ERi-TV - ሳይዳ፡ ካብ ክፍለ ሰራዊት 88 ብፍላይ ድማ፡ ኣብ ድሕሪ መስመር ጸላኢ ካብ ዝነጥፋ ዝነበራ ሓንቲ ተጋዳሊት ትርሓስ ክብረኣብ - 1ይ ክፋል

Ойын-сауық

ERi-TV, Eritrea - ሳይዳ፡ ካብ ክፍለ ሰራዊት 88 ብፍላይ ድማ፡ ኣብ ድሕሪ መስመር ጸላኢ ካብ ዝነጥፋ ዝነበራ ሓንቲ ተጋዳሊት ትርሓስ ክብረኣብ - 1ይ ክፋል

Пікірлер: 63

  • @sen-ayt7782
    @sen-ayt77824 жыл бұрын

    ጀጋኑ ዓቢ ታርኽ ሰርሕክንብዝኾነ ዝይትመን ይቀንልና ኩቡራት ይሕዋትና 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🏅🏅🏅🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tedvisions1467
    @tedvisions14674 жыл бұрын

    ዋዕሮ ንደቃ ክትብል ነብሳ ትውፈ: ነባሪ ታሪኽ እምበር ነባሪ ህይወት የለን ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኢትና።🇪🇷🌹🇪🇷

  • @sabatekle6948
    @sabatekle69484 жыл бұрын

    ዕድመ ጥዕናን ይሃብክን ጀጋኑ ኣደታትና /የሕዋትና/ ወይልኡ ታርኽኩም ዘቃሽሽ ታርኽኩም ክንወርስ ነብስወከፍ ኤርትራዊ ግደታናዩ ነባሪ ታርኽ ኢምበር ነባሪ ሂይቀት የለን

  • @bekhitamerke2938
    @bekhitamerke29384 жыл бұрын

    Anabis Eritrawiyan Deki Anstiyo Thank you for your services for our COUNTRY

  • @muluetemesgen8194
    @muluetemesgen81944 жыл бұрын

    Really eritrean history

  • @yerdanos1180
    @yerdanos11804 жыл бұрын

    Merhaba Mana shkor 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷💓💓💓👍👍🥰🌹🌷🌹🌷💐

  • @rezenelloveissongforever..3928
    @rezenelloveissongforever..39284 жыл бұрын

    We never forget our history super hero

  • @berihuhadish2729
    @berihuhadish27294 жыл бұрын

    ኣየወ ሓፋሽ ሰውራ ኤርትራ ብጽንዓት ጀሚርካ ጽንዓት እናበልካ ክብርቲ ህይወትካ ንስለ መሬትካ ትኽፍላ። ህዝቢ ኤርትራ መን ኣሎ ከማኻ ብሃብታም ታሪኹ እናታሓጎሰ ልዋም ዝዓሰሎ ድቃስ ዝድቅስ።

  • @user-of9fg7fi9e

    @user-of9fg7fi9e

    4 жыл бұрын

    ብታሪኹ ድቃስ ዝድቅስ ኣየ ርእሲ ብርጭቅ ህዝቢ ኤርትራስ ሓራ ወጽዪ እዪ ?

  • @SultanSultan-fh8hl

    @SultanSultan-fh8hl

    4 жыл бұрын

    Berihu Hadish ህዝቢ ኤርትራስ እምብኣር ምስዚኩሉ ዘሐብን ታሪኩስ ልዋም ዝኮነ ድቃስ ይድቅስ ኣሎዩ? ኣይርድኣካንድዩ እንታይዲየን ዝብላካ ዘለዋ እዘን ኩለን ስውኣትሲ ክርስዓ ኣይግብአንን እኮዩ እቲ ፍረ ዘረባ።

  • @adakashay6058

    @adakashay6058

    4 жыл бұрын

    @@SultanSultan-fh8hl entay mLetka eyu nesaten zekealen geyren entay eyu ejamey ilka nebska mftash zedliena ymesleni.

