Who is revisiting this interview like me. 🙏 RIP! Stupid Tigray media they didn't give the respect he deserves. He is prophet and foretelling. He knew the evil of TPLF junta on time.
@zeraygebremariam1735 Жыл бұрын
ክቡር ኣያና ታሪኽካ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ህያው እዩ ንዘልኣለም ብሰላም ዕረፍ 🙏
@Merihabeshawit124 жыл бұрын
ባባ ሓጎስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@selamselam56694 жыл бұрын
tekkl aelkh edmen tine yehbkie aejoke Jegane wedi Tigery 👍 👌 like
TPLF had gave this guy hard time . He is real tgray man . He told them they have hacked the struggle of Tgrians. TPLF bad bad
@sibagadiskahssay8907
2 жыл бұрын
True
@wolowlove12343 жыл бұрын
That journalist is junta you will be locked up soon. Why would you ask him about politics?. He is an artist who loves his country and believes in the truth.
Пікірлер: 264
ሓጎስ ገብሪሂወት ናይ ትግርኛ ዝተኸበርካ ዘያሚ ጥበበኛ ምሕላፍካ ሰሚዐ ኣዝየ ሓዚነ። መንግሰተ ሰማይ የዋርስካ ከምኡ ድማ ጽንዓት ይሃቦም ንቤተሰብ። ካብ ሓውኻ ኤርትራዊ።😭😭❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@aminekesete4142
Жыл бұрын
and I am the same to you brother.
ዕድመን ጢዒናን ይሃብካ ሓጎስ ጅግና ኣቦ ሙዚቃ
woooooow ሓጎስ ጅግና ፡ ተባዕ ትግራዋይ፡ ኣነ ንሓጎስ ቅድሚ 7 ዓመት እየ ዝፈልጦ ቁሩብ አዋርሕ እየን ንሰንከማን ግን በስመአም ብጣዕሚ ፉሉይ ሰብ ኢዩ ። ሓጎስ ጅግና ትራሕ ኣይኮንን የዋህ ፡ ፈታዊ ሰብ ፡ ሽግር ኣጋጢሙካ ካባካ ንላዕሊ ዝሓመልካ ዝጭነቀልካ ሰብ እዩ ሓጎስ ማለት ,። ዕድመን ጥዕናን ኣብዚሑ አብዚሑ ይሃብካ ፈጣሪ ፡ መደብ ቀዛሕታ እውን ንክቡር ስነጥበባዊ ሓጎስ ገ/ሂወት ብምቅራብኩም ካብ ልቢ ነመስግነኩም።
we love yuo hagos from Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍
ዓቢዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ክቡር ኣቦና እታ ጭራ ሕጅስ ቃል ኣምላክ ተዘመስግኑላ!!!
Mengste semayat yewariska🤲🙏 Aboy marey.we love u from Eritrea ❤
ብትኽክል ህዝቢ ትግራይ ክብሪ ዝግበኦ እዩ እታ ኢዶ ትብል ደርፉ ድማ ፅቡቅ ገራ እያ ትገልፆም ፅቡቅ ገርካ ኢኻ ድማ ነጊርካዮም ወያነ ብህዝቢ ትግራይ እዩ ኣብኡ በፂሑ ፃምኡ ድማ ኣይረኸበን ምስክንን ውፅዕን ህዝቢ
@axumawie8642
4 жыл бұрын
100% I agree with you
ቤኪ ፅቡቅ ጅማሮ እዩ እና ነዞም ዓበይቲ ስነ ጥበባት ዝኮኑ ኩሉም ኣምፀአልና
ኣያና ከያኒ ኣቶ ሓጎስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@BIGBOSS-tt1if
3 жыл бұрын
እህህህ ዕደመ አኪላ
ናይ ብሓቂ ትግራውይ ሓጎስ ገብርሂወት ሓቂ ዝነግር ትግራዋይ ። ብማለሊት ዝተነጸለ ሓቂ ዝለዝነግር።
እግዚአብሔር ነብስኻ ኣብ ገነት የንብሮ ክቡር ኣያና ከያኒ ሓጎስ ገ/ሂወት
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ኣያና።
ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ሙቁር ኣቦና።
ኣብ ገነት የንብርካ ክቡር ኣቦና ዛሓረጉ ባንዳ ውድብ ብድሕረካ ገዲዳ ናብ ገደል ሒዛትና ፀዲፍ
እድመን ጥዒናን ይሐብካ
ኩቡር ኣያና ሓጎስ እንኳዕ ድሓን መፃኻ
ጀግና ኪነ ጥበበኛ ሃጎስ ገ፡ሂይወት
ነብስኻ ኣብ ገነት የንብርኻ ኣቦ ትግርኛ💔💔😢😢
@akgee1816
3 жыл бұрын
መዓዝ መይቱ
ኣሕሕሕሕሕሕሕ 😭😭😭😭😭😭😭 ዓላም ጠላም መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ባቢየ 😭😭😭😥😥💔💔
ክቡር ናህና ስነ-ጥበባዊ ሃገርና ክብረት ይሃብካ ሰላምካ ይብዛሕ 🌿🥬🌽🍏🙏
አያ ትግራዋይ ክፈትወካ እኮ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ
*ንበረልና ጅግና ከያኒ*
ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ
ጅግና ሓጎስ ገ/ሂወት። ነብሲ ይምሓር!
