"ሰርፕራይዝ ንኣምባሳደር መንገሻ ረዳኢ" ንብዓት ዝሓበሰ ውዕሎ ኣብ ሜዳ ራያ ራዩማ 2015 ዓ፣ም

Ойын-сауық

ንዝኾነ ይኹን ሪኢቶን ሓበሬታን 0914681370 ብዋትስኣፕ፣ ቴሌግራም፣ ኢሞን ቫይበርን ኣቕምጡልና!
Please #Share and #Subsccribe
Segudem Media is one of the most well-known Ethiopian social media with an increasing number of followers and subscribers. It broadcasts a number of interesting music clips and other related entertainments. It is a favorite social media channel to many Ethiopian, Eritrean and is known for it’s undying
#ethiopianewmusic
Copyright ©2023 Segudem Media

Пікірлер: 443

  • @BitiRedaei-nk8ov
    @BitiRedaei-nk8ov Жыл бұрын

    ኣነስ እዚ ጋዜጠኛ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወ ቀፅለሉ ክብር ሓወና ኣያና መገሻ ረዳኢ ኩርዓት ትግራይ ብጣዕሚ ኢና ንፈወካን ነክብረካን ተጋሩ ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤

  • @user-mi2gr4so1w
    @user-mi2gr4so1w Жыл бұрын

    እስኪ ንጉስ አባዲ አቅርበልና ትፈትዉዎ የቅርበልና ትብሉ ብላይክ❤❤❤❤❤

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880 Жыл бұрын

    ኣዝዩ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ .ሰብ ብሂወት እንከሎ የቅንየልና ክንብል ኣለና .ፅብቅ ጅማሮ መሰለ ሓውና ቀፅለሉ .ኣያና መንገሻ ረዳኢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏❤️💛

  • @ndjs6045

    @ndjs6045

    Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-fo3us2ud5p

    @user-fo3us2ud5p

    Жыл бұрын

    ❤❤❤

  • @kahsayemane335
    @kahsayemane335 Жыл бұрын

    ሰብ ኣብ ርእሲ መሬት ከሎ ከምዚ የቐንየልና ክትብሎ ከለኻ ክንደይ ሰናይ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መንገሻ ረዳኢ ዘኽበርኩምዎ እውን የኽብርኩም❤❤

  • @user-fo3us2ud5p

    @user-fo3us2ud5p

    Жыл бұрын

    ❤❤❤

  • @user-cx5wc2vd3p
    @user-cx5wc2vd3p Жыл бұрын

    እንባሳደር ጅግና መንገሻ ረዳኢ ግርማ ትግራይና ❤❤❤ ገድማናይ ይኣክሎ ካብ ናይ ዓለማዊ ነገራት ወፅኡ ናብ ቁርባንን ናብ ቤተ ክርስትያንን ክመላለሰልና እዩ ትምንትና ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ እያኒ❤❤❤😊😊😊

  • @user-en6ro8nz9f
    @user-en6ro8nz9f Жыл бұрын

    ግርማ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ😊😊ጋቢ ተዝህልዎ ክዓ ኣብቲ ዘለዎ ግርማ ምወሰኸሉ❤❤

  • @user-ui6rh7to1h
    @user-ui6rh7to1h Жыл бұрын

    ክብረት ይሃብኩም ግርማ ተኸደኑ ኣሕዋተይ ክብሪ ዝግበኦ ኣቦና ኣቦ ትግራይ መንገሻ ረዲኢ❤❤❤❤❤

  • @user-mc2jm1bl8i
    @user-mc2jm1bl8i Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ሰብ ብህይወት ከሎ ምምስጋን ባህልና ክንገብሮ ኣለና ክቡር ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ኣምባሳደር ባህሊ ትግራይ❤❤❤❤