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile54993 жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሀብክን ጀጋኑና

  • @selamabraham7356
    @selamabraham73564 жыл бұрын

    Shalom shalom, hezeb eritera Tamer zesdemem kalat yebeleyen

  • @helenleul6327
    @helenleul63274 жыл бұрын

    Kem adettat Ertra si abey yrkeb amo nashtu kelewa ayen dsrha neren waru mehbenat 🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-xy6zi4zn5b
    @user-xy6zi4zn5b4 жыл бұрын

    ኣሰይ ኣዴታት እዛ ሓላል መሬት ከማኪን መን ኣሎ

  • @yerdanos1180

    @yerdanos1180

    4 жыл бұрын

    mhret mahari 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏💐🌷🌹

  • @beyenebeyene6279
    @beyenebeyene62794 жыл бұрын

    Selam Nakum yekun medeb saida, selamni Asaliton yemenelkum. Ezen jeganu warotat bemkarbkum betam kitemsgenu yegebakum.. bemkitsal ka nay Kifele Serawet 52 ka Eba Akerbulena thanksss wetru Awet Nahfesh 💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷

  • @teklezgehtemeleso3865
    @teklezgehtemeleso38654 жыл бұрын

    መርሓባ ጀጋኑ ካብ ጋል ዲኦ ጀመሪክን ኩልኪን ክሳብ መወዳእታ ሰሚዔዮ ቀዳማይ ክፋል ። ካልኣይ ክፋል ብሃንቀታ ንጽበ ብሓደራ።

  • @mussietekle8905
    @mussietekle89054 жыл бұрын

    Mama trhas miss you

  • @hophop12hophop67
    @hophop12hophop674 жыл бұрын

    jeganu wala tesewiom kelewu zigaelu !!tesewiom kelewu moral zihibuka malet tariko semika memeliska hagerey tibil 💓💓💓💓💓💓💓

  • @DestaFish98
    @DestaFish984 жыл бұрын

    We proud of you mother's history

  • @marybrhan4922
    @marybrhan49224 жыл бұрын

    good job

  • @user-qy4od9fs4u
    @user-qy4od9fs4u4 жыл бұрын

    መርሓባ ዋዓሩ ኣንብስ ናቅፋ ማና ጽብቅቲ የቀኔልና

  • @TA-iy2pf
    @TA-iy2pf4 жыл бұрын

    እዛ ካመራ ማናስ ኣብ ካልእ ወገን ኤረትራ ክትንቃሳቐስ ኣይትኽእልን እንድያ

  • @habtomgebrehiwet3697
    @habtomgebrehiwet36974 жыл бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤

  • @maekeleyeibyo2133

    @maekeleyeibyo2133

    4 жыл бұрын

    ኣዉዶሚን ተሃሪመ ኣብ ኣብ ምይ ድማ ቀዳማይ ረድኤ ገርኩምለይ ኣብ ሩባ ሞልቂ መጥባሕቲ ተገርለይ

  • @zebibberhane615
    @zebibberhane6154 жыл бұрын

    Hi mama mana I don't see long time please don't waite again After one week come back

  • @amatnagash6851
    @amatnagash68514 жыл бұрын

    jeganu deki er

  • @danieldaniel4516
    @danieldaniel45164 жыл бұрын

    waro jegnu

  • @yowhanayowhanies8831
    @yowhanayowhanies88314 жыл бұрын

    merhaba

  • @samuelyemane2757
    @samuelyemane27574 жыл бұрын

    Selam adena mana btgebrio aberkto ena amesgena ena gin zewer beli gash barka alewa win abeyti tegadelti

  • @brhaneselam577
    @brhaneselam5774 жыл бұрын

    Edmen tenan neaken geganu adetat

  • @abrahamsolomon6915
    @abrahamsolomon69154 жыл бұрын

    Ewe zegrem eyu gedine eyu kerieta kehlweki mama teuna yihbki feteri

  • @alganshmehar3892
    @alganshmehar38924 жыл бұрын

    Kulu nebsen tarik jeganuna tariken ktsehaf mtmahtsenkukn dbehal bzuh alewen

  • @letinaweldu7804
    @letinaweldu78043 жыл бұрын

    Jeganu aseyyyyy sen yhwatey

  • @tadesseissak6297
    @tadesseissak62974 жыл бұрын

    እዘን ኩሎም ጓሎም ወዶም ብድሕሪ መስመር ጸላኢ ቅያ ገይርና ዝብላ ዘለዋ ኣዋልድ ትግርኛ ደኣእምበር ዋላ ሓንቲ ጀበርቲ ገኣይረኣናን ጓሎም ወዶም ትግርኛ ንሜዳ ክኸዱ እንከለዉ ደቂ ጀበርቲ ድማ ንሱዕድያ እናኸዱ ገንዘቦም ይኣርዩ ነበሩ ሕጂ ድማ ልዕሊ እቶም ዝተሰውኡን ዝሰንከሉን ኤሪትራውያን ክኾኑ ይጅሃሩ ስለዚ ወዲ ትግርኛ ኣይትተማመል።

