Tv Sened Eritra Interview B/G Tekeste Haile Part 3 (2) 9 October 2020

Tv Sened Eritra Interview B/G Tekeste Haile Part 3 (2) 9 October 2020
ቃል መሕተት ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ሳልሳይ ክፋል ቁ.2
Tv Sened
Antonio Tesfay

Пікірлер: 61

  • @capitano78
    @capitano783 жыл бұрын

    What a humble person! I love the way how he narrates and explains stories. Eritrea lost a fine, brilliant and brave man.

  • @kalMHe
    @kalMHe3 жыл бұрын

    If Eritrea had such a descent leader, we would have been a strong nation. He is so genuine. I Love him.

  • @eyobtes5588
    @eyobtes55883 жыл бұрын

    ጅግና ወዲ ሃይለ እንቓዕ ከምቶም ዝሓቀቁ ኣየሕቀቑኻ ነዚ ጅግንነታዊ ተሪኽ እዚ ክንሰምዖ ኣይምኸኣልናን ! ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣጆኻ ቀጽሎ ኣብ ጎድንኻ ኣለና ! ።

  • @nugushabeshatv5363
    @nugushabeshatv53633 жыл бұрын

    ንጹር ፡ዘይሻራዊ፡ሓቀኛ ፡ጉልጽነት ዘለዎ፡ጽምኣትካ ዘርዊ ታሪኽ የቐንየልና ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ,,,ሙሉእ ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ። ኣቅራቢ መደብ ድማ ዝድነቕ ኣቀራርባ ካብኡ ንላዕሊ ድማ ንጽበ።

  • @test8551

    @test8551

    3 жыл бұрын

    Yes you are right I have the same feeling as yours!!!!!!!!!!!!!!

  • @teumberhe4355
    @teumberhe43553 жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በ/ጀ/ተከስተ ስለ እትዝነበረ ጎዕዞ ብትብዓትን ብርእሰተኣማንንት ብምግላጽካን ንህዝቢ ብስፍሖ ኣስተምህሮ ብምሃብክስ ብልቢ ክትምስገን እግበእካ

  • @asmarashikor2764
    @asmarashikor27643 жыл бұрын

    Long live B/General Tekeste Haile. What a wonderful memory, hope you will see peacefully Eritrea very soon.

  • @rezenedesta6483
    @rezenedesta64833 жыл бұрын

    ኣንቶንዮ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ። ብ.ጀ.ተኸስተ ሃይለ ኻኣ በዚ ትህበና ዘለኻ ታሪኻዊ ኣስተምህሮ ብልቢ ከመስግነካ ደስ ይብለኒ።

  • @abrahamtsegay6569
    @abrahamtsegay65693 жыл бұрын

    ታርኽ ጅግና ስውአ ኣብርሃም ተኽለ ዓንደለ ብ ጭልፋ ብምልዓልካ ብጣዕሚ ምስጋና ይግብኣካ ለካ መሳልፍቲ፡ብዓል ኣብርሃም ተኽለ ካብ ኮንካ ድኣ ሓቅኻ አምዲኻ ጅግና ክትከውን ኩሉ ግዜ ኣያ ጀነራል ተኽሰተ ሃይለ

  • @degoldessie1826
    @degoldessie18263 жыл бұрын

    B/G Tekeste Haile, an Example for the Eritrean youth for his Humbleness, Integrity and truthfulness. Thank you for all the Non-stop flow painful and Hilarious history of Hizbawi Hailitat. Thank you TV sened.

