Tv Sened Interview B/G Tekeste Haile 23 October 2020 Part 5

Tv Sened Interview B/G Tekeste Haile 23 October 2020 Part 5 ቃል መሕተት ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ 23 ጥቅምቲ 2020 5ይ ክፋል
Tv Sened
Antonio Tesfay

Пікірлер: 118

  • @TEKLIT185
    @TEKLIT1853 жыл бұрын

    ከምዚ ጀነራል ወዲ ሃይለ ጌሩ ንጹር ኣገላልጻ ክሳብ ሕጂ ኣይሰማዕኩን ቀጽሎ ጅግና ኣቦና

  • @yohannesmeasho9130
    @yohannesmeasho91303 жыл бұрын

    ሓው ኣንጦንዮስ ጽቡቕ ስራሕ፡ ድምጺ ናይ ብ/ ጀነራል ግን ጽቡቕ ኣይስማዕን፡

  • @michaelbahta8229
    @michaelbahta82293 жыл бұрын

    Make a loud sound system please please please

  • @merhawigirmay5928
    @merhawigirmay59283 жыл бұрын

    Edmen tienan nkubur b/g General Tekeste Haile yeqenyelna sile iti thbena astemhro bsenkika mis hzbawi Eplf telalye. I wish i was born in your time you are the Golden Generation of Eritrea

  • @henokha-michael4395
    @henokha-michael43953 жыл бұрын

    ሰላም ትቪ ሰነድ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደበ ታሪኽ ጀጋኖ ኣቦታትና ብጋህዲ ንሰምዕ ኣለና ካብቶም ኣቡ ዝዋዓሉ ፣ ብ ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ብጣዕሚ ምዛዛነዊ ብዘይ ገለ ተዓቁቦታት ታሪኽ ይትርኸልና ኣሎ ምስጋና ይኩኖ ። ኣንቶንዮ ተስፋ ድማ ታሪኽ ክትስነድ ኩሉ ትግበሮ ዘለኻ ጻዕሪ ካብ ልቢ ምስጋና ይኹንካ።

  • @estifanosmassias7823
    @estifanosmassias78233 жыл бұрын

    Thanks Ayana B G Tekeste Haile

  • @eyasuteklay9009
    @eyasuteklay90093 жыл бұрын

    ናይ ወዲ ሃይለ ናይ ንእስነት ማለት ናይ ሜዳ ስእሊ የብሉን ድዩ ።ሓሓሊፋ ኣስእል ቀደም ክርአ እንተዝግበር ። ካልኣይ እቲ ዝበዝሕ ህዝቢ ዘይፈልጦ ቦታታት ብናይ ካርታ (ማፕ) መሰነይታ እንተዝግበረሉ ።

  • @singersamimario6898
    @singersamimario68983 жыл бұрын

    ሓቂ ብሓቂ ኣዚዩ ልዙብ ዝኮነ መራሒ ተዋጋኢ ኣዋጋኢ በ/ጀ ተከስተ ሃይለ ኣዚዩ ንጹር ዝኮነ ምሉእ ሓሳብ ኢካ ትህበና ዘለካ ብስም እዚ ውጹዕ ህዝቢ የመስግነካ ።

  • @yakobtadese8477
    @yakobtadese84773 жыл бұрын

    እንቃዕ ብደሃን መጻኣኩም ፍትዋት

  • @teshomeredae131
    @teshomeredae1313 жыл бұрын

    ጽቡቅ ታሪክ እዩ እንተኾነ ግን ድምጺ ዝነኣድ ኣይኮነን ሹሽ ዝብል ድምጺ ኣለዎ ናይ ሓታታይ ድምጺ ጽቡቅ ይስማዕ ናይ ተሓታታይ ግን ትሑት ድምጺ እዩ።

  • @michaelbahta8229
    @michaelbahta82293 жыл бұрын

    sound system. Pls

  • @loveumam5883
    @loveumam58833 жыл бұрын

    dmxi btaemi thut koynu Ashegiruna Kalie agelalxa nay B/G Tekeste Haile btaemi nxurn xfufn .mknyatu nay kndey amet zgebere tarik zekiru mglaxu adniqeyo edmen tienan yhabka fetari GBU

  • @amantesfama6702
    @amantesfama67023 жыл бұрын

    ድምጺ ብጣዕሚ ትሒቱ

  • @basilosteklehaumanot8428
    @basilosteklehaumanot84283 жыл бұрын

    Sounds system wedi heyle

  • @eyobtes5588
    @eyobtes55883 жыл бұрын

    Welcome ! Jgna B/G Tekeste Haile ,ethbo zeleka xfufn haqegna tarikn btaemi ndeqiq zkrtatkan lzub aqerarbakan btaemi ktdneqn ktneadn slezgbae keyemesgenkuka khalf aydeln ajoka berte qexlo kbleka dma yfetu !! .

  • @XYONAWI
    @XYONAWI3 жыл бұрын

    ኩቡር ወዱ ኩቡራት።

  • @mihretabangesom4487
    @mihretabangesom44873 жыл бұрын

    ድምጺ ብጣዕሚ ሕማቕ ኣሎ ። ምትዕርራይ ግበረሉ።

  • @aronogbay72
    @aronogbay723 жыл бұрын

    This B/General has a great memory.

  • @oqubamichaelandemariam7817
    @oqubamichaelandemariam78173 жыл бұрын

    ድምጺ ናይ ጀነራል ተኸስተ ኣዝዩ ትሑትን ኣይንጹርን እዩ ኣብ ኣውድዮ ጸገም ኣሎ ኩሉ እቲ ቃለ መሕተቱ

  • @user-zn1nh1qg1r
    @user-zn1nh1qg1r3 жыл бұрын

    ዝከበርካ ሓዊ ድምጺ ክሳብ ሕጂ ትሑት ኣሎ ++++ እንተትገብሩሉ ዝያዳ ምበለጸ .

  • @abdusiad8729
    @abdusiad87293 жыл бұрын

    Welcome B/G

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay35343 ай бұрын

    ዝገርም'ዩ! 'ኣብ ሻዕብያ ሙሩኽ ምቅታል በቲ ሽዑ ልክዕ ማዕሪኡ ኢኻ ትሕተት: ብመሰረቱ ክልኩል'ዩ: ብዙሓት ቀቲሎም ተባሂሎም ዝተኣስሩ ከም ዘለዉ ይፈልጥ'የ ኣነ' ይብል ብ/ጀ። Thank you.

