ckdu Voice of Eritrea Naz Yemane programme 2017-04-23 veteran Dawit Asgedom P2

ckdu Voice of Eritrea - Naz Yemane (Sunday April 23, 2017 show)
ድምጺ ኤርትራ - ናዝ የማነ - ናይ April 23, 2017 መደብ
ዕላል ምስ ሓርበኛ ዳዊት ኣስገዶም
Interview with Veteran Dawit Asgedom
-------------------------------------
እዚ ዕላል ምስ ሓርበኛ ዳዊት ኣስገዶም ኢዩ። ሓርበኛ ዳዊት ኣስገዶም፡ ካብ ንግዳዊ ባንክ ኢትዮጵያ 6 ሚልዮን ብር ንምውጻእ ዝተኻየደ ስርሒት ዝወደበን፡ ምስ ተሓኤ ዝተሓባበረን፡ ሓርበኛ ኢዩ። ድሕሪ'ዚ ስርሒት'ዚ ናብ ተሓኤ ተሰሊፉ ግቡኡ ዘበርከተ ተጋዳላይ ኢዩ። ብዛዕባ'ቲ ንሱ ዝወደቦ ስርሒትን ሽዑ ዝነበረ ኩነታትን፡ ከምኡ'ውን ድሕሪኡ ዝነበረ ተመኩሮኡን ንሰማዕቲ የካፍል። Veteran Dawit Asgedom, is organizer of "The alleged 6 million Eth $ (equal to 2.5 million US$) Bank robbery operation, from Commercial Bank of Ethiopia in Asmara. In doing so, Dawit Asgedom had the cooperation of the Eritrean Liberation Front (ELF). He shares full story and experience of the operation.
Recorded Live: Sunday April 23, 2017 at 18:00 GMT

Пікірлер: 12

  • @akberet
    @akberet7 жыл бұрын

    nay bahaki nay jeganuna tarik gazetena gn btami hmak hmak kulu gzi aytmahayshen dika

  • @asierboy3514
    @asierboy35147 жыл бұрын

    ezi sebay btefetru lokmax eyu zmesl bezerarbu yflet lekbetbetn teblaxn eyu

  • @JohnSmith-em9xq
    @JohnSmith-em9xq7 жыл бұрын

    Hayelom, brother in law of Dawit is in Seattle and he has given his testimony that Dawit stole.

  • @mikicomsiletecantoneticino4799

    @mikicomsiletecantoneticino4799

    7 жыл бұрын

    John Smith .

  • @JohnSmith-em9xq
    @JohnSmith-em9xq7 жыл бұрын

    Naz, nezi mis b'al Hudrayin khalot jeganu khitsero b'tami yehizin. Ezi helina zeybilu seraki seb eyu.

  • @yohannesmeasho9130

    @yohannesmeasho9130

    6 жыл бұрын

    ጸብጻብ ንግበር ክትብሎም ከሎኻስ ናይ ፍርቂ ሕሳብካ ዲኻ ትደሊ ኔርካ ዳዊት?

  • @JohnSmith-em9xq
    @JohnSmith-em9xq7 жыл бұрын

    Ask Awate.com, Saleh wedi Phillips. he left to Sudan from barka with Zekarias Tewelde and Haile Woldesellasie. This guy is an abaolutell lier. Naz you wasted precious time talking to this guy. How can he get money from his family when he is under arrest, especially he is arrested with money related crime which he is accused isf stealong and hiding?

  • @eritreanerena7332
    @eritreanerena73325 жыл бұрын

    ስቅ ኢልኩም ዘይትፈልጥዎ ሰብ አይተፀልሙ ዳዊት አስጎዶም ለዋህ ሓላይ ሩህሩህ ሰብ እዩ አብ ውግእ አባጠረግ ኑፉዕ ተዋጋአይ እየ ዝፈልጦ ብፍላይ ነዓይ አብ ሜዳ ካብ ክፍሊ ታዕሊም ክሳብ ብርጌድ 97 3 ቦጠለኒ ከም አቦ ኮይኑ ስለ ዘዕበየኒ አፀቢቀ እየ ዝፈልጦ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ዳዊት

