NEW ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO MEZMUR - Za Kidane Mihret - 'ዛ ኪዳነ ምሕረት - By Dn Abrham Mehari

Музыка

NEW ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO MEZMUR - 'ዛ ኪዳነ ምሕረት - ብዲያቆን ኣብርሃም መሓሪ
© EriOrthodox is the only Channel that has exclusive rights for all Lyrics produced by Zemari Diakon Abrham Mehari

Пікірлер: 1 100

  • @Efar401
    @Efar4012 жыл бұрын

    ዛ ኪዳነ ምሕረት ኣደ ንዘካትም ናይ ድካታት ሃብቲ ደበስ ቶም ሕዙናት ናይ ውጹዕ ትምክሕቲ ተስፋ ዝተሰደ ንድኩም ጽላሉ ዛ ኪዳነ ምህረት (2)ጸግዒ ሰብ ዘይብሉ # ንቡር ዘይነበሮ ሕርሲ ቅድስት ሃና ሓጎስ ኩላ ምድሪ ዝሓቁፋ ሲኢና ተቀምሶ ዘይብሉ በይኖም ኣብ በረካ ስእነት ተደሪራስ ስእነትና ባሪካ ደጊም ስእነት ቤተይ ኣይኮነን ንሕሰም ኩሉ ንሰናይ ዩ ዳሕራዩ ዝጥዕም # ከም ህጻን ምስ ቖልዑ እንከይ ተጻወተት ኣብ ሕቁፎ ወለዳ ፍጹም ከይሓንቀቀት እግሪ ተክሊ ህጻን ብጽድቂ ተፈልያ ዝጠፈአ ኣዳም ምድሓኑ ክርእያ ለካ ዝክትምናይ ሕማቅ ዕጫ ኣይኮነን ንሳ እካ ኣሕሊፋቶ ኣደ ንጉስ መድሕን # ወሊዳ ምሕቃፋ ኣብቲ መብልዒ ማል ክብሪ ሕስራነይ ዩ ውርደተይ ዝነቅል በጃይ ከሳድዳ ናይ ጥንቲ ጸላኢ ኮይኑ ኣሎ ሞገሰይ ገጽ ሰባት ከይርኢ ኣብ ጽላል ኪዳና መድሕነይ ዘክበሮ ናብራይ ናብራ ስደት ከመይ ኢለ ዘይጸሮ # ወይዝ ፈቃድ ኣምላክ ዕጹብ ክትሕልኖ ነቲ ሓደ ወዳስ የዕብያ ክትስእኖ ሞቱ ብዘይ መርድእ ኣብ ቅድሚ የዕንታ ታይ ዝበለ ሓዘን ዘይብሉ መሰታ ሓዘነይ ንቡር ዩ ከምቶም ዝቀደሙ ኣመስግኒ ነብሰይ ኣዕብዪ ንስሙ

  • @temesgenamlakey5474

    @temesgenamlakey5474

    Жыл бұрын

    Btaemi yknelna za hawey edem tenan

  • @selamgebruembaye4348

    @selamgebruembaye4348

    Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @hillaryakelom5651

    @hillaryakelom5651

    Жыл бұрын

    Kale hiwet yesmealna

  • @senaytkfle2298

    @senaytkfle2298

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🤲🤲🤲

  • @hermelagebregzabiher5064

    @hermelagebregzabiher5064

    Жыл бұрын

    Nay behaki

  • @medhanieberhane7142
    @medhanieberhane71422 жыл бұрын

    እስኪ ናይ ብሓቂ ንናይ ጥዑመ ልሳን ድያቆን ኣብርሃም ኩሉ መዝሙራቱ ናይ ልበይ ይፈትዎን የፍቅሮን እየ ጌና ካብዚ ዝበልጽ ወትሩ ሒዝልና ክመጽእ ዝፈቱን እስኪ 👍👍👍 ላይክ ሃቡለይ ኣብዚኣ

  • @KidaneMihretEnate2014
    @KidaneMihretEnate20143 ай бұрын

    እዛ ኪዳነ ምህረት ተስፋ ዝተሰደ፥ ጸግዒ ሰብ ዘይብሉ! ከም ሎሚ ኪዳነ ምህረት መዓልቲ ልክዕ ቅድሚ 10 ዓመት ዓደይ ገዲፈ፥ ስደት ወጽየ! ካብ ብዙሕ ዘውጻእክኒ ኪዳነ ምህረት ጽላለይ ተመስገን!

  • @user-ss4kk1yh5e
    @user-ss4kk1yh5e2 жыл бұрын

    ዕልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ዲያቆን ሓወይ ናይ ባሓቂ ኣደ ድኻታት ኣደ ሑዙናት ዛ"ኪዳነ ምህረት ኣደ ንዘካትም ናይ ድካታት ሃብቲ ደበስ ቶም ሕዙናት ናይ ውጹዕ ትምክሕቲ ተስፋ ዝተሰደ ንድኩም ጽላሉ ዛ ኪዳነ ምህረት (2)ጸግዒ ሰብ ዘይብሉ ንቡር ዘይነበሮ ሕርሲ ቅድስት ሃና ሓጎስ ኩላ ምድሪ ዝሓቁፋ ሲኢና ተቀምሶ ዘይብሉ በይኖም ኣብ በረካ ስእነት ተደሪራስ ስእነትና ባሪካ ደጊም ስእነት ቤተይ ኣይኮነን ንሕሰም ኩሉ ንሰናይ ዩ ዳሕራዩ ዝጥዕም ከም ህጻን ምስ ቖልዑ እንከይ ተጻወተት ኣብ ሕቁፎ ወለዳ ፍጹም ከይሓንቀቀት እግሪ ተክሊ ህጻን ብጽድቂ ተፈልያ ዝጠፈአ ኣዳም ምድሓኑ ክርእያ ለካ ዝክትምናይ ሕማቅ ዕጫ ኣይኮነን ንሳ እካ ኣሕሊፋቶ ኣደ ንጉስ መድሕን ወሊዳ ምሕቃፋ ኣብቲ መብልዒ ማል ክብሪ ሕስራነይ ዩ ውርደተይ ዝነቅል በጃይ ከሳድዳ ናይ ጥንቲ ጸላኢ ኮይኑ ኣሎ ሞገሰይ ገጽ ሰባት ከይርኢ ኣብ ጽላል ኪዳና መድሕነይ ዘክበሮ ናብራይ ናብራ ስደት ከመይ ኢለ ዘይጸሮ ወይዝ ፈቃድ ኣምላክ ዕጹብ ክትሕልኖ ነቲ ሓደ ወዳስ የዕብያ ክትስእኖ ሞቱ ብዘይ መርድእ ኣብ ቅድሚ የዕንታ ታይ ዝበለ ሓዘን ዘይብሉ መሰታ ሓዘነይ ንቡር ዩ ከምቶም ዝቀደሙ ኣመስግኒ ነብሰይ ኣዕብዪ ንስሙ በረከታን ኣማላድነታን ናይ እመቤታችን ኣይፈለየና (ዝተጋገኩዎ ኣርሙኒ ኣሕዋት) ወስብሃት ለእግዚኣብሄር ልኡል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን!!! ዉዕለቱ ዘክሪ ነብሰይ!!!

