CATH፣አንቀፀ ጥበብ |መንፈሳዊ ፊልም ቅዱስ ሳዊሮስ 2ይ ክፋል፣Eritrean Orthodox Film St.Severus| part 2| 2022

መኣዲ አንቀፀ ጥበብ፣
ዝተፈላለዩ ጥበባት | ግጥሚ | ስነ ጽሑፍ | ኣስተንትኖ | ድራማ |መንፈሳዊ ፊልም ሒዛ እትመጽእ መደብ እያ።
ብክፍሊ ስነ ጥበብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ
ክርስቲያን ቤት ትምህርቲ ሰንበት ምዕራፈ ቅዱሳን ኣቡነ ተክለሃይማኖት
ኣብ ሃገረ ሆላንድ ካብ ቋንቋ ዓረብ ናብ ትግርኛ ተተርጒሙ
ዝተዳለወ ሚንፈሳዊ ፊልም ቅዱስ ሳዊሮስ
Subscribe Free:
kzread.info/dron/ieo.html...
Copyright © Abunetekle haymanot 2020
©All rights reserved to Abunetekle haymanot.
No part of this publication may be reproduced, distributed or transmitted in any from or by any means without the prior written permission of the publisher
Best updates: / channel
UCieozHQUXsfFb7nGN8LtSuw/videos
FB page: / eotc.abunete. .
#Church#AbunetekleHaymanot#Weert#

Пікірлер: 275

  • @user-by5wy6yt4n
    @user-by5wy6yt4n2 жыл бұрын

    ፆሎቶምን በረከቱምን ናይ ኣቦ ሳዊሮሰ ምሰ ኩላትና ህዝበክርሰትያን ይኩን 🙏🙏🙏❤️💛

  • @fana9764

    @fana9764

    2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን በእዉነት እዞም አባታትና አሰሮም ንኽተል አምላኾም ይርደአና❤

  • @titigaltigray7118
    @titigaltigray71182 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንካዕ ብሰላም መፀኩም ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፆሎተምን በረከተምን ናይ ኣባ ሳዊሮሰ አይፈለየና ህዝበ ክርሰተያን✝️💒🙏❤️

  • @efremkesete6305
    @efremkesete63052 жыл бұрын

    ኣሜን ቓለ ህይወት የስማዓልና በረከቶም ጸለቶም ናይ ኣባ ሳዊሮስ ይሕደረና ንዓኩም ድማ ነዚ ናብ ትግሪና ዝተርጎምኩምልና ከኣ ኣምላክ ኣብዚሑ በረከቱ ጸጉኡ ጥበቡ ይዓድልኩም

  • @fnansemereab5791

    @fnansemereab5791

    Жыл бұрын

    Amien amien amien

  • @amanokubu8536
    @amanokubu85362 жыл бұрын

    እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ናይ ብሓቂ ኣብ እምነት ኣበዊነ ቀደምት ጸኒዕና ክነብር እግዚኣብሄር ይሓግዘና በረከትን ጸጋን ናይ ቅዱስ ኣቦና ሳዊሮስ ኣማላድነትን ተራድኣነትን ናይ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማሪያም የካፍለና ርሑስ ኣውድኣመት ኣስተርእዮ ማሪያም ይግበረልና and happy weekend for everyone 🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-pv5nv4zs5n
    @user-pv5nv4zs5n2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስምዓልና ፍቁራት ማሕበር ጸሎቶምን በረከቶምን ናይ ኣባ ሳዊሮስ ኣይፈለየና ከም ናቶም ጽንዕቲ እምነት ይዓድለና ፈጣሪ

  • @kesmreka
    @kesmreka Жыл бұрын

    በረከት ናይ ኣቦና ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቦና ሳዊሮስ ምስ ኩልና ይኩን

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre24522 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና እግዚኣብሔር ኣምላክ እስራኤል ፀግኡ የብዘሐልኩም በረከቶምን ጸሎቶምን ናይ ኣቦና ቅዱስ ሳዊሮስ ይሕደረና 🤲🤲🤲🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤❤❤

  • @fnansemereab5791

    @fnansemereab5791

    Жыл бұрын

    Amien amien amien

  • @KsaKsa-zr9lc

    @KsaKsa-zr9lc

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወይት ያስመዐልና

  • @user-rd9kw1hf5m
    @user-rd9kw1hf5m2 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ ሰናይ የስመዐልና ጸሎቶምን በረከቶምን ናይ ኣቦና ሳዊሮስ ኣይፈለየና ።

  • @freselamtesfaldet2097

    @freselamtesfaldet2097

    2 жыл бұрын

    Amen kale hiwet yesmalna xeltomen nay aba sawiros mes kulatna ykun !!!

