Part 22 - ወለዶም ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ስኢኖም ንሕንጢጥ ካብ ሞት ዝተረፉ ዕሸላት

✅ ናብ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ዝኸኣልናዮ ንሓግዝ!!
/ @wushatenamedia

Пікірлер: 755

  • @zenawikebreab4799
    @zenawikebreab47993 жыл бұрын

    ካብ ተጋሩ ዝዓበየ ሓላፍነት ዝትሰከመ መመህር ምሉእ ✅☝️ እቲ ዝትሓተ ሳብስክራይብ ዘለዎ ድማ ንሱ ይገርም ዩ ነዞም ህጻናት ድማ ኣምልኽ ይሓግዞም

  • @user-bh4ho4ol3p

    @user-bh4ho4ol3p

    3 жыл бұрын

    ትኽክል

  • @abigualtigray3115

    @abigualtigray3115

    3 жыл бұрын

    ብጣዕም እዩ ዝገርመካ

  • @user-fi9pl4mm4q

    @user-fi9pl4mm4q

    3 жыл бұрын

    ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ኣየ

  • @abebagebreargay178

    @abebagebreargay178

    3 жыл бұрын

    በትክክል ጣምዕሚ አዪ ዘይገርም መምህር ሙሉ ኩሉም ትጋሩ ሸር ሳብስክራይብ ገብረው ትግራዋይን አብጉኑ ንኩን መምህር ሙሉ በጣዕም ጀግና ወዲ ህዝብ አዪ ደምፅ አብ ሸገር ንዘለው እሕዋትና እዪ ሰላም ህዝብ ዓደይን አግዚአብሔር ይመልስልን🙏🙏🙏✝️✝️✝️✝️

  • @selamnekulu1731
    @selamnekulu17313 жыл бұрын

    ቅዱስ ገብርኤል ምሳኹም ይኹን😭😭😭😭💔💔💔

  • @user-dk6ee9eu5q

    @user-dk6ee9eu5q

    3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-di7ed2yq9m

    @user-di7ed2yq9m

    3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-et3ej5ky8h

    @user-et3ej5ky8h

    2 жыл бұрын

    Amen🙏🙏🙏

  • @lemlemnegusse7672
    @lemlemnegusse76723 жыл бұрын

    ምሕረት የግበረልና አብ ሞንገና አትዩ ዘሎ ሰጣን አብዘን 2ህዝቢ ብምሕረቱ እግዛብሄር ይቅረ ይግበረልና ሐፍትኩ ኤረትራዊት

  • @mg-kb9cr
    @mg-kb9cr3 жыл бұрын

    ሙሉ ሐወይ ፈጣሪ ይሐልውካ

  • @wedsami3187

    @wedsami3187

    3 жыл бұрын

    amen

  • @user-oy6dl2fe1r

    @user-oy6dl2fe1r

    3 жыл бұрын

    @@wedsami3187 ሙሉ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን የሃበልናፈጣሪ ኡፍፍፍፍፍፍ 😭😭

  • @hiwihiwi4558

    @hiwihiwi4558

    3 жыл бұрын

    አሜ🙏🙏🙏❤💛❤

  • @user-up9xm9zd7h

    @user-up9xm9zd7h

    3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @asteraster1838

    @asteraster1838

    3 жыл бұрын

    መምህር ምሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ባዓል ሕማቅ ግብሪ ክንደየናይ ከይጥዕሞ ንብዓት ናይዞም ህጻናት ውሕጅ ኮይኑ ይወሰዶም ይኸውን

  • @user-qg7gw9hq3j
    @user-qg7gw9hq3j3 жыл бұрын

    ተጋሩ አበይ አለና ግን ናይ መምህር ሙሉ ሰብ የለን በቲ በለ በቲ ንዑ ተጋርዋይ ናይ ባዕልና ፔጅ ንከታተል ህዝብና ንርዳእ ኡፍፍፍ ከቢድ እዩ ምሕረት አውርድ አምላኽ

  • @WushatenaMedia

    @WushatenaMedia

    3 жыл бұрын

    Thank You

  • @user-nu7sh7mt6s

    @user-nu7sh7mt6s

    3 жыл бұрын

    ትክክልልል ኣለና

  • @Mamiye_alemey_21

    @Mamiye_alemey_21

    3 жыл бұрын

    @@WushatenaMedia ብከመይ ክንሕግዝ ንክእል መምረይ

  • @user-qg7gw9hq3j

    @user-qg7gw9hq3j

    3 жыл бұрын

    @@Mamiye_alemey_21 ናብ አካውንቱ ምልኣኽ እዩ ህዝብና ብጣዕሚ አብ ሕማቅ አሎ አሕዋተይ ትሓጋጊዝና እዛ እዋን ንሽገራ😭🤲

