EMN -“ጀነራል ሃይለ ሳሙኤል ( ቻይና ) እንታይ ዝንገር ኣሎኒ’ሞ ምስ በለኒ ገሪሙኒ” - Eritrean Media Network
/ officialeritreanmedian...
**************************
EMN -“ጀነራል ሃይለ ሳሙኤል ( ቻይና ) እንታይ ዝንገር ኣሎኒ’ሞ ምስ በለኒ ገሪሙኒ” - Eritrean Media Network
© Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976
allowance is made for "fair use" for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research. Fair use is a use permitted by copyright statute that might otherwise be infringing. Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use.
Пікірлер: 304
ታሪክ ኤርትራውያን ብሐቂ ኣይተጻሕፍን
እዋይ መዓረይ ብስምዒት ይገልጾ ኣሎ። ናይ መን ደኣ ክትወስዱ ። ኤረትራውነት ረዚን ኢዩ። ዕድለኛ ኢየ ኤርትራዊት ብምኻነይ።
@hamlaywefrishambako4155
2 жыл бұрын
ዙር ቅጭን 1ይ ዙርያ ሃገርራዊ ኣገልግሎት ሙሁራትን ጽቡቓትን ደቂ ኣስመራ ኤርትራውያን መሐበኒ ህዝቦምን ሃገሮምን ኢዮም።
@user-wh2up2mj9h
2 жыл бұрын
Aye beal tirhas mersen ab europa tekemtikin enda lemenkin hji neziom kea kiterasina ko toq elkin fesewti 😬
@hamlaywefrishambako4155
2 жыл бұрын
@@user-wh2up2mj9h ስቕ በል ወትራስ ሓሳዊ ፈታዊ ነብሱ ከዳዕ ኢኻ ሐራይ!
@user-wh2up2mj9h
2 жыл бұрын
@@hamlaywefrishambako4155 ሕራይ😁😁
@tirhasrussom885
2 жыл бұрын
@@user-wh2up2mj9h ምሽ ! ድሓን ኣይ ሕዘልካን ኢየ ዓቅሊ ጽበት ኢዩ ከምዚ ዘብለካ ዘሎ። ሕጂ ምሳኻ ወሪደ ኣይዛረብን ኢየ፡ ክምልሰልካ እሞ ክፈኩሰካ እንዲኻ ደሊኻ ግን ተፋሊጥና ኣለና ።
ኣብ ኤርትራሲ ታሪክ ዝሰርሕ እምበር ዝጽሕፍ የብልናን ዝበላስ፡ በሓቂ ነብሲካ ዘፈቲሽ እዩ። ነዞም ነኣሽቱ ድህሕሪ ወራራት ዝተወለድና መንእሰያት ውን ዓቢ ዕዮ ገዛ ኮይኑ ይስምዓኒ።
@tehabenhizbey2778
2 жыл бұрын
ብሐቂ👌🇪🇷!! ዘይነንብብ ሙኻንና ከኣ ገደደ።
@elsazeray1585
2 жыл бұрын
Ab meqab tarik aythemequ menahsey
@user-qy7fh5kp9j
2 жыл бұрын
ክክክክክ ዛንታ ውግእ ጽሒፍካ መን ይጥቀም መን ከ ከንብቦ
@nazrawitabbay7700
2 жыл бұрын
@@user-qy7fh5kp9j ሕጂ ንሲካ ማዕቢልካ ብተሓሳስባካ ውን ስለምንታይ ብዛዕና space exploration, AI intelligence ወዘተ ዘይንጽሕፍ ማለትካ እካ፡ እሞ ስለምንታይ ደኣ ኣብ ነፍሲወከፍ ናይ ኤሮጳ ብዛዕባ 1&2 ኩናት ዓለም ታሪኮም ይጽሕፉን ይስንዱን፡ ስለምንታይ ብዛዕባ ፍረንች ሪቮሉሽን ኣብ ታሪክ ትመሃል፡ ስለምንታይ ኣመሪካ ብቢልዮናት ወጻኢ እናገበረት ዝገበረቶ ቅያ ኣብ ኩናት ብ መንገሪ ሆልይዉድ ተወዓዊዕ። ስለዚ ታሪካ ጽቡቅ ይኩን ሕማቅ ይጸሓፍ ይኒበብ ይመሓላለፍ ድማ። እሞ ከኣ እዚ ጅግንነት ዘለዎ ፡ ናጽነት ዘምጸኤ ቅያ ብዛዕቢኡ ዚተጻሕፈ ናይ በይኑ ላይብረሪ ከማን ክክፈተሉ ኣለዎ።
@alexanderbirhane4611
2 жыл бұрын
Europeans write and narrate their stories... but PFDJ wants us to live in the past, and by the way they try to make eritrean history the GEDLI only. so its better to study the space if you have a potential.