  • @user-sy6es4oj4f
    @user-sy6es4oj4f2 жыл бұрын

    ቃል ህይወት ያሰመዐልና በረከቱም ይሕደረና አሜን(3)

  • @amalesoubhieh2250
    @amalesoubhieh22502 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ናቅዲሰ አባን ሳዊሮሰ ረድኤት በረከት ፀሎት መሰከላቲነ የሕደር አሜን በዛ መንፈሳዊ ፈልም ዘተሰተፈ አባቲትን በረኸት ይሕደርን ቃል ህይወት ያሰማዕልን

  • @medhanie1395
    @medhanie13952 жыл бұрын

    *ጸሎቱ ወበረከቱ ለኣቡነ ሳዊሮስ የሃሉ ምስለ ኩልነ ሕዝበ ክርስትያን ዉልደ ጥምቀት።*

  • @michaelmehari1053
    @michaelmehari10532 жыл бұрын

    ቃል ህወት የስመዓልና ናይ ብጽኡ አቡነ ሳዊሮስ በረከቶምን ኣማላድነቶም ጸሎቶም ኣይፈለየና አሜን

  • @user-tb9cp6om5m
    @user-tb9cp6om5m2 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋትና ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና በረከቶም የካፍለና

  • @kbromhabtemariam5426
    @kbromhabtemariam54262 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸሎቶምን በረከቶምን ናይ ቅዱስ ኣቦና ሳዊሮስ ይሕደረና ኣሕዋተይይ ጸጋ ጎይታናን መድሓኒናን ምሳኩም ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @mehariredei4695
    @mehariredei46952 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ጸጋ በረከቶም ናይ ኣቦና ሳዊሮስ ኣይጋደፈና ኣብ እምነትና የጽንዓና ኣሰር ቅዱሳን ኣቦታትና የስዕበና "ከምዚ ዓይነይ በረከት ታሪክ ናይ ቅዱሥን ኣቦታትና ከተቅርቡልና ተስፋ ንገብር ናይ ዘበን ኣጎልጉሎትኩም ይባርክ

  • @jjffjvjfhc8649
    @jjffjvjfhc86492 жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መጻኩም ኣነስ ከምዚ ናይ ኣቦታትና ክርኢ ውዒለ ትትሓድር ብጣዓሚ እዩ ደስ ዝብለኒ ። ኣምላክ ጽጉኡ የብዘሐልኩም ✝️🤲🤲

  • @wedieri8264
    @wedieri8264 Жыл бұрын

    ቃልሂወት የስመዓልና ስድራ እግዚአብሔር አምላክ ፍረጻማኩም ይሃብኩም ጸሎትን በረከትን ቅዱስ ሳዊሮስ ክኣ አብ ልዕሊ ኩላትና ይሕደር ካብ ኩሉ ኩፉእ ውን ይሰውረና እግዚአብሔር ንስለ ወላዲቱ ኢሉ መወዳእታና የጸብቀልና 🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰

  • @rahelguesh7680
    @rahelguesh76802 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመኣልና በረከቶምን ኣማላድነቶምን ናይ ኣባ ሳዊሮስ ምስ ቡላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ንኣኩም ከኣ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም 🙏🙏🙏❤❤❤❤