  • @medhanieteklemariam8282
    @medhanieteklemariam82823 жыл бұрын

    ዝገርምን ዘሕዝንን ታሪኽ ሰውራና ክንመሃረሉ ዘለና ኣብዚ እዋን ይዝንቶ ብምህላዉ ካብ ሕሉፍ ጌጋታትና ንምሃር ኣሎና፡ በዚ ኣጋጣሚ ንብ/ጅ ተኸስተ ሃይለ ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ይምነየልካ፡ ኣንቶንዮ'ውን ሰሰናዩ ንዓኻ እናተመነኹ ንዝድነቕ ኣቀራርባኻ ብምምስጋን ንክትቕጽሎ ይምሕጸነካ፡

  • @Tv.senedNews
    @Tv.senedNews3 жыл бұрын

    ሰላም ክቡራት ተኸታተልቲ መደብ Tv Sened Eritra ኣብ'ዚ መደብ ይኹን ቅድሚ ሕጂ ድምጺ ትሑት ከም ዘሎ ገሊጽኩም፡ ንሓበሬታኹም ኣዚና ነመስግን። ብወገንኩም ከኣ Iphon Tablet. Laptop ወይ stationery computer ትጥቀሙ ኩሉኹም ብሓበራ ድምጺ ከተመዓራርይዎ ክንሕብር ንፈቱ። ብዝተረፈ እዚ ንጥቀመሉ microphon ዝሓሸን ዝበለጸን እዩ ኣይንብልን። ብተወሳኺ ዝኾነ microphon ዳርጋ ኣብ 3-6 ወርሒ ሓድሽ ክትገዝእ ትግደድ። ምእንቲ'ዚ በቲ ዘለና ትሕዝቶ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ምሳኹም ክንካፈል ንቃለስ ኣለና። ኣብ'ዚ ዝሓለፈ 13 ዓመት ከኣ ፈነወ Tv Sened Eritra ብዘይዝኾነ ይኹን ሓገዝ ብውልቀ ክካየድ ጸኒሑን ኣሎን። እሞ Tv Sened Eritra ንምምዕባል ሓገዝኩም ኣይፈለየና። ምስ ብዙሕ ምስጋና Tv Sened Eritra.

  • @abelkibrom2035
    @abelkibrom20353 жыл бұрын

    I love him so much and I wish you long life birgeder General Tekeste Haile. I can’t wait to see the next episode.

  • @jowisdom5321

    @jowisdom5321

    3 жыл бұрын

    I like too but there is something that bothers me. Merahi kifleserawit eyu nieru (thousands of Eritrean solders dead under his leadership, he said it himself as well), do you think somehow he is responsible for the war crimes commuted against the Eritrean Youth? But as a person, I really like him, the way he tells his story and very experienced. So sad, his life all about war and death. Typical Eritreans story - our story, our friends and families story. Having said that, I have a huge respect for him.

  • @debaywa5216
    @debaywa52163 жыл бұрын

    I love B.G Tekeste Haile keep bring him. I cant wait for #4.

  • @joehatu7130
    @joehatu71303 жыл бұрын

    Very amazing memory!!!! Everyone should listen to this amazing memory !!!!!!

  • @kbribrhane8459
    @kbribrhane84593 жыл бұрын

    ብመጀመርያ ንኹቡር ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ኣብ ሂወትካ ምሉእ ጥዕና ኣብ ናብራኻ ሰላምን ቅሳነትን ኣብ ስራሕ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ። እዚ ዝሕብን ዝሕዝንን ታሪኽ ገድሊ እቲ ጽቡቅ እዚ ሓዲሽ ወለዶ ክወርሶ እቲ ሕማቅ ድማ ንኸይድገም ብመልክዕ መጽሓፍ እንተ ተቅርቦ ጽቡቅ ነይሩ። እዚ በብኽፋሉ ዘቅረብካዮ ታሪኽ ድማ ብልቢ የመስግነካ።

  • @joehatu7130
    @joehatu71303 жыл бұрын

    You are definitely hero, no question ❤️❤️❤️

  • @user-of9fg7fi9e
    @user-of9fg7fi9e3 жыл бұрын

    ኩናት ሕድሕድ እቲ ዝከፈአ ዘሕዝን ታሪኽ

  • @Robeltk
    @Robeltk3 жыл бұрын

    ኣሰይ ደስ ኸብለካ ክስሕቅ ኮሎ ኣብ 51:40 god bless you bg wedi haile

  • @asmaratimes3140
    @asmaratimes31403 жыл бұрын

    I am very happy to see u laughing BG after those tragic years of ur life

  • @ghirmamogos9374
    @ghirmamogos93743 жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦና ጀነራል።

