ERi-TV, Eritrea - ሳይዳ፡ ወታሃደራዊ ሃንደሳ ኮይና ዝተጋደለት ብጻይቲ ዑቕባማርያም (ሰገን) ስብሃትለኣብ

Ойын-сауық

Please watch: "ERi-TV Drama Series: Hareg - ሓረግ, 2ይ ክፋል - Part 2, May 11, 2019"
• ERi-TV Drama Series: H... -~-
ERi-TV, Eritrea - ሳይዳ፡ ወታሃደራዊ ሃንደሳ ኮይና ዝተጋደለት ብጻይቲ ዑቕባማርያም (ሰገን) ስብሃትለኣብ Interview with member of handesa Ms. Uqbamariam (Segen) Sibhatleab

Пікірлер: 249

  • @erilovenebari6663
    @erilovenebari66634 жыл бұрын

    ሰገን ናይ ብሓቂ ናይ ኣጻምእ ጅግና ኣብነት ሃገር ዛ ሓላል ኣደና ብኣኪን ከማክን መጽያ ናጽነትና ንበሪ እስከ ዕድመ ይሃበልና እንታይ እሞ ክብል ቃላት እና ስእና

  • @tsegeredaghebre5758
    @tsegeredaghebre57585 жыл бұрын

    ሰገን ሓፍተይ ጅግና እ/ር ዕድመን ትዕናን ይሃብኪ። ታሪኽ ኢኺ።

  • @bqse6142
    @bqse61425 жыл бұрын

    ሰገን ዋዕሮ ሓፍትና ኣንበሲት ሃንዳሲት ናይ ብሓቂ ተባዕ ኣጆኺ ዕድመን ትዕናን ይሃብኪ ምስ ደቅኺ ሓበና 🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷💖🌹

  • @ssss-uz4ys

    @ssss-uz4ys

    2 жыл бұрын

    Haftika diya eza jigna segen ayfeltan eye gn ba'al betey mis'a neru wedi getu handesa (petros tekeste ) ybahal am proud of uuuu my hero

  • @filimonzeray9885
    @filimonzeray98853 ай бұрын

    ናይበሓቂ ሑጹባት መዓንጣ ደቅንስትዮ ኤርትራ ጸኒዐን ዘጽንዓ እየን እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ❤🌹❤

  • @michaletesfalase8016
    @michaletesfalase80164 ай бұрын

    ደቀንስትዮ ሃገርና አብ ዓለም መዋዳድርቲ ዘይብልክን ጀጋኑ ሰራሕቲ ቅያ እግዚአብሔር እድመን ጥዕናን ይሃብክን ❤❤❤

  • @hagostesfu2160
    @hagostesfu21605 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ሕልሚ ዝመስል ጅግንነት ዝፈጸመት ኣደ (ንብሙሉኦም ተጋደልትን) ንኽብርኹም ዝዋዳደር የለን'ሞ : ክብሪ ይሰማዕኩም ክበሩ ንዘለኣለም።

  • @wt7061
    @wt70615 жыл бұрын

    እዞም ድቂ ማይጠላሚት ነዚታሪኽ ክድምስሱ እዩም መቃብር ጀጋኑን ዘፍረስ ማና በጃኺ ነዘን ጀጋኑና ኩሉ ታሪኸን ክብር በር ኣለዋ

  • @mussieghebrekal3876
    @mussieghebrekal38765 жыл бұрын

    Proud to be Eritrean

  • @tesfayweldeabzghi5292
    @tesfayweldeabzghi5292 Жыл бұрын

    My goodness the is very sad and so proud of you as 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷thanks for share amazing story

  • @gunners5923
    @gunners59235 жыл бұрын

    ጅግና ዝኮነት ኣደ ዕደመ ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ።

  • @user-qy7fh5kp9j

    @user-qy7fh5kp9j

    5 жыл бұрын

    ሓቅኻ፡ ማኪናታትን ሰባትን ብፈንጂ ምንዳድ ጅግንነት እምበር ሽፍትነት ኣይኮነን።

  • @eriasmara9789
    @eriasmara97895 жыл бұрын

    ጀጋኑ የህዋትና። ኩሉ ጸጽቡቁ ንዓኩም። መንግስተ ሰማያት የዋርሶም ንስዋእትና። ጀጋኑ

  • @fshalekevelaer2043
    @fshalekevelaer20435 жыл бұрын

    ሰገን ኣጆኽ ስዉኡ ማለት ጅግና ኢዩ ባዓል ቤትክ ካኣ ጅግና ኢዩ

  • @gezakaiyumamuq3928
    @gezakaiyumamuq39284 жыл бұрын

    ናይ በሓቂ ጅግና ኣጆኪ። ስዉኣት ክኣ ዕላምኦም ገይሮም ኢዮም፡ ስለዚ ኣጆኪ ሓፍተይን ኣደይን መዓረይ ክብርቲ። ኩሉ ሰም ነባሪ ኣይኮነን። ዝለዚ እቶም ስዉኣት ዕዉታት ኢዮም ምክንያቱ እቲ ክቡር ዕላሞኦም ኣስተጊቢሮሞ ኢዮም። መንግስተ ሰማይ ክኣ ይዋርሶም። ካብ ሕጂ ክብረት ስዉኣት ጽቡቅ ገይረ ተማሂረ ኣለኩ።