ጅግንነት ኤርትራዊ መጀመርታ እምበር መወዳእታ የብሉን ስለዚ'ዩ ከኣ ብታሪኽና ኮሪዕና ክነብር ዝገብረና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯
@user-qy7fh5kp9j
2 жыл бұрын
ከዛብ
@bisratafewerki9826
2 жыл бұрын
Lekbat
@sebetayzeybele8527
2 жыл бұрын
ata abezi arsiti deytiwexu
ብሓቂ ሳላኹም ሳላ ስውኣትናን ሃገር ኣውሒስኩማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 👍☘️☘️🇪🇷☘️☘️🇪🇷☘️☘️
@user-qy7fh5kp9j
2 жыл бұрын
ኣዜቢና ዘረባ ተዛሪበ ኢልኪ ዲኺ። ዘኹርዕ ሃገር ተዝህልወኪ ኣብ ስደት እንታይ ትገብሪ ኣለኺ ገጽ ዱሙ
@senaitesfamichael7639
2 жыл бұрын
Ab sdet enda neberki hager awhiskum tbli ente awhisema dea zeytkedi entay tgebri aleki.
@spxcify
2 жыл бұрын
@@senaitesfamichael7639 absolutely
Wow it's Amazing history 👏 loves Eritrean
@bahri1415
2 жыл бұрын
Hhh ኢንታይ ታሪኪ ሰሚዒ ካብዛ ዘረባ ተትባሂልካስ ኢንታይ ትምልስ ምግናን ሓሶት ባህል ህዝብ ኤርትራ ኣይኮነን ብፍላይ ባህል ትግርኛ ካብ ኡ ወጻኢ ተኩንካ ግን ኣይትሓዘለይ ባህልካ ይክውን
ክብረት ይሃበልና ዋርሳይ ገዲም ሃገር ገጥ ዘበልካ ! ብዘይ ሃገር ሓቅኻ የልቦን ክብረት ።
ቅኑዕ ይኹን ጌጋ ወትሩ ምስ ሃገር
@zeytewedenegeralenigenaabg5874
2 жыл бұрын
keyfetku neti srat kfetwo eiye gega kemzelewo kea yfelit tbli aleki msh melielki chenawi mitra
@asmiaabrham9205
2 жыл бұрын
Bihaky
@tesfitkubrom8730
2 жыл бұрын
@@zeytewedenegeralenigenaabg5874 respect her like your parents
ንሕና እምበር ኣነ ዘይብል ባህሊ ፡ወርቂ ዝኮነ ውድብን ህዝብን ፡ካባኹም ምውላድ ዕድል ዩ ፡ኩሉ ናይ ማዕዶ ዝቐናልኩም ።
@fn7619
2 жыл бұрын
ብሓቂ
Good points, thankyou our heroes, GBU all🙏👍❤
ናይ ብሓቂ ኣንበሳ 🇪🇷
Btaemi xbuk srah🇪🇷👍bravo efrem gde kexlo, bzuh meniesey eu zmehar zelo.
