መርከብ ቤቲ ሃይላይ ሚላዉ (ጥቁርየ ጥቁርየ) ሓያል ንሕንሕ መን ስዒሩ?

Ойын-сауық

#MerkebBonitua#ቤቲሃይላይGereEmun#Milaw TesfayNitsawetBigiziena#Koshta#
እንኳዓ ናብ ኮሽታ ኢንተርቲንመንት ብድሓን መጸኩም እዚ ናይ ኢንተርኔት ቴሌቪዥን መምሃርቲ መዛናግዕቲ መደባት ከምኡዉን እዋናዊ ዛዕባታትን ብቋንቋ ትግርኛ ሒዛትልኩም ተቕርብ።
SUBSCRIBE ብምግባር መደባትና ይከታተሉ፡፡
© Copyright: koshta Entertainment
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited
Welcome to Koshta Entertainment we bring you Entertainment, News and Educational Videos to you.
SUBSCRIBE and watch our program.

Пікірлер: 499

  • @lloveyou1210
    @lloveyou12104 жыл бұрын

    በስም ትግራይና እስኪ like ተጋሩዋኒ ፅቅጥ ኣብሉለይ 👇💘❤❤❤❤

  • @user-wr9jc3ju8s

    @user-wr9jc3ju8s

    4 жыл бұрын

    👍👍👍👍

  • @user-tu3sr9rs7f
    @user-tu3sr9rs7f4 жыл бұрын

    ተጋርዋኒ ብተግራዉነትኩም ትኮርዑ like ኣገራጭዉን ገለታት ገለታት ደስ እልኒ ጥቁረየ ጥቁርየ 😘😘😘

  • @user-kf3zk6hb2y

    @user-kf3zk6hb2y

    4 жыл бұрын

    ስሕብ ድርግም ኣግርጭዉ ክክክክክክ

  • @user-tu3sr9rs7f

    @user-tu3sr9rs7f

    4 жыл бұрын

    @@user-kf3zk6hb2yየቀንየለይ ከርተት 🤣

  • @user-kf3zk6hb2y

    @user-kf3zk6hb2y

    4 жыл бұрын

    @@user-tu3sr9rs7f ተወቀስኺ መርከብ ካዉኡ እየቀዲሐያ

  • @galdigsa3394

    @galdigsa3394

    4 жыл бұрын

    Tgraweyti aykonkun gn zerebom bahlom kulntom btaemi eyom zebhguni

  • @user-tu3sr9rs7f

    @user-tu3sr9rs7f

    4 жыл бұрын

    @@galdigsa3394ኩለና ሓደ ኣይኮነን ኣዛራርባና ካብ ቦታ ናብ ቦታ ይፋላለ እዩ ሐዚ ንናይትኩም ዝመስል ኣዘራርባ ሽረ እዩ ምቅርተይ ደሞ ዉድድድድድ

  • @biniambooss1296
    @biniambooss12964 жыл бұрын

    ምጭዋተይ ብትግርኛ ዝኮርዕ እስከ #Like ግበሩለይ ✌🔦

  • @hailewedikeshi7316
    @hailewedikeshi73164 жыл бұрын

    ሰላሞ ደቂ ትግራይ ዓደይ ሰላምኩም የብዝሓዮ ። ሓንቲ ሕቶ አላትኒ እፍርየም አማረ አሰይ እና ሰላማዊት የብለኒ አሎ አምጹኡልና ትብሉ ? (like) በልዋ ❤❤❤❤❤❤( አዚየ ስለዝፈትዎ እየ ) ዋላ( 5 ) ደቂቃ ትኩኡን ❤❤❤

