" ፉሉይ ናይ ፍቕሪ ዛንታ ? ኩላትና ተሓተቲ ኢና!
Ойын-сауық
Unique Show is a KZread channel that features interviews with unique people from all walks of life. The channel's host, Semere Birhane and his team, interviews people who have overcome challenges, achieved great things, or are simply living an interesting life. The channel's goal is to inspire and entertain viewers, and to show that anything is possible if you set your mind to it.
Semere's interviews are informative and engaging, and his always gets the best out of his guests. He has interviewed people from all walks of life, including entrepreneurs, athletes, artists, and everyday people who have done something extraordinary.
If you're looking for inspiration and motivation, or if you're just curious about the world around you, then Unique Show is the channel for you. Subscribe today and start watching interviews with unique people from all over the world.
✅ ንሓበሬታ ይደውሉ Contact us
📶 +251921588398
09 56 40 59 03
Email hanielsami.d@gmail.com
✅ብጣዕሚ ገረምቲ ቪድዮታት Unique show /ዩኒክ ሾው
▶ • 🔴 ፉሉይ ዕላል ምስ ንጉስ ድሮን "...
ናይ ትግራይ ሕቡእ ካሜራ ማን ▶ • ⭕️ ናይ ትግራይ ምስጢራዊ ካሜራ ማ...
ዓዲ ብጶሊቲካ ኣይትቕየርን;▶ • " ዓዲ ብፖለቲካ ኣይትቕየርን " ም...
ብዘይ ኢድን እግርን መኪና ዝዝውር ሰብ ▶ • ብዘይ ኢድ_መኪና ዝዝዉር መስተንክር...
ዝኾነ ይኹን ህንፃ ብእዱ ተገልቢጡ ዝወርድን ዝድይብን ▶ • 🛑 " ብኽሳዱ_ መኪና ዝጎትት መ...
✅ Our Other Social Media Profiles
KZread:shorturl.at/krFUX
Facebook: rb.gy/i2xwqu
===========================================================================
Subscribe Now Here 👉▶ / @uniqueshow.
===========================================================================
#unique Show
*Unique show
#ዩኒክ ሾው
##uniqueshow
#news
today#lokesh kanagaraj interview#eritrean movie#dw news#xrp news today
#eritrean music#israel news today live tv#today's news#fox news today#fox news today
#fox news today breaking news#ebsethiopian movie#ethio forum#eritrean film 2023#msnbc news today#new eritrean movie 2023#ethiopia#mezmur orthodox eritrea#mezmur protestant#eritrean movie 2023 new today#gere emun#eritrean music 2023#tigray tv#abel birhanu#eritrea
eritrean film 2023 new today #FREE ONLINE COURSE #FREE ONLINE COURSE
tigray media network
joseph stalin
dw flame
death of stalin
tmh tigray media house
mcdonald's fries
mcdonald's drive thru
zara tigray
the death of stalin
isreal war live#tolosa ethiopia#mahlet gebregiorgis#dimtsi weyane#dw tv tigray