  • @arontsegai
    @arontsegai2 жыл бұрын

    ዲያቆነይ ኣንታ ጥዑም ልሳን፡ ነዛ ኣዴናስ ብከመይ ኢኻ ትገልጻ? እወ ዛ ኪዳነ ምሕረት ተስፋ ናይ ኩልና!!! ዝማሬ መላእክት የስምዓልና።

  • @user-tx4ex6nj5g

    @user-tx4ex6nj5g

    2 жыл бұрын

    ብሓቂ ብኡኡ ገይርና ኮ ኣብ ተመስጦ ንኣቲ ንሕና ውን

  • @arontsegai

    @arontsegai

    2 жыл бұрын

    @@user-tx4ex6nj5g ብሓቂ፡ ዘይሓሰብናዮም ነገራት የስተንትነና፡ "ሓጎስ ኩላ ምድሪ ዝሓቁፋ ሲዒና" ዝገርም ኣገላልጻ እዩ።

  • @ngstiabraha3700

    @ngstiabraha3700

    Жыл бұрын

    Kinderlieder Deutschland

  • @egk7594

    @egk7594

    Жыл бұрын

    Aye ewe taum lsan amlak nay ageglot admeka ybarkelka

  • @maedneman8828

    @maedneman8828

    Жыл бұрын

    Ewe nay bhaki !!!

  • @zielundaufgabe210
    @zielundaufgabe2102 жыл бұрын

    መም ኣብርሃም ዝማረካ ጣዕሙ ልዕሊ ትዝብሎ ኢዩ ግጥሚ ዜማ ክሊፕ 100% ንዓካ ዝሃበ ሓይሊ ክብሪ ይኩኖ ፈጣሪ ዝማሬን ቅዱሳን ዝተቀበለ ኣምላክ ዝማረካ ይቀበል

  • @saranegash12

    @saranegash12

    2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ብሓቂ

  • @fthawitnuwaye1293

    @fthawitnuwaye1293

    4 ай бұрын

    Amen Amen Amen ❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️

  • @semhargebrihiewet1292
    @semhargebrihiewet12922 жыл бұрын

    ኣሰይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ድያቆን ሓወይ ድማ እግዝኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ

  • @Sara-ie8pe

    @Sara-ie8pe

    8 күн бұрын

    አሜን አሜን አሜንንንንንንንንን

  • @semariachannel1513
    @semariachannel15132 жыл бұрын

    መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ብፍቅሪ ዝበጽሓቶ ኪዳነ ምህረተይ ዋሕስ ሂወተይ ምንም ቃላት ዘይብለይ ዝምጉስ ንኽብሪ ስማ ማርያመይ ውህብቲ ጥዕምቲ ግራት ሰናይ ፍረ ስርናይ እንዃዕ ኣደይ ኮንኪ ፍትው የ ዘብለኪ ኪዱነይ ናይ ልበይ መላሲት

  • @hanilove5389
    @hanilove53892 жыл бұрын

    አሰይ ዲያቆን ሓወይ አግዚአብሄር ዕዲመን ጥዕናን ያሃብካ ግን ተቀበልቲ ክህልው አለውም ሸብሸብቲ ብጣሚ መመቀሮ ኪዳነ ምህረት ባዓላ ጺላላ ተንብረልና

  • @weldekidangebrehiwet785
    @weldekidangebrehiwet7852 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዲያቆን ሓዉና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልኩም ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኩም ይባርከልኩም ቅዱስ እግዚኣብሄር ኣምላክና ። በረከታን ጣዕማን ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳንድንግል ማርያም ኪዳነ ምሕረት ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን።

  • @autikoszsmu
    @autikoszsmu2 жыл бұрын

    ኣሰይይይይይ ደስ ዘብል መዝሙር ኣምላክ ይመስገን ጸጋ በዲበ ጸጋ ይጸጉካ ዲያቆነይ ግጥሚ 100% ዜማ100% ክሊፕ100% ኮታስ ኩሉ መንፈስ ቅዱስ ዝተሓወሶ መዝሙር

  • @hayetnegoesse6245

    @hayetnegoesse6245

    2 жыл бұрын

    Kulu mulue Aman baman wala eti klib

  • @haileruta8777

    @haileruta8777

    Жыл бұрын

    Ewe ewe 🐑 may amilak ena

  • @autikoszsmu

    @autikoszsmu

    Жыл бұрын

    @@haileruta8777 ayteredeann?