  • @asmaratimes3140
    @asmaratimes31403 жыл бұрын

    Record ktgebru keleKum hashesh zbl dmxi awegdwo plz . Good job 👏

  • @michaelbahta8229
    @michaelbahta82293 жыл бұрын

    Microphone please adjust it

  • @mki998
    @mki9983 жыл бұрын

    Medebkum xunuk neru Sound gen yelen

  • @selammehari543
    @selammehari5433 жыл бұрын

    Anta kemey ekum sound systems aytkaxaxerwon dkum

  • @jerusalemgebreyesus233
    @jerusalemgebreyesus2333 жыл бұрын

    We hear nothing.plese litle loud. Sori.

  • @HabukoHabuko
    @HabukoHabuko3 жыл бұрын

    Sound system zero pls

  • @tesfalemtewolde6972
    @tesfalemtewolde69723 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ሚዛናዊ ታሪክ ብርጋደር ጀነራል ተ/ይ ተከስተ ሃይለ ስውራ ኤርትራ ግን ብዙሕ ሕማቅ ስራሕ ውን ነርዎ ኣብ ሰውራ ደሎ ኢዩ አታ ምስጢራዊት ሰልፊ ዝተመስረተት መዓልቲ ጸላም መዓልቲ ሰብ ኣጽናቲት ምርጢራዊት ኢያ ተጋደልቲ ፈላልያ

  • @eritreakoekoe1887
    @eritreakoekoe18873 жыл бұрын

    It looks like he doesnt care about our feedback. Voice from part 1 ...5

  • @abrahamtsegay6569

    @abrahamtsegay6569

    3 жыл бұрын

    He doesn't care he knew his capacity from his own packet if you can help him financially instead of takle

  • @eritreakoekoe1887

    @eritreakoekoe1887

    3 жыл бұрын

    @@abrahamtsegay6569 how do u know if we help or not bro. Takle?! ሃሪፍና አንበር ከንስዕ።

  • @abrahamtsegay6569

    @abrahamtsegay6569

    3 жыл бұрын

    @@eritreakoekoe1887 bro he said last time I read in someone coment gave him answer its financially problem they must need a money to pay technical for sound system

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 Жыл бұрын

    ብዛዓባ 8 ሳብ ኣብ ሓደ ምኣዲ ስርሒታ ኣባይ ፍክርያ ግን ኑሰውራና ትስተክም ትመስለኒ ኣቢ መርዓ ኣቢ ሓደምኣድ ንሰውራና ስትክማትናያ ወይ ክርስታት. .

  • @yonasfissehaye200
    @yonasfissehaye2003 жыл бұрын

    B/G tekeste haile sileti tekrubulna zelekum tarikna blibi yemesgn.

  • @peacefully5610
    @peacefully56103 жыл бұрын

    Whats happening with your sound system??? Tv sened

  • @danielhasho5331
    @danielhasho53313 жыл бұрын

    General Tekeste we love u,what u have done is valuable.

  • @jerusalemgebreyesus233
    @jerusalemgebreyesus2333 жыл бұрын

    ፊምጺ ኣይሲማዒን ፡ዪቕረታ።

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 Жыл бұрын

    ወልደክኣል ወድክጽሕ ኣፎርቂ አዩ ኪዳነ ክኣ ደብት ኣድሓንስዩ ኪዳነ ዓንደመስቀል ፈዳይን ናጀብሓ ፋሉል አዮም ኣብ መወዴታ ይብሃሉ ነዩሮም....

  • @michaelbahta8229
    @michaelbahta82293 жыл бұрын

    What is a reason violin is very slow

  • @kerkbet
    @kerkbet3 жыл бұрын

    ክቡራት ተኸታተልቲ፡ ንስለ ኩሉ ትህቡና ርእይቶኹም ነመስግን። ድምጺ ተመሓይሹ ክቅጽል ክንገብር እና። 6ይ ክፋል የራኽበና።

  • @jonasmussie1569

    @jonasmussie1569

    3 жыл бұрын

    ዋላ እቲ ዝሓለፈ ድምጺ ሕማቅ ኔሩ ስለዚ አማሕሽኩም እንተትእትዎ ጽቡቅ ኔሩ ኣብ facebook ውን share እንተትብልዎ ጽቡቅ ኔሩ። ኣገዳሲ ታሪኽ እዩ።

  • @aregaygebremariam9626

    @aregaygebremariam9626

    3 жыл бұрын

    Gn nihawika kindizi ziakil yhlifka mihab k marekindey hagazi nikalsi mikanu mebrahalna do ykewn

  • @tesfomiyob9888
    @tesfomiyob98883 жыл бұрын

    Well come betri haqi kurate hager kuburat aytatina long life 👏👏👏👏👏💪💪💪💪💪🌹🌹🌹🌹🌹

  • @yonatan4085
    @yonatan40853 жыл бұрын

    Please dmtsiiiii atairarikummmm mtsunaaa thank you 🙏

  • @misghinakidane4097
    @misghinakidane40973 жыл бұрын

    Kedameyti nefarit bemntay bret eya teharima zeharema ke men eyu?

  • @berhanemeskeltewelde4301
    @berhanemeskeltewelde43013 жыл бұрын

    Brother Bg Tekeste Haile , thanks for your teaching us the story of the past and present struggles in generally. Thanks again and again , but I believe you did not mentioned the 13 points of the Menka group. 2. Regarding Bizay Giotoam Berhe , I have his history what happened to him at his final arrest. If I get your number or Anthony number I will try to contact you . God bless you and wish you to have a healthy life. Thanks

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay35343 ай бұрын

    'እቶም መንገብገብ ኣውጺኦም ዝብሎም: ካልኣይ'ውን ቻይና'ዩ: ምኽንያቱ ካብ መራሕ ጋንታ ብሃንደበት'ዩ መራሕ ብርገረድ ኮይኑ: ኣብ አፉ'ውን ኢለዮ ተነቃቂፍናላ ኢና' ብ/ጀ ወዲ ሃይለ። Thank you.

