ቀዛሕታ - ገሬ እሙን ጆከርን ድምፃዊት ኤደን ገብረስላሰን ኣብ ቀዛሕታ
Ойын-сауық
#ቀዛሕታ Kezahta: ቀዛሕታ ኣብ DW TV ዝቀርብ መደብ እንትከውን ኩልግዘ ንምክትታል ላይክ_ሸር_ሰብስክራይብ_ብምግባር ይከታተሉ
ቀዛሕታ ኣብ DW ቲቪ ዝቀርብ መደብ እንትኸውን ባህልናን ፣ ቋንቋናን መንነትናን ንእቕበሉን ነዕብየሉን መደብ እዩ፥ ነዛ ዩትዩብ ቻነል ሰብስክራይብ ብምግባር ዝተፈላለዩ ዓበይቲ ስነጥበባውያን ንኽትከታተሉ ንዕድም። ስለዝመረፅኩምና የቐንየልና፤ . SUBSCRIBE NOW
Пікірлер: 198
ዕድሜን ጥዕናንን ንሙቑራት ኣሕዋተይ ኣያ ጆኮር እና ገሬ እሙን የቐንየልና ብጣዕም ደስ በሃልት ቐፅሉሉ እስክ ከማይ ልፎትዎ ን ጆኮር እንተሃልዪ ብ like ግጨውን
😁አያ ጀኮር ትክክለኛ ገፅኩም ክሪኩም ብዙሕ ማዓልቲ ይፅበ ነይረ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍቑራተይ እግዚአብሔር ይአካክበና 🥰🥰🥰🥰
ቆንጆ የትግሬ ልጅ እድሜ ጤና ይስጣቸው
@hdbvzcyjnvxbn6544
4 жыл бұрын
ደቂ ትግራይ ኩረዓተይ ኣጃኩሙ♥♥♥♥♥
ብጣእሚ ጎበዛት ኢኩም እጅኩም ቀፅልዎ ደቂ ትግራይ ዓደይ
@freweynikahsay1680
4 жыл бұрын
ደስ ባሃልት
@lemalmojunta7451
3 жыл бұрын
ሰለም።።❤💛❤💛💝💝💞💞💋💋💖💖💖
ሰላም ጥዕናን ይፍጠረልኩም ደቂ ትግራይ፡ ኣድናቂኹም ካብ ኤርትራ፡ በጃኹም ቤቲ ዓይነይ ኣቅርቡለይ።
@user-zf3mr3ry6m
4 жыл бұрын
ጋል ኤረ ፃዕዳ
አጀኩም ጀጋኑና ገቦዛት ኢኩም ቀፅልሉ❤️❤️🇻🇳🇻🇳
ጀጋኑ ተጋሩ ፈጣሪ ዕድመይ ጥዕናን ይሃብኲም... ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎኲም ዘድየንቀኲም..
ብሓቂ ደስ ባሃልቲ ኢኩም ቃንቃ ትግርኛ ኣምዕባይ ተዋስኦ ፅቡቅ ሚና ኢኩም ትፃወቱ ዘለኩም ሰላም ኩም ይብዛሕ ደቂ ዓባይ ትግራይ
ዋይ ኣታ ኣያ ጀኮር ኣደናጊርና ኮ እእእእ ሶ ብጣዓሚ እየ ዝፈትየኩም ቀፅልዎ🙏😘😘😘😘🥰🥰
ብጣዕሚ ብጣዕሚ ትድነቁ መንእስተይ ኢኹም በርቲዕኹም ቀፅልሉ
ደስ፡ እምትሉ፡ ልጆች፡ በርቱ፡መልካም፡ ዘመን፡ ይሁንላችሁ፡፡
@rishangebregiorgis3130
Жыл бұрын
O I'll kkk ikkkkk
ጆንከ ድኣ ሓሪፍ ወዲ እንዲካ ዝንሄካ ዋውውውው
ዉይ ገርየ ዓይነይ ከም ከመይ ድየ ዝፈትወካ አረ ጆኬ ለካ ንእሽተን ኢካ ሆ ብዝኮነ በርትዑ
ገሬ እሙን ድራማ. Wonderful በጣም. በጣም ደስ የሚልና. የሚያስቅ ነው በርቱ. አስተልቁት. አለም ስለሚያየው በርቱ.