  • @dagintdagint

    @dagintdagint

    Жыл бұрын

    Ella ell

  • @berhanetewelde5577
    @berhanetewelde55772 жыл бұрын

    እመ ብርሃን ባዕላ ኣኣሕስካ ትኹን ቃል ሂወት የስምዓልና

  • @fidelabrhale
    @fidelabrhale2 жыл бұрын

    ዝማሬ መላኢክት የስምዓልና ድያቆን ሓዉን።ጽሎታን በረኸታን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ኣይፈለየና። ዘመን ኣጎልጉሎትኩም ይባርኸልኩም ኣምላኽና። ብሩኽ ሰንበት።

  • @sabagebrhiwet3625

    @sabagebrhiwet3625

    Жыл бұрын

    ዝማሬ መላኢክት የስምዓልና

  • @tsyonadey368
    @tsyonadey3682 жыл бұрын

    ከምዝይ ኩትሰብዕ ከለኽስ ልብኽ ብተስፋ ይመልእ ሓጎስ ድማ ይስማዓካ

  • @sabafissehaye4400
    @sabafissehaye44002 жыл бұрын

    Aseyyy Ellllll Ellllll Elllllll Zemere melekti yexmalna Burkateyy Egzabher Xegau yebzhalkum 🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏

  • @maekeleteklay3915
    @maekeleteklay39152 жыл бұрын

    ዲያቆን ኣብርሃም መሓሪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ዝማሬ መላእክት የስመዓልና። እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸግ ኡ የብዝሓልካ ናይ ኣደና ኪዳነ ምሕረት በረከት ረዲአትን ምስ ኩላትና ይሕቢሩ ይኹን ኣሜን::

  • @weynihagos5835
    @weynihagos58352 жыл бұрын

    ሰሚዕኻ ዘይምኖ ምጽንናዕካ ዝውስኽ ጥዑም ዝማሬ ብልቢ።

  • @semhergere5439

    @semhergere5439

    2 жыл бұрын

    Ellllll Elllllllll Ellllll zemara melketi yesman deyqonih hawna

  • @michealgebermariam724

    @michealgebermariam724

    Жыл бұрын

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @sabaamanuel8501

    @sabaamanuel8501

    Жыл бұрын

    ኣስይ ጡኦም እዩ ናትካ መዙር

  • @yemanegoitom3387
    @yemanegoitom33872 жыл бұрын

    ኣመስጋኒ ኪዳነምህረት ሰንበት ንግሆ ኣነ ካ ድቃሰይ ከይተሳእኩ ከለኩ ደበኽ በለ እስኪ በሉ Gay's ንዳይቆን ኣብራሃም ዓቅምና like እዩ እሞ ኣይነዉሕደሉ ይሕዋት

  • @amanhaile692

    @amanhaile692

    11 ай бұрын

    🎉Kkkkk

  • @jzjzshehsh8278

    @jzjzshehsh8278

    9 ай бұрын

    ​@@amanhaile692።?፡ሀሀ😊

  • @jzjzshehsh8278

    @jzjzshehsh8278

    9 ай бұрын

    ፡፡፡፡፡፡፡፡

  • @jzjzshehsh8278

    @jzjzshehsh8278

    9 ай бұрын

    ሀሀ

  • @jzjzshehsh8278

    @jzjzshehsh8278

    9 ай бұрын

    ​@@amanhaile692ሀ

  • @nigstiafwerki2325
    @nigstiafwerki23252 жыл бұрын

    አልልልልልልልልል ዝማረ መላአክቲ የስማዓልና

  • @user-il3oc7sh7m

    @user-il3oc7sh7m

    2 ай бұрын

    Amin (3)

  • @user-re7eu3xl8z
    @user-re7eu3xl8z2 жыл бұрын

    ናይ ድንግል ማርያም ታሪኽሲ ፡ ንኽትሰምዖ ፡ ዘወትር ዘንበዓካ፡ 😭😭😭 ኣየናይ ዉላዲ እዩ፡ 3 ዓመት ዝገበረ ውላዱ ፡ ካብ ሕቁፉኡ ዝፋኑ ፡ እሞ ከኣ ፡ ተመሊሳ ንዘይ ትረክቦም፡ በኣ ተፋኒማ በቃ ፡ *ንቡር ዘይነበሮ ሕርሲ ቕድስት ሃና*

  • @rimaalem3139
    @rimaalem31392 жыл бұрын

    Zmare melaekt yesmealna diacon hawey xelotin Amaldnetin nay eme brhan ayfeleyena 🙏💖

  • @temsgenamlak3337
    @temsgenamlak33372 жыл бұрын

    አሰይይይይይ እልልልልልልል ኽጥዕ ባህታ ፍጥር አቢልለይ

  • @medhanieberhane7142
    @medhanieberhane71422 жыл бұрын

    ኦ እሁየ ድያቆን ኣብርሃም ዘኣፈቅረከ ኣንሰ እሁከ ድያቆን መድሓኔ ውዳሴከ ዘእንተ ኣጽማዕኩ ይሰምዓኒ ሃሎኩ ምስሌከ ዘኣፈቅረከ እሁየ ወትሩ ድንግል ማርያም ትሀሉ ምስሌከ 🙏🙏🙏

  • @hyabzemu4538
    @hyabzemu45382 жыл бұрын

    ኣደ ንዘኻትም ናይ ድኻታት ሃብቲ ደበስ ቶም ሕዙናት ናይ ውጽዕ ትምክሕቲ ተስፋ ዝተሰደ ንድኹም ጽላሉ ዛ ኪዳነ ምህረት(2) ጸግዒ ሰብ ዘይቡሉ ኪዳነ ምህረት ብክዳና ትሓልወና ብሩክ ስንበት ይግበረል!

