ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና ።እግዚኣብሔር ቃል ኪዳንኩም ይባርኽ ወገናተይ።
Amen Amen Amen zmarie melikti yesmalna igzabhier Amlak xegu yebzhalkum Ruhs Gama ygbrelkum yhwatey ✝️🙏❤️💒💓❤️❤️❤️💓❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
እልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል እሰይ ደስ ክትብሎ ናይ መርዓ ናይ ሰላም ናይ ራህዋ ዘመን ይግበረልና ሜሮን ሓወይ
Zmare melaekt yesmealna en rhus gama.
አሰይይይይ🥰🥰ልልልልል አልልልል አልልልልል👏🥰🥰🥰🌹🌹🌹 ዝምሬ መላአክት የሰመዐልና ፁሩይተይ🥰
ርሑስ ጋማ ዕልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የውስመዕእልና ደቂ ጽዮነይ፡ ዘማሪ ባህልቢ ዓርክና ጸግኡ የብዝሐልካ
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልኣሰይ ፅርያተይ ክንደይ ደስትብሉ
Kal kidane abrham saran zbareke ezgabher kal kidankum ybark fereytin xegeytn kunu rhus gama ygberelkum
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ደቂ ኣንስትዮ ኣሓተይ ጨጉርክን ሽፍን በላ መብዛሕቲክን እካ ተሸፊንኽን ኢኽን ዋ ሓደ ክልተ ኣለዋ ዘይትሸፈና ምኽረይ እዩ።
Amen Ruhs gama qale kidane Abraham Saran kemti abebaku yerena frekum
Amen🙏🙏🙏🥰❤️
ርሑስ ጋማ ንመርዓውቲ ናይ መላእኽት ዝማሬ የስምዕኹም
Aseyyy mquratey edmen tanan yhabkum fetari
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ኩላትኩም ነዛ ኮሜንት ተንብቡ ዘለኹም ስደትና የሕጽረልና ገጽ ንፈትዎም ስድራና የርእየና እንዳበልኩ ኣብዛ ቻነለይ ሳብክራይብ ብምግባር ሓጉዙኒ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤
ግጥሚ ዝሰደለይ ወዲ ማርያም ዝማርየ መላእክት ያስምዓልና
ወይቤላ መርዓዊ ለመርዓት ወይቤላ መርዓዊ ለመርዓቱ (2) ሃበ ደበረ ከረቤ ወደበረ ስሂን ንዒ ንሑር ሃበ ደብረ ከርቤወደበረ ስሂን [2] ኣንቲ ፍትውተይ ጽብቕቲ ኩለን ዘይብልኪ ሕልፊ እንካብ ሉባኖስ ማሕደር ኣናብስ ናባይ ጠምቲ ዓለም ሓላፊት ምስ ኩሉ ግብራ እንታይ ትርጉማ ይኣክል ንዒ ንዒ ናብ /ቤትኪ ቅድስት ከተማ/2/ ግልጽ በሊዮ ቲ'ዝሓለፈ ሕቕፎ ናይ ዓለም ንመን ኣዕረፈት ኣዝ...... ኣብቲ ጳቁራ ዘለኺ ርግበይ ጾርኪ ኣራግፊ ክሳዕ መዓስ'ዩ ብዘይ ንስሓ ኣብ ገምገም ጸድፊ ምቑጻር ብዕድመ ኣብ ደምበ ጽድቂ እንታይ ክኸውን ፍቕረይ ምሳኺ /ዋጋ መስቀል'ዩ ናይ ደም ቃል ኪዳን/2/ ኣብ ልዳት ቤትኪ ነኹ ይደሀ ሎሚ ይከፈት እንከይ ጸብሐ ኣዝ...... ቲ ርእሰይ ህዎ ቦቕታ ናይ ጠሊ ልቢ ሃቦዮ ጻውዒት ፍቕረይ ተዕርፍሉ ኢዩ ውዕለት ቀራንዮ ቤትኪ ሓሊፈ ከይተማዕድዊ ከውታ ምስ ኮነ ሓደራ ነፍሲ /ምርሳሕ የእጋርኪ ነየን ክምኽነ/2/ ጻውዒት ፍቕረይ ቲ ቅዱስ ምስጢር በጃኺ ነፍሲ እንኮ ዘሳግር ኣዝ..... ጻውዒት ዕድመይ ኣብ ልዕሊ ኣኽራን እና ዘለለ እህን ዘይትብሊ ክቡር መኣደይ ከመይ ቀለለ ኣብ ጽላል ፍቕረይ ንዒ የዕርፊ ተሰለምለይ ኣብ ዳስ መቕደሰይ /ኩንለይ መርዓት ንመርዓ ሰማይ/2/ ጸሓይ ዕድሜኺ እንከይ ዓረበ ልብኺ ሃቢ ሞት ከየርከበ ግልጽ በልዮ ቲ ዝሓለ ሕቑፎ ናይ ዓለም ንመን ኣዕረፈ ኣብ ልዳት ቤትኪ ነኹ ይደሀ ሎሚ ይከፈት እንከይ ጸብሐ ጻውዒት ፍቕረይ ቲ ቅዱስ ምስጢር በጃኺ ነፍሲ እንኮ ዘሳግር ጸሓይ ዕድሜኺ እንከይ ዓረበ ልብኺ ሃቢ ሞት ከየርከበ ወይቤላ…..
