ኩሉ ክርእዮ ዝብህግ ገዳም ደብረ ቢዘን፡ gedam debre bizen

ሂሩት ቲቪ ሰነዳዊ ፊልምታትን ዝተፈላለዩ ንመንፈሳዊ ህይወትና ዘነቓቕሑ መደባትn ዝፍነወሉ'ዩ። ስድራቤትና ብምዃንኩም ነመስግን
ኣብ ጸሎትኩም ደግፉና ሰላም ዝሰፈኖ ዘመን ይግበረልና፡ ናይ ካልኦት ገዳማት ሰነዳዊ ፊልም ውን ኣብዚ ኣለኩም፦
ገዳም ኣቡነ ዮሃንስ ቴድረር • "እቲ ቅኑዕ ሓጎስ' ገዳም ቅዱስ ዮ...
ገዳም ጻዕዳ እምባ ስላሴ • ገዳም ጻዕዳ እምባ ስላሴ ተኣምራታዊ...
blessed land; • ብርኽቲ መሬት blessed land ...
gedam abune mnasie/aba smon • ሕቡእ በረኸት! ገዳም ኣቡነ ምናሴ...
ኣቡነ እንድርያስ ዕፉን • ተገሪመ ፡ ተሓጒሰ ሓዚነ ኣለኹ። ሰ...
ገዳም ማርያም ዓይላ • ደስ ዘብልን መሃርን ግዜ ኣብ ገዳም...
ካልኦት ዝተፈላለዩ መንፈሳዊ መደባት ንምክትታል ኣብዛ ቻነል ተመዝገቡ።
እኩብ ሰነዳዊ ፊልም ናይ ዝተፈላለዩ ገዳማት • ሰነዳዊ ፊልም ገዳማት ኤርትራ 1ይ ...
ገዳም ደብረ ጽጌ ኣቡነ እንድርያስ ሰፍኣ • ብሃንቀውታ ትጽበይዎ ዝነበርኩም ገዳ...
ገዳም ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ደርዓንቶ • abune gebremenfes qdus...
ገዳም ኣቡነ ዘሚካኤል ዓዲ ዃላ • ሓጺር ሰነዳዊ ፊልም፡ ገዳም ኣቡነ ...
ገዳም ኣቡነ ኣብሳዲ ደብረ ክሳሄ • "መን'ዩ ድኻም ኢልኩም" ዘገርም ...
ማየ ጸሎት ኣባ ሰላማ ከባቢ ዓዲ ቐይሕ • "abune selama document...
ገዳም ኣባ ዮናስ ደብረድሁሃን ማይምነ • ካብ መቓብር ዝፍልፍል ዘይቲ ዘለዎ ...
© Copyright: All Rights reserved. ‪@datlove‬
subscribe our you tube channel for more videos

Пікірлер: 266

  • @Abi-hero
    @Abi-hero11 ай бұрын

    ገዳም ደብረ ቢዘን ንኹሎም ደቅኺ ፋሕ ኢሎም ዘሎዉ እትእክብሉ ሰዓት ሕጂዩ። አክብና ቢዘን🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @tzkerniyegziyo
    @tzkerniyegziyo10 ай бұрын

    እኔ ኢትዮጵያዊ ነኝ ቅዱስ ሀገር የሆነችዉን ኤርትራን ገዳማት አድባራቱን መጥቼ ሁሉንም መሳለም ሁሌ እናፍቃለው በተለይ ደግሞ ደብረ ቢዘን🥺 ወለተ ማርያም ብላችሁ በፀሎት አስቡኝ 🙏አደራ

  • @user-td5fw8sn5k
    @user-td5fw8sn5k11 ай бұрын

    ኣምነ ፍሊጶስ ኣቦይ ስደትና የሕጽረልና ደግማይ ከም ቀደምና ክንነግደካ🙏 ደብረ ቢዘን ምስ መተዓቢቲ ነጊድና ቅዱስ ህዱእ ስፍራ ጻድቃናት::

  • @torahara938
    @torahara93811 ай бұрын

    I am ETHIOPIAN 🇪🇹 , but I live in south korea 🇰🇷 , Surprisingly, the great monastery that I only knew about in books and by word of mouth is Debre Bizen. God willing, one day I will see Debre Bizen monastery.

  • @egzetneegzetne6186

    @egzetneegzetne6186

    11 ай бұрын

    You'll see hopefully 🙏.

