CATH፣አንቀፀ ጥበብ |መንፈሳዊ ፊልም |ቅዱስ ኣባ ኖፌር ባሕታዊ| Orthodox Film | St.Abba Nofer | 2ይ ክፋል | 2024 ዓ.ም.ፈ

መኣዲ አንቀፀ ጥበብ፣
ዝተፈላለዩ ጥበባት | ግጥሚ | ስነ ጽሑፍ | ኣስተንትኖ | ድራማ |መንፈሳዊ ፊልም ሒዛ እትመጽእ መደብ እያ።
Subscribe Free:
/ @abuneteklehaymanot9077
Copyright © Abunetekle haymanot 2024
©All rights reserved to Abunetekle haymanot.
No part of this publication may be reproduced, distributed or transmitted in any from or by any means without the prior written permission of the publisher
Best updates: / channel
UCieozHQUXsfFb7nGN8LtSuw
FB page: / eotc.abunete. .
#Church#AbunetekleHaymanot#Weert#

Пікірлер: 462

  • @chentromedea2406
    @chentromedea24062 ай бұрын

    ብትጽቢት ዝቀነኽዎ ደስ ኢሉኒ ሕጂ በረኸቶም ኣባ ኖፌር በረኸቶም ኣይፈለየና ኣሜን❤❤

  • @behabelomhadishhagos8802

    @behabelomhadishhagos8802

    2 ай бұрын

    Amen amen qal hiwet yesmealna egbabher nay agelglot zemenkum ybark nay abona adam eba zerghulna

  • @biliytes202

    @biliytes202

    2 ай бұрын

    😊😊😊😊😊​@@behabelomhadishhagos8802

  • @fthawitnuwaye1293

    @fthawitnuwaye1293

    2 ай бұрын

    Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️

  • @romanayacob307

    @romanayacob307

    2 ай бұрын

    @@behabelomhadishhagos8802😊😊😊

  • @FifiFiory

    @FifiFiory

    2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @danielhabtom4569
    @danielhabtom45692 ай бұрын

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ነዚ ቅዱስ ታርክ ናይ ኣቦና ክንሰዕ ዝፈቀደ መድሓኔኣለም ክብር ግርማን ኣምልኮን ስልጣን ዘልኣለም ይኩን። ነዚ ቅዱስ ታሪክ ናባና ክበጽሕ ግዜ ኩምን ጉልቦትኩም ከይ ጸብጸብኩም ክብሪ ይሃብኩም እግዚኣብሔር ❤❤❤

  • @user-cw9cx4fd1x
    @user-cw9cx4fd1x2 ай бұрын

    ጉዑዞ ሂወተይ ቃንዛ ዝመሎኦ ቃልሲ እዩ ንኣምላኸይ ኣብዝርአሉ ግዜ ኩሉ ሽግር ከመዘይ ነበረ ይከዉን❤ ብሰላም ኣጀምሩ ዘፈፀመና ተመስገን❤

  • @user-db6oe9ub4h
    @user-db6oe9ub4h2 ай бұрын

    ተመሰገን አምላክ ሰለ ኩሉ ነገረ ቃል ሂወት የስመዓልና

  • @yordanostesfai4766

    @yordanostesfai4766

    Ай бұрын

    Amen qal hiwet yesmalna🙏🙏🙏

  • @user-wj9dh6ee3j
    @user-wj9dh6ee3jАй бұрын

    ተመስገን ኣምላኬ ናይ ኣባ ኖፌር መንፈሳዊ ፍልሚ ብሰናይ ሰላም ጀሚረ ብሰላም ክፍፅም ዝገበርካን ድካምን ሕማምን ሽግርን ካባይ ኣርሒቃ ነዚ ቅዱስ ቃል ክሰምዕ ዝገበርካሚ ክብርን ምስጋናን ንዓካ ይኩን ኣሜን ሰብሃት ለኣብ ስብሃት ለወልድ ስብሃት ለመንፈስ ቅድስ ስብሃት ለእግዚእትነ ድንግል ማርያም ይኩን ኣሜን ይደልዎም ለኣብ ለወልድን ለመንፈስ ቅድስን ❤

