Tecleberhan Tesfamicael ሕጀ ግርም ታሪኽ መስዋእቲ ናይ ተጋዳላይ -ወልደኪኤል ሃይለ 2019
News&Politics EmbabaEri ዕምባበ ኤሪ by Eritrean entertainment comedies, Dramas, movie, film and music video clips for you. Enjoy! eri embaba Sebhat Efrem #Asmara #Eritrean #EmbabaEri# ተኪልኩም ሸር ብምግባር ሊንክ ብምዳድ ክትግዙና ከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፋና ብሰናይ ይቅሬታ ክንሕብር ንፍትዉ Sport - Digital Media distribution and promotion. Latest habesha Movie, Music, Comedy Drama. || ሓደሽቲ ቪድዮ ንምርኣይ ሰብስክራይብ ግበሩ::
For More Video Please SUBSCRIBE Here / @gizemedia theasmeraeritrea@gmail.com
© 2019 Copyright_ EmbabaEri
Пікірлер: 187
You’re real hero , we love you , keep on going with real history
@mimilo862
3 жыл бұрын
0
@mimilo862
3 жыл бұрын
⁰
@mimilo862
3 жыл бұрын
⁰
እግዚኣብሄር ይባርኻ ክቡር ሓውናን ኣቦናን ኣነ ጋል ዓላ የ ኣቦይ ብዛዕባ ወልደሚካኤል ሃይለ ብዙሕ ኢዩ ብዛዕባ ጅግንነቱን ዋዛኡን ዝዛረብ።
wedi haile and wedi fankell are my uncle's . and it is good to hear a fantastic history about my two hero uncle's . and i'm really proud of them keep it up brother
@fanus_hiwethabesha576
3 жыл бұрын
Nay beynka Azmad gerkayom kkkkkk ? Jeganuna azmad kulna iyom.
ብሃቅካ ኣነ እፈልጦም ኢየ ናይ ጀጋኑ ጅግና ኢዩ እዞም ትብሎም ዞሎካ ብኣካል ዝፈልዝጦም ኣብ ገዛና ነይሮ ፍሳሃየ እንዳ 74ከሎ ደቀምሓረ ወለንኪኤል ሃይለ መጀመርያ ዝወደበኒ ተጋዳላይ ኢዩ ሓቅካ ኢካ ሰብ ድልየቱ ይበል ሃቂ ሃቂ ኢያ።ዘገረም ምግላጽ ሰለ ምዝካርካ ጎይታ ይባርክካ
@user-pn7sj1hp6w
4 жыл бұрын
Abrhet Habtemariam ኣጆክን ዋዕሮታት ምስክን ውን እቲ ጅግንነትክን እንተ ትምህራና ደስ ምበለና
ናይ ወዲ ሃይለ ጅግና ከም ኪሎም ጀጋኑ ቅድሚ ኩናት ወዲ ሃይለ ዕባይ ሰገነይቲ ስለ ዝኾነ ፎርቶ ሰገነይቲ ሓንቲ ኢያ መገዳ ብበለስ ዝተኸበት ኢያ ኣኽቢብና ቤኮኖሚ ነዳኽሞም ምስ በለ ገሊኦም ዓድኻ ክትከላኸል ኢኻ ምስ በሉዎ ሕራይ በሉ ኢሉ ብወገን ዓደብዑር ዘብል ኣጻድፍ ኣሃዱኡ ሒዙ ኣተወ ከመያ ዝበላ እታ ዝበላ መገዲ ብብረይንን ምዳፍዕን ሰራዊት ኣህለቑ ምስኪን ተጋዳላይ ኦም ድዩ በለስ ብጸልማት ዘይትፈልይሉ ተጋደልቲ ደናጉላ ከምዘንከባለሉ ክትርእዮ ዘሰክሕ ኣሽሓት ምስ ሃለቑ ኣዝልቕ ተባሂሉ ወዲ ሃይለ ቀደም ኢለ ሕጂ ግን እቶ ኢሉ ሓየት ብትብዓቱ ፍሉጥ ሰገነይቲ ምስ ተሓረረት ወዲ በራድ ጽልዋ መንካዕ ኣሎዎ ኢሉ ስለዘጸለሞ ጅግና ንዑኡ / night mare/ ስለዝኾነ ድሕሪ ምሕራራ ከምታ ናይ ጅግና በርሄ ጻዕዳ ብዕሱባቱ ብድሕሪኡ ተውጊኡ ተሰዊኡ ወዲ ሃይለ ናይ ጀጋኑ ጅግና ኢዩ ግን ናይዚ ዘይውለድና ብይምሰል ዝኣተወና እንታይ ኢዩ ዓንዚዙዎም እዚ ኹሉ ጀጋኑ እናጥፈኤ ንዑኡ ትኸውን ጥይትዶ ተሳኢና ወዲ ሃይለ ደኣ ሓው ጀጋኑ ኣብርሃም ወዲ ፍላንሳ ሙሴ ወዲ ፈንቅል ወዲ ባህታ ሓጎስ እንድዩ ኣብ ሰገን ጻዕዳ ሓውልቲ ክትከለልካ ኢዩ
@titihaile4514
Жыл бұрын
❤
@tesfamariamabreha9670
8 ай бұрын
@@titihaile4514hawti tray wedi jigna nay jeganu
@tesfamariamabreha9670
5 күн бұрын
Nay bhaki hawelti ente beluka kea ember tebaetay hawelti ember ❤❤
ጽንዓይ ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ ሕጂ ውን ከም ቀደም ኣለናልኪ ። ጋዕጋዓት ኣጋኣዝያን ኣኽ ጡፍ ታሪክኩም ታሪክና ኣይግበሮ በጻብጽ
@BETESEB1972
4 жыл бұрын
ሓቅካ ጋዕጋዓት ኣግኣዝያን ግዕዛያት
@abrhethabtemariam2359
4 жыл бұрын
ጽንዓደግለ ኣይጻሮፉን ኢዮ
You are one of the best story tellers. Please try to write it for the next generation. Long live.
