መርከብ ምስ ኣያ ዘብራኣብሩኽ ሓያል ንሕንሕ መን ስዒሩ?

Ойын-сауық

#MerkebBaryagabr#YowhansAlamat#BekiMassawa#MeriFrisky#Koshta#
እንኳዓ ናብ ኮሽታ ኢንተርቲንመንት ብድሓን መጸኩም እዚ ናይ ኢንተርኔት ቴሌቪዥን መምሃርቲ መዛናግዕቲ መደባት ከምኡዉን እዋናዊ ዛዕባታትን ብቋንቋ ትግርኛ ሒዛትልኩም ተቕርብ።
SUBSCRIBE ብምግባር መደባትና ይከታተሉ፡፡
© Copyright: koshta Entertainment
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited
Welcome to Koshta Entertainment we bring you Entertainment, News and Educational Videos to you.
SUBSCRIBE and watch our program.

Пікірлер: 377

  • @user-js8td2ls5w
    @user-js8td2ls5w4 жыл бұрын

    ሃሃሃ መርከብ ድሙ ሪኣ ውይ ኣታ ሞይትና ኮ ስሓቅ ኣብይ ኣለኩም ተጋሩ ላዪክ

  • @zd6493

    @zd6493

    4 жыл бұрын

    ኣለና፣ምቅርተይ

  • @samitigray4537

    @samitigray4537

    4 жыл бұрын

    kzread.info/dash/bejne/iXxllcySpJPOoMY.html subscribe ግበሩለይ ዋይ

  • @user-no4ke8bd7w
    @user-no4ke8bd7w4 жыл бұрын

    ጭዋታኩም ናይ ባሓቂ ደስ ባሃሊ እዩ ቀፅልሉ ደቂ ትግራይ ኩሑሎ ሶ ዕድመን ጥዕናን ይብኩም ፈጣሪ😍🙏🙏🙏

  • @titynegn418
    @titynegn4184 жыл бұрын

    እውይ መርከብየ ናይ ኣደይ እንጀራ በርበረ ገይርካ ተዘኪርኒ ደቂ ዓደይ ማዓረይ ደስ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤🙏

  • @roza8592
    @roza85924 жыл бұрын

    ደስ ዝብል አዩ ደቂ ትግራይ ኣብ ቀፃሊ ኣኞኺ ዝቡሉ ስብኣይ ኣቅርበልና ክክክክክክ ዝገጠመኒ ይህልዶ 😍😍😍

  • @mkmn6117

    @mkmn6117

    4 жыл бұрын

    Aya jokor

  • @user-vq8pz7gl7e
    @user-vq8pz7gl7e4 жыл бұрын

    ዘራብርክ ዓይነይ መርከብ ቦኒቺ ናይበሓቂ ትሕትና 100% ዋና ናይ ኾሽታ ኣቅርቢ ንፉዕ

  • @user-ot7nj4uh7x
    @user-ot7nj4uh7x4 жыл бұрын

    ኣታ እንኮዕ ካባኹ ትወለድኹ ደቂ ትግራይ ቆናጁ እስከ ላይክ ኣይሕሞቁ ሕጂ የ ሞኪረ ምጽሓፍ ድማ ዝዓለም ኣንቀጥቅጥዋ ዞሎ ሕማም ማርያም ትሓልውኩም amen

  • @janaazzam8980

    @janaazzam8980

    3 жыл бұрын

    Lgvlvvg

  • @user-lt7yk2nk6k
    @user-lt7yk2nk6k4 жыл бұрын

    ዝኮርዐሉ መንነተይ ቲግራወይነተይ ኣጃኩም ቀፀልዎ

  • @AliAli-dy6pl
    @AliAli-dy6pl4 жыл бұрын

    ደስ ትብሉ ፅሩያት እንካዕ ናይና ኮንኩም ቀፅልሉ😘😘

  • @luliya11gebremariam46

    @luliya11gebremariam46

    4 жыл бұрын

    Resah seb ke alo deyu ?