  • @algamichael8910

    @algamichael8910

    11 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @ikkmii
    @ikkmii11 ай бұрын

    ገዳም ደብረ ቢዘን ሓንቲ መዓልቲ ኽንመጸኺ ኢና❤❤❤ በረኸቱ ናይ ኣብነ ደብረ ቢዘን ኣብነ ፊልጶስ በረኸቱ ምስ ኹላትና ይኩን❤❤❤

  • @tomashadgu7052

    @tomashadgu7052

    11 ай бұрын

    Amen 🙏 amen 🙏

  • @tv3726
    @tv372611 ай бұрын

    ገዳማይ ገዳም ደብረ ቢዘን ገዳም ኣቦና ኣቡነ ፊልጶስ ኣቦና ኣቡነ የውሃንስ ን5 ዓመት ብዘይ ምቁራጽ ክሳብ ካብ ሃገረይ ዝወጽእ ነጊደኪ ሕጂ ከኣ እቲ መንገዲ ሰብ መልኡ ናብቲ ቁዱስ ስፍራ ገዳም ደብረ ቢዘን ክኸዱ ምስ ረኣኹ ብጣዕሚ ተሓጓስ በረኸቶም ናይ ኣቦና ኣቡነ ፊሊጶስ ኣይገደፈና ኣሜን።

  • @haderakelati1160
    @haderakelati116011 ай бұрын

    እንኳዕ ናብ ዓመታዊ ክብረ ባዓል ናይ ኣቡነ ፊሊጶስ ገዳም ደብረ ቢዘን ኤርትራ ብሰላመ ብጥዕናን ኣብጻሓኩም ኣብጻሓናን ። ከምዚ ናዓመታ ብሰላም ብጥዕና የጽንሓና ❤💐❤💐❤💐🌸🏵️🌸🏵️🌸🏵️!!!

  • @tekakesete964

    @tekakesete964

    11 ай бұрын

    Xalot gedesan aey falen

  • @elsayohannes4693
    @elsayohannes469311 ай бұрын

    I WAS BORN IN NEFASIT ERITREA 🇪🇷. GOD BLESS ERITREA AMEN 🇪🇷.

  • @TeheshMahari
    @TeheshMahari10 ай бұрын

    ዕልልልልልልል ናይ ኣቦና ኣባ ፊሊጶስ በረከቶም የሕድረልና እግዚአብሔር ኣምላኽ 👏💞👏

  • @danaiteyob7456
    @danaiteyob745611 ай бұрын

    ኣሰይይይይይይ ተረሲዓ ዝነበረት ነብሲ ዘዘክር ገዳም ኣምላክ ቅዱሳን በረከት ኣቡነ ፊሊጶስ ምስ ኩልና ይኩን 😢❤ድያቆን ሓወይ ጸጉኡ የብዛሓልካ ክብረት ይሃበልና ❤💯❤❤❤❤

  • @rgatzeray3776
    @rgatzeray377611 ай бұрын

    ዲያቆን ሓወይ ጸግኡ የብዝሓልካ በረኸት ኣቡነ ፊሊጶስ ምስ ኩላትና ይኩን ። ኣብ ጾሎትካ ዘክረና ዝሓወይ ብሩክ።

  • @simonghebru7176
    @simonghebru717611 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረኸቶምን ረዲአቶምን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን

  • @SamisamiSimon-vh7hh
    @SamisamiSimon-vh7hh11 ай бұрын

    እልልልልልል ኣሰይ ደስ ዝብል መዓልቲ ዩ ንግደተ ኢዮርሳሌም ይግበረልና ክቡር ሓውና ገዳማትና ኮሙ ጌርካ ኣላሌና ዘሓወይ ጸጉኡ የብዘሓልካ

  • @lme5630
    @lme563011 ай бұрын

    ኣስይይይይይይ ደስ ክብል ነዚ ቁዱስ ገዳማትናን ሃገርናን ገዲፍና ክኣ ኣብ ዓዲ ምዕራባውያን ኒነብር ኣለና ኣምላክ ኣቦይ ስደትና የሕጽረልና ደቅናን ነብስናን ንቁዱሳን ገድቅማትካ ክነገልግል ጽጋ ዘለዎ ኣምልኮ ኣብ ሃገርና ጥራይ ዩ ሞ ናብ ዓድና ምለሰና እግዝብሔር ኣቦይ ኣሜን 😢 ዲያቆን ሓውና ክኣ ብኩሉ እተቅርቦ ኣዚና ኢና ሑጉሳት ጽጋ ይብዝሓልካ ዝሓወይ ኣጆካ ቀጽሎ❤ በረከትቱን ጸሎቱን ናይ ኣቡነ ፍሊጶስ ምስ ኩሉና ይኩን ኣሜን

