ኣብዚ Page Share, Comment and Subscribe ብምግባር ናብ ኩሉ ክበጽሕ እጃምና ነበርክት / tewahwdochurch Follow Us.....I'm on Instagram as @atranost
"ንውዳሴኣ ኣይወዳእኩን ገና" ኣነስ ብዝማሬ ኣደ ጎይታይ ኢለ ንድንግል ማርያም ክውድሳ መንፈስ ኤልሳቤጥ ኣሎኒ 'ዘምሪ ዘምሪ' ኢሉ ንልበይ ዝቕስቅሳ ነዛ ኣደ ኣምላከይ ብዜማይ ከመስግና ጀሚረ ደኣ እንበር ኣይወዳእኩን ገና #ከይሲ ኣብ ሥጋ ተመን ኃዲሩ 'ንተ ኣስሓተና አምላክ ሥጋ ማርያም ለቢሱ ካብ ሞት ኣድኂኑና ሰሪ በደል ሔዋን ዝተዓጽወት ገነት ብዳግማዊት ሔዋን ዳግማይ ተኸፍተት አምላክ ዘርኣየትኒ ብሥጋ ወሊዳ ዓይነይ 'ንተ በልክዋስ ዓይኒ 'ኳ ክውሕዳ ኣኽሊል ትምክሕተይ'ያ ጀማሪት ድኅነተይ ምኽንያት ኣለዎ 'ንተ ወደሳ ልበይ ኣዝ.... #ኃጢኣት ብምብዝሑ እምብዛ ብኢሱ ጸጋ እግዚአብሔር ኣባና ፈሲሱ ሔዋን ብበደላ ቃል መርገም ምስ ሰምዐት ማርያም ብንጽሕናኣ ቃል ምድኃን ተበሥረት ሥጋን ደምን ጎይታይ ቀዳሲ ሕይወተይ ካብ ጽዮን ፈልፊሉ ኲሉ በረኸተይ ምእንቲ'ዚ'የ'ኮ ነናሻዕ ዘፍቅራ ዝጽገብ ኣይኮነን መዝሙረይ ንኽብራ ኣዝ.... #ክኸውን'ዩ ዝብል ቃሉ ምስ ተነግራ ይኹነኒ ኢላ ብእምነት መስኪራ ካብ ሰማይ ምዃኑ ክብሪ ኣደ ኣማኑኤል ሕያው ምስክር'ዩ ቃል ቅዱስ ገብርኤል ከም ኤልሳቤጥ ኣደይ ኣደ ጎይታይ ክብል ካበይ ኮን ኮነለይ ክውድስ ንድንግል ካባይ መዓስ ኮይኑ ናይ ፍቕራ ምስጋናይ ካብ መንፈስ ቅዱስ'ዩ ቅኒት ጣዕመ ዜማይ ኣዝ.... "ጀሚረ ድኣ እንበር ኣይወዳእኩን ገና" ንዘልኣለም ኣብ ቤታ ተንብረና ደቂ ተዋሕዶ❤️ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና🙏🏽
🙏🙏🙏💯
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
ኣሜን የቀንየልና
ጸግኡ የብዘሐልካ😍
ጀሚረ ዳኣ እምበር ኣይወዳእኩን ገና እግዚኣቢሄር ይባርክካ ዲያቆን ሃወይ
Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏 Alllllllll zmare mlakt yesmalna ademen teanan yhabka fetari
ኣቤት ክንደይ ይጥዕም መዝሙር እመቤትና ድንግለ ማርያም ዩ፡ ኣንታ ድያቆን ሓወይ ከመይ እግዚኣብሄር ንልሳንካ ብመንፈስቅዱስ ቀበኣካ፡ኣነስ ብቅዱስ ቅንኢ ብሓቂ ቀኒኤ፡ሕጂ ውን እታ ብርኽቲ ልሳንካ መመሊሳ ንውዳሴ ድንግለይ ትገስግስ፡እግዚኣብሄር ጸግኡ ይብዝሓልካ🤲🤲🤲
Amen amen amen zmare melaekti yesmealna D.hawna nay zemen agelglotka egzabher amlak ybark
Amen amen amen zmare melaekti yesmealna D.hawna nay zemen agelglotka egzabher Amlak ybark
Zemare melaekti yesemealena beruk Hawey egziabher nay agelgelot zemenkum yebharek amen 🙏🥺❤️
Amen Amen Amen Zemari qala hiwat yesmalna. Zeben ageglotka yebark.
