ሓጺር ታሪኽ ኣቡነ ሊባኖስ eritrean orthodox tewahdo church

ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተክርስቲያን መድኅኔ ዓለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ብምኽንያት ዓመታዊ ክብረ በዓል ናይ ኣቡነ ሊባኖስ ዝተዳለወ ሓጺር ገድሊ ተኸታተሉ ሰሚእና ናይቲ በረኸት ተኻፈልቲ ክንከውን እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይሓግዘና

Пікірлер: 379

  • @amanieltesfamariam2953
    @amanieltesfamariam29534 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስመዓልና ናይ ቅዱስ ወብጹእ ኣቡነ ሊባኖስ ጻድቕ ገባሬ ተኣምር በረከትን ጸጋን ጸሎትን ረዲኤትን ቃል ኪዳንንን ኣይፈለየና ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያንን ምስ ቅድስት ሃገርናን ምስ ኩሉ ዓለምን ይኹን ።ኣሜን።

  • @gebtsawtigebysawtt1192

    @gebtsawtigebysawtt1192

    3 жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @gorgmary6448

    @gorgmary6448

    2 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @mebgeb4740
    @mebgeb47404 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም በረከት ሬድኤት ኣማላድነት ናይ ኣቡነ ሊባኖስ ምስ ኩልና ህዝብ ክርስቲያን ይኩን።

  • @bowentommy2587

    @bowentommy2587

    2 жыл бұрын

    i guess im asking randomly but does any of you know a tool to log back into an instagram account? I was stupid lost the account password. I would appreciate any tips you can offer me.

  • @user-ki2kq6qb3n
    @user-ki2kq6qb3n4 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና በረከትን ፀሎትን ናይ ኣቦና ኣብነ ሊባኖስ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን አሜን //፫//

  • @user-gb6zc1to6p
    @user-gb6zc1to6p4 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና በረክትና ረዲኤት አቡነ ሊባኖስ ምስኩላትና ይኩን!!

  • @crazyme.4953

    @crazyme.4953

    4 жыл бұрын

    Yea. Amen (3) haftey natey 💓

  • @zebibhagos1922

    @zebibhagos1922

    3 жыл бұрын

    Amen(3)🙏🙏🙏🙏🙏

  • @kuidusMekial12

    @kuidusMekial12

    2 жыл бұрын

    Amen3

  • @user-vb3ud3tl2e
    @user-vb3ud3tl2e2 жыл бұрын

    ፀሎቶልን በረከቶምን ምስ ህዝብ ክርስቲያን ይኹን አሜን 👏

  • @massawaMedia21
    @massawaMedia214 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት የስማዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም በረኸት ረዲኤት ናይ ቅዱስ ኣቡነ ሊባኖስ ምስኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን

  • @elk5824
    @elk58244 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ነምርስግነኩም ኩቡራት የሕዋት፡ከምዚ ጌርኩም ታርኽ ቅዱሳት ኣቦታትና ክተፍልጡና ትጽዕሩ ዘለኹም ። እግዛቢሄር ጸግኡ የብዛሓልኩም ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርኽ፡ ቃል ሂወት ይስማዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @zebibhagos1922

    @zebibhagos1922

    3 жыл бұрын

    Ewe bahki kab amlak yrkebwo dea ⛪⛪⛪🙏🙏🙏🙏

  • @negasiyohanns9954
    @negasiyohanns99544 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስምዓልና በረከቶም ኣይፈለየና

