Tv Sened Eritra Interview BG Tekeste Haile 12 December 2020 Part 12

Tv Sened Eritra Interview BG Tekeste Haile 12 December 2020 Part 12
ቃል መሕተት ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ 12 ታሕሳስ 2020 መበል 12 ክፋል
Tv sened
Antonio Tesfay

Пікірлер: 117

  • @kingeyebaelei4363
    @kingeyebaelei43633 жыл бұрын

    ኩለን ክፋላትካ ሰሚዕናየን ካብቲ ዘሕዝነካስ ወላ መራሒ ቦጦሎኒ ሰብ ከጥፍእ ዓቕሚ ነይርዎ ማለት ድዩ፡ ብጣዕሚ የሕዝን ጅግንነትካ ግን ዘደንቕ ዩ ።

  • @tesfalemtewolde6972
    @tesfalemtewolde69723 жыл бұрын

    ብርጋደር ጀንራል ተ/ይ ባባ ተከስተ ሃይለ ውጻዕ መዓት ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ዝተረፈ ዕድመካ ይባርከልካ ኣምላክ

  • @mamaafrika111
    @mamaafrika1113 жыл бұрын

    Please continue we learn so much from him and it is part of our Eritrean history. I wish you the best .

  • @joehatu7130
    @joehatu71303 жыл бұрын

    Wow this is an amazing history!! Everyone should watch it seriously and attentively!!!!

  • @bahregasizerhans
    @bahregasizerhans3 жыл бұрын

    Well done mejer jeneral please gn mexhafka akalatfa, because yr the most honest person, we need u

  • @kiduberye8648
    @kiduberye86483 жыл бұрын

    You are amazing!!! I love the way he explains everything. I could hear his history for 24 hours and I will never get bored. ክቡር ጀነራል!!! ክብረት ይሃበልና!!! ቃላት ይሓፅረኒ ክሳብ ክንደይ ክቡር ዝኾነ ታሪኽ ከምዘለኪ!! ዕላልካ አይምኖን!!!! Tv sened !!! Keep it up your good work

  • @user-ym3kz5lt5y
    @user-ym3kz5lt5y3 жыл бұрын

    ደስ ዘብል ዕላል ታሪኽ፡ ጅግና፡ ጅግና፡ጅግና! እንታይ'ሞ ንኹሉኹም ሓደ ጽሉል ኣሽኺዕኩም ሰኣን ሓንቲ ጥይት ንክንደይ ኣጥፊኡ።ጥዕና ይምነየልካ

  • @tesfamariamhaile7054
    @tesfamariamhaile70543 жыл бұрын

    ክብረት ይሃበልና ወዲ ሃይለ ብጣዕሚ የቐንየና ! •

  • @mehretabghenet1687
    @mehretabghenet16873 жыл бұрын

    ክብር ጅግና ውይ ሃይለ ኩሉ ዝሃለፈ ታሪክ 40፣/50 ዓመት ከምዛ ትማሊ ዝነበረት ክትገልጾ ምክዓልካ መቸስ ኩለናተናካ ታሪክ ፡ ጽንዓት ሃገራውነት ...ክብርት ይሃብካ ። ብፍልይ ግን ነቲ መሽኮት ኣፍወርቂ የማነ ጠባያትን ክድኣት እብ ንታ ህይወቱ ንመስዋእቲ ንዝተቀረብ ብጾቱ ዝገብሮ ክድኣት ክስብ ትማሊ ን ኣርካናትና G15 ውን ክክሕድን ከውደክድክ ይርእ እሎ እም ብጣእሚ ጽቡቅ መግለጺ ፡ ስለዚ ከምቲ ደጋጊምካ ትብሎ * ስብ ነናቱ ሃቦ*ክብረት ይሃብካ።

  • @asmaralondon8912
    @asmaralondon89123 жыл бұрын

    Thank you B/G wed haile for explanation I hope bright future for you

  • @eyobgojelabein1316
    @eyobgojelabein13163 жыл бұрын

    ኣብ 5ይ ወራር ብሓቂ ከቢድ መስዋእቲን ድኻምን ማይ ጽምእን ጥሜትን ዝነበሮ ግንባር ሕዳቅ(ኣግራዕ)ከምቲ ዝገለጽካዮ ቦጦሎኒ3 ናይ ብርጌድ 23 እያ ነቲ ኲናት ደምሲሳ ዛዚማቶ ኣነ ውን ብኣካል ኣብዛ ቦጦሎኒ3 ዝተኻፈልክዎ ኢዩ :ንኽንድቲ ዝኣክል ሽሾ ሰራዊት ገቲርኩም ክትከላኸሉ ምኽኣልኩም ብጽንዓት ናይ ብርጌድ44 ኣዝየ ኢየ ዝግረም ኣምላኽ ንዓኻ ብሪጌደር ጀረናል ተኸስተ ሃይለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ:ኣንተንዮ ተስፋይ ስለቲ ናይ ምስናድ ጻዕርኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቀጽሎ ታሪኽ ክዝክረካ ኢዩ።

  • @abdusiad8729

    @abdusiad8729

    3 жыл бұрын

    Selam ayob edman tenan yahbka jegno aytatna zagram eyo enkuo bselam exka.aheee ezlko tklskom fera xmkom zaymrka 💔❤❤👍