ጥዑመይ ሓወይ ጸግኡ ይፍስሰልካ 1000000000000000.....* ኣሜን!!!!!!!!!!
🎉😂❤😢😢😮😅😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊
ዝመሬ መሓእክት የስመዐልና ጸጉኡ በረከቱን ያብዘሐልካ ክቡር ሓወይ ድያቆነይ ብጣዕሚ ደስስ ትብል መዝሙር ኣብ ቤቱ ያጽንዕካ እግዚአብሔር ኣምላክ
Amen 🙏 🙏 🙏 zemarie melaikt yesmealna diyaqon hawey xegau yebzehalka Amlak
Amen
አነሰ ብዝማሬ አዶ ጎይታይ ኢለ ንድንግል ማርያም ክውድሳ መንፈሰ ኤልሳቤጥ አሎኒ ዘምሪ ዘምሪ ኢሉ ንልበይ ዝቕሰቅሳ ነዛ አዶ አምላከይ ብዜማይ ከመሰግና ጀሚረ ደአ አምበር አይወዳእኹን ገና ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ዲያቆን ሓውና እግዚአብሄር በቤቱ ያፅናህ ውበቴ ነሸ ድንግል
Amen amen amen qale hiwet yesmealna zemare melaket yesmealna deyaqon hawuna
Amen Amen Amen zmare melaekt yesmalna xegau ybzhelkum
Amen Amen Amen zmarei melaekt yasemalena
Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna zimare melaikti yesmealna diyakon hawey egziabher amlak xegue yebzehelka 👏 🙏 💒 ⛪ 👏 🙏 💒 ⛪ 👏 🙏 💒 ⛪
Aseyyyyyyyyyy wedi Emebrhaney enkae bselam mexakana Egziabiher ab Bietu Yenbrka ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
Amen (3) zmarie melaekt yedsmealna nay agelglot zemenka ybark
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስማዓልና ድያቆን ሓወየ ኣነስ ክፈትወካ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ከማኻ ንኣምላኽ ብመዝሙር ንኣምላኽ ከነመስግን የብቃዓና.
Zmeare melakti yesmealna deaqon hawna egzieabiher nay agolgulot zemenka ybarik edmen tienan yehabka 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤💯💯💯💯💯
Amen amen amen hawey natey
ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና ዲያቆን ሓውና ቅዱስ እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ኣብ ዝለዓለ መዓርግ ይብጽሓልና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ልሳንኹም ዝባረከት ንኩላትና ብሓጥኣት ዝደከምና ትባርክርናን ተበርትዓናን። እመብርሃት ትክበር ሰይጣን ይውደቅ።
"ዓይነይ ተበልክዋስ ዓይኒ እካ ክውሕዳ" ቃል ህይወት የስመዓልና።በረኸታን ጣዕማን ናይ እመብርሃን ምስ ኩልና ይኩን!!!
Zemar Melkite yesmiqelina Dikon hewey, ny ageligilotika zemen yebarik🙏❤️
Amen Amen Amen
ኣሰይ ጥዑም መዝሙር ዲያቆን ጠዓመ ሓወይ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እግዚኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ 🙏💕💕
Ame Ame amen zmare melatonin yesmealna dyaqon hawna enqa bselam mexekana
Amen amen amen zimariye melaekte yesmealena kubur hawena 🙏🙏🙏🙏❤❤❤
አሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዲያቆን ሓውና። እግዚአብሔር ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ።ናይ ብሓቂ ኣዕጽምቲ ዘጥልል ጥዑም ዝማሬ።ውዳሴኣ ኣይውዳእንዩ'ወ ነዛ ኣደ ኩልና ርኅርኅተ ኅልና።ቅዱሳን ኣቦታትና ውን ተኾኑ ብምንታይ ክንምስለኪ፡ ንዓኺ ዝበቅዕ ውዳሴ ኣይከኣለናን'ዩ ኢሎም በቲ አምለኽ ዝፈቀደሎም፡ ብንብዓት ተመስገን ኢሎም ውዳሴኣ ዛዚሞም'ዮም።በረከታን ረዲኤታን ኣይፈለየና። ናይ ድንግል ማርያም ክብሪ ካብ ምንጋር፡ ጸሓይ ምስ ብርሃናን ሙቀታን ኣብ ወረቀት ምስኣል ይቀልል 🙏🏽❤️🕊️🍯
ድያቆን ጣዓመ ሐውና ኩሉ መዛሙርትኻ ብጣሚ እዩ ልብ ዝጽግን መንፈስ የሐድስ ልቢ ዘረስርስ እንታይ እሞ ክብለካ እየ አነ እኮ ሊቀ መዘሙራን ድያቆን ጠዓመ ኢለ እየ ዝጽውዓካ ንምንታይ ዝግብአካ ስለ ዝኾነ እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሐልካ ወላዲተ አምላኽ ብርኽርኽ ተብልካ ክቡር ሐውና
Deacon hawey amlak xgu yebzhalka zemenka ybark ❤❤❤
Amen Amen Amen zmare melaekti yesmalna
ምእንቲ'ዚ'ዪ'ኮ ነኖሻዕ ዘፍቅራ በረኸታን ጣዕምን ናይ ኣደ ጎይታ እመብርሃን ይሕደርና ኣሜን (3) ዝማረ መላኣኩቲ የስማአለና ዳያቆን
እልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክብርሓዉና ድያቆን ጣዓመ
Amen amen amen zmare melakti yesmalna dyakon hawna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ድያቆን ጠዓም ሓወይ
Thanks heway naty 🙏 zamer malek t yesimalna Dakin Hwey naty God bless you all family 👪 🙏 ❤️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ዲያቆን ሓወይ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ በረከት ናይ እመብርሃን ኣይፈለየና
ዕልልልልልልል ድያቆን ሓወይ ጸገኡ የብዝሓልካ እመ ብርሃነይ ዓይነይ ተበልክዋስ ዓይኒ እኮ ክውሕዳ
Amen amen amen zmare melakt yesmealna egziabhier amlak Tsega yebzh D/Hawey Dngil mariam tbarik
ኣሜን (3) ዝማረ መላእክቲ የስማኣልና 💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🇪🇷❤️🌷
Amen amen amen zmare melakiti yesmalna
ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ልቁ ሓወይ
ዝማሬ መላኢክት የስምዓልና ድያቆን ሓወይ ቅዱስ እግዚኣቢሄር ኣምላክና ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርክ በረከት ረዲኤት ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያ ኣማላድነት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፅጉኡ የብዘሐልካ ናይ እመአምላክ ፅሎታን በረከታን አይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
አሜን አሜን አሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና
ድያቆን ጥዓመ እንካዕ ብሰላም መጻእካ። ተስፋ መጸናንዒ ትህብ መዝሙር ።
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ድያቆን ሓውና ልልልልልልልልልልልልልልልል ልልልልልልልልልልልልልልል ልልልልልልልልልልልል
ኣሜን ዝማረ መላእክት የስምዓልና ብሩኽ ሓውና በረከት ትዋህዶ
ዝማሬ መልኣክቲ የስመዓልና ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሕ
ኣሜን አሜን አሜን ዝማረ መልእክት ይስመኣልና ድያቆን ሓወይ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ፅጋ ያድልካ ኣማድነት ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ኩላትና ይኩን.
