በርሀ ጻዕዳ ጅግና ናቅፋ ዘገርም ፍጻመ

Ойын-сауық

#Eritreamusic #Eritreavideo #Neshneshtv
ሰላም ኣሕዋት ስለ እዛ ሃገር ካብ ዝተሰውኡ ጀጋኑ ፡ኣብ ናይ ሎሚ መደብና ናይ ኣንበሳ ናቅፋ ብምዃን ዝፈጸሞ ጅግንነት ፍሉጥ ዝኮነ በርሀ ጻዕዳ ኣዳሊናልኩም ኣለና ሰናይ ምክትታል፡ዘልኣለማዊ ዝክርን ክብርን ንስውኣትና

Пікірлер: 272

  • @nevergiveup4331
    @nevergiveup43314 жыл бұрын

    Eti Hakena anbesa nakfa Berhe xaeda eyu nnakfa hara nmexae 6 werhi wesidlom ab 6 werhi wn hara kemxwa aykalun bzuh meswaeti ka tekefilu hzbawi gnbar nnakfa hara kewxwa bzuh fetenu gn meswaeti sle zbezhe neten abu znebera hayltat meweskta geberulen lewti gn ayneberen entrfo meswaeti abmewedaeta nay berhe xaeda batoleni ab karneshm eya nera esa tmxae tebahilu tedemdimu berhe xaeda gantu hizu bflfl selemuna geru nakfa dkdk elu dahray yhatom Kemey ekum tetku belom bleyti ena netke Eblwo berhe xada dma no ezi kterf alewo bketri ena netke elu serawitu awadede toksi tejemere Berhe xaeda kinat enda merehe enda tewage ab 2 seat nnakfa hara awxiwa ab mewedaeta ab mzzam kinat berhe xaeda bjgnnet tesewiu dahar nakfa hansab bjgna berhe xaeda hara mswexet ksab naxnet keytetenkefet ezi eyu anbesa nakfa kbrn megosn nsemaetatna❤️

  • @g.debesay9256

    @g.debesay9256

    4 жыл бұрын

    Ata entay konka klom tehagagizom enber berhe do nbeynu ayxwa ymesleka

  • @SS-ck9xp

    @SS-ck9xp

    4 жыл бұрын

    Bitew king Thank you for sharing it make us proud to be Eritrean Jeganu Hibzbina Kinebr Aybelu Kinweld Aybelu Hiwetom Bi qiya Dimelio Jigninet Teawtom Eyom Eritreawan Tebahlina Kinber Geremuna Hager Alatina, Hagere Eritrea! Gidena Kiani Positive Endahnatsina Negativity Endagohafina Digobete Edaarena Hagerina Eritrea Bi Sinit Zimelio Hadinet Higin Siriatin Zelewa Hager ktihlwena Nahina Gide Eyu. Zelalemawi ZIKR Ni Sematatina

  • @user-of9fg7fi9e

    @user-of9fg7fi9e

    4 жыл бұрын

    ክቡር ሓው እዛ ናቅፋ ክንደይ ድያ ኩሎም ድዮም ኣርሓ ናቅፋ ዝብሃሉ ' ግንባር ናቅፋ ዓሊ ኢብሪሂም በርሀ ጻዕዳ ' ብርሃነ ገ/ዝግሄር ውን ይብሃል እዪ ' ዝተሳተፋ ተኮይኑ ግን ኩሎም ተሳቲፎም እዮም ንጸላኢ ኣብ ናቅፋ ማይ ዘበሉ ብወርሑ ምሉእ ብዓል ብርሃነ እዮም ኔሮም ምስ ዓሊ ኢብሪሂም ብምኳን ' ኣብ መወዳእታ ሓይሊ በርሀ መጽያ ከም ጉልባብ ኮይና ኣትያ እቲ ኩናት ክኣ ተዓዊቱ ናቅፋ ሓራ ኮይና ' ብዝኮነ ታሪክ ሰውራና ናይ ኩሉ ተደጋጊፍካ እዪ ዝዕወት ኔሩ

  • @nevergiveup4331

    @nevergiveup4331

    4 жыл бұрын

    ቀንዴል ሓርነት xbuk aleka klom ejam alewom eti felema nnakfa hara zewxe gn berhe xaeda eyu eti wge bleyti eyu zkayed neru neti ketrie kkayed zwesene ka berhe xaeda eyu bnatu slti ms bxetu tawitu etom kale bdhriu eyom

  • @SamiSami-iw3jn

    @SamiSami-iw3jn

    4 жыл бұрын

    @@user-of9fg7fi9e Ali ebrihim goyta Ginbar nadew eyu mis Fsehaye weldegebriel

  • @omichaelbelay5158
    @omichaelbelay51584 жыл бұрын

    ኣብ ቤት ትምርቲ በርሀ ጻዕዳ ዝተማሃርኩም ኣለኩም ዶ ደቂ ጾሮና ሙቁራት

  • @joniwedi3438

    @joniwedi3438

    4 жыл бұрын

    Omichael Belay5 abzia aleku kab 1 ksab 5 temahire

  • @robi-gu3gu

    @robi-gu3gu

    4 жыл бұрын

    ኣነ ኣሎኩ ካብ 1-5 ክፍሊ ተማህረ ግን እታ ስም ቤት ትምህርቲ በርሀ ጻዕዳ ከም ትባሃል ብስም ጁግና ትጽዋዕ ሙካና ጥራይ እና ንፈልጥ ኔርና እምበር ታርክ በርሀ ጻዕዳ ንሓንቲ second ዉን ትኩን ተዘንትዩልና እይፈልጥን ዝገርምን ዘሕዝንን እዩ ።

  • @habtomsultan7031

    @habtomsultan7031

    4 жыл бұрын

    Ane aloku kab 2 kfli 2 Smister ile ksab 5 kfli temahire.

