new eritrean movie gedam abune endryas ( ገዳም ኣቡነ እንድርያስ ደብረ ጽጌ ሰፋኣ)
Фильм және анимация
grum mekar you tube Channel (ግሩም መካር ዩቲብ ) መንፈሳዊ መልእክትታት ዘለዎም ትምህርቲ ፡ መዝሙር ፡ ድራማታትን ካልኦዕት መንፈሳዊ መደባትን ዝፍነዎ እዩ ።
እዚ You tube Channel ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሕግን ስርዓትን ዝተከተሉ መንፈሳዊ መደባት እዩ ዝፍኑ ።
ስለዚ ንእንፍንዎም መዛሙር ፡ ትምህርትታትን ፡ ድራማታትን ኣብዚ Channel ኣቲኩም ክትመሃሩ ፡ ንኣምላኽ ምሳናሓቢርኩም ከተመስግኑ ፡ ድልየትኩም ዘበለ በዞም መዛሙር ንኣምላኽ ክተፍልጡ (ክትጽልዩ) ብክብሪ ንዕድመኩም ።
Subscribers , comment , Like , Share , ብምግባር ናብኩሉ ንምብጻሕ ክትሕግዙና ብኽብሪ ንላቦ ።
ትህቡና ሃናጺ ርኢቶ ኣዝዩ ከም ዝሕግዘና ክንሕብር ንፈቱ ።
Пікірлер: 611
ኣቦና ኣነስ ብሰላም ናብ ዓድና ተመሊስና በረከትኩም ንካፈል ይግበረና ባርከና ኣቦና ብ መስቀልኩም ንጸጉልና ማይ ድጋም ካብቲ ናይ ዮርዳኖስ ካብቲ ሕበስተ ሰማይ ዝኮነ ስርናይ ውን ኣካፍሉኒ ፤በረከት ናይ ኣቦና ምስ ኩልና ህዝቢ ክርስትያን ይኩን ።
ዕልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልል ኣቡነ እንድርያስ በረከቶሙን ኣይፈለየና ኣመንንንን ኣመንንንን ኣመንንን እዛ ትርካ ዘቕረብካ ሲ ኣቡነ እንድርያስ ይባርካ ነዚ ትረካ ምስ ሰማዕኩ ልበይ ሩፉታ ይፈትረለይ
ኣሜን ናይ ኣቦና ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ እንድርያስ ጸሎቶምን በረኸቶምን ኣይፈለየና።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና በረኽትን ረዲኤትን ናይ ኣቡነ እንዲሪያስ ኣይፈለየና ።
አቦና እንድርያሰ ጸሎተም አይፈለየና ብምሕረቶም ይፈውሰና ነዚ ዓለም ሰላም ከምእውን ንሃገርና ኤርትራ ሰላም ቅሳነትን ንሕዚብና ቅሳነትን ይግበረልና አቦና ካአ ቃሌሕወት የሰማዓልና አብ ጸሎትኩም ንዓይ ንሐጥያተኛ ውላድኩም ሕማመይ ክፈውሰኒ ዘኩረኒ
@aketayaketay8199
Жыл бұрын
Eamen❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በርኸቶምን ረዲኤቶምን ኣይፈለየና ብጣዕሚ ዘደንቕ ታኣምራት ዮ
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና በረከቶምን ረዲኦቶምን ናይ ኣቦና ኣብነ እንድራስ ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን !!
