VOICE OF ERITREA-DC 5/9/20 BROADCAST- ተጻባእቲ ኤርትራ ኣብ ጊዜ ለበዳ

ANALYSIS- WHY DO ERITREAN DETRACTORS REGULARLY PROCLAIM THE DEATH OF PRESIDENT ISAIAS AFWORKI

Пікірлер: 2

  • @bqse6142
    @bqse61424 жыл бұрын

    እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም VOE DC ፕሮግራምኩም ብሃንቀውታ እየ ድጽበያ ብጣዕሚ ጽቡቕ ፕሮግራም ኣለኩም እቲ ልዕሊ ኹሉ ብሉጽነት ፕሮግራምኩም ሰሙናዊ ዜና ውሽጢ ሃገር በቲ ብሉጽ ካናሪ ድዕም ድምጹ ፍትው ጋዜጠኛ ገረዝግሄር ገብረእግዚኣብሄር ድህበና እዩ ሞ ቀጽልዎ ብዙሕ ሰላምታ ውን ኣብጹሑልና VOE DC ብምቕጻል በቲ ጅግና ኣብ መትከሉ ገዲም ተጋዳላላይ ብጻይ ኤፍሬም ኩልና ንሃርፎ ንቕሓት ትንታኔኡ ዓቢ ትምህርቲ ድህበና ኣብ ሶሻል ሚድያ ካደር ህዝባዊ ግንባር ንድህበና ትምህርቲ ሕጉሳት ኢና ሰላምታ ኣብጹሑልና ኣጆኹም ኣለና ኣብ ጎኖኹም ብልቢ ልዑል ምስጋና ንኹልኹም የቐንየልና ኣዳለውቲ መደባት ኣብ ኩሉ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ !!!

  • @teaghes7654

    @teaghes7654

    4 жыл бұрын

    ገረመስቀል ገ/እግዚኣብሄር ማለትኪ ኢዩ።

Келесі