  • @user-ek8pw7jn8r

    @user-ek8pw7jn8r

    4 жыл бұрын

    ኣብ ቀዛሕታ ቀሪቦም ኣለው ኣቲካ ረኣዩ

  • @user-le4xu2zf6f

    @user-le4xu2zf6f

    4 жыл бұрын

    @@shammiamia8321 ክክክ እሞ ምልምማድ የድልዮ እዩ ማለት ድዩ😄😄

  • @godbye8361
    @godbye83614 жыл бұрын

    ደቂ ትግራይ ማዓረይ እድመን ጥዕናን ይሓብኩም ካብ ሓውኩም ኤርትራዊ እስከ Like ኣይተውሑዱለይ።

  • @user-nc5wv3nl1b

    @user-nc5wv3nl1b

    4 жыл бұрын

    አነስ ወዲ ኤሬ ማራ ኢየ ዝፈቲ እና ንላለ👏👏👏👏👏👏👏

  • @godbye8361

    @godbye8361

    4 жыл бұрын

    ኣርሴማ እናቴ ጠዋሊ ሓፍቲ ከማን ትኮንኒ

  • @user-nc5wv3nl1b

    @user-nc5wv3nl1b

    4 жыл бұрын

    @@godbye8361 ያ ታይ ይፈለጥ

  • @user-zf3mr3ry6m

    @user-zf3mr3ry6m

    4 жыл бұрын

    💔💞💞💕💕💕💖 ወ ደ ኤረ ፀዕዳ

  • @godbye8361

    @godbye8361

    4 жыл бұрын

    ኣርሴማ እናቴ እወ ጹቡቅ ኣለኪ ጓል ትግራይ ማዓረይ

  • @weynotube7
    @weynotube74 жыл бұрын

    ሰላም ሰላም ደቂ ሓላል መሬት ቀፅልሉ መሮነይ ሽኮር ብሽም መሮን ላይክ ግጨውለይ😍😍😍❤❤❤❤

  • @user-lh6hy7oq4l
    @user-lh6hy7oq4l4 жыл бұрын

    ንመርከብን ንሚላዉን ዝፈቱ

  • @weynotube7
    @weynotube74 жыл бұрын

    መርከበይ ቅኑዕ ልቢ ፍትውትውውውውውውው

  • @henyemu6044
    @henyemu60444 жыл бұрын

    ን ቤቲ ዝፈቱ ላይክ

  • @mamalove4786
    @mamalove47864 жыл бұрын

    ናይ በሓቂ ደስ ዝብል ኢዩ ንኩላትኩም ደስ ዝብል ኢዩ በብሞያኩም ኣምላክ ኣብቲ ትሓስብዎ የብጽሕኩም ሓውኩም ወዲ ኤረይ ኢዩ ደጋፊ ናይ ኩላትኩም ኢዩ ናይ በሓቂ ደስ በሃልቲ ኢኩም

  • @user-hj8ud2ep2t
    @user-hj8ud2ep2t4 жыл бұрын

    😂😂😂😂😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺እካዕ ኣብፆሓኩም ንዓመታዊ ባዓል ቅድስ ጌርግስ 🌺🌺🌺🌺🌺

  • @helenhabe8123

    @helenhabe8123

    4 жыл бұрын

    አሜን እንኳዕአሕብሩ አብፀሐና

  • @user-jc1kr5sr9v
    @user-jc1kr5sr9v4 жыл бұрын

    ንመረክብ ዝፎቱ ላይኪ

  • @user-um8ic2kd8n
    @user-um8ic2kd8n4 жыл бұрын

    ሚሊየ ማዓረይ ናሰብ ዘረቦ ኣይትገደሰሉ እንበር ኣፉ ዘምፅአሉእዩ ዝዛረብ እንበር ብጣዕሚእዩ ደስባሃሊ ኩሉስራሕካ ሚሊየ ሽኮር ዶሞ ኣይዞካ ኩሉ ከርተት እሉእዮ ዝዕወት ዋ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ ሚሊየ