Amen Amen Amen zmarie melaekt yesmalna brukey 🙏👏
Amen Amen Amen Zmare Melakti Yesmalna Diacon Hawna
ኣሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና ክቡር ዲያቆን ሓውና ፀግኡን በረኸቱን የብዘሐልኹም እግዚኣብሔር ኣምላኽ አሜን አሜን አሜን
Amen Amen Amen zmarie melaekti yesmealna Egziabher xega ab resi xega yebzhalkum dyakon hawna.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሕ እመ ብርሃን ምሳኻ ትኹን ድያቆን ሓዉና ጥዑም ልሳን።
Amen Amen Amen zemare melakti yesmelana 🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒
ዝማሬ መላኣኽቲ የስምዓልና ድያቆን ሓወይ
ዝማሬ መላእኽቲ ይስመዓልና።
ዝማሬ መላእክት የስማዕልና
Amen zemare melaketi yesmalena::
Amazing mezmure Amen Amen 🙏
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልእክት ያስማልን ። ፀጋውን ያብዛልህ የእመብርሀን በረከትዋ ፆሎትውን አይለየን ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ጸጉኡ የብዝሓልካ ዲያቆን ሓዉና
Amen zmare melakti yesmalna Egziabher amlak tsegu yebzhalkum, ልብኻ ትትንክፍ መዝሙር ፡ ነዛ ኣደ ኣምላኸይ ብዜማይ ከመስግና ፡ሰሚዒኻ ዘይጽገብ ፡ እመብርሃን ምሳኻ ትኹን ድያቆን ሓወይ
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ቐሲስ ፡ ኣዕጽምቲ ዘጥልል ዝማሬ በረኸታን ኣማላድነታን ናይ ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ይኹን።
እልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር ሓውና ዲያቆነይ👏👏👏
ዝማረ መላእክት የስመኣልና ናይ ዘበን ኣጎልጉለትካ ይባረክ ይቀደስ
ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ድያቆን ሓውና እግዝኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልካ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዛሙራትካ
አሜንአሜንአሜን ቃለሀይውት ያሰማልን ተዋህዶው ትኑረ ለዘላላም
ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ጽቡቕ ክሊፕ ምኽንያቱ ናይ ሆሊውድ አክተራት ስለዘይብሉ በጃኹም ንጠንቀቅ ብርሃን ምስ ጸልማት ሕብረት የብሉን
ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልካ
ኣሜን፫ ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ድያቆን ሓውና እመ ኣምላኽ ኣዕዚዛ ትባርኽካ።
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና
Amen Amen Amen zmare melakt yesmalna diyaqon hawna
ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ጸሎት እመቤተ ኣይፈለየና
አሰይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መልአክት የስመዐልና👏👏👏👏👏
Amen Amen Amen zemare melaekti yesmealna egzabihar abzihu yebareka Dyakon hawey semika zaymeno mezmur behaqi zemen hiwetka yebarik egzabihar amelak
እልልልልል ዝማሬ መላክት የስምዐልና ክቡር ድያቆን ጠዓመ ሓውና ጽጉኡ የብዝሓልካ እግዛብሔር ኣምላኽ።
እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላክቲ የስምዓና ኩቡር ዲያቆን ሓውና ጸጋኡ የብዝሓልኩም እግዚኣቢሄር ፡፡
ዕልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዲያቆን አኁነ🕊🌻🌻
ደስ ዝብል ከም ቀደሙ ጥበብካ ይፈድፍድ
እንቃዕ ብሰላም መጻካና ንፈትወካ ኩቡር ድያቆን ሓውና ተሓጌስና ኣለና ድንግል ማርያም ምሳካ ትኩን ንዘልኣለም ይበል መዝሙር ዝማሬ መላክቲ ይስመዓልና ንኩልና፡ብሕጂ ውን ክንጽበ ኢና ኩቡር ድያቆን ሓውና ኣደ ጎይታ ከኣ ጽጋ ብዙሕ እዩ አሞ ጽጋኣ ተብዝሓልካ ምስ ኩሎም መሳርሕትካ ፡
Amen.amen Amen ❤ zmaremelkit.yesmalna
አልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላክት ይስምዓልና ድያቆን ጸጉኡ የብዝሓልካ ዝግዚኣብሄር ኣምላክ
Zmare melaekt yesmalna dyaqon haway Egzabher Amlak xegu yebzahalka 👏👏👏👏👏👏❤️❤️❤️❤️
ናይ ብሓቂ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና በረከት ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ኩለና ይኹን ጸጉኡ የብዝሐልኩም
Amen Amen Amen zmare melaekt yesmealna amlak xegeu yebzhalka Diakon hawey
እልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ዲያቆን ሓወይ ።
Zmarie melakiti yesmealna 👏👏👏🤲🤲🤲💒💒💒
Elllllllllllllllll Amen Amen Amen zmaremelaekti yesmana
ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልካ ድያቆን ሓውና
እንኳዕ ብሰላም መጻእክ ድያቆን አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ክቡር ሓውና 👏
Asey elllllllll ellllllllll elllllllll kulu geze aziyu eu teium mezmer tesmana kale hewht yesmalna deykon teame hawena xega abe leli xega yebzhalka fetri kula alem eme berhan mesak tkun.
enkae bselam mexaka diyakon hawey amen zmarie meleakti yesmalna xega ybzahalka
Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna diyakon hawna
Asey destbel Mezmur🙏🏽 Zmare Melaekt Yesmealna diacon hawna❤️
ዝማሪ መላእክት ይስማዓልና ዳያቆን ጣዕማ እግዝኣቢሄር ኣምላኽ ናይ ዘበን ኣጎልጎል ይብርኽ
ዝማሬ መላኣክት የስመዓልና ጸግኡ የብዝሕ ፈጣሪ👏👏👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏
Zmare melaekti yesmealna Dyakon haweyyy nay agolgulot zemenka ybarek.
