New Orthodox Mezmur By D. Teame Segid (ፍቅርኪ መሲጡኒ)

ኣብዚ Page Share, Comment and Subscribe ብምግባር ናብ ኩሉ ክበጽሕ እጃምና ነበርክት
/ tewahwdochurch
Follow Us.....
I'm on Instagram as @atranost

Пікірлер: 542

  • @user-wl8mc5rn7y
    @user-wl8mc5rn7y3 жыл бұрын

    #ፍቅርኪ #መሲጡኒ ፍቅርኪ ንዓይ መሲጡኒ ማርያመይ ውዳሴ ከቅርበልኪ'የ ናይ ልበይ(2) ኣዝ--- ብስኪን ጸሎትኪ ቁስለይ ክትፍውሲ ልመናይ ኣውሒዘ ኣይስኣንኩን ልግሲ ትምኒተይ ክሠምር ምስ በልኩ ማርያመይ ድላየይ ሂብክኒ ዓዚዙ ሰላመይ ኣዝ--- ብማሕለካ ሕይወት ዘይውዳእ መከራ ልበይ ክፈራረቕ ከቢድዋ ናብራ ምረተይ ምዓሩ ብደገፍ ምልጃኪ ውዳሴ'ካ 'ውሕዶ ማርያም ንዉዕለትኪ ኣዝ----- ከም ኤልሳቤጥ ኣደይ ኣደ ጐይታይ ክብል ሓጎስ ውሽጢ ውሽጠይ ነናሻዕ ይግንፍል ከም ቅዱስ ገብርኤል ከም ኣበው ቅዱሳን ስምኪ ክጽውዕ'የ ድንግል እመ ብርሃን ኣዝ----- ደቂ ሰብ ኣብ ምድሪ ሰማያዉያን ኣብ ራማ ብጣዕመ ፍቕርኪ ቃንዮምልኪ ዜማ ልበይ ውን ምስኣቶም ክውድስ ነቂሉ ሰለ ፍቕሪ ጽዮን ስቕ ኣይክብልን ኢሉ ዝምረ መላእክቲ የስምዓልና #ዲ-ጠዓመ ሰጊድ# ኣምላክ ኣዕዚዙ ይባርካ ወትሩ ብሉጽ ንዓይ ድኩም ሓውኩም ኣብ እትገብርዎ ጸለትኩም ዘክሩኒ

  • @fnansemereab3099

    @fnansemereab3099

    Жыл бұрын

    ጸሎት ቅዱሳን ኣይፈለካ ኣይፈለየና ኣህዋተይ ንኩላትና ኣሜን

  • @aekuattube
    @aekuattube2 жыл бұрын

    እመቤቴ ሆይ አንቺን የሚያመሰግኑ ምንኛ የታደሉ ናቸው

  • @user-rw3iy3sj6k
    @user-rw3iy3sj6k3 жыл бұрын

    ዓቅለይ ጸቢብኑ ዝጭብጦ ምስ ሳኣንኩ ሳላ ማርያመይ ንኩሉ ምስ ረከብኩ መንዩ ንዓኪ ፀዊዑ ዝሓፈረ ማርያም ኣደይ ናይ ዘኪማስ መርዓ ዘክበርኪ ወአዲት ኣምላከይ ሕፍረተይ ከይቅላዕ ዓለም ከይትስሕቐኒ ቅድስቲ ማርያም ኣደይ ካብ ሓጥያት ከውልኒ ስምኪ ኽፅውዕ ክብል የ ማርያመይ ልሳነይ ከፊተ ክዝምረልኪ እንዳበልኩ ድንግለይ ወላዲተ ኣምላክ መለኮት ዝሓቆፈት ከመይ ኢሉ ይርሳዕ እዚ ኩሉ ክብረት ልሳኖም ብቃል ሰላምታኪ ዝመለአት መሳልል ገነት መርሖ ሰማያት ንዘምረላ እንዳ በልና ውድስቲ ናይ ቅዱሳን ምርኩስ ሓፍቲ መላእክቲ ማርያም ፅዮን እንዳበልኩ ምስጋና ከቅርበልኪ ስምኪ ጸዊዐ ዝከብር ዝሕጎስ ኣብ ጽላልኪ ካብ ቅዳሴ ዝርከብ ናይ ሕይወት ዕረፍቲ ናይ ክብሪ ስግደት ናይ ምስጋና መስዋእቲ ቅድሳን ብዜማ ብማሕለት ሊቃውንቲ በረከትኪ ክሳተፍ እንዳበልኩ ብጽእቲ ሎቱ ስብሃት ዝማሬ መልክቲ የስማና። ድያቆን ሓወይ✝️😍🙏🏾