  • @tabraham312
    @tabraham3127 жыл бұрын

    ዝዋዓለ ይንገርካ ዝሳሓተ ይምከርካ ከምዝባሃል፣ንምስክርነት ጅግና ዳዊት ኣስግፕዶም ፡ኣብ መጽናዕትን ደቂቕ መደብን ዘይዋዓልኩም ሓሳውን ሌባን ትምሉ ንባርልኹም ሌባታት ኢኹም።እቲ ሓቂ ድማ ዘምህረትን ኣብርሃለይን ምስ ኮራኹሮም ዝዘምትዎ ጉንዖ ንምሽፋን ዝተኣልመ'ን ነቲ ሓቀኛ ቁጽሪ ዝወጸ ገንዘብ ንኸይፍለጥ ክንዲ ብጽፈት ቁጽሪ ዝወጸ ገንዘብ ብመሰረት'ቲ ኣብ ውሽጢ ዘዋሃህድ ዝነበረ ብግሉጽነት ምትሕስሳብ ዝግበር ፣ከይፍለጥ ኢልካ ግዳይ ውዲት ስርቅን ሰረቕትን ዝኾነ እዩ።ወዮድኣ እቲ ዝተሰርቀ ገንዘብ ብዘይገለ ምጉዳል ስለዝተመልሰ ተናቓቒፍና ኣሊናዮ'ምበር ፣ኣነውን ባንኪ ኣቑርደት ክትዝመት እንከላ ብዘይካቲ ኣብ ባንኪ ዝነበረ ገንዘብ ደሞዝ 500 ወታሃደራትን ፖሊስን ማዘጋጃ ቤትን ክመጽእ ምኻኑ ምስተፈልጠ ተጸቢና ምስቲ ማናጀር ናይ ባንኪ ለኪምና ምስኣውጻእናዮ፣እቲ ሓላፊ ብለይቲ ኣብሰንጭሮ ሸግለት 20ሽሕ ሰሪቑ ከጭበርብር ፈቲኑ ፣ክሳብ ነንሓድሕድና ኣብ ምትዕምማር በጺሕና ፣ነቲ ማናጀር'ውን ኣብቁጽጽርና ስለዘእተናዮ ወይ ሸፋቱ ወይ ተጋደልቲ ምኻና እንፋለጠሉ ለይቲ'ዩ ብምባል እቲ ነታ መጽናዕቲ ጀሚሩ ዝወድኣ ጅግና ትራፊክ (ተወልዶ ኣብርሃ)ብትብዓት ስለዝሓበረና እቲ ዝተሱርቀ ገንዘብ ኣምሊስናዮን ፣ብኢድ መራሕ ጋንታ ዘይኮነ ድማ ብኢድቲ ነቲ መደብ ዝሓንጸጸን ዘመርሐን ንዝምልከቶ ተረኪቡ።ስለዚ ትብዓትን ጅግንነትን ካልእ ኮይኑ ፣ቅጥፈትን ብስም ተጋዳላይን ገድልን'ውን ሽፍትነትን ስርቅን ነይሩ እዩ።ኣብዚ ቀረባ እዋን ናይ ጅግና ተወልዶ ኣብትሃ(ትራፊክ)ኣብ ኣውስትራልያ ብህይወት ምህላዉ ሰሚዐ፡ብኣብርሃለይ ክፍለ'ውን ብዙሕ ጸገማት ኣጋጢምዎ ነይረ 'ዩ፣ ምስቲ ወዲ ዓሊ ዓንተር ዝበሎየ ዝሳማማዕ!!!እንደገና ጅግና ዳዊት ግዳይ ስርቂ ሽፍትነትን ሸፋቱን'ዩ ኮይኑ ።

  • @JohnSmith-em9xq
    @JohnSmith-em9xq7 жыл бұрын

    Kibrom is telling the whole truth. Dawit is a shameless compulsive lier. Dawit the shifta not ELF. Do you believe Dawit was telling the tegadeliti they were shiftas to their face and survived.

  • @almazmekonen1352

    @almazmekonen1352

    7 жыл бұрын

    John Smith can you tell him number one ሰራቓኢ

Келесі