ክቡር ኣያና እዚ ኩሉ ታሪኽን ጌና ዝተረፈን ክንፈልጥ ዕድመ ጥዕና ንምነየልካ
ደቂ ኤረ ሰነፍ ዘይብልኩም ጓልኩም ወዲኩም ።
@fthi3585
4 жыл бұрын
Alewuna iba bzuhat kebdina zikerisx tarik kem akha kolaliet ahwatom zishetu abom hawem ahlifom zeisüru fo fo kibahalu zigboom nab aïrab zishetu ab maikel beteseb nay iznie hasewtie kindey imo kinbiel hawem bikara zekestinu fo Eretrawie mikana yeskifena
Thank you so much for telling us the history of Woldenkiel Haile.
We are so proud thanks so much .
ብላሽ ድሕሪ ወዲ ሃይለ
I'm proud of you father,, ms Tesfay temnewo ab mieday tfaletu do bzaebeu entay ktblena tkel msti nsu zezentewo zanta atehahizka,,
I remember that day,i was a kid first time to see Tegadelti.
ታሪኽ ፍሳሃየ ወልደገብርኤል ክቡር ጅግና ኣቦና ንገረና ምሰናይ ምስጋኑኡ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ኣያና እቲ ሓቂ ብዘይተረፍ ዘውረስካና እቲ ብወረ ወረ ንፈልጦ ዝነበርና ❤❤❤።
Thank you Mr. Tecleberhan Tesfamicael.
ሰላም ንዓካ ይኩን ተክለ ብርሃን ፣ ሓምድ እድሪስ ዓወተ ብ1962 ምስ ተሰወእ ኩቡብ ሓጃጅ ዝባሃል ካብ ብህረ ናራ እዩ ክሳብ 1965 ኣብ መይዳ ሓላፉ ነሩ ኣቦ ሸነብ ኣይኮነን ። ኣብ እቶም ጀጋኑ ስዋኣት ግን ብፍላይ ፍሳሃየ ወልደ ገብርኤልን እስያስ ፍላንሳን ብዙሑ ተዘክሮ እዩ ዘለኒ ዝምስገን እዩ እትገብሮ ዘለካ ።
ታሪኽ ተስፋልደት ምስግና' ተተምጻልና ጽቡቅ ነሩ ባባ ተኽለብርሃን
ወልደንኪኤል ሃይለ አብ ሠገነይቲ አብ ማእከላይ ቤት ትምህርቲ ካብ ሓሙሻይ ክሳብ ሻብዓይ መማህርተይ ኔሩ፣ከምኡውን ጎረቤት ፣ ድሕሪ ትምህርትውን ብሓደ ነጽንዕ።ስለዚ ብዛዕብኡ ክዕለል ከሎ ብጅግንነቱ ይሕበን፣ መስዋእቱ ግን ከም ሰብ መጠን የጉህየኒ።
@abrhethabtemariam2359
4 жыл бұрын
ኣየ ስረ ኣደ ወሊዳ ትምከን ብሃቂ ጅግና ኣብ ሂወተይ ከይዘከርኩዎ ዊዒለ ኣይፈልጥን።
@user-nt7ey7fd5e
4 жыл бұрын
ወሊዱ'ዶ ይኸዉን?
እዚ ኩሉ ኣደራዕ ንረክቦ ዘለና በዓል ወዲ ሃይለ ተዝህልዉ ከምዚ ኣይምገጠመናን
Thank you for all your sacrifices!
ኩሉ ግዜየ ዝካታተሎ ታሪኽ እዞም ጀጋኑ ሕጂ ዉን ኣብ ዛሃለና ናሃሉ ማዓንጣና ሑጹብ ይኹን ደቂ ኤርትራ ዓደይ
Wedi akrur ye tarkey yu kulu thanks 🙏 feeling so sad 😭 why does it happen to Eritrea people?