Thank you hawey last one eba sidedeley " mogosey ekiy mariyam"
@@samuelyemane4976 sami hawey selam diki
@@yohanagrmay3058 selam amlak ymesgen yohana haftey kmy selam selam do?
@@samuelyemane4976God bless u brom
AMEEN AMEEN AMEEN ElllllllllllllllllElllllllllllllllEllllllllll 🙏🙏🙏
ዎይ በስማም ደስ ክቡሉ ዝማሬ መላአኽት ያስመዐልና በጃኹም እዘን ክልተ ዝዘመርወን ዝማሬ አበይ ክረኽበን ወይ ሽመን ዝነግረን ብጣዕም እየ ፎትየየን ደስ ክቡሉ መንፈሳዊ ቅንአት ሕዝን ዕልልልልልልል ከምዝ እልና ሓዳርና ክናሕልፍ አምላኽ ያሓግዘና 👏👏👏
Amen amen amen zmare melaekti yesmalna🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ስለ ኩሉነገርእግዚአብሔር አምላክይመስገን መርዓ አብራሃን ሳራም ይግብርልኩም🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🌸😘ተዋድድዮየመርዓአብራሃንሳራምይግብርልኩም ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል👏🌸🌹👏🌸🌹👏🌸 *🪻👏🌸🌼🍃🌹🕊️🌹🍃🍃🌼🌸🪻👏🎋🥀🍂🌻🌹🌼🌸ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል👏🌸🌹👏🌸🌹👏🌸🌹👏🌸🌹👏🌸🌹👏🌸🌹👏🌸🌹👏🌸🌹 👏ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል👏🌸🌹👏🌸🌹👏 🌸🌹👏🌸🌹👏🌸🌹👏🌸🌹👏🌸🌹👏🌸🌹👏🌸🌹 *👏ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል 👏🌸🌹👏🌸🌹👏🌸🌹👏🌸🌹👏🌸🌹👏🌸🌹👏🌸🌹👏 *🌸🌹 ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ተዋህድዮየ አሜን🕊️ 🌸
አሜን አሜን አሜን
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሰይይይይይይይይይይይይይይይይ ደስ ከበል ርሕሱ መረዓ ይግበርልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ💞💞💍💍🌹🌹
ዝማሬ. መላእክት. የስመኣልና
Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll zmare melaekt yesmalna egzabiher zeben agelglotkum ybarek rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos amen amen amen
Amen amen amen Ellllllleeellll
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ክብብርን ምስጋናን ንተዋህዶ ሃይማኖት ይኩን ንዘልኣለም
አልልልልልልል አልልልልልልልል ዝማሬ መልኣክት የሰመዐና
ደስክብሉ ተዓዲልኩም ሩሑስ ጋማ እልልልልልልል❤️❤️❤️🥰
እልልልልልልልልልል ርሐስ ጋማ ይግበረልኩም እቶም ነዚ ንኽምዕርግ ብዝተፈላለየ መንፈሳዊ ዘድመቅኩም እግዚአብሔር ይባርኽኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል። ብዝተኻለኩም እታ ካልኣይቲ መዝሙር ብኪዳነ ምሕረት ስም ልኣኹልና በጃኹም።
ብምንታይ ክሰደልካ ሓወይ
እግዚአብሔር ጽግኡ የብዝሓልኩም ኣሕዋት እታ ካልኣይቲ መዝሙር እባ ከነሸግረኩም ብኪዳነ ምሕረት ስም?