  • @lemlemluulay6707
    @lemlemluulay67075 жыл бұрын

    መደብ ሳይዳ ዋው ኣዝዩ መሳጢ ልብካ ዝትንክፍ ታሪክ ተገሊጹ ሰገን ዋዕሮ ንብዓት ወዲእክና፡ጅግና ናይ ጀጋኑ እንቛዕ ካብ መስዋእቲ ወጺእኪ ማልስ ኮንኪ ተመለስኪ ዝሓልፈ ጽንኲር እዋን ብቃልኪ ሰሚዕናዮ ኣገናዕ፡ንፍዕቲ፡ብድቅኪ ተሓጎሲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ፡ ማና ኪዳነ ዋዕሮ ጓል ኤረይ ትገብርዎ ደለኪ መደብ ቀጽልዮ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ። ደቂ ኤረይ ነዛ መደብ ሳይዳ ላይክ ኣይተውሕዱላ፨ ኽብርን ሞጎስን ንሰማእታትና፨.

  • @brhaneselam577

    @brhaneselam577

    5 жыл бұрын

    Amen

  • @weredeyigzaw9131

    @weredeyigzaw9131

    4 жыл бұрын

    ማና ብጣዕሚ ሕልና ዘለክ ኤርትራዊት ሓርበኛ ቀጽልሉ ኮምኡ ገርክ ኣሓድስዮ እቲ ዝሓለረ ገድሊ እዚ ናይ ሎሚ ወለዶ እቲ ናይ ዝሓለፈ መርሪ ኣይፈልጦን ኢዩ። ምክንያቱ ነዚ ናይ ሕጂ ኩናት ምስ ሙሉእ ዕጥቁን ስንቁን የካብዶ እቲ ዝሓለፈ ኣብ ዕሩቅ ዝባንካ ጥምየት ተሀርምካ ሕክምና ኣብ ዘይትረክበሉ መይትካ ሓመድ ኣዳም ዘይ ትለብሰሉ ንምታይ ናይ ሎሚ መንግስታዊ ኢዩ።

  • @merrymassawa4915
    @merrymassawa49155 жыл бұрын

    ኣጸቢቕኩም ስምዕዋ ኣብቲ ተዘንትወሉ ዘላ ሓደ ጀግና ድተዛረቦ ኣብ መሬት ትግራይ ከይስዋእ ጸሎት ገሩ ንምንታይ ኢንተበሉዎ ኣብ መሬተይ ኢንዳመጻኹም ክትዝክሩኒ ኢሉዎም ፡ ንሳኸ ኢንታይ ኢላ መቓብር ስዋኣትና ምስ ፈሓሩዎስ ንዑኡ ዘኪረ ኢላ ነብሱ ነጊሩዎ ነሩ ማለትዩ ምስክናይ ሓርበኛ ታሪኽካ ይዝከር ኣሎ ።

  • @hargosa6346
    @hargosa63465 жыл бұрын

    ሰገን ዋዕሮ ኣጆኺ እስከ በኺኺ ኣብኪኽና ንስኺ ታሪኽ ኢኺ ስለዚ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ እቶም ደቅኺ ሽሕ ይፍረዪ እምር ሃንደሳ ድኣ ኣሕዋትና ኣጥፊኡልና እዪ ግን ንስለ ህዝቢ ንስለ ሃገር ከምዚ ዝበልክዮ ኣብትይ ይኹን ኣብተይ ብዘይ ገድስ እዪ እቲ ዕላማ

  • @letekidaneembaye8669
    @letekidaneembaye86695 жыл бұрын

    መደብ ሳይዳ ጠቃሚት መደብያ ጅግንነት ኣሕዋትናን ኣሓትናን ናብ መንእሰይ ወለዶ ተመሓላልፍ ብምኳና

  • @E1991.
    @E1991.5 жыл бұрын

    Merhaba Jigna Adena kiberty hedmen tihenan yemeneyelken💕💐✊💪

  • @seareweldakidan476
    @seareweldakidan4765 жыл бұрын

    ታሪክ ኤርትራዉያን ደቂ ኣንስትዮ ከም ሑጻ ባሕሪ ተሪክካ ኣይዉዳእን እዩ ፡ጅግና ተጋደሊት ሰገን ፡ኣጆኪ ንበሪ ክበሪ

  • @proud2beritrean291
    @proud2beritrean2915 жыл бұрын

    Our women are very strong our hero 🇪🇷❤🇪🇷💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞🇪🇷

  • @maranatha7450
    @maranatha74505 жыл бұрын

    What a story of Eritreans.

