ሳይዳ መደብ ደቀንስትዮ | ትርሓስ ክብረኣብ ተጋዳሊት ክፍለ ሰራዊት 88 - 4ይ ክፋል -ERi-TV -
Ойын-сауық
ERi-TV - ሳይዳ፡ ዕላል ምስ ተጋዳሊት ትርሓስ ክብረኣብ ካብ ክፍለ ሰራዊት 88 ብፍላይ ድማ፡ ኣብ ድሕሪ መስመር ጸላኢ ትነጥፍ ዝነበረት - 4ይ ክፋል | ተራ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሰውራ ኤርትራ
Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited.
Follow us on Telegram t.me/DendenMedia
Follow us on facebook: / dendenmedia
To subscribe to ERi-TV & DimTsi Hafash live streaming visit www.dendenmedia.com/
To access ERi-TV Official KZread Chanel visit / eritveritreaofficial
To access DimTsi Hafash Official KZread Chanel visit
/ @dimtsihafash-official...
Пікірлер: 71
Thank you our hero for all you did and doing continue on going we appreciate you and love you all ❤❤❤🎁🎁🎁🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Men kem Eritreawi waww nbera kbera ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋዕሮ ጀጋኑ አዴታትና መንሞ ከማኽን ሳላኽን ብንዴራና አንበልቢልና ንዘልአለም ንበራልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤❤❤❤
ታሪኽኩምን ጅግንነትኩምን እቲ መዐቀኒ ዝይርከቦ ፍቕርኹን ውሕሉል ድስፕሊንኩምን ክሳብ ፍጹም ዓወት ኣብጺሕኩም ኢዩሞ እንቃዕ ደስ በለኩም። ወልድናን መራሕትናን ምኻንኩም ካኣ ንሕና ውን ዕድለኛታት ኢና።
አንቃዖ ብሓን መጸኣክም ❤❤ደቂ ኤረይ
Kemzi gierkum eske tarikkum ngeruna bejakum ezom kondafat agame serikom yguartwo eyom zelewu bejakum arkanatna🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
We Love you so much Eritrea ❤❤❤❤❤😘🤩
Wow 🤩❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷✌🏽🙏🏾
God bless you deki Erey
Btami Nsati tarki Emo kemti zblkmo qexlulna Kixba ena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
Mana keep doing this show please I love it thank you
ኤርትራዊት, ኣደ ፣ ሓፍቲ፣ መዘና ዘይብላ ጅግና : ኣጻምእ በረኻ ኣደራሽ ቤታ : ዓረር ናይ ጠያይት ሽልማታ : መውጋእትን መስዋእትን መሰላታ : መን ኮን ትህሉ ከምዚ ናታ ? የላን።
Mana shkor jigna Abuchi haftki ka amtselna🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Hagerey kebrtey awet nahfash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🐫🐫🐫✊💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽቡቅ መደብ ይቀጽል ይሰንድ ይጽሓፍ ታሪክ ህዝቢ ኤርትራ አይኮነ ወረቀት አብ ሰማይ ውን እንተ ዝጽሓፍ አይምአክሎን ፡ኤርትራዊ ኩቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤺🤺🤺።
ኤርትራዊት ጓል ኣንስተይቲ ምስጢር ዓወት ህዝባዊ ግንባር🇪🇷💖✊️::
Wteru Awet Nhafash Nhzb💚na 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤💯💢🙏🙏🙏
Welcome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ሰላምምም ኣበየ ክረክቦ ዳኣ ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ክፋል በጃኩም ተሓባበሩኒ፡🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷💪🏾💪🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Jeganu tegadeltna.. Kibri aleni n akum💝😘
Awet nihizbi Eritrea 🙏❤🦾
🇪🇷❤✌
እንቃዕ ብዳሓን መጻእኩም ግን ብጣዕሚ ትጠፍኡ ኣለኩም ስላምታይ
ዋውውውው ጂግንነት ፍቕርኽንን ናጽነት ወሊዱ። 88/ክፍለ ሰራዊት መን ኢዩ መረሒኣ ?
