It is very interesting and factual history. You can tell B. G. Tekeste Haile is a man to relate or share the true History without any addition. Thank you very much. 🌹🌹🌹🌹💗💗💗💗👍👍👍
@wedihalecag80743 жыл бұрын
Real and true history by the only and one patriotic b/ General Tekeste Haile. Stay blessed our hero.
B/G Tekeste Haile he is so patriotic & brave as a military leader.Perfect historian also justify.Nobody forget you great contribution on our honour history.🙏
@ebre6773 жыл бұрын
Wow smart intelligent man bright brilliant. God bless you my dear abona tekesete haile. Thank you. Keep up. 😘🙏
@michaeltekalay3 жыл бұрын
Read history neay behike zehogsa kemze kemaka etoma zetrfu netoma bjegnanta zehlfu kengrloma kelwe kende mentay yhogska mslika jegna General neay behike thanks more god bless you
Esayas is working hard to destroy eplf fighters legacy
@haileotz62703 жыл бұрын
Entay emo Ezkulu taqaliskum jgnnetkum hade shifta chewiwo
@filmongebremeskel13222 жыл бұрын
Abona generall tekste hayle rtubn xfufn agelalxa
@yonasafeworki55683 ай бұрын
ዮናስ ተስፋንኬል ሓው ሙሴ ተስፋንኬል ድዩ ? ጀነራል
@gobotesfay63583 жыл бұрын
Please ask him about werku tesfahune
@salmhumed4994
3 жыл бұрын
how u are stupid you know this man he was what pls pls 1998 in war with Ethiopia what was ahhh!! pls pls keep shut up pls and listen if u r younger than 35 years careful careful careful 👉👉 dehaan aleku enda belka nhawaru dekiska key txenh ab aratka ezi njanu hluwatn siwatn merihu hager zewhase sebay eu afaf hwo u are this our hero pls pls kemu hawey natey mn albat nshtay ente konka sorry ! kemzy keman lily 30 ente konka gn I'm sure eritrawi ay konkan....!!!
Ane keygeremetni ayterefetin za kula Adam ab halewa sewra haqiqas halewa sewra ayneberen ybl do welas Abta shia gze aytemesreten ti halewa sewra eyu zibl zelo
Пікірлер: 115
ናይዚ ሰብኣይ ዘሐጉሰኒ ሓንጎሉ ሻርፕ ዝተሓተቶ ብስነስርዓት ዝምልስ ዲሲፕሊን ዘለዎ ካብ ኩሉ ከኣ ናይ ምዝካር ክእለቱ ኣዝዮ ንቁሕ ምካኑ እዮ:: ተስፋ ይገብር እታ ሞዋእልካ ዝተቃለስካላ ዓድካ ብሰላም ክትምለሳ::
@user-xg7mu8nq1s
3 жыл бұрын
ምእንቲ ህዝብን ሃገርን ብመትከል ዝተቓለሰ ነቲ ሓቀኛ ፍጻሜታት ብፍላይ ክኣ ባዕሉ ዝወዓሎን ዝተሳተፎን ብኸምዚ ዓይነት ከቕርቦ እንከሎ እዛ ሃገር ሰብ እባ ኣለዋ እዩ ዘብል እዩ። ዕድመን ጥዕናን ንሓርበኛ ተጋ. ብርጋጌር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ወዲ ሃይለ!!!!!
@Esunosamsom
3 жыл бұрын
I hope he will put it ina book
@user-py8yp8px7y
3 жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ናይ ብሓቂ 🙏
@arnold596
3 жыл бұрын
General suk elka zimesie aykonen
Thank you B G Tekeste Haile Hero ... can't wait to hear the continuation of this interview. Tnx Sened TV.