  • @menanaomna9675
    @menanaomna96755 жыл бұрын

    Ajoki anbecit haftey jgna Eritreana Naybehaki jeganu sdratat alew am proud to be Eritrean

  • @user-cb9ti2gu6k
    @user-cb9ti2gu6k5 жыл бұрын

    Gal Ery jegna seraheti qeya men alo kmaken geru tarik zeserh edmen tenan yehabki segen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @JhonJ-ff8fg
    @JhonJ-ff8fg5 жыл бұрын

    Amazing stories God bless you

  • @originallyeritrean4119
    @originallyeritrean41195 жыл бұрын

    እዚ ታሪኽ እትሰምዑ ዘለኹም እንታይ ኮን ይስማዓኩም እዛ ሃገር ኤርትራ ብኸመይ ከምዝመፅት ትረዲኡኩም ዶ? ስውኣትና ከተናኣእሱን ከትንዕቁን ዝሓገኹምን ዝከረምኩምን ናብ ልብኹም ንክትመልሰኩም ተስፋ ይገብር: ምኽንያቱ እዞም ጀጋኑ ምእንቲ ሃገር እምበር ምእንቲ ውድብ ኣይኮኑን ተስዊኦም:: ናይ ትጋደልቲ ት.ሓ.ኤ ይኹን ናይ ህ.ግ.ሓ.ኤ ኩሎም ስውኣትና እዬም እሞ ክብርን ምጎስን ንሃቦም::

  • @meksebhalefakulu9297

    @meksebhalefakulu9297

    5 жыл бұрын

    Kemey kem zmexet zeyfelto yelen etom nezi tarik zserhun naxnet zemxuen jeganu ke abey alewu hager ke abzi hji kemey ala

  • @maitemenai7307

    @maitemenai7307

    5 жыл бұрын

    ሓቅኻ ዚሓወይ።

  • @originallyeritrean4119

    @originallyeritrean4119

    5 жыл бұрын

    Selam Mehari ይቀንየለይ ዝሓፍተይ ስውኣትና ስውኣት ኩሉ ኤርትራዊን ስውአት ኤርትራ እምበር ምእንቲ ህ.ግ.ሓ.ኤ ውይ ከኣ ምእንቲ ህ.ግ.ፍ.ዲ. ኣይኮኑን ዝተስውኡ ብስውኣት ዘሽካዕልል ድማ ኣብ መንጏ ኤርትራውያን ቦታ የብሉን

  • @originallyeritrean4119

    @originallyeritrean4119

    5 жыл бұрын

    Mekseb Halefakulu ሃገር ኣበይ በፂሃ ነዛ ናጵነት ዘምፅኡ ኣበይኣለው ኣይኮነን ነይሩ ኣቲ ርኢቶይ ስውኣትና ኣይንንዓቕን ኣነናሽውን እዩ ኣንቢብኪ ተረድኢዬ ኢኺ

  • @SS-ck9xp

    @SS-ck9xp

    5 жыл бұрын

    @@originallyeritrean4119 Nezi Tarich Hizbina Meswatin Sinklinan Zenashu Yelen. Hidiri Siwatin Sinkulutin Zeyekbere Hade Evil Isaias Afewriq Tirah Eyu mes Teazezitu. Ezi Gorah Merzam Sebay Awet Hizbina Ab Edu Arekibemo Merizu Kabtom Belahiti Mihurat Geganu Halufu Nabti Ziabi Mensey Arkiblu Hagerina Remisu Hizbina Motin Masertin Sidetin Geriwo. We Eritrean we respect our Hero's from the day started tell know to all the Eritrean army we have Love and respect Kabta Nay megemera Biretawi qalisi Sigab Eza Lomi Mealti Zelewo Serawit Mienti Hagerin Hizibin. Kibretin Fqrin Alena Zelalemawi Zikri Niswatina ❤️🇪🇷 Guhila Belae Eritreawan Isaias Kiele kab Eritrea Adina Egzabhar Yehagizena.

  • @hanasolomon4711
    @hanasolomon47113 жыл бұрын

    THANKS my best SISTER

  • @wedigermen2776
    @wedigermen27762 жыл бұрын

    ናይ ብሐቂ ዝምስግን ስራሕ

  • @proud2beritrean291
    @proud2beritrean2915 жыл бұрын

    Thank you for sharing Keep sharing we have to know our country history our hero sister and father ❤💞💞

  • @eritrawihgawi7749
    @eritrawihgawi77495 жыл бұрын

    ወያኒ ዝገበርና ደኣ ዘይርሳዕ መቓብር ስውኣትና ዝፋሓሩ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝበደልዎ ማእለያ የብሉን

  • @okbayyt2986
    @okbayyt29865 жыл бұрын

    So Amezing History God Bless U !!!