  • @user-mf5rv1lr7p
    @user-mf5rv1lr7p2 жыл бұрын

    ኣሰይ ደስ ክትበሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፊጣሪ ደቂ ትግራይ ኩሔሎ💋💋💋😘😘👈

  • @estiphweldelassie4517
    @estiphweldelassie45174 жыл бұрын

    ኣታ ትዕንበባይ ሕንባሻይ ኹስትር ኣቢሎምዎ ካብ ዓይኒ ፀላእቲ ማርያም ትሓልውኹም ደቂ ዓበይቲ

  • @user-eh6yy3qj4q
    @user-eh6yy3qj4q4 жыл бұрын

    በእውነት ኣቁሲልኩምኒ ምጭዋተይ ተጋሩዋይስ እንካዕ ናተይ ኮንኩም መርከበይ ቅኑዕ ሳሓቅ ጥራይ ፍትውውውው እስኪ

  • @user-yz8km4vc4e
    @user-yz8km4vc4e4 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ብሃንቀዉታ እዩ ንከታተሎ ዘለና ዘመን ኣቅርበልና

  • @user-zv7eb8ou9v
    @user-zv7eb8ou9v4 жыл бұрын

    ደስ ባሃሊ ጨወታ ዕደመን ጥዕናን ይሃቡኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ ንፉዓት

  • @gtsgkgbc5418
    @gtsgkgbc54184 жыл бұрын

    እሰይ ሙቁራተይ ደስ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @user-wo8ge6bi4o
    @user-wo8ge6bi4o4 жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሽኮሪናታት

  • @fjfj1614
    @fjfj16142 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን ዲቂ ትግራይ💒💒💒👏👏👏💊💊💊

  • @zerukidane590
    @zerukidane5904 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ኢዩ ንገሬን ንጀኮሬን ውን ኣቅርቦም ኢካ

  • @denzel31561
    @denzel315614 жыл бұрын

    I am frome Eritrea Asmara ..viva tigrinya all the Best

  • @AliAli-cc7kt

    @AliAli-cc7kt

    4 жыл бұрын

    👌👌😍😍😍

  • @user-zr8rc3zm4h
    @user-zr8rc3zm4h4 жыл бұрын

    wowwww ደስ ባሃሊ ጨዋታ ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም ኣብ ስራሕኩም ዕግበት ኣብ ትምኒትኩም ዓኸት ይምነየልኩም መርከብ ካዓ ንስደተኛ ዝኣንገድካና ሙዚቃ ነመስግን ብልቢ ቀፅልሉ ይመችኩም

  • @tigraylove2764
    @tigraylove27644 жыл бұрын

    ብጣዕሚ የቀንየልና ደስ ዝብል ፀዋታ እዩ 😗😗😗😗😗😗😗😗❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛💛

  • @user-cn8bv8re5c
    @user-cn8bv8re5c4 жыл бұрын

    ደስ ባሃሊ እየ ደቂ ትግራይ ማዓረይ😘😘😘😘

  • @user-xm5ym7gy8x
    @user-xm5ym7gy8x4 жыл бұрын

    አስይይይይ ደቅ ዓደይ ሽካርናታት መርከብ ባኒታዋ beautiful

  • @afugal7919
    @afugal79194 жыл бұрын

    ኣየ መርከብ ሽካር በቃ ናሳሓቀ እዘን በርበረ ወዲእወን ብዝኮነ ደስ ባሃልቲ ቀፅልሉ 😘😘😘

  • @abrhamabrhan1400
    @abrhamabrhan14004 жыл бұрын

    ተጋሩ ንፉዓት(ጅኮር ኣሚጽእልና ኣረኒት ዕዋላ )

  • @Merihabeshawit12
    @Merihabeshawit124 жыл бұрын

    ዋይ ማዓንጣይ ተበተኸት ደቂ ትግራይ ዓደይ ሰስኑለይ እስከ

  • @user-it8cr6ug6e
    @user-it8cr6ug6e4 жыл бұрын

    እንቃዕ ካባኩም ተፈጠርኩ የኔ ጀጋኑ መርከበይ ፍሽክታ ኣመለይ ማዓዝ ኢካ ትምርዖ ኣብ መርዓካ መርዓይ ይግበረኒ ዋ ኣይ ማማየ ኣይ ማማየ