Degme semie zeyxegeb mahari arka 🙏🙏🙏💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷😯
ቢሓቂ ጹቡቕ ቲምህርቲ ዒድመን ጢዕናን ይሃብካ ቢጣዕሚ ደስ ኢልና ሒቡናት ኢና ብኣኩም
ጅግና ኤርትራዊ ባዓል ዕላማ
ብጣዕሚ'ዩ ጽብቕ ታሪኽ ኢዚ ተዘንትወል ዘለኻ ግን ከምዚ ዝብልኩሞ ኤርትራ ብዙሕ ታሪኽ ኢዩ ዘለዋ እም ብጽሑፍ ተርኽዎ ብፍላይ እዞም ጀጋኑና ዕድመ የርኩቦም ስለ ዘሎ
Thank you so much,for protecting Eritrea and Eritrean people 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👍🙏🙏🌺
Long life for you my uncle
Thank you EMN and BAGET MAHARI
ኣዋጅ ብርሃነ ዙር ቅጭን ኣየወ ካብ ግንባር ቡሬ ዓሰብ ኣዋጅ ብርሃነ ክበሃል ከሎ ብድምጺ ሓፋሽ ኣብ የማናይ ግንባር ድፍዓትና ረድዮ እዝንና ኩር ኣቢልና ክንሰምዖ ከለና ጽሑፋትካ ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት ምስልካን ድምጽካን ምስማዓና ዓቢ ፍናን ተሰሚዑኒ ክብረት ይሃበልና ኤሪ ቲቪ ናይ እዚ ጅግና ገበል ምድረበዳ ኮር 491 ግንባር ቡሬ ደሃዩ ዘስማዕኩምና ቀጺሉዎ በርትዑ ፈትሽዎም ኢኩም
ተቐዲሑ ዘይውዳእ ታሪኽ ኤርትራዊ ❤I'm proud 🇪🇷💒🕌🇪🇷❤
ብሩካት ዘርኢ ንነብሶም ከይበሉ ንህዝቦምን ንሃገሮምን ዝተወልዱ ዕድመን ጥዕናን ንዓኩም ንበሩ ክበሩ።💘💘💘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘለኣለማዊ ክብርን ዘለኣለማዊ ምስጋናን ንኹሎም ሰማእታትናን ጀጋኑናን ስለቲ ኩሉ መስዋእቶምን ኩሉ ጽንዓትን ንኹላትና ኤርትራውያን ሓርነትናን መንነትናን ክህቡና ኩላትና ኩሉ ዕዳኦም ኣሎና !! 🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💚❤️💙
ዒድመን ጥዒናን ይሃብካ ዝሓወይ ። ካብዚ ዝዓቢ ምስክርነት የለን ። ኣምላክ ሰላምኩምን ቅሳነትኩምን ሞሳኩም ትረክብሉ ጊዜ ይምጻልኩም ጀጋኑ ። ካብ ኤርሳት ኣሰና ስልጣንያ ኣነንያ ይኣክል ጸልማት ዑሱባት ሓደ ተባዒ ኤርትራዊ የዒግብ ።
ብጣዕሚ መሃሪ ምኽሪ ኣቦናን ኣያናን ጅግና ዋርሳይ ኣዋጅ ብርሃነ ኤፍሬም ግደን Eritrean media nettwork ከኣ ምስጋናይ ወሰን የብሉን ብዙሕ ንመሃርን ሃገራውነትና ነዕብን ኣለና እሞ ቀጽልዎ
🇪🇷🙏🌿👍❤️ ጀጋኑ ደቂ ኤረይ መን አሎ ከማኩም 🇪🇷🙏🌿👍❤️ 🇪🇷🙏🌿👍❤️ 🇪🇷🙏🌿👍❤️ አናብስ 🇪🇷🙏🌿👍❤️ 🇪🇷🙏🌿👍❤️ ደቂ ሓላል መሬት 🇪🇷🙏🌿👍❤️
@gebermedhingebermeskil9327
2 жыл бұрын
Kkkkk
@HAREGU1
2 жыл бұрын
@@gebermedhingebermeskil9327 እንታይ እዩ ሸግርካ ክክክክክክክክክቆማል ሕጂዉን አናብስ ደቂ ኤረይ
polite Beautiful hart and confident proud people. Victory to the Masses ! ! ! !
Admen teaenan yhabkum fetari
የቀንየልና ክቡራት ኣሕዋትናን ጀጋኑና ሳላኹም ሃገር ና ከቢራ ተሓፊራ
💪🇪🇷💪🇪🇷 ይገርም እዮ " እቲ ብውሕልነት ዝተሰርሔ ድፉዐሲ አንሳሐቡ ማለት እንታይ እዮ ከምቲ ዝበልካዮ ካብታ ዝበለጸት ድፉዕ አንሳሐቡ " ክብሉኹምስ ብዙሕ ሰብና አይምከሰርናን ኔርና ክባሃል ሕጂ ተረድኡና ዓሕ ዓሕ ወያነ መለሰ ጨናዊ ኸምዚ ሕጂ ንጻዓድ ዝገዞኦም ዘሎ " አባና እውን ወያነ ከፊላ እያ እሞ ዓዲ ሰዋአት ብወያነ ኸልቢ ድአ ኽንድዚ ኽሰውኡ ይገርም እዮ አነ ዝብል በጃኹም አያታትና ኽዝረበሉ አሎው ታሪኽና ኽንገር አሎዎ ንወሎዶ ሰረቅቲ ወያነ ጅንታ ኸነጥፍኦም አሎና በጃኻ አግሂድካ ግለጸልና ሕቶ አላትኒ ካብቲ ዝበለጸ ድፉዕ ዓይንኹም እንዳራአኹም ሰለምንታይ አንሳሐቡ ተባሂልኩም ዳሕድሕዎ አቦታት Pls , የቀኔልና አናብስ ሳላ ሳዋ ዝተጀመረ ታዓዊትና ዋርሳይ ይካአሎ THANKS 💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪💪💪💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷'
መርሓባ መርሓባ መርሓባ
ሳላኹም እንሆ ሃገርና ኤርትራ ልኡላውነታ ተዋሒሱ ክብርትን ሕፍርትን ኮይና ትነብር ኣላ። ነዚ ዘይረኣዩ ምእንቲ ህዝብን ሃገርን በጃ ዝሓለፉ ሰማእታትና ድማ ወትሩ እንዳተዘከሩ ክነብሩ እዮም።
Decency and humility are salient values of the servant leadership of eplf.