  • @Filmon-zx1tm
    @Filmon-zx1tm11 ай бұрын

    ገዳም ደብረ ቢዘን ኣሕ ተዘክሮ ጌሩለይ ዝዓበኽሉ ዓደይ 😢

  • @TemesgenFetari
    @TemesgenFetari11 ай бұрын

    ጸሎተም በረከት ኣቦና ፊሊጶስ ኣይፈለየና ናይ ቅዱስ ገዳም ደብረ ቢዜን ይክፈለና ዲያቆን ሃወይ ክብሪ ይሃብካ አምላክ ኣብ ቅድስቲ ስላሴ ተስፋ ኣለኒ ሓንቲ ማዕልቲ እዛ ቅድስቲ ገዳም ክስዕማ አምላክ ስደትና ይሕጽረልና ኣሜን

  • @hermontekle1418
    @hermontekle141811 ай бұрын

    ኣንታ ብሩኽ ሓዉና ዲያቆን እግዛብሔር ኣምላኽ ጸጋካ የብዛሓዮ ብሓቂ ❤❤❤❤❤

  • @hermontekle1418
    @hermontekle141811 ай бұрын

    ኣጋላልጻካ እቲ ትመርጾም መዛሙራት ብጣሚ ደስ ዝብል ህድእ ዝበለ ልብካ ዝትንክእፍ ዩ ብሓቂ

  • @user-dn3fn4di8g
    @user-dn3fn4di8g11 ай бұрын

    ኩቡር ሓዉና ድያቆን እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋካ የብዝሓዮ ንግደትና ንግደት እዮርሳሌም ይግበረልና ነኣመታ ከምዝ እዋን

  • @kq8131
    @kq813111 ай бұрын

    እንቃዕ ናይ አቦና ብጹዕ አቡነ ፊሏጦስ ዓመታዊ በዓል ደብረ ቢዘን ብሰላም አቡቀዓና አሜን ብሐይለ አምላኽ ፈጣሪ ኩለ ኣለም አሜን

  • @tesfamariammaza741
    @tesfamariammaza74111 ай бұрын

    በረከት ናይ ኣቡነ ፊልፖስ ምስኩላትና ይኩን ናኣኩም ከኣ ጸግኡ የብዝሓልኩም።❤❤❤🌿🌿🌿🌿☘️☘️☘️☘️☘️🙏💒

  • @Filipos22
    @Filipos2211 ай бұрын

    ጸሎትን ኣማላድነትን ናይ ኣቡነ ፊሊጶስ፡ ኣቡነ ዮውሓንስ(ለጓሜ ደበና) ናይ ኩሎም ኣርድእተ ቢዘን ደቂ ፋድል ይሕደረና።

  • @kidusanabew12
    @kidusanabew129 ай бұрын

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ናብዚ ቅዱስ ቦታ ክንረግጽ ፍቃድ ይኩን❤❤😢

  • @azebghidey6457
    @azebghidey645711 ай бұрын

    ቅድስቲ ሃገር ብ ኣብነ ፊሊፖስ ዝተባረኸት ሰላምኪ ይብዝሕ

  • @kasay67
    @kasay6711 ай бұрын

    ቃለ ሕይወት የስመዓልና፡እግዚኣብሔር ዘመነ ኣገልግሎትካ ይባርኽ ሓውና ድ/ን እዚ ትገብሮ ዘሎኻ ኣብ ቅድሚ እግዚብሔር ዓብይ በረኸት ዘውህብ እዩ'ሞ ቀጽሎ ናይ ካልኦት ጋዳማት ከኣ ኣምጽኣልና። እዚ ገዳም ብምሕረት እግዚኣብሔር ብዓይይ ካብ ዝርኣኽዎም ገዳማት ኣዝዩ ፍሉይን መሳጥን ዩ፡ኣብኡ ምስ ኣተኻ ከኣ ኩሉ ድኻምካ ተዘርዚሩ መንፈሳዊ ዕግበት ይፈጥረልካ። ተመሊስና ንበጽሖ ይግበረና።