  • @hanizersenay1089

    @hanizersenay1089

    4 жыл бұрын

    ☝🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤

  • @habenberhane6369

    @habenberhane6369

    4 жыл бұрын

    Alena 5 amet temahirela tarik berhe xaeda gin key tenegereni wexe

  • @samikahsai3114
    @samikahsai31144 жыл бұрын

    Tsorona Jeganu tirah eya tiwelid!!!🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷💪👏👍

  • @tesfaymesele3385

    @tesfaymesele3385

    4 жыл бұрын

    Sami eritrea eya jeganu tweld xero Aytbel kulom swatna jeganu eyom

  • @samikahsai3114

    @samikahsai3114

    4 жыл бұрын

    @@tesfaymesele3385 Ewe hakika aleka,gin komu maletey aykonkun.tsorona tiraya jeganu tiwelid maas emo ele ane.*tsorona jeganu tiraya tiwelid eye tiray zibelku*emberi ab kalie aywiledun aybelkun.tsubuk gerka nikidim anbibo/teredayo.🇪🇷💪💪🇪🇷

  • @hanibalgebar9535
    @hanibalgebar95354 жыл бұрын

    ኡፍፍፍፍ ኣነስ ብቃ ቀደም ተፈጢረ ምስዚ ምሽቲ ወለዶ ሰኺሩ ክበኪ ዝሓደ ምፍጣረይ ብጣዕሚ፡የ ዝጉሂ ነዚ ጅግንነት ክሰምዕ ከለኩ፡ነብሰይ ይጸላኣ

  • @filimonkahase5214
    @filimonkahase52144 жыл бұрын

    በርሀ ጻዕዳ ብቁሊ ጾሮና

  • @tekiabahta2751
    @tekiabahta27514 жыл бұрын

    *በርሀ ጻዕዳ Hero*

  • @yafietsamuel3261
    @yafietsamuel32614 жыл бұрын

    ብሰላም ዕረፍ በርሀ ጻዕዳ ጅግና ናቕፋ ኣምላኽ ምስቶም ጀጋኑ ብጾትካ ኣብታ ዘይ ትተርፍ ገነቱ ይንብርኩም ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና🙏️ ነዚ ታሪኣክ'ዚ ሰሚዕካ እዞም ሕጂ ዘለና ብኻ ዘይ ተወለድና ስጋ ደይ ️😭

  • @user-tz2vb1tk4t

    @user-tz2vb1tk4t

    4 жыл бұрын

    Beka zeytewledeku bele senef

  • @yafietsamuel3261

    @yafietsamuel3261

    4 жыл бұрын

    @@user-tz2vb1tk4t እዚ'ዩ እኮ ብኻ ዘይ ተወለድና ዘበለኒ ጥር ኢልካስ ናብ ጸርፊ በቃ!ዘይ ተወለድና መበሊአይ ብሰንኪ ሓደ ሕሱር ፍጥረት ነታ ንዓና ኢሎም ዝተሰውኡላ ሃገር ገዲፍና ብልብዋውያንን ካልእ ማእከላይ ባሕርን ካልእ ኣዲኡ ትቁጸሮ ፋሕ ዝበልናስ ብኻ ዘይ ተወለድና ኣየብልን'ዶ!ንስኻ ንባዕልኻ ሓደ ነዚ ሽግር ዝሰገሩ ኢኻ!

  • @user-tz2vb1tk4t

    @user-tz2vb1tk4t

    4 жыл бұрын

    @@yafietsamuel3261 እወ ጹቡቅ ኣለኻ ግን ብኻ ዘይተወለድና ኣይብሃልን እዩ እንተደሊኻ ብኻ ዘይተወለድኩ በል ዳሓር ጸርፊ ኣይኮነን እዚ ናይ ሰነፋት እንዳ ተዛረብካ እሞ ብርቮ ክብለካ ደሊኻ ምውላድ ተወሊድና ኢና እቲ ቃልሲ ከኣ ወላ ጸገም ይንበሮ ተቃሊሶም እዮም ግን ክሳብ ሕጂ ኣብ መግዛእቲ ኣለና ኣነን ንስኻን ከኣ ክንገብሮ ንኽእል ዳኣ ንግበር እንበር ብኻ ዘይተውለድና ኢልካ ምስትምሳል ሲ ኣምላኽ ከማን ኣይፈትዎን እዩ

  • @anedo3886
    @anedo38864 жыл бұрын

    ንበርሀ ጻዕዳን ንተወልደ ረዳን ዘፍረየ ጎላጉል ጾሮና የመስግን። ጅግና በርሀ ጻዕዳ ብ1967 እዩ ተሰሊፉ።

  • @mulugetaembaye2151

    @mulugetaembaye2151

    4 жыл бұрын

    NO YOU GOT IT WRONG

  • @merhawi.G9
    @merhawi.G94 жыл бұрын

    "ጅግና ኣይነብርን ታሪኩ'ዩ ዝነብር "!!! ኣብ ቤት ትምህርቲ በርሀ ጻዕዳ ጾሮና ብምምሃረይ ሓበን ይስማዓኒ ::

  • @filawi897

    @filawi897

    3 жыл бұрын

    Okej bsmu txwae ata bet tmhrti

  • @fekareulebay4345
    @fekareulebay43454 жыл бұрын

    ዘልኣልማዊ ዝክሪ ንስማእታትና😢 አቶም ጾሮና ናይ ኢቶፕያ አያ ትብሉ ንባዓል ብርሀ ጻዕዳ አያ ኣፍርያ ብሉ ሕጂ ክ ብርሀ ጻዕዳ ኢቶፒያዊ አዩ ዲኩም ክትብሉ? 😢😭😭😭💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-of9fg7fi9e

    @user-of9fg7fi9e

    4 жыл бұрын

    ከዛብ መን እዪ ኢትዮፕያ ዝብለካ ነጅስ ባዕልካ ትብል ኣለካ

  • @fekareulebay4345

    @fekareulebay4345

    4 жыл бұрын

    @@user-of9fg7fi9e አንታዲካ ኮየነ ኣነ ኮምኡ ዝብል እንታይ ዲኩም ክትብሉ ትዉዕሉ ዝልኩም ፍቅዶ ማስሚድያን ጋሓፍ

  • @eyob951

    @eyob951

    4 жыл бұрын

    @@user-of9fg7fi9e entay txaref dhul nay berhe xaeda aditat endiyen nab etopya atiyu zelo

  • @Mb-si5zh

    @Mb-si5zh

    4 жыл бұрын

    fekar eu lebay I agree with you bro 💯💯💯 it’s True they even saying it to me when I say I’m from xorona 🤣😂😂guess what I don’t give a fuck I just smile and walk away

  • @Mb-si5zh

    @Mb-si5zh

    4 жыл бұрын

    Adey Alemey zhawey aytxaref endabelkas txaref des meandu plus abey zelewa aditat eyen atyen tbl zeleka ayteredeann???