  • @user-nu5qy1yg9i

    @user-nu5qy1yg9i

    4 жыл бұрын

    ተመርዕዩ እዩ ዘይተትሓዘ አልሺ ዝያዳይ

  • @mussietn1966
    @mussietn19664 жыл бұрын

    ዘረኣብሩኽ ኣስሊ

  • @tigistaddisu7928
    @tigistaddisu79284 жыл бұрын

    መርከብ ማ ሓደራ ባ ከይተቃፁልልና ክንደይ እናተፀበና እዚ ጅግና

  • @lloveyou1210
    @lloveyou12104 жыл бұрын

    ኣይትሳኣኑ ተጋሩዋኒ💗💗💟💗

  • @berhe__awine6914
    @berhe__awine69144 жыл бұрын

    We want all people to like HaHa?! ኣጆኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ ሃየና ናይና ስከ ንትግራይ ዓድና ዝፈቱ like ሕፍስ ዝበለ?!$

  • @nigsty20nigsty65
    @nigsty20nigsty654 жыл бұрын

    ብሓቂ ተዝናኒና ደስ ብሃልቲ

  • @selamse4654
    @selamse46544 жыл бұрын

    ብጣዕሚ እኹም ደስ ትብሉ ሽኮራት ተዛረብት ትግርኛ

  • @user-bx7hq1wh5l
    @user-bx7hq1wh5l4 жыл бұрын

    ምፅኩምዶ ሽኮሪናታት ክፈትወኩም ኣነስ ማርያም ፅዮን ትሓልኩም ኡማማማማማማ

  • @salam3709
    @salam37094 жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ደቂ ትግራይ ማዕረይ ደስ በሃልቲ እክም

  • @user-eb7rg1id1r
    @user-eb7rg1id1r4 жыл бұрын

    ሳሓቅ ቀቲልኩምና ሽኮሪናታት መርከብ ዓብይ ሰብ

  • @user-wt1kh5ul6l
    @user-wt1kh5ul6l4 жыл бұрын

    ክክክክ ኣታ ከም ሎሚ ስሒቀ ኣይፈልጥን ኣጀኹም እስቲ ደቂ ትግራይ ክሕሎ 😘😘😘😘

  • @user-yz8km4vc4e
    @user-yz8km4vc4e4 жыл бұрын

    ዋዉ ቀፅልዎ ፍቱዋት ገራሚ ጭዋታ እዩ ፍልይ ዝበለ ሓፈሻዊ ግን ከዓ ምስ ባህልና ዝከይድ ብጣዕሚ ፅቡቅ

  • @user-jr2bn3dk6e

    @user-jr2bn3dk6e

    4 жыл бұрын

    ታንክስ ቢኒ ሓላል

  • @user-ss2ez5ix1l
    @user-ss2ez5ix1l4 жыл бұрын

    ኣሰይ ፁሩያት ደቂ ዓደይ ማዓረይ ናሳሓኩም ንበሩልና በርበረ ገይርኩም እንጀራ ግን ማዘረይን ዓደይን ኣዘኪርኩምኒ

  • @user-tu3sr9rs7f
    @user-tu3sr9rs7f4 жыл бұрын

    ዘብራእሩክ ዓይነይ ከምኡ እዩ ኢደይ በለ 😁🤣ደቂ ሓላል ኣይትሳኣኑ 🇻🇳😘

  • @user-js8td2ls5w
    @user-js8td2ls5w4 жыл бұрын

    መርከብ ተይሓሰቦ መሲሑ እንጀራ ያ

  • @user-fy2fj5fe1g
    @user-fy2fj5fe1g4 жыл бұрын

    ባች ሙቁራት ደቅ ትግይ ዓደይ እጀራ ብበርበረኩም ክትበልዑ ደሊኩምስ ብዝኮነ ዕድመ ጥዕና ንዓኩም

  • @faysalkhan6609
    @faysalkhan66094 жыл бұрын

    ኣታ እዞም ትግራወትስ ስረሖም መሪር ዝበልዕዎ መሪር በርትዑ

  • @samdart696
    @samdart6964 жыл бұрын

    ደስ ዝብል እዩ ቀፅሉሉ

  • @girmanshealem6294
    @girmanshealem62944 жыл бұрын

    ኣይትፈልዩና

  • @tigraylove2764
    @tigraylove27644 жыл бұрын

    ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ ዋይ ደስ ክትብሉ ማዓት ብስሓቅ ወዲኹምኒ

  • @tesfaxbah4890
    @tesfaxbah48904 жыл бұрын

    መርከብ ፡ ብወገነይ ኣነ ወን ብጣሚ እዩ ዝፈትዋ።

  • @abebaguwalmekelle2579
    @abebaguwalmekelle25794 жыл бұрын

    🤣🤣🤣 The best internment ever. Love you guys. Thank you guys ❤❤❤ Aboy Zebroabruk the game you are the best ❤❤❤

