ካብ ሓደ ፕሮፈሰር USA ንወዲ ጀበሊ ዝቐረበ ሕቶ # New Eritrean Video 2024
ካብ ሓደ ፕሮፈሰር USA ንወዲ ጀበሊ ዝቐረበ ሕቶ # New Eritrean Video 2024
• ታሪኻዊ ዕላል ምስ ሓርበኛ ኣዴና ጽ...
• ታሪኻዊ ዕላል ምስ ሓርበኛ ኣዴና ...
• መስተንክራዊ ቆልዓ # New Erit...
• ተመርዕያ ከተብቅዕ......ሳዕቤን ...
• ዘይምኖ ዕላል ምስ ኣባል ማትኣን ዳ...
• ዘመነ ግርህነት ሓሊፉ`ዩ # New ...
• ሕልና ኣልቦ 78 ዓመት ዝዕድሚኡ ...
• ንሰበይቱ ለኪሙስ ንጓሉ ከኣ .......
• ወዲ ሓደራን ኣደናቒ ዕላላቱን “ ዘ...
• ብሽክለታ ከም ኣእጋረይ’ያ " ልዕ...
• ብዓልቲ ቤቱ ካልእ ሰበይቲ ደኣ ለሚ...
@HDMONANEBARIT @StarEntertainmentEthioEri @AdmasMusic @EriOneTouchEntertainment @EriTVEritreaOfficial @MaraEntertainmentEritrea @BAHGNATV
Пікірлер: 143
ብዘይ ቀልዓለም ወዲ ጀበሊ ንባህርያት ናይ ደቂ ሰባት ብዕምቆት ዝገልጽ ፍሉይ ልቦናን ዕምቆት ይእምሮ ዝውንን ሰብ።
@haileghebregherghis2315
3 күн бұрын
Aaa❤
ምሳለ ወለድና ኣባይታ ኣይዓልብን ቆልዓ ብንእሱ ቆርበት ብርሕሱ ይብሉና ሓቂ እዩ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷👌👌👌👍🙏🙏🌹🌹🌹🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Kkkkkkk ወዲ ጀበሊ ያሆ 😂😂 እታ ናይ ንግሆ ምትሳእ 😂😂 ኣብዚ ካምፓላ እንኮዕ ኣይትርእየና መብዛሕትና 3\4 ኢና ንትስእ ብሕጂ ግን ከነዐርያ ኢና ፣ ካምፓላውያን ላይክ እስኪ 👍
@lovetube9672
16 күн бұрын
😂😂😂😂
@y-mototo90
14 күн бұрын
ክሳብ ሳዓት 4 ናይ ቀትሪ ትድቅሱ ሓዋላ እንዳ በልዕኩም ክክክ ንሕና ካ ኣብ ጀርመን ሳዓት 4 ናይ ንግሆ ንትስእ ስራሕ ክንከይድ ፍሉያት ኢኩም ኢዝዮም ናይ ኣፍሪቃ
@MussieNegassi-dv7hd
13 күн бұрын
@@y-mototo90 ንሕንቅቀሉ ጊዜ ዩ ኣጋጣሚታት ዝፈጠሮ ኣብ ኻርቱም ብግፋ ጽርግያ ምውጻእ ክሳብ ንስእን ኣብ ኣዲስ ብጭውያ ብቆንቆና ኣብ መሬት ሓበሻ ዘይከምትጽቢትና ፡ ብኽንደይ ጾሎት ካምፓላ ኣቲና እዛ ድቃስ ዓብያትና ድያ ዓመት እኮ ዘይመላእና ባዕልኻ ኮ የዕርፉ ደቅሱ ምበልካ ! ከነርክበሉ እንዲና ወጋሕታ ምትሳእ ደሓር ከኣ ንስኹም ኮሎኹምና😍
@Habesha-1942
13 күн бұрын
@@MussieNegassi-dv7hdእዞም ናይ kampala ፍሉጣት ኢኹም ብድቃስ 😂😂😂ግን ምድቃስኩም ይሓይሽ ካብ ከምዞም ናይ ኣዲስ ስኽር ሓዲርካ ቀትሪ ኮለል ምባል 😂😂
@MussieNegassi-dv7hd
11 күн бұрын
@@Habesha-1942 ክብረት ይሃብካ ወደይ 😁
ወዲ ጀበሊ ተነቢቡ ዘይዉዳእ መጽሐፍ ኢኻ ንበረልና ካባኻ አዚዩ ብዙህ ኢና ንማሓር አይትጥፋአና ወዲ ኤረይ ጻዕዳ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏
❤❤❤ welcome back ወዲ ጀበሊ የቀንየልና ዘይምኖ መደባት ኢዩ ዘለኩም ቀጽልዎ ኣጀኹም ❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️💯👑🥇✅🤴🥇🥇👑👑💯💯💯❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷✅✅✅🙏🙏🤴🤴
ወዲ ጀበሊ ልዕሊ ቃላትካ ትሕትናኻ ልዕሊ ትሕትና ክብረት ሚዛን ሰብ ሓሊኻ ፍልጠትካን ተመኩሮኻ እተካፍል -ናይ እዛ ዓመት ዝበለጽካ ሰብ ኢኻ ንዓይ።❤❤🎉❤🎉❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤🎉🎉🎉🎉❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤ ከይተሓለልካ ቀጽሎ ንጸምኣካ ኢና !🎉
@asmerashikor8778
14 күн бұрын