  • @dawitgebre255
    @dawitgebre2553 жыл бұрын

    Antonio ezi comment aytenbbon dika dmxi yelon

  • @kamilnasro3193
    @kamilnasro31933 жыл бұрын

    Ata antonio nezi dmtsi aytestewelelun dika 5 kifal dmtsi zero. Kemey zibele tarik sean dmtsi abelashikayo

  • @hadishamet1920
    @hadishamet19203 жыл бұрын

    SELAM BZAEBA ASHAEL WEDI ZERAE EBA HTETO

  • @eyobamine3557
    @eyobamine35573 жыл бұрын

    ኣሰፋው (ኩኘ) መራሕ ሓይሊ 21 ቦጦሎኒ 2 ብርጌድ 8 ኮይኑ ኣብ ዓዲ ያቆብ ብጅግነት ዝተሰውአ መራሕ ሓይለዩ

  • @abrahamtsegay6569
    @abrahamtsegay65693 жыл бұрын

    Jigna tekeste haile nufua an tezkuro burtu ab kuinat wetru ne mesel hezbu zekales zelo jigna

  • @yonasafeworki5568
    @yonasafeworki55682 ай бұрын

    ሰመረ ሰሎሙን ኣብ ወኪ ዛግር ኣኬባ ዝነበረሉ ግዜ ኣብ ዛግር እንከሎ ይዝክሮ እዩ፡ መጽሓፍ መን ኣንበቦ እዩ ጠባየኛ።ሽዑ ቕድሚ እቲ ኩናት ናይ ወኪ ዛግር ኣዲኡ ሓዉ ቕድሚ 3-4 መጺኦም ኒሮም ይዝክሮ። ባኒ ናይ ኣዲኡ ዝበልዓናያ ኣይርስዓን እየ።

  • @meharitesfai3222
    @meharitesfai32223 жыл бұрын

    Brother! In part 5 we can hear only Antonio and NOT Brigadier General Tekeste Haile. Please correct the audio. It is elementary to check the audio before you transmit. We had the same problem in previous episodes but not as bad as now.

  • @007dc7
    @007dc73 жыл бұрын

    አዚ ሰብ ክከታተሎ ኣዝዩ ኣዝዩ ከቢድ.. እዩ.. ስለዚ. ክትሰምዖ መሳት.. ግን.. ወይ.. ሓንቲ ናይ 2 - 3 ሰዓት ግበርዎ.. or.. 3- 4 part ብሓንሳብ ዘርግሕዎ.. ብወገነይ..ን ወዲ ሃይለ ኩሰምዕ. ሰሙን.. ኣብ 2 ሕቶ. ሰዓት.. ኣብ ህንጡይ ኮይነ ክጸንሕ ኣይደልን Enough. ኣብ ህንጡይነት ሰብ ምጽናሕ.. አነ next.. እንተ ንውሕ ዝበለ ዘይኮይኑ.. ክሰምዕ ድልየት የብለይን

  • @negashhaile7188
    @negashhaile71883 жыл бұрын

    very poor sound quality. incompetent preparation for such important interview.

  • @tadessekidane720
    @tadessekidane7203 жыл бұрын

    እነሆ ከኣ ቅኑዓትን ውፉዋትን ተጋደልቲ ሓሊፎም፡ ንሳቶም ይነብሩ ኣለዉ

  • @yonasafeworki5568
    @yonasafeworki55682 ай бұрын

    ኮኘ እንዳ ከቢድ ብረት ኔሩ ይመስለኒ ከም ዝዝክሮ

  • @abrahamtsegay6569
    @abrahamtsegay65693 жыл бұрын

    ኣንቶንዮ ሓውና ብጃኻ አባ ብዛዕባ ጅግና ኣብርሃም ተኽለ ዓንደለ ኣስፍሕ ኣቢልካ ኣምጻልና ኩሉ ናይ ህዝባዊ ግንባር ጥራይ ኮይኑ ዒፍ ኢልና ካብ ንውለድ ስጋዕ ሕጂ ናይ ህዝባዊ ግንባር ታሪኽ ጥራይ በጃኹም ናይቶም ጀጋኖ ኣቦታትና ናይ ተጋድሎ ሓርንት ከኣ ታሪኽ ንገሩና

  • @mikealkibreab3723
    @mikealkibreab37233 жыл бұрын

    ከምቲ ሕብእቲ ሰልፊ ተሰምዐ አምበር መልሲ ዘይትህብ ዝነበረት tv sened እውን እቲ vires ሐሊፍዎ አሎ ።

  • @michaelbahta8229
    @michaelbahta82293 жыл бұрын

    Vl. ÷ brother place

  • @mebrakhiyabu5549

    @mebrakhiyabu5549

    3 жыл бұрын

    pppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppp

  • @meharitesfu8378
    @meharitesfu83783 жыл бұрын

    dmxi nai tekeste yelen

  • @amanueltesfamichael2708
    @amanueltesfamichael27083 жыл бұрын

    ድምጽ ብጣዕሚ ሕማቅ ኣሎ

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay35343 ай бұрын

    ብ/ጀ 'ኣብ ደምበ-ጎሎም ሕክምና ናይ ጀብሃ ከም ኣባል ህ.ግ. መጠን ምንም ዓይነት ኣድልዎ ካብቶም ኣባላት'ዩ ዘይነበረ: ክብረት ነይሩ: ምስ'ቲ ዝኸይድ ዝነበረ ናይ ስምረት ሕቶ'ውን: እቲ ናይ ጀብሃ ተጋዳላይ ኩሉ ሕጉስ: ተስፋ ገይሩ ነይሩ: እዚ ከኣ ምስ'ቲ ዝጸንሓካ ናይ ፕሮፖጋንዳ ምልኢት ይቅይረካ እዩ: ኣብ ኣተሓሳስባኻ ለውጢ ኣለዎ: የደንቆ እየ።' Thank you.

  • @bntk8889
    @bntk88893 жыл бұрын

    tekile manjus, ezi birigader jeneral zelo hiji du?