  • @user-xx8co8te1h
    @user-xx8co8te1h3 жыл бұрын

    ምስጋና ንኩቡር ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ብጣዕሚ ጽቡቅ ተበግሶ ኢዩ ነዚ ሓድሽ ወለዶ ታሪኽ ኣፍልጥዎ Antonio እውን ክትምስገን ይግብኣካ.ኣብ ሕቶታትካ ከኣ ዝያዳ research ግበር መዝምዞ እቲ ዕድል ካብ ተረኽበ,ኣይተሕጽሮ ከኣ ፐርከ እዚ ተራ ኢንተርቪው ዘይኮነስ ምስናድ ታሪኽ ክሳብ ዝኾነ Thanks.

  • @anedo3886

    @anedo3886

    3 жыл бұрын

    @@germayberhane4948 dkum seb eka, temahar kab jeganu ata kurkur hgdef.

  • @abielsolmon8186
    @abielsolmon81863 жыл бұрын

    ጅግና ብሱልን ተባዕን ኣያና ገዲም ተጋዳላይ ወዲ ሃይለ ዕድመ ይሃብካ

  • @nuwatu3778
    @nuwatu37783 жыл бұрын

    ብቑዕ ናይ ምዝካር ክእለትካ ብጣዕሚ እየ ዘድንቖ።

  • @sailncermedia7904
    @sailncermedia79043 жыл бұрын

    betami des zebl eu kubur general bemejmeria kitmesgn zegbeaka eika mo edmn tinan yehabka neta demka zefesekala hagerka beslam temliska kisinka tezkeroka temahalaleflu geza yehabka

  • @senuyemane5224
    @senuyemane52243 жыл бұрын

    ጀነራል ተኸስተ ንእትገብሮ ዘሎኻ ታሪኻዊ ዕላል ብልቢ የመስግነካ። ዕላልካ ንጹር መሃሪ ኣብ ልዕሊ ሙዃኑ ፈጺሙ ዘየሰልቹን እዩ።ሓቀኛን ኣብዘይነበርካሉን ዘየረጋገጽካዮን ዘይትምስክር ሙዃንካን ድማ ኣብርእሲ እቲ ዝነበረኒ ናይ ጅግንነትካ ኣድናቆትን ክብርን ዝያዳ ከምዘኽብረካ ኮይነ።ንቡዙሓት ብዛዕባ ደቡብ ተሓቲቶም ናይ ሰሜን ዝምልሱ ኣይፈልጣን እየ እዛ ሕቶ ክብሉ ዝሽገሩ ሰባት ዓቢ መምህር ኢኻ እሞ ንበረልና ወዲ ሃይለ

  • @tesfomiyob9888
    @tesfomiyob98883 жыл бұрын

    👏👏👏👏👏💪💪💪💪💪🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @mikiyatlove9608
    @mikiyatlove96083 жыл бұрын

    ኣንቶንዮ ብዛዕባ ተኪኤ ቐሺ ኣስፍሕ ኣቢሉ ክገልጸልና ንኣቦና ክቡር ጀ. ተከስተ ሃይለ ሕተተልና ምክንያቱ ኣዚዩ ግኑን ስም ካብ ዝነበሮም ኢዩ ምርድዳእ ምስ፡ኢሰያስ ውን ጥራይ ዘይኮነ ክሳብ ምስ ባዓል ድሩዕ ውን ይተናኸፍ ከምዝነበረ ይስማዕ ኢዩ ብፍላይ ድሩ ካብ ቤት ማእሰርቲ፡ምስ ወጸ ንምንታይ ዘይተረሸንካ ኢሉ ይሓቶ ኔሩ ምክኒያቱ ካብቶብ ፖሎቲካዊ ጉዳይ ዝተተሓዝ ክርሸን ኣለዎ ዝብል መምርሒ ስለ፡ዝነበሮ ብዝያዳ እንተሓቲትካልና ንኩላትና ንጹር ክኮነልና ይክእል ኢዩ።