ጆኮር & ገሬ ብጣዕሚ ንፍዓት እኩም ኣጆኩም
ደስ ብሃልቲ አድናቂትኩም እየ
ደስ ብሃልቲ ደቂ ትግራይ ጀጋኑ
አሰይ ሙቅራይት ደስ ክትብሉ😂😂❤️❤
ጎበዛት ብጣዕሚ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኩም
ሙቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም እግዚኣብሔር ኣምላክ ደቂ ጀጋኑ ሃገር ትግራይ💛❤️💪
ደቂ ትግራይ ሽኮራት ኣጆና ላይክ ኮሜንት ሳብስክራይብ እንግበር ደቂ ዓበይቲ ሰላም ናዓኩም ኤደን ሸኮር ክፈትወኪ ትግራይ ዓደይ ዕበይለይ ሽጋኻ ኣየ ፍሽ እቲ ድምፁ
ኣሰይ ተጋሩዋይ ሰላምኩም ይብዘሐለይ 🥰❤️💛🙏🙏🙏🙏😢
@ggi9227
6 ай бұрын
😮😮😅😮
@user-bk5lf9mn6w
6 ай бұрын
@@ggi9227 🤔
ገሬ እሙን እና ጆኬር ኹለኹም ተዋሳእቲ ናይ ገሬ እሙን ድራማ ብጣዕሚ እየ ዝፎትወኩም አይዞኹም ዞም አሕዋተይ ጠንክሩ ቤኪ ሓወይ ለ መምህረይ ለ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ🙏🙏 ትግራይ ትስዕር💪❣️💪👌❣️👌❣️👊👊❤️✊🥰✊❤️👌👌🥰♥️🥰❣️❤️♥️💛💛♥️❤️
ክክክ ያ ከመይ ዲኩም መቅሰናት ጀኮር ሽኮርርር ገርየ ኡሙን ማራ ሰልችኒ ፀኒሑ ዋዛታት ዲኩም ኣባራብር ኣበልኩምኒ
@Peace-zf1br
4 жыл бұрын
Nee do nbayy kibarbrki halllly
ብጣዕሚ ጎብዛት ኢኩም በርቱዑ ደቂ ትግራይ ዓደይ
ዕድመን ጥዕናን ንዓና ንተጋሩ💊💛❤️🙏🙏🙏
አጆኩም ደቂ እታ ሓላል መሬት
ኣቱም ጅግና ኣሕዋተይ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹም ፈጣሪ ኣምላክ በረከት ሓወናለ ብጣዕም እና ንፈትወካ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💋❤💋❤💋❤💋❤🥰❤🥰❤🥰❤🥰❤🥰❤🥰❤🥰
ብጣዓሚ ደስ ባሃሎ ደቃ ጀጋኑ💊💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞😘😘😘😘😘😘😘😘
Keep the good work guys
Kezahta ...bro tnx
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ተጋሩዋይ ቡልፃት ቃፅሉሉ💞💞💞💝💝💝💝💝
ዕድመነ ጥዕናን ይሃብኩም ሙቁርት🙏🙏🙏🙏
ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩ
ኣላ ገሬ እሙን ክክ #like ኣድለይ እስከ የዓክ
ዕድመን ጥዕናን የሃብኹም እግዚአብሔር አምላክ
ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ፈጣሪ ደቂ ሪመይ
ኣዚኹም ህቡባት ተዋሳእቲ ቀጽልዎ ኣነ ሓንቲ ካብ ኣድናቒትኩም እየ ብኹሉኹም ❤️👋
ጌሬ እሙን ፍልም ጎቦዛ ወጣታት እዮም ክሕዝገዙ ይጉቦም እዩ መንግስት ትግራይ ሓገዝ ክገብሮልም ኣለዎም ቀዛሓታ ውን በጃካ እዞም ሓገዝ ይድልዮም ኣሎ ናይ ሓገዝ አካውንት እንተሃልዎም ስደደድልና ብዓቅምና ክንሕግዞም ድልዋት እና ተጋሩ በጃኩም እዞም ቆሉዑ ክሕገዙ ይግቦም እዩ ንሓጉዞም
እር ብጣእሚ ትድነቁ መነእሰይ ኢኩም ብጣእሚ ንፉአት እኩም በሀንቆብታ ኢና ንጽበየኩም በርትኡ አብጽቡቅ ደርጃ ክትበጽሁ ኢኩም እግዝአብሄር. ምሳኩም ይኩን
ኣሰይይይይይይ ብጣዕሚ ፅቡቅ ደስ ይብል ቀፅልሉ ደቂ ዛሓላል መሬት ትግራይ ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ
Bety kia amxulna ❤ hawekum kab Eritrea ❤
ሙቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብለይ ፈጣረ 🍀❤❤❤🍀🍀🍀🍀❤🍀🙏💐💐💐💐
ፁሩያት 😍😍
ዋውውውው ደቂ ዓደይ ወለሎ መልካም እድል Happy New year 2012 E.C
ሰላም ሰላም ደቂ ትግራይ ዓደይ ❤️❤️❤️❤️ ክክክክክክክክክ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ሓተይ
ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም ንኹሉኹም እንዳ ገሬ እሙንን ንበረከትን
ፅቡቃት ኣጆኩም ጀግኑ
Wawww btaemi nfuat kexlulu
Nice
Edmen tnan yhabkum yehwatey eritrawi Ye yfetqekum ye❤❤❤❤❤❤😂😂😂❤❤❤❤
Bertu ..mirt yetigray artistoch Kenante bizu entebekalen
Aseyy muqurat Joker shkor feximka zeytmesasel kia ajoku bertu kab eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
We love you guys!!