  • @WushatenaMedia

    @WushatenaMedia

    3 жыл бұрын

    Contact Mulu or Hadgu

  • @freweinitekleab2718
    @freweinitekleab27183 жыл бұрын

    ዋ ኣምላከ ንህዚቢ ትግራይ ስላም ኣዉርደሉ ነዚኦም ህጻናት ምጽንናዕ ካብ እምላክ ይውረድ (ካብ ሓፍቱኩም ኤረትራዊት)

  • @user-qg7gw9hq3j
    @user-qg7gw9hq3j3 жыл бұрын

    ኡፍፍፍፍፍፍ እንታይ እና ንብሎ አታ ጎይታ ምሕረትኻ እንዶ አውርደልናይ ባዕልኻ ተመልከት😭😭ንመወትቲ አብ ገነት የንብሮም ንመላእ ስድራ ቤት ፅንዓት ይሃብ ትግራይ ዓደይ እንታይ እዩ በዲልኪ ዓኽክክ ይኹን እስቲ ፈጣሪ ይፍረድ😭😭😭😭🤲🏿🤲🏿

  • @selamdebas2033

    @selamdebas2033

    3 жыл бұрын

    amennnn

  • @user-vd3md4wm6d
    @user-vd3md4wm6d3 жыл бұрын

    እህህህህ አታ ክንደይ ህዝብና እባ ተወደእ 😭😭😭😭💔💔 ፈጣሪ ናይ ኢድኩም ይሃብኩም መምህር ሙሉ ፈጣሪ ምሳካ ይኩን

  • @user-ux2ll7he6m
    @user-ux2ll7he6m3 жыл бұрын

    ኣህ ዋይ ህዝብና😭😭😭😭 ኣታ ኣምላክ ኣቦይ የኣኽሎዶ በለናይ ንመወቲ ኣብ ገነት የንብሮም 😭😭😭ኣቱም ዝተረፍኩም ዶሞ ኣጀኹም ኣብ ጎንኹም ኢና ክወግሕ እዩ

  • @user-bd9tb2cp5v
    @user-bd9tb2cp5v3 жыл бұрын

    ስደት መሩና ብለን ናማረርና ብህዝብና ዝገደደ ግፍዕ መፁና ፈጣሪ ኾኖኩም በለና ኣየኹም ኣብ ጎድናኹም ኣለና

  • @lemalmojunta7451

    @lemalmojunta7451

    3 жыл бұрын

    አሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሙሉሓወይይ💔💔💔🙏🙏🙏🙏💯💯👂👂👂😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @ove6164
    @ove61643 жыл бұрын

    ኡፍፍፍ ተቃጸልኩ እነስ ኣይይይ ኣጆካ ዝሓወይ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ🙏😭😭

  • @nebukahsaye5729
    @nebukahsaye57293 жыл бұрын

    መምህረይ ሙሉ አምላክ ምሳካ ይኩን ህዝበይ ምሕረት ይልአከልና 😭😭😭💔በጃኩም ተጋሩ አሕዋተይ ናይ በዕልና ቻነል ንርእ ብፈላይ ከዓ ውሻጠና ምድያ እምቤታችን ፅላል ትኩንኩም 🙏🙏🙏

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam123 жыл бұрын

    መድሃኒአለም እዙ ፀልማት እዙይ አሕፅረልና መምህረይ እስቲ አምላክ ይሓልውካ ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን 😭😭😭😭