  • @user-yb9fv7xy6l
    @user-yb9fv7xy6l Жыл бұрын

    እሰይ ኩሉ ዘጥዕመሎም ክቡር ኣያና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤

  • @user-fo3us2ud5p

    @user-fo3us2ud5p

    Жыл бұрын

    ❤❤❤

  • @kusu6190
    @kusu6190 Жыл бұрын

    እስኪ ን ፅጋዉ ተሻለ ውን አምፀአልና♥️♥️♥️

  • @hiwigalzomaygzaeybahalt9680
    @hiwigalzomaygzaeybahalt9680 Жыл бұрын

    ይበል ሰብ ብደው እላሀለወ እዩ የቀንየልና ዝባሀል ምስ ሞተ ጅግና ምናምን እንታይ ይገብረሉ 💖💖💖💖💖💝💝💝💝💝💝💝💖💖💖

  • @xoxo6891
    @xoxo6891 Жыл бұрын

    _ግራማ ራያ ኣያዋና👑 ካሕሳይ ሓዉና ዕድምኻ ያሃበካ ፈጣሪ ልባመይ💐ግን ገለ ነገር ግበሩ መንእሰይ ራያ ፈቃዶኡ ራጎ ድሃልቅሎ መሬት ራያ ግን ሃፋትም ወርርለዋ😢😢ሓረስታይ ናበይ ክኸድ ዩኡ መንእሰይ ናበይ ክኸድ ዩኡ ዓዱ ሓድጉ ምሬት ራያ ሃፋት ም ድወረለዋ እት ህዝብ ሃመይ ድበለ ጭቆና ዩኡ ኣሕና ካብ ሰደት ትመልስና ኣበይ የና ንነብር ዓድናስ ትወሩዋ😭 ፍትሕ ፍትሕ ድመሬየት ራያ ድሓረሰታይ ራያ😥_

  • @user-cx5wc2vd3p

    @user-cx5wc2vd3p

    Жыл бұрын

    ዋይ ኣቱ ሓፍትና ሃፋታም ወርረምዎ ዝብሃል ከ ኣሎ ድዩ መጀመርያ ክትፈልጥዮ ዝግበኣኪ ዓዲ ኩሉ ዝሓቆፈት ተኮይና እያ ትዓቢ ነጋዳይ ተዘይ ሃልዮ ሓረስታይ ዋጋ ኣለዎ ድዩ ሓረስታይ ተዘየለ ሃፍቲም ዝብሃል የለን ኮታስ ኩሉ ዘለዋ እያ ትዓቢ ብሱሩ ከ ትሃፍታም ካብ ምንታይ ድዩ መፅኡ ንሱስ ዘይግብኦ ድዩ ኮይኑ ካብ ከምዚ ፀቡብ ኣተሓሳስባ ተንላቀቅ ክንዳይ ሰናይ ምነበረ ትመንእሰይ ትብልዮ ዘለኪ ግን ኩሉ ዝኣምነሉ ጉዳይ እዩ

  • @freyhayleab3281
    @freyhayleab3281 Жыл бұрын

    ኣሰይ ኣቤት ግርማ ኩሉዩ ዘጥዕመሉ ኣቦይ መዓረይ ክፈትወካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦየ መዓረይ መንገሻዋይይይይ

  • @selamyamenemh1100
    @selamyamenemh1100 Жыл бұрын

    ክብረ ኣያና መንገሻ ረደኢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🤲🤲🤲❤❤❤

  • @user-oz5yq6oh8y
    @user-oz5yq6oh8y Жыл бұрын

    ኣየና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ዉሃብት ድማ ላሃብኹ ንበሩ ብድወፀአ ይተከአልኹም እግዚአብሔር ኣምላኽ❤❤

  • @user-uy1tl1cq7m
    @user-uy1tl1cq7m Жыл бұрын

    ኣያና ማንጋሻ ርዳኢ ዕዲመ ጥዕና ይምነየልካ🤲🤲 ሰናይ ባርኪ 💋ገፅካ ሰለ ዝርአኹካ ብጣዕሚ ደስ ዊልኒ ወዲነአይ እስካለ ፈጣር ዕዲመ ጥዕና ይሃብካ 🤲❤❤❤❤