  • @fyeriteame7623
    @fyeriteame762311 ай бұрын

    ኣሰይይይይይ ኢንቃአ ብሰላም መጻኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @TeameTeweldeBerhe-wd2om
    @TeameTeweldeBerhe-wd2om11 ай бұрын

    በረኸት ናይ ኣቡነ ፊሊጶስ ምስኩላትና ይኹን እግዚኣብሔር ሰላሙን ምሕረቱን የውርደልና

  • @senuberhe3045
    @senuberhe304511 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሕይወት የስማኣልና በረኸት ናይ ኣቡነ ፊሊጶስ ኣይፈለየና ኣሜንንን።🙏🙏🙏🌺🌺🌺🌹🌹🌹😍😍😍

  • @eritrawit7184
    @eritrawit718411 ай бұрын

    ብጣዕሚ ድስ ዝብል ገዳም ንዓድና ምሕረቱ የውሪድልና በቲ ጽለታትኩ ቅዱስኣት ኣቦታትና

  • @essayasgebremichal4132
    @essayasgebremichal413211 ай бұрын

    ❤❤❤ ተዓወት እንቃዕ ድሓን መጻኣካ ብሩክ ሓውና ንፈትዎ ገዳም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንዓካ ካኣ❤❤❤

  • @mihretefremand0m773
    @mihretefremand0m77311 ай бұрын

    እልልልልልልልልልልልል በርከት ጸሎት ኣቡነ ፍሊፖስ የካፍለና አሜንንን

  • @regatyeman4031
    @regatyeman403111 ай бұрын

    መርሓባ ኣሜን ኣሜን ኣሜን⛪️💒⛪️🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @user-qr8ch7cc4v
    @user-qr8ch7cc4v9 ай бұрын

    ዋውውው ክብሪ ይሃብኩም ገዳማትና ኩሉ ኣድባራትና ማየ ጸሎታትና ሊቃውንትና በዛ ዩቱብ ክተምጽኡልና ብትሕትና ንሓትት

  • @fusfv877
    @fusfv87711 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ኣሜን 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲👏👏🌷🌷🌷

  • @fusfv877
    @fusfv87711 ай бұрын

    ዝማሬ መላእኽቲ የሰምዓልና ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን 🤲🤲🤲🤲🤲🤲👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏💒💒👏💒👏👏😁😁🌹❤💙🥀🌷🌺💐🌹❤💙🌹🌹

  • @nuedhaile2696
    @nuedhaile269611 ай бұрын

    ጸሎቶምን ረዲኦቶምን ናይ ኣቡነ ፈሊጵ ስ.. ምስ ኩልና ይኹን አንቓዕ ኣብጽሓና... 🙏

  • @SalamSalam-fg6tg
    @SalamSalam-fg6tg11 ай бұрын

    አሜን ብሓቂ ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @al-aha
    @al-aha5 ай бұрын

    am IN Ethiopian we are with all of you Eritreans Our Brothers from own true hurt! Until the ERA of JONE Emerged!!! even if we are far in body we we are one by our higher dimension.ሰብሕዎ ሰብሕዎ ሰብሕዎ.

  • @simret.bereket6400
    @simret.bereket640011 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና፣ቅዱስ ሃገርና የመሊስና ክንርእዮ ኢና ከም ፍቕድ እግዚኣብሔር።የቀንየልና ኩቡር ሓውና።

  • @birikitialemayo3516
    @birikitialemayo351611 ай бұрын

    💒✝️🌹🌹🌹💐💐💐🙏🙏🙏እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏👏👏ኣብ ዓለም እቲ ዝበለጸ ሂወት ማለት 🤲 ፍርሂ እግዚኣቢሄር ኣምላኽን ብፍቕርን ምስጋናን ቅንዕናን ምንባር ኢዩ 🤲 ጸግኡ የብዛሓልኩም ንኹልኹም ስድራ እግዚኣቢሄር❤🤲

  • @Tsgawu
    @Tsgawu10 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐና በረኮቶም ይሕደረና