  • @zerithabtom8640

    @zerithabtom8640

    3 жыл бұрын

    No

  • @yosefahferom6893
    @yosefahferom68933 жыл бұрын

    Wedi Haile jigna aygelsekan eyu nay jeganu jigina

  • @shalom7shalom953
    @shalom7shalom9533 жыл бұрын

    Dmx yeblun plz

  • @user-rm7kt1zw7f
    @user-rm7kt1zw7f3 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ብሱልን ግልጽን ዝኾነ ሓበረታ የቀንየልና ብርጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ፡ ተስፋ ይገብር ብ መጽሓፍ መልክዕ ክትስንዶ

  • @bntk8889
    @bntk88893 жыл бұрын

    respect birgader jeneral,

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay35343 ай бұрын

    ኣብ'ቲ መጀመርያ እዋን ኩላትና ኮምሸነራትን ዝልዓሉ ወትሃደራውያን ሓለፍትን መንካዓት ስለ ዝነበርና: እቲ ኩነታት ድሓን'ዩ ኔሩ: ብዓል በርሀ ጻዕዳን ካልኦትን ብኣድናቆት ጥራይ ተዋግኡ'ምበር ዋላ 100 መናክዕ ኩኑ ዝብሉሉ ዝነበሩ እዋን'ዩ ነይሩ: እቲ ህይወት ብዙሕ ጸቅጢ ኣይነበሮን: ጽቡቅ'ዩ ነይሩ ብሓቂ: ድሓር ምምስራት ናይ 'ሰልፊ' ምስ መጸ'ዩ ምፍልላይ መጺኡ: ኣነ ኣብ'ቲ መጀመርያ እዋን ብጣዕሚ ሕጉስ ነይረ: ኣብ ውግእ ኣብነት ክትከውን ኣለካ ስለ ዝብሃል: ሓለፍቲ ቀዲምካ ቦምባ ሒዝካ ክትኣቱ ትግደደሉ'ዩ ነይሩ: 4, 5 ሰባት ኮንና ምዓስከራት ኮንካ ምዓስከራት ንጅምረሉ እዋናት'ዩ ነይሩ: እቲ ሓላፍነት ጸቅጢ ነይርዎ ዝብሎ በዚታት'ዩ: ኣብ ሞንጎ ግን እዚ ናይ ሰልፊ ሑጹያት ምስ መጹ: ኣነ ካብ'ቲ መንካዕ ነጻ ከም ዘይኮንኩ ጎስጓሳት ክግበር ጸኒሑ: ኣብ ናይ ስምረት ሽማግለ ምስ ጀብሃ ክትምረጽ ከላ ካብ ብሙሉኡ ቦጦሎኒ-3, 6 ሰባት ተወኪልና: ምስ ካብ ሙሉእ ውድብ ዝተዋጽኡ ብሓባረ ክንእከብ: ኣነ ሓደ ካብ'ቶም ዝልዓለ ድምጺ ዝረኸብኩ'የ: ስለ'ዚ ሚዛንና ተቀባልነትና ጽቡቅ ነይሩ: ኣብ ኣፍና ምስክርነት ይህቡና ነይሮም: ኣብ ከም'ዚ ኩነታት ናይ ቦጦሎኒ 3 ደስ ዝብለኒ ጽቡቅ ነገር: ንሰራየ ምስ ከድና: ምሰ ጀብሃ ብሓባርና ኣብ ህዝቢ ጎስጓስ ክንገብር: ኣኼባታት ምግባር: ሽዑ ጀብሃ ናይ ብሓቂ ናይ ለውጢ ድልየትን ስምዒትን ዝዓበየሉ: ንክልተ ውድባት ኣይንቅበልን: ነቲ ናይ ሜዳ? ንቅበል ዝብሉ ዴሞክራስያውያን ባእታታት ዓው ኢሎም ዝዛረቡሉ: መሪሕነቶም ኣብ ምእሳር ደረጃ ዝኸዱሉ ስዓት'ዩ ነይሩ: ናይ ህዝቢ ኮሚተ'ውን ወጽዩ: ህዝቢ'ውን ጸቅጢ ክገብር: ኣብ ጉዳይኩም ስምረት ክትገብሩ ኣለኩም ዝብሃለሉ: ኣብ ዓዲ-ገብራይ: ዓላ ዝተገብረ ኣኼባ 961 ይብልዋ: ምስ ናይ ቸንቶ ኳትሮ ዝብሃሉ ፈዳይን ገለ ከፋል ዓላ ከይዶም: ነቲ ናይ ስምረት ሽማግለ ደጊፎሞ: ካባና ዝኸዳ ሓይልታት ከም ዘይነበራ ድሒርና ሰሚዕና: ስለ'ዚ ኣብ ተ.ሓ.ኤ. እቲ ናይ ስምረት ድሌትን ስምዒትትን ቁሩብ ዕብይ ዝበለሉ ስዓት ኮይኑ'የ ረኺበዮ: ኣብ ኩሉ'ቲ ከባቢታት ብሓባር ህዝቢ እና ኣምሃርና ኢና ንኸይድ ኔርና: ስለ'ዚ ቁሩብ ፍልይ ዝበለ ኩነታት ነይሩ: ስለ'ዚ ኣብ ስምዒታትካ ዕግበት ይህበካ'ዩ። ኣብ'ቲ ናይ ሰልፊ ደረጃታት ንዓና ከትርፉ ነቶም ካልኦት ክሓጽዩ 5 - 6 ኣባላት ሰልፊ ክጅምሩ ከለዉ ግን ምስ ጀብሃ ዝነበሮ ርክብ ከም'ዚ ነይሩ: ኣብ'ቲ ናይ መጀመርያ መግለጺታቶም ጽቡቅ ነይሩ: ድሓር ግን neutralize ጌርዎ ነቲ ናይ ስምረት ኣመለኻኽታ: ኣብ ናይ ጀብሃ ስምዒት ዓብዩ ገለ ተባሂሉ ዘረባታት መጺኡ: እሱ'ዩ እቲ ሓቂ ነይሩ: እዚ ሕጂ ብዲሕረይ ዝሕመ ዘሎ ነገራት'ዩ: ድሒረ'የ ዝፈልጦ: ሕጂ ሽዑ'ዩ እቲ ሰልፊ ዝዓቢ ዘሎ: ኣብ ኮምሽነራት ናይ ሓይሊታትን ወይ ካብኡ ንላዕሊ'ውን ዝነበሩ ዝመጽእ ዘሎ ሽዑ'ታ ሰልፊ ነንሕድሕዳ 4-5 ኣብ ቦጦሎኒ: ካብኡ ኣይበዝሑን'ዮም ኣብ'ቲ እዋን'ቲ ዝተመርጹ: እዚ ሕጂ ቁሩብ ኣብ'ቲ ኩነታትና ፍልልይ ፈጢሩ: ዋላ ኣብ'ቲ ዕብየትና?'