  • @mendeferaeritrea6610
    @mendeferaeritrea66102 ай бұрын

    ተመስገን ኣምላኽ ስለ ኩሉ ነገር ጸሎትምን በረኸቶምን ናይ ኣባ ኖፌር ኣይፈለይና ❤❤❤

  • @user-wb3kd3ly2d
    @user-wb3kd3ly2d2 ай бұрын

    ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም ዘፈጸመና ክብርን ምስጋናን ንልዑል ፈጣሪ ይኩኖ በረከት ናይ ቅዱስ ኣባ ኖፌር ከኣ ኣይፈለየና ወስብሃት ለእግዚአብሔር አሜን

  • @user-fm6vz7dq5o
    @user-fm6vz7dq5oАй бұрын

    ነቲ ትንፋስ ሶኺዐን ዓይነ ብርከይ ደልዲለን ናዛ ናይ ቁዱስ ኣቦና ኖፌር ዛንታ ክሪኢን ክሰምዕን ክፈልጥን ዝገበረኒ .(እግዘኣቢሔር .ኣምላኸ )ክብርን ምስጋናን ንዑኡ ይኹን (ጎይታ ጎይቶት) 🙏🙌🙏🙌🙏

  • @swsw5226
    @swsw52262 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ ብሓቂ ፆሎቶምን ጸጋ በረከቶምን ናይ ኣቦና ቅዱስ ኖፌር ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን❤✝️💗🥰

  • @user-vb2cz8zv1q
    @user-vb2cz8zv1q2 ай бұрын

    ተመሰገን አምላክ ድዚም ቅዱሳን አቦታትና ክንርእ ሰለዝፈቀድኻልና ብሓቅ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብራት አሕዋትና ፅጋእ የብዘሐልኹም አሜን ፫ ናቦና ኖፈር ፅሎት አበረከቶም አይፍልየና አሜን አሜን አሜን❤❤🙏🙏🙏💐

  • @solossss1563
    @solossss156316 күн бұрын

    ኣሜ ኣሜን ኣሜን ❤❤❤ ኣቦና ናፌር ጾሎቶምን ኣማላድኖቶም ምስ ኩላትና ይኩን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MaryamKk-zs1ml
    @MaryamKk-zs1ml2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብር ምስጋና ንጎይታናን መድሓንናን ኢዮሱስ ክርስቶስ ይኹን ናይ ኣቦና ኖፌር ባሕታው ጾሎቶምን በርከቶምን ይሕደርና ኣሜን ✝️🙏

  • @helengaltigray

    @helengaltigray

    Ай бұрын

    አሜን ክብረተይ ሳብክራይብ ግበረልይ🙏

  • @user-nd3pd7ze1k
    @user-nd3pd7ze1k19 сағат бұрын

    💒⛪✝️🙏💖ኣሜን/3/🙏 ቃል ሂወት የስምዓልና ተመስገንካ ኣምላከይን መድሓንየይን እየሱስ ክርስቶስ እቲ ንዓካ ዝኣመነ እንታይ ይጎድሎ ክብርን ኣምልኮን ውዳሴን ንዘልኣለም ንዓካ ይኩን ኣሜን

  • @feruzkahsayeluteyyy7884
    @feruzkahsayeluteyyy78843 күн бұрын

    ቃል ሂወት የሲማኣሊና ጸሎቶምን በረከቶምን ናይ ኣቦና ኖፈር የሕድረልሊና ኪብሪን ሚሲጋናን ንመድሃኒየይን ጎይታና አየሱስ ኽርሲቶስ ይኩን ሎመን ኪሳ ዘሊኣለምን ኣመን ኣመን ኣመን 🙏🙌🙏🙌🙏🙌

  • @user-le6bt1or5p
    @user-le6bt1or5p2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ጸጋ የብዛሓሉኩም ናይ ዘመን ኣጎልግሎትክም እግዛኣቤሔር ኣምላክ ይባርክ በረክትን ኣማላድነትን ናይ ቅድስ ኣባ ኖፌር ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @lene6205
    @lene62052 ай бұрын

