(ገጠመኝ) ናይ መወዳእታ ክፋል "ታሪክ ገብረ ክርስቶስ"

Пікірлер: 147

  • @fiyorigilay1522
    @fiyorigilay152227 күн бұрын

    ስም እግዚኣብሄር ኣምላክ ዝተመስገነ ይኩን ንገብረ ክርስቶስ ዝረድአ ኣምላክ ይርድኣናን ይብጻሓናን

  • @semhartsegay5312
    @semhartsegay531227 күн бұрын

    ድስ ዝብል ምስክር ኢዩ፡ኣነስ ሕምቀት አምነተይ ነፍሰይ ከም ዝወቅሳ ጌሩኒ ምስክርነትካ። ኣዝየ የነግን፡ዝተረፈ ጉዕዘካ አመብርሃን ቀቅዲሜካ ትሕለፍ።

  • @user-hq4dn9zr7l
    @user-hq4dn9zr7l27 күн бұрын

    እዋይ አነስ ዝገረመኒ ምስቲ ዝነበረ ህይወትካ ፆምን ፆሎትን ስግደትን ክትጅምር ዘይይይይይይሕሰብ እዩ ነይሩ ግና ዝገርም ምስዚ ኩሉ ፍልጠትና ምስዚ ኩሉ ምክትታልና ዘየባረርናዮ እዋይ ናትካስ ይገርም አታ ጅግና ወዲ ድንግል ማርያም ቅንዕናኻ ሐጊዝካ አነስ ተሐጉሰልካ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ክብርን ምስጋናን ንመድሀኒአለም ከምእዉን ንወላዲቱ ድንግል እንኳዕ ሐጎሰካ ❤❤❤

  • @selamgebremriam
    @selamgebremriam27 күн бұрын

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ናይ ተዋህዶ ንጉስ ናይ ክብሪ በዓል ቤት፡ንግስተ ሰማይ ኣቁራሪተ መዓት ወላዲቱ ሶልያና ምስጋና ይግበኣኩም ሓወይ እንቋዕ እምነቱን ብርሃኑን ገለጸልካ ንስኻዉን ሩኹስ ፈንፈስ ሴራ ናቱ ስለዝፈለዝጥካ ብእምነቱን ብርሃኑን ተመላለስ ንዓኻ ኣብዚ ኩሉ መከራኻ ዝሓለወ መዲሂነ ኣለምን ወላዲቱን ድንግል ማሪያም፡ መላኽቲ !!! ነቶም ዝተቋጸረ ሂወትና ይፍቱሕልና ኣሜንንንንንን

  • @user-zg7mc9xb4s

    @user-zg7mc9xb4s

    27 күн бұрын

    ኣሜን❤❤❤

  • @EritreanQueen-cu9ey
    @EritreanQueen-cu9ey27 күн бұрын

    *እንቋዕ ኣብቅዓካ ገብረክርስቶስ ሓውና ኣብ እምነትካ የጽንዕካ የፈጽምካ።ኣዳላዊ መደብ ካኣ ኩሉ ግዜ ከም'ዚ መደብ ኣዳልወልና።ክሳብ ኣምላኽ ረዲኡና ክንምስክር ንመጽእ።🎉❤🎉*