Timhirti lekas feltetn serah teserhalu eyu ab gezaka temeharo yebezeh wede jebeli kulu tebli mis Yonas 100% haki eyu kulu weseit nay sedera eyu. Hito alahini sederana bahlina kyu seb kenekeber meat ena ab hiji koine kereo keleku gn kudem hadareka sederaka tekebir fekiri tehib emo dehray kea nikulu seb tekeber adey gn sedera deyefekeret deyekiberet kab gezea wesae seb lieili nebsa tekibir tegeber, tegoyy, nifeti tesewae bseb ezes entay tebio yonas tegedeseka melusely wey bzaeba eze areseti amesealina mis wede jebeli kemzi natey zehamemkum zelekum kea melisuley ane hemam eyu nay tena ayekonen ele demdemeyo resultu selezerakiwo btami yegeremeni 🙏
ኢንቓ ብዳሃን መጻኢኩም ኣተቓሪዉ በጃኩም ጸቡቅ መደብ ኢዩ የማስግነኩ 🙏🏾👍🏾🇪🇷🇪🇷🌿🌴🌿🌻🌻🇪🇷🇪🇷💗
Eza arsti btami abayn agedasitn eya. Nwladka 1. gzie habo , 2. tsn elka simayo 3. hasabatu awedayo. 5. .neti zihateto neger wey zideleyo neger positivn negativn aredayo. mknyatu , et melsi Abu kirekbo eu. Kem akmu amakro entay ymesleka kemzi entegeberna. nabnet: ab geza kitserh keleka hji kemzi kingebr ena dahar kaa kemzi . elka akmu zikone hasabat endhr akafilkayo, ms abeye emunn ewtn eu zikewn zigebromn zihasbomn negerat kaa Kulu yekafleka.❤
ሰሚዕካ ዘይጽገብ ምቁርን መሃርን ዕላል ወዲ ጀበሊ & ዮናስ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🇪🇷🇪🇷❤️❤️
Thank you Professor wedi Jebli Jegna Eritrawi Ade welda timken. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Thanks Adalawi medeb xebuk akarareba.
Thank you Yonas and Wedi Jebeli, love your educational advice and info
ዮናስ ካብ ወዲ ጀበሊ ንላዕሊ ተማሂርካ ኢካ ግን ኣብ ክልስ ሓሳንብ ወዲ ጀበሊ ብ 10 ዕጽፊ ይበልጽ ካባኻ ምኽንያቱ ገሊኦም ዘይተማህሩ ከምዚ ይብሉ ኢዮም ኢልካ ተቕርቦ ሓሳብ ወዲ ጀበሊ ካብቶም ዘይተማህሩ ኮሎ ሊዕሊ እቶም ዝተማህሩ ኢዩ ዝገልጾ ዘሎ ወዲ ጀበሊ ውን ካብቶም ዘይተማህሩ ምኻኑ ኣይተረድኣካን ኣሎ
ሰላም ሰላም ኮየላም ደቂ ኤረይ ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ እና ተመነኩ ዬኒ ኣብዚኣ ቀሪታ ኣላትኒ ቆልዓ እንስሳ ኣይኮነን እቲ ናቶም ዝምባለታት ከነንብቦ ስለ ዘይንኽእል ነቶም ደቅና ገጊኛታት ንገብሮም እቲ ጸገም ኣባና ኣብ ወለዲ እዩ ኮይኑ ዝስማዓኒ ስለዚ ናይ ቆልዓ ሓንጎል ጽሩይ ከም ማይ ንግሆ ክብል ይፈቱ ብኣክብሮት
ኣዚዩ ኣገዳሲ ዛዕባ፡ የቀንየልና ክቡራት የሕዋትና
ክንዲ ዝጸልኣካስ ዓርክኻ ይኸውን ናይ ብሓቂ ንበረልና ክቡር ሰብ መምህር ሂወት ኢኻ 💗🙏🙏🙏 💗
Welcome Yona mes edum gashka professor wedi jebli
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤الله يحفظك ود جبلي
Wedi Jebeli kbur seb ms kbur hasab ❤❤❤🙏
መርሓባ ንኹልኹም ዜጋታትና፡ ንፉዓት ፡ ቀጽልዎ ፡ ኣነ ብልቢ ኢየ ዘመስግነኩም።❤
Jebeli asli haway 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💖🙏🏾
ሰላም ዮናስ ሓወይ ደስ ዝብል መደብ እዩ ዘለኩም ካብ መጀመርታ ይከታተለኩም እየ። ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም። የግዳስ መደብካ ክትጅምር ከለካ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ዘለኩም ተከታተልትና እንተ ትብል ኣይምሓሸን? ኣብ ክንዲ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ካብ ምባል! ሓሳብይ ርእይቶይ እያ።
@peaceandlove.