    ተመስገን ኣምላክና ጽሎትን በረክትን ኣቦና ኖፌር ምስኩላትና እኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤😇🙏🏾😇🙏🏾😇🙏🏾

  • @hdhf2904
    @hdhf29042 ай бұрын

    ተመስገን ኣምላክና ፀሎቶምን በረከትን ኣቦና ኖፌር ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን

  • @ajibajib7989

    @ajibajib7989

    2 ай бұрын

    Amen 3❤

  • @mhretabsbhatu1440
    @mhretabsbhatu14402 ай бұрын

    ቃለሀይወት የስምዓልና ኣቤት ቅድስና ኣቤት ትሕትና ናይ ቅዱሳን ኣቦታት ብሓቂ ደስ ዘብል ዩ አግዝኣብሔር ጓሳየይ ዩ ዝጎድለኒ የብለይን ብሓቂ ብመንገዲ አግዝኣብሔር ንመላለስ ህይወት ክንረክብ🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒

  • @user-zm7un6mn7b
    @user-zm7un6mn7b2 ай бұрын

    ስለ ኹሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ተመስገን ፈጣሪ ናይ አቦና ቅዱስ ኖፌር ጸሎቶም በረከቶም ይሕደረና አሜን ፫

  • @user-yb7yv2le3c
    @user-yb7yv2le3c2 ай бұрын

    ተመሰገን ኣምላክና ጸሎትም በረከቶም ቅዱሰ ኣቦና ኖፌር ምሰ ክሊትና ይኹን ጸሎቶም አይፈለየና❤️❤️❤️👏👏👏✝️

  • @ajibajib7989

    @ajibajib7989

    2 ай бұрын

    Amen

  • @lemlemfisshaye7411
    @lemlemfisshaye74112 ай бұрын

    ብሓቅ ቃል ሂወት የስመዓልና ጸጋ በሮኸቶም ናይ ኣቦና ኖፌር ይኽፈለና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ተመስገን ኣምላኽ

  • @shxb9265
    @shxb92658 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና በረከትኩም ይሕደረና ኣቦና

  • @user-uz7pi6wv4e
    @user-uz7pi6wv4e2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና በረኸቶም ናይ ኣቦና ኖፌር ኣይፈለየና አሜን፫ ተመሰገን ፈጣሪ ኩሉ ዓለም🤲✝️✝️🤍🕊️

  • @fhvsgt3180
    @fhvsgt31802 ай бұрын

    ተመስገን ኣምላከይ ስለ ኩሉ ነገር ብምሕረትካ ምርሐና ኣምላከይ በረኮቶም ይሕደረና አሜን አሜን አሜን❤❤❤

  • @Slama-yv2ei
    @Slama-yv2ei2 күн бұрын

    ተመሰገን ሰለ ኩሉ ነገር ኣምላኸይ በረከቶም ይሕደረና ፉቁራተይ❤👏👏👏🙏🙏🙏

  • @dwd4rsff640
    @dwd4rsff6402 ай бұрын

    ባሓቂ ቃል ሂወት ይሰመዐልና ፈጣሪ ክብራት ኣሕዋተይ ጥበቡ የብዘሐልክም ፈጣሪ ኣብ ቤቱ የንብርኪም

  • @smerhsoso7490
    @smerhsoso74902 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ናይ ቅዱስ ኣቦና ኖፌር በረከቶም ይሕደረና

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye1293Ай бұрын

    Asey egziabher ymesgen nezi kudus menfesawifilm zrayena berketomun xelotomum yhdrelna fetari❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️