  • @yohanamebrahtom6494
    @yohanamebrahtom649411 ай бұрын

    እንኳዕ ናብ ዓመታዊ ክብረ ባዓል ናይ ኣቡነ ፊሊጶስ ኣብጻሓና❤❤❤❤❤

  • @alemmebrahtom3234
    @alemmebrahtom323411 ай бұрын

    ዝማርየ መላእክቲ ይስምዕካ ኩብር ሓውና ጸጋ ወላድተ ኣምላክ ኣይፍለየካ መድሃንኣለም ኣብ ኩሉ እትገብሮ ዓወት የሃብካ

  • @hss2423
    @hss242311 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓና ብጸለትኩም ዓድናን ጸጋታትናን ይባርኸልና እግዛኣቢሄር ኣምላኽ❤❤

  • @Footballworld1644
    @Footballworld164411 ай бұрын

    Egziabhier amlakna bana bdukumat baritu zkeberen ztemesgenen ykun. Neza brqti hagerna eritrea 🇪🇷 ybarka! ❤

  • @user-bv4tb3mq3z
    @user-bv4tb3mq3z11 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ሰናይ የሰመዓልና

  • @awet341
    @awet34111 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመዐልና ። ደብረቢዚን ካብ ብቁልዕነተይ እናተፀወዐ ዝሰምዖ ዝዓበኹ እየ ። ብናይ ኣምላኽ ፍቃድ ድማ ሓደ ምዓልቲ ክሪኦ ይኸውን ። ኣምላክ ንህዝቢ ክርስትና ሓደ ይግበሮ ። ገ/መድህን ካብ ኣኽሱም ትግራይ !!

  • @zem1988
    @zem198811 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይሃበልና ክቡር ሓውና ፣ ቃለ ህይወት የስማዓልና ፣ በረኸት ክንካፈል ስለ ዝገበርካና እግዚአብሔር ዓስብኻ ይኽፈልካ።🙏🙏🙏 ስደት ሕሱም ፣ ዓድና ናፊቕና።😪

  • @biniasli4331
    @biniasli433111 ай бұрын

    GEDAM DEBRA BEZAN KAB 2004-2014 Amet NEGEDANO BETAMI DESS ZEBLKA NAY KUDSAN SAFER YOU AMLKE SEDETENA YEHXERO BESALAM NEMELSO YEGBERNA 💒💒💒🙏🙏🙏🙏🙏

  • @yordanosgebremichae8339
    @yordanosgebremichae833911 ай бұрын

    Amen amen amen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @fusfv877
    @fusfv87711 ай бұрын

    በረከቶም ይሕደረና ኣሜን 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @dinglmariamey387
    @dinglmariamey38711 ай бұрын

    በረከት ናይ አቡነ ፍሊጶስ ምስኩልና ይኩን: ጸግኡ የብዝሓልካ ሓውና: ተሳተፍቲ በረከት ናይዚ ክቡር በዓል ብመንፈስ ክንውዕል ስለ ዘብቅዓካና ክብረት ይሃበልና

  • @andemeskeltewldemedhin153
    @andemeskeltewldemedhin15311 ай бұрын

    ሰላም ዲያቆን ሓውና ኸመይ አለኻ፣ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ጸግኡ የብዘሓልካ ፣መፈጸምታና መፈጸምታ ቅዱሳን ይግበረልና፣፣