@jiremiberaki1979
8 жыл бұрын
Amien amien xelotom nay abne edryas mdkulatna hzbe krstyan ykun
ዕልልልልልልልል ዕልልልልል ዕልልልልልልል ቃለ ሂወት የስምዓልና ይሕዋተይ ኣቡነ አንድርያስ ኣቦና ብ በርኾቶምን ብ ጸጉኦምን ይደጉፉና። ❤ ብ ገመድ ፍቅርኻ ስሓበኒ❤ ❤ ብ ምርኩስ ጾሎትካ ደግፈኒ❤ 🌹 አንድርያስ ኣቦይ ባርኸኒ ምሳኻ ክነብር ድሌት ኣለኒ ምስኻ ክነብር ድሌት ኣለኒ❤ አልልልልል🕯🕯🕯🌹🌹🌹
@debesaymengstab1525
3 жыл бұрын
saliem tesfa ab egziabiher ማማ' የ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ጾሎት ረዲኤት ኣማላድነት ናይ ቅዱስ ብጹእ ኣቡነ እንድርያስ ምስ ኩላላትና ይኩን
@terezarezene4177
3 жыл бұрын
Amen amen amen
@merhawitmichael8853
2 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏🏾
ኣመንንንን፡ ቃለ ሂወት የስማልና በረከት ናይ ኣበነ አንድርስ በረከቱ ሙስ ኩላትና ይኩን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከትን ረድኤትን ናይ ጻድቅን ኣቦና እንድርያስ ምስ ኩላትና ይኩን
@user-gt7bi7hs7u
6 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@neenuneenu8188
4 жыл бұрын
@@user-gt7bi7hs7uአብነእንደርያስአቦይመሓሩኒሐጥያተይገዷፍኩም ሐራዷኣጋንቲሐራዲፈቃሩናይሳምንተኛሽሕበፀእሃወርያ
@neenuneenu8188
4 жыл бұрын
እልእልልልልልልልልልእንድርያስኣቦይባአልቡዙሕተአምርናይሳምንተኛሽሕቡፁእሓወርያ ባዓልማይሽጉርቲሴሮ
ኦ ኣምላኬይ ኣብነ እንድርያስ ክብርን ምስጋናን ንዓካ ይኩን ኣብነ እንድርያስ አደቦይ ናብ ገዳምኩም ምስላም ኣብቁዕኒ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ኣቦና ኣቡነ እንድርያስ ፆሎት በረኸት ምሳና ይኹን
@ashimelashtekia808
4 жыл бұрын
Amen amen amen xelelomn bereketom nat xadq abune eindiryas mes kuluna ykun amen
ቃለ ሕ ይወት ያሠማልን የአቡነ እንድርያስ በረከታቸው ይደርብን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከትን ረዲኤትን ናይ ኣቦና ጻድቅ ኣቡነ እንድርያስን ናይ ክሎም ህሩያን ጻድቃን ተራዳእነትን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከቶምን ረዲኦቶምን ናይ ኣቦታትና ቁዱሳን ሃወራይ ናይ፡ ኣደና ቅድስቲ ቁዱሳን ድንግል ማርያን ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ካለ ሂወት የስምዓልና በርከት ናይ ኣቦና ኣቡነ እንድርያስ ምስ ኩላትና ዪኩን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና በረኮቱምን ጸሎቶምን ኣይፈለየና ኣይ ኣቡነ እንድርያስ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸሎቶምን በረከቶምን ናይ ኣቦና ኣቡነ አንዲርያስ ምስኩልና ህዝበ ክርስቲያን ይኩን ኣሜን፡፡
@HalaHala-wn7rs
6 жыл бұрын
ruta gebremedhin Amen
@senaitsibhat189
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen Abune Endryas Gedam Abhago Azlleni Mahareni Debrka Ksalem Abkani Amen Abhagoy
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከቶምን ረዲኦቶምን ናይ ኣቦና እንድርያስ ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ይኩን ኣሜን::
ኣሜን(3) ጸለቶምን ረዲኦቶምን ናይ ኣቦና እንድርያስ መስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን
@kisanetnegash7157
4 жыл бұрын
ኣይሓፍርን የ ንድንግል ሒዘ መከራ ሽግር ወላ እንተብዝሐ
@aill8641
4 жыл бұрын
ኣሜን💒💒💓💐
ኣሜን ኣሜን ኣሜ ቃለ ሂወት የስመዓልና አግዛቢሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም የህዋተይ መዓረይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላአክቲ የስማአልኩም ክዱስናን በረከት ናይ ኣቦና አንድርያስ ኣይፈልየኩም
ኣሚን ኣሚን ኣሚን፡በረኸቱን ሬዴቱን ናይ ኣቦና እንድሪያስ ኣይፈለየና
በረኸቶም ረዲአቱን ናይ ኣቦና እንድርያስ ኣይፈለየን ኣሜን
Amen Amen Amen bereketomn redietomn nay abon endryas Ayfeleyena
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ኣብነ ኣንድራስ ጸድቅ ጸለት በረከት ምስክላትን ህዝቢ ክርስትያን ይክን
ኣሜን!!! ጸገኦምን ረዲአቶምን ካባና ኣይፈለናይ ኣቡነ እንድርያስ ቃለ ሂወት የስምኣልና
ብሐቂ ቃለ ህይወት የሰመዐና አቦና እንድርያስ ፆሎቶም በረከቶምን ኣይፍለየና ብምሕረቶም ይፈወስና አሜን አሜን አሜን❤🤲🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ኣቦና አንድሪያስ ረዲኣት ጸጊኦምን ኣይፈለየና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ያሰማልን ኣቦይ እንዱርያስ ሆይ ብምህርትካ ሓግዘኒ
ቃለ ሂወት ያሰማልእን የአውነ እንድሪያስ በረከት አይለየን አሜን አሜን አሜን
ኣሜን በረከትን ጸሎትን ናይ ኣቡነ እንድርያስ ይክፈለና
ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸሎት በረከቶም ይኽፈለና
amen amen amen QAL HIWET YESMALN ABOTATNAN AHWATNAN EGZIANHER XEGU YEBZHALKUM NAY ABONA ENDRYAS XOLOTMN MHLELOMN MS KULNA HZBE KRSTYAN YKUN AMEN (3)