  • @ababaabba1673
    @ababaabba16733 жыл бұрын

    ሙሉ ሓወይ ቃል የብለይን ሞ እግዚአብሔር አምላኽ አብዝሑ ዑድሜን ጥዒናን ያሃብኻ ሓወይ ማዓርይ ከም መምህር ሙሉ መመልሱ ይወለድ

  • @Kalebshow315
    @Kalebshow3153 жыл бұрын

    ዋይ ኣሕዋተይ ተወሪርኩምዶ😭😭😭💔 ልብኻ እዩ ዝሰብር እግዚኣብሄር ልቡኹም የፅናዓዮ፣የበርትዕኹም ኣጆኹም

  • @googleaccount2851
    @googleaccount28513 жыл бұрын

    እፍፍፍፍፍ ህዝበይ ልበይ ቆሲሉ እመ ብርሃን ኣደይ ምእንተ ዞም ንፁሃን ህፃናት ምሕረት ለምልና

  • @letish3773
    @letish37733 жыл бұрын

    ዋይ ህዝብና 😭😭😭😭 ኣምላኸይ ንስኻ ህዝብና ኣድሕን

  • @almasneggaz2302
    @almasneggaz23023 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ሙሉ ሃወይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ መድህንአለም

  • @ye-q-yiorgis23-lij
    @ye-q-yiorgis23-lij3 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ሰማያዊ ስራህ ኢዩ፥ ብሰማይ ክበሩ መ/ር ሙሉእ።

  • @wezuerob6412
    @wezuerob64123 жыл бұрын

    እ/ር ምሳኩም ይኪን የሕዋተይ ብዝከኣልናዮ መጠን ክንሕግዘኩም እና ኣይዞኩም

  • @user-vp8pj9mm1o
    @user-vp8pj9mm1o3 жыл бұрын

    ኡፍፍፍፍ 💔💔💔💔😭😭😭😭😭☝️☝️☝️ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ ይፍረዶም 💔💔😭😭☝️ምዓረይ ኣጆኻ ልዑል እግዛብሄር ምሕረት የውርደልካ ኣጆኻ ኣነ ንደፋእ እዋይ እንታይ እየ ዝገብሮ እንታይ ጽሒፈ እንታይ ክገድፍ 💔💔💔💔😭😭☝️☝️☝️🙏ኩቡር ሓውና ብርሃን ገጹ ኣያ ውጹዕ ህዝቡ መምህር ሙሉእ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ካብ ዓይኒ ጸላኢ ይከውልካ ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ 🙏እሞ እንኳዕ ብፍጹም ሰላም ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ መጻካ 🙏ሰላምን ቅሳነትን ንውጹዕ ህዝብና ኣጆኹም ኣጆና የሕዋተይ ንኡሳት ክኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብሰላም ተባሪኩም ትዓብዩ ይግበርኩም ክንዲ ሽሕ ኩኑ እዋይ ትግራይ ምዓረይ ትረክብዮ ክንዲ ዘኾለስኩ ኢደይ ተነከስኩ ዶ በሉ ክንዲ ዘኮለስኪ ዶ ክንድዚ ንዓኺ ድሓን እስኪ ደም ንጹሃን ህዝብናን ንብዓት ህዝብናን ግን ክፈርድ እዩ 💔😭☝️🙏እዋይ ህዝብና ትረክቦ ግፍዒ አረ እንታይ ኢና ገርና እዚ ኩሉ 💔😭☝️ክኣ መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ 😭🙏☝️☝️

  • @Mekeregna_sdetegna
    @Mekeregna_sdetegna3 жыл бұрын

    አዋይ ኣታ ፈጣሪ ሕጂስ ያኣክለኩም በለና አግዚኣብሀር ኣምላክ ምሳኩም ኣሎ ኣጆኩም መምህር ሙሉ ከኣ ዓስብካ ካብ አግዚኣብሀር ኣምላክ ርከቦ

  • @user-ly5kn4ww5z
    @user-ly5kn4ww5z3 жыл бұрын

    ሙሉ ሓወይ ጥንቅ በል ከይረክቡካ

  • @user-lo3zy3og2l
    @user-lo3zy3og2l3 жыл бұрын

    ኡፍፍፍፍፍ ኣታ ኣምላከይ ሰላምካ ላኣከልና እግዚአብሔር ንዝሞቱ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም 😥😭 ዕሸላተይ ልበይ እምበር ተሴሩ ዓዓቅምና እስከ ናሓግዞም ወገናተይ ዋይ ህዝበይ😥 መምህር ሙለይ እግዚአብሔር ያሓልካ👏