  • @mdrekenan1750
    @mdrekenan17504 жыл бұрын

    ዘለኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @angosomyigzaw6062
    @angosomyigzaw60624 жыл бұрын

    ዘለኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ኩሉግዜ ኣልብና።

  • @samuelmebrahtu6071
    @samuelmebrahtu60714 жыл бұрын

    በርሀ ጻዕዳ ❤♥✌ ንዘልኣለም ከትዝከር ኢኻ ♥❤✌ተጠሊምካ እንዶሞ

  • @Eriboy839
    @Eriboy8394 жыл бұрын

    *በርሀ ጻዕዳ ነቲ ጅግና ኢትዮጵያዊ ኣዛዚ ጥራሕ ኣይኮነን ብ መስተንክር ደምሲስዎ፡ ነቶም ዕግሽግሽ ክብሉ 6 ወርሒ ምሉእ ምኒቕ ዘይበሉ ንዝተኸበ ጸላኢ ምድምሳስ ዝሰኣኑ ሰራዊት ዘህለቑ መራሕቲ ህግሓኤ ውን እዩ ስረን ብልሕን ምሂርዎም፡ እቶም ሽዑ ኣብ ደናጉላ ተሓቢኦም ዝተረፉ ዕንዳያት ናይ ታሪኽ ግን ፡ ሎሚ ናይቲ ኣብ ታሪኽና ከም ታቦት ክቡር ዝኾነ ናይቲ መምህሮም በርሀ ጻዕዳ፡ ህዝብን ርስትን ከዘናብሉ በቒዖም ኣለው፡ ኣዴታቱ ፎቖዱኡ ይከላበታ፡ ኣሕዋቱ ይጸንቱ፡ መሬቱ ካብ ክቡር ኣውራጁኡን ደሙ ዝኸስከሰሉ ሃገሩን በቲ ብደሙን ስሩኡን ዘዕበዮ ውድብ ይሽየጥ፡ ኣዝዩ ዘሕዝን እዩ፡ እዞም ሎሚ ኢዶም ኣጣሚሮም ፡"መልሓስ እሰያስ ከይትዕጸፍ ዳኣ ባድመ ትምጻእ እንበር ፡ ኣኽራን ሰፈር በርሀ ጻዕዳስ ህዝቡን መሬቱን ይጥፋእ" ዝብሉ ዘለው ጠላማት፡ ክንዲ ሕጻብ እግሪ በርሀ ጻዕዳ ዝመጽእ የብሎምን፡ /////// በርሀ ኣብ መሳርዕ ብዓል ወድ ፈንቅል ወድ ሃይለ ተመልሚሉ ዝዓበየ ነብሪ ኣጻምእ፡ ካብ ከርሲ እቲ ዘይጸዓድ ህዝቢ ኣክራን ዝቦቖለ ጎብለል እዩ ዝነበረ፡ ቅድሙኡ ዝነበረ ገድላዊ ስሩኡ ገዲፍና ካኣ፡ ብ ናቕፋ ጥራሕ ምስ ንርእዮ፡ መራሕቲ ሰራዊት ህግሓኤ ብሙሉኦም እንዳ ተበራረዩን እንዳ ተማኸሩን፡ 6 ወርሒ ዝተኸበበ ጸላኢ ናቕፋ ፍሕት ከብልዎ ኣይካኣሉን፡ ደቅ ሓረስታይ እንዳ ጠጠቑ ን ርእሶም ኣብ ደናጉላ ተሓቢኦም ሂወቶም ብ ቆይቆይ ይሕልው፡ ታሪኽ ክሰርሑ ይደልዩ ስሞም ክጽዋዕ ይደልዩ ፡ ግና በየናይ ሓሞት ! እቲ ዝደልይዎ ታሪኽ ንሶም ክጽሕፍዎ ከም ዘይክእሉ ምስ ቀበጹ፡ ሓደ ካብቶም ፈጸምቲ ታሪኽ ነቲ ዕማም ክሓልፎ ከይፈተው ቅቡል ይገብርዎ፡ ላህሊሆም ምስ ረብረቡ፡ በርሀ ጻዕዳ ካብ ከበሳታት ተወርዊሩ ቦጦሎኒኡ ሒዙ ነቲ ሽግር ክፈትሖ ናይ መወዳእታ ምርጫ ኮነ፡ (ስብሓት ኢፍሬም፡ ኣብ ቦጦሎኒ በርሀ ጻዕዳ ከም ኮምሽነር ይሰርሕ ምንባሩን ብ ሓሞትን ብልሕን በርሀ እንዳ ተማህረ ዝዓበየ ምዃኑን ምጥቃስ ውን ጽቡቕ እዩ፡ ጀጋኑ ምስ ሓለፉ ነቲ ታሪኽ በይኖም ክግፍጥዎ ሕንኽ ስለ ዘይብሉ፡ ናይቶም ዝሓለፉ ታሪኽ ክስረቕ ከሎ እቶም ብ ሂወት ዘለና ክንሕልዎ እዩ ዝግባእ፡) በርሀ እንባኣር፡ ነቲ 6 ወርሒ ብቕዓት መራሕቲ ፈቲሹ ባዶ ምዃኖም ዘርኣየ ፡ ኣዛዚ ሰራዊት ደርግ ማሞን ገያጽ ጎቦታት ናቕፋን ደርዒሙ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰዓት ኣብ ሬሰኦም ዓለለ ፡ ናቕፋ ብ ሓሞቱን ብልሑን ተርቢዑ ንሓዋሩ ናብ ዋናታት ኣእተዋ፡ ከምቲ ካሎኦት ዝገብርዎ ኣብ ርሑቕ ተሓቢእካ ብ ስረ ሓርበኛታት ተጋደልቲ ዝሕፈስ ዓወት ብስምካ እንዳ ለወጥካ ግን ኣይኮነን፡ ቡንባ ዓቲሩ ቅድሚ ቶም ሃጀምቲ ተጋደልቲ ሓሊፉ ባዕሉ ዝረጋረግን ዝድምስስን ሓርበኛ እዩ፡ እንተ ብጸላኢ እንተ በቶም ሓሳዳት ብጾቱ ተወቒዑ ካኣ ገድላዊ ምዕራፉ ብ ሕድሪ ኣረኪቡ ዓጸዎ። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ❣️🇪🇷💪 ////////*

