CATH፣አንቀፀ ጥበብ |መንፈሳዊ ፊልም ቅዱስ ሳዊሮስ 1ይ ክፋል፣Eritrean Orthodox Film St. Severus| part 1 2022

መኣዲ አንቀፀ ጥበብ፣
ዝተፈላለዩ ጥበባት | ግጥሚ | ስነ ጽሑፍ | ኣስተንትኖ | ድራማ |መንፈሳዊ ፊልም ሒዛ እትመጽእ መደብ እያ።
ብክፍሊ ስነ ጥበብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ
ክርስቲያን ቤት ትምህርቲ ሰንበት ምዕራፈ ቅዱሳን ኣቡነ ተክለሃይማኖት
ኣብ ሃገረ ሆላንድ ካብ ቋንቋ ዓረብ ናብ ትግርኛ ተተርጒሙ
ዝተዳለወ ሚንፈሳዊ ፊልም ቅዱስ ሳዊሮስ
Subscribe Free:
kzread.info/dron/ieo.html...
Copyright © Abunetekle haymanot 2020
©All rights reserved to Abunetekle haymanot.
No part of this publication may be reproduced, distributed or transmitted in any from or by any means without the prior written permission of the publisher
Best updates: / channel
UCieozHQUXsfFb7nGN8LtSuw/videos
FB page: / eotc.abunete. .
#Church#AbunetekleHaymanot#Weert#

Пікірлер: 251

  • @henokokubazghi4909
    @henokokubazghi49092 жыл бұрын

    እዚ ናይዞም ቅዱሳን ኣቦታተይ ገድሊ'ሲ በቃ ገለ ዓይነት ሓይልን ብርትዐን ጽንዓትን ኢዩ ዝህበኒ, በሓቂ ነዚ መንፈሳዊ ፊልም ዘዳለኹምልና ኣቦታን ጸግኡ የብዝሓልኩም, ንኹልና ህዝበ ክርስትያን ድማ ኣብ እምነትና ጽንዓት ይሃበና.

  • @tesfamenbarexbahetesfamenb5230

    @tesfamenbarexbahetesfamenb5230

    2 ай бұрын

    Amen 🤲 🙏

  • @yordanosnegashe5624
    @yordanosnegashe56242 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዕልና ፆሎቱሞን ጸጋ በረክቶሞን ናይ ኣቦ ሳዊሮሰን ናይ ኩሎም ቅዱስንን ይሕደረና ምሰ ኩላትና አመንቲ ተዋህዶ ይኮን❤❤❤

  • @elsagebrehiwethabte4630
    @elsagebrehiwethabte46302 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስማዓልና ጾሎቶም ኣይፈለየና።

  • @galeritrea1162

    @galeritrea1162

    2 жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @tsarkangerye5991

    @tsarkangerye5991

    2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐና ፀጋ በረከቶም ኣይፈልየና

  • @user-jp1mi1ik6y

    @user-jp1mi1ik6y

    2 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @babyshark8992

    @babyshark8992

    2 жыл бұрын

    Amen

  • @samrayoutube7826

    @samrayoutube7826

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @mebrhitfutsum7997
    @mebrhitfutsum79972 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና ፀጉኡ የብዝሐልኩም አሕዋተይ በረከቶም ፆሎቶምን ናይ አባ ሳዊሮስ ይሕደረና

  • @weldekidangebrehiwet785
    @weldekidangebrehiwet7852 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ዓስብኩም ዓስቢ ቅዱሳን ይግበረልኩም ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ እና ኣብዝሐ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም በረኸት ናይ ኣቦና ቅዱስ ሳዊሮስ ኣይፈለየና በረኸት ናይ ኩሎም ቅዱሳን ኣይፈለየና ።

  • @Mariam-ha1239
    @Mariam-ha12392 жыл бұрын

    ኣንታ ሎሚ እንታይ ጥዕምቲ ምሸት ያ ንልዕሊ ዓመት ዝተጸበኹዋ ገድሊ ኣቡነ ሳዊሮስ""" ኣሕዋት ነዚ ዝገበርኩም ጸጋ የብዝሓልኩም ፡ብርዕኩምን ፍልጠትኩምን ይሰስንን

  • @Bri_Tgraweyti....
    @Bri_Tgraweyti....2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዘሐልኹም!❤️ ናይ ኣቦና ቅዱስ ኣቡነ ሳዊሮስ ጸሎቶምን በረኸቶምን ይሕደረና🤲✝️