  • @user-yh6uh9on7l
    @user-yh6uh9on7l3 жыл бұрын

    ብሃንቆውታ ክጽበያ ጸኒሔ እንቃዕ ብሰላም መጻኩም መምህረይ ድያቆን ጠዓመ

  • @user-zf6ye1gy2j
    @user-zf6ye1gy2j3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @kaleabhabte7615
    @kaleabhabte76153 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመኣልና ጥዑማይ ሓወይ እቲ ንዝበደለ ናብ ንስሓ ዝመልስ ፍቕርኺ ከምቲ ካብ ሳርማ ዝቅዳሕ ጸባ ኣብ ዕቤት ሕልናይ ተወሰኸ ፍቕርን በረኸትን ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ኣይፈለየና

  • @queenheavu1040

    @queenheavu1040

    3 жыл бұрын

    Amen hawey❤️🙏

  • @arontsegai

    @arontsegai

    2 жыл бұрын

    Amen kale Hawey!

  • @maranata8789

    @maranata8789

    2 жыл бұрын

    Amen hawey natey

  • @Mulue844
    @Mulue8443 жыл бұрын

    ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና ኩብር ድያቆን ጠዓመ ሓወና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይባርከልካ 🙏🙏🙏.

  • @elawiabrahamyemane1046
    @elawiabrahamyemane10463 жыл бұрын

    ፍቕርኺ ንዓይ መሲጡኒ ማርያመይ ፡ ብስሑል ድምጺ ,ዝማሬ መላኢክት ድያቆን ሓወይ !

  • @ghebremariamshishay8159
    @ghebremariamshishay81593 жыл бұрын

    ኣሜን ስለ መዝሙሩ እግዚኣብሄር ኣምላክና ይክበር ይመስገን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣሜን

  • @fnansemereab3099

    @fnansemereab3099

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @arontsegai
    @arontsegai3 жыл бұрын

    ዲያቆነይ እንቋዕ ድሓን መጻእኻ! ፍቅራ ይሕደረና። ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ሓወይ ናተይ። እዛ መዝሙር ኣብ ጽምዋ ቦታ ኮይና ንስምዓያ ብሓቂ ፍቅራ ኣብ ልብና ክሰራሰር ከሎ ይስምዓና።

  • @brhananatey2780

    @brhananatey2780

    2 жыл бұрын

    Nay behaqi 🙏

  • @luwamteklay1257

    @luwamteklay1257

    2 жыл бұрын

    Amen Amen Amen 🙏🙏🙏❤❤

  • @user-pj7wg7rt2e

    @user-pj7wg7rt2e

    Жыл бұрын

    ኣሜንንን፫🙏🙏🙏⛪⛪⛪

  • @user-nn3sq7jv5c

    @user-nn3sq7jv5c

    10 күн бұрын

    Yes Amennn ❤👍🙏🙏🙏

  • @danieltekle5146
    @danieltekle51463 жыл бұрын

    Amen Amen Amen zmarei melaekt yasemalena

  • @tiebemelake19
    @tiebemelake193 жыл бұрын

    Zmare melakti yesmalna zhawey egzabiher amlak xegu yebzhalka 🙏🙏🙏

  • @abalibanostube
    @abalibanostube2 жыл бұрын

    ∞". በረከተ እስጢፋኖስ ይህደር በላዕሌከ."∞ እመብርሃን ንኣባ ሕርያቆስን ንቕዱስ ኤፍሬምን ዚባረኸት ትባርኽካ!!!. SO-PLEASE-KEEP-IT-UP.

