ኣብቲ ጽላሎትኪ / Abti Tslalotki /

Музыка

#Eritrean #Orthodox #Tewahdo #mezmur #2022 #Tigrinya
Subscribe: / @-uae4232
ሳብስክራይብን ሼርን ብምግባር ኣብዛ ቻነል ንዝቐርብ መንፈሳዊ ትሕዝቶታት ከተተባብዑ ንላቦ።
ናይ #ኤርትራ #ኦርቶዶክስ #ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኪዳነ-ምሕረት ኣቡዳቢ/Abudhabi kidanemhret - 2022

Пікірлер: 520

  • @user-ds4pv9by5r
    @user-ds4pv9by5r2 жыл бұрын

    ሓቂ እዩ እመ ብርሃን አደይ አብቲ ጽላሎትኪ ዘጽለለ አይርእን ኹኔኔ 🌹🕊🌾🌹🕊🌾 ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🕊🌹🕊🌾🌹🕊🌹🌹🕊🌹🌹🕊🌾🌹ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና🕊🌾🌹🕊🌾🌹🕊🌾🌹🕊🌾🌹🕊🌾🌹🕊🌾ክቡራተይ እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዘሐልኹም/ክን 🌹🕊🌾🌹🕊🌾🌹🕊🌾🌹🕊🌾🌹🕊🌾🌹🕊🌾እመ ብርሃነይ ተትውደስ ደስስስ ይብለንሎ አነስ አደጎይታ ተትዝመረላሎ ተትምስገን ደስስ ይብሎንሎ አነስስስ🌹🕊🌾

  • @bisratgebreamlak4651
    @bisratgebreamlak46512 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዕኩም ኣሕዋተይ፡ ጥዑም ጥዑም ጥዑም ዝማሬ ብሓቂ። እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርኽ፡ ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልኩም ተምብረልና።

  • @alonsmnsajha6344

    @alonsmnsajha6344

    4 ай бұрын

    AmenAmenAmen💒🤲🤲🤲🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌹🌹🌹🌹🌿🌿💒💒💒

  • @MedaGeretatyos-yr1rj
    @MedaGeretatyos-yr1rj11 ай бұрын

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላክት የስመዐልና 👏👏👏❤❤❤❤

  • @asmeretghirmatsion5571
    @asmeretghirmatsion55712 жыл бұрын

    እወ ኣብቲ ጽላሎትኪ ዘጽለለ ኣይርእን ኩነኔ

  • @bahabelomhadgu4567
    @bahabelomhadgu45672 жыл бұрын

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልል 🌿ዝማሬ 🌿 መላእክት🌿 የስማዓልና 🌿😘😘😘🥀🥀🥀💒💒💒❤❤❤🌿🌿🌿👍👍👍✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @user-pb1se8bm5u
    @user-pb1se8bm5u Жыл бұрын

    ዕልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና፣ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም የብዝሓዮ።

  • @KhanKhan-wy5bi
    @KhanKhan-wy5bi2 жыл бұрын

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም

  • @user-pf9hi1so4f
    @user-pf9hi1so4f2 жыл бұрын

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣስይ ኣስይ ምቁራተይ እመ ብርሃን ምሳኩም ትኹን እሞ ፍቃድኩም እንተ ኮይኑ ዳኣ ካብ ናይ ዳያቆን ኣብርሃም መዝሙር ዘይትዝምሩሉና ጸሎታ ጽላለይ ኣብቲ ህርሞ ሮሜ ትብል

  • @Jordan-eo7nv
    @Jordan-eo7nv Жыл бұрын

    እልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜኹም እግዚኣቢሄር ይባርከልኩም ክቡራት የሕዋት 🙏🙏🙏

  • @selammuuz8661
    @selammuuz8661 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐና

  • @askalegebremichael783
    @askalegebremichael7832 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን አቤት ዉበትኩም ከደስት ዝማሬ መላእኽት የሰማልን እዕድመን ጥዕናንን የሃብልና እግዛብሄር የሓልወልናልልልልልልልል

  • @user-zz7mk5kw5s
    @user-zz7mk5kw5s Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመልና

  • @user-cx4gy6gy9c
    @user-cx4gy6gy9c Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብራት ኣሕዋትና እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልኩም አሜን

  • @dadadadadada9100
    @dadadadadada91002 жыл бұрын

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና ፀግኡ የብዘልኩም ክን እግዚኣብሔር ኣምላኽ አሜን ፫

