ገዳም ሚካኣኤል ዓደቂ ነይ ምእሳር ጉሒላ ብዘት እብ ጉዑዞና ካብ ዘደንገጸናን ዘፍረሓናን ገዳም ግን ካዓ ሰብ ኩን ዘብል ገዳም ኣጋጢሙና

SUBSCRIBE | ብምግባር ዝተፈላለዩ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን አገልግሎት ካብ አክሱም ጽዮን ማርያም ንክበጽሖም ቤተሰብ ይኹኑ።
______________________________________________
Follow this channel @
Facebook = / tsegay.gebreslasie.5686
Whatsapp = chat.whatsapp.com/DjxeEUm5sAb...
Telegram = t.me/tseagy
Telegram = t.me/gedamaxum
Instagram = / gedamtube21
ኣብ መላእ ዓለም አትርከቡ ክቡራት ተከታተልትና ኣክሱም ጽዮን ከምእትናፍቅዋን ከምእትፈትውዋን ስለ ንፈልጥ ካብኣ ድማ ንበረከት ዝከውን ስራሕቲ
💐⛪️ካብ ሊቃውንቲ ወለዲ ትምህርት ወንጌል
💐⛪️መዝሙራት ትግርኛ
💐⛪️ካሎኦት ንዓኩም ዝኮኑ ጠቀምቲ መርሃግብርታት
💐⛪️ ምህላ ፀሎትን ካሎኦት መንፈሳዊ ትረካታትን መንፈሳዊ ተሞኩሮታትን ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና
share subscribe ብምግባር ተሓባበሩና
#ክቡራት_ተኸታተልትና_መሃሪ_ሓሳብኩምን_ርኢቶኹምን_ኣብ_Comment_ግደፉልና

Пікірлер: 31

  • @user-yf7gg5ns4w
    @user-yf7gg5ns4wАй бұрын

    ካልእ ይትረፍ ላይክ ሼር ሳፕሰክራይፕ ግበሩሉ ደቂኖ ❤ ደቂ መዳም ለ ከምኡ

  • @bestebeste5137
    @bestebeste5137Ай бұрын

    አዞም እትሕግዙ ኣሕዋትን ኣሓትን ጌታ መድሃኒ ኣለም መሊኡ ወሲኩ ይሃብኩም ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359Ай бұрын

    Egziabher. mesakum. yekun. Abotatena. Ahwatey. ✝️😢🙏🙏🙏❤️🌿

  • @user-bq7mz3vf4m
    @user-bq7mz3vf4mАй бұрын

    ሰላም ፀግሸይ ማዓረይ እዞም ጓሓሉት አብ ትግራይና ዘለው እውን ይእሰረልና ቅዱስ ሚካኤል አቦይ 🙏

  • @trhastesfay1706
    @trhastesfay1706Ай бұрын

    ብሓቃ ሓፈተና እግዚአብሔር ብዝወፀ ይተከአልኪ መምህር ፀጋየ እውን እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዘሐልካ

  • @fotofoto378
    @fotofoto378Ай бұрын

    ብዝወፀ ይመለኣላ ክብርቲ ሓፍትና 🙏🙏🙏ፀጋይ ሓውና ድማ ፈጣሪ ፀጋጉኡ የብዘሐልኻ ❤❤❤

  • @bestebeste5137
    @bestebeste5137Ай бұрын

    እግዚኣብሔር ይመስገን ክቡራት ኣቦታታትና ኣምላክ ብዕድመን ብጥዒናን ይሓልወልና ኣሜን ❤❤❤🙏🙏🙏🎉🎉🎉

  • @anatigrawiteya2821
    @anatigrawiteya2821Ай бұрын

    ❤❤❤

  • @user-hg9yp5ud3p
    @user-hg9yp5ud3pАй бұрын

    ክቡርሓዉና ዕድመንጥዕናንይሃብካ ኣሜንኣሜንኣሜን

  • @fuch9239
    @fuch9239Ай бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ብዝዉፃእኪዮ ይተካአልኪ ሓፍትና❤❤❤❤ መምህር ፀጋይ ምስ መሳርሕትካ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤

  • @user-hg9yp5ud3p
    @user-hg9yp5ud3pАй бұрын

    ኣሜንኣሜንኣሜንክቡራትወለድና❤❤❤

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12Ай бұрын

    በዓይንና በረከት ተኻፊልና አለና እግዝአቢሄር ይባርኸልና መምህር ፀጋይ ሓፍትና ድማ ዕድመን ጥዕናን አብዚሑ ወሲኹ ዘይውዳእ እንጀራ ይሃበልና

  • @user-hg9yp5ud3p
    @user-hg9yp5ud3pАй бұрын

    ኣሰይተመስገንፈጣሪ ኣደዋይማርያምማዓረይ ሓደራኪምስወለድናን ምስመሳክንኣሕዋትና እንበልዖእንጀራሃብናኣሜንኣሜንኣሜን ተዘክሮወለድና❤❤❤❤❤❤

  • @eteneshyosef1052
    @eteneshyosef1052Ай бұрын

    አንቲ ዝሃብኪ እግዚአብሔር አምላክ ፀጋኪ የብዛሃልኪ

  • @user-hg9yp5ud3p
    @user-hg9yp5ud3pАй бұрын

    ኣሜንኣሜንኣሜን

  • @hskf4344
    @hskf4344Ай бұрын

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @hhcc1973
    @hhcc1973Ай бұрын

    Edmen tienan yhabkum nkulukum🙏💕♥️

  • @LetushGeremariam
    @LetushGeremariamАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-lm8pk9um9c
    @user-lm8pk9um9cАй бұрын

    መምህረና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊😊

  • @MebartMehari
    @MebartMehariАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @brijap5171
    @brijap5171Ай бұрын

    ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @user-ti4jy6ld9m
    @user-ti4jy6ld9mАй бұрын

    ❤❤❤❤🎉🎉

  • @user-sp3qb8ex2x
    @user-sp3qb8ex2xАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ኣሜንኣሜንኣሜን

  • @alemalem4421
    @alemalem4421Ай бұрын

    ❤❤❤🤲🤲🤲🙏🙏🙏👏👏👏😍😍😍

  • @niminimoo6620
    @niminimoo6620Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @TadkanBrhana
    @TadkanBrhanaАй бұрын

    🙏🙏🙏

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kvАй бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @bestebeste5137
    @bestebeste5137Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊

  • @TadkanBrhana
    @TadkanBrhanaАй бұрын

    🙏🙏🙏☔️☔️☔️

  • @abrehetatsbeha3858
    @abrehetatsbeha3858Ай бұрын

    🤍🤍🤍🤍🤍

  • @user-kv1mf1mr1m
    @user-kv1mf1mr1mАй бұрын

    ❤❤❤

Келесі