@@user-bo5ls4df5p 0031687530202 ብወሳብ ርኸቡና ክሰደልኩም
@@Entertainment-pz3ud ክመጸለይ ኣይክአለን እቅሬታ። ግን ናተይ እንተሃብኩኹም ከ እንታይ ይመስለኩም።
@@user-bo5ls4df5p እሺ
🙏🙏🙏
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ሩሑስ ጋማ ተዕድልት ኣሰይይይ ከንደይ ደስ ከብልሉ አዮም ንኩላት ብከምዚ ክንፃመድ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፋቃዱ ይኩነልና👏❤❤✝️❤💞❤❤❤💞💞✝️💞💞💞❤❤🌹🌹🌹🌹🌹
Kal kidankum ybarek Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll
❤❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️❤️❤️
saeyyyyyy ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏💖💖💖💖💖💖💖❤️❤️ Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏💖💖💖
Aseyyyyy🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ኣዚኹም ደስ ትብሉ ማሕበር ግን ኣበይ ይርከቡ ሓቡሩና
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና፡ መርዓውቲ ከኣ ርሑስ ጋማ ግን ኣበይ ዓዲ ኢዩ?
🥰🥰🥰🥰😭
Пікірлер: 53

@meharighirmay7345
10 ай бұрын
❤
ግጥሚ ዝሰደለይ ወዲ ማርያም ዝማርየ መላእክት ያስምዓልና
@samuelyemane4976
2 жыл бұрын

@Acnt12
2 жыл бұрын
Thank you hawey last one eba sidedeley " mogosey ekiy mariyam"
@yohanagrmay3058
Жыл бұрын
@@samuelyemane4976 sami hawey selam diki
@samuelyemane4976
Жыл бұрын
@@yohanagrmay3058 selam amlak ymesgen yohana haftey kmy selam selam do?
@JojiJo-fi9vq
3 ай бұрын
@@samuelyemane4976God bless u brom
AMEEN AMEEN AMEEN ElllllllllllllllllElllllllllllllllEllllllllll 🙏🙏🙏
ዎይ በስማም ደስ ክቡሉ ዝማሬ መላአኽት ያስመዐልና በጃኹም እዘን ክልተ ዝዘመርወን ዝማሬ አበይ ክረኽበን ወይ ሽመን ዝነግረን ብጣዕም እየ ፎትየየን ደስ ክቡሉ መንፈሳዊ ቅንአት ሕዝን ዕልልልልልልል ከምዝ እልና ሓዳርና ክናሕልፍ አምላኽ ያሓግዘና 👏👏👏
Amen amen amen zmare melaekti yesmalna🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ስለ ኩሉነገርእግዚአብሔር አምላክይመስገን መርዓ አብራሃን ሳራም ይግብርልኩም🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🌸😘ተዋድድዮየመርዓአብራሃንሳራምይግብርልኩም ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል👏🌸🌹👏🌸🌹👏🌸 *🪻👏🌸🌼🍃🌹🕊️🌹🍃🍃🌼🌸🪻👏🎋🥀🍂🌻🌹🌼🌸ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል👏🌸🌹👏🌸🌹👏🌸🌹👏🌸🌹👏🌸🌹👏🌸🌹👏🌸🌹👏🌸🌹 👏ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል👏🌸🌹👏🌸🌹👏 🌸🌹👏🌸🌹👏🌸🌹👏🌸🌹👏🌸🌹👏🌸🌹👏🌸🌹 *👏ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል 👏🌸🌹👏🌸🌹👏🌸🌹👏🌸🌹👏🌸🌹👏🌸🌹👏🌸🌹👏 *🌸🌹 ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ተዋህድዮየ አሜን🕊️ 🌸
አሜን አሜን አሜን
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሰይይይይይይይይይይይይይይይይ ደስ ከበል ርሕሱ መረዓ ይግበርልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ💞💞💍💍🌹🌹
ዝማሬ. መላእክት. የስመኣልና
Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll zmare melaekt yesmalna egzabiher zeben agelglotkum ybarek rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos amen amen amen
Amen amen amen Ellllllleeellll
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ክብብርን ምስጋናን ንተዋህዶ ሃይማኖት ይኩን ንዘልኣለም
አልልልልልልል አልልልልልልልል ዝማሬ መልኣክት የሰመዐና
ደስክብሉ ተዓዲልኩም ሩሑስ ጋማ እልልልልልልል❤️❤️❤️🥰
እልልልልልልልልልል ርሐስ ጋማ ይግበረልኩም እቶም ነዚ ንኽምዕርግ ብዝተፈላለየ መንፈሳዊ ዘድመቅኩም እግዚአብሔር ይባርኽኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል። ብዝተኻለኩም እታ ካልኣይቲ መዝሙር ብኪዳነ ምሕረት ስም ልኣኹልና በጃኹም።
@Entertainment-pz3ud
2 жыл бұрын
ብምንታይ ክሰደልካ ሓወይ
@user-bo5ls4df5p