  • @user-lc6yn7mt8n
    @user-lc6yn7mt8n2 жыл бұрын

    ሰይይይይ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እስከ ዝተሓጎስኩም ሃቡ ላይክ

  • @galdengelmaryamsegen6557
    @galdengelmaryamsegen65572 жыл бұрын

    Aseyyy Aseyyy Aseyyy mukrat yhwatey nay bhaki des ktblu dengel maryam ab hiwetkum lewti ab srahkum asalto tegberlkum btami des zemare melakti yesmalna kubratey kemakum yebzhu 🥰🥰🥰🥰🥰🥰❣❣💗🙏🙏🙏🤲🙌🙌🤝🤲👂👂👂👂

  • @user-wl9bi7fy9v

    @user-wl9bi7fy9v

    3 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @alexanderermias143
    @alexanderermias1437 ай бұрын

    ድምጺ ሰላምታኺ ፍስሃ ናይ ልበይ ጭንቀተይ ተርሕቕ መላሲት ሰላመይ እቲ ናይ ሞት መልኣክ ንድሕሪት ክምለስ ጸሎትኪ'ዩ ኔሩ ናይ ሂወተይ ዋሕስ ናይ መስቀሉ ህያብ ህያብ ቀራንዮ እተዊ ናብ ቤተይ ጸላም ኣብርሂዮ ምሳይ`ውን ንበሪ ሂወተይ ምልእዮ❤

  • @zecheredaberhane7226
    @zecheredaberhane7226 Жыл бұрын

    Amen Amen Amen Adey Mariyam mearey 🙏🙏🙏❤

  • @user-zx7hd7qi9e
    @user-zx7hd7qi9e2 ай бұрын

    ኣሰይ ክንደይ ደሰ ይብል እቲ መዝሙር ዕልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክቡራት አሕዋተይ ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም ክን እግዚአብሔር አምላክ አሜን፫❤❤❤

  • @eyobdesale4830
    @eyobdesale48302 жыл бұрын

    ኣሜን (((3))) ደቂ እመ ብርሃን የሕዋተይ ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና በረከታን ረድኤታን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምስ ኩላትና ይኹን

  • @tsegayeqar7440
    @tsegayeqar7440 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኢክት የስምዓልና እልልልልል እልልልልል እልልልልል እመ ብርሃን ኣደይ ፆለትክን በረከትክን ረዲአትክን ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @jdtfrer1028
    @jdtfrer1028 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና🙏🙏🙏

  • @goytomhabtom1208
    @goytomhabtom1208Ай бұрын

    Amen Amen Amen zemrie melakti yesmalna

  • @user-uc5hw4rt4e
    @user-uc5hw4rt4e Жыл бұрын

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና

  • @destakahsaye7009
    @destakahsaye7009 Жыл бұрын

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት መላእክት የስመዐልና ጸጉኡ በረከቱን ያብዘሐልኹም ኺን እግዚአብሔር ኣምላክ ፍቑራተይ ኣሰይይይይይይይ ብሓቂ ደስስስስስ ትብል ኣብቲ ጽላሎትኪ ዘጽለለ ኣይርእይን ኩነኔ እማየ ቅድስት ድንግል ማርያም ሰላምና ክብር ንዓኺ ይኹን ይኹን አሜን

  • @abnetreact315
    @abnetreact3152 жыл бұрын

    ዕልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስምዐና 🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🙏🙏🙏

  • @AsterAbraham-tu2jd

    @AsterAbraham-tu2jd

    Жыл бұрын

    yuuyiou

  • @wellwell466
    @wellwell466 Жыл бұрын

    ኣሰይይይ ልብኻ ዘህድእ መዝሙር ናይበሓቂ ደስ ዝብል ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዓልና

  • @user-hn9sn9wu3n
    @user-hn9sn9wu3n Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር✅🎧💚

  • @user-cg1ku6sr5z
    @user-cg1ku6sr5z2 жыл бұрын

    ዋው ደስ ክብል ዝማረ መላክቲ የስማልና ንመንፈሰይ ይሔድስለይ።

  • @yeshi238
    @yeshi2383 ай бұрын

    ሰላም ለኪ እናቴ ማርያም🙏🙏አሜን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን❤እህት ወድሞቼ ፀጋውን ያብዛላችሁ🙏