  • @elk5824
    @elk582427 күн бұрын

    እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል መምህር ገብረ ክርስቶስ።ዓብደል መሲሕ ብጣዕሚ እግዚአቢሔር ይመስገን። እቲ ንሰብ ዘይካኣሎ ንእግዚአቢሔር ይካኣሎ ዩ።ታሪካ ከም ናይ ቅድስቲ ማርያም ግብጻዊት ኮይኑ ተሰሚዑኒ፡እግዚአቢሔር ጸግኡ የብዛሓልካ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ብሓቂ ቃል ሂወት የስማዓልና። እግዚአቢሔር ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና፡ገብረ ክርስቶስ ሓወይን ወደይን፡ካብ ዘለኻዮ ክትብርትዕ ከተስተምህር ማለት እዚ ዝማሃርካና ናዓና ብኸመይ ካብቲ ወዲቅናዮ ዝነበርና ሂወት እግዚአቢሔር ብምሕረቱ ከም ዝረድአና።ኣምላኽ ድማ ንዓና ንሓጥኣን ዩ፡መሪር፡ሞት ኣብ ቀራንዮ ኣብ መስቀል ዝሞተልና፡ስለ ኩሉ ፍቅሩ ስለ ኩሉ ምሕረቱ ክብርን ምስጋናን ስግደትን ኣምሉኾን ንዕኡ ይኹን።ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤ መቸም ስደት ዂናት መከራ ዘይምቅሳን ምስኡ ድማ ዘይ ምንቓሕና ብዙሕ ኢና ተጎዲእና።ኣብ ፍቆዶ ሃገራት ምጻወቲ ኩፋኣት መናፍስቲ ዄና ብትሓደ ጽሑ ክፍጸም ናይ ግድን ዩ፡እዚ ሰዓት እዚ ድማ ናይ መወዳእታ ዩ ዝመስለ ዘሎ ኩልና ክነቅሕ እግዚአቢሔር ይሓግዘና።ኣሜን። ክቡር ሓውና ብእምነት ንቅሑ እግዚአቢሔር ጸግኡ የብዛሓልካ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርኽ ዕድመን ጥዕናን ይሓብካ።ኩሉ ትቅርበልና ብሓቂ ማሃሪን ድሕነት ክንረክብ ትገብሮ ጻዕሪ እግዚአቢሔር፡ ይሓግካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ስብሓት ለእግዚአቢሔር ሉዑል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር።ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤.

  • @avg4628

    @avg4628

    27 күн бұрын

    ብሓቂ

  • @user-yh5dc8bq7y
    @user-yh5dc8bq7y27 күн бұрын

    እንካእ ብደሓን መጻኩም እግዚኣቢሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ ገብረኩርስቶስ ሓወይ ድማ ጀማሪ ዘይኮንካፈጻሚ ይግበርካ ነኣና ድማ ናብ እግዚኣቢሄር ክንመጽእ ኣይነልቦናና ይከፈት ተመስገን ተመስገን ተመስገን❤❤❤❤

  • @yrgalmebokure8810
    @yrgalmebokure881027 күн бұрын

    We will Miss you. So Much. We love you ❤. Today the last. ❤❤❤ We are learning about the future what We have to do. THANK YOU SO MUCH OUR BROTHER 🙏🙏🙏

  • @shushanzeru3743
    @shushanzeru374327 күн бұрын

    እግዝአብሔር ይመስገን ኩቡር ሐዉና ናብ ንስሐ ሂወት ዘብቃዓካ አምላኽ አብሀይማኖትካ የጵንካ ዝገርም ምስክርነት ንብዙሐት መምሀሪ ክኸዉን እዩ ጰግኡ የብዝሐልካ 🌷🌸🌹💐🥀🌼🌻🌾🌺🌼🌻💐🥀🌹🌸🌷🌸🌹💐🥀🌼🌻🌾🌺🌼🌻💐🥀🌹🌷🌸

  • @Habeschah1
    @Habeschah127 күн бұрын

    ተመስገንካ ፈጣሪ ናተይ ታሪኸ ትዛረብ ዘለኻ መሲሉን እግዚአብሔር ጸጋኻ የብዘሔልካ አብ ጸሎትካ ዘክረኒ ሐወይ🙏🏻

  • @user-ks7wr4zu1b
    @user-ks7wr4zu1b27 күн бұрын

    ናይ ባሓቂ ምስክርነት ኢግዝኣብሄር ምሳካ ይኩን

  • @selamfkri4025
    @selamfkri402527 күн бұрын

    ኣምላኽ እንቃዕ ናብ ቤቱ ኣቅረበካ ገብረ ክርስቶስ ንዓና ከኣ ንዓኻ የማስለና

  • @rutgebrezgi2765

    @rutgebrezgi2765

    26 күн бұрын

    አሜን መንገዲ አምለክ ንኪድ ንበገስ ጠራሕ አምላክ ይሐግዘና ንኩላትና አሜን አሜን

  • @yekidanemehretlegamen860
    @yekidanemehretlegamen86027 күн бұрын

    ብመጀመርታ ነቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ልኡል እግዚአብሔር ክብርን ምስጋናን ይኩን ብምቅፃል ገብረክርስቶስ ሀወይ ንህዋተይ ትምህርቲ ክካኖም ኢልካ ታሪክ ሂወትካ አካፊልካ እብጣእሚ እና ነመስግነካ አጃካ በርትእ አደይ ማርያም ምስቲ ብሩክ ወዳ ምሳካ ትኩን