  • @freselammelake4001

    @freselammelake4001

    3 ай бұрын

    Amen ❤

  • @tesfye12
    @tesfye122 жыл бұрын

    ዝማሬ መልኣክቲ የስማዓልና ዲያቆን/ሓወይ ዛ ኪዳን ምሕረት(2) ጸግዕ ሰብ ዘይ ብሉ ብሩክ ሰንበት ይግበረልና።

  • @samuelteklu8683
    @samuelteklu86832 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ድያቆን ሓወይ። ርሑስ ኣውድኣመት ደቂ ተዋህዶ የሕዋተይ ኩልኹም።

  • @merhawitbrhane9158

    @merhawitbrhane9158

    2 жыл бұрын

    ኣሜን

  • @grandprumeplus3479

    @grandprumeplus3479

    7 ай бұрын

    Amen amen amen🙏🙏🙏

  • @mebgeb4740
    @mebgeb47402 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልእክት የስምዓልና እግዚኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ዲያቆን ሓውና . ርዌት ዘረስርስ ናይ ዛ ኪዳነ ምህረት እዛ ለዋህ ኣደ ዘሃበና እግዝኣብሄር ክብርን ምስጋናን ይኹኖ

  • @ksanetabraham1580
    @ksanetabraham15802 жыл бұрын

    አደ ንዘካትም ናይ ድኻታት ሃብቲ ደበስ እቶም ሑዝናት ናይ ወጹዕ ትምክሕቲ ተስፋ ዝተሰደ ንድኩም ጽላሉ ዛ ኪዳነ ምህረት (2) ጸጊዒ ሰብ ዘይቡሉ ዕልልልልልልልልልልልልል አሜን አሜን አሜን ዝማረ መልአክቲ የስማዕልና 💒💒💒💒💒💒💒

  • @abenezerdaniel5610
    @abenezerdaniel56102 жыл бұрын

    ኣብርሸይ መምህረይ ጥዑም መዝሙር ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል

  • @taklitbahata8578
    @taklitbahata85782 жыл бұрын

    ኣየ ወ ዛኪዳምሕረት ተስፋ ንዝተሰደ ንድኹም ጽላሉ ዛኪዳነ ምሕረት ጸግዒ ሰብ ዘይብሉ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ ማላእኽቲ የስማዓልና ዲያቖን ሓውና ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመ ናይ ኣገልግሎት ዘበን ኣብዛ ቅድስቲ እምነት ይሃብካ

  • @meronhabtemariam4169
    @meronhabtemariam41692 жыл бұрын

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና፡ ብሓቂ ልበይ ብሓጎስ መሊኡ ፈሲሱ። ኪዳነ ምህረት ኣደይ እግዚኣብሔር ጎይታ ሰራዊት፡ ንዓኺ ንጽህቲ እተማልደለይ ኢሉ እንተዘይገድፈለይስ እንታይ ኮን ምኾንኩ!

  • @lidyahaileab8903
    @lidyahaileab89032 жыл бұрын

    Amen Amen Amen Zemare melaketi yesmalena ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @user-cz8bn6yj5h
    @user-cz8bn6yj5h2 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ፈጣሪ ይባርከልካ ዲ ኣብርሃም ነዞም ኣብ ስደት ዘለና ብጣሚ ኢካ ተጻናንዓና ዘለካ ኪዳነ ምሕረት ትሓልካ

  • @gualafom3318
    @gualafom33182 жыл бұрын

    ኣሰይ ኣሰይ እልልል እልልልል እልልልልል ዝማረ መላእኪቲ የስመኣልና

  • @user-mo7if2fw9x
    @user-mo7if2fw9x2 жыл бұрын

    Amen zemare melaekti yesmeAlna nay agolglotkum zeben EgziabHier yebarkelkum diyqon Hawey

  • @hadguokbay5077
    @hadguokbay50772 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስማዓልና ዲ ኣብርሃም ሓወይይይ ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል መዝሙር ኪዳነ ምሕረት ትቀበለልካ ጠፊኢካና ኢካ ኔርካ ኣይትጥፋኣና ዲያቆነይ መዝሙርካ ብሃንቀውታ ኢና ንጽበ ቀጽሎ

  • @Mulue844
    @Mulue8442 жыл бұрын

    ኣሰይ እልልል ዲያቆን ኣብራሃም ሓውና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይባርከልካ 🙏🙏🙏. ናይ ባሓቂ ኣብ ተዋህዶና ንዘልኣለም የጽንዓና :: ኪዳነ ምሕረት ኣደ ናይ ሕዙናት ኣደ ናይ ዘኽታማት ኣደ ናይ ሹጉራት ደበስ ናይ ሕዙናት ደበስ ናይ ውጽዓት ካብ ፉቁር ወድኺ ምሕረት ለምልና ምእንቲ ሓጣኣን ደቅኺ 🙏🙏🙏. ዝተባረኸን ዝተቐደሰን በዓል መስቀል ይግበረልና ንኹላትና ኣመንቲ እዛ ኣጽናፋዊት ተዋህዶና ::🙏🙏🙏🙏

  • @weinihagos2269
    @weinihagos22692 жыл бұрын

    ዲያቆን ሓወይ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ኣብ ጸሎትካ ዘክረኒ።

  • @shewityontan3548
    @shewityontan35482 жыл бұрын

    አዛ ኪዳነምህረት ጸግዒ ሰብ ዘይብሉ ዕልልልልልልልልል ዝማረ መላክቲ የስምዓልና ኣምላክ ጸጉ የብዝሓልኩም!!

  • @fanueltesfu7662
    @fanueltesfu76622 жыл бұрын

    ሓዘነይ ንቡር እዩ ከምቶም ዝቀደሙ ኣመስግኒ ነብሰይ ኣዕብይ ንስሙ፡ ኣቤት መዝሙሩ ጸጉኡ የብዝሓልካ ድ ኣብርሃም

  • @abr.gabraha9765
    @abr.gabraha97652 жыл бұрын

    AMEN ZMARE MELAAKTI YESMEALNA Diyacon hawey,, Luele Egziabhier Xegueu Ybzehalka, በረኸት ወላዲተ ኣምላክ ይፈለይካ,,,,

  • @helmialenikrstossemra4799
    @helmialenikrstossemra47992 жыл бұрын

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን!!!! ዝማሬ መለኣክቲ የስምኣልና ዲ.ን.ሓወይ.እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋ ይብዘሃልካ ጽሎታን በረከታን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ክርስቶስ ሳምራ ኣይፈለየና ደቂ ተዋሃዶ ጸዓዳ

