ቀዛሕታ - ዘርኣብሩኽ - ትግርኛን ትግራዋይን ተዓሪቖም ኣለው - ቀዛሕታ

Ойын-сауық

#ቀዛሕታ Kezahta: ቀዛሕታ ኣብ DW TV ዝቀርብ መደብ እንትከውን ኩልግዘ ንምክትታል ላይክ_ሸር_ሰብስክራይብ_ብምግባር ይከታተሉ
ቀዛሕታ ኣብ DW ቲቪ ዝቀርብ መደብ እንትኸውን ባህልናን ፣ ቋንቋናን መንነትናን ንእቕበሉን ነዕብየሉን መደብ እዩ፥ ነዛ ዩትዩብ ቻነል ሰብስክራይብ ብምግባር ዝተፈላለዩ ዓበይቲ ስነጥበባውያን ንኽትከታተሉ ንዕድም። ስለዝመረፅኩምና የቐንየልና፤ . SUBSCRIBE NOW

Пікірлер: 648

  • @zaidsyum9706
    @zaidsyum97064 жыл бұрын

    ኤርትራዊት ኣድናቂትኩም እየ ሽኮሪናታት ደስ ትብሉ ኣጆኹም ቀጽልዎ ኣምላኽ ይሓግዝኩም

  • @fyg6487

    @fyg6487

    2 жыл бұрын

    የቀንየልና ማሪ

  • @alaf807

    @alaf807

    Жыл бұрын

    @@fyg6487 1st floor s jdk44dox039

  • @alaf807

    @alaf807

    Жыл бұрын

    @@fyg6487 wem

  • @messikahsay3562

    @messikahsay3562

    Жыл бұрын

    @@alaf807 ane dma neaki adnqeki shikorina

  • @sahlualmedom905

    @sahlualmedom905

    Жыл бұрын

    Qzahta!!!!!!!

  • @habtomhabtom5913
    @habtomhabtom59134 жыл бұрын

    መርሓባ ሽኮራት ብጣዕሚ ኢኹም ትምሱጡኒ ኣያ ዘርኣብሩኽን ለምለም ዓይነይን ኣጆኹም ኤርትራዊ ሓውኩም ኢየ ካብ ኢስራኤል።

  • @user-st4us5kl4t

    @user-st4us5kl4t

    3 жыл бұрын

    Habtom lebam seb kulgize xbuq eika tzareb edmen tenan yhabka fetari

  • @habtomhabtom5913

    @habtomhabtom5913

    3 жыл бұрын

    @@user-st4us5kl4t ኣሜን ሓብተይ ቅጭን ተላይ ንዓኪ።

  • @shewitmultimedia

    @shewitmultimedia

    3 жыл бұрын

    Subscribe eba gberuley ahwatey

  • @user-co2xy1tz9l
    @user-co2xy1tz9l4 жыл бұрын

    መርሓባ ኣያ ዘርኣብርኩ ምስ ባዓልቲ በቶም ለምለም likeeee ከይገበረ ዝሓለፈ ክንታሓሳሰብ ኢና

  • @samrihadush8052

    @samrihadush8052

    4 жыл бұрын

    Ane ewun klek nere gn ayfelton kemey grka eu dlaak malet ab sdet eye deleku

  • @omexhabeshawi6337

    @omexhabeshawi6337

    4 жыл бұрын

    @@samrihadush8052 intay klik nere malet hhh wa

  • @samrihadush8052

    @samrihadush8052

    4 жыл бұрын

    @@omexhabeshawi6337 edei etay eilkani do eileka eye

  • @yostinaberhe5422

    @yostinaberhe5422

    4 жыл бұрын

    ገይርናኮ 🤷‍♀️😳😳😂

  • @user-ht5sq3vy1q

    @user-ht5sq3vy1q

    4 жыл бұрын

    @@yostinaberhe5422ያ ክፈትወኩም

  • @robelabraham7963
    @robelabraham79634 жыл бұрын

    እስከ ን ለምለም ዓይነይ like ጉበሩለይ ።

  • @user-rz5zq4cj5b
    @user-rz5zq4cj5b4 жыл бұрын

    I love you ለምለም ዓይነይ from eri🇪🇷🇪🇷

  • @user-ij3le9ou4w
    @user-ij3le9ou4w4 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ኡዩ ንድራማ ትግራይ ሲ ብኣኹም ኢና ተላሊናዮ ግን ብጣዕሚ ገሪሙኒ ማእከል ስነ ጥበብ ትግራይ ኣፍልጦ ዘይመሃቦም 😭😭

