New Eritrean Video 2023 "መሳጢ ዕላላት ወዲ ጀበሊ" (ስድራ ክትርኢ መጺእካስ ኣብ ገስት ሃውስ...!)

Пікірлер: 271

  • @starthegunners7089
    @starthegunners70897 ай бұрын

    ወዲ ሰብ ቃል ናይ ወዲ ጀበል ምስ ሰምዓ ተመስገን ከም ዝለምድ ርግጸኛ'የ ምኽንያቱ ምስ ብዙሕ ከብደቲ ጸገማቱ ንሂወት ብተመስገን ብዘይ ምምራር ስለ ዝሓልፎ:: ስለዚ ብዘለና ተመስገን ንበል 🙏🙏🙏

  • @isseyasisseyas7764

    @isseyasisseyas7764

    7 ай бұрын

    😅😅😅😊

  • @isseyasisseyas7764

    @isseyasisseyas7764

    7 ай бұрын

    😊⁰

  • @abelowadigirmay6658

    @abelowadigirmay6658

    7 ай бұрын

    Nay bhaqi🙏🙏❤❤❤

  • @muhammedomer3975
    @muhammedomer39757 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ንዂሉኩም ደቂ ሓላል ኪያር ካብ ቀጠር❤❤❤ ኤረይ ሃገረይ❤❤❤❤

  • @user-db2jn4ej5z
    @user-db2jn4ej5z7 ай бұрын

    We Love You wedi jebli❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @natnaelkuflom
    @natnaelkuflom6 ай бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል መደብ ዩ ኣዝዩ መሃርን ኣዛናይን ቀጽልዎ ደቂ ሓላል ሜረት። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @KisanetTesfay-nq1fj
    @KisanetTesfay-nq1fj7 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ጽቡቅ ስራሕ ወዲ ጀበሊ ቀጽልዎ መምሃራም

  • @AA-jz1gc

    @AA-jz1gc

    7 ай бұрын

    Sellam Yonas mes woadey gebely betemi des zebel program eyuw teshkuna allekum betaemi nemesegnekum kulena.abdege eneber.sellam emulue alem.

  • @user-ex8qq6pw1w

    @user-ex8qq6pw1w

    7 ай бұрын

    ​@@AA-jz1gcجججججج،

  • @blasattmesgan4100
    @blasattmesgan41007 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤😍🇪🇷🙏🇪🇷❤🌹🌹🌹🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @milkiyaskahsay-qq1gh
    @milkiyaskahsay-qq1gh7 ай бұрын

    ዛ ናይ ጌስትሃውስ ጽብቅ ተዛሪብኩምላ ኣካረይቲ ጌስትሃውስ ዳኣ ኣንጻርኩም ክላዓሉ ኢዮም እምበር ኣነስ ኤርትራ ከይዳ ምስ ስድራይ ኣብታ ዝማመቅኩላን ዝሓንቀቅኩላን ዝዓበአኩላን ገዛይ የሕሊፈዮ ወጻኢታት ኣብ ጌስሃውስ ክጠፍእ ዝነበሮ ናይ ገዛና ንብረት ገዛዚአሉ ቀያይረሉ

  • @michaelhabtegergshi5447
    @michaelhabtegergshi54477 ай бұрын

    መርሓባ🇪🇷 ጥዑማት 🫶🏾ሰባት 🇪🇷እግዚኣብሄር 🥰ዕድመን 👏🏾ጥዕናን 🙏🏽ይሃብኩም🇪🇷

  • @mybestisyettocome.5753
    @mybestisyettocome.57537 ай бұрын

    እዚ ብዛዕባ ናይ መርዓ መርዓውቲ ዘይብሉ ዳስ ምግባር። ወለዲ ዮም ዝእዝዙ ዘለዉ። ክንላለ ብዝብል ምስምስ መርዓ ሙሉእ የሕልፉ። እቶ ደቆም ታኣዘዝቲ እዮም። ስለዚ ወዲ ጀበሊ ኣብዚኣ ጌጋ ኣለካ፡ ኣብቲ ካልእ ግን ከምቲ ልሙድ ኣዝዩ ደስ ዘብል ቀጽል❤ዎ❤❤❤❤❤