@wedisheka6424
2 жыл бұрын
De
@user-qy7fh5kp9j
2 жыл бұрын
ዶ
@spxcify
2 жыл бұрын
Lokumax
እህህ ምምምም 🤔ከተዘንትዎሉ ቀሊል ጀጋኑ የሕዋተይ እንታይ እሞ ክንብል ኢና ኣምላኽ ውግእን ሁከትን የጥፍኣልና 🙏🇪🇷💪💪♥️🌹
ሰላም ሰላም ኣዋጅ ክቡር ሰብ ። ድሕሪ ነዊሕ ገጽካ ርኢና ። ሰላም ጋዜጠኛ ኤፍሬም ግደ ፡በጃኻ ባ ናይ ደራሲ ኣዋጅ ተለፎን እንተለካ ሃበና ። ክብረት ይሃበልና ድማ
Long life for you
መርሓባ ኣዋጅ ልምሉም ጥዑም ሰብ ፡ ከመይ ትኸዉን ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣዋጀ ሓወይ
Akoni jgna edmen tenan yhabka 💪💪💪
@godislove6831
2 жыл бұрын
Fetyeki ko meyte keyrakuki hadar mgbrku mesakes
We are glad to hear our hero telling the story of success thank you 👍♥️🇪🇷
@akberetgoitom5125
Жыл бұрын
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍
Super Hezbawi Gembar ,Shabia ,great and big History .,rialitiy strong ,so i am very happey Eritreawi history ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷
"ኣየ ጅግንነት ኤርትራዊ፡ንቅያ እዛ ዓለምና ዝተወልደ!"
Thank you EMN and TV-ERI for this great work
ሳዋ ዓንዲ ሕቆ ኤርትራ ሳላ ጀጋኑ ፍረ ከርስኺ መንግስተ ሰማይ ኮንኪ ምስቶርሆት ጅግና አምባሕ በል
Wowww awje arkey nebhaki gelxkyu anbsa
Zur kichin azkerkane nbea nbat haben edman tenan yhabkum watru Awat nhfash😭😭😭🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍
Proud of you Eritrean media network for showing as our heroes ✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏
Wel came efar
Merhaba 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
It is true Awaju. The weakest point of our History is not writing our History as it is. Such a humble Warsay. Warsay gedim. Keep it up writing.