#kidase ethiopian orthodox church#gmn tv ethiopia#fano amhara
#solomon yikunoamlak#fano music#getachew reda#donkey tube comedian eshetu#tigray media house#fano amhara today news#amhara fano#enda thsh#tigray tv news today#tigray media#tigray news today#dimtsi weyane tv#ዓድዋ #ኣከባብራ በዓል ዓድዋ
#adwaita_das_baul #minilik #ሚኒሊክ # በዓል ዓድዋ
#DV 2026 #Hazen #Tigray TV #Unique Show#new Idea#መርድእ#ብሔራዊ ሓዘን
#Dimtsi Weyane News #DV Amhara Region#Eritrean new music
#Amhara Region#israiel War#Selomon Tesfay #2024#ዝኽሪ ተጋደልቲ#ሓዘን ትግራይ
#Fano#Today news#israel war#Hamas war#israel video #መርድእ ትግራይ#የትግራይ መርዶ
#gazal #እስራኤል#ኢስራኤል#Ethiopian War#Today News#
#Donkey tube#New Eritrean Music#new ethiopian movie
#music festival Topic#Music#New Ethiopian Music#new Isreal
#New Ethipipian Tiktok#news#اثيوبيا#New Ethiopian Music2016
#New Ethiopian Movie#Embassy of Ethiopia#lousiana #New Music
#New Funny Video#New motivational video#new Ethiopia news
#New EthiopianMovie #2024 ##2024#New Video#New RElaxing Video
#Amhara Region #Amhara War#Amhara Region#Amhara Force
#Tigrigna new music#New Ethiopian News#Ethio 360#ድንቅ ልጆች#How to make
KZread ፋኖ #comedian Eshetu#donkey tube #new Ethiopin orthodox mezmur
new Ethiopia Orthodox tewahdo mezmur#All in one mezmur All in On music
#መዝሙር መዝሙር#tigrigna mezmur#ትግሪኛ መዝሙር#ኣባ ገብረ ኪዳን ግርማ
Fews menfesawi#Aba gebre kidan girma#Aba gebre kidan #new eritrean movie#ብሄራዊ ሓዘን ትግራይ#ዕላዊ መርድእ ጀጋኑ#መርድእ ጀጋኑ ሰራዊት ትግራይ#ትግራይ ሚድያ ሁውስ#Zara media network
ሀ ሁ ሂ ሃ ሄ ሂ ሆ ለ ሉ ሊ ላ ሌ ል ሎ ሐ ሑ ሒ ሓ ሔ ሕ ሖ ረ ሩ ሪ ራ ሬ ር ሮ ሰ ሱ ሲ ሳ ሴ ስ ሶ መ ሙ ሚ ማ ሜ ም ሞ
#eritrean movie#ethiopian music#eritrean music#ebs#eritrean film 2023
#mezmur orthodox ethiopian#eritrean comedy#mezmur protestant#mezmur orthodox eritrea
tigray music#tigray interview#new eritrean interview#tigrigna interview#tigray culture
tigray culture#tigray culture#funny ethiopian interview#Ethiopian#interview show
#reality show today#new reality show##reality show today#new reality show#interview eritrean artist#trending reality shows#eritrean talk show#Unique Show
dawit eyob comedy
eritrean comedy 2024 ሮፍናን #ሮፍናን #rophnan #rofnan #ፕሪቶርያ # ድ/ር ደብረ ፅዮን
shima leyti eritrean movie tigriGna mezmur #ቅዳሜ ከሰዓት EBS #tigrigna Tiktok
enda zmam funny tiktok video #funny video #new tik tok video #new tiktok video
mahlet gebregiorgis #ድንቅ ልጆች #ኣንድሮ ሜዳ #andro meda #d/r rodas
tigray music 2024