  • @user-pk8lu9tf2q
    @user-pk8lu9tf2q11 ай бұрын

    ብሓቂ ደጊመ ክብሪ ይሃብካ እዚ ክብረ በዓል እዩ በረከቶም ረድኤቶም ናይ ኣቦና ኣቡነ ፊሊጶስ ዘደብረ ቢዘን ምስ ኩላትና ይኩን ኣሜን ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ኣመጻጽኣ ኣቡነ ፊሊጶስን ኣቡነ ዮሃንስ ለጓሜ ደመናን እዚ ገዳም ምምስራቱን ከምኡ ድማ ምስዚ ገዳም ዝኸይድ ኣቡነ ፊሊጶስ ዝመስረትዎ ገዳማት ከም ዓደርደ እንዳ ኣንስቲ ክከውን ዝገደምዎ ኣብ ገድሎም ዘሎ ኣቡነ ፊሊጶስ ዝበዝሕ ሰብ ዝርድኦ ጽልኣት ኣንስቲ ዘለዎ ወይ ክጸድቃ ከምዘይደልዩ ዝርድእዎ ብዙሓት ሰባት ኣጋጢሞምኒ እዮም እሞ ነዚኦም መፍለጢ ክኮኖም ምስ ሊቃውንት ብምዝታይ ምስ ሊቀ ሊቃውንት የኔታ ክነፈ ርግብ ማርቆስን ሊቀ ጸሓፍያን መርጌታ ሄኖክን ካልኦትን ብምቅራብ ናይዚ ጠፊኡ ዘሎ እንዳ ኣንስቲ ገዳም ዓደርደ ዘሎ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ክተምጽኣልና ንላቦ።ምስናይ ሓደርኡ ከምኡ ድማ ኣቡነ ብጹዕ ኣምላክን ኣቦነ ቦክረ ድንግልን ታሪኮምን ኣመሰራርታ እቲ ገዳምን ክተምጽኣልና ንላቦ ለንቅነ ክብረ በዓል ጥራሕ ተምጽኣልና ኣለካ ጽቡቅ ሰናይ እዩ ምስታ ክብረ በዓል ኣሰንይ ኣቢልካ ኣብቲ ቅንያት ድማ ታሪኮም ምስረታ ናይቲ ገዳም ኣብቲ ገዳም ጥንታውያን ቅርስታት መጽሓፍቲ ብራናታት ክተምጽኣልና ንላበወካ ቀጽልዎ ኣይትሕመቅ ኣምላክ ኣቡነ ፊሊጶስ ይደግፍካ

  • @fusfv877
    @fusfv87711 ай бұрын

    ኣሰይ ደሰ ዘብል ወረብ ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ልልልልልልልልልልልልል ኩቡራት ኣቦታተይ ኣሜን ቃለ ሂወት የሰምዓልና ኩቡር ሓወይ እግዚኣብሔር ዘበን ኣገልግሎትካ ይባርኸልካ ኣሜን ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣማን ብኣማን ልልልልልልልልልልልልል ኣሜን 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @Hailye-fd8th
    @Hailye-fd8th8 ай бұрын

    ደብረ ቢዘን ገዳም ታላቅ ቦታ ነው:: መድሐኒአለም ፈቅዶ ለመሳለም ብሔድ ዕጅግ ደስ ይለኛል!! ከ ሃገረ ኤርትራ ወንድምና እሕቶቼ የተዋሕዶ ልጆች ቀና ትብብር ካለ ከ አቡነ ፍሊጶስ ገዳም በረከት ለማግኜት ዕመጣለዅ::

  • @tzkerniyegziyo

    @tzkerniyegziyo

    8 ай бұрын

    በህይወቴ መርገጥ መሳለም ምፈልገው ቦታ ደብረ ቢዘን ❤አደራህን እግዚአብሔር ፈቅዶል ቦታውን ከረገጥክ ወለተማርያም ነኝ በፀሎት አስበኝ

  • @merhawisibhat5914
    @merhawisibhat591411 ай бұрын

    Tselotomn Redieiatomn nay Abune Fliphos the Gedame Debre Bizen ayfeleyena Amen 3 ❤❤❤❤

  • @tiblezwoldu6748
    @tiblezwoldu674811 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏❤️

  • @merhawiberaki9610
    @merhawiberaki961011 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወኣት የስማዓልና በረከኣት ናይ ግዳማት ኣይፍለየና❤❤❤

  • @proudafrican4631
    @proudafrican463111 ай бұрын

    This time last year I was there. On our the blessed motheland. The holy place of Debre Bizen. Today I'm living in a society of sinners including myself and the test is getting harder and harder every I suppose the end is near. We need holiness in our lives. We live in UK, USA, Europe ....pay the price for the sinful life. The wisdom and holiness of our fortherfathers is what we need.🙏🏽🇪🇷🇪🇷

  • @proudafrican4631

    @proudafrican4631

    11 ай бұрын

    May God bless you all always🙏🏽May God award you strength🙏🏽 May God give you all the bless for sharing in this channel🙏🏽🇪🇷

  • @mametberhane2166
    @mametberhane216611 ай бұрын

    Good job thanks for what you are doing we really appreciate you God bless you 🙏 ምስ ገዳማት ሃገርና ተላልዩና ስለ ዘለኩም ኣምላኽ ይባርክኩም ጸጉ ኡ ድማ የብዛሓልኩም 🙏

  • @eseywedieriyyy834
    @eseywedieriyyy83411 ай бұрын

    Amen Amen Amen.🙏🙏🙏

  • @kiflesolomon6333
    @kiflesolomon633311 ай бұрын

    Bereketom ykfelena Ziabekulu gedam zerakumni EGZIABHIER AMLAK YBARKkum!!!