  • @almaztareke6060
    @almaztareke60603 жыл бұрын

    መምህር ሙሉ እግዚኣብሔር ጉልበትኻን ጥዕናኻን የሀልወልኻ ተባረኽ አጆና ክሀልፍ እዩ

  • @hanan9064
    @hanan90643 жыл бұрын

    ኣሕሕሕ 😭😭ኣሕዋተይ ናቲ ሓወይ ናይ ብዓልካ ዘይጨነቀካ ናይ ኣሕዋትካ ኣታሓሳሲብካ ኣይካኣልኩን ኣምላክ ሙሉ ምሕረት የዉርደልካ ፈጣሪ🙏🙏🙏

  • @user-ij7hh6vu6j
    @user-ij7hh6vu6j3 жыл бұрын

    😭💔ኣባይካ ህዝበይ😭😭😭

  • @selamdebas2033
    @selamdebas20333 жыл бұрын

    lule (dayemene) hezibi tegeraye memeher mulu amelaki edemene teonane yehabeka . abo wetiote& selam ne hezibi tegeraye yekone .amennnnnn&amennnnnn

  • @selugalaregawi5467
    @selugalaregawi54673 жыл бұрын

    መምህር ሙሉየይ ምሕርት ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ወላደተ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ኣሜን

  • @user-kj6ne1fm5u
    @user-kj6ne1fm5u3 жыл бұрын

    💔😥😥😥እዋይ ህዝበይ ዝረከብካዮ ክሓልፍ ዶ ይከዉን ናትናኤል ሓወይ ኣጆኪ ዝሓወይ እፍፍፍፍ

  • @user-ym9qi6gf9f
    @user-ym9qi6gf9f3 жыл бұрын

    ዋይ ኣነ ደቀይ ፈጣሪ በጃካን ዶ ንህዝብና ኣርህወሉ።

  • @user-lf6yn3ef9r
    @user-lf6yn3ef9r3 жыл бұрын

    መምህር ሙሉ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ደኺመ ሰልቺኒ ከይበልካ ንህዝብኻ ኮንካ ንኤርትራውያን ተሰዲዶም ዝመጹ ውን ረዲእካዮም ኢኻ ክብሪ ይግበኣካ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍረ ጻዕርኻን ድኻምካን ካብ እግዚአብሄር ርኸቦ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ኣብ ትሓስቦ ዓወት ይምነየልካ:: ሰላም ንህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ውድቀት ነዞም 2 ዲክታቶራት ህዝቢ ኣበሳቢሶም ዘለዉ:: 🇪🇷❤️🇻🇳

  • @milattekle3378
    @milattekle33783 жыл бұрын

    መምህር ሙሉ ዕድመን ጢዒናን ያሃበካ ፈጣሪ ❤️🙏

  • @abrhaweldearegay8399
    @abrhaweldearegay83993 жыл бұрын

    ዋይ ሓተይ ፅንዓት ይሃብኩም ንዝሞቱ ድማ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም

  • @abebagebreargay178
    @abebagebreargay1783 жыл бұрын

    ሙህር ሙሉ ሕዋና ፈጣሪ ዕዴሜ ጤዕና ያሃብከ አምላክ እጅና ኩሉና ትግራዋይ አብገንኩም ኢና ሰላም ንህዝብ ትግራይ ይመለስልን ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ኢፍፍፍፍፍፍፍፍ💔💔💔😭😭😭

  • @frehiwettesfay8337

    @frehiwettesfay8337

    3 жыл бұрын

    ኣምላኽ ኣኸሎ ይሃብኩሙ ይሃበና ምሕረት የውርደልና ውው ኣምላኽይ ምሕረትካ ለኣከልና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @abebagebreargay178

    @abebagebreargay178

    3 жыл бұрын

    @@frehiwettesfay8337 አሜን አሜን አሜን✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @aplwkwr3036
    @aplwkwr30363 жыл бұрын

    እሕ ህዝበይ ማዓርይ ሓዘና ክንቆፃፀሮ እይካእልናን እምላክ እቦይ ምእንተ ህፃናት ኢልካ ምሕርት እወርደልና እቤት ግፍዕታት ዘታእለም ዘይርሳዓ ግፍዕታት

  • @shimaymengstab7086
    @shimaymengstab70863 жыл бұрын

    ብዓል ሕማቅ ግብሪ ናይ ኡዱ ይፈደ ኣጀኩም እዋይ ደቀይ

  • @user-vv9oy5ix3o
    @user-vv9oy5ix3o3 жыл бұрын

    ኣሕሕሕ ህዝበይ ኣግንካዮ ለለካ ኣምላክ ኣቦይ ይኣክለኩም እባ በለና ንመወቲ መንግስተ ሰማያት የዋርሶም ንዓኩም እዉን እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን

  • @astermulu3877
    @astermulu38773 жыл бұрын

    መምህር ሙሉ ፈጣሪ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ህዝብናናናና ረኪብካዮ ዘለካ

  • @user-gz2ek1ry7i
    @user-gz2ek1ry7i3 жыл бұрын

    ፍፍፍፍ አዋይ ህዝብና ዝርኪብ ስቀይ ኣጅኩም አዝም አሕዋተይ መምህር ሙሉ ዕድሙን ጥዕና ይሃብክም

  • @awetokubay7759
    @awetokubay77593 жыл бұрын

    ኦ ፍጣሪ ኣምልክ ምሕረትካ ኣውርደሉ ነቲ ውጽዕ ህዝቢ

  • @user-gi4eb5gc3b
    @user-gi4eb5gc3b3 жыл бұрын

    ኦፍፍፍፍ ኣታ ኣምላክ ይኣክለኩምባ በለና

  • @ghhshsmxkjjj4993
    @ghhshsmxkjjj49933 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕሩቱ የዉርደልና ንዝዓረፉ መንግስተ ስማይ የዋርሶም ብሂወት ዘለና ሰኒት ሰላም የዉርደልና ኣጀና

  • @gedammikaleimbadebresina9268
    @gedammikaleimbadebresina92683 жыл бұрын

    ዕዳ አለኩ ከፊልኩም ዘይትኽእልዎ ዕዳ ናይ ህዝበይ ገበርቲ ክፉእ ጌታ ይፍረድኩም,,😭😭😭😭

  • @user-eb6vq2jb7m
    @user-eb6vq2jb7m3 жыл бұрын

    ኣህ ህዝበይ ዝረክቦ ዘሎ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ኣሕዋተይ መምህር ሙሉ ሓወይ ፈጣሪ ይሓልውካ

  • @user-ht4dk7sm5x
    @user-ht4dk7sm5x3 жыл бұрын

    ወይ እግዝአብሔር ይአክልከ በልን እዘሕወይ እግዝአብሔር ይምሕረክ መምህረ መል ዕደምን ጥዕናነ ይህበኸ

  • @medihintadese7390
    @medihintadese73903 жыл бұрын

    እፍፍፍፍፍፍፍፍፍ መንግሰተ ሰማያት የዋረሶም😭😭😭😭 ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም አሕዋተይ💔💔💔💔

  • @user-ws3ht4dc8t
    @user-ws3ht4dc8t3 жыл бұрын

    ፅዮኖይቲ ፅላል ከለላ ትኹንኻ መምህር ሙሉየ ኣቦ ድኻ😍😍

  • @user-sk4dd4gq7s
    @user-sk4dd4gq7s3 жыл бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውረድልካ ዝሓውይ ንመወቲ እውን መንግስተ ሰማይ የዋርሶም🙏

  • @user-ur1sd6gy1k
    @user-ur1sd6gy1k3 жыл бұрын

    እ/ሄር ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣኸልና👉🙏👈

  • @hfdyygg1846
    @hfdyygg18463 жыл бұрын

    ናትናኤል ሓወይ ድትአምር ድተረፈኻ ልባም ህፃን ቆልዓ ቃንፃኻ ከይትኽእል ሓላፊነት ትሰዐሙዑካ ህፃናት ሕዘ ቃረ ኻብደይ በልኻን ናትዋ ልባም እግዚአብሔር ድዝ ትኾን ይኡ ዳትረፈካ ቅድመኻ ድአነ አነ ግን ባዓልት ሙሉእ ተስፋ ይኤ ናት ናብ ሙሉእ ጥዕናኡ ክምለስ ይኡ

  • @lemlemnegusse7672
    @lemlemnegusse76723 жыл бұрын

    ቅን ፈራዲ እገዛብሄር ምነሕረቱ የግበረልና

  • @user-cp6ox9kw9r
    @user-cp6ox9kw9r3 жыл бұрын

    ኣይይይይይ ኣነስ ዝዛረቦ ጠፊእኒ ወጊሑ ክሪኢ ዶ ይከውን

  • @user-bv9cl4lp9f
    @user-bv9cl4lp9f3 жыл бұрын

    ኣሕሕሕ ህዝበይ ኦ ኣምላኽ ኣቦይ ምሕረትኻባ ላኣኸልና

  • @samiramohammed3285
    @samiramohammed32853 жыл бұрын

    ባባ ሙሉ ኣቦ ውፅዓት ዕድመን ጥዕናን ናዓካ ቢቢየ

  • @user-ov8dh2bn1v
    @user-ov8dh2bn1v3 жыл бұрын

    መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🙏🙏🙏

  • @user-yi6gp5ws4i
    @user-yi6gp5ws4i3 жыл бұрын

    መምህር ሙሉ ኣምላኽ ይሓላካ ትግራይ ዓደይ ፅንዓት ይሃኪይ😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔

  • @tslalmuzw9508
    @tslalmuzw95083 жыл бұрын

    እዉይ ህዝበይ ዝረክብካዮ ናትየይ ምሕረት የውርደልካ ንዝመቱ እውን መንግስተ ሰማይ የዋርሶም

  • @user-qh6pu3fe9p
    @user-qh6pu3fe9p3 жыл бұрын

    ያኣላህ ኣታ ረቢ ርሕመትኻ ኣወርደና

  • @bsratbs6688
    @bsratbs66883 жыл бұрын

    ኦ ኣምላኽ ምሕርትካ ልኣክልና ምመህርይ ኣምላኽ ፅጉኡ የብዝሕልኩም ኣጅኩም ክቡር ሓውይ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ኣጅኩም ክቡራት ኣሕዋትይ 😭😭😭

  • @genilove4177
    @genilove41773 жыл бұрын

    ኦ ኣምላከይ ብምሕረት ዓይንካ ጠምተና ሓጥያትና ገዲፍካ ምሕረትካ ላኣከልንር😭😭😭😭😭😭

  • @trhastewelde7873
    @trhastewelde78733 жыл бұрын

    ሙሉ ሐወይ ኣምላክ ሐይሊን ክእለትን ይሃብካ ናይዚ ኩሉ ጭንኪ እናርኣካ ትሐልፎ ዘሎካ

  • @user-zl1mp3ul3d
    @user-zl1mp3ul3d3 жыл бұрын

    ኣብ ጎኒ መምህር ሙሉ ኣለና ኢና፤መምህረይ እጆካ ኣምላክ ምሳካ ይኩን🙏💔💔💔💔

  • @user-nv5vt5ct6f
    @user-nv5vt5ct6f3 жыл бұрын

    እፍፍፍፍ😭😭😭😭 ኣታ ኣምላክ ኣቦይ ስለቶም ምንዘይፈልጡ ህፃናት ኢልካዶ ምሕረት ላኣከልናይ😭😭😭💔💔💔ሓተይ ማዓረይ ኣምላክ ፅንዓት ይሃብኩም ናትናኤልከዓ ምሕረት የዉርደልካ መምህር ሙሉ ኣምላክ ዓስቢካ ይክፈልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏🙏🙏

  • @abilove3164
    @abilove31643 жыл бұрын

    💔💔💔💔😭😭😭እዋይ ኣሕዋተይ ናቱ ሓወይ መሊኡ ምሕረት የዉርደልካ 💔🙏ፈጣሪ ምስኩለኹም ይኹን

  • @user-he8ys2kk2o
    @user-he8ys2kk2o3 жыл бұрын

    ባሓቂ መምህር ሙሉ ሓዉና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን እና ሎሙስ እንዛረቦ ጠፊኢና እስኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣከልና 🤲🤲🤲

  • @merhawit6842
    @merhawit68423 жыл бұрын

    ዎ እግዝኣቢሄር ኣምላክ ነዞም ህጻናትን ንኹሉ ህዝቢ ትግራይን ባ ይኣክል በሎም! ጽንዓት ይሃብኩም ልብኻ ዝሰብር ግፍዒ. ኣጀኹም!