  • @Fthi366

    @Fthi366

    2 жыл бұрын

    😘😘 Amen ms Kulna ykun gual Raya shikorinatat🙏🇪🇷❤💊

  • @aleenlale6998

    @aleenlale6998

    Жыл бұрын

    Amen. Amen amen🤲🤲🤲

  • @-xv7pw2ff5w
    @-xv7pw2ff5w3 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመዓና ናይ ኣቦና ቅዱስ ሳዊሮስ በረከትን ፀጋን ምሳናን ምስ መላእ ህዝቢ ክርስቲያን ይኩን አሜን ኣሜን ኣሜን 💐💐💐💐🌺🌺🌺💒💒💒💒💒💒💒✝️✝️✝️✝️✝️✝️💝💝💝

  • @user-fv3kk5ns4s
    @user-fv3kk5ns4s2 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም በረከት ናይ ኣቦና ቅዱስ ሳዊሮስ ምስ ኩልና ይኹን !!

  • @michaelmehari1053
    @michaelmehari10532 жыл бұрын

    ቃል ህወት የስመዓልና አሜን ጸሎትን ኣማላዲነትን በረከትን ናይ ብጹኡ ወቅዱስ አቡነ ሳዊሮስ ፓትራርክ ዘኣኖጾካ ይክፈለና አሜን!

  • @manetsgabahaidu8336
    @manetsgabahaidu83362 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ፆሎተሙን በረከቶምን ናይ ኣቦና ቅዱስ ኣብኖ ሳዊሮስ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን🙏🙏🙏

  • @user-od8rk4nv1m
    @user-od8rk4nv1m2 жыл бұрын

    ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ዓስብኹም አብ ሰማያት ይኽፈልካቱም ቃለ ሕይወት የስምዕኻቱም ነዚ ዘቕረብኩምልና አምላከ ቅዱስ ሳዊሮስ ዋጋኻትኩም ይኽፈለልና! ሕይወት ቅዱሳን ወሃቢ ሕይወት ብሓቂ😔 በረከቶም ይብጸሐና ከምቶም አቦታትና አብ ሃይማኖትና የፅነዐና እግዚአብሔር አምላክና🕊🕊

  • @user-zs1rr4bo6c
    @user-zs1rr4bo6c7 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዕልና ናይ ፆሎቱሞን ጸጋ በረክቶሞን ናይ ኣባ ሳዊሮስን ናይ ኩሎም ቅዱሳንን ይሕደረና ምስ ኩላትና አመንቲ ተዋህዶ ይኮን

  • @user-bi4hk9iz1d
    @user-bi4hk9iz1d2 жыл бұрын

    ኣሰይይይይይይ ክንደይ ደስ ክብል ተባረኹ እግዝኣብሄሪ ይባርክኹም እስካዕ ቲመጹና ካላኣይ ክፋል ባሃንቀዉታን ብተስፋን ንጽበ እና በረኸቶሙን ጸሎተሙን ምስ ኩሉና ህዝበ ክርስትያን ይኹን

  • @user-bi4hk9iz1d

    @user-bi4hk9iz1d

    2 жыл бұрын

    ከምዝ ገይሪኹም ካብ ቋንቋ ዓረብ ናብ ትግርኛ እንዳቓየሩኹም ስለ ተምጽእለኹሙና በእዉነት እግዝኣብሄሪ ኣምላኽ ዓስቡኹም ይኽፈልኹም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ እግዝኣብሄሪ ኣምላኽና ሓጥያትና ይቕረ እሉ ምሕረቱ የዉሪደልና😥😭

  • @hshsusuei6713
    @hshsusuei67134 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና በረክቶም ናይቶም ፃዲቅ አቦና ይሕዲረና አሜን 🙏🙏🙏🙏

  • @bereketkidane7802
    @bereketkidane78022 жыл бұрын

    Egziabher Xegue ybzhalkum. Xelotun Bereketun nay Qdus Sawiros ms kuluna Hzbe Christian ykun Amen.