  • @temsgne7752
    @temsgne77528 ай бұрын

    ኣሜን(3)ቃል ሄወት ይስመዐልና ምሕርት መድህንኣልም ብርክት ሳዊሮስ ጾሎት ቁዱሳን ምስኹልና ኣመንቲ ኽርስትና ይኹን 🤲🤲🤲❤

  • @samiberhanesamiboy6075
    @samiberhanesamiboy60752 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓልና የሕዋት ጽጋ የብዝሓልኩም ናይ ሶርያ ኣቦታት ድዮም ናይ ግብጺ ደስ ዝብል ትምህርቲ ነዚምስርሖ ኣምላክ ኣስቦም ይሃቦም በረከት ኣቡነ ሳዊሮስ ኣቦና የሕድረልና ኣብ እምነትና የጽንዓና

  • @user-ns5xv1rv4d
    @user-ns5xv1rv4d2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸሎቶምን ምሴ ኩላትና ህዝበክርስትያን ይኩን ቀጽልሉ✝️

  • @user-zm7un6mn7b
    @user-zm7un6mn7b7 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ናይ አቦና ቅዱስ ሳዊሮስ ጸሎቶም በረከቶም ይሕደረና አሜን ፫

  • @user-pd8wg9cf1m
    @user-pd8wg9cf1m Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐና ናይ ኣቦና ቅዱስ ሳዊሮስ ፆሎቶም በረከቶም ኣይፈለየና

  • @user-ef1le5vd5w
    @user-ef1le5vd5w2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃልሃወት የስመዐልና በረከቶምን ጸሎቶምን ምስ ኩሉና ህዝብ ክርስቲያን ይኩን ኣሜን(3)🙏🙏🙏

  • @tuhetuhe6387
    @tuhetuhe6387 Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቃ ቃል ህይውት የሰመዕልን ፆሎተምን በረከተምን ናይ ኣባ ሳዊሮስ አይፊለየና ህዝበ ክርሰተያን

  • @Mum81Alemeyy
    @Mum81Alemeyy2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና በረኸቶምን ረዴኤቶምን ናይ ኣቦና ሳዊሮስ ምስ ኩሉና ህዝበ ክርስቲያን ይኹን!!!

  • @user-jf3ri3nn8s
    @user-jf3ri3nn8s2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና bereketomn tslotomn nay kudus abona ኣባ ሳዊሮስ ምስ ኩልና ይኹን ኣሜን 👏👏👏

  • @mariammohammed7644
    @mariammohammed76442 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና ፆሎተምን በረከተምን ናይ ኣቦ ሳዊሮስ አይፈለየና አሜን//3//🙏

  • @desbeletberih878
    @desbeletberih878 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዕልና በረከቴምን ረዲኤቴምን ናይ ኣቦና ሳዊሮስ ምስኩሉና ህዝበ ክርስቲያን ይኩን

  • @capiasgodom6587
    @capiasgodom6587 Жыл бұрын

    በረከቱ ናይ ኣቦና ሳዊሮስ ምስ ኩላትና ይኩን 🙏🙏🙏

  • @user-zv2mz2iq3n
    @user-zv2mz2iq3n11 ай бұрын

    ❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣብ እምነትና ኣጽንዓና ጎይታይ በረኽቶምን ኣማላድነቶምን ናይ ኣቦና ቕዱስ ሳዊሮስ ኣይፈለየና ❤

  • @user-kl1rc5ep8v
    @user-kl1rc5ep8v24 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ነዚ ክሪኢ ዘፈቀድኻለይ ኣምላከይ ስብሃት ይኩንካ ❤❤❤❤በረከትኩም ይሕደረና ቅዱስ ሳዊሮስ

  • @gdhfhjtvug3712
    @gdhfhjtvug37123 ай бұрын

    ቃለሂዎት የስመዐና ቦረኮቶም ናይ ኣቦና ቅዱስ ሳዊሮስ ይሕደረና❤🙏🙏🙏

  • @user-kd7lt2cu5r
    @user-kd7lt2cu5r2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዕልና በረከተምን ፆሎቶምን ናይ ቅዱስ ኣቦና ሳዉርስ የሕደረና

  • @hffgtt9869
    @hffgtt98692 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕና ክቡራተይ ፅጋ በረከቱ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ፆሎቶምን በረከቶምን ናይ ኣቦና ሳዊሮስ ምስ ኩላትና ደቂ እመ ኣዶናይ ይኩን የሕዋት 🥰💘💘💘