  • @naxugere8853
    @naxugere88533 жыл бұрын

    Zemarei melakity yasemalina🙏🙏🙏🙏🙏💒⛪💒⛪

  • @weldemchale
    @weldemchale3 жыл бұрын

    Zmare melaekti yesmealna diyakon teame.

  • @user-rh7jg8qm5i
    @user-rh7jg8qm5i2 жыл бұрын

    ፍቅርኪ ናዓይ መስጥኒ ማርያመይ ውዴሴ ክቅርበልኪየ ናይ ልበይ እልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መልእክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዞሖዩ አምላክ ፈጣሪ👏👏👏🌺🌺🌺🌾🌾🌾🌺🌺🌺

  • @selamkiflemariam3706

    @selamkiflemariam3706

    Жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @daniellyemanne7126
    @daniellyemanne71263 жыл бұрын

    ክቡር ድያቖን ሓወይ ድንግል ማርያም ኩሉ ግዜ ምሳካ ምሳና ትኩን ፍቅራ ኣብ ልብነ ኣሎ ኩሉ ግዜ ብጾሎታ ትከልለና ድንግለይ ኣደ ፍቅሪ!!! ከም ፍቃድ እዝጋብሄር ከኣ ድግም ኣብሉና ናይ ድንግል ኣደ ጎይታ!!!!!!!!

  • @user-nv5vt5ct6f
    @user-nv5vt5ct6f3 жыл бұрын

    ፍቅርኪ ናዓይ መሲጡኑ ማርያመይ ዉዳሴ ከቅርበልኪ የ ናይ ልበይ (2)እልልልልልልል🥀🥀🥀🥀🥀 ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና ናይ እመ ኣምላክ ኣማላድነታን ጣዕመ ፍቅራን ኣይፈለየና ድያቆን ሓዉና ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ

  • @ghenethaile2803

    @ghenethaile2803

    2 жыл бұрын

    Asey Tebareku kulukum

  • @maranata8789

    @maranata8789

    2 жыл бұрын

    Amen hawey natey

  • @user-of1gy2iz9w
    @user-of1gy2iz9w3 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ጾሎታን በረኸታን ናይ ቅድስተ ቁዱሳን ንጽህተ ንጹሃን ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣደ አምለኽና ምስ ኩላትና ዩኹን አሜን

  • @Mebr196
    @Mebr1962 жыл бұрын

    ዝማረ መላእኽት የስመዓልና

  • @QewsWq
    @QewsWq2 жыл бұрын

    ዝማረ መላአክቲ የስማአልና ድያቆን ሓወይ

  • @weinihagos2269
    @weinihagos22693 жыл бұрын

    ኣሜንንንን(3) ዝማሬ መላእክት የስምዓልና። እግዚኣብሄር ንህዝቡ ናብቲ ንቡር መንፈሳውነት መሊሱ ይኣኻኽበና።ንስደትን መከራን ስቓይን ቅድስተ ቅዱሳን ወላዲቱ ዝደበሰ ኣምላኽ ልቢ ሕዙን ህዝቡ ይደብስ።

  • @alaytewelde8020
    @alaytewelde80202 жыл бұрын

    ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ክቡር ድያቆን ጠዓመ ሓውና ። ሕቶ ከም ፍቃድ ኣምላክ ክትምልሰለይ ብትሕትና ይሓትት ። ኣብ ቅድስቲ ቤተ ክርስትያንና ግርፋት ይፍቀድ ዲዩ ? እቲ ህርመት ልክዕ ከም ናይ ፍጉራ ኢሎም ዝሃርምዎ እዞም ደረፍቲ መሲሉ ኣሎ፡ ጥበብ እግዚኣብሄር ምስኩላትን ይኹን ኣሜን።

  • @meseretgrmay7323
    @meseretgrmay73233 жыл бұрын

    Zemare melekti yesmealna hawena diyakon teame azeyu dese zebel mezmur emebrhan bkalkidana tihalwen amen🙏🙏🙏