  • @Mum81Alemeyy
    @Mum81Alemeyy2 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስማዓልና በረኸትን ረዴኤቶምን ናይ ኣቦና ቅዱስ ሳዊሮስ የካፍለና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-lh2pv5jp5k
    @user-lh2pv5jp5k9 ай бұрын

    Qal hiwet yesmalna amlaki mehrotu ayeflyana berkert nay abona sabiros ayeflyena amen🙏🤲

  • @helensyum7724
    @helensyum77242 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኩም ክብራተይ በረከት ናይ ኣቦና ሳዊሮስ ይሕደረና ፆሎቶ ኣይፈለየና

  • @user-ni9yg3gy8z
    @user-ni9yg3gy8z7 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስማዓልና በረከቶም ጸሎቶም፡ናይ ኣቦና ቅዱስ ሳዊሮስ ኣይፈለይና ፍትዋተይ❤❤❤

  • @dsertfswer5540
    @dsertfswer55408 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመዐና እግዚኣብሔር ኣምላክ ዓስቢ ቅዱሳን

  • @danielmihreteab7623
    @danielmihreteab7623 Жыл бұрын

    ቃለ ሕይወት የስምዓልና ዘደንቅ ጥበብ ኣቦታት በረኸቶምን ጥበቦምን ይሕደረና

  • @hffgtt9869
    @hffgtt98692 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዕና ክብርተይ ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ፆሎቶምን በረከቶምን ናይ ኣቦና ሳዊሮስ ምስ ኩላትና ደቂ እመ ኣዶናይ ይኩን የሕዋት ካልኣይ ክፍል ብሃንቀዉታ ንፅበ እግዚአብሔር ይሓግዝ ኩቡራተይ 🤲🙏🙏🙏

  • @user-ec7lu1oe3z
    @user-ec7lu1oe3z2 жыл бұрын

    ቃል ህይወት የስመዐልና ናይ አቦና ቅዱስ ሳዊሮስ በረኸቶም ይሕደረና🤲

  • @akliluhagos381
    @akliluhagos381 Жыл бұрын

    ጸሎት በረከት ናይ አቦና ቅዱስ ሳዊሮስ ይደርብን

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre24522 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🤲🤲🤲🙏🙏🙏 በረከቶም ናይ ቅዱስ ኣቦና ሳዊሮስ ይሕደረና 🤲🤲🤲🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤❤❤

  • @user-vb7fc3zf2y
    @user-vb7fc3zf2y2 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስምዓልና በረከቶምን ኣማላድነቶም ኣይፈለየና አሜን አሜን አሜን

  • @user-se7vt2nm4n
    @user-se7vt2nm4n2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመና ጽሎተሙን በረከቶምን ናይ ኣቦና ቅዱስ ኣብኖ ሳዊሮስ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን

  • @mariammohammed7644
    @mariammohammed76442 жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የሰመዐልና ናይ አቦና ሳዊሮስ በረከት ጾሎቶምን ኣይፈለየና አሜን🙏

  • @kdusgebrialtebkegn7704
    @kdusgebrialtebkegn77042 жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ፆሎቶምን በረከቶምን ናይ ቅዱስ ኣቦና ሳዊሮስ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @whatdoyouthink403
    @whatdoyouthink4032 жыл бұрын

    ቃለ ሕይወት የስማዓልና፥ ጸግኡ የብዝሓልኩም። ናይ ኣቦና ጾሎቶምን በረኸቶምን ኣይፈለየና።

  • @kokobmikiale563
    @kokobmikiale5632 жыл бұрын

    ቃል ሂውት የስማዓልና. 💒💒💒🤲🏽

  • @issakhabtom2384
    @issakhabtom23842 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስማዓልና ብሓቂ መሃሪ ዝኮነ ታሪክ ቅዱሳን፡ በረከት ናይ ኣቦና ቅዱስ ሳዊሮስ ድማ የካፍለና 🙏💒❤

  • @user-vk4ly6me8m
    @user-vk4ly6me8m2 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስመዓልና ጻሎቶም ምስ ኩላትና ክርስትያን ይኩን።

  • @titidesta9011
    @titidesta90112 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዓና ፀሎቱም ኣይፈለየና ኣሜን

  • @medhanie1395
    @medhanie13952 жыл бұрын

    ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ክቡራት ማሕበር። በረኸት ቅዱስ ሳዊሮስ ኣይፈለየና።

  • @tsrhaariam2174
    @tsrhaariam21742 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዓልና፡በረኸት ኣቦና ቅዱስ ሳዊሮስ ምስ ኩልና ይኹን።

  • @hgkodxzx1378
    @hgkodxzx13782 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስመዕልና ፆሎቶም ይሕደረና

