(ገጠመኝ) 11 ክፋል "ታሪክ ገብረ ክርስቶስ"

Пікірлер: 43

  • @selamgebremriam
    @selamgebremriamАй бұрын

    ንመላእ ምእመናን ጾምና ጾም ነብያትን ሃዋርያትን ጌሩ ይቀበለልና ርሑስ በዓል ፋሲካ፡ ተዘከረነ ወስተመንገስትከ

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom860Ай бұрын

    አምላክ ፍቂሪ እዩ እምላክ ማሐረና ንሕና ደቂ ሰባት ብዙሕ ንጋገ እና እሞ ማሐረና ዳአ ናብ ዲያብሎስ ክፍእ የሕሊፍካ አይትሃበና አምላከይ 🤲🏼❤️🕊️🤲🏼❤️🕊️🤲🏼🕊️❤️🕊️🤲🏼❤️🕊️

  • @user-bw7vu4xd6p
    @user-bw7vu4xd6pАй бұрын

    ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ክጽበየኩም ቀነ ደቂ ሪመይ አንቃዕ ብደሓን መጻኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @EritreanQueen-cu9ey
    @EritreanQueen-cu9eyАй бұрын

    *ገብረክርስቶስ ሓውና እንቋዕ ዳሓን መጻኻ።ብሃንቀውታ ትጽቢት ከፊኡና ቀንዩ።ኣዝዩ ብዙሕ ትምህርቲ ንረኽበሉ ኣለና።🎉*

  • @furzun-jy8fc
    @furzun-jy8fcАй бұрын

    Amen Amen Amen bhaqi nnsha yigberelna🙏

  • @luladaid9912
    @luladaid9912Ай бұрын

    Thankyau god palsyou Amen ❤❤❤❤

  • @misganazerayhuruy4638
    @misganazerayhuruy4638Ай бұрын

    Egzabiher mhretu aywdan u.

  • @AdeGoytaTv
    @AdeGoytaTvАй бұрын

    😢😢😢😢😢 ጸላኢ ሰናይ ንንቀሓሉ

  • @avg4628
    @avg4628Ай бұрын

    እንካዕ ንበዓል ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሐኵም እንካዕ ደማ በሰላም መፃኵም

  • @user-pi7hj2ov5n
    @user-pi7hj2ov5nАй бұрын

    ኣይይይ ዓለም መታለልት ኣጀካ ዝሓወይ😢😢😢

  • @user-le6bt1or5p
    @user-le6bt1or5pАй бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ቃል ሰናይ የስማዓልና እግዛኣቤሔር ኣምላክ የክብረልና መምህርና ኮሙእ ድማ ሓውና ናይ ዚ ሓወይ ካብ ቀዳማይ ክፋል ኣትሒዘ ይካታተሎ ኣለኩ ዝበዘሐ ፐርሰንቲ ናይ ሂወተይ ታሪሕ ዩ ናሃተይ ይገድድ ናይ ባሓቂ የ መምህረይ ንሓውና እግዛኣቤሔር ኣምላክ ረዲኤዋ ብምሕረቱ ጠፊትዋ ኣነ ካኣ ከም ፍቃድ እግዛኣቤሔር ኣምላክ ካብዚ ዘለክዋ ማለት ካብ ልቢያ ወጺየ እግዛኣቤሔር ኣምላክ ዝገበረለይ ዓቢ ምሕረትን ዝገበርክዋን ዝፈጸምክዎን ሂጂ ኣብ ልቢያ ምስ መጻኣኩን ዘጋጠመኒ ፈተናታትን ዝፍቶኖን ዘለኩ ሓደ ማዓልቲ እግዛኣቤሔር ኣምላክ ፈቅድለይ ክምስክር የ ካብዚ ዘለክዎ ወጽየ ካም ሰበይ ክከውን ኣብ ቤቱ ብምሕረቱ ካኣቱ ኣብ ጸሎትኩም ዘክርኒ መምህረይ ኮሙእ ድማ ገብረ ክርስቶስ ሓወይ መምህርና ካኣ ጸጋ የብዛሓልካ ናይ ዘመን ኣጎልግሎትካ ይባርክልካ ጺን ኢልኩም ስለ ዝሰማዓኩምኒ ኣብቲ ትገብርዋ ጾመ ጾሎት እግዛኣቤሔር ኣምላክ ጺን ኢሉ ይስማዓኩም መምህረይ ኣብ ጸሎትኩም ዘክርኒ ናዓይ ንድክም ሓውኩም ❤❤❤

  • @xhv5054

    @xhv5054

    Ай бұрын

    _አጆካ ወድነይ ንኩሉ ግዜ አለዎ ፆሎት ቅዱሳን ኣየፈለይካ ብጾም ጸሎት በስግደት ብርተዕ አጆና እመብርሃነይ አደዋተይ ትሓግዘካ ❤_

  • @robielcom
    @robielcomАй бұрын

    ኣምላኽ ኣቦይ ካብ ኩሉ ሕማቅ ነገር እሰውረና 🙏❤🙏

  • @rishane9576
    @rishane9576Ай бұрын

    እንቃዕ ሩሑስ ባዓለ ትንሳኤ ኣብጻሓኩም ኣብጻሓና ኣሜን ገብረክርስቶስ ሓውና ፈጣሪ እንቃዕ ረዳኣካ እምበር ክፉእ መንፈስ ሰይጣን ደይገብሮ ደይሰርሖ የለንሞ ኣጆካ ብጾም ጸሎት በርትዕ