Our real history!! ኣየ ኣነስ እንቃዕ ኤርትራዊ እንቃዕ ፍረ 'ዛ ሓላል ከርሲ ኤርትራ ኾንኩ! ክብሪ ይሃብካ ኣቦና ተጋ ተኽ/ብርሃን ተስፋሚካኤል! ከምኡ እዩ ኤርትራዊ እዚ ዝተባህለን ልዕሊኡን'ዩ ህዝቢ ኤርትራ! ክብርን ሞጎስን ን ስማእታትና 🇪🇷!
We need suporting dovumrnts and refrence for this history so that we can have proper historical analysis. This is good and important for our cause and national building effert.
Tarkna dea asnkuna knberaber
Kubur terakay. Bzaeba tesfay Araya wey ka n sle poletica elu smu nab asfha Araya keyru. Ab nay swat ka besfha yaraya xenihu terekibu emo meswaetu aflto ente aleka gele ktbleni. Kab Adis Abeba n meda kam zwexe ab Adis abeba zweleda seveyti tezentu. Thank you sle tegedasnetka.
Thank you ❤❤❤
ክሰዓብ ዘለዎ ኣብነታዊ ተበግሶ ታሪኽ። ኩሉ ዝወዓለን ዓቕሚ ዘለዎን ዜጋ፡ ነዚ ታሪኽ ከስፍሖን፡ ዝጎደለ መሊኡ ዳግማይ ክኹልዖን ክተባብዕ ይግባእ። ክቡር ሓርበኛ ተኽለብርሃን ከኣ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ ኣጆኻ፡ በርትዕ። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታት ኤርትራ!
Nay behaqi jigna sebay qexilo tarik nay ayatatina kinfelit ndeli eina
You are amazing! You make me feel like I was there with you guys. Please keep going. We want to know more. Thank you!🙏🏿🙏🏿🙏🏿
Segeney adi Muautat!!! Harbegna aynebirin u tarik u ziwires 💪💪✊✊
Wedi hambir tarik natu amxalna ente tifelto koynka amxalna
Jugna aynebrn u tariku u zwres Zelalemawi zkri nsweatna Awet nwxe huzbi Eritrean
Can you put together all the history in records ( Book) please. I think that is a good way to keep our heroes truth story.
Ezi kulu tarik bi meshaf tesihtam xbuk neru
Thanks for brief explanation push it up, 👍
teklebrhan tarik mngar xbuk eu gn kemzelata b wedi haile jgna jemirka xbuk kab zkone natka ajenda natka smet wexika trai terkelna selam nkulna
Ahhh deqi huzbi jeganu ezi rgum iseyas tenban kurdid koynu bzom jeganu rehaxn demn kjehar 28 amet ahhh
ኣቱም ኤርትራውያን ኣሕዋተይ ታሪኽና ብተምቤናይ ኣዕቁቡኒ ኢሉ ዝመጸ ምስ ኮራኩሩ ተጨውዮ ጀጋኑ ኣቦታትና ዝተዳራገምዎ ኩናት ሓንቲ ጥይት ከይተኮሰ ዝፋን ኮፍ ኢሉዋ ትሕቲ ምድሪ ኣስፊርዎም እዚ ሰኽራም። ጌና ከኣ ውላዶም የጽንት ኣሎ። ተስእ ኤርትራዊ ዓጽሚ ወለንክኤል ተወልደ ኣብርሃም ሙሴ ወዲ ፍላንሳንካልኦትን ከይወግኣና ሃገር ነድሕን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷።
@user-dy5kf3dr4h
3 жыл бұрын
Ezi tembyenay tblo zeloka akal eti tarikn jigninetn merahn eyu. Tembyenay elka keteneaaeeso wela enteferenka nsu zileaale eyu. Bzkone ab Hager zeyelo ab kulu Dargo zeyelo slezkone nsika ewn ab dege koynka tzareb zeloka.
💪💪💪👍👍👍
ብዙሕ ነመስግነካ ሓርበይና ተኽለብርሃን። ብዛዕባ ወዲ ሃይለ ዝብልካዮ ትቢኣቱን ሚላኡን ልዑል ኔሩ። ምስ ብዙሕ ኣክብሮት ግን ኣብ'ቲ ሽዑ ዝተኻየደ ንኲናት ሠገነይቲ ብኸመት ክትእቶ ከም ዝግባኣ ዝምልከት ግን ወዲ ሃይለ፡ ምስቶም ላዕለዎት ሓለፍት ይሰማማዕ ከም ዘነበረ ብሰፊ ይውረ ኔሩ። ብዛዕባ መስዋእቱ ዝምልከት'ውን ኲናት ብግቡእ መሩሑ ከብቕዕ ዳርጋ እቲ ውጋእ ብዓወት ምስ ተወደኣ፡ ከም ዝተሰወኣ ሽዑ ሰሚዕና። ብዙሕ ዘዛረበ ጉዳይ ኔሩ፥ ክሳብ ሕጂ'ውን ዘይተፈትሐ ሕንቅል-ሕንቅሊተይ ኮይኑ ዘሎ ጉዳይ እዩ።
Tawet shih gize 1000
ሑቶ ብዛዓቦ መስዋእቲ ሃሌ ስአላይ ክትሕብረና ብሃንቀወታ ንጸበየካ
Nay Fessahaye woldegebriel kea negna bejaka.. Tnx!