  • @user-od5xr4id1e
    @user-od5xr4id1e4 жыл бұрын

    ሙቁራት ዳቂ ትግራይ ፃዓዱ ቦኔትዋ ኣደናቂትካ የ ቤቲ ሃይላይ የኔ ቆንጆ

  • @user-wt1kh5ul6l
    @user-wt1kh5ul6l4 жыл бұрын

    ኣይትስኣኑ ደቂ ትግራይ ሽኮራት መቸም ኣስሒቅኩምና ኣጀኹም ኣይትጥፍኡ ንዓና ዉን ኣብ ስደት ኮይንና ተስፋ እዩ 😍😍😍

  • @brhanf3629

    @brhanf3629

    4 жыл бұрын

    አስይ ደስ ክብሃል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @user-lh6hy7oq4l
    @user-lh6hy7oq4l4 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ባሃልይ ሜሮን ሓዉና ንጆኮር እባ አቅርብሉና

  • @user-qy6wk1kj9f
    @user-qy6wk1kj9f4 жыл бұрын

    ፍትውትውውውው በቃ አሕዋተይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @user-kc2io9xt4p
    @user-kc2io9xt4p4 жыл бұрын

    ደቂ ሓላል መሬት ብትግርኛና ትሕበኑ እስኪ Like አግርጭው አቢልኩምኒ ሕለፉ

  • @user-he4zk6fm8z
    @user-he4zk6fm8z4 жыл бұрын

    ሽኮሪናታት 👍👍👍🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳👊👊👊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @degneshtades9752
    @degneshtades97524 жыл бұрын

    ዋው ብንትዋ ኣታ ሓርፍ ከርተት ሚሊ ክፈትዎኩም ደቂ ትግራይ ቤቲ ግን ከምዛ ናብ ሰብ ተሓውስኪ ዘይትፈልጢ ሃነን እልኪ ማለተይ ጋል ሹቅ ዘይትኮኒ ካብኣነጋግራኪ ጀሚሩ ብፍላይ ፀጉርኪ እስታይል ምረፂ ምክር ሓፍትካ ብደውካ እዩ ልበሃል

  • @fitawadhanom8813

    @fitawadhanom8813

    4 жыл бұрын

    Tkikel

  • @tigrayteseer.2410
    @tigrayteseer.24104 жыл бұрын

    ብዙህ ብዙህ ተስፋ አለና ደቂ ትግራይ ሽኮራት ንቅድሚት ጥፍራህ, ፀላኢኩም አይኑ ይጥፍእ አሜን ❤️😍

  • @user-xe2oz8qv1p
    @user-xe2oz8qv1p4 жыл бұрын

    ሙቅራት ደቂ ዓባይ ትግራይ ደስ ክትብል መርከብ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ኣድናቅትካ እየ

  • @dabdxb6265
    @dabdxb62654 жыл бұрын

    ቀፅልሉ ደቂ ዓባይ ትግራይ

  • @user-un2dl3vy3h
    @user-un2dl3vy3h2 жыл бұрын

    ተጋሩዋይ ፁሩያት ፍጥረት ኣብስራሕኩም ኣሳልጦ ይሃብኩም ቀፅሉሉ

  • @selamberihu4085
    @selamberihu40854 жыл бұрын

    መርከብ ቁንዕ ልቢ ብጣዕሚ እና ንፈትወካ

  • @user-lq4fw2qm9s
    @user-lq4fw2qm9s4 жыл бұрын

    ጥቁርየ ጥቁርየ ጥሪ ተወዲኣ ኣበይ ትሓድር😜 ቦኒቷ ከርተት 😜 ድሓርስ ዃ ፈሊጠዋ ቤቲ😜 ኣዮኹም ናይና 💛💖

  • @user-kr4bm4ps7t
    @user-kr4bm4ps7t4 жыл бұрын

    ኣሰይ ሽኮራት ደስ ክትብሉ ምቁራተይ ንበሩልና ዕድመን ጥዕናን ይሂብኹም

  • @danimengstu5217
    @danimengstu52174 жыл бұрын

    ደሰ ዝብል ጊዜ ነይሩ የቀኒየልና ...ቀፅልሉ

  • @user-js8td2ls5w
    @user-js8td2ls5w4 жыл бұрын

    ክክክክ ኣታ ሚላው ሳሓቅ ቀቲሉኒ ናዓኩም ክርኢ ስርሐይ ረሲዐ ሮመዳን መሬት መዳመ ተባሪራትኒ ግን መቀለ ተፀበዩኒ መኪና ሒዝኩም ኩሉኩም