  • @Mereb78
    @Mereb783 жыл бұрын

    ናይ ፡ ከልት ፡ ፡ ወገን ፡ ሰሚዕካ ፡ ነገር ፡ ፍርድ ፡ ከም ፡ ዝበሃል ፡ በብወገኑ ፡ ነቲ ፡ ወግዒ ፡ ሕድሕድ ፡ ዘረሰኖ ፡ ፡ ናይ ፡ ባሐቂ ፡ ክሕደት ፡ ናይ ፡ ፡ ዴሞክራሲያዊ ፡ ፡ አሰራርሐ ፡ እዩ ፡ ንይሩ ፡ ፡ ከሳብ ፡ ሕጂ ፡ እውን ፡ አብኡ ፡ አሎና

  • @yonasafeworki5568
    @yonasafeworki55683 ай бұрын

    ኣብ ጥሪ 75 ደቂ ኣራዊት ኣብ ዓዲ ንፋስ ምስ በዓል ዳዊት ወዲ ፖሊስ ጓል ፋኖ ጓል ኣፎርቂ ኣብኡ እንከለዋ ምስኦም ዶ ኔርካ? ኣዘርዋይስ ቫይናክ ሽዑ ሪኤዮም፡ኒረ።

  • @tomasmogos6239
    @tomasmogos62393 жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናትና ጂግና!

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi35262 жыл бұрын

    ኤሞ ሕጅስ ገስቱ ዘይትሓስተበ ድምይ አዩ ትብለና ኣለካ...

  • @zemenesigntir1736
    @zemenesigntir17362 жыл бұрын

    Tv sened degumna nreyo alena fetsmka zeymno enashae yhdseka

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad49743 жыл бұрын

    ምሽክናይ ኣይተ ኢሳያስ: ስስዐ ስልጣን ኣዕቢዱካ ጉዙእ ናይ ጥፍኣት ስልጣንካ ኮይንካ መሰታ ዉዱቃት ኮይንካ ተሪፍካ:: ንነብስኻ ጥራሕ ዘይኮነ ነቶም ናብ ዓለም ዘምጻእካዮም ዕያላትካ ከይተረፈ ክነብሩላ ዘይክእሉላ ገሃነም ዝኾነት ሃገር ፈጢርካሎም:: ነታ ንስኻ ብኽብረት ክትነብረላ ዝግብኣካ ዝነበረት ሃገርን ብኽብረት ክትዛዝማ ዝግብኣካ ዝነበረ ህይወትካን እዉን መንገዲ ጥፍኣትን ሕስረትን መሪጽካላ ከም ኣንጭዋ ካብ ህዝቢ ተሓቢእካ ሸኾርተት ክትብል ትውዕልን ትሓድርን ኣለኻ:: ሙሉእ ዕድሜኻ ኣንጻር ሕልናኻ ጭርጭር ዓበደ እንዳተጻወትካ ከኣ ናብታ ብውርደት ትነብረላ ዘለኻ ዘመን በጺሕካ:: ምሽክናይ ኢሱ ውርደት ካብ መረጽካ ድኣ ተዋረድ እንበር ነቶም ደቅኻ ኸኣ ኣምላኽ ይሓልዎም በቲ ንስኻ ዝወላዕካዮ ሓዊ ከይጥበሱ:: ኣብ መጨረስታ ብህይወት ከለኻ ሓደ ነገር ክትሰምዖ ዝደልየካ ነገር ግን ኣሎኒ:: ንሱ ኸኣ ንስኻ ከም እቶም ንስኻ ዝጠለምካዮም ነጻነት ኤርትራ ክውን ዝገበሩ ጀጋኑ ብጾትካ ነበር ጅግና ዘይኮንካ: ሓደ ፈራሕ ጠላም ሓሳውን ዱኹምን ሰብ ምኳንካ ከም ዝተረደኣና ከበስረካ ይፈቱ: እንተኾነ ግን ንዓኻ መርድእ እዩ::