  • @merhawizereslasie4059
    @merhawizereslasie40592 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስምዓልና እግዚኣብሔር ዕጽፍን ድርብን ገይሩ ጸግኡ የስዝሓልኩም ጸሎቶን በረኸቶምን ናይ ኣቦና ቅዱስ ሳዊሮስ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስቲያን ይኹን።

  • @user-ni9yg3gy8z
    @user-ni9yg3gy8z7 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስማዓልና በረከቶም፡ጸሎቶም ናይ ኣቦና ቅዱስ ሳዊሮስ ኣይፈለይና ፍትዋተይ❤❤❤❤❤

  • @ChgfHcf-vv4qo
    @ChgfHcf-vv4qo3 ай бұрын

    ጸሎቶምን ኣማላድነተሙን በረኸተምን ኣብ ሳዊሮስን ኣይፈለየና ኣሜን

  • @user-yh2ij8xn3e
    @user-yh2ij8xn3e3 ай бұрын

    ፆሎቶምን በረከቶምን ናይ ኣቦና አብነ ሳዊሮስ ይሕደረና ❤❤አብ እምነትና የፅነዐና እግዚአብሔር አምላክ🙏😢❤

  • @feyritesfay4953
    @feyritesfay49537 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐና ፆሎት በረከቶምን ናይ ኣቦና ሳዊሮስ ኣይፈለየና❤❤❤

  • @Salam-in7ct
    @Salam-in7ct3 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ፆሎቶሙን በረከቶሙን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን አሜን👏🤲🕊

  • @salamsa4185
    @salamsa41852 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ

  • @Xnaat
    @XnaatАй бұрын

    Kale hiwet yesmealna bereket abona aba sawirosn ኣቦታትና kudusann ms kuln hzbe krstyan ykun 🙏❤❤❤

  • @helensyum7724
    @helensyum77242 жыл бұрын

    ኣሰይይ ቃለ ህይወት ይስመዐና ናይ ኣቦና ብፁእ ወቅድሱ ኣብነ ሳዊሮስ ዘኣንፀንኩያ በረከቶም ይሕደረና

  • @Bri_Tgraweyti....
    @Bri_Tgraweyti....2 жыл бұрын

    አሜ አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና በረከቶምን ጸሎቶምን ናይ ኣቦና ኣቡነ ሳዊሮስን ኩሎም ቅዱሳን ኣቦታትና ይሕደረና ኣብታ ጽንዕትን ኣጽናፋዊትን ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቅድስቲ እምነትና የፅነዐና🤲✝️🍃🌾

  • @alganeshqtr2663
    @alganeshqtr26633 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ጸሎቶምን በረከቶምን ናይአቦና ምሳና ይኩን

  • @ftaw6221
    @ftaw622111 ай бұрын

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና በረከቶም ረድኤቶም ናይ ቁዱስ ኣቦና ሳዊሮስ ይሕደረና

  • @gdt6wt317
    @gdt6wt317 Жыл бұрын

    ቃል ህይወት የስምዓልና ፀጉኡ የበዘሐሉኩም አቦታትና ናይ ቅዱስ ሳዊሮስ በረከቶም ይሕደረና

  • @mahrrat1866
    @mahrrat18663 ай бұрын

    ፀሎቶምን በረከቶምን ይሕደረና አሜን ንዝኩሉ ማዕሩጉ ክቀሪብ ዝተሳተፍኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤❤❤❤

  • @andemariyamasfahale7074
    @andemariyamasfahale70742 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ናይ ኣቦና ቅዱስ ሥውሮስ ጸለቶምን በረከቶም ረድኤትን ኣይፈለየና ት, ሰ, ቅ, ኣብነ ተክለሃማኖት ናይ ዘበን ኣጎልግለትኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርከልኩም

  • @KsaKsa-zr9lc

    @KsaKsa-zr9lc

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ያስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸግኡ ያብዝሓሉኩም