  • @rutgebrezgi2765
    @rutgebrezgi276527 күн бұрын

    አምላክ ይመስገን ካብዚ ኩሉ ማዓት ወጺካ ነዚ ኩሉ መከራታት ጸላኢ ሰናያት ክትሰብሮ ምብጻሕካ ይገርም እዩ ክብሪ ንአምላክ ይኩን እንቃዕ ሐጎሰካ አብዚ ምብጻሕካ ነዚ ኩሉ ክትጸውየሉ ምብጻሕካ ታአምር እዩ እሞ ፍጥሩ ዘይድርቢ ጎይታና መድሐኒናን አዴና ቅድስቲ ድግልን ማርያምን ምስጋና ይኩኖም አሜን ብጣዕሚ ዝገርም ተአምረኛ ሐውና ገብረ ክርስቶስ ተመስገን ስለኩ ነገር ክቡር መምህር ሐወይ ድማ ስለቲ ትገብሮ ኩሉ ጻማካ ካብ አምላክ ርከቦ ጸጉኡ የብዝሐልካ ፈጣሪ❤❤❤

  • @rishane9576
    @rishane957627 күн бұрын

    ገብረክርስቶ ሓወይ እንቃዕ ደስ በለካ ኣምላክ ጥዑም እዩ ፍጡሩ ዘይድርቢ ርሁሩህ ጎይታ ሽሙ ይክበር ይመስገን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣብ ቤቱ ድማ ከጽናዓካ ክሕልወካ ሓይሊ ክህበካ ድማ ትምኒተይ እዩሞ ኣጆካ ገብረክርስቶስ ሓወይ ስለዚ ኣነውን ከማካ ውጻእ ማዓት እየሞ ንክምስክር ፍቃድ ኣምላክ ይታሓወሶ ክቡር ሓወይ ድማ ከምዚ ምስክርነት ድህቡ የሕዋት እንዳምጻኣካ ንነብስና ድከውን ተቅርበልና ደለካ ናይ ባሓቂ ዓቢ ምስጋና ይኩንካ ተባረክ ጸጋ የብዛሓልካ ኣሜን ❤❤❤❤

  • @aabraham9676
    @aabraham967627 күн бұрын

    May our Lord Jesus Christ will always be with you our young brother GebeeKristos. Your honesty , your innocence despite what the evil one has put you through is amazing. You’re a great example to many young people and your story gives us courage and hope , prayers and fasting can set us free and can get us closer to our lord Jesus Christ. Egziabher yibarkika!

  • @Helenteame
    @Helenteame27 күн бұрын

    ተመስገን መወዳእትኻ ዓወት እንቃዕ ኮነ ❤❤❤❤❤

  • @selamawi1927
    @selamawi192727 күн бұрын

    ዕልልልልል ዕልልልል እዝጋቢሄር ይመስገን። ንወላዲትካ ክኤ ደብሳ ኢካ።

  • @NexereabHaile
    @NexereabHaile27 күн бұрын

    እንቋዕ ኣብዚ ኣብጸሓካ ገብረክርስቶስ ሓውና ከማኻ የማስለና እግዝኣብሄር ኣምላኽ

  • @Hani-jy6cg
    @Hani-jy6cg26 күн бұрын

    ኣሰይ ዝሕወይ ከም ናትካ ይብጽሃና ን የምስልናናን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @awetgebre208
    @awetgebre20827 күн бұрын

    Amen Amen Amen elelelelele Egzabhier Amlak zyemesgen ykun .❤❤❤❤enquae hageseka zhawey.