ውን ወሳኒ ተራ ዝነበሮ ኩነታት'ዩ: እዚ ከም ሓደ መሰረት'ዩ: ኣብ'ቲ እዋን'ቲ እቲ ሰልፊ ይምስረት ከም ዘሎ ሓደ ሰብ ይነግረኒ ንዓይ: ክልተ'ዮም in fact እቲ ሓደ ድሓን ይጸንሕ'ዩ: ወዲ-ሃይለ ከም'ዚ ኣሎ: by the way ዝረሳዕኩዎ ነገር እንተ ሃልዩ: ኣነ ኣብ'ታ ምስ ጀብሃ ምስ ከድና: ኣጋጣሚ ኣብ ምምሕዳር ቁጽሪ 9 ምስ ጸናሕና: ናይ ጸጥታ ሓላፊ መዝገበ ተኽለ ዝብሃል ጸኒሑኒ: ብዓል ሃብተ ዝብልዎም ኔሮም ኣብኡ: ኣጋጣሚ መዝገበ ገብርሂወት መማህርተይ'ዩ ነይሩ ንዓይ: ሽዑ ሓቢርና ክንሰርሕ: ኣብ'ዚ ከባቢ'ስ ናይ ሓባር ወትሃደራዊ ስርሒት እንተ ሰራሕና ጽቡቅ: ብዛዕባ ስምረት ጽቡቅ ኣሎ: እቲ ህዝቢ ሞራል ጌሩ: ተስፋ ጌሩ ነዚ ዝግበር ዘሎ ምንቅስቃስ ኣብ ውሽጢ ጀብሃ ኣባኻትኩም'ውን ከምኡ ክዓቢ ተስፋ ንገብር ምስ ተባህለ: እምበኣር ጽቡቅ ተባሂልና: ብሓባር ኣብ ሻኻ ወዲ ብስራት ብሓደ ወቂዕና ኣነ እግረይ ተወጊአ ተሰይረ ተጸይረ ኣብ ናይ ጀብሃ ሕክምና ከይደ: ብጣዕሚ ጽቡቅ'ዩ እቲ አተሓሕዛኦም ሓቂ ዘረባ: ስለ'ዚ ምስኦም ተራኺብካ ተዕልለሉ ኣርእስቲ በበይኑ ስለ ዝመጽእ realize ትገብሮ ኢኻ: እቲ ንስኻ ብዛዕባ ጀብሃ ትፈልጦ: ንሶም'ውን ብዛዕባኻ: ስለ'ዚ ጽቡቅ ነይሩ: ናብ ከሰላ ሕክምናኦም ክንሰደካ ኢሎምኒ: ድሓን ኢለ: ብሰላም ተጼርና ናብ ሕክምናና ተፋንየ። ብድሕር'ዚ ኣብ ቦጦሎኒ 3 ናይ ውድባዊ ጉባኤ ምርጫ ኣብ ዝተገብረሉ: እቶም ክልተ ንዓይ ናይ ሰልፊ ክነግሩኒ ከለዉ: ኣይትርሓቅ ኣብ'ዚ ከባቢ ጽናሕ: እንታይ ሙኻኑ ኣይነገሩንን: ከም'ዚኣ ኣላ: ንሕና ንዓኻ ክንነግረካ ብህይወት ተሕትተና'ያ: ንስኻ ዘይብሉ ንሕና ክንከይድ'ሲ ጽቡቅ ኣይኮነን ዝብል ዘረባ ኣምጺኦም: መቸም ኣብ'ቲ ጉባኤ ንሶም ብንሶም'ዮም ዝመራረጹ: መን ክንደይ ድምጺ ኣምጺኡ ትፈልጦ ነገር የለን: ኣነ ኣብ ዘይነበርኩሉ'ዩ እቲ ኣኼባ ተኻይዱ: ናይ መንካዕ ጽልዋ ኣይገደፎን: ኣብ ቤ/ት ካድር ኣይተዛረበሉን ከምኡ'ውን ዘይከውን ናይ 'የሚን' ዝምባለ ኣለዎ ዝብሉ ረቋሒታት'ዮም ጎስጓስ ጌሮምሉ ጸኒሖም: ካብ'ቲ ሰልፊ ኣትሪፎምና ዝበሃል: ብዓል ኣብርሃም ዓፋን: እዚ ሕጂ ብ/ጀ ኣሎ ዝበሃል ተራ እዮም ኣብ'ቲ ስዓት'ቲ: ግን ኣብ'ቲ ውዳበ ኣትዮም ከም'ዚ ነቀፍቲ ኮይኖም: ጎስጎስቲ ኮይኖም ጸኒሖም: ድሒረ ክርእዮ'ከለኹ እቲ ጉባኤ: ካልእ መልክዕ ስለዝነበሮ: ነቲ ክወስድዎ ዝደልዩ ናይ መንካዕ ስጉምቲ: ሕጋውነት ከልብሱ ስለ ዝነበሮም: ኣባላት ናይ ሰልፊ ዘይኮኑ ኣብኡ ክሳተፉ ከም ዘይነበሮም መደብ ከምዝገበሩ ሰሚዐ ፈሊጠ ነጊሮምኒ እቶም ናይ ሰልፊታት ዋላ ድሒረ'ውን ኣረጋጊጸዮ: ኣብ ወጻኢ ካብ ዘሐው ኣሰናዳእቲ ዝነበሩ'ውን confirm ጌረዮ ማለት'ዩ: ብዙሓት ዝዛረቡሉ'ዩ: ስለ'ዚ ከም'ዚኦም ዝኣመሰሉ ናይ ፖሊቲካ ወድባትነ ዉዲታት ስለ ዝነበሩ ነቲ ዕብየትና'ውን ከሊኡና'ዩ: ስለ'ዚ ብኹሉ መዳይ: ኣካዳሚ: ፖሊቲካዊ ንቅሓት: ወትሃደራዊ ደረጃ ዝትሕቱኻ ይሓልፉኻ ማለት'ዩ: ንሳቶም ኣባላት ሰልፊ'ዮም ክኾኑ: መንገብገብ ኣውጺኦም ኢና ንብሎም ኔርና: ብድሕሪ'ዚ ከም መደምደምታ ምስ ጀብሃ ምፍልላይ መጺኡ: ህዝቢ ብታቦት ለሚኑ: ውግእ ናቅፋ ጀሚሩ: ዝተባህለኒ መደብ ናይ 06 ብዘይ ፍቃድ ገዲፈ ኣብኡ ተሳቲፈ: ሓራ ወጺኣ: ኣብ ሰራዊት ቀጺለ: 06 ተረሲዑ: ከምኡ ኢልና ብወጽዓ ናይ ላዕለዎት: ሓደ ሓደ ግዜ ቆለጭ እናበለካ: ኩሉ ዘሰልጠንካዮ እናሰገረካ: ኣነ ግን ህልኽ ጌረ: ኣብ'ቲ ወትሃደራዊ ብተምክሕቲ: ኩሉ ኣባል ሰራዊት ብዝምስክሮ: ቀጺልና' ይብል ብ/ጀ። Thank you.