  • @user-qz4mo3rv2w

    @user-qz4mo3rv2w

    4 жыл бұрын

    ክክክክክክ ኣይዞኪ ምንም ኣይትብለክን

  • @user-js8td2ls5w

    @user-js8td2ls5w

    4 жыл бұрын

    @@user-qz4mo3rv2w ሕራይ መዓረይ

  • @user-eb7rg1id1r

    @user-eb7rg1id1r

    4 жыл бұрын

    አይዞኪ ምስ አተኪ መቀለ እውን ኢንተርቪ ክገብሩልኪ እዬም ኮሽታ እንተረተይመንት

  • @user-js8td2ls5w

    @user-js8td2ls5w

    4 жыл бұрын

    @@user-eb7rg1id1r ክክክክክክክ ላዪክ ክትህቡኒ ድኩም ደሓርከ

  • @user-eb7rg1id1r

    @user-eb7rg1id1r

    4 жыл бұрын

    @@user-js8td2ls5w ለማኒት መቀለ ከይድኪ እውን ላይክ ክክክክክክክክክ አይህብን

  • @user-wx2tl7cj9b
    @user-wx2tl7cj9b4 жыл бұрын

    ዋዉ ደስ ክትብሉ ደቂ ዓደይ ቃፅልሉ

  • @fanafanafana7824
    @fanafanafana78244 жыл бұрын

    ሙቁራት ደቂ ዓባይ ትግራይ ደስስ ክትብሉ

  • @zezozozo848
    @zezozozo8484 жыл бұрын

    ሽኮሪናታት ኩሉ ግዜ ምፅና ቅፅሉሉ

  • @SaraSara-xi2lh
    @SaraSara-xi2lh4 жыл бұрын

    አሰይይይይይይይ ደቂ ትግራይ ዓደይ መዓር ወለላ መርከበይ የኔ ቆንጆ ብጣዓሚ እየ ዝፍትኪ ደሞ ንክልእክም ፍትውትውውውው ቀፅሉል የኔ ማሮች ዕድመን ጥዕናን ይሃበክም ውድድድድድ

  • @user-io9qe6wi9g
    @user-io9qe6wi9g4 жыл бұрын

    መርከበይ መክበሪ ባህሉን ህዝቡን 💝ዕድመን ጥዕናን ንኩልኹም ደቂ ትግራይ 😍😍😍😍😍

  • @emaamanuel6661
    @emaamanuel66614 жыл бұрын

    አነ ንቤቲ ሃይላይ ዝህባ ኮሜንት ቤቲ ንኮሜዲ እንበር ን ሾው እካ ዋላዋላ……… እንተ አርት like

  • @merrytube8231

    @merrytube8231

    4 жыл бұрын

    Exactly galey

  • @tsiontesfay3632

    @tsiontesfay3632

    4 жыл бұрын

    ተፈሻሽና ስለ ዘይመጸት ድያ?ገና ድማ ቆልዓ እያ

  • @gtsgkgbc5418
    @gtsgkgbc54184 жыл бұрын

    እሰይ ምቁራተይ ደስክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @Merihabeshawit12
    @Merihabeshawit124 жыл бұрын

    ዋይ ማዓንጣይ ተቃንጠበት ሚላው ስሓቅ ቀቲሉኒ ሮመዳን ምድሪ ስርሐይ ሸንዲሐ ናዓኩም ክርኢ so እስኪ ከማይ ደስ ዝበለኩም like ኣግርጭው ኣብሉኒ ብሹም ተጋሩዋኒ ክፈትወኩም ማዓት ነፍ ዓመት እስከ ንበሩለይ

