ናይ እግዚአብሔር ሰላም ምስ ኩላትኩም ። ነዚ ናይ youtube channel subscribe share ብምግባር በብግዝኡ ዝመሀላለፍ መንፈሳዊ ትንምህርን መዝሙራት ንክንከታተል ከምኡዉን ንካልአት ውን ንክትበጽሓም share ንግበራ ።
ማርቆስ 8÷ 36
ንሰብ፡ ብዘላ ዓለም ረቢሑ፡ ነፍሱ እንተ ኣጥፍኤ፡ እንታይ ይጠቕሞ፧
የእግዚአብሔር ሰላም ከናንተጋ ይሑን።
ይህን መንፈሳዊ youtube channel subscribe share በማድረግ ቤተሰብ ይሁኑ በየጊዜዉ የምንለቀዉን
መዝሙር እና ስብከቶች እንዲደርሶ።
ሰው፡ዓለምን፡ዅሉ፡ቢያተርፍ፡ነፍሱንም፡ቢያጐድል፡ምን፡ይጠቅመዋል፧
ማር 8÷36
ዘለኩም ሃናጺ ሪኢቶን ነቀፌታ በዚ ጸሓፉልና
Facebook page (bemnet nkhu) ብእምነት ንቅሑ
WhatsApp +14374382721
Пікірлер
Selam bruk hawey kemey qenika please nay paster Samuel aytewedatn please eba wedalna Thanks.
Egzabiher ymesgen Amen 🙏🙏🙏 qale hiwet yesmolna kubur memhrna xegaka yebzhayo bmhretu ytemtena ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
በስላሴ ስም ፡ ኦ ኣምላኽፈሊጥና ብድፍረት ከይፈለጥና ብስሕተት ንገብሮ ሓይጣትና ይቅረ በለልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ክቡር ሓው። የቐንየልና። እንተኾነ ግን እቲ ቁጽሪ ተሌፎንካ ኣብ ስክሪም ኣይተጻሕፈን፡ ዝተጻሕፈ መሲሉካ እምበር።
Amen Amen Amen ❤❤❤
ብጣሚ ዘሕዚን እዚግሆ ማሐረና ክርስቶስ 🤲🏼🥲🤲🏼🥲🤲🏼🥲🤲🏼🥲
የቀኒየልና ኩብር መምህርና አምላክ ይባርካ 💕💕💕💕💕🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽💕💕🙏🏽🙏🏽🙏🏽
AMEN ⛪️🙏✝️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Kalehiwet. Yesmalna Amen.amen Amen ❤
Egziabher Amlakey bejaka mhretka awrdelna😢😢😢
Hello brother I was following your program before the way you are talking now I'm really shocked you should not judge people the only judging god you should not say that word you don't know these people because they dress red very wrong god bless you
ብጣዕሚ ዝሕዝን እዩ እሞ ከይተረዶም ነዝገብርዎ እዩ እግዝአብሄር ባዕሉ ምሕረት የውርደልና ❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
😢😢😢እዝግዮ!!!
አምላኽ ይሓልወና
Amen 🙏 🙏🙏
😅😅
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤
ቃል ሂወት የስመዐልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen amen amen kal hiwet yesmalna❤❤❤
ክብርን ምስጋናን ንግዚኣቢሔር ኣምላክ ይኩን🎉🎉🎉
ክብርን ምስጋናን ን ሉዖል እግዛብሄር ክብረት የሃበልና ክብር ሓውና
Kuburat yehwat azi gedam ab nay adiqala bereka u zrkeb bteami teamrawn abyin gedam u
Zhaftey kbret yhabki
Amen🙏🙏🙏 enqao beslam mexakum qale hiwet yesmolna kubur memhrna ❤❤
ልዋመይ መዓረ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ጸጋ በረኸቱ የብዛሐልኪ ዝያዳይ እንዳማርያም ዓይላ አዘኪርክና ንእሽተይ ከለኹ ይኸይድ ኔረ ድጋሚ ከአ ንኸዶ ይግበረና
እግዝዮ መሓረና ክርስቶስ ፅዮን ማርያም ኣደይ ሓደራኪ 😢😢😢😢
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር መምህርና ፀጉኡ የብዘሐልኩም❤❤❤
ኣነስ ክሐተካ ደለየ ዝሐወይ ብእምነት ንቁሑ አነስ ሐንቲ እይ ገዛይ ቤት ጸሎት ክገብር ደለስ ግድን ገፍሕ ዝበለ ድዩ ዘድልየካ ተገድስካ መልሰለይ ዝሐወይ
ንዓካ ዝምሐረ ኣምላክ ይምሐረና ተመስገን አምላክ
ኣቡነ ተክለሃይማኖት በረከትን ረድኤትን ኣይፈለየና ⛪⛪⛪🙏🙏👏👏ኣሜን እሜን ኣሜን
ክብርቲ ሓፍትና ዝገርም ታኣምር ናይ ርግዚኣብሔር ቱምሕረቱ ድንቂ ምስክረነት ኡዩ እምነትክለ ዓብዩ ኡዩ ብዝሕ ናተማሃርና ኢና መጨረስታኪ የፀብቆ ❤
ኦ ኣምላክ ብዕልካ ሓልወና😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ይቅረ በለልና ጎይታየ መድሓንየይ አየሱስ ክርስቶስ
ፈጣሪ ሆይ ጠብቀኝ😢
ንእግዚአብሔር ዝሳኣኖ ነገር የለን ክብርን ምስጋናን ንእእኡ ይኩን ከምኡዉን ነታ ርህርህቲ ኣደ ጎይታ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ይኩን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣምላክ ፈጻሚ ይግበርካ
ናይዚ ሐውና ብካራ ዝሀረምዎ ዝቀተልዎ massages ዘይትህብ ደአ.
እንታይ ኢሉ እዚ እኮ ናይ መንፈሳዊ መምሃሪ እዩ እንተኺኢሉ ይጽልየሎም ነቶም ሐው ንሕው ዝቃተሉ ዘለዎ ደሐር ከአ ከምዚ ኢልካ ኢሎም ይቀትልዎ
መምህር ብእምነት ንቅሑ ንምንታይ ነጸላ ዘይትገብር ታይ ኢዩ ጸገምካ መንፈሳዊ ምሰል በጃኻ ኮመንት ኣንብቦ በጃኻ ❤❤❤ኣቅሪበ አየ ዓቢ ሃወይ ካልኣይ ጊዜ ኢየ ዝጽሕፈልካ ዘለኹ ነጸላ ግበር ኢለ ።😂
egzabiher ztemesgene ykun Amen(3)
A
እዋይ ግፍዒ
እግዚአብሔር ይመስገን 🤲