አሰይ xruyat admen tanan yhebkum fetari🙏🙏🙏
Nic one waaaaaaaa
ዕድመን ጥዕናን ያሃቡኩም ደቂ ትግራይ
Welcome
ተጋሩዋይ ምርፃት ዘርኢ❤🥰💚💜
ደቂ ዓደይ ሰላምኩም ይብዛሕ ንህብና ክዓ ፈጣሪ ይሪደኣዮ
Joker and Geri we like so much keep the good work
ጎብዛት ብጣዕሚ ኢኩም ደሰ ተብሉ አየኩም
ጎቦዛት ባዓል ጆከር ገረ በርትዑ
Proud of u ahwatey
መቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም'ፈጣሪ🙏
ቀፀሉሉ,ጀጋኑና
ደስ ክትብሉ ቀፅልሉ ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ዐድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሙቁራት
ትግራይ ማዓረይ
የናንተ ደራማ በዙ ስው ይወድዋል ኣምያስፍልገውን አቃ ለማገዝ ዝግጁ ነኝ ።
❤❤❤
ንፉዓት በርትዑ
ሙቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🥰🥰❤️❤️❤️🌾🌾🌾🥀🥀🥀
❤❤
ሰላም ጥዕናን ይፍጠረልኩም ደቂ ትግራይ
@lemalmojunta7451
3 жыл бұрын
ሰላምጥዕናንትግራይ
ኣስይይይ ስላም እግዛህር ምሳኩም ይኽን
ገሬ እሙን ምኻኑ ፍሉጥ እዩ ኣጋውኑ።
I bless you by saying the Lord God bless your hands work, in Jesus's name, l pray.
Tigrigna melisoma ab tigray akmkum riekmo alekum tegaru dhri hiji Amharic new belwo we love u guys from ER👍🔥
@Sillysanriofan
2 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ሙቁርት🥰🥰🥰🥰🥰🥰
❤❤❤❤
ኣስይይይ ምቅርተይ♥
ገሬ እሙን. በደንብ. ልክ. እንደ. ቤቶች ድራማ. እየበላቹሁ. እየጠጣቹሁ. አይዛቹበጅት ይመደብላቹሁ በበለ. ጠስሩት
ኣሰይይይይይ ሙቁራተይ🌹🍃🌹🍃🌹🍃🌹🍃🌹😘😘😘😘😘🌹
ሰላምኩም ይብዘሐልና ክቡራት አሕዋትን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓሳብ ልቡኩም የሰምረልኩም ፈጣሪ ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ቀፅሉሉ 💞💞💞❣️❣️❣️❤️🥰🥰🥰
🙏🏻🙏🏻🙏🏻❤️❤️❤️❤️
Tegaru shekakur kexlwo
ድሕሪ ዓወት ትግራይ ኣብ ዓድግራት የራክበና ደቂ ሪመይ
ቤቲ ቤቲ ኣቅርበልና
እቲ ዝፈትዎ ሰብ ጆኮር ወ ገቢሪሂወት ስድራይ
ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ተጋሩዋይ ማዓረይ 🙏🙏🙏👏👏👏👏🥀🥀🥀💘💘💘💘
Betaemi des zebeli eu. Grey emoni Joker betaemi teshikun 😆😆😆❤❤❤
ኣሰይይይ ዘም ናተይ 💘💘💘❤️💊💊💊💊💊
Ajokum deki tgray gobozat
ደቂ ትግራይ ኩሕሎ
Ayzokum
Aseyyyy deki tigray maarey
Ajokum kezlwo enbabatat tegaru btaemi eye zednkekum
ጆኮር ኖርማል ዝዛረብ አይመስለንን ነሪ።🤣🤣ሓያል ኮሜዲያን ዩ ቆጽሎ ። አያ ገሬ እምን ካብ ክራይ ድኳን የገላግልካ🤣🤣። ጥዕና ይሃብኩም ዓበይቲ ምዴል ዳራክተራን።🙏
ኣሰይይይ ተጋሩዋይ ሙቁራተይይ🥀🥀❤❤💊💊🥀🥀
ቀዛሓታ ቤቲ ኣቅርበልና በጃካ ቤቲ ሽኮር ክትቅርበልና ብትስፋ ክንፅበ እና