  • @user-cv7np2xc2j

    @user-cv7np2xc2j

    7 ай бұрын

    ትኽክል

  • @user-lm4xn9nj3n
    @user-lm4xn9nj3n7 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤ ወድ ጀበልይ መቅሰን ከከከከከከከ

  • @NatiTesfay-qf3or
    @NatiTesfay-qf3or2 ай бұрын

    Betami xebuk mahri medeb kexliwo

  • @desbelefesihaye994
    @desbelefesihaye9947 ай бұрын

    ዮናስን ወዲ ጀበሊን አድመን ጥአናና ይሃብኩም

  • @tomastinti1904
    @tomastinti19047 ай бұрын

    ሰላምኩም ይብዛሕ ብጣእሚ አየ ዘድንቐኩም ወዲ ጀበሊ አሞ ወላዲ አኡ ናይ በሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ።እሞ ኣዛ ናይ ገስት ሃውስ ዝበልኩማ ርእይቶ ኣላቲኒ መናልባት ቖልዑ ይህልውዎም እሞ ከይ ጸቦም ኢሎም ዝካረዩ ይህልው አዮም አበር በቲ ዝበልኩሞ ይሰማማዕ እየ ሰላም

  • @sabasabina5346
    @sabasabina53467 ай бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል መሃሪ መደብ ቀጽልዎ 🎉❤❤❤❤

  • @MeriYouTube3410
    @MeriYouTube34106 ай бұрын

    Wedi Jebeli ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኻ ❤❤❤❤❤❤

  • @brhanzetigray
    @brhanzetigray7 ай бұрын

    ደስ ዝብል እናስሓቐ ዝምህር መደብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወላዲና!

  • @stellaberhane1053
    @stellaberhane10536 ай бұрын

    የኒ ሐወይ we love you guys 🇪🇷👍🙏🏾❤️❤️👍

  • @user-pi7vt3wg1g
    @user-pi7vt3wg1g7 ай бұрын

    መርሓባ ብርኻት ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍

  • @AfricaBeauty35
    @AfricaBeauty357 ай бұрын

    What a smart men…. I wish he open a Therapy business. He’s the most intelligent. I’m so proud of you!

  • @kiflegebremariam4562
    @kiflegebremariam45626 ай бұрын

    ወዲ ጀበሊ ናይ ብሓቂ በሊሕ ሰብ ኢካ ኣድናቂካ እየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብዛ ኣብ ደገ ዝተመርዓዉ ወለዲ ኣብ ዓዲ ከኣ ብዘይ መርዓትን መርዓውን ዳስ ተኪሎም መርዓ ይገብሩ ዝብል ዝበልካያ ኣነ ከምናተይ መጽናዕቲ እቶም መርዓትን መርዓውን ሽቃቅ ሓጺቦም እዮም እቲ ገንዘብ ዘምጽእዎ ኣብ ትርጉም ዘይብሉ ገንዘቦም ክዘርዉዎ ደስ ዝብሎም ኣይመስለንን ግን ኣብዚኣ ንወለድና ክነቅፍ ደልየ እካ ዘይኮንኩ እቲ ድሌታትን ጸቕጥን ግን ብወገን ወለዲ እዩ ድሌት ናይ ወለዲ እዩ ብሓጺሩ እዚ ከኣ ክተርፍ ዘለዎ እግዛ ኣብሄር እዉን ዘይፈትዎ ነገር እዩ ዝብል ሓሳብ ኣለኒ

  • @kulusebey35
    @kulusebey357 ай бұрын

    መጽሓፍ ዝኾነ ወዲ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣያና። እዚ ምኽሪ እዚ ብቀሊል ክርከብ ዘይክእል ምኽሪ እዩ።

  • @I5mH2iO2r
    @I5mH2iO2r7 ай бұрын

    Yoni mis wedi jebli Edmen tenan yahabkum kexlwo ekom ❤❤

  • @user-ez6bc9bh7g
    @user-ez6bc9bh7g7 ай бұрын

    We love yo wedi jebeli❤❤❤❤❤❤

  • @FanielTeklegergsh
    @FanielTeklegergsh7 ай бұрын

    Wawww wedi jebeli endasehaqka tmhrti naybhaqi Abi meliekti tena yhabkum fetari 😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤qexlwo ❤❤❤