  • @yaredmuluerhan5184

    @yaredmuluerhan5184

    4 жыл бұрын

    Thanks bro ablbey znebere yu kulu elkayo ygermeka yu hji ka akran ባዕሉ yfelt kblu zyhafru mexyomna

  • @Mb-si5zh

    @Mb-si5zh

    4 жыл бұрын

    ሬድታውነይ ተናፋቂት ygerm u hawey natey anes ab betmhrti berhe xaeda xorona ye temahire wela hanti tarik nay berhe xaeda negiromna ayfeltun eyom eza haxar emokea abay turgum zelewa story mara mesitatni thank u zhawey

  • @ghirmamogos9374

    @ghirmamogos9374

    4 жыл бұрын

    ናይ በሓቂ ንፉዕ።

  • @Eriboy839

    @Eriboy839

    4 жыл бұрын

    ክብረት ይሃብኩም ኣሕዋተይ

  • @eruyekibretey606

    @eruyekibretey606

    4 жыл бұрын

    Atum sebat kemey ekum tkonu zelekum. Ezi hawey xebuk gelixka keleka ajemameraka gin aygidin. Tegadelti yikunu meraheti hizbawi ginbar hade kab hade aybelalexun eyom kulom wefuyat, kulom bejuwat, kulom nrehuk zitemetu, kulom selti quinat hayalat. Men egeshgesh kibel 6 werhi ahelifu ntkemelu kalat mflat agedasi eu, tarik zeymbelshaw kibur haw. Jignenet berhe xaeda kulena niamnelu ena gin netom mesiu zekertetu jignenetom enda athatka aykonen.

  • @johnkidane5066
    @johnkidane50664 жыл бұрын

    ተወሳኪ ዘይ ብላ በርሀ ጻዕዳ ጥራይ ስሙ ኩሉ ዩ ጅግና ፍትሓዊ ዴመክራሳዊ ለዋህ ጎይታ ናቅፋ።

  • @SamiSami-iw3jn

    @SamiSami-iw3jn

    4 жыл бұрын

    berhe tekle eyu zbahal sagiu kia xada

  • @adulischanel3052
    @adulischanel30524 жыл бұрын

    ኣምበሳ ግንባር ናቅፋ ትብል ስያመ ኹሉ ኢዩ ንደስ ዝበሎ ዝህባ ኣንበሳ ግንባር ናቅፋ መን ዝብል ሕቶ ንኽንምልስ ግን እዞም ዝስዕቡ ሕቶታት ብምምላስ ክንረክቦ ንኽእል። -ብፍሉይ ኸም ኣንበሳ ከርእዮ ዝኸኣለ ግንባር ናቕፋ ንዘፍረሰ መራሒ ኣንታይ እዩ?ማለት ኣብ እርትራ ብዙሓት ግንባራት ኣብ በብእዋኑ ፈሪሶም እዮም ግን ናይዘም ነዚ ግንባራት ዝመርሑ ሰብ ብዙሕ እዉን ኣይፈልጦምን እዩ።ናቅፋ ዝብል ስም ወይ ግንባር ናቅፋ ግን ምስ በርሀ ጻዕዳ እዩ ዝተሓሓዝ ።ብፉሉይ ኣንበሳ ዘበሎ ምክንያት ከኣ ናክፋ ብዙሕ ሂወት ዝወሰደትን ፈታኒን ግንባር ኢዩ ኔሩ። ኣብ ምሕራራ ግንባርናክፋ ግን ኣብ ናይ ሰዓታት ሕመት እዩተፈጺሙ በዚ ምክንያት ፍሉይ ተብላሕታ ክሕድር ዝከኣለ ኣምበሳ ግንባር ናቕፋ ዝብል ስያመ እዉን ተዋህበ "ጅግና ተጋዳላይ በርሀ ጻዕዳ።

  • @habenberhane6369

    @habenberhane6369

    4 жыл бұрын

    Kem mewesekta, ginbar nakfa bokri awet hizbawi gnbar eya nera.

  • @akilebahta8427
    @akilebahta84274 жыл бұрын

    ጸሮና ዘፍረየቶ በርሀ ጻዕዱ ንኩሉ ግዝየ ኣብ ልብና ኣለኩም

  • @kahsaykubrom1490
    @kahsaykubrom14903 жыл бұрын

    በረሀ ጻዓዳ ዘኮነ ዝግባኣካ በረሀ ጸሊም ኣልማዝ ኢዩ ዝግባኣካ ኣቦና ጅግና ክበር እስከ እበር ሃገር ዳ መልሻ መስዋኣቲ ትሓትት ኣላ