  • @magiqueen8820
    @magiqueen88202 ай бұрын

    ዝማሬ መልአኽቲ የስምዐልና ዲያቆን ሓዎይ ዘኽታም እየ ግን ኪዳናምህርተይ አዶ ኮይናትኒ እያ ተመስገን እየ ዝብሎ ንጎይታይ ሰለቲ ዘይውዳእ ምሕርቱ🙏

  • @eritrealove8135
    @eritrealove81352 жыл бұрын

    Aseyyy Semika zeymno mezmur Elllllllllll Elllllllllll Elllllllllll 🙏💒💒

  • @Erilove8102
    @Erilove81022 жыл бұрын

    ስእነት ተደሪራስ ስእነትና ባሪኻ ዝማረ መላእክት የስመዓልና ጸሎታን ቃልኪዳናን ምሳና ምስ ድኹማት ደቃ ይኹን

  • @mihretasfaha1743

    @mihretasfaha1743

    2 жыл бұрын

    U

  • @nebiatfshastion7029
    @nebiatfshastion70292 жыл бұрын

    እንቋዕ ብሰላም ናብ ወርሓዊ በዓል ኪዳነ ምህረትን ክቡር በዓለ ምሰቀልን ብሰላም ኣብጽሓና ደቂ እመ ብርሃን !!! ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክቡር ዲያቆን ሓውና

  • @tesfamariam250
    @tesfamariam2502 жыл бұрын

    ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና ዲያቆን ሓወይ ስሚዕካ ዘይ ምኖ ኣደ ንዘካትም ናይ ድካታት ሃብቲ ደበስ ቶም ሕዙናት ናይ ውጹዕ ትምክሕቲ ተስፋ ንዝተስደ ንድኩም ጽላሉ፡ ብሓቂ ኣደ ኣምላክ ርህርህቲ ኢያ ስማ ክውደስ ክስምዕ ፍሉይ ሓጎስ ይህበኒ ኣምላክ ይመስገን ኣደ ዝሃበና ድንግል ኣደና ማርያም🙏

  • @amonabeba4005
    @amonabeba400511 ай бұрын

    ❤ድያቆን ኣብርሃም ማሓሪ ኣቦ ፍቅሪ ኣክባሪ ፈጣሪ ጥዕና ይሃብካ እምበሪ ንዓና ክሕሸና ጥዑም ሰብ ልሳን መዝሙርካ፡ኣዕጽምቲ ዘረስርስ ስጋ ዘጥልል'ዩ እምበሪ ደስ ይበሎ ልዑል ፈጣሪ የሕድርካ ኣብቲ ሉዑል መንበሪ ታይ ክዓብሰልካ ኣነ ሂበካ ክብሪ ረውየ ብቃልካ ጠሊለ ብድምጽካ ኣምላክ ምህለላ ምስጋናካ ይቀበል፡ዕልልታካ፡ ንቅድስቲ ወላዱቱ ኣሐጉሱ ንኩሎም ኣስመርቱ ኣደሲቱ፡ምዑት ኢካ እምበር ፈዳዪ ሕነ ስለ ቅድስተ ቅዱሳን ዓለም ዝመነነ፡ብዙሕ ኣለኒ ዝብሎ ባኣካ ልበይ ጸጊቡ መንፈሰይ ዓጊቡ ብመዝሙርካ ደ ኣሃዱ ኢሉ ዝፈሎምኩ ንመንገዲ ኣምላክ ክረክቦ፡ብፍላይ ታንድሕሪት፡ጠሚተ ናይ ኣእዳውካ ግብሪ ለዋህ ፈጣሪ ትብል እንክዝክር፡ ነይነይ ይብል ኣሎ ታይ ከም ዝኣመነ ኣረጊት ሰብነት ውን፡ኣሰይ ጾሎተይ ሰመረ ናበይ ከብላ ኢልካኒ፡ብዙሑ ማህደርን ቀለምን ኣይኣኩሎን፡ቡሩክ ኢካ ወዲ ንዕልቶ ብጽባቀካ ትፍቶ፡ ኣታ ዛንዕልቶ ክንደይ ትፍቶ ኣራሑ ተፍቱ ዝምጉቱ ዝረትዑ ዘይግምዑ ዘይስሉዑ ብቃለ ጣዕሞም ሰብ ዘምብዑ፡ ዓደኮታተይ ወርቂያ ምቅርቲ፡ግርማ ሞጉስ ምልክዕቲ ግርምቲ ሊቃውንቲ ተዕቢ ሰባክያን ተጎብዝ፡ዘማርያን ትሃንጽ፡ኣምላክ ይህነጽኪ ንኩሉ ግዜ፡ልዕል ተብልኪ ቅድስተ ቅዱሳን ታቦት ቤትኪ ቡሩክ ባሕቲ ይግበረልና ኣምላክ ኣብ ኣብ ዘለናዮ ብምሕረቱ ይሓለና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ብተረዳእነት ፍቅራ ተጽልለና፡ጥዕና ትሃበልና ንድያቆን ኣብርሃም ማሓሪ ፈቃር ተባዕን ሓውና ኣሜን ብሩኮተይ።❤

  • @musseteklit2860
    @musseteklit28602 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚኣብሔር ዓስቢ ቅዱሳን ይኽፈልካ ድያቆን ሓዉና ጥዑም ልሳን ንግሆ ምድሪ ልበይ ብሓጎስ መሊእካዮ ብዙሕ ንጽበ ካባኻ ቀጽሎ።

  • @senaytguosh5151

    @senaytguosh5151

    2 жыл бұрын

    ኣሰይይይይይ ኤልልልልልልል ልልልልልልል እልልልልል ልልልልልልል ልልልልልልልልል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ Zemare melakti yesmelna diykom hawey xega berktu yebzhlka kidan mehtet adey ምስ kulna tkun🙏🏻❤

  • @tesfomhabte8810
    @tesfomhabte88102 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዘማሪ ድያቆን ኣብርሃም ኣዝያ ጥዕምቲ መዝሙር እግዚአብሔር ጸግኡ መመሊሱ የፍስሰልካ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላከ ቅዱሳን።