  • @user-wh2up2mj9h

    @user-wh2up2mj9h

    3 жыл бұрын

    Hidaq ሕዳቅ ምስበለ ንዓኻ ዘኪረ መኽንያቱ ab pal nickname sletitkemela zineberka komu trah zeykone abu sleziwealka 🌹

  • @stilljesusloveyou9644

    @stilljesusloveyou9644

    3 жыл бұрын

    ዝኸበርካ ኢዮብ እስኻውን ገለ በለና እዚ ተሰዲድናሉ ዘለና ሃገራት ነቦታቶ ፥ አቦሐጎታቶ ታሪኽ እዮም ዘዘንትዉ ስለ ዝተተረኸ እዩሞ ምስ ሐለፍኩም ዝትርኽ የልቦ እሞ ዝተረፈ ዕድሜኹም ተርኹልና ሐደራኹም እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብከም ።

  • @wina3608

    @wina3608

    3 жыл бұрын

    Jgna !

  • @user-of9fg7fi9e

    @user-of9fg7fi9e

    3 жыл бұрын

    ጎጀላ ጸቢብ ኣውራጃዊ

  • @wizeman8532
    @wizeman85322 жыл бұрын

    ክቡር ብ/ጀ ተከስተ ኃይለ፥ እዚ ኩሉ ሰጊርካ ታሪኽ ቃልሲ ክትምህረና ናይ በሓቂ ልብኻ ዝነክእ ኢዩ። ሓቦኻ፡ ኒሕካ፡ ትብዓትካ፡ ሓልዮትካ፡ ቅንዕናኻ ጌና ኣባኻ ይንበብ ኣሎ። ጥዕናን መዋዕልን ይሃብካ! ንበረልና ክበረልና! እቶም ከማኻ ዝኣመሰሉ ሓርበኛታት'ውን ክብርን ሞጎስን! ኢንጅኔር ኃይለማርያም

  • @yonatan4085
    @yonatan40853 жыл бұрын

    Desss zbl elalll bahaki kbret yahbka B/G WEDI HAYLE thank you 🙏

  • @meronasgedom4208
    @meronasgedom42083 жыл бұрын

    Thank you very very much!

  • @mr_bean5061
    @mr_bean50613 жыл бұрын

    Thank you for the job you do mate

  • @abdusiad8729
    @abdusiad87293 жыл бұрын

    Welcome Tv sened & B/G❤👍🇪🇷✌

  • @kamilnasro3193
    @kamilnasro31933 жыл бұрын

    Great to hear dear general tekeste and tesfay. We are so proud of u

  • @asmerommehari6004
    @asmerommehari60043 жыл бұрын

    Bteam xbuk zikone timhirt eu Yekenyelna BG Tekeste Heile Tv Sened Eritrea kea kemzi Aynet kexliwo kiblekum ydel ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos32822 жыл бұрын

    ዓባየይ ከምዚ ክትስምዕ ከላስ ጻዕሪ ዓለም ይብሉ ሃለቃ ካሕሳይ ትብል ኔራ። እዚ ናትካስ ሙሉእ ብሙሉእ ጻዕሪ ዓለም እዩ ግን ናይ እግዝኣቢሔር ትኣምር ድማ ርኢና ንስኻስ ካብዛ ኩሉ ኣብ ልዕሊ እቲ ገድሊ ማለት ገድሊ ዝብል ዝተዓጻጸፈ ገድሊ ኣሕሊፍካስ ከምዚ ጌርካ ንታሪኽ ሰውራና ብዘይ ዓንቀፍቀፍ ክትነግር ምኽኣልካ ብሓቂ ናይ እግዚኣቢሔር ራኢይ ኢለ ክገልጾ ይደሊ። ኣደ ብሓቂ ጅግና ወሊዳ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🙏🙏

  • @mamaafrika111
    @mamaafrika1113 жыл бұрын

    Nay behaki sened tv good job

  • @user-py8yp8px7y
    @user-py8yp8px7y3 жыл бұрын

    መርሓባ ጡዑም ደሃዮም ደሃይኩም ኣይትሓባእ መቸም ታሪኽ ተጋዳላይ ኣዝዩ መሳጥን ሰሓብን ዝኾነ ክግለጽ ኮሎ ብወዲ ሃይለ ኣዝዩ መሳጥ ኤዩ ስለቲ ግዝኹምን ክብረት ይሃበለይ 🙏⛪️🕌🙏

  • @abelkibrom2035
    @abelkibrom20353 жыл бұрын

    ጀጋኑ እኮ እኹም ብኡነት! ኣነስ እንቃዕ ኤርትራዊ ኾንኩ 🇪🇷 ብርጌደር ጀረናል ተኸስተ ሃይለ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ከምኡ ውን ጋዜጠኛ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣሰራርዓ

  • @jonnyleo5355
    @jonnyleo53556 ай бұрын

    I miss my father ብርጋዴር ተከስተ ሀይሌ❤❤❤

  • @teumberhe4355
    @teumberhe43553 жыл бұрын

    ኩብር ጀነራል ተከስተ ሃይለ ሰለተ ዝነበረ ጉዕዞ ታርክ ብጾትካ ብስም እንዳጠቀስካ ንህዝብ ስፍሕ መግለጺ ብትብዓትን ርእሰ ምትእምማን ብምሃብካ ብልቢ የመስግናካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ። ከንደይ ከማካ ዝበሉ ዓበይቲ ሓለፍት ንወሒ ዝተጎዓዙ ኣብት ቃልስ እንተርቪ ገይረም ስፍሕን መብርህ ግን ኣይሃቡን

  • @tesfaluulmichael8020
    @tesfaluulmichael80203 жыл бұрын

    Thank you b/general Tekeste for your honesty and the inside briefing of the party . Now we know what was happening inside Shabia, especially the the SELFI & their Leaders , who are followed by Hgdef. Hopefully, soon to see their demise.