እንቋዕ ብዳሓን መጻእኩሞ መደብ ሳይዳ ጊዝየ ብጣዕሚ ሓጺሩ ወስኹሉ በጃኹም እዞም ጀጋኑ ወዶም ጓሎም ታሪኾም ከዕልሉ እዳ ደለዩ ጊዚየ ኣኪሉ ትብልዎም ኣለኹም ፕሊስ ጊዚየ ሃብዎም::
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Gaganu edman tenane yahbkume
💯 SHABIYAWIAN SHABIYAWINET 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
Ah!!! Menkem Eritrawit gualensteyti
Mana Jegena Baki Mara higusate ENA Ezen Jegena. Yehweta Edemen tinani yehaben.. Gen Mana ane hito aleni Nay Kefele serawet 52 kezarebu aye semakun Emo Mana habetyyy kemzi Nay kulen Kefelsewet Eritrea Zisemanyi Nay Kefleserawti 52 ka B haniqweta Nitsbe... Kiberin Migosen N Sewatein Weteruuu Awet Nahfash💪🏿🇪🇷💪🏿🇪🇷💪🏿🇪🇷💪🏿🇪🇷💪🏿🇪🇷💪🏿🇪🇷💪🏿🇪🇷💪🏿💪🏿🇪🇷God Bless Eritrea
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብብዘለውኡ ዘይግበር ብኩሉ ወገናት ንመኣስ እዩ ዚዕቖር ፥ኩሉ ከኣ ይሃልፍን ይሃልፉን ኣለዉ እሞ በጃኩም አዚኩሉ ናይጎረባብቲ ሰረቂቲ ታርኽና ኮይኖም ዘለዉ ብሰፊሕ መደብ ዘይዳሎ እንታዩ እቲ ጸገም።
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ሰላም ይሕዋት ኣኣብ ዘለኩሞ ሰላምን: ፍቅርን: ይግበረልኩም ኣብ ስራሕኩም ዓወትን : ኣሳልጦን ይምነየልኩም ። ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖💖😘😘😘😘
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌺❤️❤️❤️
ኣብ ዓለምና መዳርግቲ ዘይብሉ ቅያ ጅግንነት ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ፡ ክሰምዕ ልበይ ብሓበንን ብኩርዓትን ይመልእ። ንስኽን ከኣ ንሃገርክንን ንህዝብኽንን ዘበርከትክንኦን፡ ጌና ተበርክትኦ ዘለኽንን ልዑል ምስጋና ይብጻሕክን። እዛ መደብ ሳይዳ፡ ሕሉፍ ጅግንነት ደቀንስትዮና ኣብ ምትራኽን ምስናድን ዓቢ ግደ ትጻወት ትሃሉ ደኣምበር፡ እቲ ዝወሃበን ግዜ ሓጺር ብምዃኑ፡ ናይቲ ባሕሪ ዝኾነ ታሪኽ፡ ብጭልፋ ጥራይ ክትርኻ ይግደዳ ኣለዋ። ኩሉ ታሪኽ ክገልጽኦ እንተኾይነን፡ እኹል ግዜ ክወሃበን ይግባእ። ታሪኽ ንሓዋሩ ምስ ሰብ ውዕሎ ይቕበር ብምህላዉ እናሓዝንና፡ እቶም/እተን ብሂወት ዘለዉ/ዘለዋ ታሪኽ ንክገልጹ ዓዲምካ ከተብቅዕ፡ ብሕጽረት ግዜ ከይገለጽዎ ክተርፉ ቅኑዕ ኣይኮነን። ስለዚ ግዜ ከለካ፡ ግዜ ኣይትጸበ ስለዝኾነ፡ ክሕሰበሉ ይግባእ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥♥♥ ዓወት ንሓፋሽ