  • @mekonnenhabtemariam8661
    @mekonnenhabtemariam86613 жыл бұрын

    Antonio ብጣዕሚ ጽቡቕ ዕላል ኣዚዩ መሃሪ ወግዒ፡ን ተኸስተ ክኣ ምስጋና ይብጽሓዮ፡ዉሩብ ግን ናይ ድምጺ ሽግር ኣለኩም ፡ናይ ደገ ሚክሮፎን ዘይትጥቀም? (ከም ሓሳባት) ።እቲ ኣቀዳድሓ ድምጺ ስተርዮ ኣይኮነን።የቐንየለይ

  • @Tv.senedNews

    @Tv.senedNews

    3 жыл бұрын

    ክዛረብ ዶ ፡እወ ሓቕካ ጸገም ድምጺ ኣለና ን13 ዓመት ሓገዝ ዘይብሉ ብውልቀ ሓደ ሰብ ክስራሕ ጸገም'ዩ እምበር ሓቕኻ።

  • @Diesawi
    @Diesawi3 жыл бұрын

    ጅግና ኣቦና ብ/ጀ ተከስተ ሃይለ።ሕቶ እሞ ወዲ ፈንቅል ቢኢድ ወገን ናይ ሰለሙን ወልደማርያም ከም ባዓል ተስፋኣለም ወዲ ፍሳሃየ ዶ ተቀቲሉ ኢልካ ዶ ትሓስብ እዚኣ ከተብርሃለይ ብትሕትና ይሓትት?

  • @redwoodkdskhd6059

    @redwoodkdskhd6059

    3 ай бұрын

    Isayas ms selomon mis teradade solomon ab mitfae beal mussie sle zihagezo solomon ka qimta neirwo eyu ms Wedi fenkil teshaitomulom eyom mesakin deqi gerhi lba texawitemulom endyom b telieko solomon eyu teqetilu wedi fenkil

  • @awashmehari4468
    @awashmehari44683 жыл бұрын

    👍👍👏👏👏🏆🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abrahamtsegay6569
    @abrahamtsegay65693 жыл бұрын

    መተካአታ ዘይተረኽቦም ጅጋኑ ፈዳኢን ተጋድሎ ሓርንት ኤርትራ ኣብርሃም ተኽለ ዓንደለ ፡ፍስሃየ ሰለሙን፡ኣርኣያ ተስፋስላሴ ፡ዳዊት ፍስሃለይ፡ሕድራይ ፍስሃ ወዘተ

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad49743 жыл бұрын

    ቢትወደድ ኣብርሃ ንናጽነትን ንሓርነትን ሙሉእ ንእስነቱ ዘሕለፈ ክነሱ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ግን ሰብኣዊ መሰሉ ተሓሪሙ ኣብ ታሪኽ ኣፍሪቃ ንዝነውሐ ጊዜ ብጭካነ ዝተኣሰረ ሰብ እዩ:: ኣይተ ኢሳያስን ጉጅልኡን ከኣ ነታ ኣብ ኤርትራ ዝዓበየት ጽርግያ ጎደና ሓርነት ኢሎም ሰይሞማ ኣለው:: እንበኣር ቢትወደድ ኣብ ኤርትራ ይኹን ኣብ ኣፍሪቃን እቲ ዝዓበየ ምልክት ሓርነት ኮይኑ ስለዘሎ: እታ ጎደና ሓርነት ተባሂላ ትጽዋዕ ዓባይ ጎደና ኤርትራ ብሽም ጎደና ቢትወደድ ትስየም የተሓሳስብ::