  • @mammaalemeujjguh
    @mammaalemeujjguh5 жыл бұрын

    Asetyyyy salakum Eritrawit koyn Etiopien nexwa zneberna 👍❤😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @heri2068
    @heri20685 жыл бұрын

    ወትሩ ኩሩዓት ኢና ብኣኹም ጀጋኑ ኣቦታትናን ኣዴታትናን ! ንስኹም ከቢርኩም ክትነብሩ'ዩ ይግበኣኩም ኔሩ ግን............?

  • @SS-ck9xp

    @SS-ck9xp

    5 жыл бұрын

    Gin Ezi Evil Dectator Deqom Xerigu Bi Maseritin Motin Sidetin Benom Atrifiwom

  • @teaghes7654

    @teaghes7654

    4 жыл бұрын

    @@SS-ck9xp የለይ! እቲ ኣንበሳ ሳሕል፡ ምስ ስሪኡ 'ዩ 'ኮ ዘሎ። ነዞም ከምዚአን ኣብ ጎኑ ሒዙ ዝትንክፎ የሎን።

  • @SS-ck9xp

    @SS-ck9xp

    4 жыл бұрын

    @@teaghes7654 Men Eyu Anbesa Sahil? Anbesa Sahil Eritreawan Eyom Isaias Gin Ab Anabis Zitehabie Shifta Metaleli Kahdam Adahililu Ftawi Temesilu qetali Anabis Eyu . Nezi Zeymiflatika Meskinay Miejlu Mensey Eritrea Yitefie Isaias Yeshkalil Mist Merzam Tegbaratu Kembial Kemakum Kian Tetaqilu

  • @hanasolomon4711
    @hanasolomon47113 жыл бұрын

    So good

  • @zerationkflay1816
    @zerationkflay18165 жыл бұрын

    ኤሪ ቲቪ ስለምንታይ ኢኹም ከምዚ ዓይነት ታሪኽ ወይ ዉዕሎ ስድራና ኣቦታትናን ኣዴታትናን ዘይተምጹኡልና?በጃኹም ከምዚ ጅግንነት ኣቦታትና ኣምጽኡልና

  • @xjhfhdhx807
    @xjhfhdhx8075 жыл бұрын

    ብጣዕሚ እበር ሰገን ዎዕሮ ጅግና ጋል ኤረይ ማዓረይ ምሎን ሃደሳ በርቂ ንበርልና

  • @merrymassawa4915
    @merrymassawa49155 жыл бұрын

    ትሰምዕዎ ዶ ለኹም ኣቱም ሓሳዳት ተጋሩ ሂወቶም ወፊዮም ተቖራሪጾም ኣራት ኪሎ ኮፍ ዘበሉኹም ተገልቢጥኩም መቓብሮም ክትፍሕርዎስ ዘገርምዩ ነውራማት

  • @amannegus8465

    @amannegus8465

    4 жыл бұрын

    ሓሳድ ኩሉ ጊዜ ሓስድ እዩ:: ተጋሩውን ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ጽቡቕ ክሓስቡ እዮም ዝብል ሰብ እንተሎ ዓሻ ጥራሕ እዩ:: መቓብር ሰማእታት ፍሒሮም ቀሲኖም ክኸዱ ዝብል ሓሳብ ይህልዎም ይኽውን: ግን ኣብ ቀረባ እዋን ክረኽቡዋ እዮም::

  • @motolaniowolabi9862

    @motolaniowolabi9862

    4 жыл бұрын

    Aman Negus morning morning I will get yyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyhhhhhhhhhhhhhhhbhhhhnhhnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnn

  • @HAREGU1

    @HAREGU1

    4 жыл бұрын

    ትግራዋ ጽጋብ ሓዲሽ ኮይንዎ እዩ ካብ ምልማን ናብ ዘይፈልጦ ጽጋብ ፈራዕራዕ ቆማላት

  • @hanasolomon4711
    @hanasolomon47113 жыл бұрын

    CONGRATULATIONS

  • @semharhassen6061
    @semharhassen60615 жыл бұрын

    So proud of you and all our brothers and sisters. Our history is amazing, for sure there is a lot un told history. After all these, what is the current situation of our country? Extremely bad, unbelievable, it is a nightmare. Dear sister and all x-freedom fighters: stand with your poor, oppressed people, dismantle the cruel dictator, you contributed to free your land, you should free your people too. As you know they are suffering under inhuman leadership. My people walk up! Let’s Save our country and our people. May Allah bless our beloved country and free our poor people.