  • @merhawigirmay5928
    @merhawigirmay59283 жыл бұрын

    Achhhh eway ane nezi kulu jigninet feximka' s nab sidet ☺️ eti nay mara mantay zbetkeni gin iti Golden Generation bhade resah: husur: susue yqire zeygbo Merhinet temerihu bmimtsu eyu ☺️ anyways thank you so much Baba General tekeste Haile (wedi Haile) as i always says i wished I was born in your Generation, nihina izom nay lomi generation gin ay nay hlina egibet rekibna ay jigninet fetsimna edmena ab sidet nehlifo alena and it will have a serious consequence. Thank you and I wish all the best ,until you come again

  • @biniamtsegay3923
    @biniamtsegay39233 жыл бұрын

    Thank you general tekeste haile ayana I hope mesthaf ktshf tesfa ngebrr

  • @shammic8882
    @shammic88823 жыл бұрын

    Well came 🤩🤩🤩

  • @kamilnasro3193
    @kamilnasro31933 жыл бұрын

    Nberelna kubur general b hanqewta kintsbeyeka enna

  • @dawitabrha5198
    @dawitabrha51983 жыл бұрын

    Xbuk hasab beslam yexnahana Ezghabir.

  • @chaytekle3918
    @chaytekle39183 жыл бұрын

    Jigna gedim tegadalay tekeste haile enkae dahan mexaka

  • @eritreakoekoe1887
    @eritreakoekoe18873 жыл бұрын

    Thank u TV Sened. N B/G ,Ane bwegeney G/B/G gereya alegu. G-nay Gegna.

  • @shalombyjesusshalom1301
    @shalombyjesusshalom13013 жыл бұрын

    Selam Hawna B/G azeu zegerm tarekn Jegnenetn. Natyi teskimuka zwex msaka znebre opreter Neti merahi Botolini wekarya zbelo kunetau kmy kexelu eti merahi botoloni ashegrwo do?

  • @rufaelrafae3724
    @rufaelrafae37243 жыл бұрын

    ብጣሚ ሰሚዕካ ዘይጽገብ ታሪኪ ኢዩ ዘለካ ንባልካ ታሪክ ኢካ ተበርቢሩ ዘይውዳኢ ታርክ ኢካ ኣምላክ ጥዕናን ኢድመን ይሃብካ ኩቡሩን ገዲምን ጀነራል ኢንቓዕ ብሂወት ጸናሕካ

  • @ghirmaihaile4419
    @ghirmaihaile44193 жыл бұрын

    ነዚ ክትነግረና ኣምላኽ ብሂወት ኣጽንሑካ እሞ ሙሉእ ክብረት ኣለኒ ኹቡር ሓው::

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay35343 ай бұрын

    ሕጂ ንርአ'ሞ: ናይ'ቲ ውድብ ብዓብዩ'ውን ጸገም ስለ ዝኾነ: ሓደ ብዘይ ኣገባብ መስመር ከይተኸተለ: ኣብ ዘይግባኦ ቦታ ናይ ሓለፍነት ዝተቀመጠ ኣባል ምስጢርን ሰልፍን ዝኾነ ሰብ: ብግሉጹ: ብኣውራጃኡ ዝኾነት ሓማሴን ተጋደልቲ ወዲቡ ንጀጋኑ ነጥቅዕ። ዘበሳጩ ነገር'ኮ እዩ። Thank you.

  • @user-ym3kz5lt5y
    @user-ym3kz5lt5y3 жыл бұрын

    Our hero. Enkae teref mkli konka zantanan tariknan ketezentuw bekaeka . Amlak mhretun Teenan yebzhalka .

  • @mahdereandom2059
    @mahdereandom20593 жыл бұрын

    A Hero General I wish you long live!!!!

  • @tess8603
    @tess86033 жыл бұрын

    God bless u ዉፉይ ወዲ ህዝቢ። ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ። ቀሪብና ኢና ናብታ ንፈትዋ ብዙሕ ደም ዘፍሰስላልና ሀገርና ኤርትራ ክንምለስ ኢና። 🇪🇷⚖️⚔️🇪🇷

  • @yohansgebregzabiher9393
    @yohansgebregzabiher93933 жыл бұрын

    😍😍👍

  • @ephiti3647
    @ephiti36473 жыл бұрын

    ኣካሉ ሃይለ፡(ወድ ሃይለ)ኮምሽነር ቦጦሎኒ'ዩ ኔሩ እንተዘይተጋግየ ምስ ወድ ጸጋዳይ ዝበሃል እዩ ኔሩ ከመይዩ መስዋእቱ ባህሩ ክፈልጥ ደስ ምበለኒ፡፡ በለጸ ሃይለ፡ጠዓመ ሃይለ፡ ኣንገሶም ሃይለ፡ የሕዋቱ እዮም ገዳይም ተጋደልቲ ህዝባዊ ሓይልታትዮም። ዝፈልጦም እንተኾይኑ ታሪኾም ከፈልጥ ምደለኹ። ኩሎም ካብ ደቀምሓረዮም ተሰሊፎም።ሕተተለይ ኣንቶንዮ ሓወይ።!