  • @MaryMary-wq9iy

    @MaryMary-wq9iy

    4 жыл бұрын

    Amen Amen

  • @meraguesh37

    @meraguesh37

    4 жыл бұрын

    Amen Amen Amen

  • @eritreanaasmara373
    @eritreanaasmara3734 жыл бұрын

    እግዝአቢሄር ይመስገን ቃል ሂወት የስምአልና በረከት ናይዞም ብሩክ አቦና አቡነ ሊባኖስ ምስኩልና ይኩን

  • @sarahmahbit5217

    @sarahmahbit5217

    4 жыл бұрын

    ኣሜን.ኣሜን.ኣሜን

  • @Teakusurahwa
    @Teakusurahwa4 жыл бұрын

    AMEN AMEN AMEN kal hiwet ysmalna bereketomn amaladnotom ayfeleyena

  • @merhawimebrahtom8270

    @merhawimebrahtom8270

    2 жыл бұрын

    Amen Amen Amen kal hiwet ysmalna bereketomn amaladotom ayfeleyena

  • @letebrhantewelde8642
    @letebrhantewelde8642 Жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣምላክ ንኣሕዋትና ጸጉኡ የብዛሓልኩም በረከት ናይ ኣቡነ ሊባኖስ የካፍለና ንበተክርስትያንና እግዚኣብሔር በረከቱ የብዝሓላ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-lt8cz4mc7d
    @user-lt8cz4mc7d3 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ናይ ኣቡነ ሊባኖስ ፀሎቶምን ፀጋ በረኸቶምን ኣይፈለየና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💒💒💒🙏🙏🙏

  • @smileamenamenamenkalehiwet7592
    @smileamenamenamenkalehiwet75924 жыл бұрын

    Bereket nay abona libanos ayfeleyena amen amen amen kale hiwet yesmalna

  • @user-kn1ch3ep1u
    @user-kn1ch3ep1u2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፆሎተምን በረከተምን ናይ ኣብነ ሊባኖስ ምስኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣቤቱ ጎይታየ ልምድረ ኣጋእዚ ሰላምካ ኣዉርደሉ

  • @MK-rg1og
    @MK-rg1og4 жыл бұрын

    አሜን(፫) በረኸት ረዲኤት ናይ ኣቦና ጻድቕ ምስኩልና ሕዝበ ኦርቶዶክስ ይኹን።

  • @Abc-bi3yj
    @Abc-bi3yj Жыл бұрын

    ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኹም ክቡራት ኣሕዋተይ ጸለቶምን ጸጋ በረከቶምን ናይ ኣባና ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን🌻

  • @user-bx7hq1wh5l
    @user-bx7hq1wh5l4 жыл бұрын

    ቃለ ህወት የስመዐልና እዚ ቅዱስ ቃል ክሰምዕ ዘብቃዕካኒ ኣምላከይ ተመስገን እመቤቴ ማርያም ሓግዚኒ ብእምነተይ ኣፅንዕኒ ኣሜንንንን

  • @user-jf9ex3si2c
    @user-jf9ex3si2c Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና በረከት ኣቡነ ሊባኖስ ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ይኩን አሜን(3)

  • @rehalrehal1432
    @rehalrehal14322 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐና ናይ ቁዱስ ኣቡነ ሊባኖስ ጸሎቶምን ጸጋ በረከቶም ኣይፈለየና

  • @anama5649
    @anama56492 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የሰምዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ በረከት ሬድኤት ኣማላድነት ኣቡነ ሊባኖሰ ምሰ ኩልና ህዝቢ ይኩን ኣሜን

  • @user-gr3fu7xk7q
    @user-gr3fu7xk7q4 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሕይወት የስመኣልና።

  • @danielkubrom5120

    @danielkubrom5120

    3 жыл бұрын

    Amen Amen Amen qalie hiwet yesimaei lina

  • @rahelembaye5197
    @rahelembaye51974 жыл бұрын

    Amen amen amen 🙏🙏🙏qal hiwet zeasemunn xega kum yebzah

  • @alemketema165

    @alemketema165

    4 жыл бұрын

    Ì

  • @user-sy8hs2zj9y
    @user-sy8hs2zj9y2 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዝሕ ናይ አቡነ ሊባኖስ በረከት ረድኤት ይሕደረና

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay99492 жыл бұрын

    ኣሜን፡ ኣሜን፡ ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና በረኸት ናይ ኣቦና ኣቡነ ሊባኖስ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን።