  • @user-kw1lo7pm8v
    @user-kw1lo7pm8v Жыл бұрын

    ኣያና ዕደመን ጥዕና ይሃበልና ፈጣሪ ግርማ ትግራይና 💛♥️ ሓድነት ተጋሩ ደስ ክብል ቀፅሉሉ ገበርቲ ሰናይ 😍

  • @user-rc8ev2cm6c
    @user-rc8ev2cm6c Жыл бұрын

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰ግሪማ ዓዲ አሰይ

  • @zafuzanbeyegaltigray
    @zafuzanbeyegaltigray Жыл бұрын

    💟💟💟💟👌💝💝💝ክቡር ኣያና መንገሻ ረዳኢ 💝👌መሰለ ሓወይ ቀፅለሉ ዝሓወይ👌💝💗💗💞

  • @fergeber975
    @fergeber975 Жыл бұрын

    ኩቡር ኣቦና መንገሻ ረዳኢ ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ

  • @user-zx7hd7qi9e
    @user-zx7hd7qi9e Жыл бұрын

    አሰይ ታሓጉሰ አየወኤይ ወለላ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ኣቱም ሃምዚ ገብርኹም ዳኽበርኹሞ እግዚአብሔር አምላክ ያኽብሩኹም አሜን፫❤❤❤❤

  • @bertukangezae2981
    @bertukangezae2981 Жыл бұрын

    ኣያና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና🙏❤ዘመን ተመሊሱ ተትምለስሞ መንገሻ ረዳኢ እንደገና ተትውለድ❤🌹🌹ኣቦይውን ጉማየ ይሙክርዩሞ ንዓኻ ክርኢ ኣባየ ይዝከረኒ ካብ ሕዋነ እየ❤

  • @user-nk5dr7qp9j
    @user-nk5dr7qp9j Жыл бұрын

    ግርማ ይክደንኩሙ ተጋሩዊ 🎉❤❤❤❤

  • @user-fo3us2ud5p

    @user-fo3us2ud5p

    Жыл бұрын

    ❤❤❤

  • @eframboss7505
    @eframboss7505 Жыл бұрын

    ኣብዚ መእተዊ ዝረአ ስእሊ ክቅየር ኔርዎ ይመስለኒ ክቡር ኣቦና 👑👑

  • @lovemama7634
    @lovemama7634 Жыл бұрын

    ጋቢ ረሲዕኩምሎም ኣሳይ ኣቦና🥰🥰🥰🥰🥰

  • @abebaabeba9508
    @abebaabeba9508 Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤ጎይታ ራያ ትግራይና ባብተይ

  • @swswit6568
    @swswit6568 Жыл бұрын

    ኦቦና እባሳደር ማንገሻ ረዳእ❤ ጋዘጠኛ ካሕሳይ መሰለ ቃፅለሉ ፅብቁ ስራሕ😮❤

  • @gechuresa2733
    @gechuresa2733 Жыл бұрын

    ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብኹም ደቅ ራያ ራዩማ መክበሪት ባህሎምን ዓዶምን😍😍😍😍😍😍

  • @user-ud9uy9yt9u
    @user-ud9uy9yt9u Жыл бұрын

    ግርማ ትግራይ ማግየ❤❤❤

  • @user-hb6qg1mm8qmulu
    @user-hb6qg1mm8qmulu Жыл бұрын

    ኣየዋኒ ባዓል ጥዑም ድምፅ ጎይታ ራያ ራዩማና👑❤🌾💚 ልኡል እግዚአብሔር ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ዋዉ ብጣዕሚ ፅቡቕ ገዉሩኹም ቓፅሉሉ👏😘😘😘 Deki Adey💛❤እስቲ like ግጮዩን👍

  • @Tigray_Hagerey
    @Tigray_Hagerey Жыл бұрын

    ኣምባሳደር ጥራሕ ከይትብልዎ ድሕሪ ሕጂ ፕሮፌሰር ኣምባሳደር መንጌ እዩ !!!