Semika zaytimino mezmur❤ kal hiwiet yesmealna Diyakon hawina.
እግዚኣብሔር ኣምላክ ይባርክ ነዊሕ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ፈጣሪ ድያቆን ሓወይ እመብርሃን ትሓልኩም ጸጋ ብድበ የብዝሕ ፈጣሪ
Пікірлер: 297

@autikoszsmu
2 жыл бұрын
🙏🙏🙏💯
@Helen.tekie.t23
2 жыл бұрын
🙏🙏🙏💯
@weldusamuel8883
2 жыл бұрын
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
@luwamhagos6706
2 жыл бұрын
ኣሜን የቀንየልና
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
Жыл бұрын
ጸግኡ የብዘሐልካ😍
ጀሚረ ዳኣ እምበር ኣይወዳእኩን ገና እግዚኣቢሄር ይባርክካ ዲያቆን ሃወይ
Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏 Alllllllll zmare mlakt yesmalna ademen teanan yhabka fetari
ኣቤት ክንደይ ይጥዕም መዝሙር እመቤትና ድንግለ ማርያም ዩ፡ ኣንታ ድያቆን ሓወይ ከመይ እግዚኣብሄር ንልሳንካ ብመንፈስቅዱስ ቀበኣካ፡ኣነስ ብቅዱስ ቅንኢ ብሓቂ ቀኒኤ፡ሕጂ ውን እታ ብርኽቲ ልሳንካ መመሊሳ ንውዳሴ ድንግለይ ትገስግስ፡እግዚኣብሄር ጸግኡ ይብዝሓልካ🤲🤲🤲
Amen amen amen zmare melaekti yesmealna D.hawna nay zemen agelglotka egzabher amlak ybark
Amen amen amen zmare melaekti yesmealna D.hawna nay zemen agelglotka egzabher Amlak ybark
Zemare melaekti yesemealena beruk Hawey egziabher nay agelgelot zemenkum yebharek amen 🙏🥺❤️
Amen Amen Amen Zemari qala hiwat yesmalna. Zeben ageglotka yebark.
ጥዑመይ ሓወይ ጸግኡ ይፍስሰልካ 1000000000000000.....* ኣሜን!!!!!!!!!!
@rahelhabteab2487
Жыл бұрын
🎉😂❤😢😢😮😅😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊
ዝመሬ መሓእክት የስመዐልና ጸጉኡ በረከቱን ያብዘሐልካ ክቡር ሓወይ ድያቆነይ ብጣዕሚ ደስስ ትብል መዝሙር ኣብ ቤቱ ያጽንዕካ እግዚአብሔር ኣምላክ
Amen 🙏 🙏 🙏 zemarie melaikt yesmealna diyaqon hawey xegau yebzehalka Amlak
@milimebrahtu2425
2 жыл бұрын
Amen
አነሰ ብዝማሬ አዶ ጎይታይ ኢለ ንድንግል ማርያም ክውድሳ መንፈሰ ኤልሳቤጥ አሎኒ ዘምሪ ዘምሪ ኢሉ ንልበይ ዝቕሰቅሳ ነዛ አዶ አምላከይ ብዜማይ ከመሰግና ጀሚረ ደአ አምበር አይወዳእኹን ገና ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ዲያቆን ሓውና እግዚአብሄር በቤቱ ያፅናህ ውበቴ ነሸ ድንግል
Amen amen amen qale hiwet yesmealna zemare melaket yesmealna deyaqon hawuna
Amen Amen Amen zmare melaekt yesmalna xegau ybzhelkum
Amen Amen Amen zmarei melaekt yasemalena
Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna zimare melaikti yesmealna diyakon hawey egziabher amlak xegue yebzehelka 👏 🙏 💒 ⛪ 👏 🙏 💒 ⛪ 👏 🙏 💒 ⛪
Aseyyyyyyyyyy wedi Emebrhaney enkae bselam mexakana Egziabiher ab Bietu Yenbrka ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
Amen (3) zmarie melaekt yedsmealna nay agelglot zemenka ybark
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስማዓልና ድያቆን ሓወየ ኣነስ ክፈትወካ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ከማኻ ንኣምላኽ ብመዝሙር ንኣምላኽ ከነመስግን የብቃዓና.
