Eritrea,ዝርዝራዊ ሰነድ ህግደፍ ክሳብ ምስታፍ ኲናት ደቡብሱዳን፡ኮንጎ ዛየር,ባድመ-መረብሰቲትPart1

Ойын-сауық

#eritreanmusic #tefetawitalkshow #neshneshtv #habeshatiktok #fnanapp #eritreacomedy #ethiopia #hidmonaentertainment #untoldstory #tigray

Пікірлер: 234

  • @Eri-blue
    @Eri-blueАй бұрын

    Like and Subscribe 💙💙🙏🙏

  • @abrahamawet7245
    @abrahamawet7245Ай бұрын

    እቲ ኩሉ ዘልካዮስ ከም ሻሙ ኣብ ድምጺ ሓፋሽ ኣብቲ ኩነታት ዝነበረሉ ክንድዚ ተሰውኦም ክንድዚ ታንክታት ሓሪረን ክባሃል ትጽበ ነይርካ ዝገርምዩ ካብዚ ኩሉ ተሞኩሮኻሲ ነዚ እልይ ኣብልካ ዘይ ተዘንቱ

  • @biniam9636
    @biniam9636Ай бұрын

    መምህር ናይ ኩሉ ኢኻ ዓቢሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ። ዝሓለፍካዮ ገድሊ ዘበርከትካዮ ተወፋይነት ቃልሲ ጅግንነት ዘይትሕለል በዓል ራኢ ሕጂውን ኩሉ ይሰነድ ይቀላዕ ናትካን ናይብጾትካን ። ክብሪ እዩ ዝግባእ ኔሩ ገዳይም ጀጋኑና ክትዓርፉ ኣብ ዳግመህንጻ ብዓቅሙኹም ከተበርኩቱ እምበር ከም ጉዙእ ንብረት ኣብ ብደምኩምን ነፍስኹምን ከምዝደልይዎ ይዉስንልኩም ጊሊያታት ንመዋእልኩም ዘሕዝን እዩ ። ክንደይ ዝተዓብጠ መግደራ ኣሎ እንዲዩ ነዚ ከተቃልዕ ናብ ነጻ ሃገር ምእካብካንኣምላኽ ምስጋና ይኹኖ ነቶም ኣብ ኩሉ ጸልማትን ማሕቡስ ተቆሪኖም ዘለው ብጾትካ ፍትሒ ዝሰኣኑ ዜጋታትና መዋጽእቲ ይፍጠረሎም።

  • @mulugeta481
    @mulugeta481Ай бұрын

    Www true story bro I admire your memory bro ❤

  • @russomsemere7088
    @russomsemere7088Ай бұрын

    Eritrea for ever 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️👍👍👍

  • @yohannesdesta6954
    @yohannesdesta69542 ай бұрын

    Thank you 💙💙💙💙💙💙 Blue movement 🗝️ God bless you 💙💙💙💙

  • @medapetrs2591
    @medapetrs25913 күн бұрын

    ቢንያም ደበሳይ እዚ ኩሉ ንቕሓት ሒዝካ ጠፊእካና።

  • @yakobleake618
    @yakobleake618Ай бұрын

    ተጋዲልካ ንሃገር ኣበርኪትካላ ኢኻ ኣፍልጦ'ውን ኣለካ :: ገድልኻን ኣፍልጦኻን ብኽድዓት ስለ ዝኸሰርካዮ ኣዘራርባኻ ንመራሕቲ ኤርትራን ወታሃደራዊ ክኢላታት ጀነራላትን ንኣሽቱ ሓለፍቲ ኤርትራን ንምንሻው ኮነ ኢልካ ከም ዝተታሓዝካዮ ፍሉጥ ኢዩ :: ብኸዳዕ ትብዓትን ተበላሕነትን መራሕትና ኣይድወንን ኢዩ :: ሕጂ ኣብ ዝሓለፈ ኩናት ትግራይ ንሰራዊት ህወሓት TDF ብርኩን እግሩን ሰይሮም ኮርምዮሞ ስለ ዘለዉ ሓሶት ምስክርካ ዘፍሽል ኢዩ ::

  • @hadushgeremdhn349
    @hadushgeremdhn3492 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ኣብቲ ዉዕሎ ነይሩ እዩ እዚ ወዲ ብሕልፊ ናይዚ ወራራት ኣነ እዉን ኣብቲ መካናይዝ ስለ ዝነበርኩ

  • @Be_brave291
    @Be_brave291Ай бұрын

    Zero=Hero. If u r playing divide & multiple rules with the zero, then u would be destroyed ,4 example,4x0=0 etc. or. If u r standing with zero or zeros with out any mind game,then u r value get more respect, 4 example:10:100:1000 etc. Moral;Don’t try to employ innocent people for personal benefit ,Go with them for a better future and strategies. Please don’t make us the young generation to fight each other like u do we are your children,how could someone want his children to make the same mistakes like themselves