  • @tadessekidane720
    @tadessekidane7203 жыл бұрын

    ሰላም ወዲ ሃይለ። ነዚ ከይነገርካና እንቋዕ ኣይሞትካ። ኣብቲ "ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን" ዝብል ቅድሚ ገለ ዓመታት ዝጸሓፍኩዎን ኣብ ሚድያ ዝወጸን ጽሑፋተይ ንገለ ካብ ዝገለጽካዮ ከንጸባርቖ ፈትነ ነይረ። ሽዑ ነዚ ንጥፍኣት ዝፈረደካ ሰብ "ካብ ኣላይ ሕሙማት፡ ናብ ኣላዪ ኲናት ዝተቐየረ" ክብል ገሊጸዮ ነይረ። ሽዑ ግን ናተይ ትዕዝብቲ እምበር፡ ብዛዕባ'ዚ ሎሚ ዝገለጽካዮ ኣፍልጦ ኣይነበረንን። ተወልደ ወዲ ሓኪም (ብርገድ 51) ቀቅድሚ መስዋእቱ ተመሳሳሊ ጸገም ከም ዝነበሮን፡ ነቲ ሽርሒታት ምጽዋር ምስ ሰኣኖ፡ "ራድዮ ኣቐሚጡ ጠጠው ኢሉ ይትኩስ ነይሩ። ብጥይት ጸላኢ ከኣ ኣፍ ልቡ ተሃሪሙ" ብምባል ባዕሉ ነብሱ ንጥይት ከም ዝሃበ ዝገልጽዎ ኣለዉ።

  • @tesfamariamhaile7054

    @tesfamariamhaile7054

    3 жыл бұрын

    ዋእ እወ ብርግጽ እቲ ናይ 1973 ናይ ምሁራን ምንቅስቓስ { በቲ ወኸርያ ናይ- - እዝጊ } መንካዕ ብርግጽ ጽቡቕ ጌርካ ኣብሪህካልና እሞ ብጣዕሚ የመስግነካ { Thankyou So much } •

  • @eritreakoekoe1887
    @eritreakoekoe18873 жыл бұрын

    Or he doesnt read it.ገሪሙና ኮ!!!

  • @josijosi1566
    @josijosi15663 жыл бұрын

    lekabet shefatu sahel deme aytatrna setkum beflay befelay petrose selomu kehnek nerwo neska jegna eika G . trkset haile thanku naka mesfu hagose ezi lekbat ezi kulu meseter habelna alo

  • @user-zn1nh1qg1r
    @user-zn1nh1qg1r3 жыл бұрын

    ብመጀመርያ የመሰግነካ ብ/ጀ/ ከምኡውን ሰነድ ቲቪ ንትገብርዎ ዘለኩም: ብመሰረቱ ብግዜን ኩነታትን ኣዛሚድካ ዝያዳ ሓሳብ ናይ መግለጽ ብቅዓት ዘርኣካሉ ውሕሉል ጥበብን ቅኑዕ ባህርያትካ ተደርቡ ዝያዳ ንከድንቀካ ተደርክ: ከም ሕቶ ገለ ከብል ይደሊ ብመጀመርያ ሰብሓት መን ዩ? ኣብ መጀመርታ 70ታት ተራ ከም ዝነበረ : ብምንታይ ምክንያት ዩ ናይ ጀነራል ክውሃቦ ተደልዩ? ብደረጃ ወተሃደራዊ ብቕዓት ከምኡውን ደረጃ ትምህርቲ ዝበልጽዎ ኣይነበሩን'ም? ኣብ ዝመጽ ክፋላት ትገልጾ ትከውን ብዛዕባ እዞም ኣዛብእ መራሕቲ ህግደፍ ውን: እቲ ምንታይ ታሪኽና ክንመሃረሉ ዝግብኣና ግዜ ዩ::

  • @AsmeraAdey
    @AsmeraAdey2 жыл бұрын

    Memhir gebrekistos beal adi gebray eyu abzi kereba ametat moytu arki aboy weladiyey eyu

  • @abdusiad8729
    @abdusiad87293 жыл бұрын

    Manika antay eyuo serheom niro zayflto alna ardhona

  • @especially4657
    @especially46573 жыл бұрын

    በጃኻ ናይ ሰውራ ኣሳእሉ ኣቃናብሮ

  • @007dc7
    @007dc73 жыл бұрын

    Tekeste Hailey..ደቀምሓረ እዩ ዓብዩ. አነ ካብ ዝፈልጦ.. አዲስ አበባ ኣዝዩ ሓጺር ግዜ እዩ ተከምጡ.. ደቀምሓረ.. ብወገን ቀይረ ድዩ.. ዘይጠቅሳ. ሰብ እኮ ድሕሪ ባይታኻ ምስነገርካ እዩ.. identify.. ዝገብረካ.. ዝተወለድሉ ኣተኣባብይኡ.. ክገልጽ ሰምዔ ኣይፈልጥን.. ብሕልፊ ብዓል ወዲ ፍላንሳ, ወዲ ኣረጋይ.. ካልኦት ደቂ ደቀምሓረ. ክድሙ ዝወጹ.. ደቂ ደቀምሓረ ኢሉ ኣይገልጽን.. 1978.. ይዝከረኒ.. ካብ ሓደ ዱካን.. ባትሪ ክገዝእ ኣብ ደቀምሓረ ርእየዮ.. ኣጸቢቅና ኢና ንፈልጦ.. ንዓዲ ቀይሕ.. እንዳ ከዱ እዩ ይመስለኒ.. ሰብ ትሆጊሱ.. ተቀቢልዎ.. ዘይርስዕኦ.. ኣዴኻ ኣዝያ ክትሑገስ እያ.. እንኩኣዕ.. ርኣነካ.. ኢሉ ክዛረብ.. ዋላ ከምዘይፈልጠና.. ኮይኑ ከይዱ... ስለምንታይ እዩ ከምኡ ነይሩ.. ወዲ ደቀምሓረ ሙኻኑ ከይፍለጥ ድዩ.. ኽሳብ ሕጂ ውን ደቀምሓረ ከምዝዓበየ ኣይተክስን. አዲስ አበባ.. ይተክስ ስለምታይ.. .