Пікірлер: 345
ነዞም ጅግና ኣቦ ንምብርትታዕን ንምሕጋዝን @uniqueshow. 09 33 190072
ዋው ዝገርሙ ኣቦ እዮም ❤ደቂ ውቅሮ አለኩምዶ👍👍👍👍
@user-pj7ge7dh7w
2 ай бұрын
እለና እብ ሲደት❤❤❤❤❤
@KaluMeuz
2 ай бұрын
❤❤❤
ብሉፅ ጋዜጠኛ ♥️👌 ክቡር ኣቦና ብሓቂ ዝገርም ታሪክ 😴♥️
@GenetChannel-uo3rv
2 ай бұрын
ደምርኒ ወለላይ❤
@user-gc5ps6ol6x
2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
2ይ ክፋል ምስ ወዱን ኣፍቃሪቱን ክተራክብዎ ክንጽበ ኢና
@EdyatTube-pm3vs
2 ай бұрын
እወ
@gamilahgamilah3329
2 ай бұрын
ኣረ እሽይ ኸም በለቶ ኣነስ ከብደይ በልእንይ😢
ይበል ጋዜጠኛ ብሉፅ ኣድኒቀካ ቃፅለሉ ጀግናዋይ❤ ክብር ወላዲና ለ ዕድመ ይሃብኩም❤🎉
ንፁህ ህልና ዝወነኑ ክቡር ኣቦ አምላኽ እንኳዕ ጥዕናኹም ናብዚ አቦቀዐኩም ዝተረፈ ዘመንኩም ብሰላም ጥዕና ይፈፀመልኹም ክቡር ኣያና❤
ጋዘጠኛ ለ ከይድነቁኻ ክሓልፍ ኣይደልን ቀፅለሉ።❤👏👌
ዋይ ተዕዱለቲ ፍቅር እኮ ህያበ ፍጣሪ እዩ ክብር ኣቦየ❤
@mariyamey555
2 ай бұрын
እመብርሃን ታሓልኪ ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️
@alutigraweti6819
2 ай бұрын
ኣነ ገይረልኪ ወለላይ ናኣይለ ግበርለይ ባዕልና ንባዕልና ንታባባዕ❤
@Tyty112-ij7qm
2 ай бұрын
@@alutigraweti6819 ን2ገረለክን ዘን ኣሕዋተይ🥰
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ክቡርት አሕዋተይ💖💖💖👏👏👏
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላክ ክብር አባና ብዓል ብዙሕ ታሪክ❤❤❤❤🎉🎉
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ💖💖💖💖💖💖💖
ብጣዕሚ እካ ጠንካራ አያዋኒ አጀካ ሐዚ እዉን ተስፋ ስንቅካ ተጉዓዝ አምላኽ ኩሉ ናይ ልብካ ድልየታት ርኡ ክህበካ እዩ ተመስገን ትብል እንተ ትበልኮይንካ ኩሉ ግዜ ዉሽጣካ ሰብ ዘይፈልጦ ሓጎስን ሰላምን ይህብካ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አምላኽ ቅዱሳን አያዋኒ ንብረለይ❤❤❤
_እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሰኩም ይኩን ኣቦና እና ምስ እቲ ዝወለድኩም ሓደረኩም ቃፅሊ ኣቦና_
@mariyamey555
2 ай бұрын
እመብርሃን ታሓልኪ ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️
ዕዱል ይበሃል ንመጀመርያ ግዜ ብየዳ ዘለመመደኒ ሰብ እዩ
ኡፍፍፍ ዝገፅ ግን ዝኹሉ መከራ ዘሕለፈ ኣይመስልን😢 ሰብ ከኣ ገፅካ እዩ ዝርኢ ፀገምካ ኣይርደአልካን😢 ኣቦዋይ እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ🥰
@MuryAh-kb8zq
2 ай бұрын
😢😢🙏
@user-jd8wn9lh3d
2 ай бұрын
ብሓቂ ገፆም እማ መን ከምኦም ንፁህ ህልና ስለ ዝወነኑ እዩ ምስ ኩሉ ፍቅሪ ፅቡቅ ዝምነዩ ከም ናቶም ንፁህ ልቦና ይዓድለና
@romanamohammed1685
19 күн бұрын
@@user-jd8wn9lh3d amen amen amen
ወይለይ ዑዱል ሓወይ ኣነ ቅድሚ 15 እየ ዝፈልጦ ማዓር ዝኮነ ሰብ ኣብ ሰፈርና ይሰርሕ ነይሩ የኔ ማር ❤❤❤❤ስለዝረአክካ ደስ ኢሉኒ
@user-ri4hl1xd3e
2 ай бұрын
ኣበይ ዓዲ
@heahheah2523
2 ай бұрын
@@user-ri4hl1xd3e ኣፅቢ እንዳ ስላሴ
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏🌿🌿🌿💖💖💖💖💖💖
@heahheah2523
2 ай бұрын
@@user-ri4hl1xd3e ኣፅቢ
Telefon Post gebro wedu merayi kensdlu aqmna kenhgzo kab bergd nhamdu 💙💙💙
@user-qv5qn9pi9w
2 ай бұрын
❤❤❤❤
@user-ks7jb7gy1s
2 ай бұрын
ፅቡቅ ተግባር እዩ ስልኪ ሓቲትካ ደውለሉ
@uniqueshow.