በረከታቸው ይደርብን በአማረኛ ደግሞ ብታቀርቡልን እንዴት ጥሩ ነበር በደንብ እንድረዳው
ኣቡነ አንድርያስ ኣቦይ ኣማላድነትካ ኣይፈለየና ኣያሃሊለይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረክት ናይ ኣቦና ኢንዲርያስ ምስ ኩላትና ህዝበ ኪርስቴያ ይኩን
amen amen amen barkat abun endrieas mis kulu hizba kirsteyan ykun amen sibhat Lia egzabhar
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸሎቶምን በረኸቶምን ናይ ኣቦና እንድርያስ ኣይፈለየና ኣብ ቤቶም ክንበጽሕ በረኸቶም ክንካፈል እግዚኣብሄር ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና(ይጸዉዓና) ኣሜን,,, 😇🙅⛪💒
አቦይ አቡነ እንድሪያስ በረከትኩምን ረዲኤትኩምን አይፈለየና አሜን፡፡
እግዚአብሄር ኣምላክ ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓውና ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስመዐና መንገዲ ኣቦና እንድርያስ ይምርሐና ፀሎቶምን በረከቶምን የሕድረልና ኣምን//3//
ናይ አቦና አቡነ እንዱሪያስ በረከቶምን ተራዳእነቶምን አይፈለየና አሚን 🙏🙏🙏🙌🙌🙌
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና በረከቶምን ጸሎቶምን ናይ ኣቦና እድራስ ኣይፍለየና
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመሰገን ብሓቂ ክብር ሓዉና ቃል ሕይወት የሰመዐልና በረከቶም ይሕደረና ብ መንገደም ይምረሐና ኣምላክ ቅዱስ እንድርያስ🕯
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረኸቶምን ጸሎቶምን ረድኤቶምን ናይ ኣቡነ እንድርያስ ምስ ኩላትና ህዝበ እንድርያስ ይኹን።
እልልልልልልልልልል ጻድቅ ኣቡነ እንድርያስ በረኸቱ ጽድቁን ምስ ኩልና ለህዝቢ ኽርስቲያን ይኩን ኦ ኣቡየ እንድርያስ ጸልየለይ ንዓይ ንሓጥ ናይ ኣምላክ ሰብ ግበረኒ/ ጻድቕ ኣቡየይ እንድርያስ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መልኣኽት የስምዓልና ።
Amen amen amen kal hiwet yesmealna xelotomn bereketomn nay amune andryas xadq ms kulatna hzbe krstyan ykun
Amen Amen Amen bereket nay abona endryas ayfeleyena
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብልን ዘሕጉስን እዩ በረከትን ረድኤትን ናይ ኣብነ እንድርያስ ምስ ኩላትና። ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን.............
amen amen Bereket nay abona enderas ayfeleyena amen
@semirabiede3798
3 жыл бұрын
Berkeley nay Abona endears ayfeleyena 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
በረኸት ረዲኤተምን ናይ ኣቡነድራያስ ኣቦና ምስ ኩላትና ይኹን
@desukimkl4873
5 жыл бұрын
Bereketn rediaten nay abona ayfeleyena
@kflaygirmay4283
4 жыл бұрын
Amen amen amen nay endryas aebona aey feleyna
Amen amen amen bhaki qale hiwet yesmalna. Egziabher amlak xegu yebzhalkum. Bereketn xolotn nay abune endryas ms kulna hzbe krstyan ykun btaemi senay agolgolot Eu emo kexlwo
Amen amen amen qile hiwet yesmlen barktomen redatomen mis kalten yakun
AMEN AMEN AMEN BEREKTOMN REDETOMN NAY ABONA INDRYAS AY FELEYENA
amen amen amen qale hiwet yesmalna xolotoman berkatunan ms kulana yekun
Amen Amen Amen qile hiwet yesmalen xalote barkotume eyfleyen
Amen amen amen hawna qale hiwet yesmealna tsegan bereketn nay abona abune endryas ayfeleyena
ናይ ጻድቅ ኣቦና እንድርያስ በረከቶምን ረዲኦቶምን ሰላሞምን ኣይፈለየና ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዕልና ጸሎቶምን ረዲአቶምን ኣይፈለየና
Xelotomn Bereketomn nay abune endryas ms kuluna hzbe kirstian ykun Amen Amen Amen
Nay behaki xolet abune endreyas mis kulna hezba Cristyan ykun amen amen amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከቶምን ረዲኦቶምን ናይ ጻድቅ ኣቦና እንድርያስ ምስ ኩልና ይኹን።
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ያሰማልን የኣቡነ እንድርያስ በረከት ከሁላችን ጋር ይሁን ኣሜን
@orthodoxabrahamtegrna1410
8 жыл бұрын
abuen aberhm
በረከቶምን ረዲኤቶምን ናይ ኣቡነ አድርያስ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን
Amen amen amen qal hiwet yesmalna nay abona endriyas bereketom redietom ms Hund kirstyanykun
bereken redietn nay abona endryas ms kulatna ykun amen
Amen qale hiwet yesmalna.!!!!!!!!!!!!!