  • @r6ydyfhf57

    @r6ydyfhf57

    Жыл бұрын

    አሜንአሜንአሜንቃልሂወትየሰምዓልናእግዚአብሔርአምለክጸግኡየበዝሐልኩምናይአቦናቅድሰሰውሮሰጸለቶምንበረከቶምረድኤትንአይፈለየናት,ሰ,ቅ,አብነተክለሃምኖትናይዘበንአጎሌግለትኩምእግዚአብሔአምላክይባርከልኩም

  • @user-ub2zs9hd1u
    @user-ub2zs9hd1u2 жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ስድራ እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ቅዱስ ኣቦና ሳዊሮስ በረከቱሙን ረድእቲሙን እእፈለየና ምስ ኩለና ህዝቡ ክርስቲያን ይኩን

  • @eyobdesale4830
    @eyobdesale48302 жыл бұрын

    ኣሜን (((3))) ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም ደቂ እመ ብርሃን የሕዋተይ

  • @Wahsey21dngley
    @Wahsey21dngley2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐና በረከት ናይ ኣቦና ሳዊሮስ ይሕደረና

  • @sasesase-vl3yj
    @sasesase-vl3yj Жыл бұрын

    ጾሎቶምን በረኸቶምን ናይ ቁዱስ ኣቦና ሳዊሮስ ኣይፈለየና ኣሜን

  • @hshsusuei6713
    @hshsusuei67134 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና አሪቶዶክሰ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበሪ👏👏👏👏

  • @user-kf2pe2vk2p
    @user-kf2pe2vk2p2 жыл бұрын

    ሰላም ብሓቂ መሃርት መንፈሳዊት ፈለም በረከቶም ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ይኩን እንኳዕ ኣብፀሐኩም ንዴና ድንል ማርያም በኣለዕረፍታ ፍቁራተይ

  • @masmaa6587
    @masmaa6587 Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት ያስምዐልና እግዝአብሔር አምላክ 👏👏👏

  • @user-cc8zy6is1y
    @user-cc8zy6is1y2 жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ክቡራተይ💒 አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና💒 ናይ ኣቦና ቅዱስ ሳዊሮስ ፆሎቶም ኣማላድኖቶምን ምስ ኩሉና ህዝበ ክርስትያን ይኩን አሜን ፫💒'

  • @ariammengisteab7300
    @ariammengisteab73002 жыл бұрын

    ጸሎት ኣቦና ሳዊሮስ ምስ ኩልና ክርስቲያን ይኹን

  • @oneday4863
    @oneday48632 жыл бұрын

    ተመሰገን አግዚአብሔር አምላክ ይክበር ይመሰገን እንኳዕ ብሠላም መጻእኩም🙏

  • @hgkodxzx1378
    @hgkodxzx13782 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስመዕልና በረከቶምን ረድእቶምን ይሕደረና (ኣሜን)3

  • @senaytkfle2298
    @senaytkfle22982 ай бұрын

    ቃል ህይወት ያሰመዐልና አሜን 🙏🙏

  • @amiatek5089
    @amiatek50892 жыл бұрын

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmailna abtatina Egizabheri Amlak Teguue yebzhlukom

  • @fuch9239
    @fuch92392 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ፆሎተምን በረከተምን ናይ አቦና ሳዊሮስ አይፈለየና ምስ ኩልና ህዝበ ክርስቶስን ይኩን

  • @mussiezerehans7873
    @mussiezerehans78732 жыл бұрын

    ሰላም ነዚ ፍሊም ናብ ትግርኛ ዝተርጎምኩም ኣምላኽ ጸግኡ ይብዝሓልኩም ጾሎቶምን በረኽቶምን ናይ ብጹኡ ውቅዱስ ኣብነ ሳዊሮስ ፓትራርክ ሊቀ ጳጳስ ዘኣንጾችያ ምስ ኩሉና ደቂ ተዋህዶ ይኩን ሰብ ቻለል ኣብ ቀጻሊ ብኸምዚ ዓይነት ስራሕ ሒዝኩም ክትመጹና ክንጽበየኩም ኢና

  • @jhdvjd6609
    @jhdvjd66092 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡን በረከቱን ናይ ኣቦና ሳዊርሰ ፀሎትም ኣየፈለይና ✝️