  • @febenkfle6751
    @febenkfle67514 жыл бұрын

    ዋይይይይዩ ሰገን ነቢዕኪ ኣንቢዕክና ታሪኽና ታሪኽ ጀጋኑ ከንሱ ኣብ ስርዓት ሕጂ ሒዝዎ ዘሎ ኮይኑ ክኸይድ ይጉህየካ ንስኺ ውን ኣብ ገድሊ እኳ እንተ ዘይ ነበረኪ ናይ ሂጂ ግን የጣዕሰኪ ኢዩ ግን ኣጆኺ ጥራይ ነዚ ቅያኺ ክንዕቅቦ ሓድሽ ወፍሪ ጀሚርና ኣለና ትብዓትኪ ካብ ኣጋላልጻኺ ይምስክር ኣሎ ቅሰኒ ኣንቲ መቕሰን ማና ኪዳነ በጃኺ እዛ መደብኪ ተዛሪብና ምስማዕ ኣቢኽና ዋላ ጊዘ ይነኣጅ ናይ ሓደ ሰብ ዛንታ ብግዚ ኣይ ተቋርጽዮ ትንክፍ ትንክፍ ንብዓትና ከይ ወድ አ ሳያት ኣኺሉ ትብሊ ክንዲ ናቲ ዛንታ ነተኩር ሳዓት ተወዲኣታ ክትኮልፋ ኢያ ኢንዳበልና ንስከፎ በዚሑ

  • @geregebre2742
    @geregebre27425 жыл бұрын

    ኣሰይይይይይይይ ሽኮር ጽብቅቲ ፍጥረት አድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብረተይይይይይ

  • @hanasolomon4711
    @hanasolomon47113 жыл бұрын

    My best mum

  • @hanasolomon4711
    @hanasolomon47113 жыл бұрын

    THANKS All

  • @mebrattewelde6277
    @mebrattewelde62775 жыл бұрын

    ጅግና ጓል አረይ ከማክስ ኣብ ዓለም ትወለድ ዶ ትከውን?

  • @tsegeredaghebre5758
    @tsegeredaghebre57582 жыл бұрын

    ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና። 😢

  • @tesfahiwettesfamariam8570
    @tesfahiwettesfamariam85703 жыл бұрын

    💕

  • @iseyasghirmay3867
    @iseyasghirmay38675 жыл бұрын

    Waerotat adetat Eritrea 🇪🇷 klkn

  • @yoabredseaeritrea4608
    @yoabredseaeritrea46085 жыл бұрын

    Edme yhabki ezgabher amlak adenan haftnan 😍😍😍😍😍

  • @edenasmerom517
    @edenasmerom5175 жыл бұрын

    You are hero 😍😍😍

  • @mihrettewelde4975
    @mihrettewelde49755 жыл бұрын

    Jeganu deki Erey ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @SurSur-tm1nc
    @SurSur-tm1nc4 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zebibagoniche7037
    @zebibagoniche70374 жыл бұрын

    I so proud of you

  • @regengg3267
    @regengg32675 жыл бұрын

    ኣየወ ኤርትራዊ ጅግና እንትርፎ ተደቢሩ ክትኩስን ተድቢሩ ክጽልን ተመረኪኩ ኣይፈልጥን እዩ ንሕና ኤርትራውያን ስድራና ሓያል ዝኮነ ባህሊ ኣለና እዚ ካኣ ናይ ምትሕልላይ ምትብባዕን ምሕጋዝን ኣለና በዚ ምክንያት ካኣ ኤርትራ ብምኳና ንሕበን ኣብዘን ጀጋኑ ኣዴታትና ብምፍጣርና ንኮርዕ

  • @semeretekleab1890
    @semeretekleab18904 жыл бұрын

    Ajeki jegena Adey segeni🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @dekiasmerashikorinatat8710
    @dekiasmerashikorinatat87105 жыл бұрын

    btaemi jigna ezi kulu yehlifkn

  • @tekliane1153
    @tekliane11535 жыл бұрын

    Away tarik nay bhaki des zebl semiaka zey mno selamki yebzahayo 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @aronabraham4182
    @aronabraham41825 жыл бұрын

    Waero 😍🇪🇷🐪 salakum wedi Eritrea koyne ember haile monkoriyos si wediza gahishar Ethiopia eyu kebleni hasibu

  • @iahesthabte1143
    @iahesthabte11435 жыл бұрын

    ጀጋኑ ዎዕሮታት ኤርትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @wedigermen2776
    @wedigermen27762 жыл бұрын

    ጀግና ጽቡቅ ስራሕ ቀጸልዪ

  • @maitemenai7307
    @maitemenai73075 жыл бұрын

    ጀጋኑ ተጋደልቲ ሰራሕቲ ቂያ። ከማኽን ናይ ጂግንነት ታሪኽ ዚሰርሐ ኣብ ምሉአ 0ለም የሎን። ዘለኣለማዊ ኪብርን መጎሲን ንስዋትና።

  • @Aewget
    @Aewget4 жыл бұрын

    ጅግና ሐፍተይ

  • @HAREGU1
    @HAREGU15 жыл бұрын

    ደቂ ኤረይ ጅግና መን ከማኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @HAREGU1

    @HAREGU1

    4 жыл бұрын

    @@weldenegodguad4974 homeless trash

  • @HAREGU1

    @HAREGU1

    4 жыл бұрын

    @@weldenegodguad4974 ተጋሩ ካብ ጥሜት ናብ ዘይትፈልጥዎ ጽጋብ ተጋሩ ጥሜት ጥራይ እያ ተዋጽኦም

  • @HAREGU1

    @HAREGU1

    4 жыл бұрын

    @@weldenegodguad4974 ሓላም ዓባይ ትግራይ ኡስ ትግራዋ ሕልም ደርሆ ተበራበር ካብ ድቃስካ ዓጋመ ከም ጨዉ ይሓቃ አለዋ game over wedi Afom jgna ዓ

