ሕሾም ገ/ሃንስ ብሰንኪ ሞት በዓልቲ ቤቱ ኣርባዕተ ዕሸላት (ካብ 2 - 9 ዓመት) ተሓቚፉ ዝተረፈ መሕዘኒ ታሪኽ
✅ ናብ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ዝኸኣልናዮ ንሓግዝ!!
/ @wushatenamedia
ውሻጠና ሚድያ ኣብ ኩሉ መዳይ ምንቅስቃስ ማሕበራዊ፡ ኪነ ጥበብ፡ መንነትን ፖለቲካን ትግራይ ናይ ባዕሉ ኣስተዋፅኦ ንምግባር ዓሊሙ ዝተመሰረተ ሚድያ ኮይኑ ክሳብ ሐዚ ግና ምስ ዲያስፖራታት ተጋሩን ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያንን ብምትሕብባር ፀገም ሕብረተሰብና ኣብ ምፍታሕ ዝንቀሳቀስ ዘሎ ሚድያኹም እዩ። ስለዚ ንዕብየት እዚ ሚድያ ኩላትና ኣስተዋፆ ንግበር። ኣባል እዚ ሚድያ ብምኻን ንሓግ።
Пікірлер: 71
መምህረይ ምስ ቃንዛ ህዝብካ ምክፋል ክንደየናይ ጥንካረ ን ፅንዓትን ከም ዝዓደለካ ፈጣሪ ምስጋና ይብፃሓዮ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እዋይ ፈጣሪ ኣቦይ እዚ ኩሉስ ነዚ ለዋህ ህዝቢ ፈጣሪ ይሓግዝካ ሓዉና ኣጆካ እንተ ዞም ኣራዊት ፈጣሪ ይፍረዶም😭😭😭😭😭😭😭😭😭
አኡይይ ኣንታ ኣምላኽ ፉትራትካ አንዶ ቁልሕ በል 👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻🙏🙏🙏
ብጣሚ ዘሕዝን ሀውና ሙሉ እግዚኣብሔር ባሩኩ ፀጋ ይሃብካ ደክመ ኣስለተን እንታይ ዘይበልካ ንብዙሃ ፅጉማት በግጎ ዝገበርካይ እግዚኣብሔር እረጅም እድመን ጥዕና ይሃብካ❤
ኣምላክ ጽንዕስት ይሃብካ ደበሳ እዮብ ይደብስካ🥺🙏
አይይይ ህዝበይ ዝረኸብኻዮ 💔😢ኣጆኻ ኣያዋይ ፅንዓት ብርትዐ ይሃብኹም አምላኽ እግዚአብሔር ጥንካረ ይሃብኹም ወላድተ አምላክ አምላክ ምሳኹም ትኹን 💔😢💐💐💐💐
ኣሕ ህዝበይ ዝረኸቦ እግዛብሄር ኣምላክ የፅንዕኻ ሓወይ እዞም ቆልዑ እውን ኣምላኽ የዕብዮም እምበ ታይሞ ክብሃል ኮይኑ። መምህረይ እቲ ህፃን ግን ዓይኑ ቢጫ ዶ ኾይኑ ይመስለኒ ወይስ ካሜራ እዩ ትኹረት ተዝግበረሉ ሕክምና ክረኽብ።
ንሓፍትና መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ኣጆካ ዛሓወይ እግዚኣቢሄር ይሓግዝካ 🙏❤
እፍፍ ህዝበይ💔😭😭
ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን መ/ር ሙሌ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦ ጽጉማት 🙏🙏🙏
ኡፍፍፍፍፍፍፍ💔😭ህዝበይ ኣጀካ ዝሓወይ
ንዝሃብኻ ብዝወፀ ይትከኣልካ ኩቡር ሓወይ💐
ኣይይ ህዝበይ😭😭
Thank you memhir MULU
እኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
😭😭😭😭😭❤️❤️
😢😢💔💔💔
💔💔😭
🙏😢😢😢
Edmen tanan yhabka memhr mulu aboy ajokum aboy mengste semay yewrsen
Eway eway hawey marey egzabher amlak akelot yehabka netom dekna ka btebbo yibyom fetari btami eu zehzin 😭😭😭😭😭
እፍፍፍፍፍፍፍ😭😭😭💔💔💔
ኣሕሕሕሕሕ😭😭💔💔😭😭💔💔
እሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕ
😭💔💔💔💔
💔💔😭😭😭😭😭💔😭
ዓሕ 😭😭😭
💔💔💔🙏
😭😭😭💔💔💔
😭😭😭😭
😭😭😭😭😭💔
😢😢😢😢 ahhh abyka zeyday
😭😭😭💔💔💔💔
እዋይ ታይ ዝበል ሓጥያት እዩ ዘልና ክንድዚ መከራ ዓሕ
😭😭😭😭😭
ዘይግለፅ ግፍዒ ከመይ ገይርካ ይርሳዕ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭
💔💔💔💔😭😭😭
😭😭😭😭💔💔💔💔
😭😭😭😭💖🙏
😭😭😭😭😭💔💔💔
😢😢😢😢
እፍፍፍዋይ ዋይ ህዝበይይይይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
Effff way my people 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
😭😭😭😭😭😭😭😭
Memhr Mulu dekme key belka tegbro zelka tsari egzabher amlak yebarikka tsmaka ka bi amlak rekbo ezi hawey marey
Ehiii higdef nay edika aytisan
ልምስማእኳ ይደክም ህዝበይ በገዛ ኣድእኻ 😭
🇺🇳😭😭😭😭😭😭😭
Telefonen Aba Xhafeley. Bejaka Mulue hawey
😪😪😪😪😪😪🙏💕🙏💕🙏
😭😭😭😭😭ዋይ ታይ elka ከምትጽሕፍ ይተፋካ ኣምላኽ ኣካኤሎ ይሃብካ
Efufff 😭😭😭😭
እዋይ ዘበነ መን ኢና ከነዉጻሉ 🌗🦂ጋኒን ዓዲ ሃሎን ኣርባዕተ ኪሎ 👽🌚)🕊🧸🕊🧸🕊🧸🕊🧸🥛
ዋይይ ዛዘበን.ኢዚኣስ አሕሕሕሕሕ ህዝቢ
ኣህህህህህህህ ዘይሪሳዕ ቃንዛ ህዝበይ ዘይእድካ ረክብካ ኣሕሕሕሕሕሕሕሕሕ
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
እዚ ኩሉ መከራ ብዞም ዝተረገሙ ህወሓት እዩ ኣይይይይይ 40ዓመት ጦርነት ስቃይ ኣየ ትግራይ ርጉምቲ
እቲ ዘግርም ግን ሃዚ ኢትዮጵያዊ ኢና ክቡሉ ኢዮም (💔👹ህወሓት 🖕💔) ኣጃካ ሓወይ❤
እፈፈፈ ህዝበይ ህዝበይ
💔😭💔💔 እህ ድኣ ሻዕብይ ኣምላኽ ናይ ኢዶም ይሃቦም 😢😢😢
😭😭😭😭😭😭
😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔
😭😭😭😭
😭😭😭😭😭😭😭😭
😭😭😭😭😭😭
😭😭😭😭😭
😭😭😭😭😭
😭😭😭😭😭😭😭😭