  • @antoniotesfay-xd2dd
    @antoniotesfay-xd2dd2 ай бұрын

    ካብ ቃላት ቢንያም 1"ኣምላኽ ክረድኣካ ሰብ 'ዩ ዝሰደልካ፡ነቲ ኣምላኽ ዝሰዶ ሰብ ግን ኣምላኽ'ምበር ንስኻ ስለ ዘይትመርጾ ፡ ጸላኢኻ ክኸውን፡ትግራዋይ፡ኢትዮጵያዊ ክኸውን ይኽእል" ብድሕነካ ኣሜን በል። 2 "እቶም ንዓመታት ኣብ ንግዲ ጸለምቲ ኣፍሪቃ slave trade ዝነበሩ ሎሚ ብኣህጉራዊ ሰብኣዊ መሰል ውዕል ጀነቭ፡ብሕብሪ ብዘርኢ ዘይንራኻብ ጽንጽሕለ እምኒ ዘየቐበልናዮም ሃገራት ፡ካብ ጌግኦም ተማሂሮም ዕቝባ ሂቦምና ኣብ ሃገሮም ብሰላም ንነብር ኣለና" 3 "ንክደይ ዓመታት ዝተቃለስኩላ ሃገር መንግስተይ ዝብሎ ዘይገበረለይ ሎሚ ንዝለዓለ ደረጃ ትምህርቲ ኣብ ምድላው ዝርከብ ኣብ ዓዲ ስደተይ ብዙሕ ይገርመንን የተሓሳስበንን" ይበል ብሓቂ ታሪኽ ጅግንነትን ትብዓትን።ኣምላኽ ኣብ ዘለኻዮ ካብ'ታ ዝተጋደልካላ ሃገር ዘይቀንዐ ሂወት ሕጂ ክመዓራረይን ነቲ ድሕሪት ዝገደፍናዮ ህዝቢ ከኣ ካብቲ ወዲቅዎ ዘሎ ኩነታት ከነትስኦ ሓባራዊ ስርሓት ስኒት ስለ ዘድሊ ድሕሪዚ ኩሉ ተሞክሮኻ ኣብነት ክትኸውን እጽውዕ።

  • @Eri-blue

    @Eri-blue

    2 ай бұрын

    ኣገዳሲ ምሕጽንታ ኣያኒ! ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @abetewo1803
    @abetewo1803Ай бұрын

    God bless you and people like

  • @tsegahiwetfitwi6613
    @tsegahiwetfitwi6613Ай бұрын

    Congratulations to you

  • @russomsemere7088
    @russomsemere7088Ай бұрын

    Zegermin nay kedat deki hageri ni jganu ketserfu neskum ke kedat Eritrea for ever jagnuna weteru ab lebna alkum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️👍👍

  • @meharigebru4079
    @meharigebru4079Ай бұрын

    resah hasawi mebelashewi tarik eka nska bka abu tesewieka,jeganu dea tesewiom ewe nska gn tehabieka zereba tekb sle zneberka bhiwet aleka,kedami hasawi

  • @tedgebregzi3832
    @tedgebregzi383220 күн бұрын

    God bless you.

  • @HagerawiSnit-eb7fz
    @HagerawiSnit-eb7fz29 күн бұрын

    እዚ ድምጺ'ዚ ናይ መንእሰይ ደምጺ ስለዝኾነ እዚ ደዘንትዎ ዘሎ ፈጠራ'ምበር ሓቂ ክኸውን ኣይክእልንዩ😮

  • @Bay862

    @Bay862

    18 күн бұрын

    እዚ ኣብ ጊዜ pal talk ቅድሚ ከባቢ 8ተ ዓመት ዝተገብረ ኢዩ ናይ ሕጂ ኣይኮነን

  • @ziontsehaye934
    @ziontsehaye9342 ай бұрын

    Danke viel mol für die richtigen Informationen und keep it up bro❤.

  • @tirhasdainel4906
    @tirhasdainel4906Ай бұрын

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉wow

  • @ManUnited-ve5lh
    @ManUnited-ve5lhАй бұрын

    ወዲ ባህታ ሓዝሓዝ ተሰዊኡ። አብ 2007 ሓደ ሽሙ ረሲዓዮ አስላማይ እዩ ብጣዕሚ ድልዱል አባል ዓሻ ጎልጎል ተጋዳላይ አብ ዛየር ከይዱ ከም ዝነበረ አብ ትራክቢ የዕልለና ኔሩ። ተጋዳላይ እዩ አብ ትራክቢ ጉሒፎሞ።

  • @user-ke7tk5lt1j

    @user-ke7tk5lt1j

    Ай бұрын

    Wedi bahta ab hazaz zefelto nyru...tsegai shimu hawu neyrwo do

  • @ManUnited-ve5lh

    @ManUnited-ve5lh

    Ай бұрын

    @@user-ke7tk5lt1j ን ወዲ ባህታ አብ ቃኘው እየ ዝፈልጦ ወዲ ሓዝሓዝ ምኻኑ ይፈልጥ ይሕዋቱ ግን አይፈልጦምን እየ።

  • @berhanemeskeltewelde4301
    @berhanemeskeltewelde43012 ай бұрын

    BRAVO YOU ARE AMAZI NG PERSON

  • @user-iw8mp1oe3e
    @user-iw8mp1oe3e2 ай бұрын

    ስለ ዝተጋደልካን፡ እቲ ታረኽ ምብርካትካ ክብሪ ንዓኻ። እንቛዕ ብድሓን ወጻኻ፡፡ ናትካ ዩቱብ ጌርካ ዛንታት ጀጋኑና ብሕልፊ እቶም ሂወቶም ዝነበሩ ንገረለም፡ ምኽንያቱ ዝነግረሎም ስለዘየለ። ኣጆኻ ዛንታና ስቅያትና ይነገር፡፡ ኣብ ቲ ትደልዮ ክትምሃር ምጅማርካ ኹርዓት ይስምዓኒ ፡ ❤

  • @zewdeberhe1610
    @zewdeberhe16102 ай бұрын

    This individual reminds me REDIE MEHARY residing in ontario Canada in the city of Kitchener.

  • @okbaiembye9969
    @okbaiembye9969Ай бұрын

    Heartbreaking story

  • @hakimabdelkadir
    @hakimabdelkadir2 ай бұрын

    Bravo wedi howeboy..I respect you.edmen tinan.