  • @furtunazemhret8188
    @furtunazemhret8188Ай бұрын

    Enqao beslam mexakum kubrat yehwatey kbrn msganan noeu ykun amen 🙏🙏🙏 qale hiwet yesmolna ❤❤❤

  • @seha8422
    @seha842225 күн бұрын

    Ane aleku bzey Bun knkasakes zeykel ab xelotkum zekuruni kgedfa😢🙏🙏🙏

  • @merryteklu4717
    @merryteklu4717Ай бұрын

    Egzbher Mule mhret yegbralna ezi nay kulu sab haytate eu ajoka amlke Mehari eu❤❤❤

  • @selameyasu5841
    @selameyasu5841Ай бұрын

    Amen 🙏 🙏 🙏 ❤❤❤❤

  • @dngleyadefikiri1062
    @dngleyadefikiri1062Ай бұрын

    Enkae nab beal tinisae bselam abxihana yehwatey enkae dehan mexakum kea bihankewta kinxibe kenina ❤❤❤

  • @tmnitestifanos6765
    @tmnitestifanos6765Ай бұрын

    Enqe beslam mexkum bihnkweta kinxbi kenina ❤❤❤

  • @Semhargebre384
    @Semhargebre384Ай бұрын

    Eway nzaia gulie kytitlma bejaka beska eya ezie kulu rekibtua zala kahasa eka ezegabher mawxawo yefterlkume lebkume yekiftlukome kudise Mikalie bulie ekume kabe kule xebaba kedhinkiume eu ajuka zehawwy werkie abe hawei eu zfitie xuruie mikunue kai yefltie 🙏🙏🙏

  • @kbrinmedhanealem8895
    @kbrinmedhanealem8895Ай бұрын

    Tselaeka zwedey bruk ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @user-yh5dc8bq7y
    @user-yh5dc8bq7yАй бұрын

    Ruhus fasika enkae bselam mexakum

  • @merafara4647
    @merafara4647Ай бұрын

    Ajoka hawey egzabher mehari u 😢😢😢

  • @amlakmehareni2916
    @amlakmehareni2916Ай бұрын

    ናይ ብዙሓት ሽግር አዩ።

  • @berhanetberih3060
    @berhanetberih3060Ай бұрын

    Please gn Eti timhrti zibzhe ab kaal Amlak tezkewun mihashe

  • @suziberhane4579
    @suziberhane4579Ай бұрын

    Amen!❤❤❤❤❤

  • @user-wt6sq7bd5i
    @user-wt6sq7bd5i21 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-xq3nl8ds5u
    @user-xq3nl8ds5uАй бұрын

    ፈተና አያ ሂወት ኣብ ጎይታ ሚቅራብ ዩ ቆሪጽካ ከኣ ሚግዳፍ ናቡ ዚደፋፍአካ ኣነ ናተይ ፈተና ነሪኒ ሂጂ ግን ቆሪጸ ኣለኩ ኣምላክ ሚሳይ ዪኩን

  • @yekidanemehretlegamen860
    @yekidanemehretlegamen860Ай бұрын

    ንመላእ ኣርቶዳክስ ተዋህዶ አመንቲ እንኳእ ንበአለ ትንሳኤ ብሰላም አብፅሀና ሩሑስ አዉድአመት

  • @mogosaregay

    @mogosaregay

    Ай бұрын

    ኣሜን³ እንቃዕ ኣብጽሓና✝️⛪️👏✅

  • @lemlemrezene8636
    @lemlemrezene8636Ай бұрын

    🙏🙏🙏⛪❤❤

  • @akberetmobatsion5616
    @akberetmobatsion5616Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom860Ай бұрын

    እንቋዒ ብዳሐን መጻእኩምና ርሑስ ባዓል ፋሲካ አምላክ ፍቂሪ እዩ 🤲🏼🤲🏼❤️❤️❤️🤲🏼🤲🏼🕊️🕊️🕊️🕊️❤️❤️🕊️🤲🏼🤲🏼

  • @AbebaGhebrab
    @AbebaGhebrabАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Hani-jy6cg
    @Hani-jy6cgАй бұрын

    😊😊😊😊😊😊😊🙏🏾

  • @user-vi9nt9xw1x
    @user-vi9nt9xw1xАй бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእኹም ❤❤❤

  • @aaazzz3936
    @aaazzz3936Ай бұрын

    😭💔🙏🙏🙏

  • @mogosaregay
    @mogosaregayАй бұрын

    😭

  • @user-oq9iw1yr5x
    @user-oq9iw1yr5xАй бұрын

    Part 2 😢

  • @amlakmehareni2916
    @amlakmehareni2916Ай бұрын

    ሓቅካ ሓወይ ናይ ዝሙት ፊልም ምርኣይ አቶም ናይ ዝሙት መናፍስቲ ኣትዮም ዘማዊ አዮም ዝገብሩካ ኩልና ዝተፈተናሉ ኢዩ

  • @user-rx6pt8ps3z
    @user-rx6pt8ps3zАй бұрын

  • @saraandemaryam6607
    @saraandemaryam6607Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

Келесі