  • @wedigerye556
    @wedigerye5562 жыл бұрын

    Berhe xaeda King 💙

  • @user-rn2bv1fb6x
    @user-rn2bv1fb6x4 жыл бұрын

    በዓል በርሀ ጻዕዳን ብጾቱን ንዓና ክብሉ ሓሊፎም ናይ ሎሚ ኤሪትራውያን ከኣ ምእንቲ ዶላር ኢሎም ናብ ራሻይዳ ይሸጡና ኣለዉ

  • @tesfaeyasnkeyabrish7844
    @tesfaeyasnkeyabrish78444 жыл бұрын

    Zelalemawi zkri nswatna hbunat ena be Berhe xaeda wulad mhxena be mkanu selamen fthen nhzbi Eritrea

  • @brhanesium4421
    @brhanesium44214 жыл бұрын

    Berhe xaeda Ewe yake hero sebay

  • @neverlosehope688
    @neverlosehope6884 жыл бұрын

    *Berhe Xaeda King of Nakfa*

  • @selamykun2443
    @selamykun24434 жыл бұрын

    ንሕና ንኽንነብር በጃ ሃገርን ህዝብን ክብርቲ ሂወቶም ዝኸፈሉ ጀጋኑ ስዉኣትና ንዘልኣለም ብኽብሪ ይዘከሩ!

  • @mistereufkrififi5372
    @mistereufkrififi53724 жыл бұрын

    Jegna aynebrn eu tarku eu zwres zelalemawi zekri neswatna 🇪🇷

  • @habtamlbona9691
    @habtamlbona96914 жыл бұрын

    Lomi yehgiskani eritrawi chenika like this qexlo ......bravo

  • @samelsamel5049
    @samelsamel50494 жыл бұрын

    ዝኽር ንስዋትና ጆግና ኣይነብር ኢዩ ታሪኽ ኢዩ ዚነብር tnx ነሽነሽ ሓውና

  • @bahlnahmeretmennetna
    @bahlnahmeretmennetna4 жыл бұрын

    ጎይታ ናቅፋ በዓል ድርብ ስረ መቃብርካ ማይ ይፈልፍል

  • @nabinabi3913
    @nabinabi39134 жыл бұрын

    በርሀ ጻዕዳ እወ ከም ሹሙ ብሰላም ዕረፍ ዘለኣለመዋ ዝክሪ ንሰማእታትና

  • @meazabeyen7545
    @meazabeyen75454 жыл бұрын

    ዘላአለማዊ ዝኽሪ ንስውኣቶና❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @wedi.tewelde4337
    @wedi.tewelde4337 Жыл бұрын

    john king 😍😍

  • @manunited677
    @manunited6774 жыл бұрын

    ዘልኣለማዊ ዝኽሪን ክብርን ንሰማእታትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-ft8zr8kb7g
    @user-ft8zr8kb7g4 жыл бұрын

    በርሀ ጻዕዳ ጂግና ብሓፈሻ ዘልኣማዊ ዝክሪ ሰምኣታትና ወትሩ ኣብ ልብና !

  • @habenberhane6369
    @habenberhane63694 жыл бұрын

    Ykreta enber Neshinesh hawey.... Eti tarik ketezentiwo eka xbuk ente kone gin..... bzuh bzuh zteshararefe koynu. Ezi zekrebkayo tarik Berhe xaeda bfxum ye zbleka ay gelxon eyu. Bhji tarik ketekrib keleka temeraxi eyu akedimka emuk zbele mexinaeti mgbar. Pls bejakum

  • @testes5314
    @testes53144 жыл бұрын

    Berhe xaeda beAcka bshenti zleAl seb Ay konen.

  • @user-sr5um7zj2x
    @user-sr5um7zj2x4 жыл бұрын

    ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስዉኣትና ነቶም ጸልማት ቀንጥጦም ብርሃን ዘረከብና ጀጋኑ ሰማታትና ይኩን🇪🇷✊ ነሽ ሓወይ ዓቢ ሰብ ታንክስ

  • @iseyasmelake576
    @iseyasmelake5764 жыл бұрын

    በርሀ ጻዕዳ ጅግና ክብርን መጎስን ንስዋተና

  • @lifestyle6534
    @lifestyle65344 жыл бұрын

    ንነሽነሽ like ንሃቦ ነቲ ሓደሓደ ግዜ ዝገብሮ ጉድለት ገዲፍና::

  • @solomundebesay2684
    @solomundebesay26844 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ነሹ ከየመስገንኩካ ክሓልፍ ኣይ ደልን ናይብሓዊ ንፉዕ ስውኣትና ውን ወትሩ ኣብ ልብና እዮም ንሶም ብኩቡር መስዋእቲ ሓሊፎም ንዳሕረዎት ወለዶ ግን ኣይ ጥዓመናን ወደ ባት ክነብረላ ዘይ ክእል ገሃነም ዝኮነት ብዘይ ወዲ ሃገር ትግዛእ ሃገር ኮይና እግዚኣብሄር ይኣክለኩም ይበለና።

  • @wedi-asaali
    @wedi-asaali3 жыл бұрын

    በረሀ ጻዕዳ ወዲ መርየት ሃዞሞ🇪🇷✌🏾

  • @TIGRINYA449
    @TIGRINYA4494 жыл бұрын

    በርሀ ጻዕዳ ጅግና ናቅፋ ብስም በርሀ ጻዕዳ ኣብ ጸሮና ቤት ትምህርቲ ከምዘሎ ከ ክንደይ ሰብ አዩ ዝፈልጥ። ኣድኡ (ስድርኡ) ን በርሀ ጻዕዳ ከ ክሳብ 2008 ኣብ ገዛ ክራይ ይነብሩ ከም ዝነበሩ ዝፈልጥ ከንደይ ሰብ አዩ ። ስድርኡ (ደቂ ሓዉ/ሓፍቱ ) ን በረሀ ጻዕዳ ኣብ ስደት ተሰዲዶም ከም ዘለዉ ከ ክንደይ አዩ ዝፈልጥ። ሓዉ ን በርሀ ጻዕዳ ጥልሁን ዝብሃል ሰዉአ (ኣብ ጸሮና ምስ ስድርኡ ዝነብር ዝነበረ) ከም ዝነበሮስ ዝፈልጥ መን አዩ ። ክንደይ ክብሃይ ,,,,,,,,,,,,,,,,,

  • @efremgaym4808
    @efremgaym48084 жыл бұрын

    Bett tmhrti berhe tsaeda tserona. Ezi jigna. Harbenatat. Swat eritran. Nskum kburat ekum. Hzbkum. Fah elu wana sienu bdhrikum...