ኣብ ድያስፖራ መብዛሕቶም ደቂ ጸሮናን ዓዲ ቀይሕን ዮም ሕማቕ ናይ ኤርትራ ዝምነዩ ኣቦታቶም ኣዝማዶም ወደገባን ዕሱባት ናይ ደርግን ምኻኖም ብዙሕ ሰብ ክዛረብ ይሰምዕ የ በዛ ዘረባ እዚኣ ኣሚነ:: እምበር ኣዝዮም ክፉኣት ዮም ምስ ትግራይ ኮይኖም ንኤርትራ ኣብ ሽግር ከውድቅዋ ዮም ሓሲቦም ግን ጀጋኑ ብዙሓት ኣለዉ ኣብቲ ከባቢ ነቶም ጀጋሩ ክብሪ ይሰማዓዮምነቶም ናይ ደርጊ ዕሱባት ነበር ወቂሰ:: ዋርሳይ ይከኣሎ ክኣ ትግራይ ኣትዩ ሓመድ ኣልሕስዎም ዩ:: ጽባ ሰቲና ኢና ኣጆኹም ኣጆኽን ኣጆና
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖👍👍👍
30 ኣመት ሓደ ዐቢ ፍጻሜ ክፍጸም ኔርዎ ፥እዚ ዚነበረ ኩነታት ጠፌኒ ኣይኮነን ግን ኩሉ ግዜ ትገርመኒ ይሕጺርኩም ትብልዮም ንምንታይ።
I love u mami
@bereketdesta2593
2 жыл бұрын
Tell us more if she is your mom.
@samidc1258
2 жыл бұрын
Adrashia khbeka do mo@@bereketdesta2593
@bereketdesta2593
2 жыл бұрын
@@samidc1258 የቐንየለይ :: በጃኻ ታሪኽ እንድዩ ::
AWET - N - HAFASH,,
ሰላማት! እዚ መደብ ኣዝዩ ኣገዳሲ መደብ ኢዩ። ኣብ ኣቃራርባ ግን ነቲ ክንገር ዘለዎ ቁንጽል ኣቢልኩም እና ኰለፍኩሞም። ቀዳማይ ነገር እዚ ታሪኽዚ ሎሚ ዘይኰነ ቅድሚ 20 ወይ 25 ዓመታት ኢዩ ክንገርን ክዝንቶን ዝነበሮ፡ ካብ ዘይኰነ ግን ሎሚውን ብጽፉፍ ዝተጸንዐ ኣታሓሕዛ ክታሓዝ ምተገብአ። ክንደይ ገበርቲ ቅያ ከይተበርበሩ ይሓልፉና ኣለዉ። በጃኻትኩም ስምዑዎም። ኩሉ ተጋዳላይ ይኹን ሓድሽ ወለዶ ይልምን ኣሎ። ክንገር ዝግብኦ ክንገር ኣለዎ፡ ወይ ከኣ ካብ መጀመርታኡ ዘይምዝራብ ምሓሸ።
Mana please brgad 88 nkulom terifki merahiom zneberea kteqrblna nmhtsen
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪✅
🙏💃⭐️🇪🇷⭐️🤱🤲selam deknsetyo eritreana adetat yekone abreca ab tasa yatwa kemnebr🐅🏞kelay abgedl zegaza deknsetyo eritrea🇪🇷⭐️🐅🤲⭐️🇪🇷🤱⭐️🇪🇷kokob ⭐️🇪🇷🤱🇪🇷⭐️semay ikin hras enebr 🙏⭐️🐅💃🇪🇷💃🙏medr eken tebat zenat kemkewh 🌏abalemna neseken eritreawn tray ikin tatikn zhebin zekur wrcaw tarik nweldo hizb eritrea bwerky kelem 📜✍️trzhefu kenbr eyu nzetelet🙏🇪🇷⭐️📜✍️🤱⭐️🇪🇷⭐️🐅💃⭐️🇪🇷
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለኻ ሃወይ/ሓፍተይ ቻነለይ 1000 ንኽትኣቱ ዓሰርተ ጥራይ ተሪፈናኒ ኣለዋ እሞ ሳብስክራይብ ብምግባር ተሓባበረኒ በጃኻ፡ የቕንየለይ!!!