  • @bergiematube7379
    @bergiematube73793 жыл бұрын

    ኣሜን ዝማሬ መልኣክት የስምዓልና እንቋዕ ብደሓን መጻኩም ብጣዕሚ ጥዕምትን መሃሪትን መዝሙር ፍቅርኪ ንዓይ መሲጡኒ ማርያመይ ውዳሴ ከቅርበልክየ ናይ ልበይ

  • @user-sx7jq6bf4m
    @user-sx7jq6bf4m3 жыл бұрын

    በስመ ስላሴ ወላዲት ኣምላክ ኣብ ጎንካ ትኩን ድያቆን ሓወይይ ዝማሬ መላክቲ የስማልና

  • @Sara_de319
    @Sara_de3193 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መልኣኽቲ የስምዓልና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርኽ ይቐድስ ቅዱስ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ጣዕማን ኣማላድነታን ኣይፈለየና ✝️⛪️✝️⛪️✝️✝️⛪️🇪🇷✝️🇪🇷✝️

  • @sanaytredae1406

    @sanaytredae1406

    2 жыл бұрын

    🙏🏽💒🇪🇷💒🇪🇷🙏🏽🌽🍇🌽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @tesfamaryammhretab4250
    @tesfamaryammhretab42502 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜንንን ዝማረ መልኣኽቲ የስማዕልና በረኽት እመ ኣምላክ ኣይፈለየና

  • @user-il3lj2yb7x
    @user-il3lj2yb7x3 жыл бұрын

    እንቃዕ ደሓን መጻእካና ዲያቆን ሓውና። ፍቅርኺ ንዓይ መሲጡኒ ማርያመይ ውዳሴ ከቅርበልኪ የ ናይ ልበይ❤❤❤❤

  • @lemlemtekle3236
    @lemlemtekle32363 жыл бұрын

    Amen (3) zmare melaekti yesmealna xegaka ybzah nay agelgot zemenka ybark diakon hawna

  • @merihzerai1857
    @merihzerai18572 жыл бұрын

    Zemare melakti yesmeana Amen Amen 🙏🏿

  • @senaythugusha1245
    @senaythugusha12453 жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @godislove1495
    @godislove14952 жыл бұрын

    እመ ብርሃን እመ ኣምላክ እመ እግዚኣብሄር እግዝእትነ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ጥዕምቲ ፍረ ሃረገወይኒ ጥዕምቲ መኣዛ ናርዶስ ሰተሰምሃር ጥዕምቲ መኣዛ መስዋቲ ዕጣን ክብሪቲ ውቅብቲ ዕምበባ ጽጌ ሮማን ምልእተ ጸጋ ድንግል እመ ኣማኑኤል ሓደራ ን ነብሰይ ኣውጽእያ ካብ እሳት ሲኦል ስምኪ ን ሓጥኣን ዘጽድቅዩ ን ድኹማት ዘበርጥዕ ዪ ን ሕዙናት ዘጸናንዕ ዩ ንግስተ ምድር ወ ኣርያም ድንግል ማርያም ድንግል ማርያም ድንግል ማርያም እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላክት የስምዓልና ክቡር ድያቆን ሓውና

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus39292 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ እግዚኣብሔር ኣምላክና ስለ ቃሉ ስለ ኩሉ ውዕለታቱ ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን ፡ እግዚኣብሔር ኣምላክና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም

  • @tewahdoamnetey7013
    @tewahdoamnetey70132 жыл бұрын

    Amen Amen Amen zmarye melakti yesmalna amlak nay agolgulot zemenka ybarkelka dyaqon hawey Fqri maryamey muqur yu🙏🙏🙏