  • @SelinaSelu-qr8vx
    @SelinaSelu-qr8vx6 күн бұрын

    Aseyyyy muqerat ademun TeAnun yehubekm feTar ❤❤❤

  • @SamuelGebrekidan-dr9fy
    @SamuelGebrekidan-dr9fy25 күн бұрын

    Des zbl zmarie allllllllllllllllllllll❤❤❤❤

  • @Setit-il4nz
    @Setit-il4nz2 ай бұрын

    ዝማሬ መልኣኽቲ የስማዓልና🙏🙏🙏✝️❤❤❤❤

  • @filimonhabte4286
    @filimonhabte42862 жыл бұрын

    Amen Amen Amen zemare melaket ysemalna 🙏🙏🙏

  • @zafuzafu3673
    @zafuzafu36737 ай бұрын

    ኣብቲ ጽላሎትኪ ኣብቲ ጽላሎትኪ ዘጽለለ ኣይርእን ኩነኔ ቅድሚ ምፍጣር ዓለም ኣብ ሓሳቡ ኔርኪ ብኣኽናፍ መልኣኹ ጌሩ ከሊሉኪ መታን ክትኮንዮ ንጽህቲ መዕረፊት ኣምላኽ ሓርዩኪ ኣልዕሉ ኣንቢሩኪ ከምቶም ኣቦታትና ብጽእቲ ንብለኪ ኣይግለጽን'ዩ ትሕትና ኔሩኪ ኣየቋርጽን'ዩ መዝሙርና ንስምኪ እዝምች ምኽንያት ድሕነትና ኢኺ መራሕት ናይ ጽድቂ ቆጥቃጥ ደብረ ሲና መሎኮት ዝጾርኪ ዳዊት ተደሲቱ ዘሚሩ ንስምኪ ኣብ የማን ትቖዉም ንግስቲ ኢሉኪ ነዚ ኢና ንኣምን ኣብ'ዚ ኢና ንውከል ድንግል ብሕልና ብስጋ'ውን ድንግል ኦ ምልእተ ጸጋ ሰላም ለኪ ንብል አዝምች ኣኽሊል ትምክሕትና ጀማሪት እምነትና ድልድል መሳገሪት ማእዶት ናይ ሂወትና ቅዱሳን ኣቦታት መስኪሮም ንስምኪ ምሳሌ ስኢኖም ዝገልጽ ንዓኺ ሎሚ ውን ክበሪ በኣና ደቅኺ ስቕ ኣይንብልን'ና ጽዮን ስለ ስምኪ ድንግል እመብርሃን ቀድስና ኢኺ አዝምች ሓፍቲ መልኣኽቲ ትንቢቶም ንነብያት ሞጊሶም ውን ኮንኪ ንጻድቃን ሓዋርያት ኣደ ናይ ሰማእታት ሞቖምያ ቅዱሳን ደጋፊት ዱኹማት ምርኩስ ተስፋ ሓጥኣን ብሉይ ሓዲሽ ኪዳን ጠቒሱ ንስምኪ መልእልተ ፉጡራን መትኅተ ፈጣሪ ኪዳንኪ ዘክሪ ድንግል ኣደ ፍቕሪ አዝምች ድምጺ ሰላምታኺ ፍስሃ ናይ ልበይ ጭንቀተይ ተርሕቕ መላሲት ሰላመይ እቲ ናይ ሞት መልኣክ ንድሕሪት ክምለስ ጸሎትኪ'ዩ ኔሩ ናይ ሂወተይ ዋሕስ ናይ መስቀሉ ህያብ ህያብ ቀራንዮ እተዊ ናብ ቤተይ ጸላም ኣብርሂዮ ምሳይ`ውን ንበሪ ሂወተይ ምልእዮ አሜን፫👏👏👏

  • @IbelongtoJesus123

    @IbelongtoJesus123

    Ай бұрын

    ❤❤❤

  • @Kidus45
    @Kidus45 Жыл бұрын

    am in love with this mezmur. you guys did a beautiful job. Mariam n Amlak mesakum yekunu

  • @user-pk8lk1gf8o

    @user-pk8lk1gf8o

    4 ай бұрын

    🎉🎉🎉🎉

  • @MakeleMedhane
    @MakeleMedhane7 ай бұрын

    ናይ በሓቂ ጥዕምቲ መዝሙር ንልብኻ ሩፉታ ትህብ ነዓኩም ከኣ ኩቡራት የሕዋተይ ሉዑል እግዝኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣሜን ❤ኣሜን❤ ኣሜን❤