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    3 жыл бұрын

    @@germayberhane4948 ኣታዮ በላዒ ሳዕሪ ካርነሽም ኣይተ ቴምቤናይ ንከምዚ ከማኻ ዓይነት ወዲ ዓጣሪት ሒዙ እኳ እዩ ኣብዚ በጺሑ:: እዚ ኢትዮጵያዊ ዋናኻ ንስልጣን ኢሉ ኣብ ሰውራ ተሓቢኡ ዝመጸ ቁርዲድ እዩ እንበር ንኤርትራ ዝገበሮ ሓንቲ ጽቡቅ ነገር ኣይረኣናን:: ኣውራጃዊ ፍልልያት ከኣ ብጀካ ምስ ከምዚ ከማኻ ህዝቡ እንዳተሓርደ ዝድብል መሃይም ካርነሽመታይ ከም መፋላለዪ ህዝብታትና ምስ ምምጻእ በዓል እዚ ቴምቤናይ ኣይተ ኢሳያስን እቶም ሃላያት ኣምለኽቱ ደቂ ካርነሽም ዝጀመረ እንበር ካብኡ ሓሊፉ ካልእ ትርጉም ኣይነበሮን:: ተባራበር ብነብስኻ ተታኣማመን ብሕልናኻ ተዓሪቅካ ብሕልናኻ ተመራሕ:: ነዚ ቴምቤናይ ግን ዘይ ናትና ምኳኑ ብዝገበሮ ገበናት ን50 ዓመታት ኣመስኪሩልና እዩ:: ነዚ ክትርእይ ዘይትበቅዕ ፍጥረት እንተኾይንካ ግን ናይ ብሓቂ በላዒ ሳዕሪ ኢኻ::

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    3 жыл бұрын

    @@germayberhane4948 ኣንታ ሓላሚ በላዒ ሳዕሪ: ወዲ ተምቤን ኣሽንኳይ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኣስመራ ከማን ከም ኣንጭዋ ካብ ደቂ ሰባት ተሓቢኡ ዝነብር ፍጥረት ምኳኑ ኣይተረደኣካን ማለት እዩ? ንስኻ እዚ ሓቅታት ጠፊኡካ ዘይኮነ እቲ ወዲ ሕስርቲ ዓጣሪት ምኳንካ ስነ ኣእሙራዊ ስቃይ የዛርበካ ከምዘሎ ዘይርድኣናዶ ይመስለካ? እቶም ብኣውራጃ ተወዲቦም መሕብኢ እዚ ኣረጊት ዝብኢ ዝነበሩ ኤርትራውያን ከይተረፉ ካብ ሕልሞም ተባራቢሮም እዮም:: ወዲ ሕስርቲ ዓጣሪት ግን ኩሉ ግዜ ሕልንኡ ዝሸጠ ሑሱር ሰብ እዩ ከምዚ ከማኻ::

  • @samsonhaile5072

    @samsonhaile5072

    3 жыл бұрын

    ክክክክክክ ቀብሪ

  • @adunyaasmera3581
    @adunyaasmera35813 жыл бұрын

    መወዳድርቲ ዘይብሉ ፈዳይን ኣብርሃም ተኽለ (ወዲ ዓንደለ) ገለጺካ ዘይውዳእ ፍሉይ ዝና'ዩ ዘለዎ!! ኣንቶንዮ ታሪኽ ወዲ ዓንደለ ዝፈልጡ ተጋደልቲ ዘይተቅርበልና ታሪኽ ሰውራ ህግደፍ ዝዓበጦ እናሕረረናስ

  • @abrahamtsegay6569

    @abrahamtsegay6569

    3 жыл бұрын

    ኢሰያስ ን ጅግና ኣብርሃም ተኽለ ከም ቁሪ አያ ትፈራሖ ኔራ ስጋዕ ሕጂ አዩ ዝፈርሖ ወላ ቀደም ተሰዊኡ ኮሎ ከምዚ ተሲኡ ዝቐትላ አዩ ዝመስላ አዛ ሕልክስቲ