  • @user-rn3fi2fs1o
    @user-rn3fi2fs1o2 жыл бұрын

    ሰሚዕካ ዘይትምኖ መዝሙር ውላድተ ኣምላኽ ትሓልካ 🙏ቃለ ሂወት ያሰማልን

  • @user-uo5pn2dk4c
    @user-uo5pn2dk4c3 жыл бұрын

    እልልልልልልል ፍቅርኪ ንዓይ መሲጡኒ ማርያመይ ውዳሴ ከቅርበልኪየ ናይ ልበይ 👏ዘማረ መላእክቲ የስምዓልና እግዝኣብሄር ኣገልግሎትካ ይብርኽ ጸጉኡ ይብዝሓልካ ዲይቆነይ🙏💒❤💒

  • @samerhsa4059

    @samerhsa4059

    2 жыл бұрын

    ኣሜን 3 🙏🏽🇻🇳⛪⛪🇻🇳

  • @adyamhaile3986
    @adyamhaile39863 жыл бұрын

    Amen Amen Amen Zmare Melaekti Yesmalna

  • @shidenn6807
    @shidenn68073 жыл бұрын

    ኣመን ኣመን ኣመን ዝምር ምላእክት ይስማልን

  • @aziebabraham5586
    @aziebabraham55862 жыл бұрын

    ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና

  • @nagesetkahasay5404
    @nagesetkahasay54042 жыл бұрын

    ድያቆን ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልካ እግዜአብሄር እንተፈቂድዋ ሐንቲ መዓልቲ ንራኸብ ንከዉን ጸጋ ናይ ዝማሬ አለኒ ትምኒተይ ክውን ኮይኑ ክርኢ ተስፋ አለኒ ስጋብ ሕጂ ጸጋይ አይተጠቀምኩሉን ተስፋ ይገብር ክትሕግዘኒ .

  • @KABATRANOSTV

    @KABATRANOSTV

    2 жыл бұрын

    Kem fqad Amlak ykun

  • @Ghebrhiwethabtay
    @Ghebrhiwethabtay2 жыл бұрын

    ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ድያቆን ሓውና ጠዓመ ሰጊድ መትዓቢትን እሙን ዓርክናን

  • @tesfalemteklehaimanot8725
    @tesfalemteklehaimanot87253 жыл бұрын

    Amen amen amen zemar melaekti yesmealna

  • @lave9644
    @lave96442 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና

  • @yemanejone526
    @yemanejone5262 жыл бұрын

    እልልልልልልልልልልል መድሃኔ ኣለም ሞጎስ ይኩንካ

  • @luwamgaleriey956
    @luwamgaleriey9563 жыл бұрын

    ኣሰይይይይ ኣሰይይይ ኣሰይይይ ኣታ ዓለልልል ዶ ከብል ደስ ዘብል መዝሙር ዘማሬ መላከቲ የስምዓለና አግዝኣብሄር ኣምላክ ጸጉ የብዝሓለኩም ደያቆን ሓወይይይ :: አመ አዶናይ ደንግል ማርያም መስካኡም ተኩን ::

  • @isachailemariam460
    @isachailemariam4603 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዲያቆን ሓወይ በረከት ረድኤት ጣዕማን ፍቅራን ኣማላድነታን ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ምሰኩላትና ይኩን ኣሜን እቲ ግጥም ናይ መዝሙር ኩሉ ሰብ ከንብቦ ካብቲ ዘለዎ ኣፍርይ ኣብልዎ እግዚአብሔር ናይ ኣጎልግሎትኩም ዘመን ይባርክ

  • @temnithaile1471
    @temnithaile14712 жыл бұрын

    Amen Amen Amen kallhewit yesmalna diyakon hawena amlak xegu yebzhlka 🙏🙏🙏❤

  • @fiyorigebray6365
    @fiyorigebray63653 жыл бұрын

    Amen amen amen deacon hawey amlak aezizu yebareka

  • @semhar8932
    @semhar89322 жыл бұрын

    Amen Amen Amen amlakey ms weladitka aythdegena bzeykaka hanti akmi eyblnan aythdegena zmare melakti eyesmayla admen tanan yhabka fetari💒💒💒❤❤❤❤