ታሪኽ ሓርበኛ ኣቦሓጎይ ስዉእ ወዲ ፍጡር ካብ ሓርበኛ ተጋ. ብርጌደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ምስምዐይ ኩርዓት እዩ ዝስመዓኒ እሞ ኣሎና ኣብ ኣሰርኩም ክሳብ ሓርነት ህዝቢ ኤርትራ ዝረጋገጽ።
@user-of9fg7fi9e
3 жыл бұрын
ጅግና እዪ ወዲ ፍጡር ንፍትሒ ዝቃለሱ ኣቦታትና
ናይ ባሓቂ ደስ ዝብል ታሪኻዊ ዕላል ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ ኣያና ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ።
ቃለመጠይቕ ጀጋኑ ብናይ ቲ እዋን ኣሳእሎም እንተዝስነ ጽቡቕ ምኾነ መስለኒ ። ሕጂ ምስ ዓበዩ ዘሎ ምስሎም ምንጽጻሩ የጸግመና ኣሎ ። የቐንየልና ብርጋዴር ጀነራል ።
It is very interesting and factual history. You can tell B. G. Tekeste Haile is a man to relate or share the true History without any addition. Thank you very much. 🌹🌹🌹🌹💗💗💗💗👍👍👍
Real and true history by the only and one patriotic b/ General Tekeste Haile. Stay blessed our hero.
ሓርበኛ ተጋ. ብርጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ንጽህ ተባዕ ውፉይ ምእንቲ ሓቅን ሓርነትን ፍትሕን ዕድሚኡ ዝኸፈለ ዘይንፈልጦ ታሪኽ ኣቦሕስጎታትና ኔጊርካና። ክብረት ይሃብካ እቶም ሕድሪ ናይዚኦም ጀጋኑ ረጊጾም ምስ ህግደፍ ዘዳኽሩ ግን ታሪኽ ክምህሮም እዩ።
@dawitgebrat1878
3 жыл бұрын
ንሱን ብጾቱን ንውርሻ ደቆም ዝከውን ገንዘብ የውጽኡ ኣለው'ሞ ኣሳልጦ ይሃቦም፡ ኣሜን!
B/G Tekeste Haile he is so patriotic & brave as a military leader.Perfect historian also justify.Nobody forget you great contribution on our honour history.🙏
Wow smart intelligent man bright brilliant. God bless you my dear abona tekesete haile. Thank you. Keep up. 😘🙏
Read history neay behike zehogsa kemze kemaka etoma zetrfu netoma bjegnanta zehlfu kengrloma kelwe kende mentay yhogska mslika jegna General neay behike thanks more god bless you
Amazing grace ❤💯
ጋዘጠኛ ድምጺ ከተማሃይሾ ኣለካ ኣብ ገለ ገለ ይስማዕ ኣይነበረን
ሰላም ክቡራት ተኸታተልቲ መደብ Tv Sened Eritra ኣብ'ዚ መደብ ይኹን ቅድሚ ሕጂ ድምጺ ትሑት ከም ዘሎ ገሊጽኩም፡ ንሓበሬታኹም ኣዚና ነመስግን። ብወገንኩም ከኣ Iphon Tablet. Laptop ወይ stationery computer ትጥቀሙ ኩሉኹም ብሓበራ ድምጺ ከተመዓራርይዎ ክንሕብር ንፈቱ። ብዝተረፈ እዚ ንጥቀመሉ microphon ዝሓሸን ዝበለጸን እዩ ኣይንብልን። ብተወሳኺ ዝኾነ microphon ዳርጋ ኣብ 3-6 ወርሒ ሓድሽ ክትገዝእ ትግደድ። ምእንቲ'ዚ በቲ ዘለና ትሕዝቶ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ምሳኹም ክንካፈል ንቃለስ ኣለና። ኣብ'ዚ ዝሓለፈ 13 ዓመት ከኣ ፈነወ Tv Sened Eritra ብዘይዝኾነ ይኹን ሓገዝ ብውልቀ ክካየድ ጸኒሑን ኣሎን። እሞ Tv Sened Eritra ንምምዕባል ሓገዝኩም ኣይፈለየና። ምስ ብዙሕ ምስጋና Tv Sened Eritra.
He was my hero when I was a teenager and he is my hero now as well. He is intelligent, a brave man, a kind man and fair. Love you Wedi Haile.
@robiber676
3 жыл бұрын
Kkk abizyi tifelto iytizarebi
@AmanuelAdhanom
3 жыл бұрын
@@robiber676 Robel ede himaq zilemede. Get your facts straight.