  • @sabatekle1992

    @sabatekle1992

    4 жыл бұрын

    Hasawi 9 beher N 9 beher Eyu waga Kefilu

  • @tadesseissak6297

    @tadesseissak6297

    4 жыл бұрын

    @@sabatekle1992 ሓሳዊት ኮይንኪ እምበር ኣነ ኣብ ጀብሃ እየ ነይረ መብ ጀብሃ ድማ ዋላ ሓደ ራሻይዳ ሪኤውን ኣይፈልጥን ኣብ ጀብሃ 80%100 ተጋዳላይ። ወድን ጓልን ትግርኛ እዩ ነይሩ ንሱ ድማ እዩ ከተማታት ካብ ኦምሓጀር ክሳብ መንደፈራን ዓዲ ኻላ ዘለዋ ተሰዊኡ ነጻ ዘወረጽአን ኣብዚ መስዋእቲዚ ራሻይዳ ኣይነበረ ወይውን ጀበርትን ሕዳረብ ኣይረኣኸለን ብዘይካቁሩብ ኩናማን ናራ ሰመሆን ብሐሌንን ካልእ ግን ክትሕስዊ እንተዘይ ደሊኺ ኣይነበሩን ኣነ ባዕለይ ነይረሉ እየ እዚውግኣት እዚ ።

  • @salihsaid9020

    @salihsaid9020

    4 жыл бұрын

    Ata intay tkwin aleka eta kedamyti gual anestayti nimeda zwexet saho eya ezi kem abinet maletay eye bezhi ka xebuk aleka kemti bezhi hizbi eu betewesaki ka hawey marey ezi kulu axwar dege keydu zutu nebere men u sawra ke bekemay tejemiru kulu eritrawi ijamu aberkitu u selezi kemkedemna ijamna gerna inte tekababirna teray u xebuk kninebir nkil.nisika ab jebha nere inda belka ninashtu weledu himak mifililay tmehra kindi nab xbuk tmerhan

  • @tadesseissak6297

    @tadesseissak6297

    4 жыл бұрын

    @@salihsaid9020 ክቡር ሓው ኣነ እቲ ብዓይነይ ዝረኣኽዎ ኣብ ጀብሃ ጥራይ እየ ክምስክር ዘለኒ እምበር ዘይረኣኽዎ ንዘረባ ከጥዕም ኢለ ክዛረብ ኣይደልን እየ ንጽቡቕ ጽቡቕ ንሕማቕ ሕማቕ ምባል ነውሪ ኣይኮነን ካልእ ኣብ ቃልሲ ኩለን ብሄራት ከም ዓቕመን ኣበርኪትን ኢልካ እወ ሐመቅኻ ኣብ ኤርትራ ኣነ ዝመስለኒ ብሄረ ናራ ዝወሓዱ ይመስለኒ ኣብ ቃልሲ ግን ብዙሓት ነይሮምን ተሰዊኦምን ሳሆ ብሌን ትግረ ዓፋር ኩሎም ኣብርኪቶም ራሻይዳ ግንገብዘይካ ኣሉታው ኣወንታዊ ኣይረኣኹሎምን ኣይሰማዕኩን ውን ኣብዛ ሕጂ እቶም ዘበርከቱ ሰላም ገይሮም ይነብሩ ኣለው እቶም ሓንቲ ዘየበርከቱ ራሻይዳን ጀበርቲን ግን ሰብ ዝብጽብጹ ኣለዉ ኣነ ድማ ንዐኦም እየ ሓንቲ ዘይገበርኩም ሕጂ ድማ ትብጽብጹ ኣለኹም ዝበልኩ። ኣይፈላለኹን ውን ሕጂውን ንስኻገደቂ ጀበርትስ ማዕረ ደቂ ሳሆ ኣብርክቶ ነይርዎም ኢልካዶ ትኣምን ባዕልኻ መልሶ ልዕሊ ማንም ዝጅሃሩ ዘለዉ ግን ጀበርቲ እዮም።

  • @sabatekle1992

    @sabatekle1992

    4 жыл бұрын

    @@tadesseissak6297 አነ አብስደት ተወለድኩ አይምሰልካ ጀብሃ ይፈልጥ ህዝባዊ ግንባር ይፈልጥ ታሪኽና ነፈልጥ ኢና ሐሶትን ሐቅን ንፈልጥ ዘዳናግረና የለን ተባረኽ

  • @mussietn1966
    @mussietn19664 жыл бұрын

    ገድልን ገደልን የጥፍአልና

  • @senaithailom3322
    @senaithailom33224 жыл бұрын

    Jeganu ekum

  • @negshgerezgeher3185
    @negshgerezgeher31854 жыл бұрын

    Way gal dio abey tirikebi zeymotes yrakeb da

  • @ancharotube7658
    @ancharotube76584 жыл бұрын

    ዘኸብን ዛንታታት ጀጋኑ እዴታትና ንበራልና። ግን ሐደ ቆላህታ ክግበረሉ ዝግባዕ እቲ ፕሮግራም ሐዱሽ ተዳዓኮይኑ በጀኹም ንቲ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ አብ ግምት አዕቱዎ። እቲ ምዕካብ አቀማመጣን ጽቡቕ አየሎን!