  • @user-kf3zk6hb2y
    @user-kf3zk6hb2y4 жыл бұрын

    ክክክክክክክክ መርከብ ኣንታ ሓዝንዶ ምስኣቶም ብዝተረፈ ፅቡቅ ደስበሃሊ ትግርኛኹም ጥራሕ ኣስተኻኹልና

  • @user-gt1dl9jp9z
    @user-gt1dl9jp9z4 жыл бұрын

    ኣይትሳኣኑ ደቂ ትግራይ ማዓረይ መቅስናት ሳሓቅ ኣቁሲልኩምኒ ምስመፃኩ ኣነ ዓደይ ምሳኹም ተጫዉትኒ ይደሊ ኣለኩ

  • @golgoladina1302
    @golgoladina13024 жыл бұрын

    ጆን (ኣያ ዘረኣብሪኽ) ብጣዒሚ የስሕቕ ኹሉኹም ደስ ትብሉ ቐፅልሉ

  • @user-fm5xl3kr8i
    @user-fm5xl3kr8i4 жыл бұрын

    ኣስይይይይይይይይይይ ሙቁራተይ ክፍትወኩም እኮ ደቂ ትግራይ ሓላላት

  • @user-ed7js4ev5f
    @user-ed7js4ev5f4 жыл бұрын

    ዋይ መርከብ ልብካ ከይትላሓፅ በርበረ ኣብዚሕካ

  • @user-jr2bn3dk6e
    @user-jr2bn3dk6e4 жыл бұрын

    አሰይ እንኳዓ ናተይ ኮንኩሞ መርከብ ግን ከም ትሪኢትካ ኣይኮንካን ካምዛ አያዘብራአብሩክ ዝበልዋ አነ ድማ ካብ ስደት ተመሊሰ ምሳኩሞ ሓንቲ ማዓልቲ ክዉዕል ቡረሚስ

  • @ziyashow8234
    @ziyashow82344 жыл бұрын

    እሰይ ደቂ ትግራይ ዓደይ ደቂ ታሓላል መሬት መርከበይ ኣድናቂትካ እየ እነ ብወገነይ

  • @muhammadalikareechiyil4577
    @muhammadalikareechiyil45774 жыл бұрын

    መፅእኩምዶ ሽኮሪናታት ክፈትወኩም ቀፅልሉ

  • @kahsayemane4559
    @kahsayemane45594 жыл бұрын

    ኣሰይ ኬፍ ኣለኩም ደቂ ዓደይ ሓላላት ሰሰናዩ ንዓኹም 😘😘😘😘😍💖💖💖 መርከብ እማ ኣብኣ ናሃለየ መሲሑ እዩ በርበረን እንጀራን 😀😀😀😀😀

  • @user-ww4hz1nf2y

    @user-ww4hz1nf2y

    4 жыл бұрын

    kkkkkkkkk እወ እምበር ጋል ዓደይ ሽኮር

  • @user-tu3sr9rs7f

    @user-tu3sr9rs7f

    4 жыл бұрын

    Kkkk ቁርሲ እዩ

  • @kahsayemane4559

    @kahsayemane4559

    4 жыл бұрын

    @@user-tu3sr9rs7f Kkk በቲ በለ በቲ ካብዱ መሊኡ😃

  • @user-tu3sr9rs7f

    @user-tu3sr9rs7f

    4 жыл бұрын

    @@kahsayemane4559 ምስክን እዩ ግን እንጅራ ክብል ከሎስ ሳሓቅ ሞይተ kkkkk

  • @kahsayemane4559

    @kahsayemane4559

    4 жыл бұрын

    @@user-tu3sr9rs7f እታ Well ትብል ዘረባ ኣያ ዘብራኣብሩኽ ከ ሰሚዕኽያ ዶ ሰሓቕ ሞይተ ቅቅቅ ንስኺ እውን ልሪያድ ብልመፃኹ Well ኢልኪ በጨጭ ከይትብልለይ እሞ በጨቕ ከየብለኪ ብስየይ😜😜😜😜😜😞