  • @mlasheyakrurawifewsilibi6982
    @mlasheyakrurawifewsilibi69824 жыл бұрын

    Good job 👏 kem wetru Eyotatka keep it up 👍 dear brother Zkri nswuatna Kbri nhzbina yhabena enber Sdet Afkisna eiu Deki Eri.. si mhret yewridelna ms muwut zeykises entay neyhres eiu zbehal abotatna elomo eiom lakin ms gbue fetsimu zhalefe kilagetsu ywealu alo wedekanka 🙏🙏.

  • @teklearaya2587
    @teklearaya25873 жыл бұрын

    ጀግን ዋዲ ጅጋኑ ብርሃ ጽፅዳ አበት ላሚ እትቲማለሱ እታይ ኮን ሚብላኩም

  • @habtomgebremeskel9440
    @habtomgebremeskel94404 жыл бұрын

    ab xoren geza nbetseb mengist serhilom alo bitaim xubuk geza

  • @blackdiamond5945
    @blackdiamond59453 жыл бұрын

    Our Hero Always in our heart

  • @dogoldogol1619
    @dogoldogol16194 жыл бұрын

    minchi hagerawi mengisteab hagerawi mengisteab zitsehafo miekebi genzeb tigebro aleka

  • @samsonmongustu4767
    @samsonmongustu47674 жыл бұрын

    Well come Neshnesh Kibri niswetina

  • @habenkibreab2393
    @habenkibreab23934 жыл бұрын

    Really good information bro

  • @samrawitgerezgiher4451
    @samrawitgerezgiher44513 жыл бұрын

    Amazing story 😘🕯️👌

  • @akilebahta8427
    @akilebahta84274 жыл бұрын

    King of the Nakfa Berhe jignia

  • @fessahayetukue697
    @fessahayetukue6974 жыл бұрын

    🇪🇷🇪🇷💚 hero

  • @wedieray
    @wedieray4 жыл бұрын

    ከበቡር ሓው ነሽነሽ ጽቡቅእን እዋናዊን እድዩ ግን ከበድ ታሪክ እዩ እቲ ኣዛናትዋ ዶ ንበሎ ኣናብባ ፈኹሱ! ርእይተይ እታይ ይመሰለካ ከምዚ ዓነት ዛንታ ትረኻ ተዋሳኣይ ወይ ተረድእካ ኣሎ ኣበህላይ ምሽ: ካልኦት ሰባት እተትፍትሽ ባሃላይ እየ።

  • @user-lf6yn3ef9r
    @user-lf6yn3ef9r4 жыл бұрын

    መሬታ እንበር ህዝባ ኣየድልየናን??? ምስ ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣሕዋት ኣይኮናን ኮይና ውን ኣይንፈልጥን: ከም ጎረባብቲ ተኸባቢርና ጥራይ ንንበር:: ካብ ሕልምኹም ተበራበሩ ኤርትራ ንኤርትራውያን ጥራይ እያ::

  • @user-kf7oz5tu2h
    @user-kf7oz5tu2h4 жыл бұрын

    በርሀ ጻዕዳ ወይታ ናቅፋና ጅግና ❤❤❤

  • @ablelomg7913
    @ablelomg79134 жыл бұрын

    Neshnesh great job bro

  • @wedialem57
    @wedialem57 Жыл бұрын

    ሰላም ነሽነሽ በርሀ ጻዕዳ ኣበይ ዓዱ ብልክዕ ትፈልጦ ዶ place ንገረኒ👈 ⁉️👇👇👇👇

  • @haylenteklen5228
    @haylenteklen52284 жыл бұрын

    Gobiz natey Halaley

  • @selamsolomun6660
    @selamsolomun66604 жыл бұрын

    Hero🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @finanmukuh7054
    @finanmukuh70544 жыл бұрын

    እሞ ዓድታት በርሀ ጻዕዳ እንዳተሸጥስ ብኸመይ እዮም ሰማእታትካ ክቐስኑ ትጽበዮም ዘለኻ

  • @user-hn4mi5si3v
    @user-hn4mi5si3v4 жыл бұрын

    ናይ ኣዛዚ ግምባር ናቅፋ ምሉእ ዝነበረ ጴጥሮስ ሰለሙን ኣቅርበልና

  • @hermontekhlemariyam5654
    @hermontekhlemariyam56544 жыл бұрын

    Neshu hawey asu dyu aykonen andi anber ab xorona berhe xada tbahal tmehrti ala 🇪🇷🇪🇷❤❤👈

  • @joniwedi3438

    @joniwedi3438

    4 жыл бұрын

    Hermon Tekhlemariyam ya xbuk aleka ab tserona alo bet timhirti berhe xaeda tbehal abia kea kab 1 ksab 5 temahire bitewsaki kea nsidra zteser geza alo ade berhe xaeda ynebralu

  • @yonaskflom6030
    @yonaskflom60303 жыл бұрын

    Nay isaias wedi felansfa akrbelna

  • @Mb-si5zh
    @Mb-si5zh4 жыл бұрын

    anes ab betmhrti berhe xaeda xorona ye temahire wela hanti tarik nay berhe xaeda negiromna ayfeltun eyom 🤦🏾‍♂️ way hgdef nejays edkum aytsanu. betmhrti berhe xaeda ztemaharkum like 👍🏾 for berhe xaeda deki erey