  • @Mum81Alemeyy
    @Mum81Alemeyy2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም በረኸት ሬዲኤት ኣማላድነት ናይ ኣቡነ ሊባኖስ ምስ ከሉ ህዝበ ክርስቲያን ይኹን

  • @missgan6731
    @missgan67312 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን አነ አብ ትግራይ እዩ ዓደይ እዚ ትብሎ ዘለካ ናይ ባሓቂ እካ ባሓቂ ቃለ ሂወት የስማዓልና ፅጉኡ በርኮቱን የብዛሓልና አብ ትሒቲ ገዛና ካብ ከውሒ ዝፈልፈለ ማይ ጮሎት ንሕማም ጓቋ እንጥቀመሉ አሎ ወልድና ናይ ቅድስ አቦነ አብነ ልቦኖስ ዝዓረፍሉ ቦታ እዩ ይብሉና እዮም አብኡ ካአ ቤተ ኽርስትያን ተሰርሕሎም አሎ

  • @abrahakonjo9830
    @abrahakonjo98303 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የሰመዐልና ፀጋበረከቶም ይሃሊ ምሰለኩለና ህዝበክርሰትያንኣሜንንንንን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @user-nh7hr4xk7u
    @user-nh7hr4xk7u5 ай бұрын

    አሜን ቃል ህይወት የስምዐልና በረከቶም ፆሎትም ምስ ኩለና ህዝበ ክርስትያን ይኩን❤❤❤

  • @user-qo5bs4fy8q
    @user-qo5bs4fy8q11 ай бұрын

    ፀለቶምን በረከቶምን ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ይኩን ኣሜን

  • @temesgenamlake836
    @temesgenamlake8363 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐና በረከቶምን ረዲአቶምን አይፈለየና ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን

  • @eyorsalemkidane2028
    @eyorsalemkidane2028 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና በረከቶም ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን

  • @godisgoodallthetime.326
    @godisgoodallthetime.3264 жыл бұрын

    Bokere Kidusan Abne libanose Aboy abzi kufue zeben kalkidanka hayal eyu emo nezi zelenayo zeben amladinetka Ayfeleyenaaa Amen Amen Amen

  • @user-bg3lw3rq2k
    @user-bg3lw3rq2k3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና በረከቶም ኣማላድነቶም ናይ ኩሎም ቅዱሳን ምስ ህዝቢ ክርስትያን ይኩን ቅዱስ ኣቦና ኣብነ ሌባኖስ ሆ ምእንታና ካብ ኣምላክና ምሕረት ለምንልና ስብሃት ለእግዚኣብሄር ልዑል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን!

  • @user-ox1lk3om3y
    @user-ox1lk3om3y5 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን በረከት ጽሎት ናይ አቡነ ልባኖስ አይ ፈለየና❤❤❤❤❤❤❤

  • @sababereket175
    @sababereket1754 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ካልሂወት የስመኣልና በረከቶም ረዲኤቶምን ናይ ኣቡነ ሊባኖስ ኣይፈለየና

  • @samera7043
    @samera7043 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ኣምላክ ፀጋኡ የብዘሐልካ ኣሜን በረከተምን ፆሎተምን ኣይፈለየና ምስ ኩላትና ኣመንቲ ክርስትና ይኩን ኣሜን 👏👏👏❤️❤️❤️🥀

  • @yakovtekle1579
    @yakovtekle15794 жыл бұрын

    ቃለ ሕይወት የስምዓልና ደቂ እመ ብርኃን ቅዱስ እግዚአብሔር ፀጋ በዲበ ፀጋ ይዓድልኩም በረኸት ናይ ቅዱስ ኣቡነ ሊባኖስ የካፍለና!!!