  • @rufutatesfay5925
    @rufutatesfay59254 жыл бұрын

    ፅገ ሓፍተይ ብተፈጥራአዊ መልክዕኺ ደስ ክትብሊ መዓረይ።

  • @selomunhagos2142
    @selomunhagos21424 жыл бұрын

    ትግራዋይ ምስ ትግርኛ ክዕረቅ ጀሚሩ ልክዕ ኢካ :: አታ አጆኩም በሉለይ ንሓግዝ ድማ

  • @tedroshagos6297
    @tedroshagos62974 жыл бұрын

    ንዞም ደቂ ትግራይ አርቲስት እስክ ተጋሩ ብላይክ ብስብክራይብ አብ ጎኖም ልምዘለና ፍቅርና ንግሎፆልም እስክ ደቂ ትግራይ ማዓረይ

  • @user-il5zb6ts5o

    @user-il5zb6ts5o

    4 жыл бұрын

    ዋውው

  • @ane5012

    @ane5012

    4 жыл бұрын

    Wawwwww✊✊✊🤩🤩🤩

  • @selamhaylay8363

    @selamhaylay8363

    2 жыл бұрын

    አታ ትዘራአሩኽሲ በቃ ካብቲ ካራክተር ፈፂሙ አይወፅን አብ ነርማል

  • @mirmir1048

    @mirmir1048

    2 жыл бұрын

    ዋው👌💘😘💐

  • @user-tz7tq2lc5y
    @user-tz7tq2lc5y4 жыл бұрын

    ናይ በሓቂ እንቃዕ ምስ ትግርኛ ተዓረቁ

  • @tahtayadyabo9177
    @tahtayadyabo91774 жыл бұрын

    አያ ዘብራአቡሩክ ናይ ብሓቂ ዓብይ ስብ ብስራሓ ጥራሕ ጎበዝ ይመስለን ነሩ ለከ አብ ሓስብን ምክርን እውን ገበዝ እካ እኮላይ ማማ ልምላም ኮርዐልክን ክብረት ይሀብክን ኮርዐ አቱም ፍትዋተይ አጆኩም

  • @freberhe2064

    @freberhe2064

    4 жыл бұрын

    Deki mengo

  • @eyerusaraya8656
    @eyerusaraya86564 жыл бұрын

    የዉሃንስን ፀጋን ኣድናቂትኩም እየ ብጠቅላላ ገሬ እሙን ተሳተፍቲ 😘😘😘ቀፅልሉ

  • @tedroshagos6297
    @tedroshagos62974 жыл бұрын

    ጅጋኑ ድቂ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @rshanrshan2161

    @rshanrshan2161

    4 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቴዲ ሽካር ካላይ ናዓካ ዝያዳይ

  • @user-so9iw8ks5b

    @user-so9iw8ks5b

    4 жыл бұрын

    ጅጋኑ ደቂ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @user-gb6zc1to6p
    @user-gb6zc1to6p4 жыл бұрын

    ክክክክክክክክክክክ ከም ባሻይ ዘብረኣብሩክ ዝበለ ቆፃሪ እንጀራ ኣይሃበና ፈጣሪ ክክክክክክክ ካብ ሕሩጭ ቻይና ዝረሓቀ ናይ ተፈጥሮ መልክዕ መዘና ዘይብሩ ግርማ ኣለዎ ጽጌ ምቅርቲ ደስ በሃሊት ጎበዛት ደቂ ማርያም ፅዪን ኣምላክ ምሳኩም ይኩን!

  • @user-gb6zc1to6p

    @user-gb6zc1to6p

    4 жыл бұрын

    @Phenomenal Event ጅኒዏች/ኣጋንንት ሰይጣውንቲ ብእስልምና ኣስተምህሮ ሳሒሕ ቡካሪ መፅሓፍ 58 ሃዲስ ቁፅሪ 280 ኢብሊስ ናይ ኣስላም ዝኮኑ ኣሕዋት ጅኒዊች ምግቦም፡ፋንድያን ኣዕፅምትን እዩ ይብል። ከልብን፡ወዲ ከልብን ስለዝኮንካ ካሊእ ክትሓስብ ኣይትክእልን ናይ ኣቦካን ኣዴካን ክልብና ስለዝኮነ እናዘርካ ተተዛረብካ ንሰብ ኣይገርሞን ናይ ምድሪ ኣህዛብ ። ነፍሲ ይምሓር ወዲ ኣክላብት

  • @user-do7gy1fu6z

    @user-do7gy1fu6z

    4 жыл бұрын

    ናይ ማርያም ባርያ እየ ናይ ኣምላከይ ኣደ! ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝያዳይይይይ

  • @yikalowedi6424

    @yikalowedi6424

    4 жыл бұрын

    Kkkkkkkk

  • @meseretkasa8800

    @meseretkasa8800

    4 жыл бұрын

    Phenomenal Event ፡ኣታ ዕንዝር ይባሃል ድዩ ፅያፍካስ ኣብ ገዛካ ዕንዝር ሓደ ኣማርኛ ኣይተምፅእ እዚ መደብ ትግርኛ እዩ በዚ ጊዜስ ዓሻ።

  • @alisalman479

    @alisalman479

    4 жыл бұрын

    Hi

  • @eritreaneritrean1570
    @eritreaneritrean15704 жыл бұрын

    ተጋሩ የሕዋትና እዛ ትግርኛ እዳተዛረብኩም ኣምሓሪና ምሕዋስ ከም ገደፍኩማ ከንደይ ምጠዓመ ኔሩ።

  • @kmagotelkizakmeyeritreaade624

    @kmagotelkizakmeyeritreaade624

    4 жыл бұрын

    ፍቅሪ ዕብየትን ንወራረስ ቃንቃ መረዳድኢ እዩ ነቲ ሰናይ ነገሮም ነክልበሎም ::

  • @ruthhaile8010

    @ruthhaile8010

    4 жыл бұрын

    እወ ሓቅኻ ኢኻ ግን ቀስ ናበልና ክንፅርዮ ኢና ከምታ ዓረብን ጥልያንን ትሓውስላ እያ ክዕረ እዩ ግን ዝሓወይ

  • @rakitube21

    @rakitube21

    4 жыл бұрын

    ewe xsbuk aleka hjitat be wusun melkiu ystekakel alo

  • @rakitube21

    @rakitube21

    4 жыл бұрын

    @@kmagotelkizakmeyeritreaade624 እቲ ዘበልካዮ ልክዕ ኮይኑ ግን ቃንቃና ብካልእ ቃንቃ ክበረዝ ትክክል ኣይኮነን

  • @anonymoushacker5643

    @anonymoushacker5643

    4 жыл бұрын

    ሓቅካ ሓወይ መቐለ ብኣምሕሓርኛ ተዋሒጣ እያ።

  • @mulugetawoldu1679
    @mulugetawoldu16794 жыл бұрын

    ጡዑም ላዛ ደቂ ዓደይ ሰሱኑለይ !!

  • @titi-wi6fe
    @titi-wi6fe4 жыл бұрын

    ኣያ ዘብራኣብሩክ 😍 ናይ ሕማመይ

  • @rahelasmerinabelalifestyle5566
    @rahelasmerinabelalifestyle55663 жыл бұрын

    ምቁራት ተፈተውቲ አጆኩም ብጣዕሚ ኣኩም ንፉዓት እንደገና ብጣዕሚ ኢኩም ትሰማምዑ 👍❤

  • @berhanekidane8604
    @berhanekidane86044 жыл бұрын

    ፅገ ብዘጣዕሚ በሳል ለባም ካብኣ ብዙሕ ንፅበ አጆኪ በርትዒ ኩሉትክእሊ ወጣት ኢኪ ቀፅሊልሉ ።

  • @amanueltuamzgi3688
    @amanueltuamzgi36884 жыл бұрын

    I am from 🌍 🇪🇷 betami zednqo lebamt amlak edmen tenan yehbkum 💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @samiyoungafro3908
    @samiyoungafro39084 жыл бұрын

    ኣምሓርኛ ምሕዋስ እንተገዲፍኩም፡ ካልእ ኩሉ ምኢቲ%

  • @user-sk4dd4gq7s
    @user-sk4dd4gq7s4 жыл бұрын

    ዝገርም ነገር እዩ ክስካብ ሐዝስ መስታወቅያ ዘይተዋሃቦ እዙ ኩሉ ስራሕ ሰርሑስ ኣብዚ ጠመተ ክግበረለም ኣለወ፡፡

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be4 жыл бұрын

    ፆመ ፍልሰታ ለማርያም ካብ ነሓሰ ፩/1 ክሳብ ፲፮/16 እመቤትና ማርያም ብፆሎታ ትሕሰበና ኣሜን ፫።።። ናይ ስግደት ናይ ፆሎት ናይ ንስሃ ናይ ፆም ናይ ትሕትና ይግበረልና ናይ ፅድቂ ብርሃን ይግበረልና ልዑል ኣምላኽ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፡፡፡፡።።!!!!!! ፆመ _ ፍልሰታ ወላዲተ ኣምላኽ ብዙይ ሱባኤ ዝንፈፅሞ ፆምን ፀሎትን ስግደታትና ናብ ወዳ ኣዕሪጋ ንዓድና ፥ንሃገርና፥ ንወገንና፥ንቤተኽርስትያንና ትንሳኤን፥ ሰላምን ድሕንነትን፥ፀጋ በረኸትን ረድኤትን፥ምሕላውን ትሃበና!!! ኣሜን ኣሜን ኣሜን።።።።።!!!!!!