ብዛዕባ መለስ ገ/ማሪያም፥ እቲ ብትእዛዝ ኢሳያስ ዝተቐተሊ ገለ ዘይትብለና። መለስ ብኤርትራውያን ዝተረሰዔ ስዉእ ኮይኑ፡ ኢትዮጵያውያን ግና ኣብ ብዙሕ መጻሕፍቲ ከም ቀንዲ ተቓላሳይ ተመሃሮ ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ከምዝነበረ ተጻሒፉ እዩ።
Aya qsun ab zehalefe nay facebook nay teklu sherif mes bextu kelo photo megadltka sesidelka nere abea zelkum jeganu
Aye jgnnet ade welida tmken eziom n eritrea tefioma
Nay abreham tewelde eba gela belena
@user-fu9sq9ps2u
4 жыл бұрын
jon Eritrea እዚኣ ቤላ እወ ጅግና ኣቦና ተሪኹ ቤተምቤናይ ዝተጨውየ 👍
ተጋዳላይ ቅሱን፡ ብኣንክሮ ንከታተለካ ኣለና። የቐንየልና!!! ክቡር ኣያ።
Ezi tarikik habikum entay ena zeygeberna ezi tarik kinger neriwe meneesey keytefea
Ezu kulu gignnet nhde wedi medhin berad zeykonkum
እቱ ዝገርም ፡ እቱ ስረ ኤርትራዊ አበይ ጠፊኡ?
ወዲ ሃይለ ኣብ ጉባኤ ኣይተሳተፈን።
ኣንታ ጂግና ኢካ ንስካ።ንዘላለም ንበር።
Kubur abona naybhaki tsbuk tarik ayu nay berhe tsada tsbuk gerka aski amtsalna amawtau kemey kemey ayu
Good
ክቡር ኣቶ ተኽለብርሃን ኣነ ብጣዕሚ እየ ዝድንቐኻ ታሪኽ ሰውራ ደስ ክብለኒ መዓት እዩ። ግን በጃኽ እስከ ካብ ኣዋልድ ኣብ ሰውራ ዝነበራ ጀጋኑ ንገረና ። ይሰምዕ እየ ኣዋልድ ውን ነረን ክሳብ ኮሚሽነር ሓይሊ ግለ ዝበጽሓ ነረን ጀጋኑ። ስለዝስ ብጃኻ ታሪኽ እዘን ዋዕሮታት የዕልለና ። ብጣዕሚ እናመስገናካ ኢና።
How b kemey tesewiu glex Nay men tiyit ketilato glex shufun Mlikit natu yu ketiluwo shibiya kea dem abotatna ab eda yu Hekin muluen gbero ti tarik
ታሪክ ንሐድሽ ውሎዳ ኣሳግጋሪ እዮ
Ize musie tesfamkael zibehal yemin elom ziketeliwo wedi hamasien diu welas seraye
@awethaile4524
2 жыл бұрын
Mussie segenay tebae hutsub meanta ade welida timiken
Please nay abraha ande akrbelna next
እዚ ታሪኽ ተቅርቦ ዘለኻ ኣያናን ብጻይና ኣቶ ተኽለብርሃን ኩሉ ታሪኽ ብሓደ ይወጽእ ኣሎ ሕጂ ግን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ስውእ ፍስሃየ ወልደገብርኤል ሓቅድዩ ኣብ መወዳእታ ናጽነት ኣብ ግባር ኣደረሶ ብናይ መጨረሽታ ቦባ ጸላኢ ተሰውኡ ዝባሃ ሓቅነት ኣለዎ ዶ ምስ ናሕጂ ሚስጥራት ተኮላት ኢሰያስ ዝወጽእ ዘሎ ?
@atrmsdsfl9488
4 жыл бұрын
Ewe ab gn bar adi rosa eyu tesewiu gn ab 1990 eyu tesewiu bnay mewdaeta bomba aykonen.
@BETESEB1972
4 жыл бұрын
Habtom ,, ኣሞይ ኔራ ምስኡ ትክክል ኣብ 1990 ኣብ ዓዲረሮሶ ብጥይት እዩ ተሰዊኡ ኢላ ነጊራትኒ ምስ በዓል ፍስሃየ ወልደገብርኤል ኔርካስ ዓክ እያ ትብል ኩልግዜ ብከምኡ እየ ፈሊጠዮ .