  • @nigstihenos4451
    @nigstihenos44512 жыл бұрын

    Amen amen amen kalehiwet yesmalna bereketom yhderena

  • @aminabgebermedhin7773
    @aminabgebermedhin7773 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ጾሎቶም በርኽቶም ናይ ኣቦና ሳዊሮስ ይሕደረና ከምዚ ጌርኩም ካብ ቓንቓ ዓረብ ናብ ቓንቓ ትግርኞ ዝገበርኩን,በረኽት ናይ ኣቦና ይሕደረና

  • @user-ci4lp8cl7x
    @user-ci4lp8cl7x2 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዕና ፆሎትም በረከትም ናይ አባና ሳዊሮስ የሕድረና👏👏

  • @sofyaaesufyflyheky9613
    @sofyaaesufyflyheky9613 Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን ጸጉኡ ይብዝሕልካ ፊጣሪ ኩሉ ዓለም

  • @user-iy2vt5bt1v
    @user-iy2vt5bt1v2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክንደይ ደስ ዝብል መንፈሳዊ ፊልሚ እዪ በረከት ቅዱስ ኣቦና ሳዊሮስ ይሕደረና ፆሎቶምን በረከቶምን ኣማላድነቶምን ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-ld9cu1rn8u
    @user-ld9cu1rn8u2 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓልና በረከቶም ናይ አቡነ ሳዊሮስ ይሕደረና ንኩላህና ነገረ ቅዱሳን ንመሃር ሐደራ

  • @user-uv3tn6zs7i
    @user-uv3tn6zs7i Жыл бұрын

    ፀሎትን በረከቱን ናይ ኣቦና ሳዊሮስ ኣይፈለየና

  • @senaitbelxom3808
    @senaitbelxom38083 ай бұрын

    በረከቶምን ረዲኤቶን ኣማላድነቶምን ናይ ቅዱስ ናፌር ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ።ነዚ ፊልም ደክምና። ከይበልኩም በረከት ከተካፍሉና እልኩም ድኻምንኩን ዓስብኹን እግዚኣብሔር ዕጽፍን ድርብን ገይሩ ይሃብኩም ።ኣምላከ ቅዱሳን ኣቦታት ይኽበር ይመስገን ኣሜን።

  • @mihretabamine7777
    @mihretabamine7777 Жыл бұрын

    ናይ ባሓቂ ጽቡቅ ትምህርት ኢዩ በረከቶምን ጸለቶምን ኣይፈለየና ። ኣብ እምነትና ይጽንዓና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣሜን እቶም ዝደከምኩምን ዝጻዓርኩምን ካኣ ኣምላክ ዕድሜኩም ይባርክ፡ Orthodox ንዘላለም ትንበር ኣምላክ ኣብ እምነትና የንብረና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @henokokubazghi4909
    @henokokubazghi49092 жыл бұрын

    እዚ ናይዞም ቅዱሳን ኣቦታተይ ገድሊ'ሲ በቃ ገለ ዓይነት ሓይልን ብርትዐን ጽንዓትን ኢዩ ዝህበኒ, በሓቂ ነዚ መንፈሳዊ ፊልም ዘዳለኹምልና ኣቦታን ጸግኡ የብዝሓልኩም, ንኹልና ህዝበ ክርስትያን ድማ ኣብ እምነትና ጽንዓት ይሃበና.

  • @aman-vb1vc
    @aman-vb1vc2 жыл бұрын

    Amen amen amen qal hiwet yesmealna xelot nay abune sawiros ayfeleyen ab emnet abotatna yexneana egziabhier Amen

  • @fnansemereab5791
    @fnansemereab5791 Жыл бұрын

    ከምዚ ናይ ኣቦና ሳዊሮን ግብሪ ንክልወና ኣምላክ ይሃግዘና ኣሜን

  • @aregayhabtemariam861
    @aregayhabtemariam8613 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመኣልና እግዚአብሄር ኣምላኽ ❤❤❤