  • @danaiteyob7456
    @danaiteyob74564 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልኩም

  • @user-ct4zf6qm1m
    @user-ct4zf6qm1m4 жыл бұрын

    በረከቱ ይደርብር አባ ቃለ ሕይወት ያሠማልን

  • @user-qd6cl5yx9r
    @user-qd6cl5yx9r2 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰማዐልና በርከትምን ኣማላድነቶምን ምሰ ኩልና ህዝቢ ክርሰትያን ይኹን

  • @yonsyons9159
    @yonsyons91593 жыл бұрын

    ኣሚን (3) ቃለ ሂወት የስምዓልን በረከቶምን ጾሎቶም ናይ ኣቦና ቅዱስ ሊባኖስ ኣኡፈለየና

  • @user-gt3ed7kc6m
    @user-gt3ed7kc6m4 жыл бұрын

    ኣሜኔ(3) ቃል ሂወት የስምዓልና❤❤❤❤❤

  • @hyatemdhmed2926

    @hyatemdhmed2926

    4 жыл бұрын

    ,አሜን አሜን አሜን

  • @kuidusMekial12

    @kuidusMekial12

    2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብርክቶም ጸጎም ኣይፍልይና ናይ ኣቦና ልባኖስ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-zv8eo4ws6n
    @user-zv8eo4ws6n3 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስመዐና ናይ ኣቦና ሊባኖስ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @TemesgenFetari
    @TemesgenFetari10 ай бұрын

    ኣሜን፡ኣሜን ኣሜን በረከት ረድኤት ናይ ኣቡነ ሊባኖስ ቅይፈለየና

  • @user-ur5ub1ee3h
    @user-ur5ub1ee3h4 жыл бұрын

    Amen Amen Amen qal Hiwet Yesmalna xega Aba Resi xegu Yebzhalkum 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤💒💒💒💒🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @abdalhali9052
    @abdalhali90524 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር

  • @semeresheshay4177
    @semeresheshay41774 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሄወት ይስማዓልና ጾሎቶም በረከቶም ናይ ኣቡነ ሊባኖስ ምስ ኩላትና ዩኩን

  • @gdvd3477
    @gdvd34773 жыл бұрын

    አሜንአሜን አሜን ቃለ ሂወት ይስመዐልና ፀሎቶምበረከቶም ምስኩላትና አመኒቲ ክረስትና ይሕድር

  • @michaelteklay2105
    @michaelteklay21054 жыл бұрын

    ኣሜን ማሕበር ቃለ ሂወት የስመዓልና፡ በረኸቶምን ጸሎቶምን ናይ ብጹእ ወቅዱስ ኣቦና ሊባኖስ ይኽፈለና።

  • @berhaneteklehaymanot5721
    @berhaneteklehaymanot57214 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ቅዱስ እግዝኣቢሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ናይ ኣግልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ይቀድሰልኩም በረኸቱን ረዲኤቱን ናይ ቅዱስ ኣቡነ ሊባኖስ ኣይፈለየና

  • @teametewelde5671
    @teametewelde56713 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዓልና በረኸት ረዲአት ናይ ኣቡነ ሊባኖስ ምስኩላትና ይኹን

  • @michaelsuper6087
    @michaelsuper60874 жыл бұрын

    Amen amen amen kale hiweti yesmana tseltomn berktomn nay abona lebanos mes kulue kerstan yekun

  • @filialem2917
    @filialem29174 жыл бұрын

    +++AMEN, bereket nay abona abune libanos Ms kulatna ykun +++

  • @DdDd-zh5iz
    @DdDd-zh5iz3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና በረከቶም ይሕደረና

  • @semerabbahbolom531
    @semerabbahbolom5314 жыл бұрын

    Amen Amen Amen

  • @hagoshagos4663
    @hagoshagos46633 жыл бұрын

    በረከትን ረድኤቶም ምስ ኩላህና ህዘበ ክርስትያን ይኩን ኣሰር ኣሰሮም ክስዕብ እግዛቤሄር የደክግፈና

  • @hagoswedi9538
    @hagoswedi95384 жыл бұрын

    Kale hiwet yasmealna bereket rediat abno libanos ayfeleyena amenn amenn amennn

  • @nantetkesete781
    @nantetkesete7814 жыл бұрын

    Berkotemn redietomn nay abona qdus ablibanos ms kulna hizbe kristiyan ykun amen amen amen 👏👏