  • @meharennahabtemariam1637
    @meharennahabtemariam16372 ай бұрын

    Very hard to believe the journey of this patriot Man.

  • @selamdelina5716
    @selamdelina57162 ай бұрын

    Amazing story. I just came up to this channel unexpectedly. May your future life be blessed and protected from now on.

  • @Eri-blue

    @Eri-blue

    2 ай бұрын

    Thanks and welcome 👍

  • @tomasmogos6239
    @tomasmogos623921 күн бұрын

    ህዝብታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሰላም ክነብሩ እቲ ረሳሕ ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት ከም ሓርጭ ኣብ ኣየር ተበቲኑ ክበንን ንቃለስ!።

  • @michaelogbamichael4770

    @michaelogbamichael4770

    15 күн бұрын

    Tegonbaĥaa

  • @selemuntekie3043
    @selemuntekie3043Ай бұрын

    Giezey zereba, Aye poletika serihe elka eka, halewlew,

  • @dkg4657
    @dkg46572 ай бұрын

    Expected from Tigraway

  • @hajimusa

    @hajimusa

    2 ай бұрын

    Gawna, barya hgdef

  • @Wediharestay

    @Wediharestay

    2 ай бұрын

    I feel sorry for you,

  • @sgrbietna374

    @sgrbietna374

    Ай бұрын

    መደንገጽ

  • @user-oi4jc4fc2j
    @user-oi4jc4fc2jАй бұрын

    Wow ኤርትራዊያን ጀጋኑ እዚ ንወያነ ንገሮም

  • @amonabeba4005
    @amonabeba4005Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @tedgebregzi3832
    @tedgebregzi383220 күн бұрын

    Tears

  • @MeazaSamuel-ut1pj
    @MeazaSamuel-ut1pj9 күн бұрын

    ን ኣኻን ወዲ ከማኻን ሒዝና ካብ ሜዳ ምእታውና እዩ ዘሕዝነና። ኪድ ናብ ትግራይ

  • @tomasmogos6239
    @tomasmogos623921 күн бұрын

    ከምቲ ኣብ ካልእ ቪድዮ ዝበልካዮ፡ ብፍላይ እቶም ደቂ ኣከለ-ጉዛይ ካብቲ ንጡፍ ኣካል ሚንስትሪ ምክልኻል ክብተኑ ስለዝነበሮም፡ ወዲ ስኞራ ድማ ወዲ ኣከለ-ጉዛይ ስለዝኾነ ናይ ግድን ኣብ ልኡም ቦታ ከቐምጡዎ ኔሩዎም።

  • @wintayehdego2559
    @wintayehdego25592 ай бұрын

    ገጽካ ተቐላዕ. መንገደኛው ካድረ

  • @arayagebremeskel6661
    @arayagebremeskel66612 ай бұрын

    ዛየር ኮንጎስ ኢንታይ የራክባ አርትራ አብቲ ኩናት ዛየር ናትና ዘይወዳኢና ዝገርም

  • @geregoitom9420
    @geregoitom9420Ай бұрын

    Muse keleta 1y zurya

  • @abdusiad8729
    @abdusiad87292 ай бұрын

    Eway gueeeed😢😢😢😢😢

  • @user-hy7cd2uv2x
    @user-hy7cd2uv2x2 ай бұрын

    Enqua teawetka ajoka

  • @pfx277
    @pfx277Ай бұрын

    Am proud of you jegna

  • @geregoitom9420
    @geregoitom9420Ай бұрын

    Merahi hayli eu kezafi ab grme tesewiu

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197Ай бұрын

    ኣየ ሻዕቢያ ነፋሒቶ ! ብልፍንቲ ወያነ ፡ኣንጻር ጀብሃ ፡ ብልፍንቲ ብልጽግና ኣንጻር ወያነ ፡ ኩሉ ጊዜ ኣብ ኩናት ፡ብዘይ ደም ዘይነብር ዓለቕቲ !

  • @senaittesfay7526
    @senaittesfay7526Ай бұрын

    Ajoka hawey Amlack msaka ykun emo hadera Eriteria yehlifka aythaba ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅🏅🤗🤗👍👍👍💪💪💪🏅🏅🏅😇😇😇

  • @MarcusDoors288
    @MarcusDoors288Ай бұрын

    Jasusss hasawi

  • @DegishFilla
    @DegishFillaАй бұрын

    ሓንትይ ሕቶ ሕተተከይ ነዝይ ታሪክ ዘዘንቱ ዘሎ ሃይለ ወልደስላሴ ተስፋማርያም።መቦቆል ዓዱ ሕምብርትይ ሓማሴን ምሳኩም ከይዱ ኑይሩ ናብ ኮንጎ ብሰላም ውን ተመሊሱ ኪናት ኢትዮ ኤርትራ ምስ ተወዲአ ግን ኣብ ኢስርቤት ተረሽኑ ቀታሊኡ ውን ወልዱ ባርያ ኢዩ ዝበሃል ብዛዕብኡ ኣፍልጦ ተሃልይካ ዶ ኪተነግረና ኩቡር ሓው