  • @teklaymehari8110
    @teklaymehari81103 жыл бұрын

    ብጠዕሚ መሳጢ ታሪኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ጀነራል ተከስተ ሃይለ

  • @letinatekali3335
    @letinatekali33353 жыл бұрын

    🙏🙏🤗🤗🤗🤗🙏🙏🙏

  • @yohansgebregzabiher9393
    @yohansgebregzabiher93933 жыл бұрын

    Agoka brother

  • @yonasafeworki5568
    @yonasafeworki55682 ай бұрын

    ናይ ኣለም፡ሃይለ ክፍሊ ህዝቢ ኣብ ካርነሽም፡ዝነበረ እንታይ ትብለና?

  • @awetabraham7761
    @awetabraham77613 жыл бұрын

    He is Very hero

  • @yoniyared9014
    @yoniyared90143 жыл бұрын

    nai Coneriel etbarek haile ( wedi haile ) entezeytegagye Merahiu eka neirka semie meswaetu salsay werar u neiru ab anaguli gn mnalbat kunetat meswaetu tfelt entedakonka bthtna khateka efetu entetekaelu telefonka entehibkani kezerarbeka kndey mdeleku

  • @user-xn2gv9qt7y
    @user-xn2gv9qt7y3 жыл бұрын

    kemzi sebay gluxunet zelewo merahi shaebya rie semie ayfeltn so Edmen tienan yhabka baba tekeste haile

  • @alekueyezebl701
    @alekueyezebl7013 жыл бұрын

    ጅግና ከሰተ ሃይለ እንቃዕ ብሰላን መጻካ እዚ መራሒ በጦሊኒካ ኣብ ከውሒ ታሓቢኡ ረዲዮ ሃለው ክድውል ዝጽንሐ ሽኽ ዕሞር ድዩ ወይስ ካልእ እዩ

  • @hani3933

    @hani3933

    3 жыл бұрын

    የማነ ኣፍወርቂ'ዩ ። እቲ ነርስ(ሓኪም) ኣባል ሰልፊ !!

  • @eyobsereke1367
    @eyobsereke13673 жыл бұрын

    የቀኔልና ኩቡር ጀነራል ስለ ዝነገርካና ታሪክ ስዉኣትና ንመዘካከሪ ነጋሲ ወልደዮዉሃንስ (ፍዚዝ) እዩ ዝበሃል.

  • @desasiwtsga5093
    @desasiwtsga50933 жыл бұрын

    Merhaba tivi send and baba teckeste ankah dhan mexeka Amlak hdmen thnan yhabka btahami xubuk Tarik bflay Nay mskar tkualeka seb kunuh tekoynu kndi znewehe ynwah gzi Nay mzkar tkalhu luhul eyu

  • @user-ym3kz5lt5y
    @user-ym3kz5lt5y3 жыл бұрын

    ንቲቪ ሰነድ ድማ ጽቡቕ ስራሕን ጻዕርን፡ ስለቲ ትገብርዎ ከቢድ ጻዕሪ ንምስናድ ታሪኽና ምስጋና ይግበኣኩም። ሕቶታት ኣለኒ ምስ ተመልሰ ብ/ጀ ተኸስተ 1፡ መንዩ ወይ መንያ መሪሕነት፡ ኣብ ብዙሓት የስተብህል ከዘንትዉ ከለዉ ሞ ፡ ወላ ኩላቶም እቶም ላዕለዎት ዝበሃሉ ሓለፍቲ ወሲኖም ወይ ተሰማሚዖምሉ ከለዉ ወይ ነይሮም ትብሉ ሞ ደሓር ከኣ መሪሕነት ኣይተቀበለቶን ወይ ኣፍሪሳቶ ክብሉ ይሰምዕ። ኢሰያስ ወይ ነብይ ኢሰያስ ዶ ክንብሎ ኢሰያስ በላ እዝጊ በላ ይብሉ ወላ እቶም ብኩሉ ካብኡ ዝበልጹ ሰባት ። መሪሕነት ትበሃል ንበይኑ ን ኢሰያስ ድያ ትውክል ወላ ኣባላት ኣለዉዋ ኢዮም? ስለምንታይ ከ ብዙሓት ዝተሰማምዕሉ ንሱ በይኑ ከፍርሶ ዘይብድህዎ ንሱ ዝበላ ብዘይ ተቃውሞ ትጽድቕ። 2፡ ወዲ ስሑል መን ዩ ክልተ የሕዋት ስለ ዘለዉ 3፡ ስለምንታይ ዮም ፡ እቶም ናይ ቀደም ምስ ኢሰያስ ዝነበሩ ሞ ብዙሕ ክነግሩ ዝኽእሉ፡ ወላ ካብቲ ስርዓት ርሒቆም ክንሶም ምስጢራት ገድልን ጸይቅታት ኢሰያስን ሒዞሞ ስቅ ክብሉ መሪጾም ወረ ኣብ ገለስ ይጣበቕሉ ትርእይ። እንታይ ኢዩ ዘፍርሖም ዓዲ ጓና ኮፍ ኢሎም ከለዉ። 4፡ ብዛዕባ ጅነራል ተመስገን በርሀ ፡ እንታይ ትብል ብሓቂ ድዩ ምስ ብረቱ ምስ ጉልበቱ ን መስዋእቲ ዓረር ዘይፈርሐ ክመውት ምጽፋዕቲ ኢሰያስ ስቕ ኢሉ ተቐቢሉ ።ወላ ክበኣሶ ዘይፈተነ። ካብዞም ኩሎም ፡ ገለ ዝተጠማጠሞ ንኢሰያስ ኣይትፈልጥን። በዓል ቅልጽም ከይንብሎ ሓደ ዕባራ ዩ ነይሩ፡ እንታይ ኣሚኑ'ዩ ዝጻፋዕ ዝነበረ። 5፡ ናይዝጊ ክፍሉን ኢሰያስን እንታይ ኣባኢስዎም