  • @tadeseleake3699
    @tadeseleake36992 жыл бұрын

    ዝማረ መላኤክት የስምዓልና

  • @freyhayleab3281
    @freyhayleab3281 Жыл бұрын

    ምዕቆቢተይ ከተማ ተስፋ ናይ ኣዳም ኣደ ዘኽታማት ኣደ ሽጉራት ኣደ ፍቕሪ ኣደ ጎይታይ ናባይ ክትመጺ ካበይ ኮነለይ ናይ ድኻታት ሃፍትና ድንግል ማርያም ርህሪሂተ ሂልና ብሩኽ መዓልቲ ይግበረልና ሎሚ ኪዳነ ምህረት ዩ❤❤❤እልልልልልልልልልልልል ንጽዮን ክበብዋ ❤❤❤❤❤❤

  • @Gal.Maryam
    @Gal.Maryam2 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ክቡር ሓውይ❤ ግጥሚ 100%❤👌 ዜማ 100%❤👌 ክሊፕ 100%❤👌 ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ዝሓወይ 🥰

  • @mengismgm8804

    @mengismgm8804

    2 жыл бұрын

    You are the best Brother und you are one and online gerade Job Legend!!! ✝️⛪🤲🏅

  • @paradise2143
    @paradise21432 жыл бұрын

    🙏ቃላት የብናን ከመይ ዲና ኣዚና ንፈትወካ ኣምላክ ኣብ ቤቱ የጽንዕካ ክቡር ድያቆን ሓወይ🙏

  • @haniefrem3118
    @haniefrem31182 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሪ መላኣክት የስመዓልና ድያቆን አብርሃም ሓውና እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ናይ ድንግል ማርያም ጸሎትን በሪኸትን መሳካ ይኩን እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🙏🙏🙏💘💘💘👏👏👏🤲🤲🤲

  • @Eri-love
    @Eri-love2 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ዲያቆን ቀጽሎ

  • @medaseltene72
    @medaseltene722 жыл бұрын

    ''ደበስ እቶም ሕዙናት ናይ ዉጹዕ ትምክሕቲ'' ኣሜን ጸጉኡ የብዝሓልካ ዲ.ኣብርሃም ❤❤❤ ብሩክ ሰንበት ይግበረልና 🙏🙏🙏

  • @tsegafitwi1043

    @tsegafitwi1043

    2 жыл бұрын

    Nnbk6yv

  • @timosuffer781

    @timosuffer781

    2 жыл бұрын

    Blessed

  • @abrehetsolomun3260

    @abrehetsolomun3260

    2 жыл бұрын

    F

  • @sanaitairo8565

    @sanaitairo8565

    2 жыл бұрын

    Gkgkg

  • @kesetexegu3882

    @kesetexegu3882

    2 жыл бұрын

    Zelela zkene mezmur Zmare melakti yesmealna 🤲🤲💒👁💖

  • @akberetafom1239
    @akberetafom12392 жыл бұрын

    ዲያቆን ኣብርሃም ሓዉና ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዘመንኩም ይባረክ

  • @natsinethabtegergs8757
    @natsinethabtegergs87572 жыл бұрын

    ኣሰይይይ ዕልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርክ ዲያቆን ኣብረሃም ሓውና።

  • @habutes3261
    @habutes32612 жыл бұрын

    ዝማረ መላአክቲ የስምዓልና ዲያቆን ሓውና

  • @user-yo5pp2gs6s
    @user-yo5pp2gs6s2 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኪዳነ ምህረት ተሓልወን ብጣዕሚ ብጣዕሚ ንልቢ ተፈስህ ንኣዕጽምቲ ተረስርስ መዝሙር ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ብዙሕ ኢና ንጽበየካ ኩሉ መዝሙርካ ኣብ ስደትና መጸናንዒ እዩ ዝኮነና ኣጆካ ኣምላክ ምሳካ ይኩን

  • @meharitadese6356
    @meharitadese63562 жыл бұрын

    ኣሜን(3)ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ዲ,ሓውና ። ኪዳነ ምህረት ነቶም ኣብ ሽግርን መኸራን ዘለው ብኪዳና ተጽልለሎም ኣሜን🙏🙏🙏

  • @lemlemteweldebrhan3459
    @lemlemteweldebrhan34592 жыл бұрын

    Amen amen amen zmare melakti ysemalna .zexgu yebzhalka goyta dyaqon hawena 🙏🙏🙏⛪⛪⛪⛪

  • @brhanenega922
    @brhanenega9222 жыл бұрын

    'ደበስ እቶም ሕዙናት ናይ ውጽዓት ትምክሕቲ' ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና ዲያቆነይ ናይ ዘመን ኣጎልጉሎትኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ይባርኽ ይቀድስ።በረኸት ናይ እመ ኣምላክ ምስኩልና ይኩን።

  • @freweynihailemichael3750

    @freweynihailemichael3750

    2 жыл бұрын

    Amen Amen Amen zimare melaikti yesmealna diyakon hawey egziabher amlak xegue yebzehelka 💒💒💒💒⛪⛪💒💒💒👏👏👏🙏🙏🙏🙏💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯

  • @samihaile2124
    @samihaile21242 жыл бұрын

    እወ ዛ'ኪዳነ ምሕረት ኣደና ጸግዒ ንኹሉ እዃ እንተኾነት፡ብዝያዳ ከኣ ከምቲ ዝበልካዮ፡ናይ ድኻታት ሃብቲ ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና ዲያቆን ሓውና ጸጋ ብዲበ ጸጋ ይዓድልካ

  • @haftommekonen
    @haftommekonen2 жыл бұрын

    ዛ ኪዳነ ምህረት ጽግዒ ሰብ ዘይብሉ። ዝማረ መላእክት የስመዓልና ድያኣቆን ኣብርሃብ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ

  • @user-ye9vu6uz3p
    @user-ye9vu6uz3pАй бұрын

    ኣደ ንዘካትም ናይ ድካታት ሃብቲ ደበስ ቶም ሕዙናት ናይ ውጹዕ ትምክሕቲ ተስፋ ዝተሰደ ንድኩም ጽላሉ ዛ ኪዳነ ምህረት (2)ጸግዒ ሰብ ዘይብሉ ኣሜን 🙏ኣሜን🙏 ኣሜን🙏 ዝማሬ መለኣክቱ የስመዓና ድያቆን ሓውና ከኣ ተባረክ ጸጉኡ የብዝሓልካ 💒💒💒✝️✝️✝️❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-zp4bl8de9h
    @user-zp4bl8de9h2 жыл бұрын

    ዕልልልልልልል🌺 ዕልልልልልልልል🙏 ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ድያቆን ሓወና🙏🏼 ጸግኡ የብዝሓልኩምን ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽን ይቐድሰልኩምን🌼 ። ንመላእ ኣመንቲ ክርስቶስን❤ ኣፍቀርቲ እመብርሃንን❤ እንቋዕ ናብ ብርሃነ መስቀሉ ብሰላም ኣብጽሓና🌼❤።

  • @selemawitfikak5393
    @selemawitfikak53932 жыл бұрын

    Aseyy aseyyy zimare melakt yesmalna diyakon hawuna 🙏🙏⛪⛪⛪⛪⛪⛪🙏🙏🙏🙏🙏

  • @adesador854
    @adesador8542 жыл бұрын

    እልልልልልልልልል ዝማረ መልኣኽቲ የስመዓልና

  • @hdiidjjd7748
    @hdiidjjd77482 жыл бұрын

    እልልልልልልልልልልልልልልልልድግል ማሪያም ሆይ ጥበቃሽ እና ምልጃሽ አይለየን አገራችንን ከመአቱ አድኒ ምህረትን ለምኒልን 😭😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏🌷🇨🇬🇨🇬

  • @lemlemmebrahtu5295

    @lemlemmebrahtu5295

    2 жыл бұрын

    P009zz ,€ 9

  • @gal.tgrayweyenti7183

    @gal.tgrayweyenti7183

    2 жыл бұрын

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-ug5rb8zp2n
    @user-ug5rb8zp2n2 жыл бұрын

    ዝማረ መላኢክቲ የስማዓልና ዲያቆን ሓወይ ብሌን ዓይነይ ኮኾብ ናይ ተዋህዶና ዕድመን ጥዕናን ያሃበልና ፈጣሪ ኪዳነ ምህረት ኣደይ ብኪዳና ታሓልካ ኣታ ቡሩኽ መዝሙር ናትካ ስብከት ኢዩ ምጻናንዒ ነብስና ።

  • @loveyourfamily8854
    @loveyourfamily88542 жыл бұрын

    Elllllllllllllllllllll elllllllllllllllllllll elllllllllllllllllllll elllllllllllllllllllll zmarie meliekt yesmealna diakon hawey egziabhier amlakna xega yebzhalekum zhawey ❤⛪🙏💯

  • @kidaneweldab5327
    @kidaneweldab53272 жыл бұрын

    Zemarea meliaktan yismalna xegu yibzahalka fetari diyakon hawina 🙏 🙏 🙏 😭😍🙏🙏😭😭😭😍😍😭😭😍😭😭

  • @brktiabraha8462
    @brktiabraha84622 жыл бұрын

    ኣስይይይይይይይ ዝማሬ መላኣክቲ የስምዓልና ዲያቆን ኣብርሃም ሓውና በረኽት ናይ ኣደና ምስ ኩልና ይኩን

  • @fiyoriyemane1209
    @fiyoriyemane12092 жыл бұрын

    ደብስ እቶም ሕዙናት ናይ ዉጹዕ ትምክሕቲ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላኽቲ የስምዓልና ድያቆን ኣብርሃም ሓዉና እግዚኣብሄር ጸግኡ ይብዝሓልካ

  • @user-he1nd1lj1l
    @user-he1nd1lj1l2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልእክት ይስምዓልና እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ ዲያቆን ሓወይ ፡ ናይ ርህርህቲ ህልና ኪዳነ ምኅረት በረከታ ሬድኤታ ኣይፈለይና።

  • @user-tx4ex6nj5g
    @user-tx4ex6nj5g2 жыл бұрын

    ኣሰይይይይይይይይ ልቢ ዘረስርስ መዝሙር ድያቆነይ ክጥዕም በእውነት ተመስገን ላኣካ ዘሃበና🌹🌹🌹🌻🌻🌻🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌻🌻🌻🌻🌹🌹🌹🌹🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌿🌿🌿🌿🌿🌿❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @user-yu9nf7no6f
    @user-yu9nf7no6f2 жыл бұрын

    ቃላት ውሒዱኒ እንዶ ሞ................ እወ ዛኪዳነ ምህረት ጸግዒ ኩልና ክሰምረለይ ዩ ብጸሎታ ኩሉ ንቅድሚት ዩ ግዕዞይ የለን ዝጭነቀሉ

  • @aklilushembahri1278

    @aklilushembahri1278

    2 жыл бұрын

    Biopsie in Deutschland 🇩🇪 in Deutschland

  • @matyasyosiyas5092
    @matyasyosiyas50922 жыл бұрын

    አሰይ እወ እዛ ኪዳነ ምህረት ጸግዒ ሰብ ዘይ ብሉ ብሓቂ ድያቆን ኣብርሃም ሓወይ ቡሩክ ትሑት ሰብ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ አምላክ ኩሉ ግዜ አብ ቤቱ ንበር

  • @habsh5752
    @habsh57522 жыл бұрын

    አሰይይይይይይ ደሰ ዝብል መዝሙር ወዲ ቅድስት ኪዳነ ምህርቲ ኣደይ ብረክ ሓወና እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸጋ በረከት የብዘሐልኩም❤🌺🌺🌸🌸🌻🌻

  • @KingAbrham
    @KingAbrham2 жыл бұрын

    Aseyyyyyyyy dakoneyyy enka bselam mexkna Egzabher amlak Edmen tenan yihabeley fetari men emo kemzi kemka