  • @biniaminzemmo7994
    @biniaminzemmo799429 күн бұрын

    ጌጋ ኣይነበረን ኣይንብልን፡ ከዳዓት ኣበይ ነይራ ሕማቕ ኢልካ መዝሚዝካ ምዝራብ፡ ሓደ ካብቲ ምጽላምን ምንእኣስን፡ ንሓዋሩ ክገድፍዎ ኣይኮኑን። እቲ ዝገርመኒ ግን፡ ንዚ ዝብሎ ዘሎ ጸለመ ድዩ ሓደ ሓደ ግድለንትን ሓቕን፡ እቶም ኣርካናት ንብሎም፡ ከምዘለዎ ተቐቢሎም ( ብዲተይልስ) ዝርዝር መልሲ ክህብሉ ደው ዘይምባሎም፡ ገና ኣብ ምዕናው ኤርትራን ኤርትራዉነትን፡ ብላዕለዎት ዝምልከቶም ኣካላት፡ ይስራሓሉ ከምዘሎን ገና ይስራሓሉ ብምህላዉ፡ ብርግጽ ከየገረመናን ከየሰከፈናን ኣይተረፈን። መልሲ ክዋሃበሉ፡ ንወርሒ መመላእታ ተጸቢና፡ ካብ ዘይረኸብናሉ። 60 ኣላታ ኢልና፡ ንግዜ ንሃቦ፡ እንቲ ግዕዞ።

  • @issakabraham3277
    @issakabraham3277Ай бұрын

    Bezi agatami ezi kulu tegadielka futuhi berasho koneka mozireki

  • @medhanieteklemariam8282
    @medhanieteklemariam82822 ай бұрын

    ሓው ቢንያም እንቓዕ ኣምላኽ ካብ ኢድ እዞም ኩሎም ሰይጣውንቲ ኣውጽኣካ፡ ዘሕብንን ዝድነቕን ታሪኽ ዝሰራሕካ ኢኻ፡ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ፡ ተዓወት🩵💚🩵💚🩵💚

  • @gerryzara

    @gerryzara

    2 ай бұрын

    ½2²2²2²3²3²1²321²3²3²3²3²3😅

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197Ай бұрын

    ምስትንክራዊ መግለጺ ! ዘይተፈልጠምበር ፡ ዘይተገብረ ጉድ የለን !

  • @tesgaytesfamicheal4755
    @tesgaytesfamicheal4755Ай бұрын

    Algder fabreka akzeloma

  • @asmeromabraha4076
    @asmeromabraha40763 күн бұрын

    ሰላም Eri man እዛ Video ሎሚ እየ ሰሚዔያ ደንጹኒ በጂኻ ነዚ ክትር ዝጸንሐ ሕተተለይ ክልተ ዝፈልጦም ኣዕሩኽተይ ክጠቅስ ጸኒሑ እቲ ወዲ ሃብተ ዝበሎ መራሕ ጋንታ ተስፋኣለም ሃብቱ እዩ ዝባሃል ከምቲ ዝበሎ ከምዃኑ ኣማውትኡ ሰሚዕና እቲ ኣብዛየር ዝሞተ ሰመረ ድዩ ስሙ ኢልካ ሕተተለይ ??ምስ ሙሉእ ኣኽቡሮት¡¡¡

  • @Eri-blue

    @Eri-blue

    2 күн бұрын

    ብዝበለጸ እቲ ቪድዮታት 3 ክፋላት ኢዩ ስምዓዮ ኩሉ፡ እቶም ኣብ ዛየር ዝሞቱ ግን ኣብዚ community ዝብል ቦታ ናይ'ዚ ቻነል ኣለዉ ኩሎም ኣስማቶም።

  • @mesghinnatedla6766
    @mesghinnatedla67662 ай бұрын

    You are hero brother what you say all truth and happening in eritrea

  • @GabrielMebrahtu-xz5lh
    @GabrielMebrahtu-xz5lh19 күн бұрын

    KIBUR HAW IZI TSABIBO MEKERAN SHIGHIRN MIRKABKA,BI SEWIT IDMEKA HIWETKA NI HAGHER ERITRA AWEFIKAN TEKALISKA ATIKA NETSANET ZIREAKA KEYEHTY JENAHU HIWETOM KEFILOM DIHRIT HADIKA ZIMETSAKA ..KIBRIN MOGOSIN YIKUNKA INQUAY NAB SELAM HAGHER ATEKA

  • @Wedibahta3880
    @Wedibahta3880Ай бұрын

    Hero 👍❤️❤️❤️❤️

  • @dawit854
    @dawit854Ай бұрын

    ዘገርም ታሪኽ። ንስኻ ህያው ምስክርን ኣብነትን ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ኢኻ። እዚ ዝወረደና ከይድገም ወሎደታት ውን ክጎርሕሉ፡ ታሪኽካ ብመጽሓፍ ሓቲምካ ከተቕርበልና ይምሕጸን። You're a legend! ህግደፍ ኣብ ድንቁርናን ዓፈናን እዩ ዝዕምብብ፡ ንስኻ ድማ ነውስከፍ ኤርትራዊ ዝካፈሎ ታሪኽ ስለ ዘለካ፡ መጽሓፍ ታሪኽ ሂወትካ ሓቲምካ ብምዝርጋሕ፡ ንህዝብና ብርሃን ፈንወሉ ህግደፍ ዕምሩ ክሓጽር።

  • @tediambes3908
    @tediambes39082 ай бұрын

    Mexaweti issias! Zegerim meantaka zihirir

  • @biniamembaye3084
    @biniamembaye30842 ай бұрын

    እሞ ባዕልካ እኳ ትምስክሮ ኣለካ ሶኮይ ገዚኡ ዶ ኣጽዋር ገዚኡ ዶ ኣይገዝኤን ትብል በዚ ከኣ ካብ ጀርነን ተገዝኤ ኣጽዋር ኣብብባሕሪ ተታሒዙ ትብል ስለዚ ጅግና ምክልካል ሓይልታት ሰራዊት ኤርትራ ብዘለዎ ብረት ገይሩ ንሚእትን ዕስራን ህዝቢ ዘለዋ ሃገር ከም ድላዮም ሰብ ከም ድላዮም ኣጽዋር ዝረክቡ ተዋጊእና ሲዕርና ክሳብ ባረንቱ ተሰነይ በጺሒም ኣብይ ሲሒብና ከኣ መላስ ወረ ዘይብሎም ገርናዮም ኣታ ከልቢ ወያነ ሓሳዊ