  • @awetokbamicael8348
    @awetokbamicael83487 ай бұрын

    We’d jebeli abza nay mera tegagik mknyatu weledi iyom nseb ab zey eduo zeetiwuwo zelewu

  • @semharbrhane4170
    @semharbrhane41706 ай бұрын

    ወዲ ጀበሊ እታ ናይ መርዓ ብትክክል ገሊጽካያ ጃህራ ኢዩ።

  • @mogosfshaye5038
    @mogosfshaye50386 ай бұрын

    ዮናስ ሓወይ እዚ ምስ ብዙሓት ሰባት ትገብሮ ዘለኻ ዕላላት ርክባትን ብጣዕሚ ማሃርን ንባህልናን ልምድናን ዝትንክፉ ነገራት ንኽንእርሞም ከነማዕርዮምን መተሓሳሰቢ ኢዮም ። ዮናስ ሓወይ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ።

  • @peace2684
    @peace26847 ай бұрын

    Wedi Jebeli you are amazing person May God give you long life 😂😂😂

  • @fitsumtewelde894
    @fitsumtewelde8947 ай бұрын

    Nice good ❤🎉

  • @freedomfreedom447
    @freedomfreedom4477 ай бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ሰላም ጥዑናን ንምነየልኩም.

  • @user-nv3lg6ev8z
    @user-nv3lg6ev8z7 ай бұрын

    Wedi Jebeli yaho ❤❤❤❤❤❤

  • @user-nf2dk1ht2s
    @user-nf2dk1ht2s7 ай бұрын

    Ajoka anibesa jigna wedi erey anbessa ajoka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @weldeyemane9633
    @weldeyemane96337 ай бұрын

    ዕላልኩም ደስ እዩ ዘብል::እታ ኣይትስደዱ እናበለ ይወራዘ ዝበልኩማ ግን ጌጋ እያ:: ከምዚ ዝኣመሰሉ ወለዲ ምስ ደቆም ዓሚቅ መንፈሳዊ ርክብ ዘለዎም እዮም :: ናብራ ደቆም ዝርድኡ እዮም::

  • @robelbirm9522
    @robelbirm95226 ай бұрын

    ezi medebe ❤❤❤

  • @abielkibrom9056
    @abielkibrom90567 ай бұрын

    This man is incredible

  • @estifkidane3717
    @estifkidane37177 ай бұрын

    Waw ,waw, Amazing philosophical expanation ,very intersting topic. Go ahead and keep it up Yoni and Wedi Jebeli.

  • @user-km5ny2gt1x
    @user-km5ny2gt1x6 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @estifbatu1468
    @estifbatu14686 ай бұрын

    Entai ainet blihn lebamn bal hlna wedi gebeli grand azmarino ❤tebarek

  • @dehabtekle4643
    @dehabtekle46436 ай бұрын

    Kubur wedi jebeli admen tanan❤❤❤❤❤❤🌹😍🌹💯💯🇪🇷🇪🇷👍👍

  • @mekonnenandemariam9660
    @mekonnenandemariam96607 ай бұрын

    Wed jebeli we love you ❤❤❤

  • @akliluzemed9904
    @akliluzemed99047 ай бұрын

    I really like what you do. Thank you it is educational.

  • @user-lh4dx2os4o
    @user-lh4dx2os4o7 ай бұрын

    Sir Wedi Jbli, thank you, sir, of course, all of you team !!! salute !!