  • @stilljesusloveyou9644
    @stilljesusloveyou96443 жыл бұрын

    ብመጀመርያ ዕድመን ጥዕናን ይሃኩም ኩሉኹም ኣዳለዉት ኩሉኹ ሰብ ታሪኽ ኤርትራውያን ጀጋኑ አቦታት የያታት ሓርበኛታት ተጋደልቲ እቲ መወዳድርቲ ኣልቦ ሰራሕኩሜም ክትገድፉልና ንልምነኩም ። ዝኸበርካ ሓርበኛ ተጋዳላይ ተኸስተ ሃይለ ብሰላም ተመለሰና እቲ ምስተወጋእካ ተሰኪምካ ዝወረደ እንታይ አጋኒፍዎ ብድሕረኻ ምኽንያቱ ንየማነ ጸሪፍዎ ነይሩ ኽብርን ምስጋና ንኹሉኹም ተጋደልቲ ።

  • @michaelfetawidequ8683
    @michaelfetawidequ86833 жыл бұрын

    Zegerm tarik!!! (Organic) jgna General bzuh mesenaklat ahlifka ab adka bkbri ktkebr ygbae nieru gn zewdekdkela ember zserhala zeytfetu.......anyway eti kalska kexlo hopelly you will see the results

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay35343 ай бұрын

    እምቧእ! ናይ'ዚ ናይ ህ.ግ. ዘይፍትሓዊ ናይ ውድቀት 'ሰልፊ': ስልጣንን ሓይሊን ዘስደምም'ኮ እዩ። መግለጺ ናይ ጀነራል ብህያውነት'ዩ ኣዕናውነት ናይ'ቲ ውዲታዊን ምስጢራዊን ትካል ኣሰራርሓ ዘርእየካ። Thanks.

  • @chaytekle3918
    @chaytekle39183 жыл бұрын

    Nay bhaki jigna eka lili kulu hadika eka tizareb hakegna mikulul adinkeka

  • @tesfalemtewelde1443
    @tesfalemtewelde14433 жыл бұрын

    ሰላም ተቭ ሰነዲ ስተኮሎም ኣብ ስራሕኩም ዓወት ዪምነ ።ንብርጋደር ጅ ተከስተ ሃይለ ዕድመን ጥዕናን ዪሃብካ ክሳብ 1991 ከተብጻሐና ንምሕጸን።

  • @afabetmb6523
    @afabetmb65233 жыл бұрын

    Thank you for job well done explaining in details about your past experiences. However, I missed about the situation of your chest injury. To my understating you believe your injury was not caused by enemy fire. Who do you think did it? Do believe it was done intentional or by accident? I believe it happened to my dear comrade and close friend in 1978 on our way to Massawa on birged 23. My friend was tough strong, no-nonsense, and was critical the leader. At the end of the day the leader told us my friend was martyred and buried him. No witness or any sort of assistance. Now 42 years still bothers me that there were bad apples among us. Glory and Long Live to Our Martyrs. I SALUTE THEM & LIVE FOR EVER

  • @desasiwtsga5093
    @desasiwtsga50933 жыл бұрын

    Sbhat efrem alo

  • @desbelestegu3442
    @desbelestegu34423 жыл бұрын

    Bitaemy megltsy eka hibka kemaka merah hager kikwin neika gigna

  • @mokonenbrhane8992
    @mokonenbrhane89923 жыл бұрын

    ንክልተኹም ክብረት ይሃብኩም ቀሊል ጉዳይ ኣይኮነን

  • @medhanieteklemariam8282
    @medhanieteklemariam82823 жыл бұрын

    ንኽልቴኹም ደጋጊመ ብምምስጋን ንዝሓበርኩምና ዘኹርዕ ተዘክሮ ታሪኽ ሰውራና ብኽንሰምዕ የኹርዓና እንተኾነ ወዮድኣ ወልፊ ጌርኩምልና እንበር እዚ'ካ ንስኹም ኺኣኢልኩሞ ክብረት ይሃበልና፡ ብሰላምን ጥዕናን ጽንሑልና፡ ሰላም ንህዝብናን ንጎረባብትናን የውርደልና!!!