14 күн бұрын
B KZread silezimehalalef ab wishti zelewu ayketatelwon eyom.
Xbuk timhirti Ato We’d Jebeli❤🇪🇷🙏🏿
❤❤❤❤❤
Welcome deki erey marey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thix wide jebli your or the purofesser ❤🙏👌🐪👍👌
ጽቡቅ ንመሃር አሎና ይቀኔልና
Wwwww ybel melsi qexlwo memharan nay hiwet ekum bhaqi ❤❤❤❤❤
የቀንየልና ስለቲ ብቀሊሉ ዘይርከብ ብሉጽ መኽርኹምን ትምህርቱኽሙን መምህራን ሰነ-ሂወትን ሰነ ልቦናን ❤
አብ. ኤሜሪካ ቆልዓ. ምዕባይ ብጣዕሚ. ሐያልእዩ. ሐያል ዝገብሮ መብዛ 20:47 ሕቱ እቲ. ጸገም. አብ. ሞንጉ. አቦን አደን. ዘይ. ምስምማዕ እቲ. ዓቢ. ጸገም
ንቆልዓ ካብ ፍትፍቱ ኣብ ፊቱ
Nay bhaki abuy tmhrty bzuh kesibna ena abo menchi hayli edme ski yhabkum fetari❤❤❤❤❤❤
This is incredible expelling wedding Jebeli ❤
ሰሚዐ ኣይጸግበካ ወዲ ጀበሊ ሓውና ❤❤❤❤
Aye lbona aye tmhrti fltet wedi Geli & yoni ayni hager ekum btaemi nhna nmhar alena kexluwo ekum nafknakum kenina🙏
ወዲ ጀበሊ ማዓር ወለላ!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Ayay maarey ane meglexi eye zisenelka zeyeidar mexihaf ,do kiblka kelay lbsm mestewali tiegistega ,Kab muhurat Nlaeli eka , Egiziabiheir Edimen tienan yihabka,Gal Akirya ! U S A Texas
Wow amazing ❤
مشاء الله ❤❤❤
Proffesere eka nska nbalka wedi jebeli asli
Wedi jbeli mamherayi❤
Naybhaki abi zereba u thank u jebelino ❤
Welcome back deqi rimey 🙏🙏🥰🥰🥰
Eway tebarek ❤❤❤❤❤❤
❤❤ wedi jbeli memhr nay hiwet
Memhr ❤ edmen teenan yhabka
Welcome deki erey
Albert ainstein already quoted on this scenario imagination is better than knowledge which means in our terminology ( kab mehro, aemro.) thanks for explaining eloquently and wisely especially these days everyone is struggling in raising 21st century kids it becomes challenging for the diaspora people specifically I wish you can make more videos on this subject would be helpful for our people.
Selam yhawat ab eri TV ente teqrbwo kndey seb mtemahre
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ EDMEN TENAN YHABKA
Merhaba 💋💋💋🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Merhab burokat❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤ wedi jebli the Best
Welcome back baba jebeli.... E🇪🇷
Bitami ena Niftwekum❤❤❤
Wedie jebeli kef aleka
Wedi jebeli nnegerat bztefelaleye kurnat eka temaznom esu eyu kia fluynetka.