  • @tesfayyeabyo9131

    @tesfayyeabyo9131

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @efremberaki1464
    @efremberaki14644 жыл бұрын

    Really proud of you guys! ብልቢ ዮዉሃንስ ተላቢስካዮ ዘለኻ ገጸ ባህሪ ብጣዕሚ ዝነኣድ ብቃላት ዉን ኣይግለጽን! ከምኡ ዉን ለምለም ዓይነይ:: ሓያላት ብዙሕ ክትሰርሑ እትኽእሉን ብዙሕ ንጽበየኩምን ምኻና ኣይትስሓቱ:: በርትዑ ቀጽልዎ ዘድንቀኩም ሓዉኹም::

  • @tedroshagos6297
    @tedroshagos62974 жыл бұрын

    ቀዛሓታ ሻው አጁካ ቀፅሎሉ ተመልክትካ ውን ቀስ እሎም ክመፁ እዮም ንሕጅ ክምት ትደልዮ ዝይክትረክብ እካ ዓቅሊ እንተገትካ ግን ጣዓማ ጥዕምቲ እያ እና ክብለክ ዝድል ቀፅሎሉ ኣብ ጎንካ አለና ተጋሩ

  • @hntsahaylay1955
    @hntsahaylay19554 жыл бұрын

    ውውውወ ከመይ ድኹም ደስ ትብሉኒ😘እንኳዕ ዳሓን መፃእኹም። ብጣዕሚ ፅቡቅ ጌርኩም ኢኹም ትጫወትዎ። አጀኹም በርትዑ። ተስፋ ከይትቆርፁ። 😘

  • @user-id5ns3ce4w
    @user-id5ns3ce4w4 жыл бұрын

    ~ዘብርኣብሩኽ ዓይነይ/የውሃን👈 ~ለምለም ዓይነይ/ጽገ 👈 ንፉዓት ተዋሳእቲ ኢኹም ኣጆኹም እቲ ኣቦን ኣደን ከጥዕመልኩም ኮ ደቂ ዓደይ መዓረይ 😍😘 #ቀዛሕታ100%👍 ጽቡቅ ስራሕ ናይብሓቂ😍

  • @user-wp5sx1sx9n
    @user-wp5sx1sx9n4 жыл бұрын

    ታ ጋል ያኪ እግዚአብሔር ይባርካ ሕርጭ ዘይተደፍድፈት

  • @samrawit7393

    @samrawit7393

    4 жыл бұрын

    👍👍👍👌ህያበይ

  • @gdss6075

    @gdss6075

    4 жыл бұрын

    ክክክክ ሜሪ

  • @trhas2012gmail

    @trhas2012gmail

    4 жыл бұрын

    Kkkkkkkkkkk

  • @ietosheasefa3943

    @ietosheasefa3943

    4 жыл бұрын

    ህያብ ማሓሪ hiyab mehari እሞ፣ፋሕ፣እንዶ፣አቢላቶ፣ክዳና

  • @user-wp5sx1sx9n

    @user-wp5sx1sx9n

    4 жыл бұрын

    @@ietosheasefa3943ዋላ ክዳና ደስ ብሃሊ እዩ ኩሉ ነገር እየ ፎትየላ ማርያምን

  • @tedroshagos6297
    @tedroshagos62974 жыл бұрын

    ማሓበር ከይንቲ ትግራይ ብቅልጡፍ እዞም ድራማ ትግራይ ኣብ ዝላዓል ደረጃ ንክብፅሕ ይፅዑሩ ኣለዉ እሞ ይእትዉዎም ብቅልጡፍ ወገነይ ሓወይ ዝብሃል ክህልወኩ ኣለዎ