Zmeare melakti yesmealna deaqon hawna egzieabiher nay agolgulot zemenka ybarik edmen tienan yehabka 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤💯💯💯💯💯
@wehazittesfamikael9308
2 жыл бұрын
Amen amen amen hawey natey
ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና ዲያቆን ሓውና ቅዱስ እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ኣብ ዝለዓለ መዓርግ ይብጽሓልና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ልሳንኹም ዝባረከት ንኩላትና ብሓጥኣት ዝደከምና ትባርክርናን ተበርትዓናን። እመብርሃት ትክበር ሰይጣን ይውደቅ።
"ዓይነይ ተበልክዋስ ዓይኒ እካ ክውሕዳ" ቃል ህይወት የስመዓልና።በረኸታን ጣዕማን ናይ እመብርሃን ምስ ኩልና ይኩን!!!
Zemar Melkite yesmiqelina Dikon hewey, ny ageligilotika zemen yebarik🙏❤️
Amen Amen Amen
ኣሰይ ጥዑም መዝሙር ዲያቆን ጠዓመ ሓወይ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እግዚኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ 🙏💕💕
Ame Ame amen zmare melatonin yesmealna dyaqon hawna enqa bselam mexekana
Amen amen amen zimariye melaekte yesmealena kubur hawena 🙏🙏🙏🙏❤❤❤
አሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዲያቆን ሓውና። እግዚአብሔር ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ።ናይ ብሓቂ ኣዕጽምቲ ዘጥልል ጥዑም ዝማሬ።ውዳሴኣ ኣይውዳእንዩ'ወ ነዛ ኣደ ኩልና ርኅርኅተ ኅልና።ቅዱሳን ኣቦታትና ውን ተኾኑ ብምንታይ ክንምስለኪ፡ ንዓኺ ዝበቅዕ ውዳሴ ኣይከኣለናን'ዩ ኢሎም በቲ አምለኽ ዝፈቀደሎም፡ ብንብዓት ተመስገን ኢሎም ውዳሴኣ ዛዚሞም'ዮም።በረከታን ረዲኤታን ኣይፈለየና። ናይ ድንግል ማርያም ክብሪ ካብ ምንጋር፡ ጸሓይ ምስ ብርሃናን ሙቀታን ኣብ ወረቀት ምስኣል ይቀልል 🙏🏽❤️🕊️🍯
ድያቆን ጣዓመ ሐውና ኩሉ መዛሙርትኻ ብጣሚ እዩ ልብ ዝጽግን መንፈስ የሐድስ ልቢ ዘረስርስ እንታይ እሞ ክብለካ እየ አነ እኮ ሊቀ መዘሙራን ድያቆን ጠዓመ ኢለ እየ ዝጽውዓካ ንምንታይ ዝግብአካ ስለ ዝኾነ እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሐልካ ወላዲተ አምላኽ ብርኽርኽ ተብልካ ክቡር ሐውና
@edenfisseha2640
Жыл бұрын
Deacon hawey amlak xgu yebzhalka zemenka ybark ❤❤❤
Amen Amen Amen zmare melaekti yesmalna
ምእንቲ'ዚ'ዪ'ኮ ነኖሻዕ ዘፍቅራ በረኸታን ጣዕምን ናይ ኣደ ጎይታ እመብርሃን ይሕደርና ኣሜን (3) ዝማረ መላኣኩቲ የስማአለና ዳያቆን
እልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክብርሓዉና ድያቆን ጣዓመ
Amen amen amen zmare melakti yesmalna dyakon hawna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ድያቆን ጠዓም ሓወይ
Thanks heway naty 🙏 zamer malek t yesimalna Dakin Hwey naty God bless you all family 👪 🙏 ❤️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ዲያቆን ሓወይ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ በረከት ናይ እመብርሃን ኣይፈለየና
@semeretesfahiwet2125