Amazing wedi jebalie azmarino asile
ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓሳብ ኣይሽንካይዶ ንሰብ ንእንስሳ ውን ብኸምኡ እንተቀሪብካዮ ይቀርበካን የገልግለልካን እዩ
Wedi jebely smart edmen teanan yhabka.
Waaaaaww ❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
ወዲ ጀበሊ ንቅድሚት
Wawwwwww
❤❤❤❤
Philosopher Jebeli ❤❤
ቆልዓ ኣብ ከብዲ ወላዲቱ ከሎ ኩሉ ይፍለጥ
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Bhai tsubuk ane zhaleke zekire 10 dekik bekye ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቅስልና ትገድአና አለካ ወላ እንታይ ግን ከኣ መምሃሪ ይኾነንና ማላት ስድራና አቢ ትምህርቲ ዮም ነአና ሰብ ግን ከስተውእል ይግበእ
ADE KE
❤🎉❤
❤🎉
❤
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤
wedi jebeli btaemi hanatsi hasab eu
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
مرحبا مليون ❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ jeblino yahoo so smart
ተቀዲሑ ዘይውዳእ ሰብኣይ
👌👍
Feradayi gobo beliayu zeyitibili.❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂❤😂😂🎉🎉😢😢😮😮😅😅😅😊😊❤🎉🎉😮😮.
🎉🎉🎉🎉
Hamayo zkonu sebat
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
Wedi jebeli❤
Eza aresti betami xbikiti meharetin eya wedi jebele zebelkayou kolo haki eyou Ana bzefeltom kereba beteseb abom xbuk kem yerokoto yebyoum nero abom inda hawo ab keren yenebero eyoum gin nisom ab geter eyoum abeyoum aboum ka ana ketema feteya aykonkon ab geter aebeyoukom enta zehelweni ab ketema menberkokom yebloum nero inta nefekom ab temeherti ab abi dereja ketbxeho ekom kem diki kosto enda bela habhebwom itom diko ka be nih 3 lesteom University Asmara ateyoum hada kabom DR koyeno itom 2 ka hda bi Economics iti hada ka Mathematics temerkom Abom dikey abzi dreja mebxehoum kemzi yeblom sela zeneberko eyoum abzi bxehom yelo yelelena nero
ezi ab ERE TV kiriea alewo ab dege zalena da dekika key wesdiwom elka kaman titinkak eka sile hisebula nati hizbina
👌🏽❤️🫂❤️👌🏽 ✌🏽
ወዲ ጀበሊ አዛ ሕቶ ነዓኻ አያ ኣብ ቀጻሊ ክትመልሰልና ተስፋ የግበር...... ኣብ ሰድራ ደቆም ፈላልዮም ዘረእዩ ገና አቶም ደቆም ንኣሽቱ ከለዉ ንሓደ ካብ ደቆም ጥራይ ብፉሉይ ይርእዩዎም ክስቶ ወደይ አኮ እዋእ ብኣድናቆት ይዛረቡ ነቶም ካልኦት ከኣ ኣይገደስሎምን ቡዙሕ ሕጂ ንዞም ክምዚኦም ሰድራ አንታይ ትብሎም ግሊኦም ከኣ ባዕሎም ዝወለዱዎም ኩፉእ ገናይ አንዳ በሉ ይዕብዩዎም......... ብፍላይ ብጸርፊ ዝዓቢ ቆልዓ ምስ ዓበየ ከምኡ ተጻራፋይ ይኸወን 😊
ab dka hager endika tnebr konka ab dege tethli milioner mknka wedi gebeli memhr nay hiwet
Ewy wedi jebeli nay bhaki memhir u ab Europa kemzi gerom eyom zbiywom.