  • @kebromweldegebreal1461
    @kebromweldegebreal1461 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ብልቢ ንትጽዕርዎ መንፈሳዊ ፊልምታት ብልቢ ብልቢ ነመስግን ፈጣሪ ኣብዚሑ ይባርኩም። ብዘለኩም ክትቅጽሉ ወላዲተ ኣምላክ ትሓግዝኩም ኩሎም ቅዱሳን ብረድኤት ይደግፍኩም ብሩካት

  • @Sara_de319
    @Sara_de3192 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡራት የሕዋት

  • @shewit-vi1ju
    @shewit-vi1ju2 жыл бұрын

    ቃል ህይወት የሰመዐልና ጾሎቶም ኣይፈለየና

  • @user-yi3ib2dz8m
    @user-yi3ib2dz8m2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር ኣምላኽ ናይ ኣቦና ቅዱስ ሳዊሮስ ፆሎቶም ኣይፈለየና

  • @user-pt5dc7vj2y
    @user-pt5dc7vj2y2 ай бұрын

    ቃልሂወት የሰመልና ፀጉአ የብዝሐልኩም አግዘአብሔር አምላክአሕዋተይ በረከቶምን ፆሎቶምንናይ አባናይሐደረና

  • @seft5286
    @seft5286 Жыл бұрын

    ኣሜን ክቡር ኣቦና ቃል ሂወት የስመዐልና❤

  • @hadugalmhrey9669
    @hadugalmhrey9669 Жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስመአልና ጸሎቶም አይፈለየና👏

  • @firehiwettuaumay5670
    @firehiwettuaumay5670 Жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስመዐልና ።በረከቶምን ረዲኤቶምን አይፈለየና ።

  • @sofyaaesufyflyheky9613
    @sofyaaesufyflyheky96138 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን 💯✅🙏🙏💒✝️💒✝️💒💞🌿💘💞🌺🌿💞🥀💐

  • @user-hv9fo2tv3i
    @user-hv9fo2tv3i2 ай бұрын

    Qale hiwet yesmalna egzabher amlki berktomn xelotomen reditomen mes kulatna hezbe kerstyan ykun amen 🙏

  • @efremkesete6305
    @efremkesete63052 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት ኡአስማዓልና እግዚኣብሔር ጸጉ የብዝሓልኩም በረከት ቅዱስ ሳዊሮስ ምስኩላትና ይኹን 2ይ ክፋል ብሃንቀውት ክንጽበ ኢና

  • @user-xg1hc9jm9k
    @user-xg1hc9jm9k2 жыл бұрын

    ኣሜን፫ ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ፍቁራተይ።

  • @fhwfd5492
    @fhwfd54922 жыл бұрын

    አሜን ንንን🙏🙏🙏🙏ቃል ሂወት የሰምዕን🙏🙏🙏🙏🙏🌷🌷🥀☘️🌻❤

  • @user-ns5xv1rv4d
    @user-ns5xv1rv4d2 жыл бұрын

    ቃለ ሕይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ወገናተይ ጸሎትን በረከትን ናይ ኣቦና ቅዱስ ሳዊሮስ ይሕደረና 2ይ ክፋል ብኃንቀዉታ ንጽበ ✝️

  • @fertunaheshelu2386
    @fertunaheshelu23862 жыл бұрын

    Amen amen amen qal hiwet yesmealna abona🙏🏾🥰❤

  • @nigusgashu3955
    @nigusgashu39552 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዓልና ፀሎቶም ኣይፈለየና ❤

  • @mesi557
    @mesi5572 ай бұрын

    አሜን ቃለ ህይወት ያሰማልን🤲✝️

  • @user-jh8ls7jx4q
    @user-jh8ls7jx4q2 ай бұрын

    ተመሰገን ኣምላከይ ስለ ኩሉ ነገር በረከቶም ጸሎቶም እይ ፈልየና

  • @yonaskahsay6347
    @yonaskahsay63472 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዐና እግዛቢሄር ኣምላክ ናይ ኣቦና ቅድስ ሳዊሮስ በረከቶምን ረዲኤቶምን ንኩለና ህዝበ ክርስትያን የካፍለና ኣሜን ፫ ⛪️✝️🕯🤲🕯🤲🕯🤲

  • @azebmedhin1949
    @azebmedhin19493 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመአና 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @genettesfay4254
    @genettesfay42542 жыл бұрын

    Amen kal heiwt yadmalna

  • @merhawizereslasie4059
    @merhawizereslasie40592 жыл бұрын

    Amen amen amen qale hiwet yemalna sle qalu egziabhier zkeberen ztemesgenen ykun .