  • @user-ck2li5lq8z
    @user-ck2li5lq8z2 жыл бұрын

    እልልልልልልሕ ዝማሬ መላእኽቲ ሰስመዓልና 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @yohanaeyob2068
    @yohanaeyob20682 жыл бұрын

    Adey wladty hwety marymy❤️❤️❤️❤️❤️🕊✝️🙌Amen

  • @user-zy2nn7oq8x
    @user-zy2nn7oq8x5 күн бұрын

    Amen kale zmare melaikt yesmalna

  • @user-sv8qi5ok7x
    @user-sv8qi5ok7xАй бұрын

    Amen❤❤❤❤❤edmen tena yehabkum ahwatey tebreku ❤❤❤❤❤❤❤

  • @senaitpeatros5040
    @senaitpeatros50402 жыл бұрын

    Elllllllllllllll ellllllllllllllll elllllllllll amen amen amen zemare melakti yesmalna kubrate yhwatey

  • @solyanaefriem7034
    @solyanaefriem7034 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ተባርኩ ድንግል ማርላም ባዕላ ትሓልወና

  • @tesfamariamhagos8392
    @tesfamariamhagos83922 жыл бұрын

    ተመስገን ኣምላኸይ ነዚ ልቢ ዘረስርስ መዝሙር ዘስማዕካኒ ፡፡ ዝማሬ መልኣክት የስምዓልና ምቁራት የሕዋተይን ኣሓተይን !! ኣብ'ቲ ጽላሎትኪ ኣብ'ቲ ጽላሎትኪ ዘጽለለ ዘጽለለ ኣይርእን ኩነኔ ።

  • @mogoshabteslase7921
    @mogoshabteslase79212 жыл бұрын

    ኣሰይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን እእእእእእእእልልልልልልልልልል እእእእእእእእእእእልልልልልልልልል እእእእእእእእእእእእእእእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመኣልና ጸጋ ኣብ ኣብ ርእሲ ጸኣጋ ይወስኩም እግዚኣቢሄር ኣምላክ እዞም የህዋተይ ደሥሥሥሥ ዝብል መዝሙር 💒👏🙏❤💒👏🙏❤💒👏🙏❤💒👏🙏❤❤❤❤

  • @KhanKhan-ed3vm
    @KhanKhan-ed3vm2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና 👏🙏❤️

  • @SamiHagos-nh8zf
    @SamiHagos-nh8zf4 ай бұрын

    እልልልልልል ዝማሬ መላአክቲ የሰመዐና አሕዋትና✝️💒❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @donkey4232
    @donkey4232 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ ማላእክቲ ይስማዓልና ጽቡቅ መዝሙር ፡፡

  • @muluzeneb8846
    @muluzeneb8846 Жыл бұрын

    አልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና🙏💒🌺🌿💞🌴📢

  • @user-mo3wr2nv3m
    @user-mo3wr2nv3m Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን

  • @freyhayleab3281
    @freyhayleab3281 Жыл бұрын

    ኣብቲ ጽላሎትኪ ዘጽለለ ኣይርእን ኩነኔ ኣማን ብኣማን ስም ማርያም ድንግል ጸዊዕና ኣይንሓፍርን ኢና ብመን ብመን ክምስለኪ ኣቦታትና ንዓኺ ዝከውን ቃላት ሲኖም ኣነ ከኣ ከም ኣቦታተይ ፍልይቲ ኣደ ክብለኪ ርህርህቲ ሂልና ኣማልድልና ድንግል ኣደ ሽጉራት ኣደ ጽጉማት ኣደ ጎይታይ ወድኺ ሓቁፍኪ በቲ ብርሃን መስቀልኪ ባርኽና ድንግል ማርያም ተዘይ ትህሉ ንሰዶም ንጎመራ ምኾና

  • @beylulmesfun2131
    @beylulmesfun21312 жыл бұрын

    Elllllllllll amen zimare melaekti ysmalna yhwatey

  • @user-pm4vx3xc6n
    @user-pm4vx3xc6n2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዕልና

  • @user-ic4ue6bs8q
    @user-ic4ue6bs8q Жыл бұрын

    ዝማሬ መላዕክት ያሰማልን እልልልልል 🥰 🙏

  • @samueltekle7277
    @samueltekle72772 жыл бұрын

    ዝማሬ መልአክቲ የስማዓልና

  • @user-bt2sq1bs2d
    @user-bt2sq1bs2d2 жыл бұрын

    Amen amen amen zimare melak yes means tsegan bereketin yebzehalkum kuburat ahwatey

  • @abebagrmay2619
    @abebagrmay2619 Жыл бұрын

    ኣሜን ዝማሬ መላኣኽቲ የስመዐና

  • @yashikonju8805
    @yashikonju8805 Жыл бұрын

    ዝማሬ መላአክት ያሰማልን 👏👏👏

  • @netsiskitchen6155
    @netsiskitchen61552 күн бұрын

    እልልል አደይ መዐረይ

  • @tsegabgetachew7231
    @tsegabgetachew72319 ай бұрын

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል asey ቅድስቲ ድንግል ማርያም ጸሎት ምሰ ኩላትና ይኹን

  • @amanueltadiwos1904
    @amanueltadiwos19042 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና

  • @woredeimam6966
    @woredeimam69668 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክት ይስማዕልና

  • @furtnagurja5871
    @furtnagurja58712 жыл бұрын

    Elllllllllllllllllllllllll zimare malakti yesimalna🙏🙏🙏🤲🤲🤲🙏🙏🙏

  • @abrahamzereabruk1626
    @abrahamzereabruk1626 Жыл бұрын

    ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን ዝማሬ ናይ ኣዴና ቅድስቲ ማርያም ድንግል ወላዲት ኣምላክ የስመኣልና።

  • @sabawerede6519
    @sabawerede65192 жыл бұрын

    Zmare melaekt yesmalna ellllllllll

  • @helenyemane9728
    @helenyemane97282 жыл бұрын

    zemre melekiti yesmalna yehwatyy

  • @user-wl9cw1sb9t
    @user-wl9cw1sb9t Жыл бұрын

    እልልልል ዝማሬ መላእኪቲ የሰመዐና👏👏👏👏

  • @eyobsemere2536
    @eyobsemere25362 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ብሩኻት ኣሕዋት እዚ መዝሙር ብዘይ ፍቃድ ኣደ ማሕበር ር/ኣ/ደ/ጽ/ቅ/ቅ/ድ/ማርያም ክዝርጋሕ ኣይምተገብኦን ብዝኾነ ድጋም ናይ ማሕበራት ክትዝምሩ ከለኹም ፍቃድ ሕተቱ ምኽንያቱ መዝሙር ክዝመር ከሎ ብደቂ ማሕበር ማዕረ ክንድምታይ ይጸዓሮ ኣይትስሕቱን ትኾኑ ብዝኾነ ንተኣረመላ ደጊመ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ

  • @samifekadu6046

    @samifekadu6046

    Жыл бұрын

    Ioioio,klkkpji

  • @kufuluknfe6377

    @kufuluknfe6377

    Жыл бұрын

    @@samifekadu6046 het

  • @meharibeyn7786

    @meharibeyn7786

    Жыл бұрын

    @@samifekadu6046 hkjqh

  • @genetghebremeskel88

    @genetghebremeskel88

    Жыл бұрын

    589ì

  • @UnitedWorldLife195

    @UnitedWorldLife195

    Жыл бұрын

    Atum sebat ezi mezmur ember derfi aykonen wela million gize yizergah yidegem

  • @user-cg5kn7en4j
    @user-cg5kn7en4j Жыл бұрын

    ኣሜን፫ ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና

  • @user-xb7lq4rc5v
    @user-xb7lq4rc5v2 жыл бұрын

    ዝማሬ መላአክት የስምዓልና ኣሕዋተይ ናይ አመ ኣምላክ በረከታ ኣይፈለየና!