  • @biniambooss1296
    @biniambooss12964 жыл бұрын

    ትግራዋይ ሕያዋይ ክፈትወኩም መዓት ➲😘

  • @rshanrshan2161

    @rshanrshan2161

    4 жыл бұрын

    ክብረት ይሃበልና

  • @meseretkasa8800

    @meseretkasa8800

    4 жыл бұрын

    ዋላ ኣነ ክፈትወም እዞም ተጋሩ መዓት

  • @yostinaberhe5422

    @yostinaberhe5422

    4 жыл бұрын

    Biniam Booss nhnale

  • @mehari9567
    @mehari95674 жыл бұрын

    ብተፈጥራዊ መልክዓ ሒዛ ደበኽ

  • @pastorfred2048

    @pastorfred2048

    4 жыл бұрын

    ሕንጉጉ ከኣ መሲላ

  • @user-sk4dd4gq7s
    @user-sk4dd4gq7s4 жыл бұрын

    እንኳዕ ዳሕና መፃኩም ኣጀኩም በርትዑ

  • @user-jr8gj4hk6d
    @user-jr8gj4hk6d4 жыл бұрын

    ኣስይይይይ ብጣዕሚ ንፍዓት ንበሩለይ ደቂ ትግራይ ማዓርይ

  • @enoghe9474
    @enoghe9474 Жыл бұрын

    እንቆዕ ተዓረኩም ምስ ትግርኛ ቀጽልዋ መንነትና ንዘልኣለም ክጠፍእ የብሉን ሓውኹም ካብ ኤርትራ

  • @user-en4ty2kw6i

    @user-en4ty2kw6i

    Жыл бұрын

    ትክክል

  • @brktiweldu3299
    @brktiweldu32994 жыл бұрын

    አንታ ዞም ትግራይናስ ክፍተዉካ 💓💓💓💓💓💓

  • @tirhashaftay189
    @tirhashaftay1894 жыл бұрын

    ደስ በሃልቲ ቀፅልሉ♥♥♥።

  • @user-sf6ch7bt2n
    @user-sf6ch7bt2n4 жыл бұрын

    እንኾዕ ስላም ሙፁኡኩም ቀዛሕታ ደቅ ትግራይን ቀፀሉሉገ

  • @temesgenfetari1535
    @temesgenfetari15354 жыл бұрын

    Aya zeraabrukh & lemlem ayney shikorinatat i love you 💕 from switzerland 🇨🇭 Eritrea 🇪🇷

  • @abebaguwalmekelle2579
    @abebaguwalmekelle25794 жыл бұрын

    I love gere emun. Specially abo zeberaburuk's family it shows you there is so much love and RESPECT each other. There should be more dreams like Gere emun. ❤❤❤😚😚😚

  • @andebrhanteklemariam9739
    @andebrhanteklemariam97394 жыл бұрын

    ብሓቂ ንፉዓት ተዋሳእቲ ተስፋ ኣለኩም ቀጽልዎ ዋላኳ ከምቲ ዝድለ ደገፍ እንተዘይ ረኸብኩም በርትዑ ጥራይ ጻማኹም ትሓፍስሉ ግዜ ርሑቕ ኣይኮነን ባሻይ ዘራብሩኽ ኣጣምታኹን ኬፍ ኣለዋ ለምለም ዓይነይ ኣኽብሮት ኣብ ብዓል ቤትኪ ንብዙሓት ምሂርኪ ክትኮኒ ተስፋ ገብር ቀጽልዎ ብሩኻተይ ተኸታታሊኹም ሓውኹም ኤርትራዊ

  • @SMARA291_LDN44
    @SMARA291_LDN444 жыл бұрын

    I’m from Eritrea ,my all time favourite actor is Suzinino and I feel aya zerabruk looks like suzinino 😀 ain’t it guys?

  • @eyobelhaile4296

    @eyobelhaile4296

    4 жыл бұрын

    yep

  • @tedyhagos1844

    @tedyhagos1844

    4 жыл бұрын

    Yeah , you r wright

  • @fkrimisamlak6256

    @fkrimisamlak6256

    4 жыл бұрын

    Met too kikikiki

  • @user-tz7tq2lc5y
    @user-tz7tq2lc5y4 жыл бұрын

    ገና ግን ምስ ትግርኛ ኣይተዓረቁምን ዘለኩም በርትዑ ጥራይ እዚ ሓደ ሓደ ኣምሓርኛ ምሕዋስ ንትግርኘ የህስሶ ኣሎ

  • @rakitube21

    @rakitube21

    4 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ፅቡቅ ኣለካ ኩሉ ትግራዋይ ብዝተካኣለ መጠን ትግሪኛ ቃንቁኡ ከፅርይ ኣለዎ

  • @kedirkemsebukedirkemsebu9079

    @kedirkemsebukedirkemsebu9079

    4 жыл бұрын

    Italien man

  • @saraarayi4542
    @saraarayi45424 жыл бұрын

    ዋው እንኳአ ብዳህን መጻኩም ቀዛህታ ንፋአት

  • @gyyy4952
    @gyyy49524 жыл бұрын

    አስይ ምቅርተይደስ በሃሊት ክብርቲ ኢኪ ካብ ዝኩሉ ሑሩጭን በርበረ ዝረሓቅኪ ማራ እየ ዘመስግነኪ።

  • @zufanhadush3615

    @zufanhadush3615

    4 жыл бұрын

    ክክክ ሕሩጭን በርበረን

  • @YemaneAbraha
    @YemaneAbraha4 жыл бұрын

    I like this guy's talent, deep voice too.

