(4ይ ክፋል) ናይ ልዋም ሃብተስላሴ ድንቂ ምስክርነት"

Пікірлер: 27

  • @user-jh9du7qd8t
    @user-jh9du7qd8t23 күн бұрын

    ናይ ምሕረት ኣምላኽና ኣይተጋደፈናን እምበር በብወገና ክንደይ ፈተና ሰጊርና ኢና።ሓፍትና ድም ነዚ ኩሉ ፈተና ሰጊርኪ እንኳዕ ከምዚ ኢልኪ ቃል ምስክርነትኪ ክትዛረቢ ኣብቃዓኪ 🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @user-kp1yk3qv2x
    @user-kp1yk3qv2x22 күн бұрын

    ክብርቲ ሓፍትና ዝገርም ታኣምር ናይ ርግዚኣብሔር ቱምሕረቱ ድንቂ ምስክረነት ኡዩ እምነትክለ ዓብዩ ኡዩ ብዝሕ ናተማሃርና ኢና መጨረስታኪ የፀብቆ ❤

  • @user-vg1gv1se6k
    @user-vg1gv1se6k22 күн бұрын

    ልዋመይ መዓረ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ጸጋ በረኸቱ የብዛሐልኪ ዝያዳይ እንዳማርያም ዓይላ አዘኪርክና ንእሽተይ ከለኹ ይኸይድ ኔረ ድጋሚ ከአ ንኸዶ ይግበረና

  • @lidiafitiwi5042
    @lidiafitiwi504223 күн бұрын

    ❤❤❤ Lwam memahrtey meteabiti Nay bhaqi Lebam❤, temti Love u 💖 ❤❤

  • @Yes_Christian
    @Yes_Christian23 күн бұрын

    ከብድካ ዝበሊዕ ዛንታን መሃሪን ዝኮነ ትምርቲ ኡ ሞ ሉዋም ሓፍተይ ንኩልና በኣኒ ምሕረቱ ይተምተና ❤

  • @eelnabieielnabi2772
    @eelnabieielnabi277223 күн бұрын

    Thnks qeltifka zsededkalna❤❤❤

  • @furtunazemhret8188
    @furtunazemhret818822 күн бұрын

    Amen🙏🙏🙏 enqao beslam mexakum qale hiwet yesmolna kubur memhrna ❤❤

  • @danielmichael9221
    @danielmichael922122 күн бұрын

    መምህር ብእምነት ንቅሑ ንምንታይ ነጸላ ዘይትገብር ታይ ኢዩ ጸገምካ መንፈሳዊ ምሰል በጃኻ ኮመንት ኣንብቦ በጃኻ ❤❤❤ኣቅሪበ አየ ዓቢ ሃወይ ካልኣይ ጊዜ ኢየ ዝጽሕፈልካ ዘለኹ ነጸላ ግበር ኢለ ።😂

  • @eelnabieielnabi2772
    @eelnabieielnabi277223 күн бұрын

    አዋይ ተኣምር ናትናስ ንበይኑ አየ ግን ንጽቡቅና አዪ ኣምልክ ኣይ ድርብየናን አዩ ኣብ መወዳአታስ ከም ደቂ አስራኤል ከህወልና አዪ😢😢

  • @user-yu1yy8sm2t
    @user-yu1yy8sm2t23 күн бұрын

    Lwamy mkret memhrtey abye Seb zebnke yebrk fetre 🙏 abxltke zekrna 💕

  • @user-hq4dn9zr7l
    @user-hq4dn9zr7l23 күн бұрын

    እዋይ ፈተነ እዋይ ግፍዒ ሰብ ክንሶም አብ ልዕሊ ደቂ ሰባት ክንድዚ ጭካነ 😢😢😢😢

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom86016 күн бұрын

    የቀኒየልና ክብር መምህርና ን ክብርቲ ሐፍትናን አምላክ ፍቅርን ሰላምን የውርደልና 💕🙏🏽💕🙏🏽🙏🏽

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus639023 күн бұрын

    Kalehiwet. Yesmalna ❤...Amen.amen Amen

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom86016 күн бұрын

    💕🙏🏽💕🙏🏽💕🙏🏽🙏🏽💕🙏🏽

  • @Samira-it6jh
    @Samira-it6jh20 күн бұрын

    ክተዛረብ ቃሊለ ብሓቂ ክብርቲ ሓፍትና ፀጉኡ የበዘሐልኪ ሰለ ከሉ ነገር ገና እግዚአብሄር ይመሰገን😢

  • @Hani-jy6cg
    @Hani-jy6cg23 күн бұрын

    አንቓ ብስላም ምጽኹም 🙏🏾❤️❤️❤️❤️

  • @FyfeYhf
    @FyfeYhf23 күн бұрын

    እዋይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @user-bw7vu4xd6p
    @user-bw7vu4xd6p23 күн бұрын

    🎉❤❤❤❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @user-wl9kg2qq6q
    @user-wl9kg2qq6q16 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @aziebabraham5586
    @aziebabraham558623 күн бұрын

    እዋይ 😢😢😢😢

  • @nebyhabte5928
    @nebyhabte592821 күн бұрын

    Lulu memahrtey abay seb edmen teanan yhabki Fetari bzuh betene eyu getimuki emo. GBU

  • @user-wt6sq7bd5i
    @user-wt6sq7bd5i23 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @saronwoldu8714
    @saronwoldu871421 күн бұрын

    😅😅

  • @user-us3sc7hk8q
    @user-us3sc7hk8q22 күн бұрын

    ናይዚ ሐውና ብካራ ዝሀረምዎ ዝቀተልዎ massages ዘይትህብ ደአ.

  • @user-vg1gv1se6k

    @user-vg1gv1se6k

    22 күн бұрын

    እንታይ ኢሉ እዚ እኮ ናይ መንፈሳዊ መምሃሪ እዩ እንተኺኢሉ ይጽልየሎም ነቶም ሐው ንሕው ዝቃተሉ ዘለዎ ደሐር ከአ ከምዚ ኢልካ ኢሎም ይቀትልዎ

  • @briktiwelday9027
    @briktiwelday902722 күн бұрын

    እዋይ ግፍዒ

Келесі