  • @heriheridc
    @heriheridcАй бұрын

    ተመስገን ኣምላኽ ስለ ኩሉ ነገር ጸሎትምን በረኸቶምን ናይ ኣባ ኖፌር ኣይፌለይና 🙏🙏🙏

  • @user-qq6wy5mu1z
    @user-qq6wy5mu1zАй бұрын

    ❤ንዝ ቅዱስ ፊልም ክንርእይ ዝፈቀደልና እግዚአብሔር ይመስገን ናይ አቦና በረከት ይሕደረና ብሓቅ❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @titigezaei138
    @titigezaei1382 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ይስመዐልና በረከቶምን ፀሎቶምን ይሕደረና❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-fj2of7tc3u
    @user-fj2of7tc3u10 сағат бұрын

    ተመስገን ኣምላኽ ስለኩሉ ነገር ኣሜን ቃል ህውት የስመዐልና🙏👏👏👏⛪⛪🎚⛪🎚⛪❤❤😍😍

  • @Respectful-bq7ow
    @Respectful-bq7ow2 ай бұрын

    ቃለ ሕይወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ጸግኡ ይብዝሕ በረኸት ረዲኤት ኣቦና ኖፌር ይኽፈለና፡ እግዚኣብሔር ዝተመስገነ ይኹን፡፡

  • @hiwanhailay6683
    @hiwanhailay66832 ай бұрын

    ተመስገን እሺ ብሰላም ምፁና ደስ ይብለና ብሓቂ ናይ ኣባ ኖፌር በረኸቶም ይሕደረና ኣሜን ❤❤❤ብጣዕሚ ፈትየዮም ኣቦዋይ🌹🌹🌹🙏

  • @user-wx6od9dv9x
    @user-wx6od9dv9x2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህወት ያስመዐልና በረከቶም ይሕደረና

  • @user-kl1rc5ep8v
    @user-kl1rc5ep8vАй бұрын

    ኣሜንንን ኣሜንንን ኣሜንንን ቃል ሂወት የስመዕልና በረከቶም ኣይሕደረና ነዚ ክሪኢ ዝፈቀድካ ኣምላከይ ተመስገነ

  • @FhSgh-cl7gk
    @FhSgh-cl7gk2 ай бұрын

    ኣቦና ኖፌር ጽሎቶምን በረኸቶምን ምስ ኩላትና ይኩን ኣሜን/3/🙏🙏♥💘

  • @siemteame9580
    @siemteame9580Ай бұрын

    ክብርን ምስጋናን ንሉዕል እግዛቢሄር ይኩን በረከት ናይ ኣበና ኖፌር ኣይፈለየና ተመስገን

  • @tesfaldetbrhane7745
    @tesfaldetbrhane7745Ай бұрын

    ተመሰገን ሰለ ኩሉ ነገር ዝብርካና እግዚኣብሄር ኣምላና ቃል ህይወት የሰማዓልና ናይ ኣቦና ቅዱሰ ኖፌር በረከቶምን ጽሎቶምን ስም ኩልና ይኹን ኣይፈለየና።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-tq7ph2pj5x
    @user-tq7ph2pj5x2 ай бұрын

    ተመስገን ስለኩሉ ነገር ኣምላከይ 🙏 ቃል ሂወቱ የስምዐና ወገናተይ ሓላዊና ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏

  • @user-nu9xh1zs1g
    @user-nu9xh1zs1g2 ай бұрын

    ተመስገን ፈጣሪ ኩሉዓለም፫ በረከቶምን ፆሎቶም ናይ ኣቦና ኣባ ኖፌር ኣይፈለየና❤❤❤

  • @kwkw899
    @kwkw899Ай бұрын

    አግዛብሄር ይመስገን ቃል ሂወት የስማልና በረክቶም ናይ ኣቦና ኖፌር ይሕደረና 🥰❤️🥰❤️🙏🙏🙏🥰❤️🥰❤️❤️❤️🥰🥰🥰❤️

  • @amangebrit4030
    @amangebrit4030Ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና በረከቶ ረዲኤቶም ናይ ባሕታዊ ኣቦና ኖፌር ኣይፈለየና

  • @issakisback2239
    @issakisback22392 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመዓልና ጸሎትን በረከትን ናይ ኣቦና ኖፌር ምስ ኩልን ይኩን 🙏 🙏 🙏