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye12937 ай бұрын

    Abti xlalotki amen Amen Amen zmare melakti yesmalna burkatey ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @MizanEmaha-ht7pd
    @MizanEmaha-ht7pdАй бұрын

    Amen(3) zmare melaekti ysmaelna🙏🙏🙏

  • @MaekelKidane-ii7bk
    @MaekelKidane-ii7bk7 ай бұрын

    Amen amen amen dngl maryam adeyyy❤❤❤❤🥰🥰🥰❤❤❤🙏🙏🙏

  • @afcaa3390
    @afcaa3390 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና

  • @musemamilove4519
    @musemamilove4519 Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ❤️

  • @TV-cw9hg
    @TV-cw9hg2 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስማዕልና

  • @-eliyahu4916
    @-eliyahu49162 жыл бұрын

    ኣሰይ ዕልልልልልልል ጽቡቃት ጎይታ ይባርኽኩም። ጾሎት ኣዲና ድንግል ማርያም ድማ ኣይፈለኹም። ዝማአኤኹም ይስመዓልኩም።

  • @freweyniteklemariam1247
    @freweyniteklemariam12472 жыл бұрын

    Ellllllllllllllllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllllll zmare melakti yesmeala ❤❤❤

  • @senaitgezai4141
    @senaitgezai41412 жыл бұрын

    Aseyyy elelellele zmare melaekty yesmalna brukat yehwatey!

  • @kanakpk3821
    @kanakpk38217 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤

  • @user-lf7zw8bg9e
    @user-lf7zw8bg9e2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክቡራት ኣሕዋተይ እልልልልልልልልልለልልልል 🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🍀🍀🍀🍀🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿👏👏👏🌿🌿🌿✝️⛪️✝️

  • @user-xz8vc4dz9x
    @user-xz8vc4dz9x Жыл бұрын

    ቃል ዝማሬ የስመኣልና🙏🙏🙏

  • @Devid1921
    @Devid19213 ай бұрын

    ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ኣሕዋትና ብጣዕሚ ጥዑም መዝሙር

  • @fevennugusse1814
    @fevennugusse1814 Жыл бұрын

    Amen Amen Amen dingley ab xilalaotiki axililina adey mareyyyy kab hatat eza alem awixina bamaladineriki adeye mareyyyy 💕💕💕💕💕💕💕💞💞💞💞💞💞💞💞💞❤❤❤❤❤

  • @kiflaygebreslasie3719
    @kiflaygebreslasie37192 жыл бұрын

    Amen zmare melakt yesmealna nay Baki des zebl egzeabher amlak selamkum yebzhayo

  • @user-yo7oy4fb5x
    @user-yo7oy4fb5x5 ай бұрын

    ዋው ደስ ክብል ዝማረ መላእክቲ የስመዐልና ክቡራት አሕዋተይ ❤❤❤

  • @berikteytesfay6993
    @berikteytesfay69932 жыл бұрын

    Zmare melakti yesmalna 💒💒💒💒💒💒🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ntatn2180
    @ntatn21802 жыл бұрын

    Zimare melaketi yesmelina xegeu yebzihlkum birukatey,🙏🙏🙏🙏🙏

  • @tadeseamare9544
    @tadeseamare95442 жыл бұрын

    Zmare melakti yesmalina egziabher amlak nay agelguilet zemenkum ybark

  • @hgf6568
    @hgf65689 ай бұрын

    ዝምረየ መላእክቲ የስምዕልና አሕዋትና

  • @slmslm7388
    @slmslm73888 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @yemanemehari1742
    @yemanemehari17422 ай бұрын

    ዝማሬ መልኣኽቲ የስማዓና🎉🎉🎉❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @user-dq1sl9bf2q
    @user-dq1sl9bf2q2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝመሬ መላአክት የስመአልና 👏👏👏🌾☘️🌾🌷🌾🌷🌾🌷🌾❤❤❤

  • @haiahh4466
    @haiahh44662 жыл бұрын

    እልልልልልልልልልልልልልሎልሎሎልልልልልልልልልዝማሬ መላአክት የሰመዐልና ጸግኡ የብዝሐልኩም የሕዋተይ

  • @aynalemalgo4898
    @aynalemalgo4898 Жыл бұрын

    Amen amen amen ❤❤❤😍😍😍🙏🙏🙏

  • @habenfliverpool8325
    @habenfliverpool8325 Жыл бұрын

    Ellllllllllll Ellllllllllllll Elllllllllllll Amen amen amen 🙏👏❤ Zmarie melaekti yesmealna nay bieteseb sdra

  • @AsmeromTadesse-ck2pq
    @AsmeromTadesse-ck2pqАй бұрын

    ብልጽቲ መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስመዓልና የሕዋተይ ........!!!

  • @hamanot3362
    @hamanot3362 Жыл бұрын

    እልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም 👏👏👏👏

  • @zetewahdotube1905
    @zetewahdotube19052 жыл бұрын

    ዝማሬ መላኣክቲ የሰመዐልና

Келесі