  • @eritreawnet4106
    @eritreawnet410611 ай бұрын

    Berket nay Abune flipos ayfeleyena kbur haw kea edmen tnan yhabka 🙏🙏🙏

  • @feruzgebrezgi7234
    @feruzgebrezgi723411 ай бұрын

    Amen Amen 🙏 xelotkum bereketkum ayfeleyena 🙏🙏🙏

  • @aberateklehaimanot9804
    @aberateklehaimanot980411 ай бұрын

    God bless You and hear your prayers and bring the solutions you are yearning for.

  • @letekidanesefnosletekidane8866
    @letekidanesefnosletekidane886611 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-ts8ri7pc6u
    @user-ts8ri7pc6u11 ай бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ዕርቂ ሰላም የውርደና ህዝቢ ትግራይን ህዚቢኤርትራን ብሓደ ታሓዋውስና ዓመተ ባዓል ክነብዕሎ ይግበረና ንስካቱም ኣክስሙ ጽዮን ክትመፁ ንሕና ናበካቱም ክንመፅእ ኣምላክ ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን ብሓቂ ጽልኢ ሕሱም😢

  • @user-bv4tb3mq3z

    @user-bv4tb3mq3z

    11 ай бұрын

    ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ መሉእ ሰላም ይግበረለና አሜን😊

  • @heruy8274

    @heruy8274

    11 ай бұрын

    ​​@@user-bv4tb3mq3zGod is not going to give us peace when he gave us a mind that can enable us to create and keep the peace among ourselves.

  • @FilmonKehase
    @FilmonKehase19 сағат бұрын

    ገዳም ደብር ፊሊጶስ ጾሎትካ ትምህርቲ

  • @berhemashu1174
    @berhemashu117411 ай бұрын

    ካብ ጸሎትኩም አካፍሉና ❤❤❤❤❤❤

  • @bereketgebrehiwet7580
    @bereketgebrehiwet75807 ай бұрын

    ኣቡነ ፍሊጶስ (ፋድል ) ኣቦይ ብጾለትካ ሓልወና ❤❤❤

  • @eritreaniberi4336
    @eritreaniberi433610 ай бұрын

    Amen Amen Amen Zmare melaekti yesmealna burukat Abotattna Abti tselotkum zekuruna Adna kmelsena fetari kulu alem 💒🤲🏻

  • @fetaritium5552
    @fetaritium555211 ай бұрын

    Amen amen amen qale hiwet yesmealna tselot kudusan abotatna ayfeleyena amen

  • @user-do8fk9oj3n
    @user-do8fk9oj3n11 ай бұрын

    በረከት ናይ ((((((❤❤❤ኣቡነ ፊልጶስ❤❤❤)))))) ምስ ኩላትና ይኩን ነኣኩም ከኣን ጸግኡ የብዝሃልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @senaitgebremedhin7460
    @senaitgebremedhin746011 ай бұрын

    ❤እግዚአብሔር ይመስገን ❤ እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል አሜን (3) ዝማሬ መላእክት የስመዓልና.ናይ ቅዱስ አቦና አቡነ ፊሊጶስ በረከቶም ይሕደረና 🌿🥀💐🙏💐🌿🥀💐🙏🥀💐🌿🌾🙏

  • @shushanzeru3743
    @shushanzeru374311 ай бұрын

    ጰሎቱን አማላድነቱን ናይ አቡነ ፌሊጶስ ምስኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ንሐዉና ቃለ ሂወት የስማልና ነዚ ቁዱስ ስፍራ ንኽንርኢ ዘመሐላለፈልና 💐🌷🌻🌼🌻🌷💐🌼💐🌻🌷💐🌼🌻🌷💐🌼🌻🌷💐🌼🌻🌷💐🌼🌻🌷💐