  • @FrtunaNguse
    @FrtunaNguseАй бұрын

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና, ጸጋ በረኸቶምን ጸለቶምን ናይ ኣቦና ኦፌር ን ናይ ኩሎም ቅዱሳንን ኣይፈለየና 🙏🙏🙏ተመስገን ኣምለኽ ስለ ኩሉ ነገር

  • @user-ox1lk3om3y
    @user-ox1lk3om3y2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜንንን ቃል ሂወት የስመዓልና ጸሎትን ናይ አቦና ኖፌር ምስ ኩልናአ ይኩን❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-vp9ye2ze8z
    @user-vp9ye2ze8zАй бұрын

    ተመስገን ኣምላኽ ኣቦይ ስለ ኩሉ ነገር ጸሎትን በረኸቶምን ናይ ኣባ ኖፌር ኣይፈለይና ኣሜን❤❤❤❤❤❤

  • @user-dx7nx5sj9k
    @user-dx7nx5sj9kАй бұрын

    በረኸቶም ናይ ኣቦና ኖፌር ረዴቶም ኣይ ፈለየና ክብረን ምስጋናን ንግዚኣብሄር ይኩን።❤❤❤❤❤❤❤.

  • @SameeraSameeraa-yh6wc
    @SameeraSameeraa-yh6wc2 ай бұрын

    ቃል ህይወት ይስመዕልና ፀጋኡ ይብዘልካ ኣባና ኣባ ኖፌር በረኸቶም ኣይፈለይና 🙏🙏🙏

  • @Mehari-dj9mm
    @Mehari-dj9mmАй бұрын

    ኢግዚኣቢሄር ይመስገን ቃልሂወት የስመኣልና ቡሩካት ኣህዋት በረከቶም ረዴቶም ኣይፈለየና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @merhawitbrhane8349
    @merhawitbrhane834915 күн бұрын

    እግዚኣብሔር ኣምላኽ ስብሓት ይኩኖ ናይ ኣቦና ኣባ ሰፈር በረከቶም የሕድረልና

  • @babyfuntime9616
    @babyfuntime96166 күн бұрын

    Wowwwww I'm just amazed. God bless I hope our father blessing would be with us.

  • @user-zb8vl7hp8m
    @user-zb8vl7hp8mАй бұрын

    ተመስገን ኣምላክ ቃለ ሂወት የስማኣልና አሜን በረከቶም ምስ ክላትና ህዝበ ክርስቲያነ ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @Fds567-wy9oe
    @Fds567-wy9oe24 күн бұрын

    ተመስገን ኣምላክይ ሰለ ኩሉ ነገረ ቃል ሂወት የስመዓልና ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @HelenBarhe
    @HelenBarheАй бұрын

    ተመስገን ኣምላክ ሰለ ኩሉ ነገረ ቃል ሂወት የመዓና🙏🙏🙏🌿🌿

  • @user-if6xw9bb8l
    @user-if6xw9bb8l18 күн бұрын

    በረከቶምን ጸሎቶምን ትርደኣና ነዚ ዘቅረብኩምልና ከኣ ዓስቢ ቅዱሳን ይሃብኩም ዋጋ እምነት ንዕብየት ቤተክርስትያን ይግበረልና ። ኣሜን❤❤❤

  • @user-bd6xx4fp8c
    @user-bd6xx4fp8c2 ай бұрын

    ስል ኩሉ ንግር እግዚአብሔር ይመስግን ብሓቅ ቃል ህይውተ ያስመዕልና ብርክቶም ይሕደርና አሜን፫🤲🤲

  • @fhtyrgdh8630
    @fhtyrgdh8630Ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን እግዚኣብሔር ኣምላክ ቃል ሂወት የሰምዓልና ጸሎት ኣቦና ምሰኩላትና ይኩንነ❤❤❤

