#ሓዉዜን

SUBSCRIBE | ብምግባር ዝተፈላለዩ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን አገልግሎት ካብ አክሱም ጽዮን ማርያም ንክበጽሖም ቤተሰብ ይኹኑ።
______________________________________________
Follow this channel @
Facebook = / tsegay.gebreslasie.5686
Whatsapp = chat.whatsapp.com/DjxeEUm5sAb...
Telegram = t.me/tseagy
Telegram = t.me/gedamaxum
Instagram = / gedamtube21
ኣብ መላእ ዓለም አትርከቡ ክቡራት ተከታተልትና ኣክሱም ጽዮን ከምእትናፍቅዋን ከምእትፈትውዋን ስለ ንፈልጥ ካብኣ ድማ ንበረከት ዝከውን ስራሕቲ
💐⛪️ካብ ሊቃውንቲ ወለዲ ትምህርት ወንጌል
💐⛪️መዝሙራት ትግርኛ
💐⛪️ካሎኦት ንዓኩም ዝኮኑ ጠቀምቲ መርሃግብርታት
💐⛪️ ምህላ ፀሎትን ካሎኦት መንፈሳዊ ትረካታትን መንፈሳዊ ተሞኩሮታትን ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና
share subscribe ብምግባር ተሓባበሩና
#ክቡራት_ተኸታተልትና_መሃሪ_ሓሳብኩምን_ርኢቶኹምን_ኣብ_Comment_ግደፉልና

Пікірлер: 678

  • @gedamtube
    @gedamtube

    ሰላም ነዓኻትኩም ወገናተይ ኣብቲክቶክ ሽምና የፀልሙና ኣለው ሞ ካብ ሰብስ ክንደየናይ ካብ ፈጣሪ ደኣ በር።

  • @mulueyehdego7984
    @mulueyehdego7984

    Xegem habesha aywedaen eyu bejaka kulu bxegem beqa

  • @user-jz1fm5zv2l
    @user-jz1fm5zv2l

    Eway zi amlak kemzi ke alo diu 😭😭ajoki weladitna brhan u qdmeki enqae nab masmedia mexaki tray🙏🙏

  • @lemlemmirach7838
    @lemlemmirach7838Күн бұрын

    😭😭😭😭😭😭🙏🙏

  • @weinidebesay6915
    @weinidebesay691521 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-ey5gh1vq5r
    @user-ey5gh1vq5r

    🥲🥲🥲💔💔💔💔

  • @wintafetawitthomasalazar6678
    @wintafetawitthomasalazar6678

    Uffff hezbiey rekbewu zelo 😢😢eko fafha elyo ajoki eske ember Eritreawi dea faha mes belna

  • @nigistiberhane9150
    @nigistiberhane9150

    ብሩክ ተባረክ አምላክ ፍቅርን ሰላምን የዉርደልና በጃኩም ሰላም ንግበር❤🎉❤🎉

  • @a.b8120
    @a.b8120

    Aniakum kemize gerikum behade ayene nikulu goita Jesus yebarikemu kuluna hade ena ❤❤🙏🙏

  • @selamgoytom8175
    @selamgoytom8175

    አክ ሐያቲ አና አጆኩም አይትብከያ ❤

  • @user-wb3je4uk6s
    @user-wb3je4uk6s

    ለባም ሰብ 😢💔

  • @tsegazeabzemichael3784
    @tsegazeabzemichael3784

    ኣጆኲ ድሃይኪ ክንገብር ኢና ብዝክኣለና መጠን ነዚ ኩፉእ ጊዜ ዘለና ክንካፈል ኢና።

  • @RahelBerhe-ir3vu
    @RahelBerhe-ir3vu

    ኣየ ናይ ሓበሻ ጸገም መፍትሒ ዘይብሉ ጎይታይ ባዕልካ ተዓረቀና💔😢

  • @Habeschah1
    @Habeschah1

    አቱም ህዝቢ ትግራይ ህዝቢ ኤርትራ ጽልኢ ገዲፍና ሰላም ንግበር ስለ ዝሳቀዩ ህጻናት ይቅረ ንበሃሃል ንብዓት አዴታት ውሕጅ ኬይኑ ከይወስደና 😢😢😢😢😢

  • @rahel7771
    @rahel7771

    እዘን ደቃ ደስ ኽብላ ወዛማት ኣብ ጸገም ዘለዋ ዘይመስላ ይገርም እግዚአብሔር የዕብየን በረኸትን ሰላምን ይስደደለን ንብዓተን ይሓብስ ✝️❤

  • @SaraKebedom
    @SaraKebedom

    ሳራ አብ ጀርመን ዝቅመጥ እየ እሞ ነዛ ቤት ክሕግዛ እየ ናይ አሕዋታ ዕድሚኦም ትፈልጥ እንተኾና ክረኽቦም ይኽእል እየ ♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️

  • @moolonn4385
    @moolonn4385

    የቀንየልና ኩብር ሓወይ ለምለም ሓፍተይ ክኣ ኣጆኪ ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @neweritrea5723
    @neweritrea5723

    የቀንየልና ጸጋይ ሐወይ god please you 🇪🇷🇪🇷❤️❤️

  • @tigraimida2037
    @tigraimida2037

    እዛ ሓፍትና በጃኩም ዝከኣለኩም ግበሩ ኣሕዋተይ።ፈጣሪ ናሰሓቀት ከርእየኒ ዳግማይ ክልምኖ እየ።ማርያም ኣደይ እምንቶይ ኣዉግሕላ🙏

  • @redseakings3344
    @redseakings3344

    This is heartbreaking 💔 ኣጆኪ ለምለም

Келесі