  • @user-bz7fj1fk2m
    @user-bz7fj1fk2m2 жыл бұрын

    Big respect to these beloved actors. The words " Lemlem Ayney" are Psychologically important !!!! POSITIVITY matters!!!

  • @abebasibhato7694
    @abebasibhato76944 жыл бұрын

    I love u ኣያ ዘርኣብሩኽ

  • @user-jc2fs8gk1x
    @user-jc2fs8gk1x4 жыл бұрын

    ብጣዕሚ አየ ዝፈትወኩም ለምለም ዓይነይ አርተፍሻል የለ makeup ሑሩጭ ወዲ ሑሩጭ የለ ሽኮሪና 💕

  • @keseteyemane3008
    @keseteyemane30084 жыл бұрын

    ኣቤት ደስ ክትብሉ ኣምላኽ ጥዕና ይሃብኩም።

  • @adluswoaksum1306
    @adluswoaksum13064 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ኑፉዓት ተዋሳእቲ ደስባሃልቲ

  • @filmonmsgna6271
    @filmonmsgna62714 жыл бұрын

    ኣነ ኤርትረኣዊ ሓውኩም አየ ብጣሚ ገለ ዓይነት ፊልም ማራ መሃርትን ኣዘናግዓትን

  • @yemanemezgebo9532
    @yemanemezgebo95323 жыл бұрын

    ናይ ባሓቂ ንፍዓት ተዋሳእቲ ክትታባበዑ ዝግባኣኩም ኢኹም።ስለዚ በርትዑ ኣጆኹም ኣዚየ ዘድንቐኩምን ዝካታተለኩምን ሓውኹም ኤርትራዊ ።god bless you

  • @yothamezra6220
    @yothamezra62204 жыл бұрын

    Beki hawna, we love you! You are wonderful!

  • @daniagualtigray5555
    @daniagualtigray55554 жыл бұрын

    Ayekum Nayna 💛❤️ Luv u ma People 🥰

  • @efremkifle3440
    @efremkifle34404 жыл бұрын

    Thanks qezahta ayney

  • @user-sc8zf2km3n
    @user-sc8zf2km3n Жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን የሃብኹም እግዚአብሔር አምላክ

  • @haben2709
    @haben27094 жыл бұрын

    I'm proud of u guys !! Tegaru shikorinatat, tgraway from Eritrea love u guy,,,,

  • @user-io9qe6wi9g
    @user-io9qe6wi9g4 жыл бұрын

    ለምለም ዓይነይ ናይ ብሓቂ ኣደ 😍ናይተን ውዙያት ኣዴታትና ትኽተሊ ኣለኺ ቀጽልዮ ምቅርተይ💋💚❤😍🌷 ዘውረኣውሩኽ ዓይነይ ቆጻሪ እንጀራ 😃😃 ጸዋዒ ድኽነት ኣይትኹን😃

  • @fyg6487
    @fyg64872 жыл бұрын

    ጀጋኑ ደቂ እታ ሓላል መሬት ቀፅሉል

  • @dawit854
    @dawit8544 жыл бұрын

    ትግርኛን ተጋሩን ተዓሪቖም። ዘገርምዩ፡ ክሳብ ክንድዚ ምስ ነብስና ተባኢስና ጸኒሕና። በጃኹም ቋንቋና ነኽብር።

  • @finanamore1111
    @finanamore11114 жыл бұрын

    Love from Eritrea my fav actor

  • @muluzeneb8846
    @muluzeneb88462 жыл бұрын

    አሰይ ሙቁራት ደቂ ትግራይ ወሓሎ❤💛❤💛❤💛🏖🙏💒

  • @waziramada6747
    @waziramada67474 жыл бұрын

    ዋውውውው እንኳን ብሰላም መፃኣ ኹም

  • @user-zq1nd9cv3c
    @user-zq1nd9cv3c4 жыл бұрын

    ትገርሙ ተዋሳእቲ ኢኩም ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ቃፅሉሉ

  • @xxtxtentacionmyking4453
    @xxtxtentacionmyking44534 жыл бұрын

    ንቤቲ ሃይላይ ኣምጻኣልና በረከት ብሩክ😘 ቃደማካዎ ኣምጻኣያ ንቤቲ ሃይላይ ሞዴሊስት ብቁልቲ መከፍፍሊት💖

  • @user-ie5ew3il9i
    @user-ie5ew3il9i4 жыл бұрын

    ቀዛሕታ ቀፅለሉ

  • @alemaraya5035
    @alemaraya50354 жыл бұрын

    For the first time, I got addicted to to Gere emun tigrigna comedy. Keep it up Zerabruk and Lemlem Ayney√ You are doing extremely important job to develop our language. ማሕበር ከየንቲ መሕፈርቲ!