  • @YoDaha
    @YoDaha2 ай бұрын

    ብሓቂ ክንደይ ደስ ይብል በረከቶም ኣማላድነቶም ምስኩለና ፍጡር ወድኣዳም ይኩን አሐዋትና ነዚ ተቅርቡልናውን ክርስቶስ ይባርኩም

  • @MaMa-el7jq
    @MaMa-el7jq2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ፆሎቶምን በረከቶምን የሕድረልና ተመስገን ኣምላክና እግዚኣብሔር ምስ ኣምላክ ምንባርስ ክንደይ ሰናይን ጡዑምን እዩ ተመስገን😢ነዚ ዝሰራሕኩምልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም❤❤❤❤❤❤❤

  • @HfgPeiu
    @HfgPeiu2 сағат бұрын

    እግዚአብሔር ይመሰገን ቃለ ህይዉት ይሰመዐልና ❤💒🙏🙏🙏

  • @Samiking-se6ji
    @Samiking-se6ji22 күн бұрын

    ሰለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሄር ይመሰገን ኣሜን(3)🙏🙏🙏ቃል ሂወት የሰምዐልና💞🙏

  • @user-nt5ng8wy7x
    @user-nt5ng8wy7x2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ጽግእን በርክቱን ናይ ኣቦና ቅዱስ ናፎር ምስ ኩላትና ይኩን ኣሚን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏♥️💒♥️

  • @metkelab6833
    @metkelab6833Ай бұрын

    Amen Amen Amen ✝️✝️✝️ Temesgen amlkey nzi qunue haymanoti zfltkani orthodox nzlalem tnber 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 yhwatey nmelsi nabi batu

  • @user-ww9xb7yf9l
    @user-ww9xb7yf9l2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሥመዐልና ናይ ቅዱስ ኣቦና ኖፌር በረከት ይክፈለና ተመሥገን ብሓቂ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣዳለውቲ

  • @user-qi2up4xo1k
    @user-qi2up4xo1k15 күн бұрын

    አስኳለ ማሪያም እልኩሞ ብፆሎት ሓስቡኒ ደቂ ልዑል እግዚአብሄር 🙏🙏

  • @swswit3283
    @swswit32832 ай бұрын

    ተመስገን አምላክ ቃለ ህይወት ቃለ ሰናይ የስመዐልና በረከቶም ናይ ኣባ ኖፌር ምስ ኩለና ህዝበ ክርስቲያን ይኩን

  • @BiniamBokuray-yq2fw
    @BiniamBokuray-yq2fw2 ай бұрын

    በረኸት ገዳማውያን ኣቦታትና ምስ ኩላትና ይኹን እግዚአብሔር ዓስቢ ቅዱሳን ይኽፈልኩም ❤❤❤

  • @han6242
    @han6242Ай бұрын

    ተመስገን አምላከይ በረኸት ረዲኦቶም ምስ ኵልና ህዝቢ ክርስትያን ይኹን አሜን አሜን አሜን👏👏👏👏

  • @bruktawittesfay-or7de
    @bruktawittesfay-or7de2 ай бұрын

    ቃለ ሕይወት የስመዐልና። ጸሎት ቅዱሳን ባሕታውያን ምስ ኩልና ነጊሡ ይንበር። መድሃኔ ዓለም አብልብና ነጊሱ ይንበር። ብሩክታዊት ሓፍትኹም ካብ ኢትዮጵያ።

  • @user-br5ts3jp7v
    @user-br5ts3jp7v2 ай бұрын

    ተመስገን ኣምላክ ብጥዓሚ ደስ ልብል ፍልሚ በረከቶም ይሕደረና ካልእ እዉን ሕዝኩሙና ኪትመፅኡ ተስፋ ንገብር ስድራ እግዚአብሔር አምላክ

  • @AmanGebremedhen-ey5tg
    @AmanGebremedhen-ey5tgАй бұрын

    ተመስገን መደሃኔ ኣለም በረኽት ርዲኤት ናይ ኣቦና ቅዱሱ ኖፌር ምስ ኩላትና ደቁ ሕዝበ ክርስትያን❤ ንቲኣቶም በርኽት ንክትካፈሉ ብም ተምሳል ፍሊም፡ዘቀርብኩሙላ እግዚኣብሔር ዓስቢ ድካምኩሙ ይክፍልኩ ድካምኩም፡ጻዓርኩም ገንዝብኩም ኣብቲኣ ዘይሓልፊ ዓንደወርቁ ይጽሓፈልኩሙ ❤❤❤❤