  • @HAREGU1

    @HAREGU1

    4 жыл бұрын

    @@weldenegodguad4974 ሕለም ድአ መስክናይ ዓጋመ መቃብር አቦታትካ ድአ ማዓስ እካ ትቀብር ኩሎም ሐቂቆም በብሐደ ዕድመ ንአቢቻ ዕድመ ንኡስ ጅግና

  • @HAREGU1

    @HAREGU1

    4 жыл бұрын

    @@weldenegodguad4974 ቆማል ለፍላፊ ወድ ሸርምጣ ነደካ በላ ነታ ቆማል ዓጋመ ወያነ በብሐደ ክጠፍአ እዬም ስዲ ስቅ በል ለፍላፊ ዕባይ አስመራ ኖምር ዓባይ ትግራይ አታ ሓሳዉ ናይ ብሓቂ ሽምካ ናይ ብሓቂ ስእልካ ምጻእ ፈራሕ ተሓቢእካ ድአ ሃላፍ home less game over wedi Afom jgna Aby jgna

  • @habteghideom5491
    @habteghideom54914 жыл бұрын

    Ahhhhhh my mothers

  • @evensamuel5787
    @evensamuel57875 жыл бұрын

    wawww btami zedenq tarik admen tanan yhabki fetari mama mana dma xbuk srh bejaki aytqarxyo azi medeb

  • @kikidebesay48
    @kikidebesay483 жыл бұрын

    ጅግንነት ኤርትራዊ መግለጺ የብሉን

  • @amanbokre805
    @amanbokre8055 жыл бұрын

    ኤርትራውያን ደቀንስትዮ ሰብ ፍሉይ ታሪክ ኣብዛ ንነብረላ ዘለና ፕላነት

  • @tsegeredaghebre5758
    @tsegeredaghebre57582 жыл бұрын

    ጀጋኑ ኢኽን

  • @hanasolomon4711
    @hanasolomon47113 жыл бұрын

    Ann Rip

  • @hagosteklezgi8588
    @hagosteklezgi85885 жыл бұрын

    ጓል መን ዲኺ ሰገን ጂግና። ጓል ዓቴ ጓል እዞም ሰብ ስረ ፡ ጂግና ጓል ጀጋኑ ጓል ኤረይ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።

  • @wegahtagebrehiwet9751
    @wegahtagebrehiwet97515 жыл бұрын

    አየ ጅግንነት ናይ ኤርትራዊ

  • @maitemenai7307
    @maitemenai73075 жыл бұрын

    አዋይ ወያነ አዚ ኩሉ ተሸኪምኩም ኣብ ሲልታን ኣደዪብኪሞም አዚ ኪፈድዩና አዞም ጠላማትን ሰረቅትን ዚበል0ሉ ጻሕሊ ዚሰብሩ። ናይዚኦም ጎረበት ምካንና አዩ አቲ ዚ0በየ መርገም።

