ምቁጽጻር ልዑል ጸቕጢ ደም ብኣመጋግባ (high blood pressure foods)
ነዚ መርበብ ዩቱብዚ ንምድጋፍን እቶም ዘለው ሓለፋታት ንምኽሳብን ኣብዚ ታሕቲ ብምጥዋቕ ኣባላት ኩኑ:---የቐንየለይ!!! Join this channel to get access to perks:
/ @dryemane
• ካብ ቆምጠታት ዚርከብ መኽሰባት ጥዕ...
• ኣቮካዶ ዚልግሰልና ብዙሕ ጥዕናዊ ጥ...
• ጥዕናዊ ጥቕምታት ቀይሕ ሱር ( He...
• ጥዕናዊ ጥቕምታት ጻዕዳ ሽጉርቲ ( ...
• ማግነዥዩም ንጥዕናና (Health B...
• ልዑል ጸቕጢ ደም፡ ጠንቅታቱ፡ ሳዕቤ...
Пікірлер: 41
ብጣዓሚ ጽብቅ ትምህርቲ አነ ብዙሕ ተጠቂመ ብዙሕ ፈሊጠ አበይእሞ ቀደም ፈሊጠዮ ነይረ❤❤❤❤
ክቡር ሃወይ ሰላም ጸብቅ ትምህርትን ሃጋዚ ሃበሬታን ሰልትልግሰልና የምስግነካ ቀጽሎ እድመን ጥእናን ይሃብካፈጥሪ የቀንይልይ።
የቐንየልና ዶግተር ፡ ስለቲ ጽቡቕ ምክርታትኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
Shikuren
Tanks my brather
👍
🙏🙏🙏
Tanken you doctor❤❤❤
Kbret yehabelna🙏
Tanku
Dr.neti thbo agedasin meharn tmhrtka qotslo bmqtsal bzhi dem zelewo seb kwesdo zelowo aynet megbin kwesdo zeyblun aynet megbitat tetfelalyo zbeletse neru.meknyatu neti bzey flat ntiqomlom aynet megbi ykun zsteu negerat felalka mqrab zhashe koynu ysmeani meknyatu neti luel tseqti dem zelowo trah zeykine neti abtseqti dem nekey atu wn zyada kkelakel metan felalka zwsedun zey wsedun felalka tom aynet megbn mesten tsmaq feretat .....felalka aqrbelna 10q
ሀይ ኽቡር ሓውና ዶ/ር ብጣዕሚ የቀኒየልና ክብረት ይሓበልና።ቀጺለ ባዓል ገዛይ መዲሐኒት ኣይወሰዲን ከወሰዲውን ኣይደልይን ግና ብመግቢ ንሙክር ኢና ከንቋጻጻር ግና ቀቲሪ 130/80/60ይኸውን መብዛሕቱ ጊዜ ይኸውን ግና እቲ ዝኸፈኤ ግና ሌቲ ደቂሱ ምሰተንሰኤ ንጉሆ 190/88/60ይኽውን ብጣዕሚ የተሓሳሰበኒ እንታይ ከከውን ከሎ ኢዮ ዝውሰከ ንጉሆ እሞ እንታይ አይነት ቢታሚን ከወሰዲ ኣሎዎ።ቀይሰር ጹማቁ ግሪን ይወሰዲ ኢዮ ዶ/ር በጃኻ ምክርኻን ንምንታይ ምሰደቀሰ ንጉሆ ይውሰክ ንገረኒ ክብረት ይሓበለይ ክቡር ሓዉ።
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Thank you doctor bless you 🙏
Thank you doctor
thank you god bless you
Thank you Dr yemane
Thank you Doctor
Thanks very nice
Thank u Dr.!!
Thanks D.r
የቐንየልና ዶክተር👍
Thank you so much
Thank you doctor sle kulu neger
❤❤❤
thanks
ተገዲስካ መልሰለይ ዶክተር ንኡሽተይ ነገር ተልዒለ ወይ ከኣ ተጎየ ልበይ ማራ ተግተግ ይብል ይደኽመኒ እባ መልሰለይ🙏❤
ሰላም ኩቡር ዶክ ብጣዕሚ ሓጋዛይን ማሃሪን እዩሞ የመስግነካ ❤
Tack för allt, men du kan berätta lite grann om högt blodvärde, snälla
Well done Dr. Keep going up please
@BBbbb-xc8lu
Жыл бұрын
❤❤❤
Yeqenyelna docter btami ena nemesgneka Nay kolalit xexer zgebru megbi ayenot eyom
Thanks GBU Dr. nay low blood pressure in pregnancy eba gele belena.
Selam wesnay docteur Azina ena nemsgen bethbena hanxu habrita qaxli GBU qaxela 3 Tito. 1. alonuAuto anticorps anti -nucleaires. 2.Polynucléaires éosinophiles. 3.lupus. ezane hitotatey tegdsika ketmlselay bethitna yehatete. Kabe mentay ka yemaxei deki ansteyo ka entay saebene alewo asfehika ketglxalina bekbri yehatete
ዶ/ር ወዝረሰዒክዎ ቡን ይፈቱው ኢዮ መግቢ ግና ኣብ ማዓሊቲ ሓንሳብ ምሳህ እዮ ዝምገብ እንታይ ትመክረኒ ደ/ር።
ንመጀመርያ ሰላም እዝይ ህጅይ ትብሉ ዘለካ ንፀቅጥ ደም ፅቡቅ እዮ ዝበልካዮ ንሽኳር ዘለው ሰብ ከ ክወስዶ ይክል ዶ
የቐንየልና ዶክቶር፣ 1, ልዑል ጸቕጢ ደም ፈጺሙ ከጠፍእ (ክሓዊ) ይኽእልዶ ወይስ ምሳኻ ዝነብር'ዩ? 2, ምሳኻ ዝነብር እንተኾይኑ ክሳብ ክንደይ ሓደገኛ'ዩ !?
ኩርሰቶል አለው ይብልዎ አቦካዶ
@DrYemane
Жыл бұрын
No
ሰላም ዶ ሓወይ ፡ ካብ 2020 ጀሚረ ክሳብ ሕጂ መርፍእ ናይ ምርጋእ ደም ይወስድ ኣለኩ፡ ሕጂ ግን ማራ መሪርኒ ምክናቱ ኣደ ቖልዑ እየ። ብዘይ መርፍእ ክሓዊ ይክእል ዶ ? እንታይ እንተ ገበርኩ ይሓይሽ። መክሪ............. እወ ካብ መደብካ ወጻኢ እዩ ሕቶይ ይቕረታ
@selamnkulu2023
Жыл бұрын
እስፖርቲ ስርሒ፡ ጸሓይ ዘለዎ ቦታ ኪዲ ጨው ኣቓርጺ : ቡን : ካብ ዝስተዩ ኤኔርጂ : ኮካ ኩሉ ዓይነት ልስሉስ መስተ ግደፍዮ ንግሆ ተሲእኪ ልብጥ ዝበለ ማይስተይ : እዚ እንተ ጌርኪ ኣምላክ ካኣ ክርድኣኪ እዩ። 👍ቸርስ