  • @geralegas47
    @geralegas47Ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስማዐልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጋ የብዝሐልኩም ከምዚ ጌርኩም ንዐና ትህዱሁና ተስፋ ትሁቡና ጸገኣን በረኸትን ሐይልን ናይ ኣቦና ኖፌር ኣይፈለየና።

  • @yohanagebrehiwet2047
    @yohanagebrehiwet2047Ай бұрын

    ስም ኣምላኽናን መድሓኒናን ዝኸበረን ዝተመስገንን ይኹን ቃል ሂወት የስመዓልና❤❤❤

  • @MedhinDesta-mt5vj
    @MedhinDesta-mt5vjАй бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፀለቶምን በረከተምን ናይ ኣቦና ኖፌር ኣይፈለየና🙏

  • @ghidewonmisghna450
    @ghidewonmisghna450Ай бұрын

    ❤❤❤ ቃል ሂወት የስምዓልና ጸሎቶምን በረኸቶምን ኣይፈለየና ኣሕዋት ❤❤❤

  • @user-zg7mc9xb4s
    @user-zg7mc9xb4sАй бұрын

    በረከቶም ይሕደረና❤ኣሜን❤ኣሜን❤ኣሜን❤❤❤

  • @user-vx9sj1oz5f
    @user-vx9sj1oz5f22 күн бұрын

    አሜን//፫// ቃለ ህይወት ያሰማልን በረከታቸው ይደርብን👏😇💚

  • @davemike7815
    @davemike78152 ай бұрын

    በረኸት ኣባ ኖፌር ይሕደረና ፡ነቶም ነዚ ክዉን ንምዃን ላዕልን ታሕትን ዝበልኩም እግዚኣብሄር ጻማኹም ይኽፈልኩም፡በረኸት ናይ ኣቦና ባሕታዊ ኖፌር ይሕደርኩም፡ብጸጋን ጥበብን የዕቢኹም❤

  • @Zafu-fm1lx
    @Zafu-fm1lx2 ай бұрын

    ቃል ህይወት የሰመዐልና በረክት አባ ኖፌር ይሕደረና ዓስብኩም እግዚአብሔር አምላክ ኣብ ዓምደወርቂ ይፅሓፈልኩም

  • @user-mj4he1es8i
    @user-mj4he1es8i2 ай бұрын

    ኣሰይ ተመስገን ቦሮኮቶም ይሕደረና ናይ ኣቦና ቁዱስ ኖፌር ፀጉኡ የብዘሐሉኩም ኣሕዋተይ❤❤❤

  • @user-ko3ev1uj6k
    @user-ko3ev1uj6kАй бұрын

    ተመስገን ኣምላከይ ስለ ኩሉ ነገር ቃለ ሂወት የስመዐልና በረከቶምን ጸሎቶምን ናይ ኣቦና ኖፌር ኣይፈለየና ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣብ ቤቱ የንብርኩም የሕዋተይ ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @WeyniMurad
    @WeyniMurad2 ай бұрын

    Aemennnnnnn kqal hiwet yesmaelna nay aebotatna kudisan berektom msana yohder👏💐👏💐👏💐🌹💞🌹💞🌹🙌🛐🙌🛐🙌🛐🕯️🕯️🕯️⛪🛐⛪🛐⛪🙏🙏🙏

  • @salamasalama7644
    @salamasalama76442 ай бұрын

    ብሐቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና በረከቶም ረድኦቶምን ይሕደረና ናይ ኣቦና ኖፌር❤❤❤🎉🎉