  • @user-fo3us2ud5p

    @user-fo3us2ud5p

    Жыл бұрын

    ❤❤❤

  • @grmaneshalal4401
    @grmaneshalal4401 Жыл бұрын

    ኣቤት ትግራዋይነት♥️✊ ኣያ ባህሊ ራያ♥️መንገሻ ረዳኢ♥️ ራየቶት miss you😚💋✅ ሰብ ብሂወቱ እናሃለወ ፅቡቅ ምግባር ይበልፅ ካብ ሞይቱ ብኽያት✊♥️ክበሩ ንበሩ ኩልኹም ኣብ ሰናይ ተሳትፎ ትሳተፉ ተጋሩዋይ♥️ መንጌዋይ ኮንጎ ንቅድሚት ወይለከ😅ኣጥዒምልኻ እዩ ኣያና ሙሉእ ምሕረት የውርደልኻ✝️🤲

  • @user-jh1ln5gr1h
    @user-jh1ln5gr1h Жыл бұрын

    ኣታ ዕልል ኣያዋይ ይግበኣኩም ዩ ብልወፀ ይተክኣልኩም ተጋሩዋይ😘😘

  • @gualabaytigray
    @gualabaytigray Жыл бұрын

    ግርማ ተኸደኑ ኣሕዋተይ ይግበኦ እዩ ኽቡር ኣያ መንገሻ ♥️💛🙏

  • @somoksa2031
    @somoksa2031 Жыл бұрын

    እሰይ ኣባሳደር መንገሻ ረዳኢ ❤️❤️❤️❤️👌👍👍

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 Жыл бұрын

    ክቡር ወላዲና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር አምላክ ኣነስ ካብ ትግራይና ኣዝየ ዝፈትወ ደራፊ መንገሻ ረዳኢ እዩ ጉማየ ትብል ተሎ ቃላት እዩ ልሓፅረኒ ክገልፆ😥❤ብዝወፀ ይተክእልኹ ክቡራት ክብሪ ይሃብኩም❤

  • @asgedomtesfay2290
    @asgedomtesfay2290 Жыл бұрын

    ክብረት ይሃበልና አምባሳደር ባህሊ ራያ መንገሻ ረዳኢ !!!!!

  • @amithayle5831
    @amithayle5831 Жыл бұрын

    ፈጣሪ ይሃብኹም ዞም ኣሕዋተይ ደስ ይበሎም ኣቦና መንገሻ ረዳኢ😢😢❤❤❤

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 Жыл бұрын

    ኣሰይይይ ኣቦዋይ ማዓረይ ምዑሩግ ነዊሕ ዕድመና ጥዕና ይሃበለይ ፈጣሪ❤❤❤❤💞💞💞💞😘😘😘😘👏

  • @user-li9fb2ve4g
    @user-li9fb2ve4g Жыл бұрын

    ሰብ ብህይወት ከሎ ምዝካር ምድናቅ ክልመድ ዘለዎ ፅቡቅ ስራሕ እዩ በርትዑ ዓርከይ መሰለ🎉🎉🎉

  • @user-fo3us2ud5p

    @user-fo3us2ud5p

    Жыл бұрын

    ❤❤❤

  • @merigalmarye7051
    @merigalmarye7051 Жыл бұрын

    ዋው ፅቡቅ ጌርኩም ኣያና ግርማ ዓዲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም💓💓💓💓😘😘😘

  • @user-fo3us2ud5p

    @user-fo3us2ud5p

    Жыл бұрын

    ❤❤❤

  • @GftgfGftgf
    @GftgfGftgf Жыл бұрын

    እሰይ ኣኮወአይ መንገሻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ

  • @vxnn4818
    @vxnn4818 Жыл бұрын

    እሰይ ዞም አሓተይ ግርማ ይክደንኩም አምላክ አብዚሑ ይሃብኩም ተጋሩዋይ ጀጋኑ ንተሓባበር ከየንትና ብሂወት እናሃለዉ ንሓግዞም ነክብሮም ትግራዋይነት ክብር መንነት እዩ

  • @user-ep7pk2uq9d
    @user-ep7pk2uq9d Жыл бұрын

    ❤❤❤ኣያና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሀቦም ንካለኦት ራዮች ጀግና ኣካለ ጉዱእ እናሀብካ አርኤና❤❤

  • @user-bd9tb2cp5v
    @user-bd9tb2cp5v Жыл бұрын

    ማንጋሻ ረዳኢ ❤ዝናው ኣባዲ ❤ሰናይ ባራክ ❤❤❤ደቂ ሕብርት ራያ ኾርዕናልኹም ናይ ባሓቂ

  • @ngestigebremeskel2322
    @ngestigebremeskel2322 Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤አቦይ አንባሳደር ትግራይና❤❤❤🎉