  • @wedishaebya3269
    @wedishaebya32693 жыл бұрын

    Btaem ambesa n haki kemzlewo mglatska tehabine miknyatu tseleyo eye elka zeinatu aihabkayon btaemi haben hager eka eska ember ezom deki adka daa awraawyan endyom

  • @biniamberakitekle6769
    @biniamberakitekle67693 жыл бұрын

    Selam yehwat bejakom eba enta tatkailu nayzi Mokonen tekle zeblo zalo eba neishtay tarik natu azentwelna belalayyyyyy.

  • @alekueyezebl701

    @alekueyezebl701

    3 жыл бұрын

    እዚ መኮነን ተክለ ጉቡጣ መበቆል ዓዱ ዓዲ ኻላ እዩ ቡዙሕ ጅግነነት ዝፈጸመ ክንደይ ኢምዳዳት ጸላኢ ዘቃጸለ ኣብ ቅያ 18 ሰንበል ውን፡መራሒ ኩማንዶ ኮይኑ ዝኣተወ እዩ ኣብ ሓደ ቦታ ታሪኩ ኣንቢበ ኔረ

  • @danielgherezghiher62
    @danielgherezghiher623 жыл бұрын

    Yekenielna harbena abona Ezi kulu shger hlifkumo Nai lomi menesey kea abotatu kxerf ywel, ab kunat zeyweales belih.

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane49433 жыл бұрын

    Edimenteinan yhabkum ember gebel huzekum atokum nskum aykesenkum dekukum aykesena😐

  • @kehasebirhane483
    @kehasebirhane4833 жыл бұрын

    ዘገርም እዩ ብዝኮነ እንቃዕ ብሰለም ወጻእካ አያና

  • @eyasuteklay9009
    @eyasuteklay90093 жыл бұрын

    ስለምንታይ ግና ኣቋሪጽኩሞ ፧ ስለምንታይ እቲ ዝተረፈ እዋን ቃልሲ ኸ ፧

  • @shmendigebreyonas3566
    @shmendigebreyonas35663 жыл бұрын

    Naybhaki tegadalay alo tetebahle tekeste haile tiray eyu

  • @user-ck9fu3pq9n
    @user-ck9fu3pq9n3 жыл бұрын

    ماشالله عليك الله يعطيك العافيه ذاكرتك قويا أنا في سنك ومولود في دقمحرئ لاتذكرالئ حالفوم أربقاي هو صديق الطفوله المحبوب الله يرحمه

  • @t.708
    @t.7083 жыл бұрын

    Tesfay temnewo wun bihiwetu alo.kuburat akrebti!!!!!!

  • @samiezra824
    @samiezra8243 жыл бұрын

    Hiwetka hebka kem guzi akltak teqoraxika mes deki deka ktsde aye mergm bzkone jegna kulu gze jugna abzlekayo general eta ztewadekal meret nzelalem tarkian demkan axmekan ktzkoro ktnber eya kem kolom neaka zmselu bextkan

  • @tomasmogos6239
    @tomasmogos62393 жыл бұрын

    ዘገርም'ዩ! ተምበናዊት ሕብእቲ ሰልፊ መሪሕነት ህግሓኤ ብቓጻ ንብዙሓት ኣርካናት ተጋደልቲ ደቀ-ባት ኤሪትራ እናቐንጸለት ትጉዓዝ ኣላ፡ ከም ኢሳያስ ተ/ብርሃን(ወዲ-ፍላንሳ)፡ ኢብራሂም ዓፋ፡ ፍስሃየ ወልደገብረኤል... ወዘተ ክንደይ ኢልካ ኪጽብጸቡ። ሕጂ ኤሪትራ ብ ውኻሩ ከም በዓል የማነ ኣፈወርቂ የሽካዕልሉላ ኣለዉ! ንኹሉ ግን ገግዚኡ ኣለዎ!

  • @merhawimered7833
    @merhawimered78333 жыл бұрын

    Selomun wedi furzun yefelto eye azazi kfleserawit 26 eyu zelo betani hayal eyu zebahal abe kunat

  • @kendielmedia4621
    @kendielmedia46213 жыл бұрын

    ነቲ ዝፈጸምኩሞ፡ ንምእማኑ ዘሽግር ታሪኽ ጅግንነትን ተወፋይነትን፡ ብእዋኑ ከምዚ ጌርኩም ክትነግሩና ብዘይ ምኽኣልኩም፡ ናይ ታሪኽን ጅግንነትና ሃጓፍ ተፈጢሩ እዩ። ሕጂ ውን፡ ካብ ምብኳር ደንጒኻ ምውፋር ስለ ዝምረጽ፡ ንስኻ ነቲ ዝዋዓልካዮን ብቐረባ እትፈልጦን ፍጻመታት ምግላጽካ፡ ብልቢ ክትምስገን እዩ ዝግባኣካ። እቶም ንታሪኽ ሒዞም ኣጽቂጦም ዘለዉ ኣያታትናን ኣቦታትናን ድማ ኣሰርካ ክስዕቡ ተስፋ ይገብር። ብርጋደል ጀነራል ተኸስተ ሃይለ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። የቐንየልና!