  • @tsegeredaghebre5758
    @tsegeredaghebre57582 жыл бұрын

    ኣብ ገድሊ ጅግና። ኣብ ናብራ ሓዳር ጅግና።

  • @negaaraya6811
    @negaaraya68113 жыл бұрын

    "ሰላም ንህዝብታት ዓለም እቲ ጽቡቕ ዕድል እዩ"። ኣብ ምሉእ ዓለም ድረጃታቱ ዳኣ ክፈላለ ይኽእል እምበር፡ ጸገማት ዘይብሉ ሃገርስ የለን። እዚ ካኣ ሳላ'ዚ ዘሎ ምዕቡል ትካላት ማዕከናት ዜና ኩልና ብፍላይ ኤርትራውያን ካኣ ዜና ዓለም ምርኣይን ምስማዕን ካብ ቀደም ብፍላይ ካብ እዋን ገድሊ ከም ዕጥቅናን ከም ልማድናን ሒዝናዮን ፍጹም ንከታተሎ ስለ ዝነበርናን ዘለናን ኣይሓልፈናን እዩ። ኣብ ሓንቲ ሃገርን ህዝብን ካኣ ቀዳምነት እንታይ እዩ ዘድሊ ኢንልና እንተ ኣስተብሂልና "ሰ.ላ.ም." እዩ። ሕጂ ዳኣ እዚ ኣብ ቀርኒ ኣፍሩቃ ብፍላይ ካኣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረአ ዘሎ ይጸልወና ኣሎ እምብውር፡ ድሕሪ ናጽነትስ ከም ኤርትራ ሰላም ዝነበራ ሃገር የላን ኣይነበረትን'ውን። ዋላ ኣብዚ ቀዳማይ ዓለማት'ውን እንተሪኢናስ፡ እንተበቲ እንተበትስ ሰብ ይቕተል እዩ። ኣብ ካለኦት ሃገራት ካኣ ኣብ ብናይ ሓያላት ሃገራት ኢድ ኣእታውነት ብሓድሕዳዊ ኲናት ህዝቢ ይሳቐ ንርእዮ ዘለናእዩ። ኣብዛ ሃገርና ግን ካብ ናጽነት ክሳብ ሕጂ ጽቡቕ ሰላም እዩ ነይሩና። ሰ.ላ.ም ካኣ ልዕሊ ኩሉ ጽቡቕ ዕድል ናይ ሓደ ህዝብን ሃገርን እዩ። እዚ ክባሃል ከሎ ግን ጌጋ የለን ማለት ኣይኮነን። ኣዚና ጠሊቕና እንተሪኢናዮ ግን፡ ነዚ ሳኣብ ሰላም'ዝ ሳኣን ምርዳእ ብዙሕ መእሰርን መሰረት ዘይብሉን ይህውተት እዩ። ኤርትራ ምስ'ዚ ካብ ሓያላት ናይ ምዕራብ ሃገራት ካብ 40 ታት ክሳብ ሕጂ ዝወርደና ዘሎ ዘይተምበርከኽኩምልናን ዝበልናኩም ዘይገበርኩምን ካብ ዝብል ተበጊሶም ዝገብሩልና እገዳን ሓፍ ዘይብል ዝርያን በዚ ተጻዊሩን ተጸሚሙን ነብሱ ኪኢሉን ዝኸይድን ምስ ኩሉ ከባቢና እንተሪኢናዮ ካኣ ብዘይ ሕፍረት ዝሓይሸ ዝነብርን ዘሎን ንመጻኢ ካኣ ዓቢ ተስፋ ዝንጸፈሉ ዘሎ ህዝብን ምዃኑ ንርእዮ ዘለናን እዩ። እቲ ዝኸፍአ ካኣ ምስ ጸላቲ ኮይንካ ዝግበር ዘሎ ለቑመጽመጽ እዩ'ሞ ነዚ ካኣ ኩሉ ኤርትራዊ ነዞም ከዳዓት ውአጊድ ኢሉ ከም ቀደሙ ሓደ ኮይኑን፡ ብዘይ ዓሌተውን ወገናውን ብሓባርን ንዘይ ፍልልይን ጠጠው እንተ ኢሉ ከም ቀደሙ ኪወት እዩ። ዓወት ዝልማዱ ኤርትራዊ ካኣ ኣጆናን ኣጆኹምን።

  • @gobromm9662
    @gobromm96625 жыл бұрын

    Jigena adena edeman tenan yhabeki 🇪🇷❤💪😍

  • @merhawitkue5389
    @merhawitkue53894 жыл бұрын

    Merhaba deki eri

  • @user-wd4vt5hk6x
    @user-wd4vt5hk6x5 жыл бұрын

    እዋይ ጅግንነት ብኡነት ኤርትራ ብሌን ዓይኒ ንስሌኺ እዩ እዚ ኩሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኣዴታት ኤርትራ'!!!

  • @kikidebesay48
    @kikidebesay483 жыл бұрын

    በኺኺ ኣብክኽኒ ጅግና ኢኺ ኣጆኺ

  • @user-vi2ti3lw2p
    @user-vi2ti3lw2p5 жыл бұрын

    እዛ ኻሐዲት ወያነ

  • @nakfashell1573
    @nakfashell15733 жыл бұрын

    Waga natsnat mera kenday kebid mekanu terdu atum

  • @berihuhadish2729
    @berihuhadish27295 жыл бұрын

    ወይዘሮ ጅግና ኤርትራዊት ወናኒት ረዚን ታሪኽ ።

  • @luwamnatey245
    @luwamnatey245 Жыл бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷 💪💪💪😍😍😍💪💪💪❤❤❤

  • @wt7061
    @wt70615 жыл бұрын

    ኣየወ ጀጋኑ ኣዴታትና ዓበይቲ ይሕዋትና ዘይገበርክንኦስ ይህሉ ዶ

  • @tarzanambesa2168
    @tarzanambesa21685 жыл бұрын

    እዋይ ጅግና ናይ ጀጋኑ ኣዴታት ኤርትራዊያን ንበራልና ክበራልና ኤርትራ ሳላክን ከቢራ ደሚቓ ክትነብርያ

  • @hanasolomon4711
    @hanasolomon47113 жыл бұрын

    Ann

  • @sddd5557
    @sddd55575 жыл бұрын

    Admen tinan yhabki adena segen

  • @samuelzerea7975
    @samuelzerea79755 жыл бұрын

    Naybehaqi segen edmen tinan

  • @berhantesfai8066
    @berhantesfai80665 жыл бұрын

    ጅግና ጀጋኑ ሳላኩም ሳላ ዝተጋደልኩም ተዛረቡ ንገሩና አዘንትውዎ. ቅሰኑ ።ማና የቀንየልና ግን ማና አብ መወዳእታ 2018 ዓም ምስ ናይ ብርጌድ 4 ብእኩብ ዝገበርክዩ ደጊምና ክንሰምዖ ደሊና. አይረከብናዩን ንምንታይዩ ዘይተፈነወ?