  • @user-on3uj6jk1j
    @user-on3uj6jk1j Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤❤🎉እሰይይይይ ተመሰገን ፈጣር ኩሉ ዓለም😮

  • @ngsti4018
    @ngsti4018 Жыл бұрын

    እሰይይ ዕመን ጥዕናን ይሃብካ ክብር ኣያና❤😘

  • @tesfdjejdjdjjehehjdjfjfjf3067
    @tesfdjejdjdjjehehjdjfjfjf3067 Жыл бұрын

    ሞኾን ዓደይ ፋቀዕያ እንካዕ አርኤካና ፍትወይ❤❤❤

  • @user-bd9tb2cp5v
    @user-bd9tb2cp5v Жыл бұрын

    ራየቶት ኣብት ግርማ ❤❤❤❤❤❤❤ሰላም ንትግራይ ዓዲና

  • @sameramohamed1571
    @sameramohamed1571 Жыл бұрын

    ፍሊ ፍትወተ ፍቅሪ እዩ ዘለኒ ኣባካ እያኒ ዝክረዐልካ እንካዓ ትግራዋይ ከንካ ትግራይ ከመዘይ ከንካሰ ብቅንኢ ክመውት ነይረ እየ ኣያኒ ገይታ ጠባይ🙏❤❤️💊♥️💋

  • @user-ti8pg4ul5v
    @user-ti8pg4ul5v Жыл бұрын

    ኣሰይ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ተጋሩዋይ💛💛💛❤️❤️❤️❤️🙏

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 Жыл бұрын

    እምባ ሳደር መንገሻ ረዳኢ ጎይታ ባህሊ ነዊሕ ዕድመና ጥዕና ይሃብካ ብርኻተይ ደስስ ክትብሉ❤❤❤❤😘😘😘😘👏

  • @user-sd8fw7ll9r
    @user-sd8fw7ll9r Жыл бұрын

    ክቡር ኣያና መንገሻ ረደኢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መሉእ ምሕረት ደማ የውርደልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ 👏❤🌹

  • @selamawitseyoum5884
    @selamawitseyoum5884 Жыл бұрын

    _እሰይይይይይ ተጋሩዋይ ሙሉኣት ጉድለት ዘይብሎም ግርማ ተኸደኑ❤❤❤❤_

  • @aselin7015
    @aselin7015 Жыл бұрын

    ኣየወእይ ማዓሮ mage ግሪማ ራያና ኩርዓት ትግራይና 💛❤️

  • @medi7513
    @medi7513 Жыл бұрын

    ፈጣሪ ኣብዚሑ ይሃብኩም ክቡር ኣቦና መንገሻ ረዳኢ❤❤❤

  • @tigraihagerey8246
    @tigraihagerey8246 Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን🙏ናይ በሓቂ ሰናይ

  • @user-ik7vx5hb1w
    @user-ik7vx5hb1w Жыл бұрын

    🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤ግርማ ልበሱ ግን ኣቦና ይኣክሎ ደርፉ ናብ ኣምላኩ ተዝምለስ

  • @sameramohamed1571
    @sameramohamed1571 Жыл бұрын

    ባዕለ ግርማ መጎስ ኣያዋኒ ጅግና ምርኣያ ራያ ራያማ ትግራይ ንበርና ♥️❤❤️ንገበርቲ ስናይ ኣብዝሑ ይሃብክም🙏❤❤️💊

  • @user-pt6jt6su4k
    @user-pt6jt6su4k Жыл бұрын

    ካሕስሽ ንፉዕ ጠንካራ ሓወይ ቀፅል ዝሓወይ ኣቦና መንገሻ ንበረልና💖💛💐

  • @gdt6wt317
    @gdt6wt317 Жыл бұрын

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ክቡር ኣቦና መንገሻ ረዳኢ ኣሕዋተና ድማ በለውፃኣክምዎ ይተከአሉኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ❤❤❤❤