ኣሜን ጸለቶምን በረከቶም ኣይፈለይና
amen amen amen qale hiwet yesmealna berket nay abona endrias ayfeleyena
Kale heyiwet yasemalen, Mengiste Semayatn yawrslen amen3 ♥️💠🙏
ኣሜን !!!ቃለ ሂወት የስምዓልና በርከቶምን ረዴኤቶም ናይ ኣቦና እንድርያስ ምስ ኩሉ ህዘበ ክርስትያን ይኩን ነህምሕዋትና ከኣ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርክ ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረኸቶም ጾሎቶምን ምስኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን
ናይ ኣቦና ኣቡነ እንድርያስ ፆሎቶምን በረከቶምን ኣይፈለየና ዓድና ሰላም ኮይኑ ገዝኦም ንምስላም የብቀዐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna xelotomn bereketomn nay abune endrya abonan nay kulom semaetat ardetomn ms kultna ykun!!!
በረከት ናይ ኣቡነ እንድርያስ ምስ ኩላትና ይኩን
በረኸቶምን ረዲኤቶምን ኣይፈለየና ጸሎትና ስምዓና ቅዱስ ኣቦ ኣቦና እንድርያስ 🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸሎት ናይ ኣምለእንድርያስ ኣይፈለየና
Amen amen amen qal hiwet yesmaena bereketu yhdrelna b mengedom ymharena amlak kudus andriyas🕯️🕯️🕯️
ቃለ ህይወት የስመዐልና ረድኤትን በረከትን ናይ ኣብነ እንድሪያስ ምስኩላትና ይኩን አሜን ይግበረልና
Amen amem amen qal hiwet yesmana bereketom xegom nay abunediryas msana ykun
amen! Amen! Amen! Bereket nay abona xadik, abune ENDRYAS mis kuluna Hizbe kirstian ykun!
Amennn amenn amenn kale hiwet yesmalnaaa Nay Xadk abuna Abune endryas berktiomn xelotiomn ayflyena
xelotomn bereketomn nay abune endryas ayfeleyena amen
Amen Amen Amen qile hiwet yesmeleni abune endres aboy hadre seli ane hatetni xleye ni ze ekoye ayeniyeni libyeni metieni kemhreni fetire 🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና
Amen Amen Amen berekete abune endryas mskulatna hzbe krstyan ykun
amen amen amen qalie hawet yesimeani
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማልና በረከቶምን ጸሎቶምን ናይ ኣቦና አድራስ ኣይፈለየና ጻዓዳ ሕማም ሓሚመ በየን መጽኒ ኣይፈልትን የ ኣሕዋት ኣብ ጾሎትኩም ዘኩርኒ ናብ ገዳም ኣቡነ ኢድራስ ዝበጽሃኩም ወይ ትበጽሑ ተለኩም ብስም አግዛብሔር ተሓባበሩኒ በጃኩም
ቃል ሂወት የስማዓልና በረከቶምን ረዲኤቶምን ናይ ኣቦና ኢንድርያስ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን(3)
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ኣቦና ጻድቅ ኣቡነ እንድርያስ በረኸቶምን ረዲኦቶምን ንኹላትና ህዝበ ክርስቲያን ይኹን ከምኡ ውን ናይ ቅድስተ ቅዱሳን ማርያም ወላዲተ ኣምላኽ በረኸታ ኣይኸፈለና
kale hiwet yesmealna rediatn bereketn nay abune endryas ms klatna ykun Amen
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ጸጋ በረኸትካ ኣይፈለየና ኣቦይ ሓደራካ አቦይ ከም ቀደምካ ጸሊ ምእተና ሓጥኣን ደቅካ ቅዱሰ ገዳምካ ክንርኢ
Amen Amen Amen kal hiwet yesmana abune endryas aboy mhretka awurdelna bereketn redietn abona abune endryas ayfeleyena nay bhaki xbuk tmhrti abona abno endryas aboy MS kulna hzbe krstyan berketomn redietomn ykun Amen Amen Amen
Amen amen amen kal hiwetu yesmiana nay abona endriyas xegeu yebzhalna
Bereket nay Abona Abona enderas ayfeleyna amen 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Amen Amen Amen 🙏💞💒🙏💞💒 xeltome redetom naye abune endreyas ayfeleyena. Amen.
Amen Amen Amen Kalehiwet yasemaln ahwaety
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna bedgame qale hiwet yesnalna kamu wen nay abona xedak Anderyas abona xelatoman redetomn mes kulan yekun