  • @ttek9180

    @ttek9180

    Ай бұрын

    ከዛብ እንታይ ሰዳድ ወረ ዘይብሎም ክትገብሮም ወደይ። ጎይታኻ ኢሳያስ ንክሊንቶን በጃኹም ደው አቡሉለይ ኢሉ፣ እቲ ንሱ ዝሐንጸጾ ፍሹል ውግእ ተሳዒሩ፣ አብ ውሽጢ መሬት ኤርትራ ን25 ኪሎሜትር ከይቀርቦ እሺቪሉ ፈሪሙ ዝተደምደመ ውግእ እንድዩ ኔሩ። ርግጽ እዚ ውግእዚ ናይ ኢሳያስ'ምበር ናይ ህዝቢ ኤርትራ ውግእ አይነበረን። ዝፈሸለን ንህዝቢ ኤርትራን ጅግንነቱ ዝበለለ ዘበላሸወን እቲ ከዳዕ ፋሺስታዊ ጎይታኻ ኢሳያስ ጥራሕ ኢዩ።

  • @futsumamare9074

    @futsumamare9074

    Ай бұрын

    Eti zenebereka jigninet abza KZread mexieja afrusjaya ...ሰነፍ ሰብ ጂግኒነቱ ኣይዕቅብንዩ ጀምዚ ናትካ።ቡልሽው ሓሳዊ።

  • @wubesileshi5043
    @wubesileshi5043Ай бұрын

    ውይ ውይ ውይ

  • @redaezaki4495
    @redaezaki44952 ай бұрын

    ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ከኣ ገርና ሰሪሕና ዓንገረር ክትብሉ ፈሽህኩም ኢኪም ኩሉክም ናይ ኢድኩም ረኪብኪም ኢኩም ሕዝቢ ለኪምኪም።

  • @GabrielMebrahtu-xz5lh
    @GabrielMebrahtu-xz5lh20 күн бұрын

    KIBUR HAW YEHEZIN IYU NEHWATUN, DEKUN, IMO KUNAT ATYOM ZEYFELTU ,AB HAWI MIITAWOM ,ZEY MIGHIDASOM, BUN INDASETEYU BI HIWET WARSA YIKEALO MESWAITY ZEY MIGHIDASOM YEHEZIN..

  • @abrahamawet7245
    @abrahamawet7245Ай бұрын

    እቲ ዝገርም ባዕልኻ ነድቅካ ባዕልኻ ተፍርሶ ንቃላትካ ይታሓዋወሰካሎ ኣጽዋር ኣይ ገዝኡን ትብል ዝተገዝኤ ተወርሱ ትብል

  • @fitsumkelati8552

    @fitsumkelati8552

    22 күн бұрын

    ሓሳዊ እዩ ጸለመ ጥራይ ከም ወያነ

  • @ruth2579
    @ruth2579Ай бұрын

    ዋይ የሕዋተይ 😢😢 ኣጆኻ ጀግና ሓወይ I feel your pain😢

  • @user-os9zh1qg6l
    @user-os9zh1qg6l2 ай бұрын

    AB MERA NAI ROMODAN KELEW EIU GINBAR FERISU BELO HAWEY

  • @tedgebregzi3832
    @tedgebregzi383220 күн бұрын

    Very sad

  • @mussieabraha2014
    @mussieabraha20142 ай бұрын

    ዘስደምም ታሪኽ። ውዕለት ዘይብላ ሃገር እያ ዘላትና። ዘደንጹ ታሪኽ ናይ ሓደ ዜጋ፡ ግን ከኣ ንኹሉ ኤርትራዊ ዝውክል ታሪኽ። ክቡር ሓው ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ታሪኽካ ኣብ ናይ መጻኢ ወለዶታት መዝገብ ክምዝገብ እዩ። ደፋር፡ ርጡብን ንጹርን ዘረባ፡ ህዱእ ኢኻ። ን ኣኻን ንኸማኻን ዘይኮነት ኤርትራ ንማንም ኣይትኸውንን እያ።

  • @esayasredeab4519

    @esayasredeab4519

    2 ай бұрын

    Üüü😊üü😊ü😊ü😊üü😊

  • @embasoyrafenqil6575
    @embasoyrafenqil6575Ай бұрын

    ወዳሲ ፡ እምበር ማሕዮ ። ከማካ ወዲ ከናካ እዮም ናጽነት ሪኢዮማ ።

  • @user-uh4cr5sb8d
    @user-uh4cr5sb8dАй бұрын

    ሓወቦይ ሃፕትኣፕ ዝብሃል ኣባል 525 ዝነበረ ሓደ ካብቶም ኣብ ኮንጎ ዝከዱ እዩ ቦጦሎኒ እዩ ዝመርሕ ነይሩ ኣብ ጾሮና ተሰዊኡ 1999

  • @haileocbamicael3236
    @haileocbamicael3236Ай бұрын

    እቲ ዝገርምን ፡ ዘደንጹን ፡ እዛ እትብላ 43:50 ዘአኻ ፡ ሙት ! ንደድ ! ዝብል ትእዛዝ " ሕራይ ! ኢሉ ፡ ነብሰ-ቕትለት ዝፍጽም ዝነበረ ዓይነት ተጋዳላይ ከም ዝነብረ እዩ እቲ ሓጣት 🙏