  • @arnold596
    @arnold5963 жыл бұрын

    51:40 hahahaha moyte bisehak

  • @adunyaasmera3581
    @adunyaasmera35813 жыл бұрын

    ናይ ተኪኤ ቐሺ ታሪኹ ኣስፍሓልና ጀ.ወዲ ሃይለ ወላ ቅድሚ ገድሊ ምውጽኡ ፍሉይ ታሪኽን ነቃጽ ድፍረት ከም ዝነበሮ እዮም ዘዕልሉ ከም ዝሰማዕ ተኾይኑ እውን ብገለ ሓለፍቲ ኣይምራሕኔ ብምባልዩ ካብ ሻዕብያ ወጽዩ ዝብሃል

  • @mikiyatlove9608

    @mikiyatlove9608

    3 жыл бұрын

    ኣዚዩ ሓያል ሰብ ኢዩ ኔሩ ተኬ ቀሺ ኣብ ኣሜርካቢዩ ዘሎ እንታይ ኮይኖ ኢንተርቪው ዘይገብርሉ ይገርመኒ ኢዩ እምበር ኣብ ዓዱ ዓዲ ንፋስ ንዝነበሩ ወተሃደር ደርጊ ኣብ ዲጋ እንዳ ኣጥሓለ ጦቕ ኣቢልዎም ካብ ዝነበሩ ሓያላት ኢዩ ኣብ ባዓል ኣክርያን ኣባ ሻውልን ዝደፍሮ ከምዘይነበረ ውን ከዕሉሉ ሰሚዔ ኣለኩ።

  • @adunyaasmera3581

    @adunyaasmera3581

    3 жыл бұрын

    @@mikiyatlove9608 ያ ተኪአ ቐሺ ፉሉይ ዓይነት ዝናዩ ዘለዎ ብዙሓት ተጋደልቲ ብዙሕ ግዜ ብዛዕብኡ የዕልሉዮም ታሪኹ ማራዩ ሰሓቢ ወላ ኣብ መደብ መርሓባ:ራድዮ ወግሓታ ኣብ ፓልቶክ ገለ ይሕክይሉዮም ደርጊውን ብርጌት ተኪኤ ቐሺ ኣጥቒዓ ተተሰሚዑ ዝዝልቀሉ ግዜ ኔሩዩ ዝብሃል። ተፈራሓይ ዓይነት ሰብዩ!! interview ገለ ግን ኣብይዎም ከይከውን እንበር ኖርማል ክንደይ ዒፋና እንድያ interview ትገብር

  • @mikiyatlove9608

    @mikiyatlove9608

    3 жыл бұрын

    @@adunyaasmera3581 ጽቡቕ ኣለኻ ምስቲ ዳሓር ምስ ደርጊ ኮይኑ ሰላሕታ ወራር ዝብሃል ዘበገሰ ውን ንሱ ባዕሉ ተኪኤ ቀሺ ኢዩ ምስኦም ስለ ዘይተረዳድአ ካብኦም ተፊሊዩ ምስ ደርጊ ተሓዊሱ መሊሱ ካብ ንደርጊ ገዲፉ ካኣ ናብ ሱዳን ከይዱ ካርቱም ከምዘሎ ምስ ፈለጡ ህግ ክሕዝዎ ኢሎም ምስ መጹ ናብ ኣሜሪካ በሪራ ጸኒሓቶም እታ ኣየር እንተትሕዝዎ ኣይመገደፍዎን ምረሸንዎ ኔሮም።

  • @user-wh2up2mj9h

    @user-wh2up2mj9h

    3 жыл бұрын

    @@mikiyatlove9608 nab dergi edu zihabe eyu mish hakey

  • @eyoyeh8775
    @eyoyeh87753 жыл бұрын

    Sewra Eritrea 🇪🇷 bgis kbl Afetatha Fl’lyat , Afetatha Grchit zeykEl blzib bzete Ab Tawla hasab khbin kqbeln zeykEl Eshelawin zeymEbul Dhur Eyu neyru Ftir kbil ksab 1981 win fetsimu keymaEbelen keybeselen Eshelawi gonetsawi Afetatha zezewtir Kab A’Emro bslet zrahaqe Nay Anter Afetatha zezewtir dhurin savage sewra Eyu neyru , netsa Hager fetiru win gena bsul Atehasasba zeywenene Ab qtel teqatel znebir Nay mehayim mtEkkab Eyu neyrun Alona! Poor Eritrean people!