  • @user-vv7lx4sw5o
    @user-vv7lx4sw5o26 күн бұрын

    በመጀመሪያ ክብርና ምስጋና ሰማይና ምድርን ዝፈጣረ ኣምላክ ይኩን እልልልልልልልል ተመስገን ኣምላክ ንገብረ ክርስቶስ ዝረድአ ኣምላክ ይርድኣናን ይብጻሐናን❤❤❤❤❤

  • @mokietekle7104
    @mokietekle710427 күн бұрын

    ኡፍ ብመጀመርያ ተመስገን ፈጣሪ፡ድሓር ምሕረት እግዚኣብሔር ክሳብ ክንደይ ዓቢ ምዃኑን፡ ብዓቢኡ ኸኣ ጸሎት ናይ ኣዴኻ ብኣማላድነት ናይ ኣዴና ቅደስት ማርያም ኣቢሉ ኣብ ሂወትካ ዓቢ ተራ ከምዝነበሮን ብዓቢኡ ከኣ ናትካ ተበግሶን ሓራይ ኢልካ ዝተጋደልካዮ ገድልን ናብዚ ኣብቂዕካ እዩ እሞ ተመስገን።ብትብዓት ሓጢያትካ ከይሓባእካ ዓቢ ትምህርቲ ክንረኽበሉ ዝኸኣልና ምስክርነት ዘቕረብካልና ብልቢ ነመስገን እግዚኣብሔር የፈጽምካ።ብእምነት ንቕሑ ከኣ ብጣዕሚ ነመስግን ቀጽልዎ።

  • @trhashadish6175
    @trhashadish617526 күн бұрын

    Egzabihier ymesgen nay mishet Amlak ymesgen enqae des beleka mefetsemtiu yetsebiko ezi hawey mehari ane buzuh temahire 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @frehiwet4437
    @frehiwet443727 күн бұрын

    ገብረ ክርስቶስ ሓወይ እንቓዕ ነዚ ዘቅንእ ዘሒጉስን ዘህንጥን ቅዱስ ስግኡን ደሙን እብቃዐካ መጨረሽታካ የጸብቀልካ ❤❤❤እሞ ፈረሂወት ኢልካ ኣብ ጾሎት ዘክረኔ እግዚአብሔር ኣብ ስጋኡን ደሙን ከብቃዐኒ😢።

  • @user-bv4tb3mq3z
    @user-bv4tb3mq3z27 күн бұрын

    እግዚአብሔር ይመሰገን ብሓቂ ክብር ሓወይ ንዓይ ደክመት ሓፍተኩም ኣብፆሎቶኩም ዘክርኒ መጨረሻና የፅብቅለና😊

  • @selameyasu5841
    @selameyasu584120 күн бұрын

    Elllllllllllllllll enqai nabiz abxhakia egzabiher yemsgen amen 🙏 ❤❤❤

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom86027 күн бұрын

    እሰይ እልልልል አምላክ ጺብቅ ገበረልና እሞ ንሕና ካአትሐጉስና 💕💕💕💕💕💕🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽💕🙏🏽🙏🏽💕💕💕

  • @MhuryeMhurye
    @MhuryeMhurye27 күн бұрын

    ከምዚ ናትካ ዝነበርካ ርኩሳት መናፍስቲን ኣጋንቲን ከሳቑዩኒ ወሪሖም ክትመዉት ኢካ ፥ ክትሓምም ኢካ ፡ ኣካርጃ እንዶ ዛነብስካ ፡ ኣብቲ ትኮዶ ከምዚ ክትከዉን ኢካ ፡እከለ እኮ ከምዚ ኢልካ ኔሩ እታይ ሞ ክብለክስ እየ ማእለያ ዘይብሉ ሓሳብ ኣብ ርእሰይ ክማላለስ ወሪሑ ምስኡ ከኣ ጠንቑ ዘይፍለጥ ፍርሒ ሕጂ ግን ጽሎትን ስግዳንን ብብዝሑ ምስ ኣዘውተርኩ ኩሉ እካ እተዘይ ኮነ ካብቲ ገሊኡ ሓሳብ ዝማላለሰኒ ዝነበረ ቐኒሰ ኣለኩ።ፈጣሪ ካብ ከምዚ ዝኣመሰሊ ነገር ይሰዉረና ብ ዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና(ኣሜን) ነቶም ከምዚ ከማን ዘለኩም ጎይታናንን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ፍጹም ምሕረቱ ይልኣከልና (ኣሜን)!