  • @filmonhadgu994
    @filmonhadgu9943 жыл бұрын

    👍👍👍🤲🤲🤲🙌🙌🙏🙏🙏 Amen Amen Amen 💐💐💐 thank you

  • @merhawizereslasie4059
    @merhawizereslasie40593 жыл бұрын

    Amen amen amen zmare melaket yemalna dyaqon Teame hawa egziabhier xegu yebzhalka

  • @nebiatfshastion7029
    @nebiatfshastion70293 жыл бұрын

    ፍቕርኪ ንዓይ መሲጡኒ ማርያመይ ውዳሴ ከቅርበልኪ'የ ናይ ልበይ እልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ድያቆን ሓውና

  • @hadasteklumengesha5927
    @hadasteklumengesha59272 жыл бұрын

    Zmare meliakat yesmealna, kale hiwet yesmealna kubur hawnana agolglotka ybarek 🙏🙏🙏❤❤❤💒💒💒✝️✝️✝️❤❤❤

  • @alekkahsay2950
    @alekkahsay29503 жыл бұрын

    ፍቅርኺ መሢጥኒ ንዓይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር ቃለ ሂወት የሥማዓልና ክቡር ዲ/ን ጥዕማ

  • @taspagavrtaspagavr4412
    @taspagavrtaspagavr44123 жыл бұрын

    ኣ ሜን ቃለሂወት የስምዓልና

  • @tigestsemereab7880
    @tigestsemereab78802 жыл бұрын

    ዝማሬ መላኢክቲ የስማዐልና።

  • @mehariredei4695
    @mehariredei46953 жыл бұрын

    ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ጸጋ በረከት የብዝሓልካ ፈጣሪ

  • @fereweynhadisfreweynihadis2265

    @fereweynhadisfreweynihadis2265

    3 жыл бұрын

    Amen amen amen amen

  • @junecojuneco7210

    @junecojuneco7210

    2 жыл бұрын

    Amen (3)

  • @erumaru9788

    @erumaru9788

    2 жыл бұрын

    jlk

  • @berhanekiflu3065
    @berhanekiflu30653 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማኣልና በረከት ጸሎት ወላዲተ ኣምላኽ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን ጸግኡ ኣብዚሑ ነዚ ቅዱስ ዝማሬ ክተዳሉ ዝገበረ ሉኡል እግዚኣብሔር ለዘለኣለም ይክበር ይመስገን ኣሜን

  • @hanilove5389
    @hanilove53892 жыл бұрын

    አንካዓ ዳሕን ምጻካ ዲያቆን ሖወይ ዝማርየ መላአክቲ የስማዓልና

  • @fiyorikulue5685
    @fiyorikulue56852 жыл бұрын

    Amen amen amen zmare melaekt yesmealna diacon hawey

  • @teklesegid5078
    @teklesegid50782 жыл бұрын

    Amen Amen Amen 🙏❤🙏👏💒👏❤👏🙏💒❤

  • @user-op6sw1bt7b
    @user-op6sw1bt7b2 жыл бұрын

    ዝማሬ መልእክቲ የስመዓልና።

  • @rozahailemichael8932
    @rozahailemichael89323 жыл бұрын

    ፍቕርኺ ንዓይ መሲጡኒ ማርያመይ ዝማረ መላእኽት የስምዓልና

  • @tsegagerensea6904
    @tsegagerensea69043 жыл бұрын

    ኣሰይይይይ አልልልልልልል ኣሜን (((3)))ዝማረ መላኣክቲ የስምዓና ድያቆን ጣዓመ ኩቡር ሃውና አግዛኣቢሄር ኣምላክና ናይ ኣገልጉሎት ዘመንካ ይባርክ ሰሚዒካ ዘይ ምኖ መዝሙር ልብካ ዘረስርስ ፡ ክብሪ ነደ ጎይታና ኣዴና ቅድስተ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ይኩን በረከታን ረዲኤታን ምስ ኩላህና ህዝበ ክርስትያን ይኩን፡