2 ай бұрын
09 33 190072
@user-rs8bd8un8y
2 ай бұрын
ክብሪ ይሃብካ ማዓረይ🙏❤💙💙💙💙💙💙
ንሓግዞም ኣሕዋተይ ❤
@godislove8937
2 ай бұрын
እወ ጋለይ ብሩኩተይ ከብደይ በሊዑኒ ዝኩሉ ከርተት
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿💖💖💖💖👏👏👏
ጋዜጠኛ ፈትየካ😊❤❤ ኣቦዋይ እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ፍቅሪ ግን😢😢
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌿💖💖💖👏👏👏
ዙኣያና ከሕዝነካ በጃኹም ኣዕሪፉ ዝስርሐሉ ስራሕ ንሓግዞ
ኣቦዋይ ወለላይ ኣጆኻ 💔😢 ወድኖ ጋዜጠኛ ከጳለሉ 🥰🎉🎉🎉🎉🎉
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ማዓርይ🌿🌿💖💖💖💖💖👏👏👏
አይ ስብ ሩጉም ጅገና ወላድ❤ አጅካ ኩሉሓሉፍ😢😢 አብሽር❤
መሕዘንን መምሃርን ፅንዓት😢😢
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣብይ ሓውና❤❤❤
ነዚ ጋዜጠኛ ፈትየዮ ክሞት ኢለ ናዓኒ ፍቅኚ ሒዙኒ😊😅 ኤንወይ ንፍቅሪ ዕድመ ይኹን ግዜ አይውሰኖን❤
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ💖💖💖👏👏👏👏
በእውነት ኣነ ብዙሕ ነገር እየ ተማሂረ ግዜና ብጉብእ ኽንጥቀመሉ ኣለና እዛ ሓፍትና ዝገበሮቶ ወርቃ ኣዱሒዛ ሂወት ምድሓን ማለት ትዒድልቲ እዩ እና ካብ ስደትን ዘይራሃፆኻሉ ምብላዓን እና ካብ ርእስና ሓሊፍና ንስባት ምትራፍ ብሓቂ ይቐንየልና ዘሓወይ አምላክ ሓስብ ልብኻ ይስምረልኻ እና ቁፅሪ ስልኩ ፀሓፈና ብሩክ ሓወይ
@uniqueshow.
2 ай бұрын
09 33 190072
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ወላዲና ጀግናዬ አጀኹም እግዝአብሔር ሓሳብ ልብኹም ይምልአልኹም❤❤❤
Unique show እኮ ትፍለዩ ኢኩም ጋዜጠኛ በተለይ ፉሉይ ኢኪ ክጥይቅ ከለካ ❤❤❤❤ ደስ ክትብለ❤❤❤❤ ባዓል ታሪክ ካዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌿🌿
@betel459
2 ай бұрын
@@MgbeyMgbey gerelki mkrtey
ዝገርም ታሪኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም😘❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ዘገርም ታሪክ
ሰለ ኩሉ ነገር ተመስገን ኣምላከይ ጠንካራ ኣቦ🙏
ኩሉ ግዜ እየ ዝካታሎ መደብካ ቀፅለሉ ሓወይ❤
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏🌿🌿🌿
ዕድመን ጥዕናን ንክቡር ኣቦና❤ጋዘጠኛ ለ ቀፅለሉ በርትዕ❤❤
ምስና ይማሃር ናይሩ አብ ቤት ትምህርት ስላም ዳመጥሓን ዳቦ ሲዒድ ባ ይመስለን ጎበዝ❤🎉
ኡፍ ዓለም ኦዚኣ ዘይትመልእ ኣጀኩም ባባዋይ ምስወድኩም ደሞ ብሓጎስ የራክብኩሞ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን🤔🤔🤔
God bless you 🙏 Amen 🙏
ትፍለኻ ኢካ ቀጽሎ ኣጆኻ ብሮየ
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿💖💖💖👏👏👏
ዕድመና ጥዕና ይሃብኩም ፈጣሪ ክቡር ኣቦ ደሞ ብጣዕሚ ጠንካራ ኣጆኹም❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🙏🙏👏
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
መሕዘንን መምሃርን ፅንዓት😢😢😢
ሓሳብካ ይስመርለካ
He is very smart man God bless him
መደብኻ ማራ እየ ዝኻታተል ፊሊ እባሃል ወዲ ዛላምበሳ እየ እዚ መደብኻ ቀጽሎ ትግራይ መጽየ ከዓ ብኣካል ክረክበኻ ይደሊ
ጎበዝ ኣቦ
True love Forever
ደስ ዝብል ዛንታ ኣቦና ድማ ጠንክር❤...unique show በርትዕ
@GenetChannel-uo3rv