  • @filmonakeza4518
    @filmonakeza45187 ай бұрын

    Wedi jebeli best of best, thank you yoni for bringing this talented person

  • @piealpha795
    @piealpha79521 күн бұрын

    ወዲ ጀበሊ ጽቡቅ ናይ ትግርኛ ምልከት ከለዎ ሓደ ሓደ ግዜ ካብ'ኡ ዘይትጽበዮ ጌጋታት ኣጠቃቅማ ቃላት ይገብር ፣ ወዲ ጀበሊ ን'ኣብነትን ንምሳለን ዝብላ ቃላት ትርጉመን ዝፈልጠን ኮይኑ ኣይስምዓንን ፣ ምኽንያቱ ምምሳል ማለት ብተምሳላዊ ኣዘራርባ ሓሳብካ ምግላጽ ማለት እዩ ን'ኣብነት " ዓመት ዘየብልዕሲ ዓመት የጻልእ" ፣ ኣብነት ማለት ድማ መግለጺ ፣መረጎዲ ሓሳብ ኮይኑ ነቲ ትዝረበሉ ደለኻ ሓሳብ ዝድርዓልካ ማለት እዩ ፣፣ ኣብ ሹቅ ኬድካ ብዙሕ ዓይነት ፍረታት ክትገዝእ ትኽእል ን'ኣብነት ኣራንሺ ፣ ለሚን ፣ ሜለ ፣ መንደሪኒ ፣ ዘይትብን ወዘተ ፣ ወዲ ጀበሊ ን'ኣብነት ትብል ቃል ትርጉማ ኣይፈልጣን እዩ ኣይጥቀመላን ኸ'ኣ እዩ ፣ እታ ንምሳለ ትብል ከም ጨው ኣብ ኩሉ እዩ ዘእትዋ ጌጋ

  • @user-jf7wn9nl1p
    @user-jf7wn9nl1p7 ай бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ

  • @robelbirm9522
    @robelbirm95227 ай бұрын

    eza programme ketequwaretse yebelane we love you

  • @senaitgebrehiwet2851
    @senaitgebrehiwet28517 ай бұрын

    Wedi Jebeli Shikor Kaza Enbahe Bele ❤❤

  • @user-iw8mp1oe3e
    @user-iw8mp1oe3e6 ай бұрын

    ኣነ ኸማን ኣብ ኣሜሪካ እንድየ ዝቕመጥ ሓደ ሓደ ዕላል ክመጽእ ከሎ ኣነስ ንስድራይ ኣይሰደሎምን እየ ነብሶም ዝኸኣሉ እዩም ይብል ነይረ ግን ከምፈኸራ ዘይኮነስ ከም ዕድለኛ ጌረ እየ ዝወስዶ ነይረ፡ እቲ ዝሰምዕ ግን ትዕቢት ዝዛረብ ዘለኹ ጌሩ ክወስዶ ይኽእል ይኸውን፡፡ ንቤተሰብ ሓገዝ ግን ይሰድድ እየ፡ ኣቦይን ኣደይን ግን 2016 , 2018 ዓሪፎም። እቲ ተቐቢሎም ንቤተሰቦም ዘይህቡዎም ግን ካብ ምባል ንኻኦት ቤተሰብኩም ሓግዙ ኢሎም እንተዝመኽሩዎም ምሓሸ፡ ❤

  • @micaelzekarias1537
    @micaelzekarias15377 ай бұрын

    Welcome love u both so much. GBU

  • @user-jq7ef2xo7w
    @user-jq7ef2xo7w7 ай бұрын

    ዮናስ ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኣብ ዝመጽእ መደብካ ን ወዲ ከረን ባ ኣምጻልና please ❤❤❤❤❤❤❤

  • @mhreteabbrhanetesfay4296
    @mhreteabbrhanetesfay42967 ай бұрын

    Btaemi xbuk medeb! Bwegeney mereawti ab dege merea ab wshti hager btaemi ktdgef zelewa ya! Eti hzbna keman ydrer! Ab dege ztefae bajet belaeu zeyfelet eyu zetehasasbeka 🇪🇷❤️🐪

  • @milkiyaskahsay-qq1gh
    @milkiyaskahsay-qq1gh7 ай бұрын

    ትድንጊና ኣለኩም ክብራትን ብሉጻትንነ❤

  • @gutenmorgen9404
    @gutenmorgen94047 ай бұрын

    Danke yoni und wedi jebeli

  • @muluekahsay5990
    @muluekahsay59907 ай бұрын

    Welcome deki erey halalat kexlwo

  • @kem6470
    @kem64707 ай бұрын

    ቐጽልዎ❤❤❤❤❤❤❤

  • @yitbarekkinfe8681
    @yitbarekkinfe86817 ай бұрын

    ካብ ፖሎቲካ ወፂና ተጋሩን ኤርትራውያን ከም ወዲ ጀበሊ ንትውልዲ ዝሓልፍ ትምህርቲ ነምፅእ ቀፅሉሉ

  • @dani52328
    @dani523287 ай бұрын

    Lovely program keep going 🥰🔥🔥🔥🥰 !!