  • @tsegayweldeghebriel7461

    @tsegayweldeghebriel7461

    3 жыл бұрын

    Nay adi entay agedasi koynu abti ahadu Ztrko zelo mearemta kteb tray eyu kubul zeyneberka entekonka tem ymrex

  • @yemanetesfamariam3301
    @yemanetesfamariam33012 жыл бұрын

    gigna

  • @rezenehabte5467
    @rezenehabte54673 жыл бұрын

    ዝርዝር ኣቢልካ ዘይትሓቶ በጃኻ፡ በዓል መን ትሕቴኻ ነይሮም ሰልፊ ስለ ዝኾኑ ምዓርግ ወሲኾም ገለ አልካ።እንደገኒኣ ናይ ሓለፍትይ ዉልቃዊ ጠናዮም በቢ ሃደ በፍላይ አዞም ሕጂ ዘሎዎ ።

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay35343 ай бұрын

    ኣብ'ቲ ጉዳይ ሰልፊ በቲ ናቶም መምዘኒ: እቲ ዝደለይዎ ከእትዉዎ'ዮም እቲ ዘይደለሰዩዎ ድማ ናቶም መግለጺታት ክህብዎ እዮም: እቲ መግለጺታትን መምዘኒታትን: ነቲ ሰብ ንመብዛሕቱኡ: አቶም ገዳይም ብፍላይ ከም ዘይምጥን ርግጸኛ እየ: ንኣብነት ወዲ ሓምቢር ናይ 1971ተጋዳላይ'ዩ ተዋጋኣይ'ዩ: እንታይ ኢኻ ክተውጽኣሎም ፍሉጣት'ዮም ኣብ ሰራዊት: ተዋጊኦም ዘዋግኡ ተምጽኣሎም ነገራት የለን: ብዓል ኣነ ብዓል'ሱ እቲ ዘቅርብዎ ምኽንያት ብቁዕ ኣይኮነን: በቲ ንሶም ዝብልዎ ግን ድሓን ኬድናዮ ማለት'ዩ: እታ ምርጫ ኣብ ቦጦሎኒታት ቅሉዕ እዩ: መን ንመን ክመርጽ: መን ቅድም ክሓጺ: ድሓር እቲ ናይ ሙቅጻር ወረቃቅቲ ግን መን ክስታይ ይገብሮ: እቲ ውዳበ ናተይ ኢልካ ሓዞ'ዚ: ከም'ቲ ግዜ መንካዕ ዘካራኽር ዝነበረ: እቲ ወረቃቅቲ ክቁጸር ኣለዎ እናተባህለ ኣብራሂም ዓፋ ኣንዲዱዎ ዝባሃል ነገር: እዚ system እዚ ኖርማል ጌርካ ክትቆጽሮ ትኽእል ኢኻ: እቲ ናይ ሰልፊ ጸወታ ሓቂ መሲሉና እናበሉ ዝጠቅሱዎ አለዉ: ንሳቶም ኣነ ካብ 1978 ኣትሒዘ ካብ ወዲ ኣርባዕተ ዝተባህለ ሰሚዐ ከም ዝፈልጥ'ዮም ብወግዒ ዝዛረቡ: ኣነ ግን ካብ 1976 እየ ዝፈልጥ: እዚ ግን ምስ ወጻኹ'የ ተዛሪበዮ: እንተ ዘይኮይኑ እታ ሓበሬታ እንተ ከይዳ መጥፍኢትካ'ያ' ይብል ወዲ ሃይለ። Thank you.

  • @TEKLIT185
    @TEKLIT1853 жыл бұрын

    ኤርትራ ሃገርና ካብ ደም ድታሓለበልኪ ዘውደልደልኪ ኢኺ ትፈትዊ

  • @user-by8ox3hp3h

    @user-by8ox3hp3h

    3 жыл бұрын

    ቡሩክ ሓወይ /ወይ ሃብተይ/ ኢዛ ኒክነምካ/ኪ ከብደይ ከምደይ በሊአትኒ ኣጆኻ /ኺ ኣምላክ ንእድና ኪመልሰና ኢዩ ኡሙን ኢዩ ኣምላክ ኢዚ ከታሊ ስርአት ኪወድክ ኢዩ ከምኡ ኢሉ ዝነብር የለን ኣጆኻ ቡሩክ ሃወይ /ሃፍተይ ንኩሉ ጊዘ ኣለዎ ናብ ኣምላክ ትራይ ንጸሊ ኣምላክ ምሳካ ይኩን

  • @TEKLIT185

    @TEKLIT185

    3 жыл бұрын

    @@user-by8ox3hp3h ጽቡቅ ኣለኺ ክብርቲ ሓፍተይ ወይ ሓወይ ኣጆና 🙏🙏🙏

  • @tesfaluulmichael8020

    @tesfaluulmichael8020

    3 жыл бұрын

    @@user-by8ox3hp3h አፍካ/አፍኪ ይጥለል ።

  • @tesfaluulmichael8020

    @tesfaluulmichael8020

    3 жыл бұрын

    ወይ ጉድ፥ ዘገርም እዩ፥ መውደኽደኽቲ ከም በዐል ማንኪ- ቻርሊ ወዘተ ጎይቶት መሬት ኾይኖም ሐንቲ ጥይት ኮይተኮሱ። ጀጋኑ ኸአ ጠፊኦም ብዘይ ሐንቲ ምስጋና ። አይረድ....