  • @hailehabtegaber1560
    @hailehabtegaber1560Ай бұрын

    ስማዕንዶ ንስኻስ ነቶም ዶንጎላን ካራን ሒዞም ን አሪትራውያን ዝሃርሙን ዘጋፍዑን ደጋፊ ኢኻ። አዚ ማለት ካኣ ንስኻ ብመንፈስካ ትግራዋይ ብሕልፊ ካ ወያናይ ትመስል። አሪትራ ብሓደ አግራ ኢያ ጠጠው ኢላ ዘላ ኢልካ። ጽልአን ቅርሕንትን ስለ ዘጥቃዓካ ን አ ትራ ከተናኣሳ ብዝሕ ደኺምካ። ባህሪ ተጋዳላይ ዘሎካ ኣይትመስልን። ብዝኾነ ከምቶም ዝጠፈሹን ዝሓለፉን ንስኻ ኣኣ ከምኡ።

  • @fggb468
    @fggb4682 ай бұрын

    ማዓስ እያ ሻዕብያ በይና ውግእ ስዒራ ትፈልጥ?

  • @dh4343
    @dh4343Ай бұрын

    ኣብ ቤት ማእሰርቲ ናይ ልብያ ጥራሕ ዘይኮነ ኣብ ዝኾነ ቤት ማእሰርቲ ቁልፍኻን ኩሉ ከምኻ ዝጸነሐ ንብረትን በቶም ዝኣስሩኻ ፖሊስ ተፈትሽካ ከም ዝውሰድ፡ ብፍላይ ከኣ ኣብ ስዱኣን ልብያን ገንዛብ አኹን ካልእ ዋጋ ዘጽእ ንብረት ተለካ ትሕደግ ምዃንካ'ዩ ዝፍሉጥ፡ ንሱ ግን ንዕኡ ኣኺሉስ ንካልኦት ካብ ልብያ ንኢሮጳ ዘሰጋግር ገንዘብ ከም ዝነበሮ፡ ገመድ ኣብቲ ቤት ማእሰርቲ ከም ዝጸነሑ፡ ካብቲ ከባቢ ቤት ማእሰርቲ ልብያውያን ክሃድመል ዝኽእል ዝመረታ ታንክታት ኣብቲ ከባቢ ቤት ማእሰርቲ ከም ዝጸነሐኦ፡ ክሃድም ኣብ ትርኳላታ ወዲቑ እግሩ ከም ዝተሰብረ፡ ካብቲ ቤት ማእሰርቲ ልብያውን ምስ ወጸ፡ ነቲ ምስኡ ዝጓዕ ዝነበረ ትሕቲ ዕድመ ዝኾነ'ሞ ትብዓት ዘይ ነበሮ መንእሰይ ክድልዮ ከይዱ፡ ታግሩ ስርቲ እያ ገና ጽገና ከይተገብራ እዩ ዝኹሉ ገይረ፡ ንዓይን ንካልኦት ገንዘብ ዘይነበሮምን ከፊለ ንኢሮጳ ኣትየ'ለኹ ዝብል ዘሎ። ብወገነይ ኤርትራዊ ካብ ምባል ታ ኢትዮጵያዊ እየ ዝበላ እያ ትሳማመዖ ዝብል ርእይቱ እዩ ዘለኒ፡ ት ናይ ኤርትራ ገለ ቅቡል ገለ ካ? ንሕለፎ፡ ትዶብ ምስ ሰገርካ ዘሎስከ፡ ቶም ብስዳን ልብያን ዝሓለፍኩም፡ ብፍላይ ከኣ በቲ ቤት ማእሰርቲ ልብያ ዝሓለፍኩም፡ ፖሎቲካን ካልእን ከይ ሓወስኩም፡ ንስለ ሓቂ ጥራሕ ዝኹሉ ዝበሎስ፡ ትምህዳምኳ ይካኣል ይኸውን'ዩ ዳሓን ንግደፎ፡ ትካልእ ግን ኣብቲ ቤት ማእሰርቲ፡ ገመድ ንብዙሕ ነገር ክጥቀመሉ ኢኻ፡ ይጸንሕዶ? ክትሃድም ወዲቕካ ብትርኳታ ተወጊእካ፡ እግርኻ ተስርካ፡ መህደሚ ክጥቀመልን ትኽእል ዝመረታ ታንክታት ኣዐሪኻ ክሃድም? እግሩ ተሰይራ እና ሃለወት፡ ሰብ ክደሊ ክሳብ ዝርስኽቦ ምኻዱ? ንዕኡ ኣኺሉ ንኻልኦት ንኢሮጳ ዘስግር ገንዘብ ኣብ ጅብኡ ምንባሩ? ወዘተ፡ ብሓቂ ይካኣል ድዩ? ነቶም ንሓትት ንክንፈልጦ፡ ንዕኡን'ውን ነቲ ዝበሎ ምልስ'ሉ ክሰምዖ ሓጋዝን ሓቀኛን ርእቶኹም ሃቡና።

  • @Insider24840

    @Insider24840

    Ай бұрын

    ኣነ ኣብ እስርቤት ሊብያ ኔረ፡ ቁልፊ፡ገንዘብ ኣይወሰዱልናን። ብተወሳኺ ከማን ሰልዲ ንህቦም ሽጋራ፡ ላማ ንጭሕምና መላጸዪ የምጽኡልና ካብ ዱኳን። ስለዝስ እዚ ትብሎ ዘለኻ ኣብቲ እስርቤት ኣይነበረን።

  • @abifire4594
    @abifire4594Ай бұрын

    ኣይ ባዓል ኮንቶ ሞንቶ ፡ ደቂ ኤረይ እዚ ወዲ ከምዚ ኣይትጽሉኡዎ። ምኽኒያቱ መሕለፊ ግዜ ክኾኖም ይኽእል ኢዩ። እታ ተሰቂሎማ ዝነበሩ ምርከብ ቁማር ተቆሚራ ኢያ።