  • @user-on1fk7wx2o
    @user-on1fk7wx2o2 жыл бұрын

    አሜን አሜን ብዙ ቃለ ህይወት ያስመዐልና በረከቶም ይሕደረና አሜን

  • @bereketilyaslegese656
    @bereketilyaslegese6562 жыл бұрын

    Amen amen amen amen amen bhaki kal hiwet yesmana bereketom nay abona sawiros ms kuluna ykun

  • @bhlnanber3920
    @bhlnanber39202 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣገልግሎትኩም ይባርክ ፡ ንዓና ክትምህሩ ከምዚ ጌርኩም እትጽዕሩ ዘለኩም ፡ ካብዚ ንላዕሊ ክትብርትዑ ካኣ እመ ብርሃን ትሓግዝኩም ።

  • @yonaskahsay6347
    @yonaskahsay63472 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዐና እግዛቢሄር ኣምላክ ናይ ኣቦና ቅድስ ሳዊሮስ በረከቶምን ረዲኤቶምን የካፍለና ንኩለና ህዝበ ክርስትያን ⛪️✝️🕯🤲🕯🤲🕯🤲

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye12937 ай бұрын

    Qal hiwet yesmalna brkotom nay abona qdus sawiros yekflena❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️

  • @user-vb3ud3tl2e
    @user-vb3ud3tl2e2 жыл бұрын

    በረከት ናይ ቅዱስ ሳዊሮስ ይሕደረና አሜን

  • @user-qu2ip8pb9s
    @user-qu2ip8pb9s2 жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም

  • @utftug3290
    @utftug3290 Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን የቅዱሳን በረከት ይደርብን

  • @samera7043
    @samera70432 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ኩቡራት ኣሕዋተይ በረከቶም ፆሎተም ናይ ኣቦና ቁዱስ ሳዊሮስ ኣይፈለየና ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን 🤲🤲🤲

  • @rgrgi7464
    @rgrgi7464 Жыл бұрын

    ፀሎቶምን ኣማላድነትምን ኣይፈለየና ክቡር ኣቦና

  • @ygjvjch3324
    @ygjvjch332411 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኩም ክቡራት ኣቦታትና

  • @zhrazhra5010
    @zhrazhra50102 жыл бұрын

    እሜን እሜን እሜን ሆይ ገተ አበ ፈተና አየተኢተወነ👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @ghgh4028
    @ghgh4028 Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመሰገን በረከትምን ይሕደረና አሜን አሜን አሜን 🤲✝️❤

  • @user-fr8ro9po6j
    @user-fr8ro9po6j7 ай бұрын

    ፆሎቶሙን በረከተሙን ናይ ኣቦና ሳዊሮስ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን አሜን አሜን አሜን ✝️🤲

  • @milengodolyas4297
    @milengodolyas4297 Жыл бұрын

    Quale hiwet ysmealna xeletom bereketom nay ASU’s anona saw Iris ayfeleyena Amen Amen Amen 🙏 🙏 🙏

  • @yordanosnegashe5624
    @yordanosnegashe56242 ай бұрын

    አግዚአብሔር ይመሰገን በረከትምን ይሕደረና አሜን አሜን አሜን ❤❤❤

  • @user-hv9fo2tv3i
    @user-hv9fo2tv3i2 ай бұрын

    Amen 🙏 🙏 🙏 kale hiwet yesmalna xeloton redietomn nay aba sawiros mes kulatna hezbe kerstyan ykun ❤❤

  • @johnnygere6906
    @johnnygere6906 Жыл бұрын

    ብሓቂ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣቦታትና ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን እግዚኣብሄር ይመስገን

  • @titidesta9011
    @titidesta90112 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የሰመዐና ፀለቱም ኣይፈለየና ኣሜን

  • @ksanetmelake3210
    @ksanetmelake32102 жыл бұрын

    Amen amen amen Kal hiwet yesmealna xeltomn bereketomn nay aba sawiros ms kulatna ykun

  • @user-jp1mi1ik6y
    @user-jp1mi1ik6y2 жыл бұрын

    ናይ አባና ሰዊሮስ በረከቶም ይሕደርና ተመስግን እግዚአብሔር ልትባርከ ልትቀደሰ ማዕልቲ አውዕለና ጌታየ ሆይ 🙏❤

Келесі