  • @Filipos610
    @Filipos6103 жыл бұрын

    አሜን{3} ዝማሬ መልኣክት የስምዓልና ድያቆን ጠዓመ ሓውና።ብናይ ሓውና ድያቆን ኣብርሃም መዝሙር ክንባረኽ ቀኒና😇፡ሕጂ ኸኣ ብናትካን ካልኦትን መዘምራን ኣሕዋት ዝተሳተፍኩሞ፡መንፈስ ዘረጋግእ🙏🙏🙏፡ ንኽብርቲ እምቤታችን ቅድስቲ ድንግል ማርያም 🕊🌹ዝውድስ ጥዑም መዝሙር ሰሚዕናን ክንባረኽን ኢና'ሞ እግዚአብሔር አምለኽ ጸጋኡ የብዝሓልኩም✝️። ህዝበ ክርስትያን የሕዋት ድማ ሃየ ነተባብዓዮም፡ሰሚዕና ንዘይሰምዑ የሕወትና ነካፍሎ(share)ንበሎ። እመብርሃን ነዚ ወሪድና ዘሎ መከራ፡በማላድነታ ትቀንጥጠልና አሜን። ፍቅርኺ ንዓይ መሲጡኒ ማርያመይ❤🕊🌹😇!!!

  • @mahelatkebede1424
    @mahelatkebede14242 жыл бұрын

    አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኩቡር ሓውና

  • @yordanosbereket3547
    @yordanosbereket35472 жыл бұрын

    ዝማረ መላአክቲ የስማዓልና 🙏🏥⛪🏥🙏

  • @user-dy4ih8qq7i
    @user-dy4ih8qq7i3 жыл бұрын

    ዝማረ መልኣክቲ የስማኣልና ጸጉኡ የብዝሓልካ ጎይታ ሰራዊት መድሃኔኣለም

  • @user-mn2ko8il5k
    @user-mn2ko8il5k2 жыл бұрын

    መርምህረይ ጸግኡ የብዝሓልካ ፍቁረይይይይይይይ።

  • @robelchelseawi1620
    @robelchelseawi16203 жыл бұрын

    Amen ⛪Amen ⛪Amen ⛪

  • @user-uu1gp7mh8y
    @user-uu1gp7mh8y3 жыл бұрын

    ዝማሬ ማላአክቲ የስመዓለና

  • @delinasolomon2154
    @delinasolomon21543 жыл бұрын

    Amen Amen Amen 🙏🙏❤❤🙏 zmare melaikt yesmalna

  • @nardosoqbamicel940
    @nardosoqbamicel9402 жыл бұрын

    ፍቅርኪ ንዓይ መሲጡኒ ማርያመይ ውዳሰ ከቅርበልከየ ናይ ልበይ ዝማረ መልኣክቲ የስምዓልና ድያቆን ሓውና

  • @zenaytes8770
    @zenaytes87702 жыл бұрын

    ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ድያቆን ጠዓመ ሓውና ብሓቂ ዜይትምኖ መዝሙር

  • @user-pf9hi1so4f
    @user-pf9hi1so4f2 жыл бұрын

    ፍቅርኪ ንዓይ መሲጡኒ ማርያመይ እልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና ዳያቆን ሓዉና

  • @yergalemmohamed7373
    @yergalemmohamed73732 жыл бұрын

    Kale hewet yasemalen 😍😍🙏🙏🙏

  • @petrosnegash7539
    @petrosnegash75393 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላክት ይስምዓልና ሓውና

  • @lwambeyene2777
    @lwambeyene27773 жыл бұрын

    Aseyyyyyyy lelelelele zmar melakti yesmalna diyakon hawey egziabher amlak xega ab leli xega yebzhalka 🙏🙏🙏❤💒❤⛪

  • @abaditkidane4396
    @abaditkidane43962 жыл бұрын

    Amen Amen Amen zmarye melakt ysmalena xegeu ybzahelka dyaqun hewna 🙏🙏🙏

  • @weyniissac2053
    @weyniissac20532 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልእክት የስምዓልና ዳይቆን ሓውና 🥰🥰🥰🙏🙏🙏

  • @Beeeeeee35
    @Beeeeeee352 жыл бұрын

    Amen Amen Amen 🙏 zmare melakti yesmalna Diyacon hawna, nay agelgulot zemenka agziabhier amlak ybark.

  • @bahgibeyin7826
    @bahgibeyin78262 жыл бұрын

    ዝማሬ መልኣክቲ የስማዓልና። ኣሜን ፍቅሪ ኣድና ማርያም ኣዴና ይሓልወና።

  • @ruthalinda8358
    @ruthalinda8358 Жыл бұрын

    ኣሜን ፍቅርኺ መሲጥኒ ንዓይ ኣደይ ማርያም ኣደይ ጸጉኡ የብዛሓልካ ድያቆን ጣዓመ እልልልልልልልል

  • @yorsalemamenadal9506
    @yorsalemamenadal95063 жыл бұрын

    Amen 🙏amen 🙏amen 🙏admen Tanana yhabka fetari Alllllllll

  • @nazeratehagos4279
    @nazeratehagos42792 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ሐቂ አዴና ማሪያም ፈቃር ንኩሉ እንድያ ተመስገን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🌺🌺🌺🤍🤍🤍🕊🕊🕊✝️✝️✝️

  • @user-wf4tp6jn9t
    @user-wf4tp6jn9t3 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ድያቆን ሓወይ. እመ ብርሃን ጸግኣ ተብዝሓልኩም/ተብዝሓልና 🙏🙏🙏 ኣጀኹም ቀጽልዎ ድያቆን ሓወይ❤❤❤

  • @genettekle7138
    @genettekle71383 жыл бұрын

    Amen (3) zemre melakit yesmalna decone hawey xega ab lile xega yahbka fetri em amlak rihrihti hlna fiqran tamam mis kulna deka yekun

  • @user-mj7pu2qy1w
    @user-mj7pu2qy1w2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና

  • @user-ug5rb8zp2n
    @user-ug5rb8zp2n3 жыл бұрын

    Amen amen amen zmare melaekti yesmealna deacon hawey edmen tienan yahabelna fetariiii

  • @yordanosabraha1600
    @yordanosabraha1600 Жыл бұрын

    I am in love with this mezmur, እግዚአብሔር ጽጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ ዲያቆን ኃወይ ወላዲት ኣምላኽ ብኣማላድነታ ትኃልኻ 🙏

  • @luwamaregay1561
    @luwamaregay15613 жыл бұрын

    A Llllllllllllllllllllllllllllllllllllll Fqriki Nay mesitini marayamey. Zmare melakti yesmalna Diyaqone hawey xegu yebzhalka fetari. ❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️.

  • @auoah923
    @auoah9232 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና

  • @Th-si7zn
    @Th-si7zn2 жыл бұрын

    *_ዕልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብር ሓዉና አሜን አሜን አሜን_*

  • @user-tl6ur1fj3z
    @user-tl6ur1fj3z3 жыл бұрын

    ዝማረ መላእክት የስመዓልና ዲያቆን ጠዓመ መምህረይ።

  • @natsinethabtegergs8757
    @natsinethabtegergs87573 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም እግዚኣቢሄር ይባርክን ይቀድስን።

  • @chapiema4529
    @chapiema45293 жыл бұрын

    እንቃዕ ደሓን መጻእካነ ዳያቆን ሓውና ብጣዓሚ ደስ ዝቢል መዝሙር ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ ጸጉኡ የብዝሓልካ ፈጣሪ

  • @yoditkeflom9587
    @yoditkeflom95873 жыл бұрын

    Fkrki nay mesituni Maryamey Wudase kekrbelki ye nay lbey 💙👏 Zmare melaekti yesmalna Dyacon hawey Dngl Maryam kulu gize msaka tkun 🙏🙏🙏

  • @simret.bereket6400
    @simret.bereket64002 жыл бұрын

    ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና ዲያቆን

  • @junecojuneco7210
    @junecojuneco72102 жыл бұрын

    Amen Amen Amen ⛪⛪⛪🕊🕊🕊🌹🌹🌹😘😘😘🥰🥰🥰

Келесі