@user-fu9sq9ps2u
4 жыл бұрын
Habtom Alhabtome ኣነ ወዲ ተጋደልቲ እየ ስድራይ ከም ዝነግሩኒ ግና ብጥይት ብድሕሩትዮ ተሃሪሙ ዝብል ሓሳብዮ ዘለዎም። ቅንጸላ ብኢሳያስዮ
@user-pn7sj1hp6w
4 жыл бұрын
ኤርትራ ክብረተይ ጅጅጅ
@SamiSami-iw3jn
4 жыл бұрын
@@user-pn7sj1hp6w bro john the brain abey adu
የቀንየልና:ናትካ ዽግንነት ደአ መንዮ ክነግረና:
ዝከበርካ ኣያናን ኣቦናን ብዙሕ ተማሂርና ካባካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፣ ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ ብዛዕባ ፍስሃየ ወልደገብርኤልን ፣ ለሬንሶ ቬትሮን ክትነግረና ብትሕትና ይሓተካ ብፍላይ ናይ ለሬንሶ ቬትሮ ብዛዕባ ስዉእ ሓዉ ዳንኤል ቬትሮ ንጹር ሓበሬታ ኣለና ፣ ሓዉ ግን ኣይፍለጥን እዩ መስዋእቱን ኣጠፋፍእኡ እትፈልጦ ተሎ ሓደራ ???
Jigna wedi hayle
ታሪኽ ኣቦታትናን ኣደታትናን ናይ ግድን ክስነድ ኢዩ።
ASEYAS AFORIK ke ABEY Tesatifu AB kuNAt ESIKE HaBreNa ?KULU ZIWAALO EYU ZIMESIL KIMIDIRIN KIGBITIN KOLO!!!?
I like to hear your history of jeganu tegadelti and your experience with them, but don't be biased. Wedi affewerki was a leader of them so he plays a decisive role to free our country. Hidrie jrganuna yezeker.
ተሪኽ እቶም ኦርጅናል ደቀባት ምእንቲ እዛ መሬት ዝወደቑ እንሃልኩም!ክብረት ይሃበልና ተራኻይ!
Gedim Tegadalay colonel enkua Bihiwet senihika nezi kubur nay Jeganu Tarik kitzentwelna Amlak mulue Tienan Edmen yihabika.
እቲ ትገብሮ ዘለኻ ኣዝዩ ደስ ዘብል እንድዩ ነገር ግን ኣብ ሓንቲ ኣካባቢ ጥራሕ ኣቶኲርካ ኣለኻሞ ስምዒት ናይ ሰባት ኣብ ግምት ኣእቲኻ ነቶም ጀጋኑ ደቂ መታሕትን ካልኦት ከኣ ሕውስ ኣብል። ብዝተረፈ ጽፉፍ ኣዘናታትዋ ኣገናዕ ከኣ እብለካ።
@bela-hx8qg
4 жыл бұрын
Kemu aytbel wegeney kulatna hade ena bmealtu kea ktrkelna tesfa ngebr
@shunumii7214
4 жыл бұрын
@@bela-hx8qg ክንደይ ካብ ፍልጠት ዝረሓቐት ድያ ዘላ መስለካ። ከምኡ ዝብሉ ስለ ዘጋጠሙኒ ኢየ።
@user-pn7sj1hp6w
4 жыл бұрын
Shunu Mii በብዓላ ትጥቀስ ህጂ ዩ ጅግንነት ታሪክን ደቂ ኣከለ ጉዛይ ዝብርበር ዘሎ
ኩቡር ኣቦ ስለ ቲ ትንታነካ ዘሐጉስ ብስራት ኢዩ ግን ከሓተካ ት- ሓ - አ ምስ ህዝባዊ ግንባር ኣበይናይ ዓመተ ምሕረት ፍሕፋሐ ጀሚሮ ኣበይናይ ግዝየ ከ ተፋሊመን ሓው ንሓው ዝተጣለሙላ ካብ ኣፉሉጦካ ለግሰልና
Ajoka ayana ketsilo
Sebay sebut. Teklebrhan=Amanuel Eyasu=Meron Estifanos=others=Eritrea
Becareful Wr Are Warning You. We Will Take Swift Dscisive Actions Through 23rd Party. And Hard To Trace The Killer.
@abelteame1450
2 жыл бұрын
Tay tbl wedey fesawi
Tarikom nebere koynu key Terf nay kulom akibka AB meshaf sendings kubur Eritrawi
Solomon w/maryam meas tesewie
Nay behaki des dabelka tisemio tarik eka tizareb bihaki kia kemaka zemeselu bitsotka kemzi natka gerom ezi mezena zeyblu kiyatat kewrusuna tesfa ngebr niberulna asnikuna yekenyena jigna hawey :ayay newih edmen tienan yihabka Ferrari!!!!
እቲ ኣልኣሚን ስዐድ ዝባሃል በትኪ ጻሓፊ ህግደፍ ዝጸሓፋ ዘይቲግምገሙና ንሳኻን ኩብር ሓው ረዲ ማሓሪ ።
Zehalf tarek xebuke endu entay mo yabse bale derue sherfo beflay betrose haswi telmomna eyome betow abey alo keblu nerwom shau weski yesetu nerom kedat eyom atoma kea
@SamiSami-iw3jn
4 жыл бұрын
Akar
@wolduaraya1489
4 жыл бұрын
አነ ዘገርመንይ ግና አዞም ኩሎም ጅጋኑ ተሳዉኦም በዓል አለገፍፍ ወልቀ መላከይ ተሽክሞም አስመራ አትዮም ዘሐዝን እዩ !!!