ሓጎሰይ ኣታ ጅግና ኢትዮጵያዊ ዕድመይ ጥዒናይ ሂቡካ ቱ ሓቂ ልምንጋር ስለልበቓዕኻ ፈጣሪ የመስግኖ። መጻኢ ዘመንካ ለ ይባረኽ! ዕድመይ ጥዒናይ ለ ይሃብካ!
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ንፉዕ ኣቦ ትግርኛ ኣርትስት ሓጎስ ገ/ሂውት ይበል ዝብል ሕቶታት እዩ ቀዛሕታና ውን ብጣዕሚ ሰለዚ ቀፅልሉ ይብል ንክልቲኩም ዘለኩም ብርቱዕ ዕዮ።
Sheytanawi merhah weyani nibhal Hagos Gebrehiwet zameselu Derafayewn meselkum Amitom kemzeyderfu Girwum RIP
መንግስቲ ሰማያት የዋርስኻ ባባ ሓጎስ ብጣዕሚ ኸቢድ ሓዘን ተሰሚዑኒ ኹሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢኻ እግዚኣብሔር ብየማናይ ኢዱ ይቐበልኻ ዓሕሕሕሕ ዓለም ጎደሎ 😢😢😢😢😢😡😢😢🙏🙏🙏
Bereket hawey, ni Mahlet Gebregiogis enido akiribena ni Mahlet zifetu like 👍🏾 Yigberi
@ftawgaultigray885
4 жыл бұрын
👍👍👍👍👍
@kinfewedikeshat5444
3 жыл бұрын
Yes
ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ
@asadaetho3618
4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦ ስነ ጥበባዊ ሙዚቃ ደቂ ትግራይ ኩሕሎ
ኣያናን ኣኮን ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም ፍጣሪ so miss you
@user-wk4gn9sl2k
4 жыл бұрын
ሄሊ ጋል ኢሮብ hb123456 እው ኩብር ሰብ እዩ ዕድመን ጥዕናን ያሃበልና ፈጣሪ
ኡፍፍፍፍፍፍ ዋይ ዓለም ጨካን መንግስተ ሰማያት የዋርስኩም ኣቦና
እውይ ምእማኑ ስኢነ ኣነስ ኡፍፍፍ መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም ባባ ሓጎስ💔💔😭😭
@marilyneabourizk6284
3 жыл бұрын
Amen አብገነት ይንበር 😭😭😭
@user-ys8qt6bi6v
3 жыл бұрын
@@marilyneabourizk6284 amen amen amen
ኣያና ከያኒ ጅግና ❤❤❤❤💓💓💓💓
ዓለም ጎዶሎ ነብስኩሙ አብ ዓፀደ ገነት ያንብርኩሙ አቦና 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ዶርፍኩሙ ናሰማዕና ስ ኻብድና አብይና አቦ ጥበብና ዓለም ጨካን
ሓጎስይ ሓውይ ኣብቀዛሕታ ስለ ዝረእኹኻ ታሓጋሰይ ውስን የዉሉይ ብርትዕ ቅፅል (ሰለሞን ምንድር ፋፃ ኻዎሮ)
Haki sela zetzareba si eze kulu shger. Baba hagos king tegeray eyu
ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ እቦይ ዝፈትዋ ደራፍ ሐጎስ አያና የቀኔልና ♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥
እንካዕ ድሓን መፃካ ባባ ሓጎስ
Good to see you dear brother Hagos; Bereket hawey, thank you so much for your wonderful show
ነብሲ ይምሓር ጅግና ኣርታስቲ በዓል ሕልና
Ajeka Hagos nayna keytargena da
Hakika kubur gashana etay waga alewa alem