  • @kasechteklay4118
    @kasechteklay4118 Жыл бұрын

    ❤❤❤❤ አያና ከምዚአ ሕጉስ እልካ እና ንደሊ ኩሉግዜ❤❤❤❤

  • @MmMm-sy1fu
    @MmMm-sy1fu Жыл бұрын

    ራያነት💚💚💚💘❤💪💪

  • @aselin7015

    @aselin7015

    Жыл бұрын

    በይዛኻ ዳኣነ ወድኖዋ 💞💛❤️

  • @user-up6qm2lb7v
    @user-up6qm2lb7v Жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣያና ንፈትወካ ኢና ግርማ ባህሊ ትግራይና😍❤💛

  • @user-fo3us2ud5p

    @user-fo3us2ud5p

    Жыл бұрын

    ❤❤❤

  • @TDF-kh7iw
    @TDF-kh7iw Жыл бұрын

    ጀጋኑ ተጋሩዋኒ 💛💛♥️♥️💊🌹🌹🌹💊💪💪

  • @MmMm-sy1fu
    @MmMm-sy1fu Жыл бұрын

    ኣየና ማግየ ኣምባሳደር ራያ❤💘💚💚💚💚❤

  • @hgfdg7858
    @hgfdg7858 Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤ ተጋርዋይ ኣያና መንገሻ

  • @johngirmay684
    @johngirmay684 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ

  • @user-wh2bs5zf3v
    @user-wh2bs5zf3v Жыл бұрын

    ግርማ ትግራይና ትግራዋይ ሰላም እዩ ዘጥዕመሉ😢❤❤❤❤❤

  • @helenberekt3774
    @helenberekt3774 Жыл бұрын

    Asey Abona bitami nfetwen nkibron eyna eizgabher eidmen tiena yhbka bakum eiwun kibret yhabkum zomyehwatey 🥰❤❤

  • @techaddicted1235
    @techaddicted1235 Жыл бұрын

    Good job deki adey.

  • @eddf9976
    @eddf9976 Жыл бұрын

    ቢጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕእዩቀፅለሉካሕሳይ መሰ❤❤❤

  • @user-fo3us2ud5p

    @user-fo3us2ud5p

    Жыл бұрын

    ❤❤❤

  • @dassshdfg698
    @dassshdfg698 Жыл бұрын

    ጅግና አቦና ኩሉ ዘጥዕመሎም ዕድመን ጥዕናን የሃቡኩም ተጋሩዋይ ❤️💛😘🙌

  • @selmaabrihaselmaabriha7319
    @selmaabrihaselmaabriha7319 Жыл бұрын

    መግየ አቦ ራያ ራይማ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰💞💋👌

  • @xoxo6191
    @xoxo6191 Жыл бұрын

    ዋው ብጣዕሚ ደስዝብል ቀፅልሉ

  • @hahutours
    @hahutours Жыл бұрын

    Nice to see you my dearest #RAYA singers specially for segudm média and #Senaybaraki....

  • @creedsandle346
    @creedsandle346 Жыл бұрын

    ክብረት ይሃብኩም ክቡራት ኣሕዋትና ክብሪ ዝግበኦ ኣቦና ኣቦ ትግራይ ኣባሳንደር መንገሻ ረዳኢ ንበረልና💊💊💊💊💊💝💝💝💝💝😘😘😘

  • @user-ei7em1fd6h
    @user-ei7em1fd6h Жыл бұрын

    አሰይይይይ ኣየዋይ ማዓረይ ላተሓገስኻ ንበረልና❤❤❤

  • @user-fo3us2ud5p

    @user-fo3us2ud5p

    Жыл бұрын

    ❤❤❤

  • @user-bz7fj1fk2m
    @user-bz7fj1fk2m Жыл бұрын

    It good to value valuable persons. Mengesha is really great!!!

