Eritrean orthodox tewahdo mezmur maryam ade goyta(ማርያም ኣደ ጎይታ).

ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ መዝሙር ማርያም ኣደ ጎይይታ።

Пікірлер: 21

  • @mebratberhane7402
    @mebratberhane74029 күн бұрын

    Zmare meliekiti yesmaelna Amen 🙏💕🙏

  • @salamahsalamah1236
    @salamahsalamah12365 ай бұрын

    እሰይይይይይይይይይይይይ እልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዝማሬ መላእክቲ ይሰመዐልና እመቤተይ ሰምኪ እንክፃዋዕ ናይ ልበይ ሰላም ምንጪ ናይ ሓጎሰይ እኮ ኣዶ ጎይታይይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ZahraAli-jg8up
    @ZahraAli-jg8upКүн бұрын

    እሰይይይ ዕልልልልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏👏💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-kp8dr5ys1k
    @user-kp8dr5ys1kАй бұрын

    AmenAmen❤❤❤❤❤

  • @GeremaryamAbay
    @GeremaryamAbay6 ай бұрын

    Haleluya Jesus

  • @user-ww4fq6me3b
    @user-ww4fq6me3b4 ай бұрын

    ዝማረ መላክት የስማልና ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሓሉኩም ❤

  • @GebrielKampala
    @GebrielKampala3 ай бұрын

    Amen Amen Amen zmare melaekti yesmana

  • @user-rt9hh8ts8c
    @user-rt9hh8ts8c3 ай бұрын

    🙏🙏🙏🙏❤❤🥰🥰🥰

  • @fikadukidane2211
    @fikadukidane22114 ай бұрын

    Aseyyyyyyyy Elllllllllllllllllllllllllellllllllllllllllllllllllllellllllllllllllllllllllll Zmare melaekti yesmalna

  • @user-kp8dr5ys1k
    @user-kp8dr5ys1k3 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @fevenrezene7282
    @fevenrezene72825 ай бұрын

    እልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤

  • @mabRihit
    @mabRihit27 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @merhawitgere4729
    @merhawitgere47296 ай бұрын

    🙏🙏🙏

  • @segenamanuelsegen1884
    @segenamanuelsegen18846 ай бұрын

    Aseyyyy elililil elllllllllllll adeyy kiberi temsgeni elllllll temsegn

  • @user-vo6rh1de1c
    @user-vo6rh1de1c4 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @tijichannal27
    @tijichannal275 ай бұрын

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🌿🌿🌿🥀🥀🥀🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿

  • @user-nh7xe1pl5c
    @user-nh7xe1pl5cАй бұрын

    elllllllllllllllllll🙏🙏🙏🙏🙏

  • @letenkelleklebrhan1058
    @letenkelleklebrhan1058 Жыл бұрын

    Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll zmare melaekt yesmalna egzabiher zeben agelglotkum ybarek rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos amen amen amen

  • @alonsmnsajha6344

    @alonsmnsajha6344

    5 ай бұрын

    AmenAmenAmen💒💒💒🤲🤲🤲🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤🥀🥀🥀🥀🥀🥀🌹🌹🌹🌹🌹🌿🌿🌿🌿🌿🌿