ኣብዚኣ ክእርመካ ወዲ ጀበሊ: ቆልዓ 5 ዓመት ክሳብ ዝበጽሕ እንተዘይኣሊኻዮ ኦረማይ ስዒሩካ'ዩ:: ካብ 2 ወርሒ ጀሚርካ'ዩ ምእላይ ዘድልዮ 5 ዓመት እንተኣሊኻዮ ግን ስራሕካ 90% ወዲእካ ኣለኻ:: እዚ ስነፍልጠታዊ'ዩ:: እዛ ሊንክ ርኣይዋ kzread.info/dash/bejne/k6Suuql-kr3OpJM.html
@mebrhatueyob9169
16 күн бұрын
ወዲ ክልተ ዓመት ድኣ ምኽሪ ክቅበል ዓቅሚ ኣሎዎ ድዩ? ዘይከውን ኣትጽሓፍ ካብ 5ዓመት ግን እዳጎረሐ ሰለ ዝኸይድ ክትመኽሮ ፍቅሪ ከተርእዮ ይርድኦ ኢዩ።
@Mamiendbabilove
16 күн бұрын
Zeykewn eske aytxhaf
@KeepGoing5355
16 күн бұрын
@@mebrhatueyob9169 2 ዓመት ዘይኮነ 2 ወርሒ'ዩ ተጻሒፉ ዘሎ:: ዘበነ ሓበሬታ'ይ ምንባብ ኣይትተሃከ:: ኣብ google 5 ደቒቕ ደሊኻ ክትረቦ ኢኻ:: ስነፍልጠት'ዩ ክኣ ጽሒፈ ኣለኹ ካብ ጁባይ ኣይኮነን:: ንምእማኑ ክጽግመካ ግን ንቡር'ዩ:: ኣነ ውን ከምኡ ስለዝነበርኩ::
@SuleimanHussein-bw8ir
16 күн бұрын
ክክክክክክክ ወዲ 2 ዓመት ደኣ ወዲ ላም ደኻ ጌርካዮ
@KeepGoing5355
16 күн бұрын
@@SuleimanHussein-bw8ir ወሊድካ እንተኾንካ እቲ ምእላይ ቆልዓ ውልድ ምስ በለ ኣትሒዝካ ጀሚርካዮ ኣለኻ:: ወለዲ ተፈጥራኣዊ ቆልዓ ናይ ምእላይ ጥበብ ተዋሂቡና'ዩ:: ንኣብነት ቆልዓ ክበኪ ከሎ እታ ኣደ እንታይ ኮይኑ ይበኪ ኣሎ ጽቡቕ ገራ ተለልዮ'ያ:: ክጠቡ ከሎ ዘርእዮ ዝተፈላለየ ባህርያትን ስምዒታትን: እቲ ዘርእዮ ዘሎ ጠባያትን ስምዒታትን ብግቡእ እንተዘይኣሌቶ ንዳሕራይ ከመይ ዓይነት ቆልዓ ወይ ሰብ ክኸውን ከም ዝኽእል ... ወዘተ እዚ ኩሉ እታ ብዛዕባ ኣተዓባብያ ቆልዓ ዘይተማህረት ኣደ ትፈልጦ'ያ:: ብዛዕባ ቆልዓ ልዕሊ 40 ዓመት መጽናዕቲ ዝገበሩ ሊቃውንቲ ኣለው:: ስለዚ ኣይትገረም ዋላ ሓንቲ መጽሓፍ ከየንበብካ ኮፍ ኢልካ ብምሕሳብካ ጥራሕ ከማን ብዙሕ ነገር ኣብ ሓንጎልካ ክትቅይር ኢኻ:: ክትፈልጥ ጥራሕ ተበገስ
አታ ዮናስ ወዲ ጀበሊ ደአ ሱኑ ዲያ እታ (ሰ)ሸ ኮይና ትስማዕ አላ እሞ ገለ ግበር😂😂😂😂😂😂
ወዲ ጀበሊ ን ሓመዱ long time why
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ኩሉኻ ኤርትራዊ ኣብ ደገን ኣብ ውሽጥይ ሃገርን ዘለኻ ነዚ ረሳሕ ስርዓት ንምእላይ ኣብ ዘዘለኻዮ ተዳሎ ህዝብና ካብ መከራን ፀበባን ክድሕን💙💙💙💙💙💙💙👈🏼☝🏼💪🏼💪🏼💪🏼
@mohammedsalih4995
16 күн бұрын
ኣበይ ይጽሓፍ ከማን ኣይፈልጣካን
@dehabtekle4643
16 күн бұрын
Kid Kllka adhn medenagery qoradit zkonkum gorobit rekiba aba aza hagerey
@abdallahussein9305
16 күн бұрын
Well come back
@Kukunay562
16 күн бұрын
Sq bel abey txhf aleka ezi ekoyu eti dnqurnaku aedug tetaeskum zeytmelswo neger tgebru aleku guhafat 🤮🤮🤮🤮 denaqur zkonkum ftret
@Asli-boyyyyyyy
16 күн бұрын
@@dehabtekle4643 ሃላይ ስደተኛ ዋሒድ ባርያ ሙኻን መቂሩኩም ሑቡሸይ 😀