@robiber676
3 жыл бұрын
Kkk hiji kemeani abizeyi teflto tebloki iytbeli .
@AmanuelAdhanom
3 жыл бұрын
@@robiber676 Do you think I care what you have to say, get lost.
ኣቱም ሰባት እዞም ንኣሽቱ ወለዶ ክደይ ጀጋኑ ኣቦታት ዘይ ንፈልጦም እዮም ዘለውና በሉ እስከ ዕድመኝ ጥዕናን ይሃብኩም እቶም ጋዘጠና ምቅራብ ኣይ ትሕመቁ
Welcome 👍🌼🌻
ብ/ጀነራል ተከስተ ሃይለ ዕድመ ይሃብካ አዚ ክስነድ ዝግቦኦ ታሪኽዩ
Wedi haile , what can I say , you are the best from A to Z ,period!!!!!!!!!!
መንእሰይ ተጋደልቲ ግቡኦም ጌሮም እዮም። ንሕና እንታይ ንግበር ራዛ ናይ ኣቦኻ ሓዛ እዩ እሞ እዚ ኩሉ ታሪኽ ሰሚዕና ትም ክንብል ኣይግባእን እንታይ ደኣ ታሪኽ ክንሰርሕ ይግብኣና።
jegna B G Tekeste haile edmen tenan yehabka
BGTH and Antonio you both look good in those suits, the colour fits you both as well. I also like the joke about “welie “ 🤣
Mexihaf eu eko Ezi Jgna Atom Mexihaf thatmu abzi alekum Tarik
Abona B/G tekeste haile tarikna kinfelt zigeberkumo meglexi aziyu tsifuf egziabher amlak ziterefe gizekum ybark.
respect
ጋዜጠኛ ኣይግድን... B/G... ጽቡቕ ዝኽሪ.. ዝገርም ዕለትን ስዓትን....
Olalu kbesl meat eu Ezi Jgna !! Behaki Bhiwet keleka kulu tebtbo Ajoka ' !! Zterefe odmeka Amlak ybarko !
Wedi Haile jigna thank you for telling us real history
Exactly!
ሓደ ካብቶም ኣዝየ ዘኽብሮምን ዘድንቆምን ተጋደልቲ ኤርትራ ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ! ሰብ ኣለዋ ዛ ሃገር ኣለና ክሳብ ሓርነት ህዝቢ ኤርትራ
ድምጺ ጽቡቅ የለን! ዓቢ ታሪኽዩ
A very nice book.
እታ ቀዳመይቲ ክፋል ደጊምካ ተተቅርባ ብጣዕሚ ደስ ምበለና ምክንያቱ ቀዳማይ ክፋል ጽቡቅ ጌርካ ከይሰማዕካ ካልኣይ ክፋል ብዛዕባ መን ፡ ብከመይ ምክንያት ይዛረብ ኣሎ ከይፈለጥካ ምስማዕ ትርጉም ክህልዎ ኣይክእልን ኢዩ እሞ ተደገምካልና ይምረጽ ፡ ምስ ምሉእ ኣክብሮት
Zeymino enterview beal Iseyas kea tegadelti yibehalu. Aklabat andinet
Ati intrviwe xbuke niru gnr sheshe bezihwo knsemo aykalnane estdyokume astkakelu
Welcome bro’s ❤️👍🏽✊
ኽቡር ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ኣነ ሕቶ ወይ ሓበሬታ ደልየ ኣለኹ ዝኻኣል እንተ ኾይኑ? ዝኾነ ሓቲተ ትክእክል ዝንግርካ ኣይተርክብን Abraham Tekle (wedi hama) ከም ዝብሃል መምህር ኣብ ናይ ስንኹላን ከም ዝነበረ ካብ ዩንቨሪስቲ ኣዲስ ኣበባ ከም ዝመጸ ሓበሬታ ኣለኒ ብዛዕባ ኣብርሃም እንታይ ኣፍልጦ ኣለካ የቀንየለይ።
It’s very interesting interview but please please Antonio DONOT INTERRUPT HIM
@ephraim1876
3 жыл бұрын
ኣይሰምዕን ኢዩ ከሙኡ ኢዩ ዝገብር ኩሉ ግዜ
@semdawit
3 жыл бұрын
ካብ ናይ ዮኤል ፋኑስ ካብኡ ክመሃር ይግባእ ተዘይኾይኑ ባዕሉ ደኣ ዘየዕልለና
@Tv.senedNews
3 жыл бұрын
@@ephraim1876 የቐንየልና
@Tv.senedNews
3 жыл бұрын
@@semdawit ንስኻ መጺኻ እንተሕግዘና ክንደይ ደስ ምስ በለና
@semdawit
3 жыл бұрын
ሕማቅ ኣይሰማዓኻ እቲ ክውንነት እሱ እዪ ኣነ ጋዜጠኛ ኣይኮንኹን እምበር ምፈተኹ ሕጂ እውን ኣይትኹሎፎ