  • @dhery3171
    @dhery31714 жыл бұрын

    ተዓድልካ መርከበይ የምሽየልካ ስሓቅካ ፀበይካ መልክዕካ ኮታስ የምሽየልካ አይትቀየር

  • @TheAppEthiopia
    @TheAppEthiopia4 жыл бұрын

    ፅቡቅ ስራሕ እዩ merkeb ምስ ትግርኛ Entertainment ቻነል ይሕበሩ ና ንዝበለፀ ስራሕቲ ድማ ምትብባዕኩም ኣይፈለየና

  • @tatitati3491
    @tatitati34914 жыл бұрын

    ቤኪ ኸኒ ኣይሕተትን ድዩ ጥራይ ናባኻ ጌርካያ ሓታቲ

  • @user-bw8gj2jw7o
    @user-bw8gj2jw7o4 жыл бұрын

    አሰይ ቀፅልሉ ደቂ ትግራይ ዓደይ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን አይፈለይኹም ብጣዕሚ ደስ በሃሎ እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን ካብ ዓይኒ ሰብ ይምሓርኩም ፍትዋተይ ንኩሉኹም 100%100%100% 💚💚💚💚💚💚💚💚💚 💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛 ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️

  • @user-rj3oz5eg3d
    @user-rj3oz5eg3d2 жыл бұрын

    ዋውውው ደስ ክትብሉ ደቂ ትግራይ ሓላላት 👌👌👌

  • @akalutsegay4810
    @akalutsegay48104 жыл бұрын

    ዋውውውው ደስ ብሃሊ ጨወታ መርከብ ግን ዛ በርበረ ኣመኽኒካ ዛ እንጀራ ወዲኢኻያ ክክክክክክክክ

  • @lmiss-youmom
    @lmiss-youmom Жыл бұрын

    ተጋሩ ኮ ብማዕተብ እዮም ዝልለዩ መስቀል ፅንዓትና መስቀል ሓይሊና መስቀል መድሓንት ነፍስና እዩ🙏ብዓል ቻናል መስቀል ብምእሳርካ ደስ እሉን🙏

  • @royal7617
    @royal76172 жыл бұрын

    Merkebey😍 ufff kemey dyu Humble btami eye zfetwon zednkon.

  • @meriymeriy8723
    @meriymeriy87234 жыл бұрын

    መርከብየ lmiss you

  • @hanayirga4132
    @hanayirga41324 жыл бұрын

    ብጣአሚ አዝናኒኩምና አይትሳአኑ ድቂ አድይ ማአርይ

  • @user-ww4hz1nf2y
    @user-ww4hz1nf2y4 жыл бұрын

    እንካዕ ንስኩሙስ አማዓዲና ንሪአኩም አይኮንና እንካዕ ናትና ኮንኩም ጅግንነት አብ ትግራይ ልዉህነት አብ ትግራይ ምሕጋዝ አብ ትግራይ ምጭዋት አብ ትግራይ ኩሉ ሙሉ አብ ትግራይ በቃ አረ ቦኒትዋ ብፍቅርካ ከርተት ኢለ ታይ እየ ዝገብሮ ገለ በለኒ በጃካ

  • @user-js8td2ls5w

    @user-js8td2ls5w

    4 жыл бұрын

    ክክክክክ ራግም ዶ ክሓባበረኪ

  • @user-ww4hz1nf2y

    @user-ww4hz1nf2y

    4 жыл бұрын

    @@user-js8td2ls5w እሺ

  • @user-js8td2ls5w

    @user-js8td2ls5w

    4 жыл бұрын

    @@user-ww4hz1nf2y 09 14 00 26 35

  • @user-ww4hz1nf2y

    @user-ww4hz1nf2y

    4 жыл бұрын

    @@user-js8td2ls5w hahahahahaha behaki dika thank you

  • @user-dc5ir2wn1g
    @user-dc5ir2wn1g4 жыл бұрын

    እወይይ ስሓቅ ወይ ደቂ ዓድና ማዓራትትትት

  • @user-js8td2ls5w
    @user-js8td2ls5w4 жыл бұрын

    ክኮክክክክክክ ደቂ ዓባይ ትግራይ ኣብ ለምለም ንበሩለይ ይሕዋት

  • @shishaygebrelibanos3340
    @shishaygebrelibanos33404 жыл бұрын

    ቀፅልሉ ደስ በሀሊ ፃኒሒት።

  • @user-wg7ci2uc9i
    @user-wg7ci2uc9i2 жыл бұрын

    ዕድመ ጥዕና ይሃብክም ደቂ ሓላልመርየት

  • @user-ed7js4ev5f
    @user-ed7js4ev5f4 жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ዓደይ ማዓረይ