  • @ngstikidey5944
    @ngstikidey5944 Жыл бұрын

    🌾🌾🌾✝️✝️✝️🌹🌹🌹

  • @gebremichaelsebhatu4441
    @gebremichaelsebhatu44414 ай бұрын

    ኣርእስቲ፦ “(1) እኩባት መዛሙር ድንግል ማርያም /ብ ግዜ ማህሌተ ጽጌ ዝስምዑ (2) ናይ ኪዳነ ምሕረት እኩባት መዛሙር (3) ተመስገነለይ// (4) ብኪዳና ትሓልውና (5) ልቢ ዘዕርፍ ናይ ድንግል ማርያም መዝሙር ቅድም ቀዳድም ክፍለጥ ዘለዎ ነገር፥ እዛ ኣብ ዕዳጋ ስእላ ዝዝርጋሕ “ማርያም” ኣዚኣ ብፍላይ እታ ኣብቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዝማረረላ! ማለት፥ ☛☛☛ እታ ኣብ:- “[[Grecian] ‘ARTEMIS or APHRODITE or DIANA’ or [ASSYRIAN or Babylonian] ‘SAMIRAMIS' or [Egyptian] ‘ISIS’ or [Sumerian] ‘ASTARTE or ASHTORETH’ or [Philistine or Phoenician] ‘ASHTORETH’ or [ROMANIAN] ‘VENUS’ or [Latinised or Grecianised Christendomen] ‘EASTER or ASTER or ASTIER or MADONNA or AVE MARIA ((ኣስተርእዮ-ማርያም ??)) [🤡???😇] ..ወዘተ’” ድኣ'ያ’ምበር ፣ ስእሊ ወይ ምስሊ እታ ሓቅ-ዝዀነት (=TRUE ONE) “ማርያም ጓል ሄሊ ኣደ የሱስ ክርስቶስ”’ኳ ድኣ እነይኰነት፣ ምኽንያቱ ስእሊ ሓቅ-ዝዀነት (=TRUE ONE) “ማርያም ጓል ሄሊ ኣደ የሱስ ክርስቶስኣብ መጻሕፍቲ ቅዱሳት አነይተዋህበ፥ መጽሓፍ ቅዱስ ዘጻኣት 20:56፡ ዘዳግም 4:15-20። ድሓር ከኣ፡ ስም እዛ እትዝርጋሕ ዘላ ኣብ በቦታኡ ድኣ ይቀያየር’ምበር እታ ሓንቲ ጣኦት፣ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ መሳፍንቲ 2:13 ፣ 1 ሳሙኤል 7:4 ፣ 12:10 ፣ ኣብ እርምያስ 7:18; 44:19, 25’ውን (‘ንግስቲ ሰማያት’ ተባሂላ እትርከብ’ያ) ። እዘን ኲላተን ጥንታዎት ይዅና ወላ ዘመናዎት ጣኦታት’ዚኣተን እንተ ዀና ኸኣ፣ ደቂ እታ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ራእይ ዮሃንስ 17:1-18:19; “ዓባይ ባቢሎን” መፈለጥታኣ ኸኣ፡ በቲ ‘ዝርግቲ ወይ ዓጣሪት’ ተባሂላ እተጸወዓትሎም ኣፋፍኖታት እምነታት ኣረማውያን ሃይማኖታትን’ዮም፣ ንመረዳእታት በዞም ዝኽተሉ ኣርእስትታት: “ኣምልኾት: ሞትን ትንሳኤን: መውስቦ: ጸሎት”:[particularily in: English, German Encyclopeadeas, or Biblical Texts] ተወከሱ። *** ግን እስከ ተመልከቱ፡ ብዛዕባ እታ ሓቅ-ዝዀነት (=TRUE ONE) “ማርያም ጓል ሄሊ ኣደ የሱስ ክርስቶስ”’ ኣብ መጻሕፍቲ ቅዱሳት ወላ ኣብ ሓደ ቦታ’ኳ ድኣ ጸሎት ወይ ገለ ልመና ከም እተገብረላ ዝግልጽ እነየለ። እዞም ኩላቶም ጠጠ መጠጠ ሃልየመልየታት ኣብዞም ልዕል ኢሎም ኣብቲ ኣርእስቲ እተጠቕሱ ድኣኸ ልክዕ ኣንጻርቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ግብሪ ሃዋርያት ምዕራፍ 4:12 ዝቓወሙን ዘፍርሱን ደይኩኑንከ ደቀይ ? ? ? ? ? ? *** ንጠንቀቕ ከኣ፥ ዕደምደታት፡ መስሓቓት ኣጋንንቲ ኣይንኹን፥ ብዛዕባ እታ ሓቅ-ዝዀነት (=TRUE ONE) “ማርያም ጓል ሄሊ ኣደ የሱስ ክርስቶስ”’ እንተ ዀነ ቅድሚ ምውላዳ ነቲ የሱስ ክርስቶስ ጥራሕ እያ ድንግል ዝነበረት፥ ካብኡ ንደሓር ግን ድንግል ኩይና እነይቀጸለት፣ ቈልዑት ኣወዳትን ኣውልዳትን ከም ዝወደት ኣብ ወንጌል ማቴውስ 13:55-56 ይገልጽ ደይኩኑንከ ደቀይ ? ? ? ? ? ? ስለዚ እዞም ኩላቶም ጠጠ መጠያታት’ዚኣቶም ነታ ሓቅ-ዝዀነት (=TRUE ONE) “ማርያም ጓል ሄሊ ኣደ የሱስ ክርስቶስ”’ ክኹኑ እነይክእሉ ማለት ንዓኣ ዘይኩነስ ነታ፥ ‘APHRODITE ወይ ‘MADONNA’ ወይ ‘ASTARTE or ASHTORETH’ ጣኦት ኣረማውያን ምዃና ፍለጡ።

Келесі