  • @azt5187
    @azt51873 жыл бұрын

    ፍዚዝ ወልደዮውሃንስ እዩ ስም ኣብኡ

  • @mikiyatlove9608

    @mikiyatlove9608

    3 жыл бұрын

    እዞም ዓዲ ንፋስ ጀጋኑ ኢዮም ግን ኣብ ታሪኽ ብኸምዚ ዝተሰነደ የብሎምን ንሰውራ ኤርትራ ትንፋስ ካብ ዝዘርእሉ ደቂ ዓድንፋስ ኢዮም ክብሉ ሰሚዔ ኣለኹ ምክኒያቱ ብብዝሒ ኢዮም ተሳቲፎም ኣብ ሰውራ ብፍላይ ህዝባዊ ግንባር ወላ ኣብ ጀብሃ እንተ ነበሩ።

  • @azt5187

    @azt5187

    3 жыл бұрын

    @@mikiyatlove9608 ሓቂ በልኪ/ካ

  • @azt5187

    @azt5187

    3 жыл бұрын

    @@mikiyatlove9608 ሓቕኺ/ኻ

  • @mikiyatlove9608

    @mikiyatlove9608

    3 жыл бұрын

    @@azt5187 ሓቂ ይሃብካ/ኪ

  • @user-of9fg7fi9e

    @user-of9fg7fi9e

    3 жыл бұрын

    @@mikiyatlove9608 ኣብ ጀብሃ ኣይነበሩን ኣብ ህዝባዊ ግንባር ኔሮም ምክንያቱ ኣብ ሰሜናዊ ባሕሪ ስለ ዝሓርሱ እዞም ካርነሽም ህዝባዊ ሓይልታት ክ'ኣ ኣቡኡ ስለ ዝተመስረተት ኩሎም እቶም ጓሶት ጥሪቶም ገዲፎም ምስቶም ተጋደልቲ ክስለፋ ኪኢሎም እዮም

  • @TEKLIT185
    @TEKLIT1853 жыл бұрын

    ጅግና ጀነራል ኣቦና እንቃዕ ድኣ ኣየጥፍእኻ እምበር እታ ናይ ጉንኻ ዝወግእኻስ ንዓይስ ብርህቲ ኢያ እምበር ኣፈርቂ ድኣ ሕጅስ ደይ ቀልዓ ሰበይቲ እዩ ዘብኪ ደሎ እዚ ወኻርያ

  • @user-of9fg7fi9e

    @user-of9fg7fi9e

    3 жыл бұрын

    የማነ ኣፈወርቂ ድዪ

  • @TEKLIT185

    @TEKLIT185

    3 жыл бұрын

    @@user-of9fg7fi9e እወ የማነ ኣፈወርቂ እዚ ቦጅባጅ

  • @user-of9fg7fi9e

    @user-of9fg7fi9e

    3 жыл бұрын

    @@TEKLIT185 ዝተሰወአ መሲልኒ ኔሩ ' ኣብ ምንታይ ይርከብ ሕጂ ?

  • @yonibana6832
    @yonibana68323 жыл бұрын

    ሰላም ጅግና ኣቦናም ኣቦ ታሪክን ኤርትራ ወዲ ሃይለ ሓንቲ ኣላ ፍጹም ዘይዓገብኩላ ናይ ኣብራሃ ዓንደ ወዲ ዛግር ነቲ ወልዕ ዝብል ሳጋ ዝሃቦ እቲ ንታዕሎም ክትከዱ ከለኩም ዝገለጽካዮ ኣይተገልጸን ኣብ ደረጃ ሓላፍነቱን ዝየሰዋኣሉን ኣይተገልጸን ኢሰያስ ደፊንዋ ኢዩ ዝሓልፍ ሕጂ ግን ኣነጺርካ ግለጸልና ብሉጽ ጋዜየኛ ካኣ ነመስግን

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay35343 ай бұрын

    ንርእሱ ኢሳያስ ወዲ ፍላንሳ/ፊናንሳ'ውን እኮ ኣተሃራርማኡን ኣሰዋውኣኡን ብኸም'ዚ ሕጂ ብ/ጀ ዝገልጾ ዘሎ ዓይነት ምንባሩ'ዩ ዝግለጽ። ንሙኻኑ ህይወት ናይ ኤርትራውያን ሰባትን ተጋደልቲን: ነዞም ኣባላት ስለያዊ ትካል ህ.ግ. እንታይ'ዩ ነይሩ'ዩ ክብሃል ዝኽእል? ብጣዕሚ እኮ'ዩ ዘስደምም! Thank you.

  • @yonasafeworki5568
    @yonasafeworki55682 ай бұрын

    ኣፎርቂ የማነ እሱ ጥራሕ ዘይኮነ ዋላ ሓፍቱ ኣብ ቃኘው ብኣ ዘይስክሕ ሰብ ኣይነበረን ።ክሉ ቃኘው ዝቕመጣ ተጋደልቲ እየን ዝስክሓ ኔረን።ስለዚ ናይ ኣተዓባብያን ናይ ኣባል ሰልፊ ሙዃንን ይኸውን ይመስለኒ።

  • @filmonhaile2765
    @filmonhaile27653 жыл бұрын

    እዚ ኣፈወርቂ ትብሎ ዘለኻ ዳያን ድዩ? እቲ የማነ ገ/ገርጊስ ኣብ ቃለ መሕተቱ ዝጠቕሶ ኣብ ጀርመን ዝነብር ዝነበረ ብዳያን ዝፈለጥ ዝነበረ ሰብ ዲዩ?