  • @user-os7mu1mp5d
    @user-os7mu1mp5d2 жыл бұрын

    እንኮዕ ብሰላም መፃኩም ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ፈጣሪ

  • @zafuberihu6053
    @zafuberihu60534 жыл бұрын

    ኣቱም ዲስ ላይክ ትብሉ ኢድኩም ትሰበር ብዝተረፈ ቀፅልሉ ደቂ ትግራይ ማዓራት

  • @user-nf7ir2qt6j
    @user-nf7ir2qt6j2 жыл бұрын

    እሰይ ሸኮርናታት ሰላምኹም ይብዛሕ ደሰ ትብሉ ቀፅሉሉ እሰይ 💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊

  • @AsSa-lf9cf
    @AsSa-lf9cf4 жыл бұрын

    ደቂ ትግራይ ሽኮራት እንካዕ ናይና ኮንኩም ቀፅልሉ መርከበይ beauti ful

  • @dawitebuy8530
    @dawitebuy85304 жыл бұрын

    ስሓቅ ሞይተዋ ጆኮር ወይ ድማ ገሬ ትትውሰኸሉ ምበለፀ ነይሩ እንተ Koshta Entertainment ግን አርማኩም ቀይሩ የይይይ

  • @tsegitiyhabesha6755
    @tsegitiyhabesha67554 жыл бұрын

    ደቂ ትግራይ ኽሕሎ ፕሮግራምኩም ብጣዕሚ እዩ ፅቡቅ ቀፅሉሉ🤙🖖

  • @shewaneshusamual7475
    @shewaneshusamual74752 жыл бұрын

    እሰይ ደቂ ትግራይ ሽኮራ ት 💊💊💊

  • @girmanshealem6294
    @girmanshealem62944 жыл бұрын

    ናይ ባሓቂ ፁቡቅ

  • @amam5408
    @amam54082 жыл бұрын

    ዋይ መርከበይ❤️💛 ንደልየካ ኢና ዋ ልቡ ከይተቃፅሉሉና ብጣዕሚ ከአ ደስስ ባሃሊ ቀፅሉዎ🥰

  • @user-po8fk4og6x
    @user-po8fk4og6x4 жыл бұрын

    ዋው በረከት ድዩ ስምካ ሕቶኻ ብጣዕም ደስብሃል

  • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
    @egzabherhaylihiweteyeyu42824 жыл бұрын

    Wellcome shkorinatat ahwatey deki tgray mearey edme na tiena yhabkum ab srahkum awet ymneyelkum tsbukat 😘😘

  • @tigistaddisu7928
    @tigistaddisu79284 жыл бұрын

    ናይ መርከብ ኣድናቂት የ

  • @arsemaamu2427
    @arsemaamu24274 жыл бұрын

    Wowwww nice one shikorat

  • @richyewkroljrichyewkrolj3294
    @richyewkroljrichyewkrolj32944 жыл бұрын

    Asey muluratey btami ekum des tblu ednen tenan yhabkum ayfelalyekum adnakitkum eye kab wkro❤❤❤❤💋💋💋💋💋💋👍👍👍👍👍

  • @betur1934

    @betur1934

    4 жыл бұрын

    🤗🤗😍😍

  • @lloveyou1210
    @lloveyou12104 жыл бұрын

    ዋይ ቢኒዬ ሳሕቅ ቃትልካኒ ንስካሰ ብር በር ኣይትብልዒን ድካ😁😁😁

  • @mannam7646

    @mannam7646

    4 жыл бұрын

    Bhaki desbahali

  • @user-dc5ir2wn1g
    @user-dc5ir2wn1g4 жыл бұрын

    እም እኮ ሂውሃንስ ረክብወ እዩ እታ ቆለዓ ኣበልዕን እላ ኣቅምጠታ ዝበለ ዘረኣብሩክ ረክብዋ ክክክ ድስይይ ዝብል እዩ የኔ ማሬውች

  • @eterlove6125
    @eterlove61254 жыл бұрын

    Des behalo I really like it!