Awaj Brhane Anbesa ajoka ab gonika alena eritrana ni zelalem ala kithilu eya
Amusing history
@ftl6230
2 жыл бұрын
Amusing history
True/HAKEY NAYE ZALEALEM SINEKEY AWGE HAWEY
አዋጅ ብርሃነ ጅግና ኤርትራዊ ኦንቘዕ ፍረጻማኻ አርአየካ።E M N ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ቀጽልዎ።አምላኽ ሃገርና ሰላም ይግበረልና አሜን።
@rehaboth203
2 жыл бұрын
Ab kindey deqiq alo ezi Awaj tiblwo zelekum seb
Edmen ttienan yihabkum Jiganu Deki Eri and thank you for protecting Our county 🙏🇪🇷❤️🇪🇷 God bless you 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽቡቕ መግለጺ ሓው ኣዋጅ ብጣዕሚ ዝነኣድ ትንታነ መሃሪ መኻሪ ሓባሪ ወይ ኣማቲ ብፍላይ ከኣ ንደገ ዝተሰደ ካብ ሱሩ ከም ዝተበርቆቐ ከም ዝኾነ ዝበልካዮ ሓቂ ኮይኑ ንዓይ ከኣ ካብቲ ኣዝያ እተሐመንን ንወትሩ ብኣኣ ይሳቐ። ኩልሳዕ ይጸብቕ ይኽፋእ ስደት ስደት ምዃኑ ኣይተርፎን እዩ። እቲ ዝኸፈአ ኣብ ዓለም ካብ ሱርካ ምምጣስ እዩ፣ ነዚ ሓቂ ዚ ዘይኣምን ከኣ ዝደቀሰ ጥራይ እዩ። ኣብ መወዳእታ ክብሎ ዝደሊ ክበር ንበር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
Deki EREY edmen tienan yhabkum
ኣዋጅ ጅግና እንቅዕ ገጽካ ርኣና ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት ብዝኽሪ ናብቲ ስፍራ ጀጋኑ መሊስካ ምስቶም ብጅግንነት መሬትና ኣሕሊፍና ኣይንህብን ኢሎም ዝሓለፉ ጀጋኑ ብመንፈስ ኣዕሊልና ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና ወትሩ ዓውት ንሓፋሽ🇪🇷
We lose our brothers sisters young youth
ኣዋጅ ብርሃነ ዕድመን ትዕናን ይሃብካ ብዛዕባ መጽሐፍካ ዳአ ዘይ ገለጽካልና።
ዝገርም ምስላ ዩ # ሓንካስ ዘውረዮ መላሲ ነይብሉ ክክክ ብፍላይ ብፖልዮ ዝሓንከሱ ሰባት ብዙሓት ሕሱማት ሰባት እፈልጥ:: ንፉዕ ጅግና ኢኻ 🇪🇷🇪🇷👍
@piratebc-ge1iq
2 жыл бұрын
ክክክክክክክክ
@dkg4657
2 жыл бұрын
Kkk. Bshak ketilkani. Eta zereba nab men kemzkenEt endateraAyeni kkk
@aklilukaleab1758
2 жыл бұрын
@@dkg4657 Kkkk nab men ya??
ብሉጻት ጋዜጠኛታትና ክብሪ ይሃብኩም
@rezanasfaha3145
2 жыл бұрын
ሃይለ የ ኣይበለን ሽሙ ኣዋጅ ብርሃነ ይበሃል
ክበር ንበር ዋርሳይ ገዲም ጅግና በዓል ስረ!!🇪🇷✌️🇪🇷
Weyyy aynzerebin emimmm
Owww jgna general chaina edmen teanan yhablna jgano wetro abe aserkom alena 💪💪👈
nebreu kiberu Wahis Hager
Kebren mogsen n semettena awet n hafash.
ሳላ ፡ ጀጋኑ ፡ የሕዋትና ፡ ሃገር ፡ ተዋሒሳ። ሳላ ፡ እዞም ፡ ጀጋኑ ፡ የሕዋትና ፡ ድማ ፡ ይስነድ ፡ አሎ። እሞ፡ ንሕና ፡ ድማ ፡ አይንሕመቅ ፡ like ምግባር። እታ ፡ ዝቀለለት። like
ኣባል 1'ይ ዙርያ ኣዋጅ ብርሃነ ካብቶም ዘይሕለሎ ሓያል ጽሓፊ.... ሓለፍቲ ህዝባዊ ግንባር ንጃህራ ኣይነብሩን እዮም ዓለም ግን መን ምኻኖም ጽቡቅ ጌራ ትፈልጦም እያ ... እቲ ዘሕዝነካ ታሪክ ከየሰጋገርዎ ብመስዋእቲ ይሓልፉ ኣለዎኡ... ስለዚ ዝምልከተኩም ኣካላት ነዞም ተሪፎም ዘለው ታሪኾም ሰነዱ
I an happy to hear our heroes to speak up and share their experiences. Thank you EMN for making our graves poor.
China Jegena. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Zur kichin!