BABA HAGOS MAREY RIP 😭😭😭😭😭💔💔💔KULU GZE AB LBNA ALOKA
ማዓርግ ትግራይና ኣቦና ሓጎስ ነብስካ ኣብ ገነት ትንበር
ብሓቂ መራኸብቲ ሓፋሽ ትግራይ ብጣዕሚ መሕፈርቲ እየን። ውግንንአን ምስ ውድብ ምኳነን ክኣ ፅሓይ ዝወቕዖ ሓቂ እዩ። ግዜ እንትልወጥ ዘይልወጣ። ብስሩ እዛ ዓድስ ናይ መን እያ? ናይ ሓቂ ዝዛረቡ?ናይ መጣቓዕቲ? ከም ውድብ ዘይትልወጥ ኣይረኣኹን ተሓፂባስ ናብ ጭቃ ሃጫሉ ሞይቱ ኢላ ፖለቲካዊ ከስቢ ስለዘለዎ ውብ ዜና ይኩን ኣብ ካልእ መደብ ከደንቁርና ከምዘይቀነዩ ብዛዕባ ሓደ ዓብይ ንዕብየት ትግርኛ እጃሙ ዘበርከተ ድምፃዊ ገጣምንዘያምን ግን ናይ ፭ደቒቓ መደብ እኳ ተነፊጉ።ወረ መዓዝ እዩ ክልበም ሰባት ፖለቲካዊ ኣረኣእየኦም ብዘየግድስ ብማዕረ ዝረኣይሉ መዓዝ እዩ።ትግራይ ናይ ኩሉ ክትከውን ኣለዋ። ኣባል ውድብ እንተኮይንካ ከምቆልዓ መፅብዓ ሕንቃቐን ሓልዮትን ክግበረልካ ኣባል እንተዘይኮይንካ ሽማሽም እንዳተወሃበካ ሰሪሕኻ ከይትበልዕ ብዙሕ ምንግልታዕ ክሳብ ደርፍታትካ ካብ ሬድዮ ይኩን ካብ ቴሌቪዥን ክድምሰስ ምግባር መራሕትና ኢዶእ ልቢ ክትገብሩን ካብ ሕሉፍ ጌጋኹም ክትምሃሩ ኣለኩም። እዚ ዝኣክል ዓብይ ድምፃዊ ሓንቲ መደብ ኣብ ቴሌቪዥን እኳ ዘይስርሓሉ ክሳብ ሕጂ ካብ ኣድልዎ ከምዘይወፀና እዩ ዘርድኣካ። መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ኣያና እንተመራኸብቲ ሓፋሽ ትግራይ ግና ምስ ህዝብኹም እንተወገንኩም ይሕሸኩም
@leuca1280
3 жыл бұрын
ትኽክል አለኻ ዘሐወይ . እቶም መራሕቲ ዝበልካዬም ብህዝቢ ድልየት ዝተመረፁ አይኮኑን . ካብ እዚኦም ሐቅን ፍትሕን ክትፅበ አይካአልን . እዘን ሚድያታት ከዐ ናይ ህዝቢ ኮይነን አይፈልጣን . ናይ መራሕቲ ናይ ውልቆም ንብረት እየን. ከምዚ ምባል ን ዶ/ር አቢ ምድጋፍ ግን አይኮነን. ህዝቢ ንቕሕ እንተዘይ ኮይኑ ግን ቡዝሕ ቡዝሕ ዋጋ ከኽፍለካ እዪ.
@leuca1280
3 жыл бұрын
መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ሐጎስ
@titititi5046
3 жыл бұрын
😭ይገርመካ eu
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓውና ከያኒ ሓጎስ
ቤኪየ ንፍርያት ♥ ኣብስንያ ♥ ሰላም ♥ቅዱሳን ኣምፅአልና
ኩብሩ ስነ ጥበባዊ ሓጎስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Welcome ክቡር ከያኒ ኣቦና ሓጎስ ንበሩልና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ብጣዕሚ ኢና ነክብረኩም ክቡር ኣቦና
ኣያይ ሓጎስ ሕጂ f.b ዘይእመን ከቢድ ሓዘን ሰሚዐ ሓቂ ኣይኮነን በሉኒ 😭😭😭😭😭😭
Akoy edmen tenan yihabka 🙏🙏❤️❤️
ኣይ ዓለም ጨካን ሓጎስ ሓውና ኣብ ገነት የንብርካ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ካብቶም ናይ ትግርኛ ኾኾብ ድምጻዊ ሓደ እዩ ሓጎስ ገበረሂወት
ያ ሐጎስ ትብሎ ዓንጃል ባባ ሐጎስ ዘይብሎ ምስ ክብሩ ዘይከይድ ሐጎስ ኢሉ ይዝብጥሎ
Who is revisiting this interview like me. 🙏 RIP! Stupid Tigray media they didn't give the respect he deserves. He is prophet and foretelling. He knew the evil of TPLF junta on time.