  • @selamyohannes1993
    @selamyohannes199311 ай бұрын

    Amen Amen Amen 🙏🙏🙏

  • @ytgr3379
    @ytgr337911 ай бұрын

    ኣምላኽ ይባርኽካ ብሩኸይ በረኸቶም ኣይፈለየና

  • @hss2423
    @hss242311 ай бұрын

    አሰይ እዋይ ግርማ ሊቃዊትናን ኣቦታትናን ጸጋኹም የብዝሓዮ

  • @meronalazar1770
    @meronalazar177011 ай бұрын

    ተመስገን አምላከይ ...ነዚ ዘራኣና

  • @tsigegebreamlakhaileslase2736
    @tsigegebreamlakhaileslase273611 ай бұрын

    Asyyyyyy amen ❤amen ❤amen ❤🌳🌳🌳🍀🍀🍀🍀

  • @filimonghebrekrstos2248
    @filimonghebrekrstos224811 ай бұрын

    በረከት ኣቡነ ፍሊጶስ ይሕደረና

  • @TeklitKeshi
    @TeklitKeshi3 ай бұрын

    ደብረ ቢዘነይ ❤❤❤❤❤❤

  • @redaemengistu3435
    @redaemengistu343511 ай бұрын

    Amen🎉❤🎉❤🎉❤

  • @great2894
    @great289411 ай бұрын

    በረኸትን ረድኤትን ናይ ኣንዳዴ ባሕር ከመ ሳዕር፡ ኣቡነ ፊልጶስ ምስ ኩልና ይኹን፡ ክብረት ይሃብካ ክቡር ሓው

  • @user-eu2cv5tz3d
    @user-eu2cv5tz3d11 ай бұрын

    Egzabihier amlak anqa abxahana Kubur hawna qal hiwet yesmana

  • @asmeretberaki300
    @asmeretberaki30011 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑❤️🌺🌺🌺🌺Aseyy ellll elll ellll hagerey hager denagl Abune filopos hagere Ewstatwos ❤🎉🎉🎉

  • @biemnethidru5182
    @biemnethidru518211 ай бұрын

    ደብረ ቢዘን ዓባይ ገዳም ገፅ ነገስታት ሪአ ዘይተዳሉ ሐቀኛን ቅድስትን ገዳም በረከታ ኣይፈለየና

  • @user-eu2cv5tz3d
    @user-eu2cv5tz3d11 ай бұрын

    Kab xeletkum akafluna ❤❤❤

  • @solomonberhane77
    @solomonberhane7711 ай бұрын

    barakatkum ayfalyana

  • @mebrahtuyakob6267
    @mebrahtuyakob626711 ай бұрын

    ቅዱስ ስፍራ ኤርትራ ፈጣሪ ዝፈልጦ ዓለም ዘይፈልጦ ንምልላይ ዝተገበረ ጻዕሪ ጊዚኡ ስለዝተፈቀደ እግዚአብሔር ይመስገን

  • @amanuelhadas6382
    @amanuelhadas638211 ай бұрын

    Gedam debre bizen ametawi bal ankan abxehana kemaku gedamu yerayenaaaa Amen Amen Amen

  • @user-st6li6lw8o
    @user-st6li6lw8o9 ай бұрын

    ኣሜንኣሜንኣሜን❤

  • @rigbeefrem2064
    @rigbeefrem206411 ай бұрын

    Egzabiher hagarna eritrea yibarikelna.assssy dess kibil❤❤❤❤

  • @tsegaisacc1294
    @tsegaisacc129411 ай бұрын

    ኣሜን 🙏🏻❤️🙏🏻 እንቃዕ ብሰላም ኣብዚ ክቡር ባዓል ኣብጻሓና

  • @mihretandom4442
    @mihretandom444211 ай бұрын

    Amen amen amen zmare melakta yesmealna

  • @margarettesfamichael5930
    @margarettesfamichael593011 ай бұрын

    happy Debresina bizen 2023 Eriy youth kebrn Mogosn NSMATEN makes counting to celebrate our ancestry 🌳 for years to come!!🎉🎉

  • @fusfv877
    @fusfv87711 ай бұрын

    ኣሜን ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እግዚኣብሔር ዝተመስገነን ዝኸበረን ይኹን ኣሜን 🤲🤲🤲👏👏👏👏👏👏👏❤❤🌺🌹💐🥀🌹💒💒💒💙❤💙🌹

  • @tekludrar6188
    @tekludrar618811 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @rosehaile2466
    @rosehaile246611 ай бұрын

    Thank you God for giving us those blessings through them and to praise you through them

Келесі