  • @azmeruaynalem8750
    @azmeruaynalem87503 жыл бұрын

    ኣሕሕሕ ዋይ ህዝበይ ቓደማኻ ኣጆኹም ኣሕዋተይ ኣምላኽ ይሓሊኹም ሙቁራተይ

  • @yonas9221
    @yonas92213 жыл бұрын

    ምጽንናዕ ይስደደልኩም ኣምላክ

  • @lemlemnegusse7672
    @lemlemnegusse76723 жыл бұрын

    ጎይታ ምሕረት ግበረልና ምሕረት ምሕረት ምሕረት

  • @user-tf1ns1go2f
    @user-tf1ns1go2f3 жыл бұрын

    ኣምላክየ ስራአለ ባዑሉ ይፍረዶሎሞ ናትዋ ምሕረቱ ይልኣኸልኻ ልበይ ሓዞኑ መምህር ሙሉ ዋ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ካብ ኩፉኡ ዓይን ይሶውረልና ሕማቅካ ኣያስመዐና ብድነአኻዮ ሰላም ራህባ ይኹነልኻ ንቶም ቆሎዑለ ሓዞኖሞ ሓዘን እዮቦ ይግበረሎሞ

  • @selamgebre4802
    @selamgebre48023 жыл бұрын

    ኣጆኻ ሙለይ ኣበጎንኻ ኢና ክንህግዝ ኢና

  • @wedieri7570
    @wedieri75703 жыл бұрын

    እዋይ ኣነ ኣሕዋተይ ደይውዳእ ሓዘን ኣታ ኣምላክ ኣቦይ ምሕረትካ ርኣከልና በሉ እስኪ ምስዚ ሕማማት ሽግርና ተወዲኡ ናብ ትንሳኤኡ ብሰላም የብጽሐና መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ።ሃየ የሕዋት በብዓቅምና ነታባብዓዮ።

  • @Fekarkun
    @Fekarkun3 жыл бұрын

    Memhir mlu hawna btaemi xbuk srah u tgebro zeleka fetari ab gonka ykun 🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @abrehetmm2862

    @abrehetmm2862

    3 жыл бұрын

    Amen Amen medhanialem yhalwo❤

  • @fronifroni7773
    @fronifroni77733 жыл бұрын

    መምህር ዕድመን ጥዕናን ይዓድልካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏ህዝበይ ወጊሑልካ ክርኢ ይኾን 🙏🙏🙏🥺

  • @ritamerhawi2954
    @ritamerhawi29543 жыл бұрын

    Ata brukh amlakh eidmen tieinan yhabka nezom hsanat kea edmen tieinan yhabom natey kea mihret yewrdelu

  • @farssamara2010
    @farssamara20103 жыл бұрын

    Mlu hawna lbam mglezi yblnan b kulu snai tgbro dleka Amlak ybarka. Kab haftkum🇪🇷

  • @user-if6tm3dj8j
    @user-if6tm3dj8j3 жыл бұрын

    እዋይ አሕዋተይ ማዓረይ እግዚአብሔር አምላክ አብ ዙርያኩም ይኩን ኡፍፍፍ ሎምስ ምክአሉ አቢዩኒ😭😭😭😭😭😭😭

  • @alganeshbahre8598

    @alganeshbahre8598

    3 жыл бұрын

    Me too very sad

  • @mg-kb9cr
    @mg-kb9cr3 жыл бұрын

    ዋይ ደቀይ አጆኩም

  • @yosef6278
    @yosef62783 жыл бұрын

    መምህር ምሉ እግዚአብሔር ይሓልውኻ 😭😭😭 ሓወይ ማዓረይ አጆኻ አብ ጎንኻ አለና 😭

  • @askalaraya8167
    @askalaraya81673 жыл бұрын

    መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አቦ ኩሉ ውፅዕ ኢካሞ ፈጣሪ ይሓልውካ ናትናኤል ሓውናለ ምሕረት የውርደሉ ንሓገዝቲ እውን ገንዘብኩም ፈጣሪ ይባርክ እግዝአብሄር ካብዚ ወሪዱና ዚኒሆ መከራን ፀገምን ንህዝብናን ዓድናን ብቸርነቱ ይቅረ ኢሉ ይምሓረና

  • @weynotube7
    @weynotube73 жыл бұрын

    መምህር ሙሉ ሓወይ አቦ ውፅዕ አቦፅጉማት ክብረት ይሃበልና እግዛአቢሔር አምላክ ባዕሉ ይርአየልካ🙏 ፅጋበይለ ሓቦኛ ጅግና ትግራዋይ ክብሪት ይሃበልና ቅድስት ድንግል ማርያም ምሳኩም ይኩን ዕሸላተይ አሕሕ ህዝበይ😥