  • @selamteweldebrhan3260
    @selamteweldebrhan32602 жыл бұрын

    ”Tesfa nztesede ” bhaki zmare melakt yesmalna dyacon 💯❤️🙏🏽

  • @amiraandetsion3434
    @amiraandetsion34342 жыл бұрын

    ኩሉ ን ሰናይ ኡ ዳሕራዩ ዘጥዕም።ጸጉኡ የብዝሓልካ ኩቡር ዲያቆን። ኪዳነ ምሕረት ኣደይ ኩሉ ግዜ ኣብ ጎነይ

  • @user_selagg
    @user_selagg9 ай бұрын

    ጥዑም መዝሙር ዲያቆን ሓውና 🙏ፀሎታን በረኸታን ኣማላድነትን ናይ ኪዳነ ምህረት ምስኩልና ህዝበ ክርሰቲያን ይኹን ኣሜን

  • @Ethiopiamezmur477

    @Ethiopiamezmur477

    5 ай бұрын

    3

  • @weletekidanknweletkidanse2342
    @weletekidanknweletkidanse23422 жыл бұрын

    Elllllllllllll ellllllllllllll ellllllllllllllllllllllll ዝማረቅዱሳን ዝተቀበለ እግዚአብሔር ዝማረኻ ይቀበለልልካ ።❤❤❤❤🇪🇷❤❤❤🇪🇷

  • @merhawitbrhane9158

    @merhawitbrhane9158

    2 жыл бұрын

    ኣሜን

  • @user-ti2gb4rf6r
    @user-ti2gb4rf6r2 жыл бұрын

    ኣታ ብሩኽ ድያቆን ሓወይ በል እስከ ተባረኽ ድንግል ማርያም ኣብ ትኸዶ ምሳኻ ትኹን ኣዝዩ ናይ ተስፋ ዝኾነ መዛሙርካ ብቐጻሊ ክትመጸና ንጽበ ።

  • @genetmehari6013
    @genetmehari60132 жыл бұрын

    ብስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመኣልና ዝማሬ መላእክቲ የ'ና ዝማሬ መላእክቲ የ'ና እድመን ጥእናን የሃብካ ወራሲ መንግስተ ሰማይ ይግበረልካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @yohannesmebrahtom1916
    @yohannesmebrahtom19162 жыл бұрын

    Amen Amen Amen 🙏 zmair melaekit yesmalna

  • @nebaynegasie6251
    @nebaynegasie62512 жыл бұрын

    ዕልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ጸሎታ ኣማላድነታ ናይ ኪዳነ ምሕረት ወትሩ ኣብ ዝርያኻ ይኹን

  • @mogoshabteslase7921
    @mogoshabteslase79212 жыл бұрын

    Amien Amien Amien zmarie melaekti yesmealna nay agelglotka zemen ybark egziabihier amlak diyaqon hawna ❤💒🙏❤💒🙏❤💒🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @sosisosi9482
    @sosisosi94822 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ድያቆን ሓውና ብጣዕሚ መሳጢ መዝሙር ,

  • @habulove4955
    @habulove49552 жыл бұрын

    ዝማረ መላእክቲ የሰማዓልና ኣምላኽ ጸጉ የብዝሕ :: ዓንዲ ተዋህዶ ድያቆን ::😇😍

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus39292 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ ኪዳነ ምህረት ኣዴና ትሓልወና ፡ እንካዕ ናብ ብርሃነ መስቀሉ ኣብጻሓና ።

  • @akberetgebrezgi5562

    @akberetgebrezgi5562

    2 жыл бұрын

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዲያቆነይ ዝማርየ መላክቲ የስማልና ናይብሓቂ ኣደ ሑዙናት እመብርሃነየይ ዓስቢ ኩሎም ቁዱሳን ይሃብካ

  • @Fnotebrhan5417
    @Fnotebrhan54172 жыл бұрын

    ዛ ክደነምህረት (2) ጸግዒ ሰብ ዘይብሉ ለካ ዝክትምናይ ሕማቅ ዕጫ ኣይኮነን ንሳ እካ ኣሕሊፋቶ ኣደ ንጉስ መድሕን ዕልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልል ክብርን ምስጋናን ይብጽሓዮም ምስ ፍቁር ወዳ ዲያቆን ሓወይ ድማ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ ጥዑም መዝሙር ናይ ባሓቂ መዝሙርካ ኣብ ስደትና ተስፋ ኮይኒና ኢዩ ቀጽሎ ዝሓወይይ ቡሩክ ሰንበት

  • @medhanieberhane7142

    @medhanieberhane7142

    2 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ኣሜን መዝሙሩ 100% ግጥሚ 100% ዜማ 100%

  • @user-zz6kb8cu7t
    @user-zz6kb8cu7t2 жыл бұрын

    ናተይ ተዋህዶ ዋልታ ሊቅ ዲያቆናት ወተሃደር ክርስቶስ ዲያቆን ኣብርሂሞ ma king ተባረክለይ

  • @Moonlight-kt7ig
    @Moonlight-kt7ig2 жыл бұрын

    Ellllllllllllllllllllllllllllllllllll zmare meleakti yesmealna Dyaqoney xegue yebzhalka 🙏🙏

  • @gulasmeraxaedaengland1869
    @gulasmeraxaedaengland18692 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና

  • @yedingellij7560
    @yedingellij75602 жыл бұрын

    ኣብ ጽላል ኪዳና መድሕነይ ዘክበሮ ናብራይ ናብራ ስደት ከመይ ኢለ ዘይጸሮ ✝️✝️✝️⛪⛪⛪🙏🙏🙏 ብሓቂ ን ቅድስት ኣዴና ሒዝና ኩሉ ክንሰግሮ ኢና። ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክቡር ዘማሪ ድያቆን ኣብርሃም። እግዚኣብሔር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ🙏🙏🙏!!!

  • @tirhasokube7066
    @tirhasokube70662 жыл бұрын

    ኣደ ናይ ዘካትም.ናይ ድካታት ሃብቲ። ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ዲያቆን ኣብርሃም።ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንካ ትባርክ እዛ ለዋህ ኣደ ኩሉ።

Келесі