  • @hntsarussom
    @hntsarussom7 ай бұрын

    I appriciate wedi jebeli perfect teacher

  • @yuel8254
    @yuel82547 ай бұрын

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @robielzeray7285
    @robielzeray72857 ай бұрын

    Yekenyelena yehwat❤❤❤

  • @afewerkikaleab-io1ww
    @afewerkikaleab-io1ww7 ай бұрын

    Wedi jebeli & yoni thanks ❤❤❤

  • @hagoshilu6088
    @hagoshilu60887 ай бұрын

    Wedi jebeli azmarino nska seb eka seanka nierka kemzi gieru zezarbeka ember buzuh temekuro nay hiwet aleka buzuh nmahar alena kabaka selam ne melue eritreawi ab mulue alem fah elu zelo🇪🇷❤️🫶

  • @proud894
    @proud8947 ай бұрын

    Amaizing

  • @tedrosamnueal5995
    @tedrosamnueal59957 ай бұрын

    Kef zelkum deqi Adey ❤

  • @regatgebreu9130
    @regatgebreu91307 ай бұрын

    Selam deki Eritrea, ❤❤❤❤❤ it’s true what you said Wedi jebely

  • @samihaile7222
    @samihaile72227 ай бұрын

    Edmen tienan yhabkun yonas &wed jebeli🇪🇷❤️❤️❤️

  • @mebratberhane7402
    @mebratberhane74026 ай бұрын

    Well come ❤❤❤❤

  • @samze930
    @samze9307 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤wedi Jebeli zeymino ilalu fewsi libi.100%

  • @robelbirm9522
    @robelbirm95226 ай бұрын

    eza medebe ❤❤❤❤❤

  • @Adulis_TV
    @Adulis_TV7 ай бұрын

    Welcome back kexilo ezi medeb xubk eyu menseyat buzuh nemhar alena kabakum wedi jebli Yonas abraham

  • @negashbrhane5617
    @negashbrhane56177 ай бұрын

    Welcome deki eri

  • @hadishmonsur4738
    @hadishmonsur47387 ай бұрын

    ❤ Thanks

  • @ngusetekle1156
    @ngusetekle11567 ай бұрын

    ብጣዕሚ ብፍላይ አዞም ስደተኛታት ኣብ ምዕራብ ዓሎም ዘሎና ነቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ትሑት ዶሚዝ ወይ ኣታዊ ዘለዎ ጭዋ ሕብረተሰብ ሞራሎም ምትንካፍ እዩ እቲ ዕላማ ካብዚ መንግስቲ ዝተኾብለም ኣጣራቒሞም ነቲ ኣብ ሃገርና ዘሎ መንእሰይ ሞራሉ ምስባር እዩ ስርሖም ጹቡቕ ገርኩም ዳኣ ዳህስስዎም thanks a lot keep it up i like the realty of wedi jebeli

  • @rezenehabtegerish8294
    @rezenehabtegerish82947 ай бұрын

    Well came yoni and wedi jebeli i niss u guys reze from Canada,,

  • @rahel7771
    @rahel77715 ай бұрын

    ንኽትርአ "ኮ ኢኻ ትጠፍእ!! ብሐቂ ንሓበሻ እተጥፍአና ብዘይብልና ነገር መሲልና ኽንረአ እዩ ምኽሪ ዓበይቲ መሬት ወይወድቕ! ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም እግዚአብሔር

  • @semere8059
    @semere80597 ай бұрын

    Abzia emo ☝️wedi jebli btaemi nfue eka gin lomi si aygdn, emberkes seb bmustota kinebr eyblun kab habeni kigalagel dea kitzareb neyruk. Ember nmntay zeysededu malet kebdka mgfah eiu nabra kea bitaemi kebd eiu ab westae zeyfetene yfetna , buzhat yehwatna nebsom yetfau alewu nabra sile zikebdom