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay35344 ай бұрын

    ብ/ጀነራል ተኸስተ: 'ሰለሙን ወለደማርያም ዋላ'ኳ ኣብ'ቲ ኩነታት ናይ መንካዕ: ንብዓል ሙሴ ጠሊሙ: ምስ ኢሳያስ deal እንተ ገበረ: ምውድዳሩ ምስ ኢሳያስ ግን: ከም'ቲ ድሒሩ ኣብ'ቲ ናይ 'የሚን' ተባሂሉ ዝተጸውዕ ምንቅስቃስ'ውን ኣጸቢቁ ዝግሃድ/ዝግለጽ: ኣብኡ ዝዓረፈ ኣይነበረን: ጎኒ-ጎኒ መምስ ስዓብቱ የንጸባርቅ ነይሩ አዩ።' Thank you.

  • @mussiehaile123
    @mussiehaile1232 ай бұрын

    25-05-2024 ድሮ 3 ክፍል በጺሀ ኣብ ቑሩብ መዓልታት ገና ክቅጽሎ ኢየ። ግዳ ዘይንፈሎ ታሪኽ ብ ምኻኑ፡ ካርታ ኣሰኒኻ ኣሳእል መራሕቲ ድማ እንተዝውሰኾ ከመይ ምጸበቀ።

  • @sham3872
    @sham38723 жыл бұрын

    ሰላም ክቡር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ። ትኽሉ ሸሪፍ ካብቶም መስረቲ ሰልፊ ናጽነት ምዃኑን፣ ኣብ ኩናት ሕድሕድ ክምዘተሰዉአ ሓቢርካ። ብዛዕባ ተኽሉ ሸሪፍ ክሳብ 75 ዝነበሮ ሓላፍነትን፣ ኣብቲ ቓልሲ ዝነበሮ ኣስተዋጽኦን፣ ከም ሰብ ዝነበሮ ባህርያት እባ ቑሩብ ግለጸልና። ተኽሉ ሸሪፍ ኣብ ደርፊ ማዕረ ወዲ ፈንቕል፣ ሳልሕ ጠጠው ክጥቐስ ሰሚዐ ኣለኹ ፣ ግን ኣብ ቓለ ምሕትት ብሕማቕ ይኹን ብጽቡቕ ክለዓል ኣይትሰምዕን ኢኻ።

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos32822 жыл бұрын

    ኣበይ እሞ እዛ ኣብርሃም ዝበላ ጌርኩማ እንተትኾኑ። መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ግን ጀጋኑ ተጋደልቲ ናይ ክልቲኡ ውድባት ለኻኺሙ ክጥፍእ እዩ ዕድል ረኺቡ። ክሳብ ሕጂ ድማ ንህዝብና ዘይፍወስ ሕማም ደሓር ኣሰኪምዎ ይኽይድ ኣሎ።

  • @josijosi1566
    @josijosi15663 жыл бұрын

    Naye kedem tareke shefatu entay yrgbrelena kabeta 1991 kesabe 1999 teray nrgruna ketefauna krmzmxakum

  • @fesseha1071

    @fesseha1071

    2 жыл бұрын

    ታሪኽ ኣቦታትና ታሪኽ ሸፋቱ ኣይኮነን ፡ ግን ነዚ ከማኻ ዝኣመሰሉ ሰባት ታሪኽ ከይከውን ይኽእል እዩ።

Келесі