ብሃቂ ጥዕም፡ዘረባ ጀረናል ተኸስተ ሃይለ
ሓቀኛ ጀነራል
Edmen tenan yehabka kubur b g General
B/g tekeste haile jigna
ኣክ ድምጽካ ዝሰማዕኩ ኮይኑ ተሰሚዑኒ ወዲ ዓንደ ሓቦቦይ ጻዕዳ ከይራኣኩካ ብታሪክካ ጸጊበ
Thanks bro
Beal measho gebremedhn mesakin mahxenen n naxnet eritrea zwefeya kertet ybla alewa ab bet xHfetat hgdef . KwegH eyu
እዋይ ኣብዚ ኣሎካ ጅግና ስብኣይ ነዞም ናይ ህግደፍ ይረኽቦም ኣሎ ክክክክክክክ ኣለዉ ኮረኩር ኮይኖም ክብሮም ክብረት ሕብረተሰቦምን ዝበደሉ።
tv sened fix your sound system or give to others who can do betters job.
tebae tegadalay belih General wedi hayle edmen tienan yhabka
ኢሳያሲ ካብ 1973 ጀሚሩዩ ዘይድፈር ሓላፊ ነይሩ ፡ንጣዕሚ ገሪሙኒ
the journalist should go with the flow of the story...at times he is bringing stuff which I feel is breaking up the rythm of the flow
Thtna lbona bhaki abnetawi abo.
General Tekeste Haile is Hero .
Batami bselun mhur zkone seb ata zmeselu tefiom kem Danasour
Alamin dirbay fesi adey etay
ብ/ጀነራል ተከስተ ሃይለ ናይ ምዝካር ተክእሎካ ብጣዕሚ እዪ ዝገርም ' ኣብርሃ ዓንደብርሃን ጅግና እዪ ኔሩ
ብርጋዴር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ታሪኽ ኣውሪስካና ክቡር ጅግና ኣቦና።
ብርሃነ ሃብተን መሓሪ ኦቑባዝግን መሓሪ ግርማጽዮንን ገብርሂወት ሓንቢርን ሙሴ ዘካርያስንን ገዛኤ ሃብተን ኳዜን እዮም:: ወዲ ደባስ ከኣ ዓዜን ዩ :: ስለዚ ወዲ ደባስ ብቀሊሉ ኣብ ዘለዎ ቦታ ሓቲቱ ክረኸቦም ዘኹእሎ ኣጋጣሚ ነሩ::
Seatat newihu seb metan kketatelo 30 seat kkewun neyrwo eti meglexi btaemi xbuk gin newihu ktemehayshwo fettnu
ታሪኽ ሕቡኣን ጀርመን ዘቃልዐ ሓርበኛ
Metsae hizbi eritrea zetselmete Iseyas eyu nab confédération ziguaye zelo kedae
Kubur wedi Haile silemintay deitetakoskum abzia
ታሪክ ወዲ ዓንደ ግን ጽቡቅ ጌርካ ኣይገለጽካያን ኣያና ኣሰዋውኣ ናቱ ከመይ ኔሩ ኣብራሃ ዓንደ ብከመይ ኢዩ ተሰዊኡ
Esayas is working hard to destroy eplf fighters legacy
Entay emo Ezkulu taqaliskum jgnnetkum hade shifta chewiwo
Abona generall tekste hayle rtubn xfufn agelalxa
ዮናስ ተስፋንኬል ሓው ሙሴ ተስፋንኬል ድዩ ? ጀነራል
Please ask him about werku tesfahune
@salmhumed4994
3 жыл бұрын
how u are stupid you know this man he was what pls pls 1998 in war with Ethiopia what was ahhh!! pls pls keep shut up pls and listen if u r younger than 35 years careful careful careful 👉👉 dehaan aleku enda belka nhawaru dekiska key txenh ab aratka ezi njanu hluwatn siwatn merihu hager zewhase sebay eu afaf hwo u are this our hero pls pls kemu hawey natey mn albat nshtay ente konka sorry ! kemzy keman lily 30 ente konka gn I'm sure eritrawi ay konkan....!!!
