ድምፃዊ ኣማኑኤል የማነ ምስ ኢንፍኒተየ ላውንጅ ብምትሕብባር ንህፃናትና ዝተገበረ ናውቲ ሓገዝ!!

Ойын-сауық

✅ ናብ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ዝኸኣልናዮ ንሓግዝ!!
/ @wushatenamedia
ውሻጠና ሚድያ ኣብ ኩሉ መዳይ ምንቅስቃስ ማሕበራዊ፡ ኪነ ጥበብ፡ መንነትን ፖለቲካን ትግራይ ናይ ባዕሉ ኣስተዋፅኦ ንምግባር ዓሊሙ ዝተመሰረተ ሚድያ ኮይኑ ክሳብ ሐዚ ግና ምስ ዲያስፖራ ተጋሩን ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያንን ብምትሕብባር ፀገም ሕብረተሰብና ኣብ ምፍታሕ ዝንቀሳቀስ ዘሎ ሚድያኹም እዩ። ስለዚ ንዕብየት እዚ ሚድያ ኩላትና ኣስተዋፅኦ ንግበር። ኣባል እዚ ሚድያ ብምዃን ንሓግዝ።

Пікірлер: 7

  • @Hareg675
    @Hareg67521 күн бұрын

    ብዝወፀ ይተክአልና❤ የዕብኹም ዞም ደቀይ 🙏

  • @eritreanentertmenthabesha7387
    @eritreanentertmenthabesha738721 күн бұрын

    መምህር ናይ ብሓቂ ጅግና ኢካ።ሓንቲ ምክሪ ኣላትኒ እዞም ትዕብዮም ዘለካ ህጻውነቲ ምስ ዓበዩ መን እየ ዝብል ሕቶ ከልዑሉ ናይ ግድን ስለ ዝኮነ እተተካኢሉ መንን ደቂመንን ምካኖው መጽጊብካ ዶኩመንት ተተቀምጠሎም ዝያዳ ኣርባሒ ንኮነ ።ምክንይቱ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ኣስመራ ኣብ ኡርፋን በዕበዪ ዘክታማት ምስ ዓበዩ መን እየ ዝብል ሕቶ እዮም መጀመርታ ዝሓትና ኔሮም ።

  • @genetkahsay4602
    @genetkahsay460221 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @gssgseu7696
    @gssgseu769621 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @eritreanentertmenthabesha7387
    @eritreanentertmenthabesha738721 күн бұрын

    Good job

  • @hggh7539
    @hggh753921 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @user-ow2pd6it6z
    @user-ow2pd6it6z21 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤

Келесі