ክቡር ኣያና ታሪኽካ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ህያው እዩ ንዘልኣለም ብሰላም ዕረፍ 🙏
ባባ ሓጎስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
tekkl aelkh edmen tine yehbkie aejoke Jegane wedi Tigery 👍 👌 like
ዕድመን ጢዒናን ይሃብካ ጀግና ትግራወይ😍😍😍
ኣነስ ኣይኣምንን በቃ 😭😭😭😭😭😭እፍፍፍፍፍ ኣሕሕሕሕሕ እዋይ ዓለም ጎዶሎ
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ኣቦና ዓለም ጎድሎ ዓደይ ጠቕሊለ ክኣቲ ኢየ እናበለ ከይኣተወ ሞት ሓያል ኣርኪባቶ ፅንዓት ይህብኩም ስድራቤቱን ፈተውቱን።
@titititi5046
3 жыл бұрын
😭😭
Solomon haile akrbelna
ጅግና ትግራዋይ
😭😭😭😭😭 ዓለም አሕሕሕ😭😭😭😭
እሰየ ደቅ አደየማአረይ ከያኒ ሀጎስ ሰላምኻ ጥእናኻ እድድመኻ ይብዛህ
ኣቦና ዕድመን ጢዕናን ይሃብኩሞ
ጅግና
Akoy merey
mengste semay yewarska baba hagos btami ye hazine efffffff alem telam
Kubur Abuna Mengeste Semay Yewareska💝😭🙏
ዕድሜን ጥዕናን ይሃበልና ኣቦና ሓጎስ ገብረህይወት😍😍እታ ኣይትራሕቕኒ ካብዛ ዓይነይ እትብለ ደርፊ ግን ናዓይ ሂወተይ እየ እና ብጣዕሚ እየ ዘድንቐኩም💖💖ናዓኻዉን በረኸት ስሰናዩ ንትግራይ
በረኸት ሎማዓንቲ ዝሒልካ.....
አባ ሓጎስ አነ አይአመንክን ኡፋፋፋፋፋፋፋ ነብስ ይማር
TPLF had gave this guy hard time . He is real tgray man . He told them they have hacked the struggle of Tgrians. TPLF bad bad
@sibagadiskahssay8907
2 жыл бұрын
True
That journalist is junta you will be locked up soon. Why would you ask him about politics?. He is an artist who loves his country and believes in the truth.
@onelove8880
3 жыл бұрын
Dikala dembiya
@tesfitkubrom8730
2 жыл бұрын
@@onelove8880 hagos hero eiu kemzom tebelexeti tegeru aykonen
@yasserzahmoul1664
2 жыл бұрын
He is TPLF Cadre
Bekiye n sntayehu amaha eba amtsalna please 🙏
@yemanefiseha3836
4 жыл бұрын
Fyoori Flower ናይ ሕማመይ ታይ ደኣ ጠፊኢኪ ናይ ፌስቡክ ኣካውንቲኪ ባ ልኣክለይ
መንግሰት ሰማይ የዋርስኩም ባባ ሓጎስ😭
Hagos Gebrihiwet Hawelti Tigray 💖💖💖💖
We love you our Father
He was our neighbour a long time ago in wollo sefer ...realy a great person
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ክበር ኣያና Rip
Bekiye ajoka adinakitika eye.
Ah alem godelo tmali tmali bzeaba arkka tnebia xenihkas dro hji tefelikana 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ነብሲ ይምሐር ሐጎሰይ
ነብስካ ኣብ ገነት የንብራ ሓጎሰይ ኣነስ ክፈትወካ ደርፍታትካ ሰሚዐ ዘይመንዮ ንስካ ዝሓሰብካዮ ናብ ትግራይ ዓደካ ክትመፅእ ከይድካዮ ዘለካ ናብ ሩሑቅ መገሻ😭😭
@titititi5046
3 жыл бұрын
😭😭
ዋይ ልምእማኑ ዘፀግም አያዋይ ነብስኻ አብ ገነት ትንበር
ሽኮር አርቲስት ኔርካ አታ ጅግና
አፍፍፍፍፍፍ ምእማኑ ሰኢነ 😭😭😭😭😭💔💔
ሓጎሰይ ጅግና
አታ ኡይይይይይይ ከይብል እንታይ እዩ ከ ንብሲ ይምሓሪ ማዓዝ ሞይቱ ከይ ዓብድድድድድ
አያ ናብ ሐቂ ደስ ዝብል እዩ
እዋይ ሓጎሰይ ዓለም ጎዶሎ ምእማኑ ዘፀግም እዩ ካብኮነስ አብ ገነት ንበረላና 😭😭😭😭😭😭😢😢😢😢
ንዓኺ ፀዊዖሙኻ ዶ ኣብ ገነት መንበር ንዘላለም😓😓😓😓😓😓😓😓😓😓
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Ni selemun haile akrbelna bejaka
😭😭😭😭😭😭😭😭ነብሲ ይምሐር
Mengste semay yewarska
Mengstesemay yewarska baba hagos 🙏🙏😭😭😭😭