  • @user-qi7qo7cl4v

    @user-qi7qo7cl4v

    2 жыл бұрын

    E

  • @user-xn1fb7rq5t
    @user-xn1fb7rq5t4 жыл бұрын

    Ezi amharinja mihiwas eba tehababerona bejakom. Atfiowo Endo 🇪🇷

  • @gher1048
    @gher10483 жыл бұрын

    ቀፂልሉ

  • @sarakuwait9764
    @sarakuwait97644 жыл бұрын

    እቲ ጋዜጠኛ ጥዕይ ዝበለ ሕቶ ሕተቶም ሳሓቅ አተብዝሕ

  • @tigriansinaz172

    @tigriansinaz172

    4 жыл бұрын

    ጀማሪ ስለዝኾነ ሞራል ምኽሪ ከድልዮ እዩ እምበር ጉድለትስ መሊኡ እዩ።

  • @SamiraSamira-ke6ep
    @SamiraSamira-ke6ep Жыл бұрын

    ጀግናው ተጋሩ 🙏🙏🙏💞💞💞😘😘💪💪

  • @buzufikir9687
    @buzufikir96874 жыл бұрын

    ለምለም ዓይነይ ዘብረአብርክ ዓይነይ ዝፈትው like ጦቅ ጦቅ 😍😍

  • @saraarayi4542
    @saraarayi45424 жыл бұрын

    ፕሮግራም መርሂ ብጣእሚ ጎበዝ ክእለት አለካ በርትእ ዘሀወይ

  • @dasitaasulxaandasitaa536

    @dasitaasulxaandasitaa536

    4 жыл бұрын

    lemelem ayeniye

  • @selamethiopia4670

    @selamethiopia4670

    4 жыл бұрын

    እወ ተረድኡሉ ቡዙሕ ግዜ ኣኣማሓርኛ ስለዝዛር ይጠፍኦ ኣሎ እዩ ተረድኡሉ

  • @chimichai7066
    @chimichai70664 жыл бұрын

    ኣሰይ ደስ ዝብል ዕድመን ጥዕናን ንኹሉኹም

  • @tggalembirhan3114
    @tggalembirhan31144 жыл бұрын

    ለምለምይ ብርክቲ ደስ ክትብል

  • @tsedalemaryam1018
    @tsedalemaryam10184 жыл бұрын

    ዋዉ ሙቁራተይ በርትዑ ደስ ዝብል እዩ ኩሉ ሳዕ ይከታተለኩም እየ;

  • @dawitordavejoyful4345
    @dawitordavejoyful43454 жыл бұрын

    We love you guys from Eritrea.

  • @haileabay4021
    @haileabay40214 жыл бұрын

    ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን

  • @MP-lu8mh
    @MP-lu8mh4 жыл бұрын

    እንኳዕ ብዳሓን መፃእኩም ቤኪ ሓውና ንኣያ ዘርኣብሩኽ ምስ ወይዘሮ ለምለም ዓይነይ ጋያሹኻ ጌርካ ስለ ዘቕረብካልና ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ። ዝምልከቶ ኣካል ግን ነዞም ንፉዓት ቆልዑ ከተባብዖም እምበር ክድህሎምን ተስፋ ከቑርፆምን ኣይግባእን ዓገብ ። እዛ ታሴራ ምቕባል ናይ ብዘርእና እያ። 😂😂😂 ዋእ ኣታ እዛ ታሴራ ሃብዎም ዝፈልጦ ታኣምር የብለይን ዋ ።