  • @Titi_Agamawit
    @Titi_Agamawit4 жыл бұрын

    ኣሰይ ተጋሩዋኒ ደስ ክብሉኻ ደስ ዝበልኹም ከምዚ ኣነ እስከ ላይክ ጥውቅ ኣብሉለይ ያሕዋት😘🇻🇳🇻🇳😍😍

  • @zedigaldocter6126
    @zedigaldocter61264 жыл бұрын

    ኣይ ደቂ ትግራይየይ ዓደይ መቅሰናት ከመይ ዲኩም ደስ ትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 💖💕

  • @zd6493
    @zd64934 жыл бұрын

    እዉይ፣ክፈትወኩም፣ደቂዓይኒ፣ትግራይይይይ

  • @wasli8257
    @wasli82574 жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ፅብቅ መስሐቂ

  • @user-sm4hz5yd5z
    @user-sm4hz5yd5z4 жыл бұрын

    ሁላችውም.ታምራላቹ.ግን.መርከብ.ከርተት.ደስ.እምል.ነገር.ወድጀዋለው.ምን.ግዜም.ትግራይ.ትግራይ😍😍😘😘😘😘

  • @jf4943
    @jf49434 жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን የሃብልና ፈጣሪ ሹኮሪናታት

  • @kahsayemane4559
    @kahsayemane45594 жыл бұрын

    እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ደቂ ዓደይ ብሌነይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም""ቤቲ ግን ኣመና ፈዂስኪ ርግዕ በሊ ኣብ ቀፃሊ ቹቹ ኣቕርበልና ሜሮነይ።

  • @tigraylove2764
    @tigraylove27644 жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምቅረታት ሓበናት ትግራይና ፍትውውውውውውውውውውው 😘😘😘😍😍😍😍😘😘😘😗😗😗

  • @user-su4jp3lt3b
    @user-su4jp3lt3b4 жыл бұрын

    ተጋሩዋኒ ሰሱኑለይ ምቅራተይ 💛❤️💛❤️💛❤️😘😘😘😘

  • @arsemaamu2427
    @arsemaamu24274 жыл бұрын

    Wowwwww sahak ketilkumuna we love it

  • @tigraylove2764
    @tigraylove27644 жыл бұрын

    ብፍላይ ኣመወዳእታ ዘሎ ዕላልን ፀወታን ሴሮመኒ ኹሉ ደስስስስ ዝብል እዩ ማራ ኣዝናኒኹምኒ 🌺🌺🌷🌹🌹🌱🥀❤️❤️❤️❤️❤️🥀🌴🌷🌴🌱🌾🌱🌹

  • @mirifkr9938
    @mirifkr99384 жыл бұрын

    ኣሰይ ሙቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሕዋተይይይ

  • @kndahaftitesfay9066
    @kndahaftitesfay90664 жыл бұрын

    ልሰላምን ል ኤፍሬምን አቅርቡልና ሙቅራት 💯💯💯💯💯💯💓💓💓💓

  • @royalfashion9097
    @royalfashion90974 жыл бұрын

    Koshta natkum kedamay mrcha🌟

  • @gudbahrientretainment3101
    @gudbahrientretainment31014 жыл бұрын

    ጀጋኑ ደቂ ትግራይ

  • @user-fv3nv2np3o
    @user-fv3nv2np3o4 жыл бұрын

    እዋይ ክክክክክክ እስኪ ሰላምኩም ይብዛሓዮ ንእሽተይ እኮ ፍታ አቢልኩምና

  • @hamemalanbesakaayu1312
    @hamemalanbesakaayu13124 жыл бұрын

    ያዉይ እናተፀበኹኩም ዊዒለ ዝፈትዎኩም

  • @nigsty20nigsty65
    @nigsty20nigsty654 жыл бұрын

    ሜሮን ሓውና ጌሬ እና ጆኬር ኣቕርበልና

  • @betur1934
    @betur19344 жыл бұрын

    Ketslwo mukurat 💛❤️💛❤️💛❤️

  • @smerahabshy1861
    @smerahabshy18614 жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ትግራይ መዓረየይ