Weldeab weldemariam balu agame agazian 7 libu aikonen kezabat kid thifai kezab
@milkiasmenghistu898
3 жыл бұрын
nefat aslamay hademti
ስማዕ እንዶ ክቡር ሓው እዞም ኩሎም ጀጋኑ ኤርትራውያን ብህግ ይኹን ብተሓኤ ኣንጻር ጸላኢ ዘርእይዎ ዝነበሩ ጀግንነት ዝእመን ሓቂ እዩ። እቲ ከም በዓል ወልደንኪኤል ብወተሃደራውን ፖለቲካውን ቡሱላት እዮም ኔሮም ንዝብል ግን ኣብኡ ዓቢ ሕቶ ኣለኒ። ብፖለቲካ ቡሱላት እንተዝነብሩ ነቲ ኩናት ሕድሕድ ጠጠው ንምባል ነቲ ህዝቢ ኣብ ምእላይ እንታይ ግደ ይጻወቱ ኔሮም ዝብል ሕቶ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ ኔሩ። ብወገን ተጋድሎ ሓርነት ዝነበሩ እቶም ብወታሃደራውን ፖለቲካውን ንቑሓት ዝነበሩ ኣብ ማእከል ውግእ ኣሕዋትና ኣይንሃርምን ኢሎም ብረቶም ንቁልቁል ዝደፍኡ። ብፖለቲካዊ ሸነኻት ድማ ኩናት ሕድሕድ መፍቲሕኡ ብሰላማዊ ዘተ እምበር ብብረት ኣይኮነን ኢሉ እዩ ዝምክት ዝነበረ። እስኪ ብወገን ህግ ከምዚ ዓይነት ንቕሓትን ተመክሮን ዝነበረ ቃልስታት ኣምጺእካ ግለጸልና። እዚ ንዓመታት ምስጢር ተባሂሉ ንውድብ ጥራሕ ዘይኮነ ንተጋደልትን ህዝብን ሃገርን ዘጥፍእ ተግባራት ማዕቢሉ ሕጂ ካብ ቁጽጽር ወዲ ሃገር ንላዕሊ ኮይኑ ዘሎ ጉዳይ እቲ ኩሉ ምስጢራት ግዚኡ ኣኺሉ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ምስ ጭብጡ ዕለቱን ሰዓታቱን ኣሰንዩ ዝወጽእ ዘሎ ኽ ስለምንታይ ደኣ ዕድል ሂበሞ እስኪ ግለጸልና። እቲ ምስ ጸላኢ ዝነበረ ጥምጥምን ጅግንነትን ኒሕን ሓቦን ነዚ ዋላ ሓንቲ ሕቶ የብሉን ብግብሪ ተራእዩን ተሰኒዱን ዓለም እውን ዝምስክረሉ ሓቂ እዩ።
Nmintay u tarki nay ekoleguzay .tray teterki aleka .deki QHAYNI si ab sawara eritrea bibzihe neremo endeyo .men daya kizikireom .n deki QHAYNI KE wela nisikatkom ka txekitwom alekom .b hamsene texekitom si hje ka bakom yxiketo alewo .tarki gin traki u.xibha kithetetelo ekimo
@user-pn7sj1hp6w
4 жыл бұрын
Teklite Brhane ንስኻ ዘክሮም
@abelteame1450
2 жыл бұрын
Ata mezenay, naytfelto tarik eka tzareb eko. Maletey nayzom tblom zleka tarik nenana hade eyu zbxh3hana nehbenelu kea nexhanet slezhabuna, mnalbat bzaebom aflto zeyblu do ykwin? Mnalbat ab kalie bergid wey hlfnet ner keykonu
zekeberka tega tekleberhan ...hitoy ahsir abile kihateka ...ezi tenegrena zeleka sebukkun himakun kulu tarik kem zelewo sile zikone betaemi yemesgheneka.gina natey reiyto feley zebelet eya.ezi habereta seilawi meglesi (diagram tree aynet) gerka ente teheberena.malet merihenet bebezhi tezereb kal eya.ezom merihenet zebehalu asmatom beal men mukanom aytegelson zeleka.general name koina.eta merihenet tebela ke meas elet jemira kisab meas nera?...ab kekeindey ke eti merecha yegeber neru?etom kedamot merihenet zebehalu ke beal men nerom...more specific entezekewin sebuk neru... mekeniyatu neaka wey abti natika edme zelewu tegadelti normal yerediakum eyu ..wela eti asmat kebabitat nay sahel kite tekiso keleka neana kebid eyu kenredio..endher elamaka ne mensey natey edime kitmehemeherena koinu ..seilawi meglesi position nay merihenet kulu tewesaki enda gebereka memehar kedliyeka eyu...yekreta minalibash defire endeher koine...yekeniyeley happy new year!