  • @mrhawetgabremikael5818
    @mrhawetgabremikael58184 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @habtomgebremeskel9440
    @habtomgebremeskel94404 жыл бұрын

    thanks neshu

  • @bibihadish118
    @bibihadish1184 жыл бұрын

    Xbuk srah

  • @titirezene5627
    @titirezene56274 жыл бұрын

    Jegna 😭😭🙏

  • @ilovyoumom1185
    @ilovyoumom11854 жыл бұрын

    ዝክረ ሰማአታት ውይትሩ ኣብ ሊብና ኣለኩም

  • @adiyamwelday7055
    @adiyamwelday70554 жыл бұрын

    በዓል ኢሰያስ ቀትለሞ ይኾኑ ጅግና የፍርሖም ኢዩ እኮ

  • @tesfithabtemichael8042
    @tesfithabtemichael80424 жыл бұрын

    Tarik ketenibib bikat yeblkan nay mizingae medebatka gerka eref, tarik aytebalashu mutrus

  • @bereketgebreselaseliktomys2808
    @bereketgebreselaseliktomys28084 жыл бұрын

    Neshnesh, nfue ajeka berte

  • @user-xy4fn3fw1z
    @user-xy4fn3fw1z4 жыл бұрын

    Neshnesh ኣብዚ ጌጋ ኣለካ እቲ ተምጾኦ ካብ መበቆሉ ክከዉን ኣሎዎ ድሕሪ ባይትኦም ኣትቁሮጾ ሳክት ፈሪሕካ ካብ ሰብ ካብ ኣውራጃ ኣይትህደም

  • @neshnesh_show

    @neshnesh_show

    4 жыл бұрын

    ሰላም ሓወይ እዛ ጽሕፍቲ ካብ መጽሓፍ እንድየ ወሲደያ ፡ብከምታ ዘላታ ከቅርባ ስለ ዘለኒ የ እንበር ጽቡቅ ኣለካ ።

  • @user-tz2vb1tk4t

    @user-tz2vb1tk4t

    4 жыл бұрын

    etom dobe yetehanexexe elom zegeeru adi berhe ne Eithiopa nahabom malit mekanu ayerdeomen EU

  • @mahariteame7564

    @mahariteame7564

    4 жыл бұрын

    ክፈራሓ ማዓት እዩ ታትብላዘለካ ዳኣ።ዓርኩ

  • @user-xy4fn3fw1z

    @user-xy4fn3fw1z

    4 жыл бұрын

    @@neshnesh_show እወ ጹቡቅ ኣለኻ ኔሹ እቲ መጽሓፍ ናይ ህግደፍ ካብ መንነት ኩሉ ግዝየ ምስ ሃደመ ኢዩ ስለዚ ህግደፍ ዝጻሓፎ መጽሓፍ ኢኻ ኣንቢብካ ዘለኻ ንቀጻሊ ከምቲ ዝጸነሐካ ዘይኮንካ ሓቲትካ ድሕሪ ባይታ ክትውስኸሉ ኣለካ በዚ ኣጋጣሚ ናትካ ኩሉ ግዝየ ይካታቶሎ ኢየ ቀጽሎ

  • @user-xy4fn3fw1z

    @user-xy4fn3fw1z

    4 жыл бұрын

    @@user-tz2vb1tk4t ይገርመካ ኢዩ ዓዲ በርሀ ጻዕዳ ዓጋመ ዝብልዋ እንተ ኮይኖም ሲ በርሀ ኸ እንተ ኢልካዮም መን ይብሉኻ?

  • @zea.6723
    @zea.67234 жыл бұрын

    ማህጸን ትግርኛ ብርኽቲ'ያ!!

  • @user-ff9dz3sh8c
    @user-ff9dz3sh8c4 жыл бұрын

    ንበዓል ነዚኦም ኣጥፍኢካስ ኣይከሰርናን ክብሃል ፍርሓት እግዛብሔር ዘይብሉ ኢሰያስ ጉሂላ ኮሮኩሩ ውን ደድሕሪኡ ምስዓቦም እዩ ዝገርም

  • @kunamawedisheraro8918
    @kunamawedisheraro89184 жыл бұрын

    Welcome bro

  • @asmeraeritrea8594
    @asmeraeritrea85944 жыл бұрын

    ዓኽ እዞም እራይ ምራይ እንዶ እሞ ስዋአትና ክኽሕድዎም ይውዕሉ አለው ላምባ ጌርና ክነቃጽሎ ኢና ይዕጽምቶም ይብሉ አለው ማዓንጣይ ሕርር ኢለ እየ ደለኹ ባዕል ጸልማት መጻኢ ገይ ንገይ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና

  • @eruyekibretey606

    @eruyekibretey606

    4 жыл бұрын

    Zeherk yeblkan wedi hager! Abotatna eko b gbri ember kem natom biafom tezaribom aykonun hager amxiom kibur hiwetom kefilom

  • @Mehari-Love

    @Mehari-Love

    3 жыл бұрын

    Wela tehaneqi ayi melketenan eyu hiji wen deqi suwuat ab foqod eda motus suwuat eda belka nay melhas haswti donkor haskat hangol

  • @itsmefani364
    @itsmefani3642 жыл бұрын

    Anta sebeytey Beal berhe bbeal kemaka mushmushat zlalu aykonun

  • @hagoshaile586
    @hagoshaile5864 жыл бұрын

    🇪🇷💔

  • @feruzandebrhan6609
    @feruzandebrhan66094 жыл бұрын

    Ab tsorona bsumu berhe xaeda ztsmeyt btmhrti ala Bhaqi jeganuna nzlalem yzekeru

  • @medhanieande9872
    @medhanieande98724 жыл бұрын

    Zelalemawi zkri nswatna

  • @Canok341
    @Canok3414 жыл бұрын

    Zelalemawi zkri nsweatna,Amlak ab genetu yesfrkum

  • @samiberhana8483
    @samiberhana84834 жыл бұрын

    Berha xeda nay bhki kem semiu amlak ab yemnay ediu yejblkia hero

  • @kesetehadas1797
    @kesetehadas17974 жыл бұрын

    ዘለኣለዋዊ ዝኽሪ ን ስዋኣትና

  • @tsegayzede4867
    @tsegayzede48674 жыл бұрын

    M መልመተር

  • @SS-ck9xp
    @SS-ck9xp4 жыл бұрын

    @Neshnesh TV Thank you Nay Kubur Jigina Abona Berha Tsaeda Desmakana, SEMATATINA FTWATIN KBURATIN EYOM. TERKOM DIMA AB MAHDER ERITREA NEBARAY EYU. Eza Baja Dihalefula Hager Bi Selam Fiqri Tekebabrina Ni Nebrela Yigberelina Egzabihar Egzabihar Huquf Ablu Ab Genetu yenbrom. Nihna Dima kemta Hidrom fetewti Hagerina Tarikna Mekbert Hizbina Yigberena. Zelalemawi ZIKR Ni Kuburat Sematatina Mis KIBRIN MOGESIN