  • @aotali8812
    @aotali88124 жыл бұрын

    ዋውውውዉ ኩሊኹም ፍትውውውውውው

  • @frehagos4199
    @frehagos41993 жыл бұрын

    ፅሓይ ብራቅ መቅሰን

  • @merigaltigray1093
    @merigaltigray10934 жыл бұрын

    ኦኦ ገለታት ገለታት አግርጩው ጡቁረ ጡቁርየ ድዮም ዕድመን ይሃብኩም ደቂ ትግራይ

  • @fiyorihaftey4382
    @fiyorihaftey43824 жыл бұрын

    😍😍😍😍 btami des tblo deki tigray adey kexilulu 💯💯💯💯

  • @malitmalit7493
    @malitmalit74934 жыл бұрын

    ሰላም ደቅትግራይ ዐደይ ዕድመን ጥዓናንን ይሃብኩም

  • @user-ly7di2fb2b
    @user-ly7di2fb2b4 жыл бұрын

    ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ እዛ ለምለም መሬት👉🇻🇳👈ደቂ ዓደይ 👍ሃቡኒ ብጣዕሚ ምርር ኢልኒ ስደት ኤጭ🙆‍♀️

  • @smrahgazi2851
    @smrahgazi28514 жыл бұрын

    እንዃዕ ብደሓን መፃኩም ኣነ ክፈትወኩም ማዓት

  • @user-kf3zk6hb2y
    @user-kf3zk6hb2y4 жыл бұрын

    ዋዉዉዉዉ ናይለሞዓንቲ ደስኢላትኒ ም/ቱ ብዛዕባ ቋንቋ ትግርኛና ዕብየት እዩ ከምኡዉን ዉስኽ ኣቢልኹም ናጀጋኑ ተጋደልትና ጀምር ዘይፈለጠ ከፈልጥ ዝፈለጠለ ወሲኹ ክፈልጥ

  • @mieriyejunutalg8771
    @mieriyejunutalg87712 жыл бұрын

    ኣሰይይ ደቂ ትግራይ ሓላላት 💓💓💓💓💓💓💊💊💊💊💛💛💛💛💛💛💛💗💗💗💘💘💗💗💘💘💘💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊

  • @milattekle3378
    @milattekle33784 жыл бұрын

    እዉይ ደቂ ዓደይ መፀለል ደአስ ባሃሊ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💋💋💋💋💋💋💋💋👁💪💪💪💪💪💪💪

  • @user-gt1dl9jp9z
    @user-gt1dl9jp9z4 жыл бұрын

    ሰይ ሽኮራት ጭዋታ ምስ ትምህርቲ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ክፈትወኩም ማዓት

  • @hailewedikeshi7316
    @hailewedikeshi73164 жыл бұрын

    Kexelwu ahewatey selamkum ybzhayo😍😍😍😍

  • @meronselamun8854
    @meronselamun88544 жыл бұрын

    መርከብ ጀግና ሂፓፕ ኢትዮ .ማራ ኢካ ጀግና ተወዳዳሪ ለ የብልካን .እማን ትብሉ እስቲ ሓደ ጊዜ ጀግና በልዎ

  • @user-ed7js4ev5f
    @user-ed7js4ev5f4 жыл бұрын

    ሰላም ንዓኩም ይኩን ደቂ ትግራይ ዓይነይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፃንሒት ነይሩ ቀፅልሉ ካሊእ ዓይነት ሕቶታት ኣምፅእልና