2 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤
❤❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ ዝሓሰብክምዎ የስመረልኩም❤❤❤
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ማዐርይ👏🌿🌿💖💖💖💖
ኣምላክ ይሓግዝካ
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
ተፋቀሩ ኣቱም ስባት ፍቅሪ ጥዑም❤ ፍቅረይ ኣበይ ኣለካ❤❤❤❤❤
ጎይታዋይ💚
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩ እግዚአብሔር ኣምላክ ክብር ወላዲና ብዓል ብዙሕ ታሪክ ❤
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስብስክራይብ ገብርኒ ዝያድይ👏👏👏👏🌿🌿🌿
Best media ever🎉🎉🎉thank you sooo much🙏🙏🙏🙏
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ማዐርይ👏👏🌿💖💖
ብትክክል ሓወይ ስብ ሰርሑ ክበልዕ ኣሎዎ እታ ተፍቅራም ያጋንካ
ብሓቂ ደስ ዝብል ሓሳብ ❤❤❤
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ💖💖💖💖💖👏👏👏👏👏
❤❤❤ብጣዕሚ እዮ ዝግርምም
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስብስክራይብ ገብርለይ ሓለለይ👏👏💖💖💖💖
Waw blux hasab 👏👏bravo
ዕድመን ጥዕናን ይሃበኹም ክብር ኣቦና ብዙሕ ኢና ተማህርና ካባኩም ❤❤❤
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏🌿💖💖💖
ሰመረ ሽኮር ❤❤
❤❤❤❤❤❤ክብር ኣቦና ለባም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ💖💖💖💖💖💖
ብሓቂ ገራሚ ታርኽ ጥዕና ተልዩ ልይብፃሕ የለንሞ ፈጣሪ ይሓጉዝኩም አቦና❤
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿💖💖💖💖👏👏👏👏
ዝገርም ዛንታ እዩ ኣያዋ ❤ኣነ ዓደይ ምስ ኣተኩ ክዝትየሉኩም ክመፅእ እየ ማዓት ውጣ ውረድ ኣሕልፍና 🙂
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌿🌿💖💖💖💖👏👏👏
ብጣዕሚ እዮም ጠንካራ ኣምላክ ሓሳቦም የስምር
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿👏👏💖💖💖💖💖💖
@MaaanjJopnj-pg2bu
2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Boy 🎉🎉
ከሕዝንካ ማዓረይ😢❤❤❤ሓሰብ ልብካ የሰምረልካ
@EdyatTube-pm3vs
2 ай бұрын
አሜን
😢😢😢ኣየ ምስኣን ምስ ዉልድካ የራክብካ❤❤❤
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብራኒ ዝያድይ👏👏👏🌿🌿👏👏👏💖💖💖💖
አቦዋይ ፈጣሪ ይሓጎዘኩም❤
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስብስክራይብ ገብርኒ🌿🌿👏💖💖💖💖💖💖
ፈጣሪ ዘይሓሰብካዮ እንጀራ ይሃብካ አቦዋይ❤❤
ኣነለ ካብ ስደት ምስተመለስኩ ብዝሕ ዝሕተቶ ሕቶ ኣለኒ ጠንክር ጋዘጠኛ ❤
@Tekletube
2 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበረለይ ምዓረይ❤
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ💖💖💖💖💖💖
ብሓቂ ክሕገዝ ዝግቦኦ ኣቦ ኣጆካ😮❤
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏👏💖💖💖💖💖
ኣሰይ ደስ ክብል ግልፅነቱ❤❤❤❤
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስቅስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏💖💖💖💖💖💖💖
ዋይ ዕዱል ሰለዝራኣኩካ ደስ ኢልሊ
@mariyamey555
2 ай бұрын