  • @musemusa9166
    @musemusa91663 жыл бұрын

    እግዝበሄሪ ነዝመቲ ናብ ገነት ይቀበለሞ ኒዝለውከዓ ጽንዓት ይሃብ።

  • @user-ob5fc1dt1f
    @user-ob5fc1dt1f3 жыл бұрын

    እፍፍፍፍፍ አታ አምላኽ አቦይ ፍርዱ ሃብና ወየየ ህዝብና ሃሊቁ መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ይባርካ

  • @nessermeru1043
    @nessermeru10433 жыл бұрын

    መምህር ሙሉ ሓወይ ዓድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @hiwifkr5379
    @hiwifkr53793 жыл бұрын

    ኡፍፍፍፍፍ ምጣርካ ዘፅልእ ግዜ 😭😭😭😭💔💔💔

  • @user-fe9et6mo2b
    @user-fe9et6mo2b3 жыл бұрын

    ዋይ ኣሕዋተይ ኣጆኩም ህዝብኩም ኣለኩም ዋላ ክንድቲ ልድለ ኣይኩን ግንመምህር ሙሉ ህዝብኩም ኣለኩም እዞም ኣሕዋተይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዕብኩም ልሓውናለ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ ማዓረይ መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣብ ጎንካ ትኩን ወላዲት ኣምላክ ቅድስተ ቅድሳን ድንግል ሚርያም ኣደይ ሓደራኪ ህዝብና ምሕረት ክዎርዶና ለምንልና

  • @eyobmichael3822
    @eyobmichael38223 жыл бұрын

    መምህር ሙሉ ኣምላክ ይሓግዝካ

  • @user-ly5kn4ww5z
    @user-ly5kn4ww5z3 жыл бұрын

    ኦ ኣምላከይ ይኣክለኩም በለና

  • @user-tx8cj4jd8z
    @user-tx8cj4jd8z3 жыл бұрын

    እዋይ ናቲ ሓወይ ምሕረት ይውረደልካ ማዓረይ

  • @user-tx8cj4jd8z

    @user-tx8cj4jd8z

    3 жыл бұрын

    ንገባሪ ከፉአ በኣምላከ የፈደ

  • @kfjcjcjcjcjc1890
    @kfjcjcjcjcjc18903 жыл бұрын

    ኣምላክ ምሳካ ይኩን መምህረይ ኣቦ ውፃኣት ኣጆና ክሓልፍ እዩ

  • @almasneggaz2302
    @almasneggaz23023 жыл бұрын

    ኣ አምልካ ንህዝብካ ትግራይ ምህረት አውርድ ዝሀውይ ምህረት ይውርደልካ አምላክ

  • @user-ri1jp6fk2p
    @user-ri1jp6fk2p3 жыл бұрын

    ዋይ ኣህዋተይ😭😭💔💔

  • @rahelbrhane1330
    @rahelbrhane13303 жыл бұрын

    ሙሉ ሓውና ንዓካ ዝከውን ቃላት የብለይን ኣምላክ ይሓልውካ ኣቦ ውፅዓት😭😭😭🥺🥺🥺

  • @abelgoitom2112
    @abelgoitom21123 жыл бұрын

    😭😭egzabiher amlak bimihretu yitemitena, yehwatey amlak misakum yikun 🙏🏼

  • @user-cx4gy6gy9c
    @user-cx4gy6gy9c3 жыл бұрын

    መምህር ሙሉ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዋይ እሕዋተይ ማዓረይ ኣምላክ ምሳኹም ይኹን

  • @hannayohannes5064
    @hannayohannes50643 жыл бұрын

    Betaemi eu zehemen wayy hezbey 😥😥😥😥😥💔💔💔💔yestnena fetari ne geberti kufue egziabiher melsi alewo ahhhhhhhhh

  • @bruhtesfachanel4979
    @bruhtesfachanel49793 жыл бұрын

    እህህህ💔😭 ኣምላክ ባዕልካ ፍረድ መምህር ሙሉ ድማ ዕድመ ይሃብካ

  • @Axumawit21
    @Axumawit213 жыл бұрын

    መምህር ሙሉ አቦ ውፅዓት ብሓቂ ጉልበትካ የፅናዓዮ ነዊሕ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ እግዚአብሔር አምላክ

  • @mili6964
    @mili69643 жыл бұрын

    እዋይይይ ህዝበይ ዝረከብካዮ ጌታየ ባዓልካ ፍረድ መምህረይ ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣጆና እስከ ክወግሕ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ሰላሙ ይልኣከልና

Келесі