  • @liligualtigray1116
    @liligualtigray11164 жыл бұрын

    ደቂ ዓደይ መዓረይ ቤትየ ሽኮር

  • @Seb15
    @Seb154 жыл бұрын

    ተፈተውቲ ጽቡቕ ወግዒ ቀጽልዎ ክቡራት 👍🙏

  • @mazamaza9080
    @mazamaza90804 жыл бұрын

    ቆናጁ ደቅ ትግራይ ዓደይ ሰላምታኽም ይብዛሕ ቕፅልሉ ❤❤❤

  • @User-jh2fc
    @User-jh2fc4 жыл бұрын

    I miss you so much deki tgray maareyyyyyyý

  • @newvideos5322
    @newvideos53224 жыл бұрын

    Des behalti deki adey mearey

  • @user-sb6dq2qb8x
    @user-sb6dq2qb8x4 жыл бұрын

    ኣረ ኣማኒኤል የማነ ኣምፁኡልና

  • @user-ss2ez5ix1l
    @user-ss2ez5ix1l4 жыл бұрын

    ያ ኣይትሳኣኑ ደቂ ዓደይ ማዓረይ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ብጠዕሚ ኣዛናጊዕኩምና ለ ኣሚህርኩምና ለ ክርተት እወ ደቀይ

  • @sona6527
    @sona65274 жыл бұрын

    ብጣዓማ ደስትብሉ

  • @c6yfyf7hcf7cu2
    @c6yfyf7hcf7cu24 жыл бұрын

    ፍትዋት ደቂ ትግራይ ሰላምኩም ይብዛሕ

  • @albadralbadr9937
    @albadralbadr99374 жыл бұрын

    💞💞💜💙💚💚💛❤️❤️💙

  • @Dankemile403
    @Dankemile4034 жыл бұрын

    Merkeb shikor from eritrea gin kulu Kum gazetegna

  • @Gech43
    @Gech434 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ኣዘናጊዕኩምና። ደስ ዝብል ፕሮግራም ቀፅልሉ።