Eway ezen adetatna kokriaka unkae kabakin tefeterna warsay wun natkin u werisu tekebelti hidri kea alena alena wetru nkulu dlwat awet nihafash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪🕌🐪💪💪💪💪💪💪
Naybhaqi eritrawit gal anset jgna eya.
Mana azikiki bilitsti gazetena mkanki win haben ysmana
ዝገርም እዩ ከመዚ ድማ አሎ፣ንኽትሐስቦ የጨንቅ
@kirosghebrewold7080
2 жыл бұрын
አናብስን ዋዕሮታትን ምእንታና ነዚ ኩሉ ሽግር ተጻዊርኩም ነጻነት አምጺእኩም የቀንየልና ፣ጻማኹም ካብ ፈጠሪ ርኸብዎ ሳላኹም ኮሪዕና ምስ ዐለም ማዕረ ተሰሪዕና፣ብዘይ ደቀነስትዮ ቃልሲ ዘመረረን ዝነውሔን ምስ ኮነ
Habena kuratna ekin kulikin waerotat
ገድሊ መሪር ከሎ ምቁር : ክብሪ ንጀጋኑ ኤርትራ ::
Etay aynet tarik eu nedrustning sewra eritreas kem xeba setika zeyxgeb eu
አዝኒ ዘለዎ ይስማአ አትራዊት ኣደ መዘና የብላን
እዞም አብ ብሮፋይለይ Subscribe ግበሩልና ትብሉ ትብላ ሐደሽቲ ጀመርቲ youtuber ብሕልፊ ደቂ ሀገርና ኤርትራዊያን።እታ ዓባይ ስክፍታይ ከም እዞም Fake ኤርትራዊያን በዓል ኩስቶ ከይትኮኑ እጠራጠር አብ ዳሕራይ ምስ ሐጠርኩም ከም ፡አሰና ፡ኤረሳት፡መስቲያት ቤትና ፡ነሽኒሽ ፡ተመናዊ show ረድኢ መሃሪ አለና ትግራይect. ከይትኮኑ እየ ዝጠራጠር እታ ዓባይ ስክፍታይ። እቶም ሰግር መረብስ ሰግር መረብ ዮም።
ህግደፋውያን ገሃነባዊ ትምህርቲ ሰይጣን አጽኒዖም ህልቀት ህዝቢ ዝወጠነ ሚስጥር ናይ ጥፍአት መሰረት ዝገበረ ንህዝቢ አብ ጥፍአት ንሓዋሩ ዝሸኸለ እዩ።
@Hzbawit
2 жыл бұрын
Eritreawnet kubur meninet🐪🐪🐪Wetrou ab Seret gjeganuna
@hagosabrahale7356
2 жыл бұрын
Kem abotatka Meslika dhri 30 amet Stan mlesna zblu
@Gumbet-pe8zj
2 жыл бұрын
@@Hzbawit ሓርኢ እኽሊ ታሪኽ አጽንዕ ክሳብ ግዜ ሞትካ ዕንዝራ ህግደፍ ከይትኸውን።
@Hzbawit
2 жыл бұрын
@@Gumbet-pe8zj Dikhmetkan Tsilikhan nyoutub ikha gelitska🤔 Bizaeba tarikh kea:- tarikh silezserihh zelkhu BeOaley🐪tarikh eyea🇪🇷 Ab nefsewekefina Eritreawiyan ZeOegib Tarikh alena🇪🇷 Niskha ke Entay eyou tarikhka??
@zekgermay6837
2 жыл бұрын
🐫 🐪 game over junta 🐫 🐪 Eritreawint kubur menenet 🇪🇷 l am proud to be Eritrean 🇪🇷