  • @user-zg7mc9xb4s
    @user-zg7mc9xb4s27 күн бұрын

    እግዚኣብሔር እካዕ❤ናብ ስግኡን ደሙን ምቅባል ኣብቀዐካ❤ኣሜን❤ኣሜን❤ኣሜን❤

  • @ngusehuruy
    @ngusehuruy27 күн бұрын

    ስላም ገብረክርስቶስ መቅጸርያ ገርካ ህረሞ ን ሰይታን

  • @lijimariyamey8637
    @lijimariyamey863727 күн бұрын

    እግዚኣብሔር ይምስገን ኣምላክ ምሓሪ አዩ ጸላኢ ዘይባህርካ ዘይመልክዕካ የትሕዘክ ኣምላክ ግን ክሳብ ትምለስ ይጽበየካ መፍቀሪ ስለ ዝኮነ ተምስገን ። ሕጂወን ኣጆካ በርትዕ ፈጻሚ ይግበረካ ። ብእምነት ንቅሑ ሓውና ብጣዕሚ ንመስግነካ ኣምላክ የበርትዕካ ዘይውድእ ትዕግስቱ ይሃብካ ።

  • @yekidanemehretlegamen860

    @yekidanemehretlegamen860

    27 күн бұрын

    አጃካ ዝተባረከ መቁፀሪያ ጌርካ እግዝዬ ማሀረኒ ክርስቶሰ እንዳበልካ ነብስካ ቀጥቅጥ ስራህካ ጠጠዉ አብል እንዳበልካ ከሙኡ ግበር

  • @luwammebrahtu1364
    @luwammebrahtu136427 күн бұрын

    Enqa nabzi abqaka hawey amlka ybarka 🙏🙏🙏

  • @furzun-jy8fc
    @furzun-jy8fc26 күн бұрын

    Btami ena nemsgneka kubur hawna nezi teqrbo zeleka medeb mahar ab hiwet ❤

  • @heligirmay9020
    @heligirmay902025 күн бұрын

    ናብዚ ዘብፀሓካ እቲ ሓያል ልዑል ጎይታ ዝተመስገነ ይኩን❤ንዓቃ የማስለና ኣምላክ ይሕፀበና

  • @merryteklu4717
    @merryteklu471725 күн бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ንአካ ዝመሃረ ንኣና ከኣ ይመሃረና ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @xehayxdqi7928
    @xehayxdqi792826 күн бұрын

    ኣሜን ኣምላክ ይመስገን ብጣዕሚ ዝገርም ምስክርነት እዩ ፡ ብዛዕባ ቅዱስ ቁርባን ቀጻሊ ክወስድ ከም ዘለኒ ጸሎት ክብርትዕ ከምዘለኒ ጾም ኩሉ መዓልቲ ብምጻም ናብ ኣምላክ ክቀርብ ኣለኒ ኣምላክ ይሓገዘኒ ድልየተይ ንሱ እዩ ኣነ ዋላ ኣብ ከቢድ ፈተና እየ ዘለኹ ክጋደል ይደሊ እየ ሓወይ ኣብ ጸሎትካ ዘክረኒ ኢኻ ገብረክርስቶስ ሓወይ እንድሕር ዝከኣል ከይኑ በዛ ናተይ ኢመይል ጌርካ ጸሓፈለይ በጃኻ ፡ብዝተረፈ ግን ብጣዕሚ እየ ዘመስግን ኣምላኽ ይክፈለለይ ሓጊዝካኒ ኣለኻ

  • @furtunazemhret8188
    @furtunazemhret818827 күн бұрын

    Ellllllllllllll enqao nabzi abxhaka egzabiher ztemesgene ykun 🙏🙏🙏

  • @salitmahret
    @salitmahret27 күн бұрын

    Amen Amen Amen , enka EgziABHier nab sgun demun abqaka, EgziABHier ab bitu yenberka

  • @mebrahtudesta6583
    @mebrahtudesta658327 күн бұрын

    Enkae nabzi abtseheka.kbur Hawna. Kbri nlu ul Fetari ykun.Ajoka .naena kae kemiu ,yfterelna .Ajoka.