ስለምንታይ'ዮም ተወልደ ምዘሎ ጸኒሑ ወዱ ግርማይ ተወልደ ተቐንጺሎም?
እቲ ታሪኽ ኣዘንቢዕካ ክተቅርቦ ዘቅይሕ ኣይመስለንን: እቲ ጉዳይ 73 ጉዳይ ኣውራጃዊነት አየነበረን ካብ ዘበለኒ መራጎዲ: ኣፍወርቂ ተኽሉን ታረቀ ይሕደጎን ዝብሃሉ ነይሮም: እዚኦም ሕጂ ደቂ ሓማሴን እዮም: ካብቶም ሽዱሽተ ተቀቲሎም ዝባሃሉ ክኣ እዮም: ምስ ብዓል ሙሴ: ስለ'ዚ እዞም ክልተ ሰባት'ዚኣቶም: ኣብ ኩሉ ኣኼባታት ኣብ'ቲ ኮሚቴታት ዝምረጹ: ድምጾም ዝህቡ እዮም ግን ከም'ቲ ናይ ሙሴ ስለ ዘይተወቅዑ: ህድእ ዝበሉ እዮም: ሙሴ እንተ ተራእይዎ: ዉዑይ ተባዕ እዩ: ክዛረብ ከሎ'ሲ ርእዩ ጠጠው ክብል ኣይክእልን'ዩ: ኣብ ውሽጢ እንተ ኣቲኻ ግን ካብ ሙሴ ልክዕ ወይ ካብኡ ንላዕሊ እንተ ዘይኮይኖም ዝተርፉ ወይ ተፈልዮም ዝርኣዩ ኣይኮኑን። Thank you.
x general neber
ብ ብርጋዴር ጀነራል ተከስት ዝቐርብ ዘሎ ብሓቂ ኣብ ሓቂ ዝተምርኮሰ ተምኩሮ ብረታዊ ቃልሲ ዝነኣድን ኣብ ብዙሃት መብቆላዊ ኣመጻጽኣ ህዝባዊ ሓይልታት ታሪኽ ዝነበረ ብንጹር ዘብረሔ መሃሪ ኮይኑ ግን ንወገን ጋዜጠኛ ኣንቶንዮ ግን ንህሉው ዘሎ ፖልቲካዊ ፍልልያት መጎሳገሲ ክትጥቀመሉ ትፍትን ዘለኻ ዘምስል ኣቀራርባኻ ኣብ ቀጻሊ ክትእርሞ ይግባእ . ምክንያቱ ታሪኽ መምሃሪ እምበር ንውልቃዊ ወይ ጉጅለኣዊ ፖለቲካዊ መርግጺታትካ መጎሳጎሲ ክትግልገለሉ ምፍታን ጉጉይ ስልዝኾነ ኣይመስለካን ?