  • @gomadgodam9421
    @gomadgodam94217 ай бұрын

    ❤️❤️❤️❤️

  • @berhe-berakitsega9701

    @berhe-berakitsega9701

    7 ай бұрын

    ❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🇨🇭

  • @abdulrahimabdulkadir5936
    @abdulrahimabdulkadir59367 ай бұрын

    Thank you journaliste yonas and wed jebli 🤩🤩

  • @tekluberhe8972
    @tekluberhe89727 ай бұрын

    Abet melekti biflay ta nay weledi geza kirayin maharitin ❤❤ azanagaetin melkti binaxa timrti Thanks 🙏

  • @user-uc3xp9ob4b
    @user-uc3xp9ob4b7 ай бұрын

    The best podcast

  • @user-hs4lv6wy1y
    @user-hs4lv6wy1y7 ай бұрын

    ،👍❤

  • @user-vj8tj9pm5x
    @user-vj8tj9pm5x7 ай бұрын

    Jebeli abona edmen tinan yhabka.ግን ኣነስ ብዛዕባ ፍቅሪ ባ ንገረና ኣዋልድ ሲ አንታይ ኢየን ዘቀባትረለን ዘይፈትዋ ዚኣ መልሰልና

  • @hhah1039
    @hhah10397 ай бұрын

    ባባቢየ ሽኮር❤❤❤❤

  • @AhmedAsli-nw6tm
    @AhmedAsli-nw6tm7 ай бұрын

    Wedi jebali ❤❤

  • @Edengirmay794
    @Edengirmay7947 ай бұрын

    Wedi jebeln yonasn edmen tenan yhabkum❤ aytdengyna

  • @user-rd7tv2qs3q
    @user-rd7tv2qs3q7 ай бұрын

  • @merhawitekleab8351
    @merhawitekleab83517 ай бұрын

    ወዲ ጀበሊ smart ❤❤

  • @AmanAman-ed4ud
    @AmanAman-ed4ud7 ай бұрын

    Like rgexu eske

  • @millionmicaell4768
    @millionmicaell47687 ай бұрын

    ❤❤

  • @zargo33
    @zargo337 ай бұрын

    Jebelino tenebibu zeywudae mexhaf ❤👌👏👍

  • @mihreteabgebrekidan3144
    @mihreteabgebrekidan31446 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @amanfdaerllpl452
    @amanfdaerllpl4527 ай бұрын

    ❤❤❤ wedi jebelino abi seb nberelna

  • @FerejMahmud
    @FerejMahmud7 ай бұрын

    ❤🌹❤🌷

  • @user-mm7gi4ev6w
    @user-mm7gi4ev6w7 ай бұрын

    Grazie mille wedi gebel

  • @leterfaleteklit
    @leterfaleteklit7 ай бұрын

    Geden aykonene ketenger yonas hawey seb mesele alwo abe gerba so ❤❤❤

  • @ErdiYosief
    @ErdiYosief7 ай бұрын

    Welcome ❤❤❤❤❤❤❤❤ Yoni & Wedi jebeli

  • @maharitekle9156
    @maharitekle91567 ай бұрын

    ❤ ብጣዕሚ መሳጢ ዕላል..ዮናስ ሓዉና ወዲ ከረን ብዳሓን ዲዩ?

  • @kubromghebrhanes2091
    @kubromghebrhanes20917 ай бұрын

    Tiena yhabeley Ftuwat ❤❤

  • @alula763
    @alula7637 ай бұрын

    ዮናስ ፡ ወዲጀበሊ ሰላምኩም ይብዛሕ ኣሕዋት ። ዘልዓልኩዛዕባ ኣገዳሲ ዩ ። ክምዝበልኩምዎ ስባት ዝተፈላለ ሓሳባት ሒዞም ንዓዲ ንዕረፍቲ ይመጺ ፡ ኣቦን ኣደን ፡ እሕዋት ፡ኣዝማድ ይዕሩክ ፡ ኣስመራ ፡ ዝተፈለየ ግን ንደቆም ኤርትራ ዓዶም ከላልዩ ነዞም ኣብስደት ዝተወልዱ ቆልዕት ምስ ዘለዎም ናይ ወጻኢ ባሕሪ ንዓዶም ብከማይ ከምዘፍቅርዎ ከቢድ ወጻኢታት ይገብሩ ስለዚ እዚውን ኣሎ ❤

  • @awetkifleysusaraya9291
    @awetkifleysusaraya92917 ай бұрын

    ❤❤🎉🎉🎉🎉

Келесі