  • @fhdzcx532
    @fhdzcx5324 жыл бұрын

    አበይ እሞ ሎሚ ከይትከብራ ደቅክንን ነብስክንን ከርተት ትብላ ኣለክን

  • @adakashay6058

    @adakashay6058

    4 жыл бұрын

    Tesewe kemzelok tizkirdo nesen zeat eyu kinaten tarik kiquash kolo eyu 2 wezeen

  • @nonsonoio4953
    @nonsonoio49532 жыл бұрын

    ኣሕ እዚ ኩሉ ቃንዛን ድኻምን ጽምእን ጥሜትን : ....

  • @harnetarina1037
    @harnetarina10374 жыл бұрын

    Mjemria edil netom aslam Gabon traik kitsemie anta terewai kafr

  • @teklezgehtemeleso3865
    @teklezgehtemeleso38654 жыл бұрын

    ማና ሓደራ ሓደራ

  • @aberaabreha5640
    @aberaabreha56404 жыл бұрын

    ማና ናትክን ናይ ትርሓስን ምፍንታት ብጣዕሚ ጽቡቕ እቶም ተሳተፍቲ ግን ተቐራሪቦም ኣለው ብተወሳኺ ኣስማት ተጋደልቲ ክጽውዑ ከለዉ ሽም ብዘይ ኣቦ ብሳጉዋ ስለዝሰምይዎም እቲ ብዓል ታሪኽ ኣይፍለጥን ኣሎ ኣብ ዝስዕብ መደባት ክምተስተብህልሉ ይታማመን እዚ ኮሮና ብጣዕሚ ተኣፋፊ እዩ ካብ ዉግእ ተሪፍኩም ሕጂ ብእኩብ ከይትስዉኡ

  • @RoRo-gn1us

    @RoRo-gn1us

    4 жыл бұрын

    ቅድሚ ኮሮና ዝተሰርሐ ዶኮሜንታሪ ኢዩ

  • @jong.mariam1732

    @jong.mariam1732

    3 жыл бұрын

    @@RoRo-gn1us Ato Abera digital diyatom?

  • @RoRo-gn1us

    @RoRo-gn1us

    3 жыл бұрын

    @@jong.mariam1732 kkkkkkkkk betesebom keykewn kkkkkkkk

  • @frewengelmehari328
    @frewengelmehari3284 жыл бұрын

    ማና ሓሳዊት ክትሓትዮም ዝግባኪ ስንኩላን ማይ ሓባር ኣለውኪ

  • @samueltedros4222

    @samueltedros4222

    4 жыл бұрын

    Entay amtseo dea eti tserfi?

  • @aymwwsbambam5783

    @aymwwsbambam5783

    4 жыл бұрын

    @@samueltedros4222 gsurut mkanu eba knegrena

  • @simonsltan8036
    @simonsltan80364 жыл бұрын

    በቃ! ዝጠፈሸ ነጋዳይ ናይ ቀደም መዛግቡ ይፍትሽ። ከምዚ ኢና ኔርናሞ ስቕ ኢልኩም ባራዩ ኩኑ ክብሉ ተኸኽ ኢሎም እዞም ገዳይም ባራዩ።

  • @gualbahtahagos7001

    @gualbahtahagos7001

    4 жыл бұрын

    I was thinking the same ..nhna .nerna trah kblu ....tarik megbi iykonon eiu nhzbi ...

  • @berhanehagos25
    @berhanehagos254 жыл бұрын

    አቤት ዘረባ ብመዐር ዝተሸፈነ መርዚ ።ንስምዐያስክ ጌጋታት ምእንቲ ክንእክብ።።።።

  • @samueltedros4222

    @samueltedros4222

    4 жыл бұрын

    Entay eu gudlet?

  • @abrahamsolomon6915
    @abrahamsolomon69154 жыл бұрын

    Ewe zegrem eyu gedine eyu kerieta kehlweki mama teuna yihbki feteri

Келесі