  • @user-gf5im4ml5f
    @user-gf5im4ml5f2 ай бұрын

    Enti garek Ture Tazreb

  • @user-gf5im4ml5f
    @user-gf5im4ml5f2 ай бұрын

    Yes eritreawin sely Binyam kkk

  • @user-xh4dp6ij4r
    @user-xh4dp6ij4r2 ай бұрын

    ሓደ ሰብኣይ ንኽንደይ ምኩራትን ጀጋኑን ከም ድላዩ ከም ቅጫ ካብ ገላበጠኩም ፡ ፍተው-ጽልኡ ንወርቃዊ ታሪኻትኩምን ታሪኽ ህዝባዊ ግንባርን ዘጨማለቕኩምን ፣ ንህዝብን ንሃገርን ምንም ዘይትረብሑ ፍቱሓት ስረ ምዃንኩምን እመኑ ። ይኹን ደኣ'ምበር ፡ ኣዝዩ ዜሕዝንን ዜሕፍርን ታሪኽ'ኳ እንተኾነ ፡ ነዚ መሃሪ ዚኾነ ሓቀኛ ፍጻመ ንምክፋል ፍቓደኛ ምዃንካ ፡ ምስጋና ኪንፈገካ ኣይግባእን ። ንምዃኑ ግን ፡ ወላ'ኳ ሓቅነታት ዚሓዘለ ሰፊሕ ትንተና እንተኾነ ፡ ክሳዕ ክንድ'ዚ ዚኣክል ጉልባብ ምቕላዕን ፡ ተኣፈፍቲ ምስጢራት ምድርጓሕን ፡ ኣብ'ዚ ግዜ'ዚ መድረኹ ዚፈቕዶ ብሓቂ እዋኑ ኢዩ ካብ ዚብል እምነትካ ዚነቐለ ዲዩ ? ዶስ ንጸላኢ ክሳዕ ብደቂቕ ዘይፈልጦ ኣዝዩ ተኣፋፊ ሓበሬታ ብምልጋስ ፡ ዓቕምን ትሕዝቶን ሃገረ ኤርትራ እንታይ ይመስል ብምንጻር ንጸላኢ ብምትብባዕ ንዳግም ወራር ንምዕዳም ? ዕላማኻ እንታይ ኢዩ ? 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @biniamberaki8513
    @biniamberaki8513Ай бұрын

    ወልዱ ባርያ ድኣ 7 ዓመቱ ኣብዛ አሱር ቤቱ

  • @kubromghebremedhin6746
    @kubromghebremedhin6746Ай бұрын

    ወዲ ተምነዎ ወሊዱ እባ ኢዩ ።ኩሉኹም ክም ትፈልጥዎ ትብል ቃል ብዙሕ ትደጋግማ ።

  • @Wediharestay
    @Wediharestay2 ай бұрын

    Bini 💙

  • @zewdeberhe1610
    @zewdeberhe16102 ай бұрын

    Dear comrade, I appreciate your contribution to the struggle towards freedom. However your story has considerable negative elements elements which subject you to anarchist.

  • @rebecaeyasu5862
    @rebecaeyasu5862Ай бұрын

    ወይጉድ አለ አማራ ....

  • @nakfa8195
    @nakfa8195Ай бұрын

    ቢኒ ሐወይ ብምንታይ እሞ ክንገልጸካ ኢና አንታ ጅግና በሊሕ ለዋህ ሓቀኛ ጅግና ወዲ ኤርትራ ሃገርና እታ ከርተት ዝበልካላ ሃገርካ ነጺጋትካ እቲ አገዳሲ ነገር ግና ትምሃር አለኻ ጎኒጎኑ ግና ቃልሲ ንህዝብና ሐራ ንኽወጽእ አበርቲዕኻ ደው ኢልካ ክትሰርሕ ምሕጽታይ ይህበካ አብ ርእሲ ትብዓትካ አጆኻ ቢኒ ሓወይ ጅግና ኢኻ ታ ኢለካ አሎኹ ጸባ ሓሊብ ስተ

  • @user-ux8jj7yt6b
    @user-ux8jj7yt6bАй бұрын

    ኢትዮጵያዊት ወዲ መድህን በራድ ወዲ ሻርሙጣ ኣዋሪዳትና ብዝኮነ ኢሰያስ ወዲ ጾማቂት ስዋ ናብራ እንዳ ስዋ መሪሩዋ ንሜዳ ወፊራስ ሰሊጡዋ በላዕቲ ተረፍ መረፍ ከኣ እዘን ብከብደን ዝሓድራ ሓጊዘንኦ

  • @user-hb7re8zs5f
    @user-hb7re8zs5fАй бұрын

    ወያነ ዓቅሚ ተዝነብሮም ደኣ ኣስመራ መን ከልኪልዎም

  • @Karneshmawi
    @KarneshmawiАй бұрын

    ክላእ ሓሰውቲ ቡን ተፍልሑሎም ወልፈስፈስ ትብሉ ዝነበርኩም ኣብ ርሑቅ ዓዲ ኮንኩም ምስልኩም ሓብእኩም ሕጂ ከምዚ ኢለዮም ከምዚ ኢልና ክትብሉ ወልፋሳት, ንስካ ካብ ኣዘራርባካ ሓሳዊ ወልፋስ ናይ ሓለፍቲ ከምዝነበርካ ሎቅማጽ ከም ዝነበርካ ካብ ኣዘራርባካ ፍሉጥ ሎቅማጽ ወሽላኽ 😏 ሕማምካ ፍሉጥ እዩ ወዲ ድሩዕ 😏