  • @user-yn8tb8ij3c
    @user-yn8tb8ij3c Жыл бұрын

    Wow❤❤❤ ብሓቂ ደስ ይብል❤❤

  • @user-yn8tb8ij3c

    @user-yn8tb8ij3c

    Жыл бұрын

    @@merigalmarye7051 ጌረልኪ ጓልነዋ

  • @merigalmarye7051

    @merigalmarye7051

    Жыл бұрын

    @@user-yn8tb8ij3c የቀንየለይ ዛምበይተዋይ🙏💓

  • @chf-cv4ix
    @chf-cv4ix Жыл бұрын

    ኽቡር ኣያና ዕድመን ጥዕናይ ይሃብኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ኣስይ ደስስ ባሃሊ ዞሞ ኣሕዋተይ ብዝወፅ ይተክእልኩም 🙏🏖🥰🥰🥰

  • @Hareg675
    @Hareg675 Жыл бұрын

    ኣያና ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኻ ካሕሳይ ሓውና እቲ ብድሕሪት ድምፂ ቅንስ ኣብሎ

  • @user-ey6qr5ed9g
    @user-ey6qr5ed9g Жыл бұрын

    ክቡር ኣያና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዛኣብሄር ኣምላክ ደስ ባሃሊ ብጣዕም እየ ደስ እለኒ ቀፅሉሉ መልስይ ሓወይ❤️❤🥀

  • @sihrhrshhdd8893
    @sihrhrshhdd8893 Жыл бұрын

    ግሪመ ዓዲ ❤❤❤❤❤

  • @ezrahaile3349
    @ezrahaile3349 Жыл бұрын

    ጅግና ኣቦና ዕድመን ጥዕናን የሃበልና💛💛❤❤❤❤🤴

  • @brhaneye9521
    @brhaneye9521 Жыл бұрын

    ኣሰይይይይ ክብሪ ተዓደሉ ብሓቂ ደስ ዘብል ስራሕ እዩ 🎉🎉🎉❤❤❤💛💛💛

  • @kflomgereziher2072
    @kflomgereziher2072 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ዘኩርዕ ስራሕ ሰሪሕኩም ጀጋኑ💛🙏 ክቡር ኣያና ኣምባሳደር መንገሻ ረዳኢ ጎይታ ባህሊ ራያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ💛❤️💊🙏

  • @goalnegash5939
    @goalnegash5939 Жыл бұрын

    እድመ ጥእና ይሀቦም❤❤❤❤❤

  • @johnwick7208
    @johnwick7208 Жыл бұрын

    Interesting interview ❤❤💛💛🤟

  • @wezamberhe5051
    @wezamberhe5051 Жыл бұрын

    አሰይ አባና መንገሻ ሪዳኢ ዕደመ ጥዕና ያሃብኻ ዝክበሪኹም❤❤❤❤

  • @KhanKhan-ex9fi
    @KhanKhan-ex9fi Жыл бұрын

    አቤት ትግራዋነት ክብር ምንነት ዕደመን ጥዕናን ይህኽም አያና ምንገሸ ረደኢ❤❤🤲

  • @lilitylility4864
    @lilitylility4864 Жыл бұрын

    ተጋሩ ሲመሩ ሑበሩ❤❤❤💛💛💛💛💛💛

  • @ህያብ
    @ህያብ Жыл бұрын

    ሰናይ ባራክ ናፍቅናካ ንፎትወካ እና❤❤

  • @jhdccvbbvg9050
    @jhdccvbbvg9050 Жыл бұрын

    መኾኒ ዓድና ናፍቅት🥺🥺

  • @aasha936
    @aasha936 Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤የራያ የባህል አምባሳደር

  • @seliseli3381
    @seliseli3381 Жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ኣያዋይ መንገሻ ረዳእ ጅግና ግርማ ዓዲ ኣባ ትግራይ ጅግና❤❤❤❤👏👏👏

  • @zainb6395
    @zainb6395 Жыл бұрын

    እርሜናጤና ይሰጠወት ❤❤

  • @hfygvyouare45
    @hfygvyouare45 Жыл бұрын

    ኩቡር ኣቦና መንገሻ ረዳእ ጎይታ ራያ ራዩማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፈጣሪ ❤🙏❤

  • @hayaar-xq4fd
    @hayaar-xq4fd Жыл бұрын

    ኣዝዩ ብጣዕሚ ደሰ ኢሉኒ ሰብ ብሂወት እንከሎ የቅንየልና ክንብል አለና ፅብቅ ጀማሮ መሰለ ሓዉና ቀፅለሉ ኣያና መንገሻ ረዳኢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏❤️❤️

Келесі