  • @Helen-dj5qj
    @Helen-dj5qj22 күн бұрын

    ንዓካ ዝምሐረ ኣምላክ ይምሐረና ተመስገን አምላክ

  • @kbrinmedhanealem8895
    @kbrinmedhanealem889527 күн бұрын

    Elellelelel enkua nezi dess zbl kal asmekana leul Egziabiher abo ❤❤❤️

  • @user-bw7vu4xd6p
    @user-bw7vu4xd6p26 күн бұрын

    አግዛቢጌር ይመስገን 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉አልልልልልልልልልልልልልልልልልልል

  • @johndawit3831
    @johndawit383126 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ገብረኩሩስቶስ ሓወይ❤❤❤

  • @letebrhantewelde8642
    @letebrhantewelde864222 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @medhanietewelde7416
    @medhanietewelde741625 күн бұрын

    ገብረ ክርስቶስ ሓውና ንብዙሓት ሰባት ትምህርቲ ኮይንካ ኢኻሞ ጸግኡ የብዝሓልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መፈጸምትኡ የብጽሕካ።

  • @Semhargebre384
    @Semhargebre38427 күн бұрын

    Ellllllllellllllllllelllllllll ezegabher yemsgen enqa abzeie abekaka Gebrekorsotes hawena betame abesa ekie ezgabher amlka be memherto reka like malakety kudise meckael kebert adena dingeil maryam anldnatome aygedfana 🙏🙏🙏

  • @yordanosasefawokubu2435
    @yordanosasefawokubu243526 күн бұрын

    Bhaky kal hiwet yesmalna fetarna amlakna wetru ms kulatna ykun ❤❤❤

  • @Tirhasarya
    @Tirhasarya26 күн бұрын

    እግዛቢሔር ይመስገን እንካዕ ብምሕረቱ ረኣየካ

  • @kisanetberhane3758
    @kisanetberhane375827 күн бұрын

    Aseyyy egzabhier amlak ymsegen enka nabzie abxahaka gbu 😇🥰🥰🥰

  • @hayliesabedom770
    @hayliesabedom77020 күн бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ገብረክርስቶስ ሓውና ። የሐጊስካኒ ጂግና እግዚኣቢሀር እንካዕ ናብዚ ኣብጽሓካ

  • @rigbeefrem2064
    @rigbeefrem206427 күн бұрын

    Amen Amen Amen

  • @muz282
    @muz28227 күн бұрын

    Assey zehawey enqae ab kurban abxehaka amlak ymesgen tehaguse behaki❤❤❤ ajoka kexlo tesfa zbehal keytkorx egziabher zebenka ybarko❤

  • @almazsbhatu3221
    @almazsbhatu322125 күн бұрын

    Asey temesgen Enqa nabzi kubur sghu demu abxhakn xegu memelisu yebzahelka Amennnn

  • @avg4628
    @avg462827 күн бұрын

    ምስጋና ነዚ ዝገበረ እግዚአብሔር ይመሰገን

  • @tocaboca4654
    @tocaboca465427 күн бұрын

    Asey zhawey beal tuem dmxi naaka yemaslena enqae hagoseka ❤❤❤❤❤❤

  • @tarikadem7893
    @tarikadem789325 күн бұрын

    ኣሰይይይ ኣሰና 🙏🙏🙏💯 ብአምነት ነቅሑ 💯 በጣኣሚ ተማሂረ 🙏🙏🙏አግዛብሄር የባርኩም ከምዚ ኢልኩም ን ሀዝቢ ከረስትያን ተንኩሑና ዘልኹም 💯ከብሪ ን አግዛብሄር 🙏

  • @eliasdebesay7355
    @eliasdebesay735527 күн бұрын

    Feten nay xelae senayat mretu zfeteno eyu zbelto😢 gin egziabiher nbeynina slezeyhadgena gin kbrin msganan ykuno❤

  • @amlakmehareni2916
    @amlakmehareni291623 күн бұрын

    ኣምላክ ይመስገን ብሩካት ኣሕዋተይ አዚ ታሪክ አዚ ናይ ብዙሓት ታሪክ ኢዩ አሞ። ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ።

  • @semharsolomon6092
    @semharsolomon609227 күн бұрын

    Amlak yimesgen ❤❤❤❤ amlak entayi yisaeno

  • @solomonkahsay9803
    @solomonkahsay980327 күн бұрын

    Qale hiwet yesmalna gebere krostos hawena

  • @gdeykidane1038
    @gdeykidane103827 күн бұрын

    temesgen amlak❤❤❤

  • @kahsakahsa435
    @kahsakahsa43527 күн бұрын

    Fetary kulu ykealo u temesgn

  • @asterhabtai5604
    @asterhabtai560423 күн бұрын

    Asey izihawey inqai hagoseka kibri nigziabhere elelllll zgerm mskirenet bravo mgletsi yebleyn imo menisey hiwetka adihnkaya kulu menisey nezi natka tarik semiu memhari ykuno thank you 🙏 igziabher memelisu ybarika