  • @ramiasli2352
    @ramiasli23524 жыл бұрын

    ስምዓኒ እንዶ ነሹ መጀመርያ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ታሪኽ ጅግና በርሀ ጻዕዳ ይኣምነሉ 'የ but በርሀ ጻዕዳ ጥራይ ድዩ ወይስ ታሪኽ ናይ በዓል ኢብራሂም ዓፋ የብልካን we love you berhe xaeda

  • @Awetnwxat

    @Awetnwxat

    4 жыл бұрын

    ኣምበሳ ሓወይ ብዙሓት ጀጋኑ ኢዮም ሓሊፎም,በርሀ ጻዕዳ ከኣ ምስ ኮምኡ ጀጋኑ ኢዩ ሓሊፉ ደሓር ከኣ እዚኦም እቶም ኣብ ቅድሚት ዝርከቡ ዉርያት ጀጋኑ ደኣ እምበር 3 ምሊዮን ህዝብን ሰራዊትን ጅግና ኢዩ ኔሩ

  • @zea.6723

    @zea.6723

    4 жыл бұрын

    ኪድ ወሽካኽ! ኣብዚ ሓልከስከስ ኣይትበል። ንስኻ ኸ ስለምንታይ ኢኻ ካብዞም ኩሎም ጀጋኑ ንእብራሂም ዓፋ ጥራይ ጠቒስካ። ሎምስ ተፋሊጥና ኢና! ለሓስቲ ዓረብ!

  • @samikahsai3114
    @samikahsai31144 жыл бұрын

    Tsorona!💪🇪🇷👏👍❤❤❤💪❤💪🌹👍👍👏🙏

  • @habentekie2023
    @habentekie20234 жыл бұрын

    ሕጂሲ'ባ ወርዚካ ነሽነሽ ።ካብ ቆልዕነት ባህሪ ወጽካ ኣንካ ኣብቓዕካ ነሽነሽ ።

  • @tesfaymesele3385
    @tesfaymesele33854 жыл бұрын

    Xbuq meglexi nayzom jeganu neshu hawey

  • @user-nk4js5hr3m
    @user-nk4js5hr3m4 жыл бұрын

    በርሀ ጽዓዳ ጅግና እንድዩ ናትካ ጀጋኑ ግን በጻብዕ ዝቑጾሩ ፍሉያት ሰባት ጥራይ ኢኻ ተቕርብ. ብጣዕሚ ኢኻ ወገነኛ. ነዚ ናትካ ዘይርዳእ ሰብ ሰብ 🤔

  • @user-wr4ih6td4o

    @user-wr4ih6td4o

    4 жыл бұрын

    ንስኻ ኢኻ ወገነኛ፡ተሌፍን ምሽ ኣለካ ንስኻ ውን ክትዛረብ ትኽእል ኢኻ ንዘሰርሐ ሰብ ምዕንቃፍ ግን ነውሪ እዩ።

  • @4over482
    @4over4824 жыл бұрын

    Neshnesh nay lalagulala kenka beal Ibrahim abay alo

  • @asmerabelojomen3044
    @asmerabelojomen30444 жыл бұрын

    Neshineshi teqrbo arsti btami xbuk eyu gn kulu gzie kdm zjemerkayo arsti Medemdemta gberelu ab mongo nab kal aytkid ezi tblo zeleka history kemhsum anbibomlna ab hayltat kelena Eta nay berhe xaeda kexlo

  • @halekaandom5123
    @halekaandom51234 жыл бұрын

    ኣቦታትናን ኣያታትናን ሲ ዘሕብን ታሪኽ ዮም ገዲፎምልልና ንሕና እንደሞ ኣግዲዕናዮም ፡ ሕማቅ ንፉዕ ተወለደ ተቀልተ ፡ ንፉዕ ሕማቅ ተወለደ ተዘምተ ኮይኑ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስዉኣትና ።

  • @binyammehreteab8598
    @binyammehreteab85984 жыл бұрын

    Ewayyyy ahhh eretrawi do kemzi yfide ah abzi nhaley zereba eseyas yelam lemant Mara eyu tesemin bekye esike kemzi gerikm dia tarik ertrawi azentwilom begakum ahhhhhh🇪🇷👋☝️

  • @tesfaialem4857
    @tesfaialem48574 жыл бұрын

    አፍኹም ሐዙ ንስካትኩም ሰላም ን ኤርትራ ከልእኩማ

  • @zea.6723
    @zea.67234 жыл бұрын

    ንበርሀ ጻዕዳ ዝይፈልጥን ዘይፈቱን ወዲ ድምበዛን ዓንሰባን ሰንሒትን ኣይነበረን። በርሀ ጻዕዳ ወዲ ሓላላት ወዲ ጸሮና ወዲ ትግርኛ!

  • @tesfirasha4534

    @tesfirasha4534

    3 жыл бұрын

    Wedi tigiriga ayikonen eritrawi euio

  • @yowhanateklemariam8581
    @yowhanateklemariam85814 жыл бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪

  • @k.m9689
    @k.m96893 жыл бұрын

    Nefalto ena gedefana nesu jigena eu neskum gen hilmekum abay tigray eyu nehneh

  • @aronsamuel798
    @aronsamuel7983 жыл бұрын

    እቲ ደርፊ እባ ኣትሕት ኣብሎ, ዓብሊልካ

Келесі