  • @TEKLIT185

    @TEKLIT185

    3 жыл бұрын

    @@tesfaluulmichael8020 ይገርም እዩ ናትና ኣርካናት ደርጊ ከምዚ ጌሩ ዘየጥፍኦም ዓዲ ምስ ኣተዉ ተተሳሒቦም ኣብ ጎዳጉዱ ክጠፍኡ ብድሕሪኦም ዝወርድ ደሎ ኣብ ህዝብና ግፍዒ መግለጺ የብሉን

  • @Robeltk
    @Robeltk3 жыл бұрын

    መንካዕ: የሚን: እንታይ ማለት'ዩ? ካብ ገለ ሰብ ዝሰምዖ'ኮ ሓዲኦም ምሁራት ከምዝኮኑ እየ ዝፍልጥ:: ፕሊስ ተገዲስኩም እባ ሓቡሩኒ ኣፍልጦ ዘለኩም! ካብሓውኩም ንገለ ድማ ወድኩም::

  • @KABNNABN

    @KABNNABN

    2 жыл бұрын

    ተመሊስካ ስምዓዮ ካብ 1ይ ክሳብ 4ይ እሞ ክርዳኣካዩ ታይማለት ምኳኑ ንመን ከም ዝውክል ካኣ።

  • @peacefully5610
    @peacefully56103 жыл бұрын

    This historical interview suppose to be clear recorded but unfortunately TV SENED didn't do that and sadly Antonio doesn't care to see the feedback comments from part 1 til now....

  • @yohannesmeasho9130
    @yohannesmeasho91303 жыл бұрын

    Jätte dåligt ljud,

  • @mangomango4624
    @mangomango46243 жыл бұрын

    Demxii zaro

  • @mikealkibreab3723
    @mikealkibreab37233 жыл бұрын

    Way not ask to yours followers .you did the same mistake in all records .

  • @fanuelnatnael8241
    @fanuelnatnael82413 жыл бұрын

    Afan dea sebeytay

  • @josijosi1566
    @josijosi15663 жыл бұрын

    Nay kedem tareke shefatu entay yebselna nay hegi entay alo entay yegber alo wayse etiom shefatu enda hadmekum enda taserkum iekume ketnberu

  • @asmaratimes3140

    @asmaratimes3140

    3 жыл бұрын

    Agame iKa tegemTel . Ezi jgna eyu

  • @josijosi1566

    @josijosi1566

    3 жыл бұрын

    @@asmaratimes3140 Rekuse deye ketlkum eikum tegtwu wala xebah esyas hadmu temxu jegna eu ketblo ieka ata lemani anese xuruy eritrwe eye gen zeymkan mehasheni kabe mesaka zekuxere nedeka hageza temet teweda ala

  • @tesfaluulmichael8020
    @tesfaluulmichael80203 жыл бұрын

    ብ/ጀነራል ተኸስተ ነዚ ታሪኽ ናይ ቃልሲ ብጽፉፍ ምግላጽካ ነመስግን ። እዚ ታሪኽ ንህዝብና ብጣዕሚ አድላዪ ስለ ዝኾነ ፥ ነቶም ብስምዒት ተደፊእና ብጌጋ ተረዲእና ንምድር ዐቢ ትምህርቲ እዩ ። ንመጻኢት ኤርትራ ኸአ ዐቢ ግደ አሎዎ ። ቀጽሎ ትምህርቲ ተመክሮኻ።

  • @huruyghidey5700
    @huruyghidey57003 жыл бұрын

    ወዲ ሃይለ ጀግና ነዞም ተቋመርቲ እኳ ኣይፈትወምን 'የ ንስኻ ግን legend ኢኻ

  • @mikeberhe8421

    @mikeberhe8421

    3 жыл бұрын

    ሂወቶም ድከፈሉላ ሃገር ነዘን ደይጠቅማ ገንዘብ ኣዋጺእካስ ተቆመርቲ ኢልካዮም ንልቢ ክኾነካ ንሓደ ሰሚዕካ ኣይትፍረድ ካብ ን 1 ጋዜጣ ን2. 3 ኣንቢብካ ፍርድን ርእይቶን ሃብ የዕርክትኻውን ብኡኡመጠን እዮም ደክብሩኻን ድመዝኑኻን

  • @user-wh2up2mj9h

    @user-wh2up2mj9h

    3 жыл бұрын

    Sekit abaq men ke yfetweka n aka fesawi eti tidgfo mengsti tiblo shifta keman ayfetwekan eyu

  • @mikeberhe8421

    @mikeberhe8421

    3 жыл бұрын

    @@user-wh2up2mj9h ተጋጊኻ ኣብ ዘበነ ኢሰያስ ፈስን ጥራትን የለን እንታይ በሊዐ ክፈሱ ሕሉብና ግራትና ህ. ግ. ደ. ፍ. መንደፍን ኮራኩሮምን ወሲድኩሞ ኤረትራዊ ወባት ጸኒቱ እዩ ገለ ዓዋናት ሰብ ድበሎ ትደግሙ ከም ፓፓጋሎ papaguy

  • @user-wh2up2mj9h

    @user-wh2up2mj9h

    3 жыл бұрын

    @@mikeberhe8421 niaba nebsi tsibuk gerka anbibeni

  • @tesfaslasierahwa3836
    @tesfaslasierahwa38363 жыл бұрын

    Ab Zerebaka Nisom Nisom tibil Zereba Tidagagem Ala ,Man iyo itom Nisom Tiblom Anexiro. 2. Awragawi Malki Tathizo Aleka Nati Tarik:: ITi Xegam Natka Mkanu Bitzwawari Tihbir Aleka Nati kab Magmarta Zitakatatelo DIRSET Yakil GaDli Kinday Hizu Kem Zinebere Kab Zerebaka Yifilat . Ab Mongo dima T'Sihk Way ? Unclear!!

  • @efremtecle4234
    @efremtecle42342 жыл бұрын

    ወዲ ሃይለ ኣብዚስ ተጋጊኽ ኣብ ሻዕብያ ምሩኽ ምቅታል ገበን እዩ ይበሃል: ኣሕዋቶም ምሕቃቅ ከም ገበን ዘይቆጸሩስ ምሩኽ: ብዙሓት ምሩኻት ከምዝተቀትሉ ይፈልጥ: ኣብቲ ቀዳማይን ዳሕረዋይን:;

Келесі