  • @asmeromabraham1077
    @asmeromabraham10774 жыл бұрын

    Amen Amen Amen Quale Hiwet Yesmealna Egziabhier Nay Agelglot Zemenkum Ybarkekum Bereketn Redietn Nay Abune Libanos Xadiq Ms Kulatna Hzbe Cristian Ykun

  • @user-zz4ku8nu9u
    @user-zz4ku8nu9uАй бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ናይ ኣቦና በረከት ረድአትን ኣይፈለየና

  • @nareshamenamenamei154
    @nareshamenamenamei1544 жыл бұрын

    Amen Amen Amen kale senay bhaki Tesgae yabzehelum breket nay abona kidus libanos tsletom ms kulatena Hizbe kirsteyan Lzelalemu Tsnei ynber Amen ⛪⛪⛪🇪🇹🕊❤🇪🇷🕊❤🇪🇷🇪🇹🇪🇹🕊fikuratey Enkae abtshekum👏

  • @eyobgebreluel3115
    @eyobgebreluel31154 жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @zemerongebrengus5943
    @zemerongebrengus59434 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣማላድነት ናይ ኣቦና ቁዱስ ሊባኖስን ናይ ኩሎም ቁዱሳን ኣቦታትና ምስ ኩሉና ህዝበ ክርስትያን ይኹን.

  • @nha5412
    @nha54122 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስምዓልና በረከቶምን ፀሎቶም ኣይፈለየና

  • @hallomaialba8229
    @hallomaialba82294 жыл бұрын

    Amen Amen Amen qala hiwat yesmealna neay agelglot edmakum yebrklkum ezghbar amelak Amen Amen Amen berket Nay abeun lebanouse ayeflyna Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤⛪❤⛪❤⛪⛪❤⛪❤⛪❤⛪❤⛪❤⛪❤⛪❤⛪

  • @filmonmedhanie549
    @filmonmedhanie5492 жыл бұрын

    Amen Amen Amen berekete nay abona Libanos ayfeleyena

  • @nakfa1964
    @nakfa19644 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር ጽጉኡ የብዝሓልኩም በረክት ሬድኤትን አማላድነትን ናይ ኣቡነ ሊባኖስ ምስ ኩልና ህዝብ ክርስቲያን ይኩን 😍🥰🙏🙏🙏🙏

  • @abitijosi5255
    @abitijosi52553 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ደቂ እመብርሃን

  • @XxtraaXxtraa-zw8lf
    @XxtraaXxtraa-zw8lf4 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለሂወት ያስመዓልና

  • @ablelbrhane6523
    @ablelbrhane65233 жыл бұрын

    Amen kale hiwet yesmalna hawna xegan bereketom yekaflena nay aba libanos 👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @gebeyesusselemon199
    @gebeyesusselemon1994 жыл бұрын

    Amen Amen Amen ❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲

  • @user-rd7bs9wj1j
    @user-rd7bs9wj1j4 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለህወት የስመዐልና የቅዱሳ በረከታቸው ይደርብን🙏🙏

  • @crazyme.4953
    @crazyme.49534 жыл бұрын

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalena hawuna Egziabher amlak xegu yebzhaleka des zebl

  • @starksa5382
    @starksa53824 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና

  • @almazmesfin2094
    @almazmesfin20944 жыл бұрын

    Amen amen amen qale hiwet yesmaalna

  • @user-et6kx5ph1f
    @user-et6kx5ph1f Жыл бұрын

    ብሓቅ ቃል ህይውት ያስመዓና 🙏❤👏👏

  • @wnyenegesti4791
    @wnyenegesti4791 Жыл бұрын

    ፀሎቶምን በረከቶምን አይፈለየና🙏

  • @user-fi6lo2nn5y
    @user-fi6lo2nn5y3 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና🌿🌿🌿🕊🕊🕊

  • @user-ew6lz9qv2r
    @user-ew6lz9qv2r3 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ናይ ኣባና ኣባ ሊባኖስ ረድኤቶምን በረከቶምን ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን አሜን ፫👏👏👏⛪📖🕯🕯

  • @abanonberhane4770
    @abanonberhane47704 жыл бұрын

    Qale hiwet yesmalna bereketn rediytn nay abona libanos ayfeleyena amen amen amen

  • @efremangosom1622
    @efremangosom16223 жыл бұрын

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmelna xeletomn bereketomn nay abune libanos ms kulna hzbi kristyan ykun .