  • @fshalekevelaer2043
    @fshalekevelaer20435 жыл бұрын

    ኣየወ ሓቅኽ መቃብር ጀጋኑ የሕዋትናን ቡጾትናን ኣብ ቶኽብያ ኣብ ሻምብቆ ን ዓጽሚ ጀጋኑና ዛሕ ኢሉ ጸኒሕና ዝገርም ነዚ ረሰዖም ሕጅ ካኣ ንህዝብናን መሬትናንን ክዘምቱ ህርድክ ክብሉ ከይደቀሱ ዝሓድሩ እልፍ ደቃሉን ከዳዓትን

  • @wedikiflu7784
    @wedikiflu77844 жыл бұрын

    Azen Jeganu yehwatnan abiy tark zfeqema admen tianan yheben🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍

  • @hanasolomon4711
    @hanasolomon47113 жыл бұрын

    Wwwwwwe

  • @Agheb123
    @Agheb1235 жыл бұрын

    Way Seghen abbessa!

  • @abrahamissak1132
    @abrahamissak11325 жыл бұрын

    Waww Waero mama Kemzi elka n Amharu atfiekas hji hsysy Zgerm gn tetaeski tfelti do ms beletas ayfeltn abzi hji ewan gn kemgele ygebreka elata hzbna bes merirwo

  • @tirhastsegay8872
    @tirhastsegay88726 ай бұрын

    Abalat handesa bflay dima deki anstiyo zgebrio znebera jigninet fetsimka zerzirka zeywuda jigninet eu. Bzuhat alewa jeganu ab medeb sayda entetkribwen tsbuk neyru. Ane zfelten bial Hriyti: Gidey: wezenet: kemu wun kaliut bzuhat ashimaten resiayo ms mniwah gize abalat handesa wudub enda klite (2)znebera kebabi may dima kemu wun Engerne: Barentun kebabian. Kab hangoley zeyrisiom btsot abalat handesa bebzelekmo edmen tinan yhabkum. 😍🇪🇷❤🙏🕌⛪🙏🇪🇷❤

  • @tsegeredaghebre5758
    @tsegeredaghebre57582 жыл бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @gualeri2636
    @gualeri26364 жыл бұрын

    Eway ezi kulu halfkum si hizbi Eritrea kemzi kinfde be shefatu akkkk eway,,, mot kisab hji aykarexen tenfas sena alena, nay hji welodo ka himket alena 😥😥😥

  • @amanuelabraha4670
    @amanuelabraha46705 жыл бұрын

    Nay behqi jignan qoratsn tebaen rihrhtin feqarn tegadalit.abtom zterefu deqki merioom yerieki

  • @eritreannatey1332
    @eritreannatey13325 жыл бұрын

    eritrawyan anabs men kwedaderekn

  • @amannegus8465
    @amannegus84654 жыл бұрын

    Bittersweet ይብሉዎ ብእንግሊዝኛ: ምርር ዝበለ ዓወት ወይ ድማ ምርር ዝበለ ጽምብል ክበሃል ይከኣል:: እዛ ዋዕሮ ኤርራዊት ተጋዳሊት እተዘንትዎ ዘላ : ተጋደልቲ ኤርትራውያን ዘሕለፍዎ ጅግንነትን መስዋእትን: ብነጻነት ስለዝተደበስና : ኩሉ ጊዜ ንጽምብል:: ኮይኑ ግን: እቶም ዝኣመንናዮም ጠላማት ተጋሩ መቓብር ሰማእታትና ክፍሕሩ ክትሰምዕ እንከልኻ: ከብድኻ ይቐርጽን ምስ ሬሳ ስውእ ምብኣሶም: ስጋብ ክንደይ ውዱቓት ምኻኖም ይግለጸልካ:: ሕጂ ሃገርና ኣደልዲላ ረጊጻ: ብኩልንትንኣ ኣብ እትዕምብበሉ ዘላ ፈላሚ መድረኽ ዘብጻሕኩምና ተጋደልትና: ክብሪ ንዓኹም:: ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና::

  • @helenberhane6297
    @helenberhane62975 жыл бұрын

    Crying all the way

  • @darsamussa44
    @darsamussa444 жыл бұрын

    Awet nhizbi Eritrea.

  • @darsamussa44
    @darsamussa444 жыл бұрын

    Nay behaqi jigna ikhi zhaftey natey..

Келесі