ኣብ ዛንታ ሰብዓታት ንከም ብዓል ኪዳነ ጅኑቢን ካልኦት ብዙሓት ከም ብዓል ሰይድና ወዲ ማርያ: ካብ ብዓል ኣቡ ጥያራ 'ኣነ ንኤርትራ'መበር ንማርያ ኣይኮንኩን ዝቃለስ' ብዝብል: ምስ'ቶም ደቂ ማርያ ካብ መፍላይ: በይኑ ምሳና ዝተረፈ ምክትል ሓይሊ ንኣብነት: ብጣዕሚ ሙቅሉል መራሒ/ጋንታ ሓይሊ: ባዕሉ ዝደክም'በር ዘይእዝዝ: ኣስናኑ ዘይክደና ሰብ ነይሩ: ሰይድና'ውን ሕያዋይ: ሓልዮት ዘለዎ: ኣዝዩ ፍቱው ሰብ: ብጣዕሚ ሕያዋይ: ቅድመረኻ ዝደክም: መን ሰሪሑ'ሎ ደኺሙሎ: መን ከዕርፍ ኣለዎ: ኩሉ ብጥንቃቀ ዝርኢ: ኣፈታትሓ ግርጭት ድማ ኣዝዩ ምዕቡል'ዩ: ከም ታህዲድ መቅጻዕቲ ዝበሃል የብሉን: ኣብ ውግእ ካብ'ዚኣ ናብ'ዚኣ'ዩ ዝንቀስ: ኣዝዩ ተባዕ'ዩ: ኣጆኹም ኣጆኹም ስለ ዝብለካ: ኣብ መወዳእታ'ታ ውግእ ንኹልና ኣኪቡ: 'ኣነ ኩሉኹም እዞም ኣብ'ዚኣ መንካዕ ዘለኹም: ዓሰርተ ግዜ መንካዕ ኩኑ ኢሉና: ሰብኡት ኢኹም በቃ': ሕጂ በርሀ ጻዕዳ መጺኡ: ተባዕ'ዩ ዉፉይ'ዩ: ግን ሻዕብያ ከመ'ዚ ናቱ'ዩ ዝሓስባ: ጉድለት ኣለዋ እንተ ኢሎሞ: ከም'ዚ ይገብር'ዩ እንተ ኢሊካ: ጸላኢ'ዩ ዝርእየካ ኣኺሊካ'ዩ: ሽዓ ግን በቃ ሰብኡት ኢኹም ኣይንባኣስን ኢና: ኣይንተዓማመርን ኢና ኢሉና: ስለ'ዚ እቲ ኩነታት ከም'ዚ እዩ: 'ዓንዳይ ወዲ ፍጡር ዝበሎ ዝገበሮ ክኣ ንቅበሎ: ሕማቅ ድማ ኣይገብርን'ዩ': ዝብሉ ብተደጋጋሚ: ብዙሕ ጽቡቅ ነገራት ይስምዑ እዮም። ብዛዕባ'ቲ ባህሪ ናይ ኣብ ሞንጎ ኢሳያስን መሪሕነትን ዝርአ ዝጸንሐ ምፍሕፋሕ ንምርዳእ ዝኣክል ግን: ኣብ ሓደ ተርእዮ ናይ ውግእ ሓድሕድ: ዕግርግር ባእሲ ተላዒሉ ተደፋፊሮም: ሙሴ (ኣ.ጉ.) ንኢሳያስ: 'እንታይ ክትገብር እቲ ውግእ ምሰ ተወድአ: ዝስዋእ ምስ ተሰውአ: ሕጂ ትመጽእ: ድሓር ክኣ ንምንታይ ተወልደ ኢዮብ (ኣ.ጉ.) ወትሃደራዊ ኣዛዚ ክንሱ: ሕጂ ምሳኻ ይመጽእ: ንዕኡ ገዲፍካ ንምንታይ ንሰለሙን (ሓማ) ሰዲድካዮ': መብራህቱ ወዲ ወልዱ ናይ 1966 ተጋዳላይ: ፍቱዉ መራሒ ሓይሊ: (ምክትሉ ኣልኣሚን ምሓመድ ስዒድ ኮይኑ: ኣብ'ታ ውግእ ገዲፉና ከይዱ ብዝብል ዝሕመ'ዩ) ብናይ ውግእ ብቅዓቱ: ኣብ ምምሕዳርን ምእላይ ተጋደልቲ ኣባላቱ ብፉሉይ ሓያል: ኩሉ ሰብ'ዩ ዝፈልጦ: ድማ 'ኣብ ዘይተጸንዐ እዚ ኩናት ኣእቲኻና: ኣብ ምዓስከር ናይ ጀብሃ ክንጠፍእ ዲኻ ሰዲድካና ዋላ'ስ ናይ ብሓቂ'ዩ? እንታይ ክንገብር'ከ ናብ'ዚ ቦታ'ዚ መጺና?' ይብሎ። ብድሕሪ'ዚ ኣብ ጋንታና ምስ ኣዕረፍና ሰለሙን ሙሴ ንዓና ንሰለስቴና ንምጥፋእ ደይ-መደይ ኢልካ ዝተገብረ'ዩ ክብሉ ንሰምዖም: ወዲ ወልዱ ክኣ ሕውስ ኢሉ ድሓን ጽባሕ ኣብ ኣኼባ ክንርአአ ኢና ይብል: 'ኮምሽነራት ሓይሊ ኢልካ ዝመደብካዮም ኣብ ውግእ(ናይ ቀብሮአት) ገዲፎምና ከይዶም: ሬሳና ናይ ጅግና ኪዳነ ጅኑቢ'ውን ኣይወጸን: ገዲፎምና ሃዲሞም ክነውጽኦ ኣይክኣልናን' ኢሎም ናይ ሕርቃን ክዛረብዎ ብዙሓት 15-16 ሰባት ብእዝንና ቃል-ብቃል ሰሚዕና: ስለ'ዚ እቲ ሕርቃኖም ይርኣየካ እዩ: በጣቃላሊ ኣይቅበሉዎን'ዮም ነይሮም: ኣብ'ቲ ውግእ ሚዛኖም ኣቀሚጦም'ዮም: ከም'ዚ ዓይነት ቁጠዐታት ከም ዝነበረ ምጥቃሱ ጽቡቅ'ዩ እብል'። ብድሕሪ'ዚ ምልእቲ ሓይሊ ናይ ወዲ ወልዱ ተበቲና: ፋሕ ኣቢሎማ: ወዲ ወልዱን ሙሴን ኣብ'ቲ ጉዳይ ናይ መንካዕ ብጣዕሚ ኢድን ጓንቲን'ዮም ነይሮም። Thank you.
K
ሓማላ እንታይ ማለት ኢዩ
@gobodena7567
3 жыл бұрын
ኣብ መኮብ ዛኣቱ ናይ ዕጥቂ መትሓዚ
ተስፋይ ተምነዎ ምስ ጉጅለ መንካዕ ከም ዝነበረን 2 ግዜ ከም ተኣሰረን ነጊሩና ነይሩ። ንስኻ ግን ሓለዋ ሰውራ ዝበሃል ኣይነበረን ትብለና ኣለኻ። ብተወሳኺ ንተስፋይ ተምነዎ ኣይትፈልጦን ኔርካ ማለት ድዩ ኣብቲ ግዜቲ ።
@user-wh2up2mj9h
3 жыл бұрын
Ane keygeremetni ayterefetin za kula Adam ab halewa sewra haqiqas halewa sewra ayneberen ybl do welas Abta shia gze aytemesreten ti halewa sewra eyu zibl zelo
@yirgalemasfaha5113
3 жыл бұрын
መጀመርታ አይነበረሙን ደሓር ሰለሙን መስርትዎ
@filimontsegay9289
Жыл бұрын
ናይ ምስማዕን ምርዳኣን ዓቕሚ ድዩ ዘይብልኩም ኮይኑ ወዲ ሃይለ ኢሉ መጀመርታ ሓለዋ ሰውራ ዝብሃል ኣይነበረን ድሓር ግን ሰሎሙን ወልደማርያም መስሪትዋ ይብለኩም ኣሎ ጽን ኢልካ ናይ ምስማዕ ሽግር ኣለኩም
1:16:50 moyte hahaha
መወዳእታኡስ ምሳና ስደት ሰፊርኩም ሻዕብያ ሓባ ወጺእና kkkkk Bzkone etay ygber koynou ተበን ሒዝኩም መጺእኹም ወዶ ሃይለ ጻዕርኹም ኮቶ ኮይኑ
Iseyas kedae jasus nay andinet