❤❤❤እመብርሃን ታሓልኪ ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️
ጋዜጠኛ ጅግና ኢኻ💜 ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ኣቦና🥰💙
@EdyatTube-pm3vs
2 ай бұрын
አሜን
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስብስክራይብ ቻሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿👏👏💖💖💖💖💖💖💖💖
@EdyatTube-pm3vs
2 ай бұрын
@@MgbeyMgbey ገሬኪ ነስኪ ለ ተሓባበርኒ
ብጣዕሚ እዮም ጠካራ 😊
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏🌿🌿💖💖💖💖
ሰመረ ሽኮር እንኳዓ ዳሕና መፃኻ❤❤❤
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏🌿🌿💖💖💖
ኣንታ ጅግና በርትዕ
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ💖💖💖👏👏👏
መሕዘንን መምሃርን ፅንዓት
@Tekletube
2 ай бұрын
ሳብስክራይብ ተሓባብርኒ እምበተዋይ
*_አምላክ ፍቅሪ እዩሞ ፍቅርኩም ይመልሰልኩም ብሓቂ ዝገርም መልአክቲ እዩ ኩላትና ደቅ ሰባት ሕቶ ከም ዘለና ኣይንረስዕ😥😥😥_*
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌿🌿💖💖💖💖💖
ኩቡር አቦና ብሓቂ ዝገርም ታሪኽ ❤❤❤❤
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስብስክራይቅ ታሕብብርኒ🌿🌿👏👏👏
እዚ ገዜጠኛ ደስ ዝብል እዩ ዘቅሪብ ቀፆለሎ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ🌿🌿👏👏💖💖💖💖💖
ዝተፍቅሮ ሰብ ካብ ዓይንካ እብር አብ ልብካ አይገልን 😭
ስልኪ ይህልወካ ዶ ይከውን ኣቦይ ኮይኑ ተራኢኒ ማዓረይ😢😢 ስልኪ ዝሓወይ አብ ዝሓዝክዎ ክዝክሮ ደልየ ኣለኹ😢😢
@uniqueshow.
2 ай бұрын
09 33 190072
❤❤🙏
ዕዱለይ ዕደመን ጢዒናን ያሃብካ ❤❤
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ👏👏💖💖💖
@MaaanjJopnj-pg2bu
2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍ ኣያዋይይይ😢😢😢
ምስ አጆካ ሲ ንሓግዞ አሕዋቶ❤
@uniqueshow.
2 ай бұрын
09 33 190072
ኣይርድአኪይ ድዩ❤❤❤
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ💖💖💖💖👏👏👏💖💖💖
ጥንካራ ኣባ ጀግና ኢካ 👌💖
ane nezi gazetegna afkireyo aleku ኣነ ነዚ ጋዜጠኛ ኣፍቂረዮ ክሞት ኢለ ኣለኩ ኣረዱኡለይ
ኣቦዋይ❤❤❤❤❤
አየየየ አዛ ዓለም ግን😢😢😢
Hwet wred deyb aya😢❤❤
Tazefkerwa hadar tezeyhalywa begaka arakbom❤❤❤❤❤
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ🌿👏👏💖💖💖💖💖
❤❤❤🎉
💔💔💔💔😭እፍፍፍ ካብዚ ዘወሰደክምዎን ገንዝብ ብንቆሰ የብልኩም
ዘገርም ዛንታ❤️❤️❤️❤️❤️
ኣሞራል ሰብ የትንከኣ ጽቡቅ እናሃለወ ከኣ ጌጋ እዬ ኣይንበል ፍቁራተይ
ብጣዕሚ ዝገርም ዛንታ፥ ዝገርም ፅንዕትን ጥንካረን
@Tekletube
2 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምዓረይ
Egzabher yesakialka baelu yhagzka
@MgbeyMgbey
2 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ🌿👏👏💖💖💖💖💖💖
ኡፍፍፍ ድክነት ዓይና ትጥፋእ ኡፍፍፍፍ
ኣሪክቦ ምስ ወዲ በጃካ ❤
ውቅሮይ ኮ ውላዳ ፍሉያት እዮም🙏💚🤗
@mariyamey555
2 ай бұрын
❤❤❤እመብርሃን ታሓልኪ ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️
@user-mt1kx5kc4o
2 ай бұрын
@@mariyamey555 ገይረልኪ💚🙏