Why ni diki akologizay teweledti tiray temtse tegerima
ኩቡር ተክለብርሃን መእረመታ መሓሪ ደበሳ አብመሪሕነት ቀዳመይቲ ህዝባዊ ሓይልታት ናይ ሶድሓ ዒላ ምስ ብዓል ሮመደን መሐመድ ኑርን መስፍን ሐጎስን ኢዩ ነይሩ።መሓሪ ደበሰይ ኣብዑበል ኣይ ነበረን። ካልእ ከምለወባ ከቕርበልካ እዞም ትግል ጾም ተጋደልቲ እወ ዓበይቲ ኣርካናት ተጋደልቲ ከምዝኾኑ ኩሉ ኣባል ህግሓኤ ይፈልጦምን ይዝክሮምን ኢዩ። እተኾነ ግን ንስኻ ደቂ ከባቢኻ ጥራይ ኢኻ ትዝከር ዘሎኻ ። ከልኦት ተጋደልቲ ኣርካናት ናይ ዝተፋላለዩ ቢሄራት ኣይተዝክርን ። ምሰ ሙሉእ አኽብሮት።
ፍቁር ተክለብርሃን፡ ነቲ ዝነበረ ውዲት ናይ ጥፍኣት ወድ ሃይለ ኣብ ሠገነይቲ ጸብጻብ ብትኽክል ኣይሃብካን። ብዙሕ ምጽናዕቲ ክትገብር አላበወካ። ነቲ ህጓፍ ዘይበልካዮ ወይ ዘይፈለጥሃዮ ንክትድህሶ ደጊመ አላበወካ። ንመስዋአቲ ወድ ሃይለ ብሕጂ ፍሉይ ዝርዝር ክትህብ አጽበየካ።
ታሪኽ ብመልክዕ ዕላል ጌርካ (memoir) ከተቕርብ ምኽኣልካ ብጣዕሚ ዝምስገን እዩ። ኣብ ዕላልካ (ትረኻ) እትዝክሮ ዕለት ወይ ወርሒ ምጥቃስ ጠቓሚ ምኾነ። ኣፈወርቂ (Chicago)
ተኽለ ሰላም ቀጽሎ ብዘይ ሻራ ንእተቕርቦ ታሪኽ ቀዳሞት ነዚ ንኡስ ወለዶ ጥራሕ ዘይኮነ ነቶም ኣብቃልሲ ዝበለና ውን እንተኾነ መሃሪ እዩ፡ንኣብነትብረት እንዳፍላንሳ ቅኑዕ ሓበረታ ረኺብና፡ካልእ ብዛዕባ ኣብ ከተማ ዝነበሩ ክስለፉ ትእዛዝ ተዋሂቡ ዝበልካዮ ሓወይ ወርሓቱ ኣይዝክሮን 73 ኣብ ኣስመራ ስሩዕ ብምንባሩ ክፋነወኒ ንማዕደጋ መጺኡ ንሜዳ ክኸይድ ምዃኑን ንኽፋነወኒ መጺዩ ተፋኒዩኒ ስሙ ክፍለ ዑቕባስላሰ ይበሃል ኣነ ዝዝክሮ መደቡ ምስታ ኣብ ሰምሃር ዝነበረት ኣሃዱ ነሩ፡ኣብ 77 ኣብ ሰሓርቲ ካብ ሰምሃር ወጺኣ ሓያል ውግእ ተሳቲፋ ኣብ 77 ከረን ኣብ ዝተገብረ ውግእ እሞ ዝፈሸለ ሓወይ ኣብኡ ከምዝተሰወአ ይፈልጥ፡ሆፕ ትፈልጦ ትኸውን፡
እዞም ትብሎም ዘሎካ ሐቂ እንተኮይኑ ዘረባካ ናይ ብሐቂ ጀጋኑ ደቂ አውራጃታት ዘይኮኑ ከምዞም ጻሕጻሕቲ ናይ ሕጂ ዘለው ደቂ አውራጃና ኢሎም ዝምክሑሎም ዘለው ዘይኮኑ ኤርትራውያን እዮም ግን ንሶም ጥራይ ድዮም ጀጋኑ ኔሮም ደቂ ሕደ ከባቢ አብቲ ገበን ኔሩ ትብልዎ ክአ ኩሎም ናጻ አውጺካዮም ነቶም ብህይወት ዘየለው እግዝአብሔር አብ ገነቱ የቀምጦም
ይቀንየልና ክቡር ተቃላሲ ኣቦና ጅግና ክሳብ ሕጂ ታሪኽ ጀጋኑ ኣቦታትና ዝነግረና ኣይረኸብናን ንሕና ሓደሸቲ ወለዶ ህግደፍ ለኽባጥ ታሪኼና ንኸይንፈልጦ ጨዊዮ ንኼንደይ ዓመት ኣደዳ ስደት ኮይና ግን ደሓን ሓቂስ ተቀበርካያ ትወጽእ እንድዮ ታሪኽ ጀጋኑ ብዒል ወዲ ፍላንሳ ተወልደ እዮብ ወለንኪኤል ሃይለን ካሎትን ኣብ እዝንና በጺሑ ሕገሳት ኢና ኣጆካ ቀጽሎ ኣሎና ኣሽሓት ጀጋኑ ደቅኻ ኤርትራና ኣለዋ ሰብ። ኢሳያስ ፈሽካል ከሲርካ ኢኻ ምስ ኮራኩርካ።
ነእሽቶ ኔርና ኣብ 1972 እዛ ናይ ድርፎ ግን አቦይ እነግረና ኔሩ
Anta guahaf lehasi
R
ክክክክክ ክላ ድርባይ ሽንቲ ገመል።ብጀጋኑ ኣይትሸቅጥ!!
