልዑል እግዛቤሄር

  • @nafothusumnafkothusum2856
    @nafothusumnafkothusum28563 жыл бұрын

    Amen Amen Amen msgana naka ykun goytaye

  • @tsehayesyum9190
    @tsehayesyum91903 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ስምላክ በዓሉ ብዓኒ ብሕረቱ ይጠምተና ንኩሉ ኩቡሩን ዓቡይን ተውሃዶና ኣምላክ ይባርከላ ንዓይኒ ሓሳድ በዕሉ እቲ ልዑል ኩሉ ዘይሳእኖ ኣምላክና የጥፋእልና ንሕና ንደልዮ ዘይኮነስ ንዓና ዘድልየና በዓሉ ይሃበና እልልልልል እልልልልል እልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን።

  • @mersiehadish4877
    @mersiehadish4877 Жыл бұрын

    ዝማሬ፡መላእኽቲ የስመዓልና፡ ድያቆን ሓወና

  • @jossxaeda3641
    @jossxaeda36412 жыл бұрын

    አግዛቢሀር ይምስገን ክብርን ምሰጋንን ንጎታና ምደሃኒናንን አይሱስ ኩርሰቶስ ንዚኣ ምዝሙር ክሰምዓ ከለኩ ፉሉይ አዩ ዘሰማኒ ናይ ዘመን ኣጎልጉሎተካ የባረክ ጽጉኡ ይብዘሃለካ አግዛቢሀር ኣምላክ,

  • @zahrallz1829
    @zahrallz18293 жыл бұрын

    Amen Amen Amen 🙏🙏🙏

  • @wintasegid2130
    @wintasegid21303 жыл бұрын

    Zemari melakt yesmealina Dyakon hawey xegaeu yebzehalka Egziabiher Amlak 🙏🙏🙏

Келесі