  • @user-nq7nf4it4s
    @user-nq7nf4it4s2 жыл бұрын

    ልሓዳርና መዉፅኢ በርበረ ከጥሕን ብገናይ መርከብ ዓይነይ 😜❤️❤️❤️🤣

  • @tesfaxbah4890
    @tesfaxbah48904 жыл бұрын

    ኣቦይ ዘርኣብሩክ ሰምሃር ጋልኩም ሃብና ኣብ ውጪ እየ ዝነብር 😂😂😂

  • @user-uc3fv4qi5l

    @user-uc3fv4qi5l

    4 жыл бұрын

    ዋይ ክክክክክ

  • @tesfaxbah4890

    @tesfaxbah4890

    4 жыл бұрын

    ክክክክክ

  • @user-js8td2ls5w

    @user-js8td2ls5w

    4 жыл бұрын

    ናይ ውጪ እዮም ዝፈትው ኢልካ ድዩ ክክክክክ

  • @fiorigebre6545

    @fiorigebre6545

    4 жыл бұрын

    Kkkkkk

  • @tesfaxbah4890

    @tesfaxbah4890

    4 жыл бұрын

    ንልዋም ንውጪ ክሰድዋ እንዲዮም ሓሲቦም ክክክክ

  • @sttsgdfgdd8714
    @sttsgdfgdd87144 жыл бұрын

    ያዓኺ መርከበይ ጨጓራ ከትሕዙኻ እዮም እምቢ በሎም በቃ

  • @markoslemlem7483
    @markoslemlem74834 жыл бұрын

    የቀንየልና ደሰ ዝብል ፕሮግራም እዮ

  • @mengshalie3879
    @mengshalie38794 жыл бұрын

    Good job thanks

  • @tigraylove2764
    @tigraylove27644 жыл бұрын

    አ አ ማለት ኖርማል እዩ ሓሳብን ብምርግጋዕ ምግላፅ ዘመልክት ሓሳብ እዩ ሙድ ኣይትሓዙ ኩርዓት ኣይኮነን ኣስተውዕሉ ወድሰብ ከምድልየቱ ብዝተመቸዎ ብሰናይ ሓሳቡ ምግላፅ ሰናይ እዩ ከም ባዕልኹም ሓሳብ ገይርኹም ኣይትውሰድዎ ኩርዓት ማለት ከምኡ ኣይኮነን ፈሊና ንፍለጥ ንሰልጥን አ አ አ ዝብል ድምፅን ፊደልን ዘረባን ዝፈጠሮ ፈጣሪ እዩ ብሕማቅ ኣይንውሰዶ ንን ዕርስኹም ድማ ተፋተዉ ፍትሕ/ዘና ርግዕ ዘና በሉ ቅሰኑ ተፃወቱ ስሓቁ ፀወታኹም ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ብሓቂ ንዓና ኹላይ ዘና ኣቢልኩምና ሰብ ኣይፃረፍ ሕማቅ ቃላት ኣይዛረብ ኣየቀይም እበር ዘና ኢሉ ምቅላድን ከምዝተመቸዎ ምዝራብን መሰሉ እዩ መሰል ሰብ ዘይምሕላው ድማ ፈላጥ ኣልያ ኣስተውዓሊ ኣይኮነን፣ ትግራይን ንድሕሪት ኣይንመልሳት ንቅድሚት ንጓዓዝ ብሰናይ ሰብ ዝበለ ይበል ብጊዜኡ ክፈልጥን ክማሃርን ክምዕብልን እዩ

  • @jdidiselemon387
    @jdidiselemon3874 жыл бұрын

    Wow desbahelty tebareku💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @user-kp2tt9ir8p
    @user-kp2tt9ir8p4 жыл бұрын

    ቀፅልሉ አሕዋት ደስይብል

  • @albadr2531
    @albadr25314 жыл бұрын

    Wawww Deki tigeraya meAerya

  • @almazgiday9935
    @almazgiday99354 жыл бұрын

    አሕዋት ደስ ባሀልቲ ፅቡቃት ዐኒ ፀላኢኩም ይደፈን

  • @natsanetgebrimdhin5019
    @natsanetgebrimdhin50194 жыл бұрын

    ጎበዛት ደስ ትብሉ ቀፅልሉ ቦኔታ ድሐን ዲካ

Келесі