ክልተ ከደዓት ሓደ ትግራዋይን ሓደ ዓረብ ዝመበቆሉ ዶብ ጥሒሱ ዝኣተው ደቀባት ወደባት ኤርትራ ዘይኮነ ኤርትራ ዘይትብጽሖም ከላ ንኤርትራ ንምጽላም ብኣመሪካ አናተመወሉ ሓሶት ኣብ ዕዳጋ ኣውሪዶም ክሸጡ ዝተዓጥቁ :: ኣቱም ፈሽኴላት ጥበጽሕኦ የብልክምን : ማይ ሓቑፍክን ክትተርፋ ኢኺን :: VIVA ERITREA
ኣንታ ከዳዕ ዓጋመ ክዳን እንዳቀያየርካ ጥራይ ሓሶት ኣብ ዕዳጋ ሓሰውቲ አውርድ:: ትበጽሖ የብልካን ፈሽኩልካ ክትተርፍ ኢኻ :: VIVA ERITREA
Mengag
ኣጆኩም ደቂ ኤረይ ፣ ነዞም መጣቃዕቲ ማለት ደገፍቲ ኢሰያስ ካብ መታዕቢትኩም ዘመድኩም ተዓዘብዎም ንመጻኢ ዘይሓልፍ ሽግር የለን ፣ ካልኣይ ነዞም ደቂ ምልሻ ስርናይ ቡሩህ መጻኢ ቁንጣሮ እዮም ቡዙሕ ኣይትገደስሎም ወላ ዕፍር ተዋዓሉ ዝቅይርዎ ታሪክ ኤርትራ የለን ሰውራ ኤርትራ ጽቡቁ ንዕቅቦ ሕማቁ ከኣ ንመሃረሉ ፣ ካብዚ ሓሊፉ ግን ኣብ ድሕረ ባይታና ኣይንራከብን ኢና ኣቦታቶም ንጅዳ ሰልዲ ክምእርሩ እቶም ዝተረፉ ኣቦታቶም ምስ ደርግ ኮይኖም ንህዝቢ ኤርትራ ዘሳቅዩ ዝነበሩ ወልደገባ እዮም ስለዚስ መን ኣለዎም እሞ ዝተጋደለ ሰውራ ኤርትራ ክቅበልዎ
@user-wh2up2mj9h
3 жыл бұрын
Entay dea arma nay bruh mexaie zimesil zi proflilka 😁
@user-eh4lf8rr2v
3 жыл бұрын
ናይ ኢሰያስ ውድብ እንድያ እዛ ጸልማት መጻኢ ደይ ኩሎም ዓጋመ ደቂ ዛላ ኣንበሳ እዮም
@user-py8yp8px7y
3 жыл бұрын
@@user-eh4lf8rr2v ከማኻ ወዲ ከማኻ ዝኣመሰሉ ልኡካት ናይ ህግደፍ ኣብ ዉሽትና እዳ ኣተኹም ነዓና ተመስልኩም ክትገብርዎ ዝጸናሕኩም ሽጣራኹም ደውሩ ተገጥምኩም ኣለኩም. ባህታ መዕንጅሉ እሞ የለን 👀
Ab zimetet hager mizrab etay eu wagu, eda belay tezenigie hizbi Eritrea megzati ayneberon, megzati zgabeze eti dinqurna eu.
ንዛ ሊንክ ዝጠወቀ ብሩኽ መዓልቲ ይግበረሉ kzread.info/dron/8geunqJl1l46ScMG-emTMQ.html
ይሁዳ ከመይ ጌሩ እዩ ኣፍዚዝኩም ኣውራጃነት ኣይነበረን ከኣ ይብሃለለይ ለባም ሻዕብያ የለን ብፍላይ ደቂ ኣከለጉዛይ ኣይትልብሙን፡ እንተ ደቂ ሓማሴን መብዛሕቲኦም ጠላማት እዮም ግን ኢድ ጸናሒት ጸናሒት እያ ኢሰያስ በብግዜኡ ይቀዝፎም ኣሎ
@samsonhaile5072
3 жыл бұрын
ዓጋመ ወካርያ