  • @issakabraham3277
    @issakabraham3277Ай бұрын

    Behaki perzident nayta hager kitbl keleka betami tehizin

  • @hailomgoitom7179
    @hailomgoitom71792 ай бұрын

    ሃለውለው

  • @mulugeta481
    @mulugeta481Ай бұрын

    Bro correction what happened was the Belgium confiscated in the port of Antwerp and Zeberga Issias went to Brussels to realise that the parts Belgium desided to make a piece for shabia for the support Issias gave To Kabila

  • @DawitWeldemariam-ew8qx
    @DawitWeldemariam-ew8qx16 күн бұрын

    እንተዝፈስ ግንባራ ት ድኣ እንታይ ኮይኖም ወያነ ኤርትራ ዘይተቃጻጸርዎ እንታይ ዓይነት ቅርሕንቲ እዩ ዘለካ ምስ ህዝቢ ኤርትራ በጃካ እዚ ትዛረቦ ዘለካ ንሞት እዩ ዘፍርድ ተጋዲለ ትብል ኣለካ መጋድልትካ ይሰምዑካ ኣለው ብሓፈሻ ግን ገበን ዩ ዘረባካ

  • @aklilukaleab1758
    @aklilukaleab17582 ай бұрын

    ከይተበገስካ ተሪፋ ምኽንያቱ ነቲ ታሪኽ ስለ ዝተቐየምካ ስለዘይጥዓመካ ደይኮነ ታሪኽ በታ ዝነበረታ ክትርኽ ነሩካ ወይ ኣሎካ:: ነቶም መራሕትኻ ከምቶም ነቶም ትፈትዎም ጀጋኑ ትብሎም ነቶም ዘይትፈጥዎ ከምኦም ጀጋኑ በሎም እንዳ ቀጸልካ ነናቶም ሃቦም:: እታ ናይ ኢሰያስ ባንደራ ኢትዮጵያ ኣጎልብብካዮ ደለኻ ኣልግሶ ምኽንያቱ ኣነ ከም ጽሓፋይ ክሕብረካ ታሪኽ ይኸሰካ ዩ:: በቲ ልክዕ ተዛረቦ:: ነቲ ዝገተመካ ክኣ ብልክዕ ምስ ጭብጡ ክምስክሩ ድኽእሉ ሰባት እንዳ ጠቀስካ:: ነቲ ታሪኽ በዘለዎ ብዝነበሮ ጽሓፎ ተዛረቦ

  • @habtomrussom3689
    @habtomrussom3689Ай бұрын

    Wey halewu

  • @user-oi4jc4fc2j
    @user-oi4jc4fc2jАй бұрын

    ሓሳዊ

  • @user-os9zh1qg6l
    @user-os9zh1qg6l2 ай бұрын

    Tsegai Manjus Nai Tewrwer Aineberen

  • @ghirmayberhane1706
    @ghirmayberhane17062 ай бұрын

    ብማዓር ዝተላዕጠጠ ዕረ ዝረባ እዩ። ብርግጽ ቡዙሕ ተሞክርኡ ክሽቕጥ ዝፍትን ሰብ እዩ። ብሓደ ሸነኽ ዋላ ሓንቲ ኣይተሓገገዙን እዮም ይብል፡ ብኻልእ ድማ ተሓጋጊዞሙኒ ይብል። ክትእሰር ኢኻ ኢሎሙኒ ይብልሞ ጸኒሖም ድማ ጸኒሑ ኪድ ኢሎሙኒ ይብል፡ ናይ ፈጠራ ክእለት ዘለዎ ሰብ እዩ።

  • @sgrbietna374

    @sgrbietna374

    Ай бұрын

    ጉሰሞ ጥራይ ሓቂ መራር'ያ። መራት ባርያ ኢሳይያስ።

  • @hadushgeremdhn349
    @hadushgeremdhn3492 ай бұрын

    እዚ ወዲ ሓቁ ኣሎ ናይ መድፍዕ በዓል ጻዕዳ ኣድጊ ዝባሃሉ ከዶም ነይሮም ደሓር ኣብ ክፍለ ሰራዊት 47 መድፍዕ ነይሩ መራሒ ቦጦለኒ ኮይኑ

  • @ShinashBeyene
    @ShinashBeyene2 ай бұрын

    Ab congo kab zitereshenu sebat gele list yeblkan? Htoy n'Binyam eya

  • @johannestewelde3605

    @johannestewelde3605

    2 ай бұрын

    Ab nei ferensei gazeta le monde shima abti uwan kulu shimom shimom keterefe awxiato nera iya .kitwikesom fetin .weydima Google.

  • @johannestewelde3605

    @johannestewelde3605

    2 ай бұрын

    Silom keyterefe abu aloka

  • @ghirmayberhane1706
    @ghirmayberhane17062 ай бұрын

    ኣብ ቤት ጽሕፈታት ናይ መንግስቲ ናይ መን ስእሊ ክስቀል ይጽበ።

  • @mesghinnatedla6766

    @mesghinnatedla6766

    2 ай бұрын

    Nothing only dictator do that like colonel mengstu dude

  • @samsonberehe7421
    @samsonberehe74212 ай бұрын

    God bless you

  • @yohanneshabtom9853
    @yohanneshabtom9853Ай бұрын

    Loksas wetehader ika nisika lekbat beal mealoba omhajet jeganu wedikom eyom teseney jeganu wedikom Nisika hasawi eka himak tarik aytinzah Libi Eritreawi kitedakim aytifeten lekbat

Келесі