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye12937 ай бұрын

    Qal hiwet yesmalna brkotom nay abona qdus sawiros❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @biniammulubrhan8665
    @biniammulubrhan86652 жыл бұрын

    ቃል ህይወት የስመዓልና! ንምርኣይ ጥራይ ዘይኮነ ክንምሃር ስለ ዝግበኣና ካብዛ 1ይ ክፋል እንታይ ሒዝና ንበረኸት ኩሉና ሓንቲ ትምህርቲ {ሰንተንስ} ንጽሓፍ ኣብዚ ስራሕ ንዝተሳተፍኩም ዓስብኹም ካብ እግዚኣብሔር ርከብዎ፥ በረኸት ቅዱስ ሳዊሮስ ምስ ኩሉና ይኩን ኣሜን!!

  • @philmon236

    @philmon236

    2 жыл бұрын

    (Sentence) ሕጥቦ ጽሑፍ ወይ ከኣ ምሉእ ሓሳባት ይበሃል ብትግርኛ🙏⛪️💒

  • @firiyotfiritawaahidoo3921
    @firiyotfiritawaahidoo39212 жыл бұрын

    Qal hiwot yisamalen igzeber yibarkot ye qudusan Ridet ina barakat Kagn ka yihunilin Ameen

  • @user-hx4uc3pv2d
    @user-hx4uc3pv2d2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ናይ አቦና አባ ሳዊሮስ በረከቶምን ይሕደረና አሜን፫

  • @user-zk2xd3nz4q
    @user-zk2xd3nz4q2 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን አሜን ቃል ህይወት ያሰማልን ተወዳጆች ፀጋውን ያብዛላቹሁ የቅዱሳን በረከታቸው ይደርብን

  • @autikoszsmu
    @autikoszsmu2 жыл бұрын

    ኢግዚኣብሐር ኣምላክ ጸጋ ብዲበ ጸጋ ይጸጉኩም

  • @fuch9239
    @fuch92392 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ

  • @ermyasnebyi7812
    @ermyasnebyi78122 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዕልና እግዝኣቢሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ይሕዋተይ። በረከቱ ድማ ናይ ቅዱስ ኣቦና ሳዊሮስ ምስ ኩሉና ይኩን።

  • @user-cc8zy6is1y
    @user-cc8zy6is1y2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ስድራ ልዑል እግዚአብሔር አምላክ ናይ ኣቦና ቅዱስ ሳዊሮስ ፆሎቶምን በረከቶምን ምስ ኩሉና ህዝበ ክርስትያን ይኩን አሜን ፫ 🤲🤲🤲

  • @user-vy8wk8td8f

    @user-vy8wk8td8f

    2 жыл бұрын

    ፍቅረይ ኣብ ዝሓለፍኹው ዲኪ ቲሓልፊ 💖💖 እንዃዕ ናተይ ክንኪ 😘

  • @user-cc8zy6is1y

    @user-cc8zy6is1y

    2 жыл бұрын

    @@user-vy8wk8td8f ራኪየይ ፍቅር😘😘😘💖💖💖

  • @temsgenamelaki7579

    @temsgenamelaki7579

    2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸግኡ ብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ

  • @solosolo2438
    @solosolo24382 жыл бұрын

    Behaki des zbl kale hiwet yesmealna nay abona aba sawiros bereketomn xelotoms amaladnetomn ms kulna ykun amen

  • @milimebrahtu2425
    @milimebrahtu24252 жыл бұрын

    ኣሜን, ክብርን ምስጋናን ንኣቦና ቅዱስ ሳዊሮስ ይኹን,በረኸቱን ረድኤቱን ኣማልድነቱን ጸሎቱን ምስ ኩልና ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @mussietesfasion2249
    @mussietesfasion22492 жыл бұрын

    Amen amen amen.