  • @natululi126
    @natululi1264 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜንንንንንን ቃል ሂወት የስማዓና ጸሎትኩም ኣይፈለየና ኣቦታትና።

  • @kudustesfay2652
    @kudustesfay26524 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ጸግኡ የብዝሓልካ ኣቤቱ የጽንዕካ እመኣምላክ ኣይትፈለካ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ኣምላክ ይባርከልካ ናይ ኣቦና በረከት ረድኤት ምሳካን ምሳናን ይኩን ኣዚዩ ደስ ዘብል እዩ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይሓግዘና ኣብዚ ቅዱስ ቦታ ንክበጽሕ እመኣምላክ እመቤታችን ኣይትፈለየና ናየቦና ጸሎት ምስኩልና ይኩን ኣሜን።

  • @shewitweldehaimanot7559
    @shewitweldehaimanot75594 жыл бұрын

    Amen Amen Amen bereketomn redetomn nay Abona Abne Libanos ms kuluna Hzbe christan ykun

  • @afikidane138
    @afikidane1382 жыл бұрын

    kal hiwet yesmaalna mheretomn bereketomn ayfeleyena abune libanos xadk amen amen amen

  • @virginmaryisourlanguage4546
    @virginmaryisourlanguage45464 жыл бұрын

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmealina memhr🙏 bereketom ayfeleyena

  • @senaytbeyene9060
    @senaytbeyene90604 жыл бұрын

    Amen Amen Amen berktomun xlotomn mes kuluna ykun

  • @user-cb5tj9yo7i
    @user-cb5tj9yo7i3 жыл бұрын

    Amen amen amen kale hiywet yesmalina berket kidusan ab lilena yihder

  • @filmonmehari9775
    @filmonmehari97754 жыл бұрын

    አሜንንን አሜንንን አሜንንን ቃለ ሂወት የስምዓልና ብሩክ ሓውና

  • @yurdanosdesta3071
    @yurdanosdesta3071 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን አሜን🍀🍀🍀 ቃል ሂወት የስመዕና🍀🍀🍀🍀🍀🌺🌺🌺🌹🌹🌹🌹🌹🌷🌷🌷

  • @zetewahdotube1905
    @zetewahdotube1905 Жыл бұрын

    ቃለሂወት የሰመዐልና በረከቶም ይሕደረና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @filipostekleab4946
    @filipostekleab49464 жыл бұрын

    Amen amen amen bereket nay abune libanos mskulna hzbe krstiyan ykun

  • @AdamAhmed-sv6tj
    @AdamAhmed-sv6tj3 жыл бұрын

    Amen amen amen qaly hiwet yesmana berkt rdet nay kodws abn libanos ay yeflyna 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒

  • @danialves3825
    @danialves38254 жыл бұрын

    amen amen amen kale hiwet ysmalna bereketom ayfeleyena

  • @sxkh2592
    @sxkh259210 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ያሰማዐልና ❤❤❤

  • @tsegahaylu606
    @tsegahaylu6063 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂውት ይስምዓልና 🙏🙏

  • @user-zl6iu3fd8x
    @user-zl6iu3fd8x2 жыл бұрын

    በረኸቶም ይሕደረና አሜን ፫እግዚአብሔር ይባርኹኩም አሕዋተይ

  • @user-pl3dy1sy7b
    @user-pl3dy1sy7b3 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰምዓልና❤❤❤

  • @user-ul9lp9xt4g
    @user-ul9lp9xt4g4 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩሙ የተዋህዶ ልጅች

  • @user-ed7js4ev5f
    @user-ed7js4ev5f4 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን አሜን ቃል ህይወት ይስመዐልና

Келесі