  • @g.mariam3156

    @g.mariam3156

    3 жыл бұрын

    ዳያን ዮሴፍ እዩ ናይ ብሓቂ ሽሙ፡ ስለዚ ንሱ ክከውን ኣይክእልን እዩ።

  • @filmonhaile2765

    @filmonhaile2765

    3 жыл бұрын

    @@g.mariam3156 thank you

  • @user-of9fg7fi9e

    @user-of9fg7fi9e

    3 жыл бұрын

    @@filmonhaile2765 የማነ ኣፈወርቂ ማለትካ ድዪ እቲ ሓኪም ዝነበረ ድሓር ሓኪም ቦጦሎኒ ዝነበረ '

  • @filmonhaile2765

    @filmonhaile2765

    3 жыл бұрын

    @@user-of9fg7fi9e እወ እቲ ዝብሎ ዘሎ ሐላፊኡ ዝነበረ ካብ ሐኪም ናብ መራሕ ቦጦለኒ ዝወዝዕዎ

  • @user-rt6ob7jr9q

    @user-rt6ob7jr9q

    3 жыл бұрын

    ኮሎኔል ኣፈወርቂ የማነ ሕጂ ፕረዚደንት ፍሉይ ቤት ፍርዲ ዘሎ እዩ፡፡

  • @hagosgebremedihin5969
    @hagosgebremedihin59693 жыл бұрын

    ንበሪ ዝበላ ነብሲ ትነብር እምበር ክትነብር ዘይኮነስ ብኹብር መስዋእቲ ንህዝብኻን ሃገርካን ክትስዋእ እውን ኣይፈቀድልካን ብቃጻ ከጥፉእኻ መድቦም ። ናይ ኣምላኽ ይዓቢ ነቶም ብኸምኡ ዝጠፍኡ ምስክርን ንአቶም ተግበርቲ ንግብሮም መፍሸልን ክትከውን ክትርኽ ክትፈሪ ኣምላኽ ረድኡኻ ። ታሪኽ ገድሊ ኤርትራ መመልስኻ ክትሰምኦ መመልስካ ትጽየፎ ። ጉድ ምርኣይን ጉድ ምስማዕም ዝደሊ ሰብ ታሪኽ ገድሊ ኤርትራ ይስማዕ ካብቶም ኣዝዮም ዝድነቅ ታርኽ ዘመዝገቡ ሰባት ኢኻ ።ዘመንካ ዘርእኻ ይባረኽ

  • @danielteklu2506

    @danielteklu2506

    3 жыл бұрын

    Thanks TV sened gina Ezi Afewerki Yemane Ab mintay srah alo hiji NiFlipos Zemu Eyu hiji win seb kitnkekelu metan eye hiteto ngeneral wedi Hayle

  • @user-of9fg7fi9e
    @user-of9fg7fi9e3 жыл бұрын

    ናይ ተስፋሂወት ምስ ጸጋይ ቀሺ እንታይ እዪ ዘባእሶም ኔሩ ? ተስፋሂወት ከ ኣብ መወዳእታ ከመይ ኮነ ? ተስፋይ ተምነዎ ኣብ ዝገለጾ ተረፍቲቱ ዝበሎ ንዑ ድዪ ብዛዕባ እዚ ተትገልጸልና ጽቡቅ ኔሩ ዳመስገና ኢና ጀነራል ተከስተ ሃይለ

  • @kubromfray8524
    @kubromfray85243 жыл бұрын

    ዝኸበርካ ኣንቶንዮ ተስፋይ ነዞም ዓበይቲ ሰብ ታሪክ ኣምጽኻ ነዚ ናይ ሕጂ ወሎዶ ታሪኾም ንኽፈልጡ ትገብር ብምህላውካ ክብሪ ይግባካ ብተወሳኺ ኩቡር ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ብጣሚ ዘደንቅ ታሪክ ከተዘንቱ ብምካልካ አሞ ከኣ በዓል ተርኽ ብሙካንካ ካብቶም ሓወልቲ ኣብ ልቢ ኤርትረዊ ነባሪ ኢኻ አሞ ክብሪ ይሰማካ ሓንቲ ግን ክብለካ ነቲ ዝፈትጸምኩሞ ታሪኽ ንምግላጽ ግን በጃኹም ድሕር ኣይትበሉ ካባኻ ይጀምሩ ኤቲ ገረ ምባል ሰዓሩዎ ታሪኩም ስለ ዝኾነ. ቀጺለ ኣብ መንካዓን ፋሉሉን በሃፈሻ ኤቲ ፍልልይ ዝነበረ ቁሩብ ኣብራሃልና ካልኣይ ናይ ወዲ ሓንብር ቁሩብ ግለጸልና ናይ ወዲ ሓንብር ቁሩብ ውሕድና (ክብሮም) በከተ ዝብሃል ከ ትፈልጦ ዶ? የቀነለይ.

Келесі