  • @TeheshMahari
    @TeheshMahari2 ай бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሐልኩም ኣሕዋተይ ካብ ፈተና ናይ ፀላኢ ሰናይ ድያብሎስ ይሰውረና ፆሎቱምን በረኮቶም ናይ ኣቦና ኣባ ኖፌር የሕድረልና❤👏❤

  • @fhydjdg6692
    @fhydjdg66922 ай бұрын

    ቃለ ሕይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኩም ❤❤❤ በረከቶም ፆሎቶም ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን

  • @user-zi2ek2dv1e
    @user-zi2ek2dv1eАй бұрын

    እቲ ሰማይ ን ምድርን ዝፈጠረ ልእል ፈጣሪ ፀጋኡ ያብዘሐልኩም❤❤❤❤❤

  • @user-sy8hs2zj9y
    @user-sy8hs2zj9y2 ай бұрын

    ተመስገን ቃለ ህይወት የስመዐልና በረከቶም ይሕደረና አሜን ⛪👏❤

  • @user-zs1rr4bo6c
    @user-zs1rr4bo6c2 ай бұрын

    ናይ ባሓቂ ተመስገን ፈጣሪ ኹሉ ዓለም ፆሎቱሞን ፀጋ በረክቱሞን ናይ ኹሉ ቅዱሳን ኣይፈለየን ኻበዛ ናይ መኽራን ሽግርን ዙኹነት ዓለም ብቅድሳና ክንሓልፎ ፆሎት ናይ ኣቦና ኖፌር ኣይፈለይና

  • @user-pn3vf6ni9v
    @user-pn3vf6ni9v2 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ በረከቶም ናይ ቅዱስ አቦና ኖፌር አይፈለየና

  • @niyatyohannes5572
    @niyatyohannes55722 ай бұрын

    Amen amen amen kale hiwet yesmialna 🙏🌷 Bereketom yehdrelna❤❤❤ ቅዱስ ኣቡነ ኣፈር ❤✝️🤍💐💒 ጸልዩልና ❤😔

  • @SadSad-oo9vv
    @SadSad-oo9vv2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ባሓቂ ቃል ሂወት ያስመዐልና ፆሎቱኹም በረከቱም ናይ ቅዱስ አቦና ኖፌር ኣይፈለየና ✝️💙

  • @DaniDani-bh3hr
    @DaniDani-bh3hrАй бұрын

    ተመስገን ኣምላኸይ ሓይሊ ዝህብ ቃል በረከቶም የካፍለና

  • @DawitDavid-ns2jm
    @DawitDavid-ns2jm2 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስምዓልና በረከቱን ረዴአቱን ቅዱስ ኣባ ኖፌር ኣይፈለየና ኣሜን ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @keseteyohans8195
    @keseteyohans81952 ай бұрын

    ተመሰገን እግዝኣብሔር ኣምላኸይ ናትካ ምኮነይ ሂወተይ ቃል ሂወት የስምኣልና❤❤❤

  • @TesfayTadese-yp7gy
    @TesfayTadese-yp7gy2 ай бұрын

    ብሃንቆውታ ክንጽበያ ጸኒሕና ተመስገን ኣምላከይ። ❤❤❤

  • @user-rd3qe7yh6t
    @user-rd3qe7yh6t2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስማዓልና በረኸቶምን ረዲኦቶምን ናይ ኣቦና ኖፌረ ኣይ ፈለይና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-cw9cx4fd1x
    @user-cw9cx4fd1x2 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስምዓልና በረከቶም ይሕደረና ❤ናይ ብሓቂ እቲ ኢየሱስ ክርስቶስ ዝፀወዖ ሰብ ብፁኡ እዩ ❤

  • @Salamah-of5gs
    @Salamah-of5gs2 ай бұрын

    ቃለ ሂወትየሰመዓልና ጸሎትን በረከትን ናየኣቦና ኖፌር ምሰ ኩልን 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-kf1xp8dg5e
    @user-kf1xp8dg5e2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክንደይ ክ ልብካ ይትንክፍ ናይ ኣቦና ኖፌር ምስ ኩላትና ይኹን🤲🤲🤲

Келесі