  • @raheltesema7333
    @raheltesema733325 күн бұрын

    megemerya kbri nfetari kulu alem egziabiher amlak abzi sle zebkeaka ajoka tegaduloka ketsel jgna areaya neana eka amlak tsegu yebzehalka ksab ftsame hiwetka amlak yhagzka

  • @danirrff72
    @danirrff7227 күн бұрын

    Enqa nabzi abqaka kbur hawna nzmex dma ab bietu xenika ktnebr xegu yebzhalka ❤❤❤

  • @arsematesfaldet9820
    @arsematesfaldet982027 күн бұрын

    naybhaki buruk hawey natkan nay weladitkn beabu nay egzeabher xelot redeka kemaka yebkeana ❤❤❤

  • @user-yt8ry6sw7y
    @user-yt8ry6sw7y22 күн бұрын

    egzabiher ztemesgene ykun Amen(3)

  • @temesgenamlak3339
    @temesgenamlak333926 күн бұрын

    Egziabhier ztemesgene ykun 🙏 enqae abzi abqeaka

  • @furtunazemhret8188
    @furtunazemhret818827 күн бұрын

    Qale hiwet yesmolna kubur memhrna xegaka yebzhayo ❤❤❤

  • @aygedefkaninamlakey1301
    @aygedefkaninamlakey130127 күн бұрын

    Amen 🙏 🙏 🙏 🙏. Temesgen fetari kbur hawna Egziabiher Amlakna tsegu yebzhalka .

  • @tsegahaile.
    @tsegahaile.27 күн бұрын

    🙏🙏🙏✝️✝️✝️👏👏👏Ellllllllll God is good all the time thank you brother

  • @miletemicheal2201
    @miletemicheal220127 күн бұрын

    Egziabher ymesgen hawey Enqae abqaka ab xelotka zekirena ❤❤❤❤❤

  • @AdeGoytaTv
    @AdeGoytaTv26 күн бұрын

    መግለጺ የብለይን ውሳነኻ ናይ በሓቂ😢😢

  • @yorsasum6868
    @yorsasum686827 күн бұрын

    Sm egziabiher ymesgen

  • @trhesadamadam6739
    @trhesadamadam673927 күн бұрын

    Aeseyyyy Ezaebihir Amlak ymesgen qeyari tarik temesgen zhewey enkae Abzi Abxheka

  • @hanaghebremedhin855
    @hanaghebremedhin85527 күн бұрын

    Ellllll elllll qale hywet yesmeana enque nabzi abqaka hawna gebre kristos 🙏🙏🙏

  • @akberetmobatsion5616
    @akberetmobatsion561627 күн бұрын

    Aseyyyyy aseyyyyy enka abkaka tamsge amlke ❤❤❤❤❤❤

  • @mimi-zt8ii
    @mimi-zt8ii27 күн бұрын

    Enqae amlak mehareka zehawey❤❤❤

  • @selamgebretnsae6880
    @selamgebretnsae688027 күн бұрын

    EGZAEBHER YMESGEN Aejoka Yefetsmka EGZAEBHER YMESGEN

  • @furzun-jy8fc
    @furzun-jy8fc26 күн бұрын

    Asssey Asssey Egziabiher ztemesgen ykun Gebrekurstos hewey jemari zey konka fetsami yigberka Amlak ajoka embrhan msaka tkunnn Amen Amen Amen 🤲🤲🤲❤❤❤🙏🙏🙏 Ellllllllllllll Asssey meglexi sienelu bthgos Egziabiher kbrn mesganan yikun Gebrekurstos hewey ❤❤❤🍇🍇 40:54 🍇🍇☘️☘️☘️☘️🌿🌿⚘️⚘️⚘️🌻🌻🌻🤗☘️☘️🌿🇪🇷🇧🇻