እግዛብሄር እድመን ተናን ምስድራቤትካ ይሃብኩም
525 💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ተጋዳላይ ማለት ፉትወት ቅንእና ርህራሄ ዞባ ሃይማኖት ዘይብል ጥሙር ማእዶ ቁዱስ ኮታኩሉ እዩ ኣዋጅ ብርሃነ ውን ናይበሓቂ ዋርሳይ ብርሃን ይሃብኩም እዝጋቢሄር ኣምላክ እድመን ጥእናን ኣሜን
ሃገረ ጀጋኑ ዘዝተወልደ ጅግንነት ኢዩ ዝወርስ፣ ሃገረይ ተባረኺ፣ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ዋርሳይ ይከኣሎ።
Naybehaqi lbka ztnkf zereba eyu adka eyu adka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
jegana wadi jeganu wadi eriyyy
ኣምበሳሳሳ
Zure kechene
Ahhhhhhhhhhhhhh menessey mexaweti konu
የቐንየልና ኣዋጅ መሃሪ ትረኻ። ብሓቂ ገዛ ስድራ መሰረት ናይ ኩሉ ኢዩ።ጸላኢና ኣተዓባብያ ይበድሎ።
Welcome eri xaeda
🇪🇷👍🏽🙏👋
❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይብሓቂ ታሪክ ዝሰሩሑ ከኑሶም ከይሰነድዎ ይፍለዩና ኣለው እሞ ሓደራ ኣበራብርዎም መንእሰይ ብሓሰውቲ ይጠፍ ኣሎ ።
Nay bahki tiamu zanta ademen tianaka yhabkum dki Eritrea 🇪🇷 aeb mechereshta abi melekti eu
awaj ambesa edmen tinan yhabka fetari
ኤርትራዊ ታሪኽ ዝስርሕ እምበር ታሪኽ ዝጽሕፍ የቡሉን።👍👍👍
ክብሪ ይሰማዓኩም ነዚ ክትከውን ኤርትራ ከይደቀስኩም ዝሓደርኩም።
Salakum jeganu arkanat ayatatnan merahtnan kulu bi awet tezazimu ni berulna
ኣብየት ጅግንነት እወ ኣብ 37 ምስ ጸናሕኹሙና ብጣዓሚ ኢና ሰንቢድና ካብ ሕሉም 71 ብናጻ ገዲፍናሎም ክንወጽእ ደንጽዩና እዩ ብፍላይ ኣብ 37 ምስ ጸናሕኹሙና ። እዘን ቆንዳፋት ይዝከረኒ ካብ 37 ናብ 56 እና ገሪፍናየን ኣብ ሓጺር ግዜ ኣብ ዳሴ ጾሮናን ገሪፍናየን ኢና ናባኹም ሰጊርና ።
Isseyas n Ethiopa wedeb aseb kerekbom ayu hlmu neru 💯 %
መጀመርያ ብኩሉ እትገብርዎ ንጥፈታት ታሪክ ኣብ ምትሕልላፍ የመስግነኩም ቀጺለ ታሪክ ህዝቢ ኤሪትራ ተዛርብካ ዝውዳእ ኣይኮነን ኤሪትራዊ ውን ሰራሒ ታሪክ እምበር ተዛራቢ ኣይኮነ ኣነ ግን ብወገነይ መግስቲ ይኩን ካልኦት ትካላት ብሓባር ብምዝርራብ ከም ካሊክረም ኣብ ትምህርቲ እንተ ዝተኣታቶ ኣመጻጽኣ ኤሪትራ ከመይ ጽቡቅ ምኮነ ንመንእሰያታትን ደቅናን ድማ መበገሲ ምኮነ እሞ እንተዝሕሰበሉ ጽቡቅ ምካነ
Waw amazing Awaje bravo both of you god bless our hero’s
@rehaboth203
2 жыл бұрын
Living in Europe (London) and commenting from the comfort of your sofa is a piece of cake for people like you. Go and live the life in Eritrea. All the history of Eritrea we know and we are proud of is faked by the higdef juntas. Isais is degrading our history and working to enslave is to his ethiopia.
🇪🇷😂🇪🇷👍🌹
ኣነ ኩሉ ግዜ ዝብላ ደጊምካያ እታ ሬሳ ዚጋታታ ኣብዝኮነ ሃገር እንተሞት ናብ ሃገራ ትቅበል ሃገርና ኤርትራ ጥራይ እያ ኢለ እየ ዝዛረብ ሞ ናይብሓቂ ሰባይ ኢካ
@nahomnahom7204
2 жыл бұрын
ሓሳዊ ኮይንካ
ያኣኽ ጂግንነት ኤርትራዊነት ። ገና ክቅጽል ኢዩ ጥይት ዝኾነ ጋዝጥንያ ሳውራኹም ኢዩ ጋዝጥንያተት ቱታ።
Awaj arkey inqaii gexka reana