  • @tekicho6952
    @tekicho69524 жыл бұрын

    ኣጆኹም ንፉዓት ቀጽልዎ

  • @mebrahtomgebretsadkan5617
    @mebrahtomgebretsadkan56174 жыл бұрын

    ለምለም ዓይነይ፡ ጽሩይ ተፈጥሮኣዊ መልክዕ ምዕሩግ ባህሪ። ዘርኣብሩኽ ዓይነይ! ይበል ጥበብ። ጋዜጠኛ(ኣቕራቢ መደብ) ግና እታ ጸወታ "ዳይስ" ናይ ኣምሓርኛ መደብ ግዲ ጽዕንቶ ፈጢራትሉ ዳርጋ ትግርኛ ብኣምሓርኛ ኢኻ ትዛረብ። ንኣብነት ትኽክል (ትክክል)፡ ዘርኣብሩኽ (ዘርኣብሩክ) መለለዪ መንነት (መታወቅያ) ጽገ (ጽጌ) ዝዋስኡ (ዝጻወቱ) ብዝኾነ ትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛ የድሊ እዩ።

  • @ietosheasefa3943

    @ietosheasefa3943

    4 жыл бұрын

    Wedi Mereb እወ፣አብኡ፣ብዙሕ፣ሰለዝሰርሐ፣ይመስለኒ

  • @sdssr2850

    @sdssr2850

    4 жыл бұрын

    ኣምሓርኛን ትግርኛን መሰረቱ ግዕዝ እዩ። ስለዚ ክወራረስን ክለቃቅሕን ግድን እዩ። ርእስና ኣይነጽብቦ።

  • @user-hy6yf6nq5n

    @user-hy6yf6nq5n

    4 жыл бұрын

    يشن نر

  • @user-hy6yf6nq5n

    @user-hy6yf6nq5n

    4 жыл бұрын

    هيشن نر

  • @hxfhggfyy2204
    @hxfhggfyy22044 жыл бұрын

    በረከተይ ፍትውትው

  • @makdazebinok6789
    @makdazebinok67893 жыл бұрын

    Bereket shkor

  • @andomhaylay4853
    @andomhaylay48534 жыл бұрын

    ኣኘኩም ኣቱም ሰባት መለለዪ መንነት እዉን ሃብዎ

  • @doge-mq2mc
    @doge-mq2mc4 жыл бұрын

    I love them all 😘❤💋❤

  • @metkel100
    @metkel1004 жыл бұрын

    ዝድነቕ ስራሕ ዘውራኣብሩኽ ዓይነይ ለምለም ዓይነይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ።

  • @dejenses7129
    @dejenses71294 жыл бұрын

    Eway Lemlem ayney btami ena nfetwki Eritreawin love u miqrti gin hjis nski habtey konki terakni ab lemlem ayney matherey eki❤️

  • @musiedawit4169
    @musiedawit41694 жыл бұрын

    good job

  • @ludelude5691
    @ludelude56914 жыл бұрын

    thank you all artist good job i really really enjoy it , and thanks kezahta show

  • @smrahgazi2851
    @smrahgazi28514 жыл бұрын

    ኣያ ዘርኣብሩኽ ዘረባኩም ጥዑምሱሱዕ ብጣዕሚ እልም ትኩእሉዎ

  • @selamselam555
    @selamselam5554 жыл бұрын

    Kemey deye zefetikum selamkum bezeh yebel ahewat jeganu 💑❤💝💘💛💗💓💕👍

  • @zayidiyoutube8120
    @zayidiyoutube81202 жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣር

  • @user-iv7ze8gw9e
    @user-iv7ze8gw9e4 жыл бұрын

    መርሃባ ሁልግዜ ኣድናኩም እዬ። ሰላምን ጥዕናን ናይኩም Z /L ኣይኔይ ፉቱውቱው

  • @user-ec9vs3dz4w
    @user-ec9vs3dz4w4 жыл бұрын

    ሽኮረናታት ደስ ብሃልቲ ቅፅልሉ እጅኩም

  • @elssahaylo8382
    @elssahaylo83823 жыл бұрын

    ዕድመኩም ይንዋሕ

  • @imissmama3978
    @imissmama39784 жыл бұрын

    የውሃንስ ሽኮር ኣታ ኬፍ ዘልውኩም ቀዛሕታ ከኣ በሬ ኣስሊ ኣጆኻ ጽቡቕ ኣለኻ ቀጽሎ 100% •√

  • @merindaebanste6584
    @merindaebanste65844 жыл бұрын

    Zerabruk ayney😘😘lemlem ayney u both look young love from Eritrea

  • @user-sl2gy5mb6x
    @user-sl2gy5mb6x4 жыл бұрын

    ዋውውው ደአስ ባአሀልትይ

  • @weditembien6091
    @weditembien60914 жыл бұрын

    Bejeka Solomon haile amitalna thanks

  • @tomasmehary7007
    @tomasmehary70074 жыл бұрын

    ደስ ከብለካ ቤኪ እንበር አነ እኮ አይረዳኦን እየ እንይ ከምዚብል ዘሎ ተረጉመልና በጃካ

Келесі