  • @fevendebesay1029
    @fevendebesay102926 күн бұрын

    Aseyyyyyyy elll ellll hawey ankaa nabzi abkeaka temesgen fetari 🙏🏻🙏🏻🙏🏻❤️❤️❤️

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom86027 күн бұрын

    ❤️❤️❤️❤️❤️ተመስገን አምላክ አምላክ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @johndawit3831
    @johndawit383126 күн бұрын

    Egzabiher amlak ztemesgene ykun❤❤❤❤

  • @okbitghilazghi8835
    @okbitghilazghi883527 күн бұрын

    Elle elll elllllll asay Amen 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @johndawit3831
    @johndawit383126 күн бұрын

    ገብረክርስቶስ ሓወይ ካባካ ሓገዝ የድለየኒ ኣሎ

  • @babyfuntime9616
    @babyfuntime961626 күн бұрын

    God bless you thank you so much 💓 💗 💛 🙏 ❤️ 💖 💓 💗

  • @user-gl6qo3iz6p
    @user-gl6qo3iz6p23 күн бұрын

    አግዚአብሔር ኣብዛ ምድሪ ዝሃበና ዝበለጸ ህያብ ቅዱስ ቅርባን ኣብ ሰማይ ድማ ስምካ ኣብ መዝገብ ህይወት ክጸሓፍ ከሎዩ በረኮቶም ይሕደረና ብጹእ ወቅዱስ ኣብነ ሸኖዳ 3 ዝበልዎዩ

  • @misganazerayhuruy4638
    @misganazerayhuruy463827 күн бұрын

    Egzabiher nzelalem ymesgen hyaway gasa.

  • @tug628
    @tug62827 күн бұрын

    Elllllllllllllllllllll kebren misganan n medhanialem n eaka zebteha amlak yebtehana kbur hawy

  • @user-ct4om4jh9l
    @user-ct4om4jh9l25 күн бұрын

    Enkea Amlake bemheratu temetaka🙏🙏🙏

  • @letebrhantewelde8642
    @letebrhantewelde864222 күн бұрын

    ኣምላክ ፈጻሚ ይግበርካ

  • @selamdebas4592
    @selamdebas459225 күн бұрын

    ዕልልልልልልል ተመስገን ኣምላክ❤❤❤❤❤

  • @dngleyadefikiri1062
    @dngleyadefikiri106226 күн бұрын

    Aseeeeyyyy elllleelllllllelllll, egziabiher amlak zitemesgene ykun nay behaki egziabiher amlak lewah eyu gebrekrstos hawey nkulu hatatina hdget geru zihakuf amlak eyu zelena, niaka zibexihe amlak niana kea ybxihana nab nisiha mot yebxihana sigaen demun kinwesid yebkiana, fkur hawey, abet ezi amlakna kiliwh endie beka entay kemzibil wn ayfelitin zeleku gn bzuh temahire kabaka gebrekrstos hawey blibi eyu zinafikeka eti lewhatika eti girhinaka yhasib behaki lewah ente koynu seb amlak aygedfon eyu emo enkae mefesemtaka axebekelka fkur hawey egziabiher amlak ymesgen, eti kulu zikiel egziabiher amlak yhalika, dngl mariyam adena texililelka, halewan teredaenetn nay kudusan melaekiti ayfeleka, bereket nay kdusan abotatna aygadefka selam kunelna bruk hawey ❤❤❤❤💒💒💒

  • @selamkiflemariam3706
    @selamkiflemariam370626 күн бұрын

    Kemaka yemaslena ab miskir ybxhana bxeloti amebrhan qudus mikaaeli qudus gebraeli aba yewihanis ab miskar yebxhana amen Amen Amen ELLLLLLLLLLL ELLLLLLLLLLL ELLLLLLLLLLL ab ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-yl5ut7po3z
    @user-yl5ut7po3z27 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @fiyorihaile6592
    @fiyorihaile659220 күн бұрын

    Egziabher Ymesgen ❤❤❤❤❤❤

  • @user-qj3yi3se5x
    @user-qj3yi3se5x25 күн бұрын

    Amlak miska ykun hewna

  • @rigbeefrem2064
    @rigbeefrem206427 күн бұрын

    Temsgen amlk hawey marey

  • @rigbeefrem2064
    @rigbeefrem206427 күн бұрын

    Egzabiher yimesgen

Келесі