  • @user-bx7hq1wh5l
    @user-bx7hq1wh5l4 жыл бұрын

    ሜሪ ሎማዓንቲ ተቀይርካኒ ብዝተረፈ ፍትውውውውውውውውው ኢየ ዘብለኩም

  • @suzanagalejeganu9828
    @suzanagalejeganu98284 жыл бұрын

    ኩልኩም ጎቦዛት😘😘🌹

  • @birhanebirhane4763
    @birhanebirhane47634 жыл бұрын

    ሰላም ሰላም ሰላም ተጋሩ

  • @tigistaddisu7928
    @tigistaddisu79284 жыл бұрын

    መርከብ ትፈትው ላይክ ሃብለይ

  • @user-xm5ym7gy8x
    @user-xm5ym7gy8x4 жыл бұрын

    ቀፅልሉ በጣዕም ፅብቅ ቤት ሃይላይ አይዘክ በርትዕ ሚላዉንይ በጣዕም አየኮ ዘፍቅርካ በስሓቅ መይት ለማዕንትይ

  • @slamabrha4534
    @slamabrha45344 жыл бұрын

    ደቂ ትግራይ ዓደይ ሽኮሪናታት😘😘😘

  • @user-no4ke8bd7w
    @user-no4ke8bd7w4 жыл бұрын

    ደቂ ትግራይ ዓደይ ማዓረይ 😍😍😍😍😍

  • @natibel3900
    @natibel39004 жыл бұрын

    Hey, ደቂ ሓላል!!! ነቲ ዘለኩም ስነ ጥበባዊ talent ከድንቀኩን ይደሊ:: ብምቅፃል ግን ከም ኣድናቂኹም ካብዚ ንላዕሊ ክትግቡዙ ስለ ንደሊ ከም ሓበሬታ ክብሎ ዝደሊ ነገር እንታይ እዩ,, ናብ ሚድያ interview ክትቀርቡ ከለኹም ነቲ ዝወሃበኩም ሕቶ በሳል ዝኾነ ሓሳብ ኣብ ምግላልፅን ህድእ ብዝበለ መንገዲ ነቲ ትምልስዎ መልሲ ዘርክዕ ገይርካ ኣብ ምግላፅን ብደምቢ ምስራሕ የድሊ ይብል:: ማለትሲ ኣብ እዝኒ ፈተውትኩም ኣትዩ ሰሓባይ ዝኾበ ሓሳብ ናይ ምግላፅ ልምምድ ምግባር የድሊ:: ሚድያ መቅረብቲ እቲ ትሓትዎም ሕቶታት ቅድሚ studio ምእታዎም ብዛዕባ እዚ እዚ ኢና ክንዘራረብ ብምባል ምንጋር ወይ እቶም ሕቶታት ብምሃብ ክሪእዎ ብምግባር ቀሪቦም ክምልሱ ከለዉ ሓሳባት ኣብ ምእካብ ክሕግዞም ይኽእል:: ኣብ TV ከም ዝቀርቡ ዘለዉ awareness ክህልዎም ምግባር:: ከምቲ ኣብ ሰፈር ምስ መሓዙት እንጫወቶ ዓይነት ከይኮነስ ምስ media ዝኸይድ ተትከዉን:: ይቅርታ ግን ከም ደጋዳፋይ ሓውኩም በሳላትን ብሉጻትን ክትኮኑ ስለ ንደሊ እዩ:: ካልእ ቀፅልሉ ሰሰናዩ!!!!

  • @ngfgfhfh412
    @ngfgfhfh4124 жыл бұрын

    አሰይ ሙቁራት እንኳዓ ናትኩሞ ኮንኩ ቀፅሉሉ ፍትዉትዉት❤❤❤❤❤💋💋💋💋💋👋ሰላምኩሞ ይብዛሕ ደቂ ትግራይ

  • @terhassolomon6318
    @terhassolomon63184 жыл бұрын

    ብታአሚ ደስ ዘብል

  • @rahelkeshi5379
    @rahelkeshi53794 жыл бұрын

    😘😘😘😘😘😘😘🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳mikuratey

  • @user-co5ng6ry8w
    @user-co5ng6ry8w2 жыл бұрын

    ልክሎኮም ኣዝኮም ኣሓዋትይ 🙏🙏🙏🙏💞💞💞👏👏👏👏👏💖💖💖🥰🥰🥰

  • @tigraylove2764
    @tigraylove27644 жыл бұрын

    ኣነ እውን ኣብዙይ ኾይነ ነቲ ሕቶ ይምልስ ኣለኹ ንባዕለይ ዋውውውውው ዘዝናኒ ሕቶ እዩ

  • @user-uq1qk8ql9d
    @user-uq1qk8ql9d4 жыл бұрын

    Wawwwww ደቂ ትግራይ ዓደይይ💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @capismartsmart8602
    @capismartsmart86024 жыл бұрын

    Des behalti ftret😁 absdet zelekum fetari yhalkum yhwatey

  • @user-zm9vk4oo9b

    @user-zm9vk4oo9b

    4 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏ዝያዳይ

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be4 жыл бұрын

    ናይ ቅዱስ ኣቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ፈጢን ተራዳኢነት፥ፍቅሪ፥ሰላም፥በረኸት፥ረዲኤት፥ፀሎት ኹሉ ምስ ኩልና ሓዲሩ ይንበር ንሓዋሩ ኣይፈለየና ንዘለዓለም ኣሜን ኣሜን ኣሜን።፣፣፣✝️✝️✝️✝️🌼💐💐💐💐🌺🌺🌾🌻🌻🌻

  • @tigistaddisu7928
    @tigistaddisu79284 жыл бұрын

    ነዊሕ ዕድመ ይሃብኩም ደቂ ትግራይ ሽኮራት

Келесі