  • @temesgennbel8460
    @temesgennbel84602 жыл бұрын

    Kal hiwet yesmalna agziabher amlak. Bereket kudusan yekaflena

  • @lemlemtsegay6552
    @lemlemtsegay65522 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስምዓልና ጸጋኡ የብዝሃልኩም

  • @mirafokbatsion9175
    @mirafokbatsion91752 жыл бұрын

    Amen amen amen kale hiwet yesimealina

  • @sameralol3448
    @sameralol34482 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዛሕ በረኮቶም ይሕደረና አሜን ኣሕዋትና ቀፀሉሉ ብጣዕም ምሃር እዩ

  • @mehariredei4695
    @mehariredei46952 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና በረከት ኣቦና ቅዱስ ሳዊሮስ ኣይጋደፈና "2ይ ክፋል ብሃንቀውታ ንጽበ ብሰላም ምጹና

  • @piterosamare3058
    @piterosamare30582 жыл бұрын

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna egzabiher Amlak xeguu ybzhlkum

  • @hhhe7295
    @hhhe7295 Жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @biniam1467
    @biniam14672 жыл бұрын

    ኣሰይ ብዙሕ ሓይሊ ረኺበ፡ ብደገና እኳ እንተ ማህመና ብውሽጥና ኩልሻዕ ኢና ንሕደስ። ክንደይ ደስት ትብል ቃል እያ። ቃል ሕይወት የስመዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ክቡራት ኣሕዋት።

  • @samuelmengstab2512
    @samuelmengstab25122 жыл бұрын

    Amen amen amen qale hiwet yesmealna

  • @samera7043
    @samera70432 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የሰመዐልና በረከተምንፆሎተምን ናይ ኣቦና ቅዱስ ሳዊሮስ ኣይፈለየና ምስ ኩሉና ህዝቢ ክርስትያን ይኩን 🤲🤲🤲⛪✝️💞💞💞🤲🤲🤲

  • @kdstilaryaadeybarkniasmeretbrh
    @kdstilaryaadeybarkniasmeretbrh2 жыл бұрын

    Amen kale hiwet yesmealna bereket kudusan yekflena

  • @azugaltigray8414
    @azugaltigray84149 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዐና❤🥺

  • @user-py6yh8pm7z
    @user-py6yh8pm7z2 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና ጸሎቶምን ጸጋ በረከተሙን ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ምስ ኩሉና ምእመና ህዝበ ክርስቲያን ይኩን አሜን፫✝️📚

  • @user-xb7lq4rc5v
    @user-xb7lq4rc5v2 жыл бұрын

    Kale hiwet yesmealna ahwatey betaemi des zbl *EGZABHER* xega ab leli xega yeadlkum.

  • @semharbrehane5787
    @semharbrehane57872 жыл бұрын

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmeana

  • @yordanostesfay2690
    @yordanostesfay26902 жыл бұрын

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna

  • @user-mh6hh1fq1p
    @user-mh6hh1fq1p10 ай бұрын

    qal hiwet yesimana amen 🙏

  • @abrahamlovely5376
    @abrahamlovely53762 жыл бұрын

    Amen anen amen qale hiwet yesmalna brakiat nya abon yhderani🙏🙏🙏

  • @kokobweldat384
    @kokobweldat3842 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓል ጸግኡ የብዝሕልኩም ኣቦና ሳዊሮስ ጸሎት በረከትን ኣይፈለየና

  • @galeritrea1162
    @galeritrea11622 жыл бұрын

    Amen amen amen qal hiwet yesmana

  • @feruzkaleab4988
    @feruzkaleab49882 жыл бұрын

    Amen kale hiwet yesmean 🙏🙏🙏

  • @ZebibaBelay-dn4dt
    @ZebibaBelay-dn4dt8 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስምዓልና ብሩካተይ❤

  • @iamorthodox6724
    @iamorthodox67242 жыл бұрын

    Amen amen amen kale hiwet yesmalna

  • @rahwatkabo5367
    @rahwatkabo53672 жыл бұрын

    Amen Amen Amen qale hiwet ysmalena Egziabher Amlak 🙏🙏🙏

  • @mhmtk5mhmtk486
    @mhmtk5mhmtk4864 ай бұрын

    አሜንአሜንአሜን❤❤❤

  • @danielteklu4652
    @danielteklu46522 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስማዓልንና ጸሎቶም ቅዲስ አቦና ሳዊሮስ አይፈለየና 2 ኽፋል ብሃቀውታ ንጽበየኩም ኣለና

  • @user-cz2jp6ft5o
    @user-cz2jp6ft5o11 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ❤🙏

  • @simonkidane5256
    @simonkidane52562 жыл бұрын

    Amen Amen Amen

Келесі