ወዲ ሃይለ፡ ከም ዘይሳተስ ተገይሩ። ኣብቲ ናይ ሓይሊ ምርጭ "ንኣሕዋቱ ኣይተቓዎምን" ተባሂሉኡ፡ ብናይ መስፍን ሓጎስን ኮሚሳር ናቱ ዝነበረ በራኺ ግ/ስላሴን ሽርሒ ተሪፉ። ስለዚ ኣብ ጉባኤ ኣይከደን፡ ኣይተሳተፈን።
@SamiSami-iw3jn
4 жыл бұрын
wela berhe xada .fsihaye
ኢሳያስ ብዝኮነ መልክዕ ልዕሊኡ ሰብ ኣብ ኤርትራ ክህሉ ኣይድልን እዩ፡ ስለዚ ከኣ ኣብ ነንሕድሕድና ክሳብ ሕጂ ዘይነቓሕናሉ ምስጢር ጀጋኑና ቀቢሩ ኣብ ስልጣን ይነበር ኣሎ። ንሕና ዓዋናት ከኣ ሰራይ ኣከለጉዛይ ሓማሴን እንዳተባህሕልና ተሓልፍያ ኣነ ኣነ ክንብል ኣብ መወዳእታ ይግረምኩም ብማለት ኣብ ሓንቲ ተረንሸዋ ረድኤት ስርናይ ኣእትዩ ናብ እንዳባ ሓጉኡ ይወስደና ኣሎ። ከምዚ ናይ ሓውናን ተክለንርሃን ዝዋዓሎ ብቐረባ ዝፈልጦ ከይተሓለለ ዝምህረና ዘሎ ልቢ ንበሎ ንሕግድፍ ፎ ፎ ፎ ንበሎ፡ ኣብ ሞንጎ ውራጃታት፡ ቆላ ደጋ ዘይእለ ጸገም ጽልኢ ኣይንፍጠር፡ ብዙሕ ዘሰክፍ ኣይኮነን። ሕጊ ኣንጊስና ንኩልና ዘሰማማዓን ባይታ ፈጢርና ተፋቒርና ተከባኢርን ከም ኤርትራውያን ክንነብረላ እንክእል ኤርትራ ክንሰረሕ እወ ይክኣል እዩ! ፈንጣሕጣሕ ዘይምክብባር ይወገድ ንብል ኣሎና፡ ተናከስቲ ኣክላባትና ከሎ!ጌን ኣፍ ምዕጋት ናይ ኩልና ሓላፍነት ይኩን! እወ ብዙሓት ጀጋኑ ብወዲት ኢሳያስ ዝጥፍኡ ብዙሓት እዮም ብፍላይ ደቂ ዓላ፡ ድዛረበሎም ኣይረከቡን እምበር ወዲ መን ከ ብዚ መንነቱ'ካ ክንገር ትብዓት ዘይብሉ ወዲ ኣርባዓ ዘየበረሰ የልቦን። ንወዲ ሃይለ ኣብ ሓደ እዋን ንሓደ ሰሙን ረኪበዮ ኔረ ኣዝዩ ዕጉስ ሕዱእ ሰብ ምካኑ ተገንዚበ። ተሪኩ ነባሪ እዩ። እታ ላም ኣብ ደንቤኣ ሞይታ ዝብል ኮድ ውን ተሰሚዑ'ዩ ምስ ናይ ኢብራሂም ዓፋ ጉዳይ ዝመሳስል'ውን ዝብሉ ንስምዕ ኢና፡ "ዘራጊ ማይ ዘላተን እሓስ ጹሩይ ማይ ኣይሰታን" ከም ዝባሃል ኣይረድ እዩ ዓገብ ዝበሉ ኩሎም ኤርትራውያን ክሳብ ሕጂ ብወልቀ መላኪ ንሞት ይፍረዱ ኣለዉ፡ ዓገብ ምባል ዝሕፍሮ ህዝቢ ኮይና ኣለና። ንስውእትና መንግስተ ሰማይ ነዚ ጋኔን ከኣ ምስ መሻርኽቱ እመት ምድባይ ከድልየና እዩ።
@awethaile4524
2 жыл бұрын
Enjera alem bilae mear zitiem zereba
NAY ASEYAS AFORIK MEGAETI ALOWU DO AB AKALATU KABTA TESELEFILA KISAB 1991 ESIKE NIGERENA ETI HAK?ETAY EYU KE BLUCHUWU HALAF KUKOWUL ZEKIAELO!!?TUKULUNA ?GURUHI! BELEXI!?